Тёмный
No video :(

ብኣፍ ልቡ ተደጊፉ ብግዱስ ሓደ መምህር በሪ ት/ቲ ዝተኸፈተሉ ጉዱእ ኣካል 

Wushatena Media
Подписаться 120 тыс.
Просмотров 58 тыс.
50% 1

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 185   
@selamselam6193
@selamselam6193 4 года назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ ሙሉዋይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መባልዕትካ መኪና ትኩን ከማይ ደስ ዝበለኩም Like ሃብኒ
@lyufkralenlehagere314
@lyufkralenlehagere314 4 года назад
ዎ አምላኽ ኣቦይ ስራሕካ ድንቂ እዩ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አምላክሲ ፀድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ካዓ ይገብረሉ ገበርቲ ሰናይ ኩሉኩም እግዚአብሔር አምላክ ውዕለትኩም ይክፈልኩም ንሓውና ካዓ ምሕረት የውርደሉ
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
ሙልየ ብርክካ ይጽናዕ 👋✝️☔️💫🍇☀️💖💙🍇💐🧸🗝🏠🙏🏼
@znabugebreslassie5745
@znabugebreslassie5745 4 года назад
Amen
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
እፋፋፋፋ ሎምስ እንታይ እና ንብሎ ኣምላክ ሰሪሕካ ኣይትለውጠና ሓወይ ምሕረት የውርደልካ መምህር ሙሉ ሓወይ ክፉእ ኣይንካእካ
@user-uy8vh5iz5h
@user-uy8vh5iz5h 4 года назад
መምህር መባልዕትካ መኪና እተን ዘይሕለላ ኣእጋርካ መዕረፊ ዝገበሩ ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃቦም
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 года назад
ሓወይ ናተይ አይዛካ ምሕረት ይውረደልካ እግዚአብሔር አምላክ
@user-iv6ej5tb3i
@user-iv6ej5tb3i 4 года назад
ኦ ኣምላኬ ሆይ ፈጢርካ ኣይትለውጠኒ ምስኪናይ ዝሓወይ ፀላኢካ ድፍእ ይበል መዓረይ ሙሉየ ንዓካ ዝወለደት ኣዶ ሃሪሳ ትሕደር ዝተባተከት ማህፀን ሙሉየ ዝከድካዬ ብርሃን ዝረገፅካዬ ለምለም ይኩን መዓረይ
@salama9687
@salama9687 2 года назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ዓስብካ ይክፈልካ. መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 года назад
እንቋዕ ድሓን መጻእካ መምህር ሙሉ ናይ ብሓቂ እዚ ኣብ መንጎ ኤርን ትግርያን ትገብሮ ዘለካ ሓገዝ ዝንኣድ እዩ ጽባሕ ካብ ክልቲኡ ሕብረተሰብ ዓስብኻ ከም ትረክብ ጥርጥር የብለይን ቀጽሎ ኣጆኻ።
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 года назад
ሓወና አምላክ ምሕረት ይወርዳል
@mee1226
@mee1226 4 года назад
ሓወና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይወርዳልክ
@mazafrish5545
@mazafrish5545 4 года назад
እግዛአብሄር አምላክ ምሕረት የውርደልካ መሉየ መግለፂ የብለይን ዓስብካ ካብ እግዛአብሄር አምላክ ርከቦ
@user-su7ni2cq3f
@user-su7ni2cq3f 3 года назад
ምሕረት የውርደልካ እግዝአብሔር ኣምላኽ🙏🙏🙏🙏
@user-nz6ui5cq7w
@user-nz6ui5cq7w 4 года назад
እዋይ ክንደይ ንፁህ ልቢ እዩ ዘሎ መምህረይ ውዕለታካ ካብ ኣምላክ ርከቦ በእውነት
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
እዋይ ወደይ ጸላኢካ ይደፋእ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ እዩ።🙏🏼😭🧸💙🗝🏠🌻🌝👋💖🍇💜🏆💫
@ushshshzyshshah2229
@ushshshzyshshah2229 4 года назад
እሰይይይ ኣዶ ወሊደ ትበል በሓቂ ንህዝቢ ትግራይናስ ሕጂ ኢና ሰብ ዝረኸብና ገበርቲ ሰናይ ኹፉእ ኣይትርከቡ. ሓውና ድማ በርትዕ ዝሓወይ
@jcvjjfj737
@jcvjjfj737 4 года назад
