Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
ጥምቀት ወደይ ምርቓ ልፎትዮ ሓወይ ብሓንቲ መዓልቲ ዕዱመይ ሓዲገ ላብ ሓወይ ኣነማ😂 ይግበርዶ #selamtsegay
12:48
ገዛና ትብል ሓፃር ድራማ ንድሕሪት ተመሊስና ሕሉፍና ነስተማቕር
8:56
Вредное рыжее пузо🤣 #cats #животные
00:21
БОНУС UFC 308 ОТ «HUSTLE SHOW 💰#hustleshow #адамзуба #шарабуллет
00:27
Nightmare | Update 0.31.0 Trailer | Standoff 2
01:14
ЖУТКАЯ ПОСЫЛКА ДЛЯ МЕДВЕДЯ ВАЛЕРЫ
09:35
መዘንግዕ ካሜራ ከብድና ክሳብ ልቆስል ሲሕቅና ተዘናጊዕና በሉ እስቲ ስሓቁታ😜ንእሽተይ ካብ ጭንቂ ዉፅእ በሉ🥰
Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 74 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Опубликовано:
28 окт 2024
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
208
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
2 года назад
መዝሙር መዝሙር መዝሙር ይሓሸና ምስጋና ንእግዚአብሔር ኣሕዋተይ
@tigray1221
2 года назад
መዝሙር ዘምራ ኣሕዋተይ ማዓረይ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💛💛💛💛💛💛💛💛💛💙💙💙💙💙🕊🕊🕊
@دستااحمد
2 года назад
መዝሙር ይሓይሽ ፍቁራተይ ምስጋና ንእግዚአብሔር ደርፊ ከዓ ብአንፃሩ ንሰይጣን እና እግዚአብሔር ነመስግንሉ ግዜ የምፀኦልና
@ዳዊትተዋህዶፍቅርቱዩብ
2 года назад
🤭😂😂😂🤣🤣🤣ዘይትናደድ ግን ደስባሃሊት ላይክ ኣይትረሱዑ ኣይክፎሎንን መቸም በርትዓ 👍
@ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
2 года назад
ምስኪን ሓፍተይ እንታይ ገበረትክን ደቀይ ብዝኮነ ሰላምክን ይብዛሕ 🇻🇳 ካብ ልብና ንስሕቀሉ ግዜ የምጸአልና አሜን 🙏
@ቅሱዕባይትግራይ
2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🙏ደቂ ዓደይ ኣጆኽን ቀፅላሉ ሙቁራተይ❤💐
@eritreanhennahabeshahenna3729
2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ኣሕዋት ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ,,
@NoooRaaa-p2w
7 месяцев назад
ኣሚን ዝሓፍተይ ❤❤❤❤
@nzmfamily
2 года назад
ሰሉየ ናትና ኬፍ ኣለክን ኣጆኽን❤✅
@selamtsegaysmile9152
2 года назад
ክብረት ይሃበለይ ናቱ ሓወይ
@berayberay8790
2 года назад
አታ ሎማዓንቲ መትኩ ብሳሓቅ ገዛ ክፉንቅል ደልየስ ዓሞይ አባሪራሃና እንታይ እየ ዝገብሮ ከብደይ ቆሲለ እስኪ ብስላም ያአካክበና አሕዋተይ 😂😂😂😂😂😂😂
@reem18hayat95
2 года назад
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሕዋተይ መዝሙር ዘምራ ኣምላክ ዘይፈትዎ ስራሕ ኣይንስራሕ ዓለም ሓላፉ እዩ ዘንሓተይ ምማትና ዘይቀረየና ንኣምላክ ምግልጋል ይሐሸ ካብ ንሰይጣን ይቅርታ ግን ዘንሓተይ
@robichannel7718
