Тёмный

Atv Asena Asmara -ንስልጣንን ዶላርን ሃነፍነፍ ክብሉ ናብ ህግደፍ ብምጽጋዕ ህዝቢ ዘጥፍኡ፡ ሃገር ዘዕንዉ ዘለዉ ጉጅለ ሓጎስ ክሻ ብዓል መን እዮም? 

ATV asena
Подписаться 283 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

Atv Asena Asmara - ንስልጣንን ዶላርን ሃነፍነፍ ክብሉ ናብ ህግደፍ ብምጽጋዕ ህዝቢ ዘጥፍኡ፡ ሃገር ዘዕንዉ ዘለዉ ጉጅለ ሓጎስ ክሻ ብዓል መን እዮም?

Опубликовано:

 

5 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 49   
@goitommaru1990
@goitommaru1990 19 дней назад
ስላም ኣማንኤል ምስ ስማዕትኻን ክብረት ይሃብልና ሰለ ክሉ እትገብሮ ዘላኻ ቃልሲ thank you so much.!!
@gatogato2852
@gatogato2852 19 дней назад
የቐንየልና ኤማ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ሓይልን ይሃብካ፡ ሕብረት ግበሩ ተጠመሩ ስመሩ፣ ኢልካ ጎስጉስ ሓደራ ሓብረት የድልየናሎ ሓደራ ሓደራ።
@tesfaluulmichael9222
@tesfaluulmichael9222 19 дней назад
Thank you Aman!!! 🙏🏿
@erm3806
@erm3806 19 дней назад
Thank you Aman 💙💙💙💙💙🙏
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 19 дней назад
Good news Aman and convey my gratitude for those Eritreans and thanks
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 19 дней назад
Good job assena tv
@kebirates5125
@kebirates5125 19 дней назад
ካብዘገልገለ ዘውደልደለ!
@YosefTsehay
@YosefTsehay 19 дней назад
Nhmaq gzes baal gaesa alewo
@simon-jc6fs
@simon-jc6fs 19 дней назад
🙏🙏🙏💙💙💙👍
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 19 дней назад
ምቅጣር ናይ ኣምሓርኛ ቃል እዩ። ግን ከእ ቅቡል ቃል ኣይኮነን።
@user-of6cc6rm7b
@user-of6cc6rm7b 19 дней назад
Negash I heard he is in Norway please check the accuracy
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 19 дней назад
He is in Sacramento, California.
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 19 дней назад
ቁዋም ተኒሳኤሙውታኒያ እይ ናይ እትም ጴጥሮስ እፍርቂ አብርሃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቁዋም ተሲአህዚቢቀቡራ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አለኸ ውድ ኤረ።❤❤❤❤
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 19 дней назад
ኢሱ ዕድለኛ እዩ: ብምርጭኦም ከም መንጋ ዝኹብኮቡን ዝሽየጡን ዝልወጡን ዝድመሩን ካብ እንስሳ ዘይሕሹ ህዝቢ ረኺቡ
@ermiasmogos3102
@ermiasmogos3102 15 дней назад
ናይ ጀደክ ዝነበረ ዶክተር ተስጺይን ይበሃል ደብረፅየን ኣይኮነን
@habentes6598
@habentes6598 19 дней назад
Please translate it to English
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 19 дней назад
Duhulat entay tgebru Alekum
@tewoldekahsai415
@tewoldekahsai415 19 дней назад
dr.Weldetsion Mesgina.
@negashhaile7188
@negashhaile7188 19 дней назад
doctor Araia was the director general of housing bank
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 19 дней назад
Araya tsegay ኢዩ ዝበሃ ናይ ሃውሲንግ ባንክ ዝነበረ ሰብ ኢዩ።