ኡፉፍፍፍፍ ሓወይ ናተይ እግዝኣብሄር ኣምላክ እንታይ ይስኣኖ ኩሉ ኣብ ኢዱ ምሉእ ምሕረት ይኣዝዘልካ ኣጆኻ ቀፅለሉ። ኣቱም ገበርቲ ሰናይ ዓስብኹም ብእግዝኣብሄር ኣምላክ ክትክፈልዎ ኢኹም
@user-ph3bj8tt4k
@user-ph3bj8tt4k 4 года назад
እዋይ ኣንታ ክንደይ እግዚአብሔር ዝዓደሎ ህዝቢ እዩ ዝኒሄ ኣብዛ ትግራይና ንኩልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏
@milaluly6525
@milaluly6525 4 года назад
ክብረት ይሃበልና መ/ር ሙሉ ን ንኩሎም ገበርቲ ሰናይን
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 4 года назад
ኣነ ዝገርመኒ ንጽቡቅ ዝገብር ብዕጽፊ ክታባባዕ ይግባእ እዛ መደብ ብዙሕ ዓመታት ገይራ ክሳዕ ሕጂ ሚኢቲ ሽሕ ዘይምብጻሓ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ኣይኮነን መምህር ሙሉ ክተባባዕ ዝግበኦ ኣብ ጸርፍን ካልእን ከማን ግዝየና ነጥፍእ ኣለና መምህር ሙሉ ግን ኣባካ ዘለኒ ኣድንቆትን ተስፋን ምሉእ ኢዩ ንስካ ካብ ሰብ ንላዕሊ ሰብ ኢካ
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
ናተይ ሓሳብ ውን ንሱ እዩ
@azeggebretsadik4502
@azeggebretsadik4502 4 года назад
Tkkl ane nbaeley btaemi eye zhazn ntsbuk zgebrsi aytebabaen memhrey Edmen tenan yhabka fetari ab zkedkayo dngl Maryam msaka tkun
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Год назад
ሕብረተስብና ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ክታባባዕ ዝግብኦ አይነተባብዕ ኢና
@tahagasgeremdhin4263
@tahagasgeremdhin4263 4 года назад
ወየ ኣነስ ቃላት ሓጸረንይ መመሄር ሙሉ አገዛብሄር ኣመላኽ ኣስበካ ይከፍለካ ኣቱም ለጋሳተ አወን ዘገደለ የመለለኩም ሓውና መብርሃቱ አወን መሐረት የውረደልካ ::
@abrhetghebrhiwet6046
@abrhetghebrhiwet6046 4 года назад
🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 4 года назад
መምህር ሙሉየይ ኩሉብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንገበርቲ ሰናይ እውን ብኣምላክ ይርከብዋ ንዋሃብቲ እውንአብዚሑይሃቦም ንሓውናለ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ
@daniya4773
@daniya4773 4 года назад
እግዝኣብሄር ኣምላክ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገበርቲ ሰናይ ሰናይ ይሃብኩም ብዝወፀ ይተክአልኩም
@tigigualtigray7047
@tigigualtigray7047 4 года назад
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሙሉዋይ መዓረይ ብጣዕሚ ናእዶ ዝግበኦ መምህር ኣምላከ ቅዱሳን ግልቦትኩም ይባረክ ንሓውና እውን ምሕረት የውርደሉ።
@akcbfvczfdfgff7046
@akcbfvczfdfgff7046 4 года назад
መምህር እግዛቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@EmebeteTes
@EmebeteTes 4 года назад
Memhr melue edmen tenan yhabka egziabiher bhaka geru yserh alo zterefe edmeka egziabiher ybark. 🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-qh5kw4zv4q
@user-qh5kw4zv4q 3 года назад
እዋይ ሓወይ እፍፍፍፍ ምሕረት የዉርደልካ ሙሉ ሓወይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Год назад
ምዓረይ ድኣ ፀላኢኻ ዲያብሎስ ይደፋእ ኣይዘኻ ገበርቲ ሰናይ ክኣ እግዚኣብሔር ኣብ ዓንደ ወርቁ ይፅሓፈልኹም ብፍላይ ድማ መምህር ሙሉየ ሓወይ እግዚኣብሔር ሓዳርኻ ውሉድኻ ይባርኽ
@genigeni452
@genigeni452 Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ክቡር መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም👏