2 года назад
Asey xubukat ftret kexlio yhwatey natey ❤️♥️🙏🇪🇷🇻🇳👈
@banamelesmeles1234
2 года назад
Askut eske amselu
@aklilutesfamariam1565
2 года назад
misgana agames xerfy eyu reshat alet entay eyu ziroziro wahd
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
2 года назад
ኣሰይይይ ሸዃኩር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እዛ ባዓል ጸላም ክዳን ሕፍር ዝበለት ኮይና ተሰሚዓትኒ ኣላ ሓደ ወዲ ፈቲኪ ኣሎ ቆጽሊ ከውድቐልኪ ንሓዳር ንቁምነገር ደሊኪ በላለይ።
@ተጋግያኢልካኣይትጋገ
2 года назад
Kkkkkkk wiegin emo kab hadar eko neay faka eyu zefitiwa
@grmaytesfay8374
2 года назад
@@ተጋግያኢልካኣይትጋገ ኣየ ሕሱራት ፍጥረት ኣብዚ እውን ነገር የብለኩም ኣረ ዘምኑ
@ትግራይእዩደመይTDF
2 года назад
ዋይ በቃይ ዶ ኣይተጨንቅኣ ኡፍ ክንድኣ ማራ ተጨኒቀ ግደፍ
@ሮዚሓላል
2 года назад
🤣🤣😅😅ኣታ መይተ ሸኮረይ😁😁😁🤣🤣🤣ዛሪጋድ እያ ሽኮረይ ካብ ኩልኽን😅😅ዘለዋ ትዕግስቲ ከም ነብሳ💋💋💋💋
@የድንግልማሪያምልጅነ-ጐ8ሰ
2 года назад
ሰላመይ ሽኮር ሓሪራ ናይ ብሓቂ🥰🥰🥰
@ሮዚሓላል
2 года назад
😅😅😅😅😅😅የለኹን ብሓቂ ሉዱየ ሸኮር🤣🤣🤣ዘለዋ ትዕግስቲ😅😅😅😅😅😅😅
@sisfkirsisfkirsisfkirsisfk4266
2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቂ ዓደይ
@haylshtsegay5668
2 года назад
ኩለክን ፅብቃት ኢክን ሰላምየ ደሞ (ገዳም) ኢለ እየ ክፅወዐኪ ምክንያት አለኒ እዩ 🙏❤
@ጼናDC
2 года назад
ዘይምከር ህዝቢ ፡(ሰላምየ ደሞ 🤐) ሰላመይ ኪኣ ብዚቢል ተክእያ፡ትግርኛ ጥራሕ
@ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
2 года назад
ኣይተዳራህብኣ ባ ቀስ ኢልህን ኣረድእኣ ሰሉየ🙄🤔 ዋይ መወዳእታኣ ባ ኣዝሒላትኒ🙏
@ግርማዊትዘተዋህዶ
2 года назад
ዋይይይ ሽኮረይ ታይ ገበረትክን ደቀይ😂😂😂💐💐💐💕💕💕
@tesifaxibah
2 года назад
ኣሰይ ጽሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፍትዋተየ ግን ሰሉዋየ በጃኺ ስልክኺ ስደድለይ ደልየኪ ነይረ ህያበይ
@ቢቲጓልንግስቲሳባ
2 года назад
ኣሰይ ምቅርቲ ዓቅሊ100/100❤❤ኣነስ ሓዲገክን ክከድነይረአየ 😂ኣይፈላልክን ደቂ ሪመይ🥰🥰
@SlamahSalim-px4yv
8 месяцев назад
ቭራንኪ መሳሊ ኣምፅእልና ብጭንቀት ከይንመዉት
@የመድሃኒኣለምልጅነኝ-ዀ8በ
2 года назад
ኣበየት ትዕግስቲ ልባ ሮጊድ እዩ ከም ነብሳ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
9 месяцев назад
ሰሉየ ብጣዕሚ ኢክን ደስ ትብላ ዋ ንአልጋነሽ ገ/ሂወት ሰላም በልለይ ካብ መታዓቢታ ጣብያ ጉለ ቁሸት ዓዲ መከዳ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኃልፅራእወንበርታ
2 года назад
ደቂ ሓላል መሬት አይትሰአና አሰሕቅክናና 😁😁😁🥰🥰🥰🥰
@breawedikeshi6730
2 года назад
