Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
ዋንቲያ የኢትዮጵያ ሕዝብን በይፋ ይቅርታ ጠየቀች|wantiya|abrilo|ዋንቲያ እና አብሪሎ ስለግንኙነታቸዉ ተናገሩ /#abbaytv#sekela#habesha
41:31
🛑 ናሎማዓንቲ ዉዕሎይ ምስ ቲዲኤፍ ኣብ ገዛይ ተመስገን🛑@selamtsegaysmile9152 @AfewerkiTsegaySmile
16:08
ХРУСТНУЛА ЧЕЛЮСТЬ! Полный Бой Хамзат Чимаев VS Роберт Уиттакер UFC 308 Chimaev Whittaker full fight
02:52
В ПОЛЕ ЧТО-ТО БРОДИТ | Страшная история
35:20
Ilkinchi hotin oberasanmi deb o’ylabman🥹😄
00:26
青椒把子肉做好了,大家看看怎么样#food #shorts
00:57
ምስ አቦ ወደይ ዘይዕረቅኒ ምክኒያት😭ሰብ ፎቲዩ የኮንይ ዝፋላለ🤬
ዜዱ ጓል ትግራይ YouTube
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Опубликовано:
26 окт 2024
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
699
@ااااا-ط3ه1ز
День назад
ኪዳም ምህረት ኣደይ ብጣዕሚ እየ ተሓጎሰ ለመዓንቲ ሓወይ ልዕሊ ክልተ ዓመት ኣብ እስሬየት ነይሩ ለማዓንቲ ናብ ዓዱ ኣትይለይ ተመስገን ኣመሰኩነለይ ን ቅድስት ኪዳን ምህረት ኣደይ ኣሕዋተይ
@ፍቅሪእዩእምነተይ
День назад
ምስጋናኺ የብዝሓዮ እንካዕ ደስ በለኪ ኪዳነ ቃላ እንታይ ይስኣና 👏🥰🥰
@سلامسلام-ز4ق1ش
День назад
እንካዕ ደስስስ በለኪ ዝሐፍተይ
@AsdfAsdfg-k7f
22 часа назад
❤❤❤❤
@gtvv-f2k
22 часа назад
❤❤❤❤
@AlWakel-y8l
21 час назад
ምስግናኪ ይብዛሓ ዝሓፍተይ እንካዕ ደስ በለኪ
@ArsuTubeኣርሱይቱብ
День назад
ለሙዓንቲ እኮ በዓል ኪዳነ ምህረት እዩ ብስምኪ 16አዴና እስከ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየ ዋ ኪዳነ ምህረት ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ትሓልወና ይፈትወኩም እየ ❤❤❤
@AZebTAMR
День назад
እሽኒ❤
@Brihan-dl8pg
День назад
ገይረልኺ❤❤❤
@Azebeadlt
День назад
@@AZebTAMRደምርኒ ሓፍተይ❤❤
@ሸዊት.ቻናል
День назад
ገረልኪ.መልሲ
@ሸዊት.ቻናል
День назад
@@Brihan-dl8pgናዓይ እውን
@AhmedAli-zo2sx
День назад
ተወለዲ አቲ ጅግና ያዓክክክ ከምዚ ዝበለ ሰብ ከረኢ ኮለኩ ብጣዕሚ እዩ ሓቦ ዝበኒ ጓል ዓደይ ጽብቅቲ ቀፅለሉ 👍✊💪
@TtTt-b9r7j
День назад
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉
@ሸዊት.ቻናል
День назад
@@TtTt-b9r7jገረልኪ ደምርኒ
@ሸዊት.ቻናል
День назад
ደምርኒ
@AhmedAli-zo2sx
День назад
@@TtTt-b9r7j OK 👍
@FeefDwef
День назад
@@ሸዊት.ቻናል ደምራኒ ሙቅራተይ🎉🎉🎉
@ንኩሉጊዜኣለዎ-ሸ3ሐ
21 час назад
ከፈትወኪ ዛሓፍተይ ጅግና❤👌💙❤💛❤
@سميرةالفيفي-خ4ح
День назад
አውይ ዚዲ ሓፍተይ ይቅርታ ገብረለይ ክፀለእኪ ነብረኩ ለከስ ጣዒቲ ሰብ ኢኪ ክብረተይ😢😢😢😢😢
@ZzzMam
День назад
ሰብ ከይረእካዮ ኣይጸላእ ክብርትይ❤🙏
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@AsqAsq-x3p
22 часа назад
ውይ ዜዱዋይ አነ ሓፍትኪ እውን ካማኪ እየ ብምውላደይ አዝየ እየ ዝሕጎሰ🙏❤
