Тёмный

መዛዘሚ ውድድር ላዛ ኣይዶል 2016ዓ/ም 

ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Подписаться 28 тыс.
Просмотров 31 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

6 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 219   
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 8 дней назад
ናይ ባሓቂ ቅኑዕ ፍርዲ ምኪያስ ኮኾብ ብገፊሕ 1ይ ይግብኦ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ። ናቱ ደጋፋይ እየ ተለ ተሓባበሩኒ ጊፍት ክሰደሉ ።ደላይ ፍትሒ ሓውኹም💙💙💙💙
@denaytdanu8488
@denaytdanu8488 7 дней назад
❤❤❤
@AtsbhaKidane
@AtsbhaKidane 7 дней назад
❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 7 дней назад
😘❤
@HdEt-os1of
@HdEt-os1of 6 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Gdhd-je9hi
@Gdhd-je9hi 6 дней назад
ህፃን አቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ....ብወገነይ ቀደማይ አካ ቀፅለሉ
@solomongebrekristos3370
@solomongebrekristos3370 8 дней назад
ንኤደን ምስ ብሉፅ ናይ ተፈጥሮ ድምፅ ዘለዋ ብልፅቲ ጓል ኣንስተይቲ ዘይምሽላምኩም ደያኑ ኣብ ስርሓኩም ኣይነበርኩምን። ቅኑዕ ብጀካ ፈጣሪ የለን። ኤዱ ጓለይ ኣጆኪ ተስፋ ከይቆረፅኪ ኣብ መዝሙርኪ ቀፅሊ ናይ አለም ትርጉም የብሉን ጊዚያዊ ኢዩ። ናይ አምላክ ይበልፅ።
@user-tl4bi1ht5w
@user-tl4bi1ht5w 8 дней назад
ሰላም ዘይምጥና ደርፊ ሒዛ ቀሪባ ንባዕላ ጎዲኣ😊
@HayetTesfay
@HayetTesfay 8 дней назад
ብዕፃ ዲኹም ኣሕሊፍክምዎም ከመይ ዓይነት ዳኝነት እዩ ማርያምን መሕረቂ ኤደን ዛ ልበ ብርሃን ከመይ ኢልኩም ደረጃ ዘይሃብክምዋ ዋ ገረምቲ ሳክታማት ኢኹም ብስሩ ልካልኣይ ጊዘ ኣብ ዳኝነት ከይሪአኩም ዕዉራት
@user-tv6xq2jh4b
@user-tv6xq2jh4b 8 дней назад
ፍትሒ ንኤዱ ኤዱ 1❤
@user-ye8wo9gx6g
@user-ye8wo9gx6g 8 дней назад
ጽቡቅ መደብ ነዊሕ ምሳኹም ተጓዒዘ ክካታተለኩም ጸኒሐ ። እንኳዕ ናብ መፈጸምታ ኣብጽሓኩም ። ያሬድ 1ይ እግብኦ ኔሩ ። ጠቅላላ ካብ ደረጃ ምትራፉ ግን ኣይተረዳኣንን ። ደቂ ኣንስትዮ ምስ ድምጸን ዘይሳማማዕ ደርፊ ሂብኩም ቀቲልኩመን ። ክመጾኦ ዝጸናሓ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔረን ። ኣብ ፍጻመ ጠቅላላ ኩለን ጠፊአን ኤዱ ቁሩብ ትሓይሽ ኔራ ። ኣፋጻጽማ ኣይግድን ዳርጋ ሎቶሪ መሲሉ ።