በይነይ ቢሒተ በይነይ ቢሒተ በለት ቆልዓ ብዝኮኖ ጣባይ 100 ኢኪ ሰሉዋይ ግን ማራ እየ ዝፍትዋኪ ቀፅልሉ ማኣረይ
@ትግራይእዩዓደይ-ዘ9ሸ
2 года назад
ንዚ ደራፊ ክተቐይሞ እያ ድምፂ ከቦሮ ጥራሕ የድልያ
@ጓልቶምጀጋኑ-ጰ8ጸ
2 года назад
ዛረጋድ ቆልዓ ትመቸወካ በኡነት ሰሉ ናፌሰቡካ ስማ ትፈጥርያ ትፈጥርያ 🥰🥰😛
@sarahpalinisarass9238
2 года назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ሙቅራተይ💕💕💕💋💋💊💊😁
@Eyuking373
2 года назад
Kkk,fitwtiw marey ,niay le atebabani marey hadasch eye tegaruway mixuni
@ሊሊጓል70እገላ
2 года назад
እሰይ ዘን የሕዋተይ ሙቁራት በጣዓሚ እክን ደሰ ትበላ ግን በጣዓሚ እያ ትዕግሰተኛ ናተይ ወሰዳ ሰላተይ🤪🤪🤪😜😜😘😘😘😘😘
@bekibeki2
2 года назад
Kem lomi sihke ayfeltn 😂😂😂so bella eyu 🥰🥰
@ጋልትግራይ-ፐ5በ
2 года назад
አሰይይይ ምቹዋተይ ተጋሩዋኒ ምቁራተይ 💊አይትሰአና አስሕቅክናና 😂😂😂😂😘😘😘😘😘😘😘😘💘💘💘
@ማርያመይዋሕስሂይወተይ
2 года назад
ደቂ ሪመይ ዛንግስቲስ ክትኩሪ መዓት እያ😁 so fituwu eye zeblekin❤🦋
@ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ
2 года назад
ዛቆልዓስ ደስ ክትብለካ
@Lwam.21
2 года назад
ወይኔ ብጣዕሚ እያ ፀዋር ምቅርቲ ኣነ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ስሉየ ♥️💋🕊
@tdflove3582
2 года назад
ኣስሕቅክናኒ ሽኮርናታት ቀፅላሉ ደቂ ርመይ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘
@freyadu7550
2 года назад
በጣዕሚ አየ ዝፈተውኪ ሰላምይ ሰብሰክራይብ አባ ገብራኒ በይዛክን
@mashotsegay2610
Год назад
ብዝከነ ስሕቅክን ኣስሕቅክናኒ ብጣዕሚ ተዛናግዕና🤭ይመችክን ❤❤❤❤❤❤
@ኣርሒቑዝተሰደወዲሹቕነበር
2 года назад
Selam selamey ashiqnana sehaq ygberelkn
@adiamabay6731
2 года назад
ክክክክ ስጋ ጎረበት ጎረበት ይምት ኢዋይ ማሕላ
@aggahh4532
2 года назад
ኣሰይ ሽኮራት ደቂ ትግራይ ቀፅላሉ
@ቲቲጋልዓጋመ-ፀ2ቸ
2 года назад
ካብ ዘስሓቀትኒ ነገር ወዮ እዝነይ ጠዉየንኦ ዶ ኣይበለትን
@ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ
2 года назад
ተጋሩዋኒይ 💖💖💖💖
@wedidade6130
2 года назад
ክንደኣ ኣነ ተጨኒቀ ሽኮረይ ቆልዓ እዛ ረጋድ😘😘😘 💊💊💊
@MilatAbadi
6 месяцев назад
መዝሙር ዘምራ ኣሕዋተይ ምስጋና ንእግዚኣብሄር ኣቅርባ
@ghhhtrrr-ep5jz
Год назад
ዋይ ኣታ መቱኹ ብሳሓቅ በኪየ ማርያምን Aዬ ይመችኺ😍😁 ደሞ ሰላምክን ይብዛሕ ኣሕዋተይ ማኣረይ
@SalamSalo
2 года назад
ሊዱዋኒ የለኩን ብስሓቅ ባች 🤣🤣🤣🤣🤣🤭ኣቲ ሓሪፍ🤣🤣🤣
@sisfkirsisfkirsisfkirsisfk4266
2 года назад
ንግስቲ ሓፍቲ ሄለን ድያ ሓቀይ እስኪ መልስለይ ሰላመይ
@ጼናDC
2 года назад