@ሓፍቲንጉስ
20 часов назад
ደምርኒ ዛናተይ
@mohammedtselam
20 часов назад
ደምርኒ ክብረተይ ❤🎉
@ጓልትግራይ-ፐ1መ
День назад
ውይ ውይ ሰሪ ዜድየ ለባምዩ ስለ ዝበልኪ ታዓረቅዮ እለኪ ነረ ሰበይቲ ዝደረበልክን ወዲ ጋሓፎኦ😎
@CLf-kg7gb
День назад
😂😂😂😂😂😂
@hhfhfhj4432
День назад
Kkkkkk
@HgFv-iv9xe
День назад
ጽቡቅ ትምርቲ እዩ ብፍላይ ንዓና ንደቂ ኣንስትዮ ብዝተኻእለ መጠን ክንጥክር ኣለና❤❤
@TtTt-b9r7j
День назад
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉
@MKrtihayli
19 часов назад
@@TtTt-b9r7jናዓየ ለ ደምርኒ😢❤❤
@TesfayFkr-b4w
День назад
ናይ ሰብ ፍቅሪ ዝሕጉስኩም ፍቁራተ ክባኣሱ ዘይተደለዩ ንዓኩም ዘለአለማዊ ልባዊ ፍቅሪ ያሃብኩም❤
@TtTt-b9r7j
День назад
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉
@ሸዊት.ቻናል
День назад
ገረልኪ መልሲለይ
@TesfayFkr-b4w
День назад
@@TtTt-b9r7j ኮሞት ፅሓፍለይ
@TesfayFkr-b4w
День назад
@@ሸዊት.ቻናል ኮሞት ኣቀምጢልይ
@FurutunaGalseguh
19 часов назад
🙏🙏🙏🙏
@AdDf-u5f
День назад
ጓል ርእሳ ክተድንን ኣይብላን ዋላ ሓደ ሰብ ዘቅንዓ ኣይትረክብን ወሲኹ ዝደፍኣ እንበር 😢ጠንካራትት ንኹን በዓልትና❤❤❤
@kidugrm
День назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@AdDf-u5f
День назад
@@kidugrm ደሚረኪ ሓላለይ ጎብዚ❤️
@FhfHht
21 час назад
ብሓቂ ልባመይ ❤️❤️❤️
@MKrtihayli
19 часов назад
@@kidugrmደምርኒ ናዓየ ህያበይ😢❤❤
@MKrtihayli
19 часов назад
@@AdDf-u5fናዓየ ደምርኒ😢❤❤
@ማርያመይመዝሙረይ
День назад
_ዜይደይ ማዓረይ እንድሕር ወለድ እሞ ሓቂኪ እና ጠንክሪ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቅዱሰ ሓዳር ይፈጠረና🌹💞🌹_
@mmn5167
День назад
ብመስንጀር ፀረፈኪ ነሬዋ በቃ ገድፎዮ ኣብ ልዕለኪ እንተውሽማ ደርብልክስ ኣጥርዮ ኣይኮነክን ዩ😢😢😢❤❤❤❤
@fhyytt7050
День назад
ይቅርታ ዜዱየ ዘይትዕረቆ ይብል ነረ ስለ ዘይፈለጥኩ እየ ጥዑይ ኻእዩ ዝመስል 🥺
@fkreykahsay5665
День назад
ዝፈትዋ ምስላ፡ ኽሰርቀኒ ዝራኣክዎ,ሲ ክህበኒ ዘይጽበዮ። ጥራይ ንምውህሃብ ዘይገልጽ ምስላ እዩ እዚ። ብኣታሓሳስባክን ብሕራነክን ብርትዕቲ ጋል ሄዋን ኣብዚ ተረኪብኪ፡✅️ Bertoi /deldli 🏝🏝🏝 ኣጆኪ ጻማ ኣለኪ ክብርቲ ሓብተይ። 🙏❤👍
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚💚
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
День назад
ሓቅኽይ ዜድየ ደቂ ሰባት ኹሉ ከይፈለጥና ኢና ንፍረድ እንተ ንስኺ ታይ ኣሕሊፍኪ ባዕልኪ ትፈልጥዮ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@AZebTAMR
День назад
የሐዝን😢
@ሸዊት.ቻናል
День назад
ደምርኒ
@ማህደርጓልትግራይ
День назад
አይ ፈለጥናይ ነይርና ዓለመይዋ ትክክል አብ ዝባንኺ ዝድርብ ተኾይኑ ማ ጋሓፍዮ 😢😢😢😢
@sigemlove6698
День назад
ቀፅልሉ ማዓረይ ክንደይ ዝፃረፍ ከም ዘሎ ክንደይ ካዓ አለና ቡዙሕ ትምህርቲ ካባኪ ንወስድ እና ቀፅልሉ ማዓረይ❤❤❤❤
