Тёмный

ምምልስ ምዕራብ ትግራይ ሓድሽ ፖለቲካዊ ለውጢ ከምጽእ ኢዩ። 

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Подписаться 78 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

ምምልስ ምዕራብ ትግራይ ሓድሽ ፖለቲካዊ ለውጢ ከምጽእ ኢዩ።

Развлечения

Опубликовано:

 

26 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 61   
@user-uf3sk5yj7q
@user-uf3sk5yj7q 2 дня назад
ቀፅለሉ።
@user-uf3sk5yj7q
@user-uf3sk5yj7q 2 дня назад
ወረ ሓጎስ የስመዐና።
@DanielDaniel-mx1ml
@DanielDaniel-mx1ml 2 дня назад
Brhem hasiwe
@AliMohammed-nj9kv
@AliMohammed-nj9kv 2 дня назад
ብርሀነ ሐወይ ትግራይ ክትውስን አትኽእል ድህሪ ምእራብ ትግራይ ምምላስ እዩ ዝኾውን ።ብቅድሚኡ ሀገር አየ ዝደሊ ክትብል አይትኽእልን።
@user-uf3sk5yj7q
@user-uf3sk5yj7q 2 дня назад
አረ ትኽኽኽል ኢኻ ወይ ጉድ!!!
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b День назад
Yesss🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@isurafelkif
@isurafelkif 2 дня назад
TDF ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ትግራይ ዝተገበሮ ከምኡ ከይከዉን ቅትለት አንሰቲ ምግፋእ ከይሁሉን ምሰ በርጌድ ናሓመዱ መሪሒነት ክግበር አለዋ እዩ ዝብል ዘሎ መራህቲሠራዊት ትግራይ ከዚ አይገብሮኒና ንፅናህ አሰካዕ ዝደራጆ ብርጌድ ናሓመዱ ዘካእትኦም ዘሎ
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 2 дня назад
ህዝቢ ኤሪትራ እኮ ፀላኢ ትግራይ አይኮነን፣አብ ትግራይ ግፍዒ ክፍፀም ዝአዘዙ ካብ አባላት ህግደፍ ካብ 100 ዘይሓልፉ ላዕለዎት አዘዝቲ እዮም ተጠየቅቲ እምበር ህዝቢ ኤሪትራ ብአኦም ዝፀንትን ዝሳቀን ዘሎ ህዝቢ እዩ።
@AMAZE-ib4dk
@AMAZE-ib4dk День назад
ሓቀኛ ቅኑዕን ሰብ
@abrahaleygebremichael1029
@abrahaleygebremichael1029 2 дня назад
Ze etneger eu hawna. Ezi ktzarebelu agedasi aymeslenn. Ms atewu ms teregagu kes elka zrea eu.
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 дня назад
አምሐራ ከይጽረየ ብኸመይ ምሕዞ ግደፍ.
@DanielDaniel-mx1ml
@DanielDaniel-mx1ml 2 дня назад
Barhi darbay
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b День назад
Ysss🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-je3ij7ph1e
@user-je3ij7ph1e 2 дня назад
ብሬ ኣጀካ ጅግና ቀፅለሉ
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 День назад
“True men and man of peace.”
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b День назад
ትኽኽል እኻ ወይ ጉድ!!!
@sami85berhe18
@sami85berhe18 2 дня назад
God job
@user-uf3sk5yj7q
@user-uf3sk5yj7q 2 дня назад