@Heavensami
@Heavensami 7 дней назад
እቲ መጀመርያ ዝደርፍዎ ደርፊ ናቶም እዩ ኔሩ እቲ ካልኣይ እዩ መፍለዪ ተባሂሉ ባዕሎም ዝመረጽዎ።
@gereziherkidanu9383
@gereziherkidanu9383 8 дней назад
ቅያ ባንድ ብትኽክል ዚ ምድላው ኣደብዚዝኩምዎ። ሰናይ ዕድል ተወዳደርቲ ደቂ ትግራይ
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo 5 дней назад
እውይይይ ኡፍፍፍ ከምዞም ካሜራ ማንን ኢዲተራትን ዝሓምቅ ኣይረኣኹን ኣለኹ። ሕምስምስ ኣቢሎም መሊኤሞ ኡፍፍ፡ ኣታ ከመይ ዮም እዚኦም።
@bcbhf3075
@bcbhf3075 8 дней назад
😢😢😢😢😢😢ዘይ ምርኣይ ማሓሸኒ ኢድየ ኣጀኪ ተስፋ ከትቆርፂ
@Helu333
@Helu333 8 дней назад
ደቅ ኣን ግን ንምንታይ ወትሩ ምስተፀቀጥና ደያኑ ግን ናእድኩም ኣይትስኣኑ ኤዱየ ኣጆክ ❤
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr 8 дней назад
ብትኽክል ሄሉ ፌር ኣይኮነን። ንምንታይ ክ ሓንቲ ጓል ዘይስልሙ። ኣብ ሓንቲ ደርፊ እኹል መምዘኒ እኮ ይውሰድ'ዩ ንኣብነት ሰላም ኣብ ልሳነይ ዝደረፈቱ ትኣምር ንጥበብ'ዩ ነይሩ። ብዝኾነ ደያኑ ክሕፍሩ መዓት...፡...።
@Heavensami
@Heavensami 7 дней назад
ካብ ነበረኒ እኔኒ ዝብሃል ምስላ እኮ ኣሎ፡ ብሓንቲ ደርፊ ሚዛን ዝውሰድ እንተ ኾይኑ ደኣ ንምታይ እቲ ናይ ፍጻመ ውድድር ተወዳዲሮሞ።​@@AbrahamAshebr ብዘይካ ኤደን ኩለን ብናይ ባዕለን ጌጋ እየን ወጽየን።
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr 7 дней назад
@@Heavensami Yes Heaven ኣነ ዝብል ዘለኹ ኣብ ልሳነይ ሓቀኛ ብቕዓታ ተራእዩ ኢዩ። ስለዚ እቲ ኻልእ ደርፍታት ንኽትዓቢ መአረምታ ገለ ትወስደሉ ኢዩ። ኣብ ፍጻመ ኸኣ ንልሳነይ ክደግሞ ኢየ እንተኢላ ምርጭኣ ኪኸብር ይግብኦ። ማለት ክህብወን ዘይኮነ ክመርጻ ነይርወን እንተዝመርጻ ርግጸኛ ኢየ ምትዓወታ ኤዱ ስጋር ቤላ ነይሩ ኣይሃብዋን ክርዳኣኪ ግን ሎሚ ዝደረፍክዋ ኣብ መፈጸምታ ክደግሞ ይክኣል ኢዩ
@Heavensami
@Heavensami 7 дней назад
@@AbrahamAshebr ትዛረቦ ዘለኻ ካብ ክውንነት ዝርሓቐ ኢዩ ክቡር ሓወይ።መጀነርታ ክደግሞ ኢየ ዝደርፍኩዎ ከም ዝበለቶም ርግጸኛ ዲኻ እንተ ኢላቶም ከ ኩሎም ሓደ ደርፊ ኣብ ኩሉ መድረኽ ና ደገሙ ደኣ ዘይወዳደሩ ካብ መጀመርታ ትመታተል እንተ ኔርካ ኣብ 4ይ መድረኽ ዝተረፈት ፍዮሪ ሓለፎም ብጣዕሚ ተሃስያ ኢያ።ካልእ ፊልሞን ኣባዲ ውን ቀዳማይ ክወሃብ ይግባእ ንደርፊ ዝተፈጥረ ሰብ ኡዩ።ሚኪያስ ውን ንፉዕ ኢዩ ኣይሰናነፉን ስለዚ እቲ ዝተዋህበ ውሳኔ ንዓይ ብመጠኑ ቅኑዕ ኔሩ።ጓል ዘይወሰደት ዝብሃል ዘረባ ጽቡቕ ትሰርሕ ትወሃብ ኣይሰርሐትን ኣይትወሃብን ኣብ ውድድር ማዕርነት ዝብሃል የለን ሓወይ።