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@genet3442
День назад
ዋይዜዱየይ ምቅርቲ 😢ለካሰ ኩለን ዩቱብ ዝሰረሓ ሓደ ሓደ ዝተዛረባ ሂወተን ቡዙሕ ተበዲለን እየን ብጣዕሚ ፈትየኪ ወስከ ብጣዕሚ ጀግና እኪ❤❤❤❤ጠንካራ ኣጋላት ንኩን ኣይንመካሕ ኣሐዋተይ አጀና ኣሐዋተይ ዘዱየይ ጀግና ኣጀና😢❤❤
@fycvhh8056
День назад
በቃ ቃላት የብለይ ዳአኺ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኺ እግዚአብሔር አምላክ ዘድየ ❤❤❤❤
@Selam-Hadush-j4i
День назад
ዝብላዕ ዘረባ ተዛሪብኪ ዚዱየይ❤❤❤❤
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@jeirejeire8992
День назад
ፈጣር አቦይ እሙን ሓዳር ሃበኒ 🙏🙏🙏
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ❤❤❤❤❤
@GmhlHpyu
19 часов назад
አሜን አሜን አሜን
@Sameera-fk3ho
7 часов назад
አሜን አሜን አሜን
@asayyeebyo182
День назад
ብሓቂ ጅግና እኪ ዜድየ ሓላል ሐዚ እዉን ንቅድምት ሰጉሚ አጀና ብዝጋጥመና ኣይንበርከክ ባዕልና ጥንካራታት ንኩን ፍቁራተይ ❤❤❤ ኪዳነ ምህረት ኣደይ በብዘለናዮ ትሓልወና❤❤❤
@ሸዊት.ቻናል
День назад
ደምርኒ
@kidugrm
День назад
@@ሸዊት.ቻናልንደማመር ማዓረይ❤
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@ሸዊት.ቻናል
День назад
@@kidugrm ገረልኪ ንስኪ እውን ግበርለይ
@AlAll-g5h
День назад
ብሓቂ ጅግና ኢኪ ዜድየይ ቀፅሉሉ 💋💪💪💪
@mohammedtselam
20 часов назад
ደምርኒ ክብረተይ❤🎉
@AlAll-g5h
9 часов назад
@@mohammedtselam ደሚረኪ ወለላይ💋💋
@الال-ك3ق1س
19 часов назад
ትክክል እዩ ግን እሲ ልመን ኢና እንአምኖ በቃ ፈሪሕና እኮ 😢😢❤❤❤
@HhdhHgj
День назад
ብ ሓቂ ጆግና ኢኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ 👌🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏
@ሓፍቲንጉስ
20 часов назад
ሳብስክራይብ ግበርኒ ዛናተይ
@mohammedtselam
20 часов назад
ደምርኒ ክብረተይ❤🎉
@SomRat-s7r
20 часов назад
ዜዱዋ መምህር ሂዋተይ✍️💪❤💋
@GmhlHpyu
19 часов назад
ዉይ በስምኣብ ዛ ሪም. ይቶብ ክልተ ግዜ. ተርእያ. ካብዚ. መሓረና ኣምላከይ
@tdfhoney9161
День назад
አጆኪ ዘድዋይ ጅግና እኪ ፈታዊት ዓዳ አምላክ ዝክሕስ ብሩክ ዝኮነ አዳም ይፍጠረልና ንደቅ ሂዋን♥♥♥
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@Tyty112-ij7qm
22 часа назад
እህህህ ገደፊኒ ዜዱ ሓፍተይ ናይ ኣወደት ነገር ኣብ ንእሰ ዕደመና ልበና ተሰሩ ንብሰና ዓፀሚ ተረባቡ ኣነስ ንምንታይ እየ ኣብስድት ኣፍቅረ እናበለኩ ኩሉግዜ ይነበዐ ወሸጠይ ይግደእ ግን ኣብ ዓዲ ዘለዉ ይኮኑ ኣብ ስድት ኩሉም ሓደ እዮም እህህ ኣወዳት ክፍትወ ነበረኩ ሀዚ ግን?🥺
@weyniBerhe-l5w
День назад
ቀፅልሉ ጠንካራ ኢኪ ዜድ ሽኮር ❤❤ አሕዎተይ ሳብስክራይብ ግበራኒ ጀማሪትእየዎ ብሩካተይ
@kidugrm
День назад
ንደማመር መዓረይ❤
@weyniBerhe-l5w
День назад
@@kidugrm እሹኒ ወለለይ
@FreyouTube-o5j
День назад
@@kidugrmገይረልኪ መልሲ