100%
@AmAn-jz2rj
@AmAn-jz2rj 2 дня назад
❤❤❤❤❤
@wskn.2119
@wskn.2119 2 дня назад
🎉🎉🎉
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 День назад
❤❤❤❤
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 дня назад
Selam eyu zihayish ab mengo Tigrayn Eritran asha tiray eyu kunat zikefit.
@ErmiasAynekulu
@ErmiasAynekulu День назад
ፍቶ ፅላእ ኤርትራ ክትድኳዕ እያ ዛጠላም ሃገር ካሕዳም
@hiwotgebrehiwot8008
@hiwotgebrehiwot8008 5 часов назад
ኢሳያስ ምስ ሓሻክሩ ተዘይ ቀቢርና ተጋሩ ኣይኮናን
@KidaneBata
@KidaneBata День назад
መን ደክማ አልካ አንታ ልክባት
@ElsaDade
@ElsaDade День назад
እሞ ኤርትራ አካል ኢትዮጵያ ክትኾን ተኾይና ዳአ ልምንታይ ትግራይ ትገንፀል ትብል ሓውኒ
@user-ge1zk8kd4q
@user-ge1zk8kd4q 2 дня назад
ሻዕብያ ኮኑ ፋኖ መሬት ትግራይ ክምለስ ኣይደልዩን እኳደኣስ ብልፅግና ንምጥፋእ መጀመርታ ትግራዋይ ክጠፍእ ይደልይዎ ። ኣብይ ኣሕመድ ድማ ን ኦሮሞ ስግኣት ዘይከውን ግን ድማ ንሻዕብያን ኣምሓራን ወጢሩ ዝሕዘሉ ሰራዊት ትግራይ ይደሊ ፣ ኩሉ ሕርያ እዩ ፣ ግን ሕጂ ብዘሎ ጭቡጥ ኩነታት ንተጋሩ ዝጠቅመና ምስ ኣብይ ምፅምባር እዩ ።
@ErmiasAynekulu
@ErmiasAynekulu День назад
ግምት አይኮነን ሓቅኻ ኢኻ ኤረትራ ከም ድሙ አሲርካ ክትመፀእ እያ
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g 2 дня назад
ትግራይ ጆኖሳይድ ዝፈፀመላ ወረርቲ ሐይል ምእራብ ትግራይ ክህልው አይክእሉን ናይ ትግ መመሀዳደ ሪ ቀልጢፉ ተፈናቀልቲዐ ክምልስ አለዎ አብይ አብ ወጥሪ እዮ ዘሎ ሰራዊት ትግራ መስዋእቲ ከንቱ አተትርፍዎ ።
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b День назад
TDF kige of Africa🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abduadem4862
@abduadem4862 День назад
Nska sanf platka aloka
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 2 дня назад
አየ ኢሳያስ ንነፃነት ኤሪትራ ድፋዕ ዝኸፐነት ትግራይ ዶ ምወግአ?
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b День назад
ሞኩትን ወያኔን ንባዕሉም ጥራሕ እዮም ዝሓስቡም
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d День назад
TDF ንቕድሚት
@AliMohammed-nj9kv
@AliMohammed-nj9kv 2 дня назад
በሳል ፖለቲካዊ ትንተና እዩ ሕጅውን ኢሳያስ አሊኻ ምስ ኤርትራ አሊያንስ ምፍጣር እዩ
@danielwoldu1855
@danielwoldu1855 2 дня назад
ምሰ ኤርትራ ጦርነት አይንደልን
@user-en6tq1bt2l
@user-en6tq1bt2l 2 дня назад
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 2 дня назад
ኣብኡ ዝነበርካ ትመስል ጽብቅቲ መብልዕት ኣስእስቲ ረኽብካ ኣለኻ።
@user-mg4ux8hc9b
@user-mg4ux8hc9b 2 дня назад
Ata entay aynet donqoro ekha. Somalin eritrea kamay gerka abhade tamtso