@user-rn9tt8uh6n
@user-rn9tt8uh6n 4 года назад
ሓወና ምሕረት የውረደልካ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላከ ምሳኩም ይኩን
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 года назад
መምህር ብሩኽ ኢኻ ክብረት ያሃብካ
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 года назад
መምህረይ በሓቂ ፅብቅ ስራሕ አየ ምስ መስራሕትካ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልኩም
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 3 года назад
ኣቤት መምህር ማለት ከምዙይ እዩ ጀግና ኢለካ ኣለኹ ብሓቂ ኣድኒቐካ መምህር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-py7nu8yj9w
@user-py7nu8yj9w 3 года назад
መምህር ሙሉ ዕዲመን ጥዕናን ይሃበልና🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@eyerusmokonen9493
@eyerusmokonen9493 3 года назад
መምህር መኮነን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@galltigray4548
@galltigray4548 4 года назад
መጀመርያ ንመምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ንሓውና ደሞ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ሙሉየይ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@lave9644
@lave9644 4 года назад
እውይ ኣምላከይ ምሕረት ኣውርደሉ ፅቡቅ ምስራሕ ፅቡቅ ርከብ ም0ምህር ሙለ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
እውይ በስማአም ሓወይ መዓረይ ምሉእ ምሕረት ይልአኸልካ መምህረይ ኹሉ ግዜ ላተሓጎስካ ንበረልና 🙏😘😘😘
@user-kv4sc9gj1b
@user-kv4sc9gj1b 4 года назад
መምህር መኮነን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-er8nb4tt2f
@user-er8nb4tt2f 6 месяцев назад
እግዚያብሔር ያሓግዝኩም
@user-uc5ig4wb8o
@user-uc5ig4wb8o 4 года назад
ሓውና ምሕረት ይውረደልኻ ንምህር ሙሉ ምግለፂ አይብለይን እግዚአብሔር አምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብኻ
@user-ei2ch2ky7k
@user-ei2ch2ky7k 4 года назад
መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመኻ ይንዋሕ ክፉእ አይንኸኻ አቦ ፅጉማት🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤
@medate494
@medate494 4 года назад
ኑፍዕ ሰብ ናይብሓቂ ብኣምላክ ኢዩ ኩሉ ዝርከብ
@abuusuy7424
@abuusuy7424 4 года назад
ስለሁሉም ነገር እግዛቤር ይመስገን ለበጎ ኣድራጎቹ እረጅም እድሜና ጤና መምህር ለህመምተኛው ፈጣሪ ይማርህ
@selamselam6193
@selamselam6193 4 года назад
ዲስላይክ ትገብሩ ዘለኩም ይሕመኩም ድዩ ኢድኩም ትሰበርዋ
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 4 года назад
አይበሃል ተገደደ ናብ ልቦም ይመልሶም ንበል
@user-yl3md2eb4x
@user-yl3md2eb4x 4 года назад
ገረምቲ እዮም ምድረ ሰይጣን ተኾይኑ መልካም ስራሕ ዝቃወም
@tedrosberhane9063
@tedrosberhane9063 3 года назад
Beziay filat ewin kikawin yekil eu like kigabru elom disie like zeharmu sela zelawu ay nexarif bejakum yehiwat
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 4 года назад
ኣምላኬ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
@user-is5fh9wf7z
@user-is5fh9wf7z 4 года назад
አምላኽ ምሕረት የዉረደልኪ ዝለፈሓወይ