@solomonnigus
@solomonnigus 8 дней назад
ዳግም ምልየንየም ተኻይዱ ኣብ 2000 ዓ/ም ብኣብስንያ ዝተኻየደ ናይ ሚልንየም ሚስ ከባብያዉነት ሐዚ ውን ዳግም ተኻይዱ ያሕዝን ትግራይ ናይ ጦርነት እምበር ናይ ሓቃውያን ኣይኮነትን 😢😢😢😢😢😢
@ErdiYosief
@ErdiYosief 8 дней назад
ብመጀመርያ እንቋዕ ኣብ መፈጸምትኡ ኣብቅዓኩም ጎሮቤታችን ካብ መጀመርያ ክሳብ ሕጂ ተኸታቲለያ ደያኑ ዓቢ ጉድለት ጌርኩም ኣብተን ደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ ብቅዓት ዘለወን ድምጸን ኩሉ ነገረን ዝወጸን የብለንን ይግብአን ኔሩ ሽልማት ሙዚቀኛትት ውን ውህደት ኣይነበሮምን ይቆራረጽ ኔሩ መቀረት ኣይነበረን እቲ ማይክ 🎤 ውን ጽቡቕ ኣይነበረን ድምጾም ብግቡእ ይወጽዕ ይስማዕ ኣይነበረን እቲ ኩሉ ዝሓለፈ ግዜ ኣዝዩ ጽቡቕ ኔሩ ሎሚ ግና ፋሕ ኣቢልኩሞ እተን ቆልዑ ሒዘንኦ ዝቀረባ ደርፊ ሎሚ ካብ ዓቅመን ንላዕሊ ኔሩ ማለት ከቢድ ደርፊ ኢዩ ብዝኾነ ቀጽልዎ ጽቡቕ ዕድል
@aserbtewededabrha9854
@aserbtewededabrha9854 8 дней назад
Gega ashalalima Gega wuxit Zeyftihawuyan
@fetlebrhanu6050
@fetlebrhanu6050 8 дней назад
ዳይነት ኣይግድንን ኤደን ሃይሚን ሰላምን ክተርፋ ኣይነበረንን
@SalamSalo
@SalamSalo 8 дней назад
ደቂ ዉቅሮ አሐጊስኩሙኒ ማርያምን🎉🎉🎉💋💕
@FilimonMulugeta
@FilimonMulugeta 8 дней назад
ፊሊ ተበዲሉ 1 ይግበኦ 😢😢
@KubsulSul
@KubsulSul 8 дней назад
😢😢😢 ኣድናቅን ደጋፍን ናይ ሰላም ሓጎስ እየ ነይረ፣ እንተ ኮነ ግን" ኣብዛ ናይ መወዳእታ መድረክ፡ ኣብ ኣመራርጻ ደርፊ ጌጋ ገይራ ! ማሌት እቲ ሒዛቶ ዝመጸት ደርፊ፡ ምስኣ ዘይከይድን ንውድድር ከዐውት ዘይክእልን እዩ ነይሩ። እታ ቅድሚ ሕጂ ዝደረፈታ ናይ ማህሌት ( ልሳነይ ) ትብል ደርፊ፡ ሕጂ ደሪፋታ እንተ ትከዉን ነይራ፡ ብዉሑዱ ሳልሰይቲ ወይ ካልአይቲ ክትወጽእ ተክእሎታት ነይሩ።
@FyoriZeray
@FyoriZeray 8 дней назад
Selam bedilahana😢
@godislove6831
@godislove6831 7 дней назад
Baelom eyom zmrxulka derfi ab finally neflto
@KubsulSul
@KubsulSul 7 дней назад
@@godislove6831 aymeslenin!