@BirKahsay-q6g
День назад
አጀኺ የኔ ጀግና አብሽሮ 💋🔥ጠንካራ ምኻን ኮ ተዕድልት እዩ ።
@mohammedtselam
20 часов назад
ደምርኒ ክብረተይ ❤🎉
@ቲጂ-አ6ሐ
День назад
ብዙ ሎሚ ስዓት ትሽወድ ጋል ገንዘባ ተባክን ጋል ተሃልያ ብሓቂ ዓሻ እያ ሆሆ ገንዘብክን ሓዛ ሱቅ ኢልክን ካልእ ትርፊ እዩ 😊
@tsnat2ፅንዓት2
День назад
ንዩቱብ ገና ጀማሪ እየ 9ይ ማዓልተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤❤
@-jh2ft
День назад
እሺ ወለላይ ገይረልኪ ❤
@AseTeklberhan
День назад
ንዒ ገዛይ ህያበይ ❤❤
@Azebeadlt
День назад
@@-jh2ftደምርኒ ማዓረይ❤❤
@SdKn-z2b
21 час назад
እሹይ ደምርኒ
@-jh2ft
7 часов назад
@@Azebeadlt ገይረልኪ ዝያዳይ 👏
@تيتيي-ل7ن
4 часа назад
ኣሰይ ዚድዩ ማዓረይ ጀግና ሓፍተይ ካባኪ ቡዙሕ እየ ተማሃረ ❤❤❤❤❤
@ZeresanayOkobayesus-ws7hb
День назад
ኣቲ ዋዓሮ ጅዓና ናይዚ ዘበና ኢኽ ብጥዓሚ እየ ዘድንቀኪ በርትዓ ኣብ ጎንኺ ኣለኪ ኣነ ድማ ኾኾብ ኢለኪ ኣለኺ❤❤❤
@MyreV-h7i
День назад
ጋል እነይ ማዓረይ ቅፅለሉ ጥንካረ አኪ ❤❤❤❤ዜድየ ግን ፀገምኪ ባዓልኪ ትፍልጣይ ስብአይ ትከድ ስብአይ ይመፅእ አነ ወለ ከምቲ ናይኪ ብዘሕ ፀገም አሕሉፍ እዩ እሞ እቲ ፀገም ጥሕስኪ ምጥንካር እዩ ጋል ዓደይ ማዓረይ የኔ ውድ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Fujk-f4c
День назад
ኣትዮ ዜድዋይ ትፍለይ ኢኪ እኮ ምቅርቲ ምክርኪ ኩሉ ንዓይ መምህረይ ኢኪ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AseTeklberhan
День назад
ደምርኒ ህያበይ ❤❤
@Fujk-f4c
День назад
@@AseTeklberhan እሽኒ ወለላይ
@Fujk-f4c
День назад
@@AseTeklberhan እሽኒ ወለላይ
@Azebeadlt
День назад
@@Fujk-f4cደምርኒ ማዓረይ❤❤
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@AbeyAse
День назад
ዜድየ አሱኮ ሓቅኺ ኢኺ ወለላይ ግን ተስፍ አይትሃብዮ ውዴ
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@assass8589
18 часов назад
❤
@Slam-h3v
День назад
ሓጋዚት ውፅዓት ጅግና ዋዕሮ ሓፍትና ልቢ ንዘለዎ ይስምዓዮ ታሓቂ እዚኣ እያ ቀፅልሉ
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@mhretgdey7545
День назад
ብሓቂ ዜድዋይ ብፍላይ ኣብ ዓዲ ዘሎ ኣይርዳእን እዩ ስዑዲ ከይዳ ጠሊማቶ እዮም ዝብሉ ውሽጥና ዘይፈልጥዎ ዝገርም እዩ ብዝኮነ ግን ኣጆና እስኪ😢
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚💚
@DuWy-lw2bv
4 минуты назад
ዘዱየ ለባም እዚይ ዝተረዳአክልና ዕድመን ጢዒናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ለትሽጓልትግራይ-2757
День назад
ኪዳናምህረት ካብክፉእ ነገር ትሓሊኹም/ኽን ኣሕዋት🙏🙏🙏ብስም ኪዳናምህረት ሳብስክራይብ ግበራለይ ክምልስየ ደቅነዋ🙏💜💜💜
@ሓፍቲንጉስ
20 часов назад
መልሲ ገይረልኪ
@ለትሽጓልትግራይ-2757
20 часов назад
@@ሓፍቲንጉስእሽኒ❤
@ggeniggeni
День назад
የኔ ጠንካራ በርትዒይ ዛምቤተይ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