@abebaasfeha4675
@abebaasfeha4675 4 года назад
ብጣእሚ ደስ ይብል ክፉእ ኣይትርከቡ መ/ር ሙሉ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ
@shohabkhan5773
@shohabkhan5773 4 года назад
ዋውው ተመስግን ኣመላኬ መምህር ሙሉ መባልዕትካ መኪና መዕርፍይ እግርካ ርክብካ ብጣዕመይ ድስስ ባህልይ እንካዕ ድስስ ብልካ♥♥♥♥
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
ሳላ ሰብ ዝተካርየሉ
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
ዋይ መምህረይ አነስ ናይባዕሉዶ ትኾን ናይሰብ ኢለምበ ውሽጠይ ብጣዕሚ እየ ተሓጒሰ ምስረአኹኻ እና እንኳዕ ደስ በለካ
@werdesolomon618
@werdesolomon618 4 года назад
Amlak Tiena yfterelka amen
@user-vb7fc3zf2y
@user-vb7fc3zf2y 4 года назад
እግዚአብሔር አምላክ አብ ጎንካ ይኩን ዞም ኣሕዋተይ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 3 года назад
መምህር መኮነን ጅግና ኮሪዐ ብኣኻ
@tsehaytesfay10
@tsehaytesfay10 4 года назад
Kubrat ahwat edmen tienan yehabkum Egzabhar yehagzkum Mebrahtom ayzoko 🙏🙏🙏
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 года назад
መምህር መኮነን ብጣዕሚ ሊገረም ሰራሕ ኢካ ሰሪሕካ እና ፈጣሪ ናይ ኢዲካ ይሃብካ እግዚአብሔር ንሓውና እውን ሙሉእ ምሕረት የዉረድሎ መምህር ሙሉ ንዓካ ዝገለፅ ቃላት የብልይን,,,,,,
@Th-si7zn
@Th-si7zn 5 месяцев назад
ብሓቂ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ንሓዉና እዉን ምልእ ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይ❤❤❤
@salamb9556
@salamb9556 4 года назад
ተመስገን
@najatk889
@najatk889 4 года назад
እግዚአብሔር ምሕረቱ ይላኣከልካ ሓወይ መ/ም ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀግኡ የብዘሐልካ
@milashmilash3881
@milashmilash3881 Год назад
መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚእብሄር ይባርክካ ብ ፍሉይ ድልየት ዜጋ ምፍራይካ ሓቀኛ ዜጋ ብምካንካ ኣመና ንሕበን
@dhxhfunggfhgu3289
@dhxhfunggfhgu3289 4 года назад
ኣምላክ ይሓግዞ
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 4 года назад
ኣቦ ፅጉማት መምህር ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ናትካ ውዕለት ካብድ እዩ ኣምላክ ይክፈልካ ዝሓውናለ ኣምላክ ይምሓርካ ጎብዝ ኣዞካ ዚያዳይ እዚ ሓውና መምህርለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልኩሎኩም ሙቁራት
@almasneggaz2302
@almasneggaz2302 4 года назад
መምህር ሙሉ ሀወይ እድመን ጥእንና ይሀብክ
@bc735
@bc735 4 года назад
Muluye Yegna Melkam Egziabher Ytebkh
@tigraytigray3685
@tigraytigray3685 3 года назад
እግዚአብሔር ምሕረቱ ይለኣከልካ ሓወይ ናተይ ኣይዞካ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን 😘
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 4 года назад
Memeher mulu edemen teinan yehabeka kebur haw🙏🙏😍😍❤✊✊
@user-vp9iq7cf7t
@user-vp9iq7cf7t 4 года назад
እዋይ ሓወይ በይዛኻ ፀላእኻ ይደፋእ ኣታ እዚ ኣምላኺስ ፀድፊ ፈጥሩስ ለካ መደያይብ ይፈጥር እዩ መምህር መኮነን ሓዉና ብሓቂ ሰብ እኻ ሰብ ንሰብ እዩ ዝትፈጠረ ስብኣዉነትኻ ድማ ብግልፂ ኣርእኻና ኣምላክ ሰላምኻ ጥዕናኻ የብዚሐልካ ሙሉ ሓዉና ዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጠቅላላ ነዚ ሓዉና ሪእሱ ከቅንዕ ዝገበርኩም ኣምላክ ካብ ሕማቕ ይሓልኹም ብስራሕኩም ሰላም በረከት ይልኣኸልኩም ፈጣሪ