ኣምሓርኛ ዝሕዉስ ትግራዋይ ጸላእኩ ፡ካብ ደርፊ ሲ ቃንቃኪን ኣጽርያ ፡ምክሪ ኢያ ዚኣ።እንግዲህ ፡ብቻ ገለመለ ናበልኩም ትመጽዎ ትግራዎት ኣምሓይሹ🚭
@ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ
2 года назад
ደስ ክብላካ ዛቀዳመይትስ ዘይትኩሪ ሽኮራት ቀፅላሉ
@selamgoytom8175
2 года назад
ቀደማኪ ከምዙ ከማይ ሐፋር እያ 😂😂😂🥰🥰🥰👌
@DgfjSelam
Год назад
ፅርያት ሰሓቅ ቃቲልክናኒ
@sooqusabya9609
2 года назад
ገብርሂወት ይሙት ያ 🤣🤣🤣
@اساس-ص2خ
2 года назад
ፀሪያት 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ummeiaksmawit8634
2 года назад
ጎይተይተዋይ ሳሓቅ ቃቲላትኒ ብመነፀር ያ😅😅😅
@ትጂሚስኪንሂዋን
2 года назад
ዛ ረጋድ ቆልዓ ትዕግስቲ 100%ኣነ ተዝከዉን ናተቃባበልክን ናተናጋገርክናኒ ብቲ ድሕርየክን ዘሎ ገደል ከፅድፈክን ነይረ
@ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ
2 года назад
😁😁😁😁
@sarahpalinisarass9238
2 года назад
😁😁😁😂😂😂
@ጋልትግራይጋልትግራይ-ዸ9ለ
2 года назад
@@sarahpalinisarass9238 😁😁😁😁😁😁😁😍😍😍😍😍😁😁
@HcgFhjgd
2 месяца назад
እታ ጀዋል ኣይትፈልጣን ዲያ ሰሉየይ
@ኣምላከይብመገድኻምሪሕን
9 месяцев назад
ሰሉዋ መዝሙር ዝምራ ሰለሰተኺን ብና ቅዱሰት ድንግል ማርያም ዘምራለይ ከይት ሓልፋን ሰሉዋ ምዝቃ ወጋ የብሉይ ግን ምሰ ይቅሪታ ሰሉዋ ምቅራተይ👏✝️🥰🥰🥰💚
@mearggebreyewuhans2528
2 года назад
Degagime yirio emo memelise eye lifindi
@rhgddhgx6929
2 года назад
ዉይ ኣብኽንዳኽን ኣነ ሓሪረልኽን እንታይ እያ እዚኣ ዓባይ ዕትሮ ኣነ ግን ተናዲደ ርእሳ ፈጋእ መበልኹዋ ነይረ ባእ ዘለኽን ትዕግስቲ ነዓኣ ግሒፍኽን ንበይንኽን ንበራ 😂😂
@Reem-iy8pz
2 года назад
ዋየ ከብደይ ኣታ ሞቱኩ ግን ብጣዕሚ እያ ትዕግስተኛ ኣነ ተትኮን ግን ጫዕ ከብለክን ነይረ እየ
@bestsuu4556
2 года назад
ድስ ብሃሎ ቀፅላሉ🤣🤣🤣
@ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
2 года назад
ምቅርተይ ቱ ዓቅላ ደስ ክትብለካ ስቁ ኢላ ትስሕቅ
@አደይዓለመይትግራይሃገርይ
2 года назад
ሞቱኩ አትን ሽኮራት ሰጋ ጥራሕ አይኮንትን ሮጋድ ዋላ ልባ እዩ ረጉድ ተዓድልኪ ሓፍተይ
@gftdfdffg4920
2 года назад
ወይ 😀😀😀😀😀😀
@Haniyotuber
2 года назад
Kemzia aynet texawernet zelewom sebat enda hasesu eyom bteami tebaya dess kbleka
@abigualtigray4321
2 года назад
ኣስይ ምቁራተይ ኣስሒቅክናኒ😁😍😍
@Msgana4053
2 года назад
ክክክክክክክ ኣታ ሳሓቅ ቀቲልክናኒ
@hayataaa4050
2 года назад
ሰላም ሰላም ሽኮርናታት
@ummeiaksmawit8634
2 года назад
ሰሉተይ ማዓረይ💋💎
@fanaalganesh1531
2 года назад
ክክክክክክክክክክክክ ትግራይዋ ኣይፈርህን
@lidiyg2888
2 года назад
ዋይ ሰሊ ን ንግሰት😁🤣😆😆
@atca7008
2 года назад