13 часов назад
ውይይይ ዜድዋይ ኣነ እውን ተፅለአኒ ንዓካ ንውላዱ ዘይኣለየ ናብ ካሊእ ስበይቲ ምካድ ብጣዕሚ እያ ተናደኒ❤❤❤❤
@Hiat-s2l
День назад
እወ ዉሺጥኻ ማንም ኣይፈልጠልኻይ😢ኣይዘኺ የኔ ጣንካራ❤❤❤😍😍😍
@Masitaame-jp3fy
44 минуты назад
ትክክል ኢኪ ዛዱዩ ምቅርቲ ጋል ዓደይ ኣነስ ክፍትወኪ ❤❤
@MahderMahder-j6g
6 часов назад
እህ ቱኣብ ልብና ዘሎስ ባዕልና ንፎልጦ ናይ ሰብ ደኣ ክንደይ ኢልና ክንቆፅር♥️ኣጆኪ ጎብዚ ዜዲየ
@Medi-nk8fc
День назад
ዜድየይ ምቅርቲ ሓቃ እያ ኩሉ ጊዜ ፍቅሪ ካሊእ ቅርሺ ካሊእ ትብለና እና ምኽሪ ሓዉካ ብደዉካ እዩ ዋ ንመሃር ❤❤❤
@AlWakel-y8l
21 час назад
ፀገምና ኣንታይ ደዩ ናትና ዝፃረፍ ተረአና ንፃረፍ ዝመስገን ተርአና ንመስገን ማዓዝ እና ብናብዕልና ንምራሕ ምቅናይ ሓውና ዝብሎ ዘፅርፍ ዘይከነስ ክቅፅለሉ ምብርታዕ እየ ዝግብኦ
@rhdbxhff5098
День назад
ሪም ከምዙይ ከጋጥማ ሓሲበዩ ኣይፈልጥን ምክንያቱ ጠንካራ እያ ነይራ 😢 አረ ኣወዳትና ተሰተሩ ብሰሩ😢
@mabrhitberhe7846
21 час назад
ጠንካራታት ኢና ኔርና እሞ ሕማቅ ኣወዳድቃ ድኣ ወደቅና እምበይተዋይ😢😢😢 ከቢድ እዩ😢😢
@ZaHra-j6c2h
20 часов назад
ኣጀኪ ሓፍተይ ኣብ ከለኒ እዩ በፂሑ 😢
@selamburuk
День назад
አጆኪ ጠንካራ ኢኪ ዜዱ❤ለለ ናምቅናይ ዘረባ 100%እኳ ተዘይተቀበልክዎ ገንዘብክን ኣይትሃባ ምባሉ ጽብቅ እዩ ግን ለለ እቲ ዘይተቀበልክሉ ምክንያት ሙሉእ ብሙሉእ አብ ትግራይ ዘለዉ ገንዘብክን እምበር ንሓዳር ኣይደልዮኩንንን ኢሉ ምድምዳሙ ጌጋ እዩ ክንደይ አሕዋትና እኳ አለዉ ሪሒጸ በላኣት ናማቶም ዘይደልዪ ብጭፍሮም ዝነብሩ ስለዚ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ሩሑስ ኣይትግበርዎ ወይለኪ አጽበኒ ብሰንኪ ሕሱራት እቶም ክቡራት ኣሕዋተይ ክጸርፎም በዛ ወገነይ ኣይፈቅድን እየ ካብቲ ዝተዛረቦ ,ቲ ሓቂ ብሓቂ ክቅበሎ እየ እቲ ጌጋኡ ድማ ጌጋ ምዃኑ ክነግሮ አለኒ👌❤️❤️❤️❤️
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
День назад
😂ታሓላቂት ልተሰደተ ሃማና እዩ ዘክብረና እሱለ ጠንካራታት ተኮይንና እዩ እንተ ኣብ ዓደ ዘለው ለ ካብ ሚኢቲ ሓደ ኣሳኣኑን እሙናት
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
День назад
መፈፀምታ ግዜ ፍክሪ ኣብ ደቂ ሰባት ክትዝሕትል እያ ዝበሎ ጎታና በፂሕናዮ በጃክን ጠንካራታት ኩና ጋብቻ ክታኣትዋ ቅድሚኡ ዘጥረክንኦ ከምዘይምልከቶ ኣፈርመኦ
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ
День назад
ብሓቃ ደቅነይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ልባም ሰቡ እዩ ዝፈልጦ እና ጀግኑ እኩም 😢😢😢😢😢
@GenetYebrah
День назад
ናይ ብሓቂ ለባምይ ፈጣሪ ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ፅሪተይ ቀፅልሉ ሓፍተይ ማዓረይ መምህር እኮ ዋ❤❤❤❤❤❤
@AaSs-bj7pg
День назад
እዋይ መርዋይ ኣነ ካዓ ደጊፀ ደዊለላ ብክያት ትልእከለይ ናመርዋይ መልክዕ ኣብዙይ በፂሑ❤❤❤❤እዋይ ሓዳር ምግባር ክገድፎ ኣነስ ውይ ማራ ፈሪሐ 😢😢😢😢😢ውይይይይበስምኣም ምቅናይ ዝዛረባ ዞሎ ዘረባ ብዘይ ፀብሒ ትኩለስ❤❤❤እና ዘዱዋይ ጅግና❤❤❤
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@assass8589
