Тёмный

መደብ ምስ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱን ብሩህ መጻኢን ዓባይ ብሪጣንያ 

YEMANE INFO MEDIA
Подписаться 26 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

መደብ ምስ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱን ብሩህ መጻኢን ዓባይ ብሪጣንያ

Опубликовано:

 

3 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 24   
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 дней назад
ዘሕጉስ ዝኮነ አመዳድባ ከምኡውን ዓቂሚ ዘይብሎም ሐገዝ አሎ ምባልካ ወዲ መዓሾ ጸባ አሲቲካኒ። 💙🍃 የማነ ሕቶታትካ ዋውዋው ኢዩ ዘብል። ንፉዕ መንእሰይ ይኮርዓልካ💙🕊
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 5 дней назад
Amlak msakum. ykun🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-hj3mu1fn8p
@user-hj3mu1fn8p 5 дней назад
ኣጆኹም የሕዋተይ ክንተሐጋገዝ ኢና 🙏🌹🩵✅.
@elsaberhane3594
@elsaberhane3594 5 дней назад
Yumun 🎉
@fltethaylieu6042
@fltethaylieu6042 5 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቃራርባ ይሙን ቀጽሎ ብርትዕ ኩሉ ግዜ ከምዚ ገርካ መደባት ናይ ምስራዕ ጽቅጥ ኣብለሉ ህዝብና ድማ ንቃሕ ንብዓት ወለድካን ዕንወት ዓድካ ኣብ ቅድመካ ኣቀሚጥካ ቃልስካ ኣዕቢ ብዙሓት እና ነዚ ናይ በርገድ ንሓመዱ ንድግፍ ኣብ ገዛና ኮና ክሳብ መኣስ ኣብ ገዛና ኮና ክንድግፎም ይርሓቅ ይቅረብ ኣብ ከባቢና ዘሎ ክንከትት ይግባ ዋላ እውን ብኣካል ክንከድ እንተ ዘይ ጠዓመና ብገንዘብናን ብሓሳብናን ክንከትት ይግባእ ።🎉🎉🎉🎉🎉
@fretatesfay343
@fretatesfay343 5 дней назад
💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌✌
@semielberhen477
@semielberhen477 5 дней назад
❤❤❤❤
@nouraviri4903
@nouraviri4903 5 дней назад
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🌷
@fretatesfay343
@fretatesfay343 5 дней назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏
@aziebberhe2367
@aziebberhe2367 15 часов назад
God bless you guys m macho
@konjithagos7591
@konjithagos7591 5 дней назад
Selam yihiwetina kuburat goganu tekalesiti nufuaet yekenyelna naykulu tgebrelna netir sifah teaewet semeyawi bandiera meley nikidimit aewetina bikilitimna
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 4 дня назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 5 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-vy9ib1vl1f
@user-vy9ib1vl1f 5 дней назад
ሠላም ሠላም የማነ ኢንፎ እዚ ትገብሮ ዘሎኻ ናይብሐቂ ጽቡቕ እዩ ይኹን ድአ እምበር እዚ አስማት ምፍልላይ ተሪፉ ተጠርኒፍካ ምኻድ እቲ ዝበለጸን ዘዔውትን እዩ እሞ ከደአ ግዜ ይጽበየና ድዩ ወይስ ንጽበዮ፤ ስለዚ በብዘለናዮ ህላዌናን ግዜናን በዛዘለናዮ ሁሞት ስለዝኾ ግዘና ንጠቐመሉ ትማል ትማል ወጺኦም ተፈላለዩ ፋኖታት ነቲ ሐየል እየ ዝብል መንግስቲ ራዕራዕ የብልዎ ዘለዉ ዓቢይ ትምህርቲ ክኾነና ይግባእ እሞ ግዜና ንጠቐመሉ ። እታ ዓባይ ሓጎስ ዝሰማዕክዎ ፀለሎ ተታሒዙ ዝብል ስምዕ አቢለያ ሐቂድዩ እወ እቶም ንኤርትራውያን የሕዋት አብ ማእከል አትዮም ዘጓሃህርዎደቂ ዓዲ ይኹኑ ብዓል ጎቦጭራ ከምዚተጀሚሩ ዘሎ በብዘለዉዎ ከነጋልጾምን አብሕጊ ከነቕርቦምዘይተሐለነ ጻዕርን ድኻምን ከየይተሐለልና ክንሰርሕ ይግብአና እሞ ቃልሲ ብስሚዒትካ ምኻድ አጸጋሚ እዩ እሞ ክሳድና ዝተፈጥረ ንየማን ነጸጋም ንድሕሪት ንቕድሚት ንክንሪኢ እዩሞ መጀመርያ ቃልስና ምስ ሐሰውትን ወቀርትን ክንድምስሶም አለና እሞ ሕብረት ሐድነት ጽንዓት ሐቂ ሒዝና እንተድአ ኮይኑ ክሰልጠናን ክንዕወትን ኢና እሞ ነብስና ከምስደተኛ ሐሲብና አብ ዘዘለናዮ ከተማን ገጠርን በቲ ዝርድኦም ቋንቋ ዋላውን ንውሐድ አብሰሙን ወይ አብወርሒ ክንጉስጉስ ይግባአና እዩሞ አይንሕመቕ ንተሐባበር ኩሉና።።።
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 5 дней назад
💙💙💙💙💖💖💖💖💖💪🏾💪🏾🙏🙏🙏
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 5 дней назад
💙💙💙💙💙💙
@abrahamsolomon4999
@abrahamsolomon4999 4 дня назад
🎉🎉🎉❤❤❤
@tesfalemabraham3797
@tesfalemabraham3797 4 дня назад
ስለምንታይ TV Arena ዘይተሳተፈት? ብዝኮነ ጽቡቅ ተበግሶ፡ ብርጌድ ንሓመዱ ይዕወት።
@gitup7918
@gitup7918 5 дней назад
YONAS MASTICA IS AGAINST BIRGED NIHAMEDU
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 5 дней назад
ኩልኻ ክተት ንምትካል ሕጊ ዓዶኣቦኻ ኣብ ዘለኻ ሃሊኻ ሓደ ህግደፍ እዩ ጸላኢኻ ክሳብ መኣስ ብዓልየትን ኣውራጃን ክበታትንኻ ኣለልዮ ደኣ ኣጀንዳ ጸላትኻ ምስ ሰውራ መለይ ክትምለስ ዓድኻ ሓደራ--ሓደራ ይብሉ ኣለው ዝናፈቑ ወለድኻ
@konjithagos7591
@konjithagos7591 5 дней назад
❤❤❤❤
@thomashaile5915
@thomashaile5915 5 дней назад
❤❤❤❤
Далее
ШОКОЛАДКА МИСТЕРА БИСТА
00:44
Просмотров 449 тыс.
Самое Романтичное Видео ❤️
00:16
POLI зовет Газана
00:12
Просмотров 1,3 млн
ШОКОЛАДКА МИСТЕРА БИСТА
00:44
Просмотров 449 тыс.