ኣሰይይይ ቆንጁ🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
@selam2791
2 года назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ደቂ ዓደይ ሰላም ልካሓቂ መልሲ ሓዱሽ ስራሕቲ ናባኹም ነበል አና ርሑስ ቅንያት ለካቲት ይኹነልና ሰላም በርትዒ ♥
@NnNn-hj5vo
2 года назад
ሰሊ ፍቅር❤
@jddffey6502
2 года назад
ክክክክክክክ ሰላም
@salamaa9798
2 года назад
ምቕርተይ እንኤዋ ትእግስቲ ኣደራሂክናኣ ኮ🥰🥰🥰😂😂
@SaidSaid-wc9cb
2 года назад
ዘየፍቀረት እታይ ግበሪ ትብላአ አለክን ምስኪን ደስ ክትብለካ የኔ ህጣራ💔😂😂
@ሮዚሓላል
2 года назад
🤣🤣🤣🤣😅😅
@tagefshuye7498
2 года назад
ክክክክክክ
@መሲጓልትግራይ-ተ1ነ
2 года назад
🤣🤣🤣🤣🤣የኔ ህጣራ 🤣🤣
@mizanmizan8505
2 года назад
በጃክን እዛ ዐይነይ ሀዳኒ ኢላ ትደርፍ መልክዕ ጥራይ እያ በጃክን ብቀትሩ ብድምፃ አዛብእ ከይትፅውዐልና።
@rutaruta7603
2 года назад
ክክክክክ😂😂
@wehazitkidane9829
2 года назад
Waw
@cugu2668
2 года назад
ጉድ ረኪባ ቆልዓ 😂😂
@ተመስገንፈጣርይ
2 года назад
ኣሰይ ሽኮራት ናተይ
@wezamdesta6682
2 года назад
Des behalti
@የድንግልማሪያምልጅነ-ጐ8ሰ
2 года назад
እዋይ ኣልጋነሽ ሓረሩኹ ባኣኺ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@fanaalganesh1531
2 года назад
ኣልጋነሸ
@yohanessolomon3409
2 года назад
ሚስኪን ኣብ እግራ ኮይነን ከትክኻኣ።
@sawetdesita5739
2 года назад
መዝሙር ተላመዳ ኣሓተይ ማዓረይ
@Seniseniii
Год назад
ፅሪተይ ሚስክን እያ ግን 😂😂😂
@zaidkonjo8086
2 года назад
ክክክክክ ራሄል ሃይለያ ክክክክ
@ቲክቶክደቂትጋሩ
2 года назад
🙉🙉🙉 ከፊደንስ የብልኪ ዶ በልክያ😂😂
@rahwakahano2506
2 года назад
ምጭዋት ደቂ ሪመይ ❤💖 😂😂😂
@wediwelay3900
2 года назад
Konjuuu Ketlalu
@ማርያመይኢለክጅምሮልሳነይ
2 года назад
ናኮረካ ስሓቅ እዚስ ኣብ ካሜራ ድሕሪ ካሜራስ ክንደይ ይበኣሳ ይኮና መጀመርታ ተስማዕመዓ ንንባዕልክን ናተባኣስክን
@FreTube-b9c
2 года назад
መዘንግዕ ካሜራ እኾ እዩ ፈሊጠን እኾ እየን ካናድዳኣ ደልየን መዓረይ ኣይባኣሳን ዘለዋ።
@ሜሪጋልደብሪፅ
2 года назад
ዘይ ምፍላጥ ፀገም ብራንክ እዩ ህውከት
@fgchffhfh9256
2 года назад
እንድያም ክፋተያ ማዓት እየን
@ሚሊጋልራያትግራይ
2 года назад
ሙቁራት 😍😍😂😂
@zaid4763
2 года назад
ኣሰይይ ሙቁራት ቃፅላሉ ዘይ ለመይ ሰሒቀ ኣይፈለጢ 💘💘💘💘💖💖💖💖💘💘💘💘🤣🤣🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰🥰
@ysjb485
2 года назад
አዲዳስ ዓዛወ አያ
@iangoghhg4659
2 года назад
ሰሌ ሽኮር
@thth6123
2 года назад
አታ ክክክክክክክ
Далее
12:48
ጥምቀት ወደይ ምርቓ ልፎትዮ ሓወይ ብሓንቲ መዓልቲ ዕዱመይ ሓዲገ ላብ ሓወይ ኣነማ😂 ይግበርዶ #selamtsegay
Просмотров 52 тыс.
