Тёмный

ማሕበር ዕንባባ ንሕውየት ማሕበረሰብ 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 328
50% 1

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተባዕለሉ እዋን ንትግራይ ወኪላ ተሸላሚት ንዝኾነት ማሕበር ዕንባባ ዘተኣናጋደ መደብ’ዩ ናይ ሎሚ ስሩዕ መድብና። ኣባላት እዚ ባህላዊ ምንቅስቃሳተን ብፍላይ ምስ ኲናት ተተሓሒዙ ማህሰይቲ ንዝወረዶ ማሕበረሰብን ከባቢን ኣብ ምሕዋይ ዝህልወን ግደን ዝረከበኦ ሽልማትን ኣመልኪቶም ሳራ ፍሰሃየን ኣብ መቐለ ዝርከብ ወኪል ድምፂ ኣመሪካ ሙሉጌታ ኣፅበሃን ብሓባር ዘዳለዉዎ’ዩ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Опубликовано:

 

21 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 2 месяца назад
I suggest those types of units should be supported by everyone one thing I would focus on is that people in need should get help but we need to know there is no waste of time and dependent generation.
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 2 месяца назад
I appreciate the support for people in sadness but 7 days of spending sadness is too much. Our people should know in the 21st century it doesn't work or we will keep going to poor life
Далее
ሞት ዝኾለፎ ተስፋ
12:31
Просмотров 964
Stay on your way 🛤️✨
00:34
Просмотров 7 млн