18 часов назад
❤
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
19 часов назад
ዊ ወያ ሜሪ በስመአብ😢 ድምሽብሽ ዝነበረትስ ኡፍፍፍ😢 እና ዜዱየ ኣጆኺ ሰብ ደገካ እምበር ናይ ውሽጥካ ኣይፈልጠልክን❤❤❤❤❤❤
@نينبتنينبتبت
День назад
ብሓቂ ዜድየይ ውሸጥና ቡዙሕ ነገር አዪ ፀርና ንከይድ ኣለና🎉😢
@SAa-pv8vy
3 часа назад
ናይ ብሓቅ ናይ ልቤይ ዝርባ የኔ ጀግና ዜዴየ ምቅረተይ 😢😢😢😢❤❤
@FhfHht
21 час назад
ጅግና ኢኺ ብሓቂ ❤️❤️❤️❤❤❤ሰብ ደገኻ ርእዩ እዩ ዝፈርድ ናይ ዉሽጥኺ ብዓልኪ እና ፈጣሪ ኢኺ ትፈልጥያ ናይ ሰብ ወረ ገዲፍኪ ልቅድሚት ሰጉሚ ❤️❤️❤️
@MebratWoldearegay
День назад
ዜዱ ጅግና ሓፍትና no question you are the hero 👏 ጔል ኣንስተይቲ ድክሙቲ እያ ዝበልክያ ኣርምያ okay 👍 you are gal ansteyiti and you are the hero yeah !❤❤✌️❤
@mlaetdesta85
День назад
ምቅናይ ሓውና ሓቁ እዪ እዘን ዝጻረፋ ዘይበሰላ እየን
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@hiwet-n9f
День назад
ኣሰይ ትብዓትኪ ደስ ክብል ዜዱ ሓፍተይ ጎበዝ❤
@MahderMahder-j6g
6 часов назад
ኣነስ ብጣዕሚ ይርደኤኒ ነይሩ😢 ውሽጥኪ ናሓረርኪ ፍሽክ ከም ትብሊ ዜዱዬ ምሳኪየ ነይረ ✅ሓቅኪ ካብ ምጭምላቅ ___
@mጓልዓድጉደም
21 час назад
ንኹሉ ነገር ብፈላጠይ ኳነ ብዘይ ምፍላጠይ አብ ኳሚንት አቲ ሕማቅ ነገር ተፂሐፈልኪ ይቅርታ ግበረለይ የኔ አስተዋይ ካብሐዘደማ አብ ግድንኺ ኾይና ሸር ላይክ ናገበርልና ንሕገዘኪ እና ወዴ
@Medi-m3u
День назад
ከም ንስኺ ዝበለ ይበዘሐልና የኔ ጅግና ዜዱዋይ
@kidugrm
День назад
ንደማመር መዓረይ❤
@GmhlHpyu
19 часов назад
ዜደዋየይ. ኣነስ ካብ ዓንተዉኡ. እየ. ዝፍተዎኪ❤❤❤❤ጀግና❤❤❤
@لمتب
14 часов назад
ብሓቂ ዜዱ ሓፍተይ ውሽጥካ ዘይፈለጠ ምስ አቦ ወድኪ ይሐሸኪ ይብለካ😥
@akgee1993
6 часов назад
ካብዝካላ ዝካታተሎ እቶብኪ ናይሎሚ ፊሊይ ዝበለት መምሃሪት ኣማሓላሊፍኪ ዜዱየይ ከምዚ ዓይነት መምሃሪታት ቀፅልሉ ❤️💒✝️🙏
@Gigi-hi9ix
22 часа назад
ዜይደይ አቲ ጅግና❤🎉🎉🎉
@-rt1zx
День назад
ኣጆኪ ዘዱየይ ጠካራ ኢኺ ኣትከድስለን ኣብ ሪሱ ምስ በጸሐ እዩ ዝሩዶኦ ❤
@nነኝ
День назад
ትክክል እዩ ምቅናይ ዝተዛረቦ ካብ አሕዋትና ንምሃር አሕዋተይ❤❤❤😢🎉❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@RaSs-n7j
7 часов назад
ዜዱየይ ኣስ ሱኩለ ፉቱዉ የብለኪ ኣዶ ዉፁዓት❤
@destakonjo2505
6 часов назад
ጓል ብዙሕ ነገር እዩ ዘጋጥማ ንችግር ኢዳ ክትህብ የብላን ኣጆና እንሕና ተጠኒክርና ጠንካራ ኣይትስእንን መን ጠንካራ ዉን ክተንብብ ይገብረካ እዩ ፈተና ኣብ ዝበዝሐ❤❤❤
@BrktiGidey
6 часов назад
ልምቅናይ ብጣዓሚ እየ ኣድኒቐዮ ናይ ልበይ እዩ ተዛሪቡ ግን ቡዛሓት ይፀርፍኦ ነይረን ሓቂ ኣይፈትዋን ለማፅትን ሓሰዉቲን ዝፈትዋ እተን ዝፃረፋ
@assass8589
18 часов назад
ዘድየይ ካባኪ ብዝሕ ተማህረ ጅግና እኪ ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤
@AdegereAdegere
День назад
ዜዱየ ተፍለይ እኪ ብሓቂ ለባመይ ❤❤❤❤🥀🥀🥀
@Yafuurrs
15 часов назад
ጀግና ጓል ቡዙሑ እያ ዘጋጥማ ግን ካብ ዘጋጠማ ፀገም ግን ክትመሃር አለዎ❤