@Heavensami
@Heavensami 7 дней назад
​@@godislove6831 ከሙ ኣይኮነን እቲ ካላይ ዝደርፍዎ ጥራሕ እዩ ዝምረጸሎም
@Heavensami
@Heavensami 7 дней назад
Thank you ኣነ ውን ከሙ እየ ኢለ
@user-wn9kb9kp4c
@user-wn9kb9kp4c 7 дней назад
ኣይ ናዓድና እኒኦ ፍርዲ ምድር ጨነውቲ
@user-nn5on3yz6q
@user-nn5on3yz6q 8 дней назад
Sound system is not good and a blur of camera!
@TsegayeAraya
@TsegayeAraya 8 дней назад
ኩሉ ነገሩ ደስ ዘይብል
@AbdoMohammad-ok8ii
@AbdoMohammad-ok8ii 8 дней назад
ምንም ደስ አይብሌን ሽልማት ብኽልተ ኽኸዉን ነይሩዋ ብወገን ደቂ አንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ፅቡቅ እናሰራሕኩም መፂእኹም መጨረሹኡ አባላሺኽምዋ ሃሲኽምወን😭
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t 8 дней назад
እዴን😢 ዓሚፅኩም
@bcbhf3075
@bcbhf3075 6 дней назад
😢
@JoleanJobanm-xf7je
@JoleanJobanm-xf7je 6 дней назад
ፍትሒ ንኤደን
@mulawgebrewahid8523
@mulawgebrewahid8523 8 дней назад
ፍትሓዊ አይኮነን፣ ኤዱ እያ ቐዳመይቲ
@natsnetteame5256
@natsnetteame5256 5 дней назад
Htsan Naemi btaemi tdnek stage ,teazebti ,mkuxxar zelewa confidensce ❤❤❤❤❤ zdnek ms edmia zeykeyd kelet alewa so kexlyo ab zleale egzabher ybxhki
@danielkorchchkorchach9010
@danielkorchchkorchach9010 8 дней назад
Edu tebedila btami zhrq frdi
@HelenHelen-nh3hc
@HelenHelen-nh3hc 8 дней назад
Congra mikway ygbiaka eyu ma niga✌️✌️✌️✌️✌️✌️
@elshaday5026
@elshaday5026 8 дней назад
ኤደን 1ይቱ፡ ሰላም 2ይቲ፡ ብርሃነ 3ይ!
@HelenHelen-nh3hc
@HelenHelen-nh3hc 8 дней назад
Mn gizem wukro lkdmit koriena deki adey✌️✌️✌️✌️✌️✌️
@kabkone5196
@kabkone5196 8 дней назад
Nay bhaki hasikimom final tebahilu midlawat himak neyru kab music sound system kulu
@user-mb1jg2rx3p
@user-mb1jg2rx3p 7 дней назад
Eti ቪድዮ ግን ቢ ሞባይል ድዩ ተቀሪፁ
@LEAKEGEBREZGABHER
@LEAKEGEBREZGABHER 7 дней назад
Filmon tebdlu biteami 1 eyu kikewun zelewo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nattygereziher
@nattygereziher 8 дней назад
ኣይ ካብ ድምፂ ኣይ ካብ ካሜራ ማን 00000000
@Selamlekum
@Selamlekum 8 дней назад
ኢፋል አይግብኦን ዘይጻዕሩ አይተብልዕዎ😢😢😢😮
@Hierugaltigray
@Hierugaltigray 8 дней назад
ዳይነት ኣይግድንን 😢
@user-un5et6bp4s
@user-un5et6bp4s 4 дня назад
Na rim band slki yeneberekumy dyu😊😊
@AmanualHumera
@AmanualHumera 8 дней назад
ሰላምን ኤደንን ንዓይ ኩሉ ግዜ ብሉፃት እየን ደያኑ ፍርድኹም ፌር ኣይኮነን።
@SEGENGOYTAM