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v 4 года назад
ማዓረይ ምሕረት የውርደልካ መም/ር ሙሉ ከዓ እስኪ ንበረልና ክንደይ ሃህኢላ ዝሓደረት ጎሮሮ ትዕንግለኻሞ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ ወዲትግራይ ዓደይ
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 года назад
ሓወይ ናተይ ምሕረት ያውርድልካ
@trhastesfamichal9848
@trhastesfamichal9848 4 года назад
Waaaaaw amlak esrael ybarkum
@user-so9iw8ks5b
@user-so9iw8ks5b 4 года назад
መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Eurael
@Eurael 4 года назад
You are special miskin hawey. Amlak n zifetwo eyu keman fetena zihibo, sile zitselaaka aykonen kemzi hibika, keman tsinu sile tikuulo reeyu eyu hibika. May God be with you and memhir mulie!!!
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
ኩቡር መምህር 🙏🏼💙🧸🗝💜✝️🌝💫☂️🏠💕💐🌻🧸🙏🏼
@danihannibal6356
@danihannibal6356 4 года назад
Mulu hawey egzabher zemenka yibarko biruk haw From Eritrea
@babi-di5dj
@babi-di5dj 3 года назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካንብምልእኩም ገበርቲ ሰናይ ክኣ ብኣምላ ርከብዎ ኣጆኻ ሓወይና መብርሃቶም ክኣ ተስፋ ከይትቆርጽ ኩልይ ሰብ ኣብ ጎንካ እዩ ዘሎ
@milashmilash3881
@milashmilash3881 Год назад
መምህር ማዓረይ
@Abbay_special_recipe
@Abbay_special_recipe 4 года назад
What an inspirational young man, wow, wish u good luck 👍
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
Thank you! You too!
@genigeni452
@genigeni452 Год назад
ገበርቲ ሰናይ ኩለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ክቡራተይ🥰👏
@gualtigray2524
@gualtigray2524 4 года назад
elr Amelak Entay Ysaena Mmher Mulu Kae Edmen tenan yhabka
@jesusisthelightoftheworld5780
@jesusisthelightoftheworld5780 3 года назад
God bless you. For being such a good person. You will get a blessing from god
@galtegeraykuhulo9784
@galtegeraykuhulo9784 4 года назад
Enqe beselam meteka marey 👍👍👍👍👍❤️
@rihanaabduhigo5135
@rihanaabduhigo5135 4 года назад
መም ሙሉ ሓወይ ፈጥር ዕድመን ጥዕና የሃብካ ዘሓወይ መዓረይ ዓስብካ ከብ ፈጥር ርኸቦ 🙏🙏🙏
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 4 года назад
ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ ናተይ
@user-pt5px6jg3j
@user-pt5px6jg3j 4 года назад
Egzabiher mhrtu yewrdelka kbur haw
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Год назад
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅለሉ
@XxtraaXxtraa-zw8lf
@XxtraaXxtraa-zw8lf 4 года назад
ሙሉየ እግዚአቢሔርፀግኡ ያብዘሐልካ ከምዚዓይነትቅንዕ አተሐሳስባ ዘለኩም መማህራንክብሪ ይሃብኩም ፈጣሪ
@selambrhane1993
@selambrhane1993 4 года назад