@user-cf3ln5is3l
@user-cf3ln5is3l 19 дней назад
አማኒኤል ሰላም ሞሰኩሎም ተኸታተልቲ ቲቪ አሰና እታ መጽሓፍ እሰያሰ ጺሒፉ ንሓው ብሺምካ ዘርግሓያ እዮ ኢሉዎ ንምንታይ እዚ ናህሪ ሰመያዊ ማዕበል ሰለዘሰግኦ ገለ መተዓናቃፊት እንተኾነት ተባሂሉ እዮ ሰለዚ ናህርና ናህሪ ቢንያም ይኹን ንቀላጠፍ ደቂ ሰማያዊት ሰውራ ራህዋ
@YosefTsehay
@YosefTsehay 19 дней назад
Hanti felasit e ab 70 tat gugmangug kmexu eyom ab senbel shikona feres zwuhut dem hfess eyu temahlelu tbl nera gziu dma yqerb alo
@freedomtnb351
@freedomtnb351 19 дней назад
Yes, brother Yosef. I heard the same story 30 years ago from my dad peace be on his soul. It is coming but we don't know when?
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 19 дней назад
ካም ገድሊ ጀሚሮም ብሓሶት ንደቂ ሃገር ስሞም ብምጽላም ከምድላዮም እንዳቀጥቀጡ ክሳብ ንሞት ይፈርዱዎም ነይሮም ኢዮም ::
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 15 дней назад
Dr Rezene Medhanie
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 19 дней назад
Ama etiseb bealu eu tewaridu weslet weslet hasot
@barhat6362
@barhat6362 10 дней назад
Eritrea prevail forever, you ferah hide yourself in the cave. Tigray Tigrini.
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 19 дней назад
ሓንጎሎም ጪቃኢዩ።አደን እባን ሐደ ወሊዶም አመኑኤል ኢዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 15 дней назад
እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓቤርታ ምስ ናይ ውሽጢ ተቃውሞ ዝዋሃብ ዘሎ መግለጺ ኣሰና ሜድያ፡ ንህግድፍ ፍልሖ ኮይኑ መንጸሮር ኪይንዎም ዘሎ ነብሪ ኣማንኤል ኢያሱ 1ይ ቦታ ሒዙ ከም ዘሎ ዘይካትዕ ሓቂ'ዩ። እዚ ክብል ከለኩ ካልኦት ሜድያታት ሃናጺ መደባት ዝሓዛ የለዋን ማለት ኣይኮነን። ከምቲ ጻማ ጻዕረን ቀደም ተከተል ክሕዛ ድማ ይግባእ። ነቲ ሓቂ ከም ዘለዎ ከንቐምጦ ኣሎና። ህግድፍ ብዘናፈስዎ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳታት ክንሽወድ ኣብ ጸለመ ኣሰና ዝፍኖ ጭብጢ ዝጎደሎ ወስታታት ደው ክብል። ምሉእ ደግፍ ክዋሃቦ ከምዚ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ተዓዋቲ ኮይኑ ዘሎ ኣብ ጸውታ ቅድድም ብሽግለታ። ኣማንኤል ኢያሱ ድማ ንተባዕ ኣግልግለቱ ናብ ውሽጢ ኤርትራ ብሳተካይትን ሬድዮን ኣቢሉ ዝህቦ ኣግልግሎት ምቅዋምን ምጽላምን ደው ኣቢልና ኣጆካ ክንብሎ። እጽውዕ። እዚ ክብል ከለኩ ንዝግብሮ ናሽቱ ጌጋታት ንስ ዝህሉ ክንቕፎ ሃናጺ ምካኑ እእምን። የቕንየልና ኣሰና ሞራልካ ሓፍ ኣቢልካ ኣብ መስነርካ ጉየ ኣብ ጎንካ ኣሎና! ተዓወት ክብለካ እፈቱ።
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 18 дней назад
SOFIA TESFAMARIAM SALARY NOT 4000.00 US IT IS 80.000 US....FOR 4000.00 IS FOR PEOPLE WHO WORKS LOW WAGES START POINT
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 19 дней назад
ሃጎስ ክሻ ኣብ 91 ትሕቲ በዓል ዘመደ ግርማይ ሳንቲም ጵጥሮስ ተኸስተ ባይረ ሓላዊ ናይ ባህሊ ስነጥበባውያን ዝሕሉ ኩርኩርዩ ተለኣኣኺዩ ነሩ አዚ ህጂ ንብረት አቲትራ ዝውንን ዘሎ አሞኸኣ ወዲ 12 ዓመቱዩ ካብ ትግራይ ንሰዓፈ ዝኣተወ😂😂😂😂😂😂😂
@LibonaLibona-w3g
@LibonaLibona-w3g 19 дней назад