@SEGENGOYTAM 8 дней назад
Eden ke hasewti ekum
@waskan8288
@waskan8288 8 дней назад
ደቂ አንእስትዮ ዘይተሸለማ አነ ካብ አወዳት 1~3ይ ክሽለሙ ደቂአንእስትዮ ድማ ከምኡ 1~3ይ ደረጃ ክሽለማ እየ ተፀብየ ነይረ ኩሉ ግዜ ደቂ አንእስትዮ ምስፀቀጥኩምና ብሓቂ ሓፊርና ብስራሕኩም😢
@teklenegash6201
@teklenegash6201 8 дней назад
ምስ ፀቐጥኩምና ማለት?😂😂😂
@EtrYydf
@EtrYydf 7 дней назад
😂😂😂😂😂​@@teklenegash6201
@Heavensami
@Heavensami 7 дней назад
እዚ ምጽቃጥ ኣይኮነን፡ ሰሚዕክየን እንተ ኬንኪ ሰላምን ናሆሚን ንዐአን ዘይምጥን ደርፊ እየን ሒዘን መጽየን፡ ሰላም ከኣ እሞ ብጥዓሚ ትወጽእ ኔራ እያ።
@TaemoTsegay
@TaemoTsegay 8 дней назад
Eden ke
@fanagebreslasia9470
@fanagebreslasia9470 8 дней назад
ፌሊ ቀዳማይይይይ🎉 እዩ በዲልኩሞ
@dargohaftu4836
@dargohaftu4836 8 дней назад
Amazing ❤❤❤
@debesaymebrahatu1049
@debesaymebrahatu1049 8 дней назад
Filmon,bzey kelealem tebedile.
@zedebredenagle3507
@zedebredenagle3507 8 дней назад
ካሊእ ከም ሓሳብ ናይቲ ሽልማት ኣፈላላይ ብጣዕሚ ሰፊሑ። 1ይ ልወፀይ 3ይ ለወፀይሲ ዳርጋ ማዕረ እዮም ክትብሎም ትኽእል ኢኻ። ኣብ ሞንጎኦም ናይ ከባቢ 100ሽሕ ኣፈላላይ ክህሊ ፍትሓዊ ኣይኾነን። ስለዚ ኣብ ሞንጎ 1ይን..2ይን..3ይን ናይ ካቢ 20ሽሕ ኣፈላላይ ተትገብርሎም ምበለፀ ነይሩ።
@fanagebreslasia9470
@fanagebreslasia9470 8 дней назад
ፌሊ ተበዲሉ መናደዶ
@alemamichanal82
@alemamichanal82 7 дней назад
ፍልይ ጥበብ ደቂ ትግራይ❤❤❤
@WeyneKana
@WeyneKana 5 дней назад
ፊሊ ጀግና 🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@HaftomGher-pk2sj
@HaftomGher-pk2sj 8 дней назад
Eden is the best ....shame on you judges
@GhBv-g6m
@GhBv-g6m 7 дней назад
Bahaki enkae des belekum gn neshtey fili bley mnm trtr ybelts eyu neyru ❤ 2:49:18
@user-pv1fr2pi3y
@user-pv1fr2pi3y 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-jl1kt1ov2m
@user-jl1kt1ov2m 8 дней назад
Filimon n kulu teketatali laza idol kedamay eka....respect 🙏🙏
@MeseretBrhanuAbrha
@MeseretBrhanuAbrha 8 дней назад
Atum Zeregnatat abzi le do gemirkum Edu eya neyra 1 wey lele Brhane dyu gubo tkafilkum gubognatat
@alemamichanal82
@alemamichanal82 7 дней назад
ያሬየዱ ምህርት የውርደልካ ፈጣሪ
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo 5 дней назад
ሕማቃት ደያኑ ኡፍፍፍ😢😢😢፡ ኤደን ይግባኣ ኔሩ።
@HilduSakita
@HilduSakita 8 дней назад
Are aythfruna fili kabe majmerya athizu harif eyu lsrha masiau aytmzaznuy dikum😢
@AronQrap
@AronQrap 8 дней назад
Eden 😢
@GhBv-g6m
@GhBv-g6m 7 дней назад