ዝከበረካ መምህር ሙሉ ናዓካ ዝከውን ቃላት እኳ ኣይብልናን ካበይ ክነምፅእ ብዝኮነ ግን ንስካ ንፁጉማት ጥራሕ ከይኮንካ ትሕግዝ ዘለካ ኩሉ ህዝቢ ክታሓባበርን ክታሓጋገዝን ሕማቅ መንፈስ ሰይጣን ዘለና ሲዒርና ፍቅሪ እግዚአብሔር አምላክ ክንክተል ዝገበርካ እግዚአብሔር አምላክና ዝሃበና ህያብና ኢካ እሞ ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ከህበልና ነቲ ለሚንካዮ ምንም ዘይሳኣኖ ልዑል ፈጣሪና ንልምኖ።
@alama1312
@alama1312 4 года назад
Egzabiher amlak mhret yewrdelka hawey natey
@eyerusmokonen9493
@eyerusmokonen9493 3 года назад
ዲስ ላይክ ዝትገብሩ ዘለኩም አውነ ኣረጋዊ ይሕዘነልኩም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abrahameyob9948
@abrahameyob9948 2 года назад
Keep the work
@feshahabte3715
@feshahabte3715 4 года назад
Muluye admen teanan yhabka fetari
@user-cc7re5uq7l
@user-cc7re5uq7l 4 года назад
ምሕረት የዉርደልካ አምላክ ዛሓወይ መምህር ሙሉለ ዓስብካ ከብ አምላክ ረክቦ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 года назад
ሰላም መሉ ሓወና
@sarahsarahhh6772
@sarahsarahhh6772 4 года назад
ፈጣሪ ይሓግዝ
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
ሙሉየ 👋ኢዚ ወድና ማለት ንበይኑ ክነብር ከመይ ገይሩ ከጽንዕ ኣብ ካልእ ገዛ ተወሳኪ ሰብ የድልዮ።ናተይ ሪኢቶ 🙏🏼🧸👋💙🗝🏠☔️💖💐💜🏆
@ffff8192
@ffff8192 Год назад
❤❤❤❤፧🙏🙏🙏❤️
@dawitteame3666
@dawitteame3666 4 года назад
Egziabhier mhret yewrdelu hawna mebrahtu tmrtu dma yglexelu
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 4 года назад
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መምህር ሙለር ዕድመ ማቶሳላ 1000 ዓመት ንበረልና ሓበን ትግራይና ንመብራቱ ሓውና ውን እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሉ ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ድማ ብዝወፀ እግዚአብሔር አምላክ ይተክኣልኹም ንዝ ዘምሀሮ መምህር ሓውና ውን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለባም ሰብ 👉ኣቱም ሙሉእ ጥዕና ዘለኩም እስቲ ተመስገን ንበል፣ንእግዝአብሄር አምላክ ነመስግኖ ፣ስለ እቲ ኩሉ ነገር ዝገበርካልና እግዚአብሔር ይመስገን ።
@mahdargereziher781
@mahdargereziher781 4 года назад
kburat ahwat nay memhir mulu adrashau tfeltu ba tehababeruni 👏👏👏
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 4 года назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖❤❤❤❤❤ezgabiher amlak yhagzkum.btami lbka ztnkf 🙏🙏🙏💖💖💖amlak ahsab lbkum yesmrelkim edmen tenan yhabkum🙏🙏🙏💖❤💖❤💖
@rahwaisaak1232
@rahwaisaak1232 4 года назад
Hawey mearey agziabher amlak msaka ykun zyaday
@askalabrahamsaldosry1110
@askalabrahamsaldosry1110 4 года назад
እግዜቤሂር ምሳካ ይኩን
@alefumekele3184
@alefumekele3184 4 года назад
አወይ ክንደይ ገበሪ ሰናይ አሎ እግዚአብሔር አምላክ ዋጋኩም ይክፈልኩም ያአሕዋት
@ghyu9291
@ghyu9291 28 дней назад
መምህረይ ኣቦ ጹጉም
@mebrhitabraha9375
@mebrhitabraha9375 4 года назад
Egzabher Amlak Xeguau yebzhelka memhr mulu hawey Edmen Tanann yhabkum fetari nay behapi Xbuq Sehr
Далее
When I met the most famous Cristiano
01:03
Просмотров 24 млн