@vhdghhd9687
День назад
ዜድዋይ ምቅርቲ ትፍለይ ኢኪ ኮ አሰይይይይይ ኩሉ ግዜ ጀግና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ብሬ ጓል ኣቡነ አረጋዊ ዝብል ብመሰንጀር ቦይሰ ክገብረልኪ እየ ሶምዕዮ ኢኪ ህያበይ ብዝተረፈ አጀኪ ቀፅሊሉ በርትዕልና ዛ ናተይ 😊
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ
21 час назад
ሰብ ብደገካ ርኡ እዩ ዝፈርደካ ውሽጥካ ግን ባዕልካ እካ ተፈልጦ እና ሰብ ብደግኡ ርእና ኣንፍረዶ ኣሕዋተይ ሕማቅ ዘረባ ንባዕልትና እዩ ዝጣዕሰና ብጃኩም ካብ ከምኡ ንቀጠብ እና ዚዱየይ ደ ናይ ሰብ ኣትገደስ ንስኪ ጥራሕ ብቱ ትኣምንሉ ቀጽሊ ዝሓፍተይ ❤️🎉
@DestaKalayu-vg8pf
6 часов назад
ዜድዋይ ፅሪተይ ዕድመ ይሃብኪ
@Channel-qe9mn
День назад
ዜዱዋይ ምክሪ አይድልየክን ንዓኪ ሓሲብኪ ዝወሰንክዮ ነገር አብ ሂወትኪ ማንም አይምከቶይ ዛሓፍተይ ምስ ቀዳማይካዶ የሐሸ ማለት እዩ እምበይ ተፀቂጥኪ ንበሪ ዝብለኪ የለይ ጠንክሪ ❤
@TtTt-b9r7j
День назад
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉
@ሸዊት.ቻናል
День назад
@@Channel-qe9mn ደምርኒ
@TesfayFkr-b4w
День назад
ናይ ዕለቱ ኪዳነ ምህርተ ብቃል ኪዳና ካብ ኩሉ ከረፉእ ዝብል ተስውርኩም # ደምሩኒ ብቅንዕነት
@ርግቢት
22 часа назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@AbeyAse
День назад
ብሓቂ ያአኺ ዓዲ ዘሎ ወዲ ገንዘብና እምበር ፍቅሪ አይኮነን ደው ኢልካ ምቅራይ ይሐይሽ😢
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚
@AbeyAse
День назад
@@tsegatsega238 አሺ ማርየ ንስኽውን ደምርኒ ገይረ አለኹ
@FreyouTube-o5j
День назад
@@tsegatsega238ገይረልኪ መልሲ
@UuUu-e2t
День назад
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅኖ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብሓቂ ደቅኖዋ❤❤🎉🎉🙏🙏
@fhgf6561
День назад
የቅርታ ግበርለይ ድምፁ ሰሚዐ ንስኪ ዝበደልክዮ መሲሉኒ መስቅኡ ይሃብኪ ኢለ ነይረ በቃ ኣድናቂት ናትኪ ኮይነ ቆራፅ ጋል ልዕሊ ስብኣይ ሰብኡት እያ❤❤❤❤❤
@AseTeklberhan
День назад
ደምርኒ ህያበይ ❤❤
@Trff-cx7jf
18 часов назад
ብሓቂ ጅግና ዜድየ ሽኮር ❤❤❤❤❤❤
@gualwejerat2127
День назад
ሃምዝ ሙዃኑ ኣይፈሉጥኹይ ባዕልኽ ሓስብኽ ኣስተንትንኽ ትውድኡዮ ነገር ዎኡ እዝማ
@PpooppooW-dg8ud
7 часов назад
ዜዲይ ለባመይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@SmiraSmi-j8b
День назад
ዜድየ ናይ ልበይ❤❤🎉🎉
@hgf6568
День назад
ዜዱዋይ ናተይ ለባም❤❤❤
@Tgraweytiye
День назад
ብሓቂ ለባም ኸማኺ ተንኸውን ኩልና ዜድየ ሽኮር❤❤❤❤ እና ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ♥️💊🇻🇳👌🙏🙏
@kidugrm
День назад
ንደማመር መዓረይ❤
@IyoriHag-ou1lu
День назад
የኔ ፅርይቲ ውሽጥካ ኣምላክ እዩ ዝፈልጦ
@HaftiTDF-f5g
14 часов назад
ለይበፀሖ ኣይፈልጦይ ዜዱዋይ😢
@Salam-v4b
День назад
ኣየኪይ ጅግና ኢኪ ዜድየይ
@AaAa-pr4cx