@GEB301
@GEB301 2 дня назад
ኣብይ ኣሕመድ ኣየናይ ዝረብሕ ሰራዊቱ ሃልይዎ እዩ ንኤርትራ ክወርር ዝኽእል?ሓደሽቲ ኣፅዋር ከምዘለዎ ፍሉጥ 'ዩ።
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 2 дня назад
Tigrea Never said We are Ethiopians. You hate the flag you hate anything Ethiopian
@r-hgman3651
@r-hgman3651 2 дня назад
Your analysis on the relationship between Ethiopian regime and TDF is convincing and likely to be. It’s a disgusting and dirty politics to fight to harm Eritrean regime and its innocent people. I hope it won’t happen. The regime at Arat Kilo should apply the Fed laws and return Tigray homelands without any preconditions.
@eyal9826
@eyal9826 2 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ድሕር ሕጂ ምሥ ሻዕያ ይኩን ምስ ኣምሓራ ክዋጋእ ኣይክእልን።ቅድሚ ሕጅም ሻዕብያ ብዝፋሕጠሮ ውግእ ብሓይሊ ዝግበር ነገር ከም ዘይሉ ሓያልየ ዝብል ኩሉ ልክዑ ንክፈልጥ ዝተገበረ ውግእ እዩ እምበር ንሻዕብያ ይኩን ንኤርትራ ናይ ምውጋእ ሕልምን ባህግን ነይሩ ኣይፈልጥን ኣብ ትግራይ።ኣምሓራ ካብ መሬት ትግራይ እንተዘይ ወፂኦም ምናልባት መሬቱ ንምምላስ ህዝቢ ክዕምፅ ይክእል እዩ ምሥ ኤርትራ ዝግበር ነገር ግን ንምታይ ክሳብ ኣልዋሃና ለማልሞ ዘይሕዝዎ ንህዝቢ ትግራይ ከየሳቀዩ ሓደ ህዝቢ እዩ ኢሉ ሓደ ንምግባር እንተተቀሳቂሶም ቲዲኤፍ ብርግፀኝነት ኣብ ጎኒ ኤርትውያን እዪ ዝስለፍ።
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 2 дня назад
TEGRAWAY Temen 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@eyal9826
@eyal9826 2 дня назад
@@user-ei4sg9vg9w ርግፀኛ እየ ትግርኛ ትክእል ኣምሓራይ ኢካ።ትግራዋይ ተመን እንተክይኑ እርትራዊም ከምኡ ማለት እዩ ንምታይ ሓደ ህዝቢ ስለዝኮነ።
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 2 дня назад
@@eyal9826 Hezbi Kelel Axebo Sherok Tigray Mess Hezbi Eritrea kemey Gerka Hade Teblo? Bezey Mekneyat Aykonane "TEGRAWAY Temen Tekk Entebele Kem Maexid" Zebelna. 😜
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 2 дня назад
ተጋሩ በላዕቲ ኲዕንቲ ፡ኣበይ እሞ ኲዕንቲ ምግዛፉ ክንዲ ዱባ እንተዝኾነሎም ንምነየሎም
@Gudifay
@Gudifay 2 дня назад
Godifay.TDF
@HassainSiraj-if9fz
@HassainSiraj-if9fz 2 дня назад
Keketket Eka ayterfekan
@user-jx6uv7ve5u
@user-jx6uv7ve5u 2 дня назад
ብርሺ ክንድዚ ንተጋሩ ደወ ዘበለካ እንታዩ ??? ንግሆ ምሸት ትግራይ !!! ብከመይ ኤርትራዊ ኮይካ ኣብ ኤርትራ ስለተወለድካ ??? ውሺጥሃ ስለዝትፈልጦ ድቃስ ሲዒንካ
@tesfayyohannes921
@tesfayyohannes921 2 дня назад
ኣብየት ሕሶትኻ ዘይውዳእ ፍጥረት
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 2 дня назад