Bahaki enkae des belekum gn neshtey fili bley mnm trtr ybelts eyu neyru ❤
@SarahLebanon
@SarahLebanon 7 дней назад
Edne😢
@kabkone5196
@kabkone5196 6 дней назад
1st filmon 2nd eden 3rd milkiyas eya neyra
@merilovr5981
@merilovr5981 8 дней назад
ምስግና ለማዓንቲ ፀሊእዮ
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 7 дней назад
Tay gerki tay atefiu
@muleyberihu604
@muleyberihu604 5 дней назад
mikiyas 1st
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 8 дней назад
ፍትሓዊ ኣይኮነን ዳኝነትኩም በቃ ቀዳማይ ዝግብኦ#1 ብርሃነ ክንፈ iyu entay ikum mo ketewexeulu debari awedadea nezi iye amet meleu teketatilekum fetehawi zeybelu wesne
@emnetberhane2789
@emnetberhane2789 7 дней назад
እዋይ እዝነይ !
@fishanbesa3022
@fishanbesa3022 8 дней назад
Music mix kulu bado
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo 5 дней назад
ኢዲተራት ዜሮ፡ ሕምስምስ ኣቢሎሞ ነዚ ደርፍታት።
@SuzanRobel-qh5hq
@SuzanRobel-qh5hq 8 дней назад
Bsru eyu leyganey.... edu forever❤ lia eyu ligbia neru eti 1 gn frdi yelen
@HeavenHeartking-y3i
@HeavenHeartking-y3i 6 дней назад
Ere uyyy Eden eya 1😢😢
@tamratabrha786
@tamratabrha786 7 дней назад
keep going Beka ኩቡር ሓው
@WalelgnHaile
@WalelgnHaile 8 дней назад
150,000 ilkum tkeflu eidkum tkorets
@SikuSg
@SikuSg 8 дней назад
ቀዳማይ ዝወፀ ይግበኦ እዩ ካልእ ግን ሳክት ንሳክት
@helenkubrom8226
@helenkubrom8226 7 дней назад
Zeymray mehasheni frdi hmaq nieru kulu zero nieru bhafesha
@semharwerede459
@semharwerede459 8 дней назад
Wwww ❤❤❤❤ milkas congratulations ❤❤❤❤
@melodyhagos
@melodyhagos 5 дней назад
ፊልሞን ብኹሉ መለክዒ ብገፊሕ 1ይ ኢዩ ነይሩ።
@user-ev6xn2oi2h
@user-ev6xn2oi2h 8 дней назад
😢😢
@user-lu4pj9fp9d
@user-lu4pj9fp9d 8 дней назад
leboche ....deyanu btkkel aysethun
@user-kf6rl8wr8m
@user-kf6rl8wr8m 8 дней назад
Ktshlem zgbea Selam eya neyra deayanu gn tehznu btaemi
@MeloMela-et7ln
@MeloMela-et7ln 6 дней назад
Woowwwwwwwww
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 7 дней назад
ደቂ ኣንስትዮ ንምንታይ😢
@AbsalatAbadi
@AbsalatAbadi 8 дней назад
ኤደን ኣለም ሰገድ ይግብኣ ኔሩ መሕፈሮ ኢኹም ዓይነ ስውር ኾይና እኹል ዓቕሚ ሒዛ እስኩም ምርአይ አይኸኣልኩሙይ ሚዛናዊ ብለይኮነ ዳንኝነትኩም ሓፊርና ኢና
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr 7 дней назад
@@AbsalatAbadi ልክዕ ዝዓርከይ