አዝዮም ብሱላት ሰባት አጆኩም በለልና ፡ ብዛዕባ እታ ናይ ችቸሮ ግጥሚ ድማ ሐቂ ኢዩ ናይ ኤልያስ አማረ ከምቲ ዝበልዎ፡ ተወሳኪ ድማ አዝዮም ርትዓውያን ሰባት ምካኖም ሚዛናዊ ጽሑፋቶም ይምስክር ፡ ምክንያቱ ኤርትሮስ ቅኑዕ ምካኑ ምግላጾም ሐደ አብነት ኢዩ ፡ ሐቂ ኢዩ ኤርትሮስ አስራርሕኡ ዴሞክራስያዊ ኢዩ ኔሩ ፡ ደጊምካ አመስግነልና።
@Tusfai
@Tusfai 18 дней назад
03 እዝኒ ህዝብና መጻወቲ ጌሮሞ እዮም ኣማንኤል ዝብሃል ናይ ጀብሃ ተጋዳላይ ሓዉ ኔርወ ሓወይ ፈታዊ ስልጣን እዩ 7ግዜ ንላዕሊ ትዘሉ ኣለኩም 7ማዓሙቅ ከትወኩም እዩ ይብልኔሩ ዝብል ጽሉል ፍብረካ ውን ይሰምዕ እየ ካብ ወረ ንውጻእ ንህዝብናን ንነብስናን ዘርብሕ ንዛረብ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️
@mulughetaghebresilasie2205
@mulughetaghebresilasie2205 16 дней назад
Zereu Welomickal Eritrean insurance director uk London zeatowe Moytu
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 18 дней назад
HAWU AFORKY AN CINEMA ROMA IYU TEFETSIMU BIZUHAT NETY KALAY ATSRIYOM IYOM HATIMOMO
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 19 дней назад
Genzeb seriku zemxo koynu u sle zeyrhaxelu tm eilu znsnso abzkhewunn zeykewun fetenetat ksha dyu wala hbey mekae qakh eu
@amanuel-.
@amanuel-. 19 дней назад
ናይ ወዲ ቫካሮ ተጋጊኻ። ኣብ 2014 ሞይቱ። ካልእ ዶር ዓንደብርሃን ኣብ ኣመሪካ ወኪል ህግ ኮይኑ ምስ በዓል ሓጎስ ክሻ ነይሩ'ዩ።
@barhat6362
@barhat6362 10 дней назад
Teredikani aloka, teredikani aloka, say something prodactive.
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 19 дней назад
Kem eziom ayenet hasawi leklaki lekhbat yelen deyhafru eti zbhal ynakena zeyblu nhasot eilu do seb ynebr eu eziom si fuluyat eyom
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 19 дней назад
Salam.ema.nhns.iedal.agbrnn.bal.betw.tefomna
@justicejustice8667
@justicejustice8667 16 дней назад
ይዋእካ ስዉእ: ይዋእካ ስንኩል: ወያ ዝተሰዋእካላ ኤርትራ መጋየጺ ፈገራግር ኮይና::
@gatogato2852
@gatogato2852 19 дней назад
ድር፡ ኣርኣያ ጸጋይ ኢዩ ዝብሃል ካብ ዩኒቨርሲቲ ናይ ባንክ ኤርትራ ሓላፊ ዝገበሮ ኢዩ።
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 19 дней назад
መዋእልካ ሃጠውጠው ክትብል (ብኩል)
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 19 дней назад
ኣነ ኣብ ካሊፎርኒያ እየ ዝነብር። ኣብ ክንድኻ ሓፊረልካ። ገደብ ዘይብሉ ሓሶት። ኸምዚ ዓይነት ሓሳዊ ውልቀሰብ ኣጋጣሚኑ ኣይፈልጥን። ሃገር ኸምዚ ዓይነት ለኽባጥ ሰብ ኣየድልያን እዩ። ንመንግስቲ ምቅዋም ብቅኑዕ መንገዲ ቅቡል እኳ እንተኾነ። እዚ ናትካ ስራሕ ግን ናይ ዑሱባት ተግባራት እዩ።
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 19 дней назад
ንሃገርካ እንዳ ኣቋንጸብካ ዝመጽእ ለውጢ የለን። ቅኑዕ ተቃውሞ ኣብ ዝኾነ ነገር ማለት ኣብ ወልቀ ናብራ ናብራኻ ኣገዳሲ እዩ።
@justicejustice8667
@justicejustice8667 16 дней назад
ናትካ ስራሕ'ከ ምስምንታይ ይቑጸር? ኣብ ካሊፎርንያ ትነብር ኣሎኻ: እንታይ'ሞ?
@Hosaena806
@Hosaena806 19 дней назад
Isaias n Egypt kerekba you 💔 Arebawit Eritrea Isaias 30 amet serihulu eyu. 💔 Aytitehamel wedi Eritra 👍
Далее
НАШЛА У СЕСТРЫ СЕКРЕТИК
00:36
Просмотров 488 тыс.
ПОДВОДНЫЙ ГЕЙМИНГ #shorts
00:22
Просмотров 1 млн