Basically what you are saying is you are willing to give your Ass to Abeye if he gives you welkait!
@abdulnur5419
@abdulnur5419 2 дня назад
አንታ ሰብአይ ንስካ አረጊት ሕጂ ክትፀድቅ ማሐሰብካ ፅቡቅ ተዛሪብካ ሰብ ክትሽምግል ሰላም ከተምፅእ ማሐሰብካ ግን አብዚ ዕድሜካ ሐንቲ እግር ካ አብጉድጓድ አትያ ከምዚ ክትብል የሕፍር ዩ ክፍእን ተንኮልን ተሸኪምካ ዘይትፈልጦ ምዕፍርካ መን ክሰምዓካ እዩ ንስኩምን ከማኩምን እዮም ህዝቢ ንህዝቢ ዘባልዑ ሐዊ ትልኩሱ አብ ደገ ኮንኩም እይ ሓዊ ናባኩምን ናብ ደቅኩምን ፈጣሪ የርእየና ።
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 2 дня назад
ኣታ ቆንቃን ዓጋመ መንበሪኻ ድለ ኤሪትራስ ይትረፍ ብሂወትካ ሬሳኻ ከማን ኣብታ ትግራይዩ ክተርፍ
@MebrahtomHaile-jb9wh
@MebrahtomHaile-jb9wh 2 дня назад
dawla(teyki) eseyas zkonka nska eka megal rieska
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 День назад
ኣድጊ ደንቆሮ ተመሃር ካብዛ ቻነል
@isurafelkif
@isurafelkif 2 дня назад
ዋእ አንታ ህዉሓት ካብ ህዝቢ ትግራይ ቁቡልነት አይብሉን😂😂😂😂😂😂😂 ትገርም ዘይትፈልጦ አትዛረብ ከሉ ህጂ ተፈናቀልቲ እኮሰ ህዉሓት ጥራህን ጥራህ ኢና ንፈልጥ ሆ ኢሉ ዝተልኣለ ኢዩ ጊዛዊ መንግሰቲ ምሰ መፀ ቅትለት ሰርቂ ደቂ አንሰትዮ ምጭዋይ ዘመፀእልና ጊዛዊ መንግሰቲ አይደልን ህዉሓትን ህዉሓትን ይብል ዘሎ ጉጁለ ጌታቸው ከም ካካ ፀሊኦዋ አሎ ህዉሓት እኮ ቀርኒ አፍሪካ ዘረጋገእ ሰላም ዘገበረ ኢዩ ዋላ ሰሜን ሱዳን ደቡብ ሱዳን ሶማል አሜሪካ ዘአበያ ሰራዊታ ዘሀለቀሉ ሆሊከብትሮም ዘወደሸ በቃ ኢሉ ዘወፀ ኢሳያሰውን20 አመት ህልክልክ ተበለ አዲ ሀሎ ምሰ ሀመማ ክውእል ዘገበሮ ህውሕት ኩለን ቀርኒ አፍሪካ ጎብለል ኢዩ ምሰ ሻዕቢያ አተወዳድሮ በጃኻ ግደፍ ብሬ አብ ህዉሓት ፅሊኢትካ ጠጠው አብል ኩላ ሲአይኤ ዘሰበደ አልሸበብ ኦባማ ከቅተል ተቢሂሉ ዘተወደእ በCIA አብ ኢዱ ሒዙ ዋኑኡ ህዝናዮም አለና ኢለ ዘረጋገፀ ጌታቸው አሰፋ ኢዩ ህዉሓት ግደፍንዶ ለአለም ዘውፀእቶ አለም ዝመርህ ዘሎ ቴድሮሰ አድሀኖም ህዉሓት ኢዩ ገደፍ አተወዳድሮ ምሰራቂ ጀሪካንን አእዱጉን ሰራሪ በጊእን ዋእ ኩሉ ግዘ እየ ዝፀህፈልካ አተሓሳሰባካ ፀቡቁንደዩ ትግርኛ ተዛራብቲ በሓሳብ ማለትካ ኢምፔሪያል ኢትዮ እለይዋ ማለትካ ምሰቱ ሑጋ ሑጋ ዘኸደ ሰራቂ ጀሪካን አተወዳድሮ ሰራሪ በጊእ ሰርኣት ግበር
@kibromabraham3656
@kibromabraham3656 2 дня назад
Anta sahsah agazyan emo mxa edo atika nErtirea ketwga fetne anta alqlaki rsah
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 2 дня назад
Thanks God you are calling Abeye Ahmed the Federal government of Ethiopia! 1.5 million people had to die for Tigrea to accept that. It is a progress 😅
Далее
skibidi toilet multiverse 039 (part 1)
05:29
Просмотров 4,7 млн
Щенок Нашёл Маму 🥹❤️
0:31
Просмотров 6 млн
Идеальный день ребёнка😂
0:11
Просмотров 2,6 млн
Идеальный день ребёнка😂
0:11
Просмотров 2,6 млн