@hadgutesfahiwet6778
@hadgutesfahiwet6778 7 дней назад
ናይብሓቂ ደናቁር ዝኮኑ ድያኑ
@robinamd8516
@robinamd8516 8 дней назад
Abelashikuma ab mewedata eza Medeb 😢
@betelihemadane8609
@betelihemadane8609 8 дней назад
Nay feli ኣድናቂት እይ ኔር😢
@app9839
@app9839 8 дней назад
Wowowwww yariydiway😘😘😘😘😘
@merilovr5981
@merilovr5981 8 дней назад
ኤዱ ሽኮር አጆኪ አነ ግን ሓዚነ😢
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 8 дней назад
ፊሊ ❤❤❤❤💪💪💪💪
@FjG-ot9dn
@FjG-ot9dn 8 дней назад
ኩሎም ጎበዛት እዮም ቀዳማይ ዝወፀ ውን ይግበኦ እዩ
@KokobBrhane-rw9fl
@KokobBrhane-rw9fl 7 дней назад
filili naic geleaynet bkulu akerarba the biect
@FiliChanel
@FiliChanel 7 дней назад
Eden himak nera bzuh gtmi nayti derfi resieato
@tirhaswelu
@tirhaswelu 7 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@GhBv-g6m
@GhBv-g6m 7 дней назад
Bahaki enkae des belekum gn neshtey fili bley mnm trtr ybelts eyu neyru
@FitsumAsmelash
@FitsumAsmelash 8 дней назад
Deberti deyanu mnm aytfeltun ekum tehznu
@helenkubrom8226
@helenkubrom8226 7 дней назад
Very sad 😢
@KidusBaranto
@KidusBaranto 8 дней назад
ደቅዘን ጋውናታት ኤደን ኣውዲቅኹምስ ሚኪያስ ቃደማይ ጉቦ ተዋሂብኩም ኢኹም ኤደን ብዚኦም ደደባት ዳያኑ ተስፋ ከይትቆርፂ ደያኑ ኣስናንኹም ይርገፋ
@SemereAbrha1416
@SemereAbrha1416 8 дней назад
ሰላምን ዴደንን 😢
@DianateklayDanu
@DianateklayDanu 8 дней назад
Way selam ke😊😊😊😊
@HilduSakita
@HilduSakita 8 дней назад
Na fili gn bedambi yeraylu😭
@maebelteklay4435
@maebelteklay4435 7 дней назад
ፍትሒ ን ብርሃን
@HayetFkre
@HayetFkre 8 дней назад
wayway tgrays adlwo tezeythluwas kndey mexebeket edn gedifkas mkiyas are deyanu nskum ekum geremti 😢
@hadgutesfahiwet6778
@hadgutesfahiwet6778 7 дней назад
ለምጭ ዘይበትከላ ዓዲ😮
@MeronShimuye
@MeronShimuye 8 дней назад
Shame on u mikanis yikunelikum mikyaswa aboeu wancha hizu limetsieis hamey geru eyu ergitenga koynu ata hidegido bilkone mehifero eikum Edu alemseged lingerm dimtsi eyu linheki bzieom tesfa keytikortsi weradatat
@YaredHalemaryam
@YaredHalemaryam 5 дней назад
ኣብ መወዳእታኡ ን እሽተን ደብዚዙኒ እቲ ባንዲ ብዝግባእ ን ቲ ፕሮግራም ዝምጥን ኣይኮነን እቶም ተወዳደርቲ ን መዛዘሚ ዝኾን ደርፊ ኣይመረፁን ንቐፃሊ ንመሃረሉ
Далее
POP CHALLENGE 🎈
00:36
Просмотров 688 тыс.
" ተምፀኦኦ የብልክንን ተባሂልና!"
39:12
POP CHALLENGE 🎈
00:36
Просмотров 688 тыс.