8:56
ገዛና ትብል ሓፃር ድራማ ንድሕሪት ተመሊስና ሕሉፍና ነስተማቕር
Просмотров 26 тыс.
00:21
Вредное рыжее пузо🤣 #cats #животные
Просмотров 52 тыс.
00:27
БОНУС UFC 308 ОТ «HUSTLE SHOW 💰#hustleshow #адамзуба #шарабуллет
Просмотров 436 тыс.
01:14
Nightmare | Update 0.31.0 Trailer | Standoff 2
Просмотров 670 тыс.
09:35
ЖУТКАЯ ПОСЫЛКА ДЛЯ МЕДВЕДЯ ВАЛЕРЫ
Просмотров 458 тыс.
21:50
ኣቦይ ሞይቱ ኢለ ኣይበክይ😣 ኣነ ኹሑጎስ ኢሉ ሂወቱ ሰለ ዝሰኣነ😭@selamtsegaysmile9152 @Yadasmile321
Просмотров 23 тыс.
25:41
መተዓዛዘቢ ሕቶ አሕዋት ነሕወት መበአስን 😱መስሓቅን😁
Просмотров 18 тыс.
16:47
😣ኣብ ህይወተይ ዘይተፀበኽዎ😡 ዝፈትዋ ሓፍተይ ብድፍረት ንበዓል ቤተይ የፍቅሮ እየ ኢላትኒ😢💔ጉድ ስማዕ ንመን ይእመን ኣብዚ ስዓት😱
Просмотров 4,3 тыс.
17:22
ዮርዳ እና ኣፈወርቂ ተባኢሶም 💔ካብ ሰበይተይ ረሓቅ💔 ኣይተቸግራ💔ስብኣይ ዮርዳ ክቀትለካ እየ ኢልዎ😡😭
Просмотров 21 тыс.
5:24
ፕራንክ ንኦቦ ወደይ🥺😥አነ ለ የፍቅረኪ እየ🥺😭
Просмотров 26 тыс.
12:29
ቅፅዓተይ ተቀፂዐ 😁😁
Просмотров 7 тыс.
28:18
ቲክቶከራት ሳይመንን ሄርሞንን ሄርሞን:ሰበይተይ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅራ ኔረ ሳይመን:ደራሲ እውን እየ
Просмотров 12 тыс.
9:57
የዋህ ምድንጋፅ ኣይክእልይ🤔 ነደኻ ዶ prank ይግበር🙄
Просмотров 49 тыс.
29:10
ብኣፍ ልቡ ተደጊፉ ብግዱስ ሓደ መምህር በሪ ት/ቲ ዝተኸፈተሉ ጉዱእ ኣካል
Просмотров 57 тыс.
8:42
ንመጀመርያ ግዜ ንፍቅረኛይ ስጦታ ኣብ ቅድሚ ካሜራ ንዑ ምስ ፍቅረይ ተፋለጡ
Просмотров 30 тыс.
00:21
Вредное рыжее пузо🤣 #cats #животные
Просмотров 52 тыс.