7 часов назад
ክፍትወኪ ዜድየ ቆንጆ 💚😘😘
@jamelhnaif4524
День назад
ናይ እማኑ እዙ ዉድይ እዝም ሸዉጥቲ ሸወደቲ እዮም ሐቂዝሓወይ😍👌
@DchfdfDfivdh
8 часов назад
ቁም ነገር ዘለዎ ዘየፍትወልክን ፅቡቅ ዝመክረክን ዘይትስምዓ ብለማፅ መልሓሱን ገፀን ፍሸክ እናበለ ዘዃሽመክን ስለተኣምና እዩ እና ናይ ባዕልክን ፀገም እዩ ኣወዳት ኣይትክስሳ ዋ
@MeronAA-h9t
День назад
እግዚአብሔር ይመስገን ወዲቅካ ምትራፍ እዩ ሕማቅ ኣጆና💚🕊🙏
@tsegatsega238
День назад
ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚💚💚
@RfdffHhfdd-iz5hi
20 часов назад
ናይ ብሓቂ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@cserfswef8974
21 час назад
ናይ ባሓቂ ምቅርተይ ❤❤❤
Далее
41:31
ዋንቲያ የኢትዮጵያ ሕዝብን በይፋ ይቅርታ ጠየቀች|wantiya|abrilo|ዋንቲያ እና አብሪሎ ስለግንኙነታቸዉ ተናገሩ /#abbaytv#sekela#habesha
Просмотров 30 тыс.
16:08
🛑 ናሎማዓንቲ ዉዕሎይ ምስ ቲዲኤፍ ኣብ ገዛይ ተመስገን🛑@selamtsegaysmile9152 @AfewerkiTsegaySmile
Просмотров 723
02:52
ХРУСТНУЛА ЧЕЛЮСТЬ! Полный Бой Хамзат Чимаев VS Роберт Уиттакер UFC 308 Chimaev Whittaker full fight
Просмотров 257 тыс.
35:20
В ПОЛЕ ЧТО-ТО БРОДИТ | Страшная история
Просмотров 672 тыс.
00:26
Ilkinchi hotin oberasanmi deb o’ylabman🥹😄
Просмотров 332 тыс.
00:57
青椒把子肉做好了,大家看看怎么样#food #shorts
Просмотров 3,6 млн
7:35
ኣቱም ሰባት እንታይ ዝበለ ዘመን ኢና በጺሕና ዓገብ በልዋ ወሊደን ደቀን ከይሓቁፋስ ከማይ ኩና ይበሃል ትብለንን ኣላ😭😱
Просмотров 2,9 тыс.
1:28:49
🛑 ጥንሲ ስለ ዝገጠማ ድዩ ሓቢእኻያ ተባሂለ | መስዋእታ ከይሰምዕ ሓቢኦምኒ ተ/ጋ ሓጋዚ ሰይፈ
Просмотров 12 тыс.
9:29
ፈጣሪ ኣዉፂእና ተመስገን#tigray #vlog #prank #tiktok
Просмотров 8 тыс.
17:48
በሉ ምስ ፍቅረይ ምፂየኩም አለኩ👑💍ላትፋቅረና
Просмотров 13 тыс.
24:28
استقبال گرم فامیل از جهیزیه های متفاوت عروس کاش این رسم رواج شود. تشکر از بیکی جان و مادرجانش 🥰
Просмотров 23 тыс.
44:47
ኣዘራራቢ መመረቕታ ፊልም ዘይተጸንዐ ፍጡር ብተጋሩን ኤርትራውያንን by yrgalem abrha #comedy #eritrea #tigrina #habeshatiktok
Просмотров 2,9 тыс.
26:25
ካሁን በዋላ ላገኝክ አልፈልግም ፡ አጠገቤ እንዳደርስ 🥹
Просмотров 60 тыс.
19:41
ንባህታ ቲክቶኮር ፕራንክ 😱@bahtafunny አብ ዓዲ ዓረብ ትንብራ አሕዋተይ ፅብቅ መልእክቲ አማሓላለፊ
Просмотров 8 тыс.
20:06
ኣብ ጅዳ ጥራሕ ነብሳ ኣብ ሻሪዕ(ፅርጋ) ብፓላዊስ ተታሒዛ/መቕዲ መልሲ ሂባ 27 October 2024
Просмотров 443
15:43
ኣደ ብካራ ተቀቲላ | ቀታሊ መልሲ ሂቡ | dawit tv ተገሲጹ
Просмотров 2,1 тыс.
02:52
ХРУСТНУЛА ЧЕЛЮСТЬ! Полный Бой Хамзат Чимаев VS Роберт Уиттакер UFC 308 Chimaev Whittaker full fight
Просмотров 257 тыс.