Тёмный

ምስ ኤርትራውያን እዩኤል ዮውሃንስን መምህር ዓንዶም እዮብን ተገብረ ቃለ መሕትት 2ይ ክፋል_Interview with Yuel Yohans &Andom Eyob 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 120 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brakhe_show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Interview_DR_Yuoel yohans
#መምህር_ዓንዶም_እዮብ
#Writrwan community
#Eritrwan_Poletics

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 293   
@daniberaki8502
@daniberaki8502 11 месяцев назад
ኣንታ ናይ ብሓቂ ድያ ን ዪኤል ተቀዋሚ ኢላ ከተቅርበልና ደልያ ዪኤል ቅድሚ 7ዓመት ስለያ ሙካኑ ፈሊጥና ዝተጉሓፈስ ኣየ ተጋሩ ኣሕዋትና እዛ ሕመቅኩምስ ኣብ ከመይ ጸገም እያ ከተውድቀኩም ሎሚ ከ 😅
@hayelomhayelom2065
@hayelomhayelom2065 11 месяцев назад
ዩኤል ዕሉል ሻዕብያ እዩ ተጋሩ መኣዝ ኢና ንመሃር ቧ
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 11 месяцев назад
እዚ ስላሊ እዩ ገለ ግበርዎ ዋይ ዛዓደይ መፃወቲ ህግደፍ ኮይና😢😢😢
@user-on5bb7ts2d
@user-on5bb7ts2d 11 месяцев назад
ኣቲ ካልኦት ሰባት ሲኢንኪ ዲኪ የሐዝን😢😢😢😢
@Nefertitihurga
@Nefertitihurga 11 месяцев назад
ተስፋ እገብር ናይ መንግስቲ ኤርትራ ነዊሕ ኢድ፡ ነዚኦም ክልቲኦም ጨውዩ፡ ናብ እንዳ ኣበይቶ።
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 11 месяцев назад
እዞም ሰባት ክእሰሩ አለዎም ስለያ ናይ ህግደፍ እዮም ህዝብና ንቃሕ
@meharikuflu8654
@meharikuflu8654 11 месяцев назад
tegaru sleya ayedlyekumin u hiji dia
@maremare1976
@maremare1976 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ስላየ ህግደፍ እየ
@ST-ru1fz
@ST-ru1fz 11 месяцев назад
This is a good example of FALSO interview with FALSO individuals
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 11 месяцев назад
If this guy (Yoel) is against all opposition groups, why is he trusted in Tigray? Yoel is a dangerous person.
@wediadi6788
@wediadi6788 11 месяцев назад
I'm now suspecting he has contacts with some high ranking Tigrayan officials who have ill intentions against the Eritrean justice seeker camp and Eritrean people as a whole. That is why they are givng him some special treatment alllowing him to travvel freely and with security details. This guy could be a go between, between the Isaias regime-Getachew Reda group-and Abiy regime.
@nahomjebye1786
@nahomjebye1786 11 месяцев назад
አዋይይይ ትግራዋይ ተዋሪድካ ዓሕሕሕሕሕሕሕ
@yibrah7446
@yibrah7446 11 месяцев назад
ዋና ከምዘይብላ፡ ትማሊ ተወሊዱ ብርሃን ጸሓይ እኳ ዘይጸገበ ዩኤል ኣብ እትታለል ምውዳቓ የሕዝን። ምርመራ ክግበረሉ ዝብል እምነት ኣለኒ። መሬት ትግራይ'ውን ዝወጻ ኣይመስለንን።
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 11 месяцев назад
Yoel ሓሳዊ ኢዩ ተቓዉሚ ኮይኑ ኣይፈልጥን እቲ ኣነ ዝገርመኒ ናይዞም ተጋሩ ህዝቦም ብጥመት እንዳ ሞተ ኣብ ሜድያ ዘየቕረቡ ብዛዕባ እዚ ሽለት ሰብ ቆጺርካ interview ምግባር ናይ ብሓቂ ዉድቐትኩም ዩ ዘርኢ ኣወጻጽኡ ብቒዕ መልሲ ኣይሃበን ክንደይ ዓበይቲ ሓለፍቲ ተጋሩን ተቓለስቲ ኤርትራዊያን ዘቕተለ እዩ ሕጂ ድማ ሽርሒ ሒዙ ይመላለስ ኣሎ ,እቲ ዝገርመኒ ግን ህግደፍ+ሑዋሓት ሓደ እዮም ምኽንያቱ ህግደፍ ካብ ብ ንሓመዱ ፈሪሑ ኣሎ ሐወሓት ድማ ካብተን ወደባት ትግራይ ፈሪሑን ስለ ዘሎ ሓልወኒ ክሕልወካ እዩ ዘሎ እዞም ክልተ ኣረመን ዉድባት ስለዚ ዩኤል ድማ መንጎኛ ኮይኑ ንተቃለስቲ ኤርትራዊያን ንምቕንጻል እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ብፍላይ ንብርጌድ ንሓመዱ ግን ካብ ተመኩሮ ብርጌዳዉያን ድማ ነቒሗምሉ እዮም ስለዚ ዩኤል ብህግደፍ ምብልዑ ዝኣኸለ ይመስል ዘርባዕባዕ ዝብል ዘሎ.
@MebrahtomWelay-ph9kg
@MebrahtomWelay-ph9kg 11 месяцев назад
ክን ኣምኖም የብልናን ክንካታተሎም ይግበአና
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 11 месяцев назад
ኣየ ተጋሩ ኢሰያስ ጨቓኒ ድኽታተር ክትብሉ ዓድኹም ኣብሊዕኩማ:: እዞም ተዛርብዮም ደለኺ ሰብ ኣብ ኤርትራ ገበርቲ ክፉእ ኣውራጃዉያን ሃይማኖታዉያን (ካቶሊክ) ዮም:: ስልጣን ሒዞም ኣይዓግቡ ገንዘብ ሂብካዮም ኣይዓግቡ: ሓሳቦም ኣይርዳካን ዩ:: ትግራይ ክትገብሮ ደለዋ ምስ ኢሰያስን ህዝቢ ኤርትራን ዕርቂ ሓቢርካ ምስራሕ ጥራሕ ዩ እቲ ሓቂ:: መንህን ገብረስላሴ ቆልዓ እኪ ኣይትፈልጥዮን እቲ ሽግር በታ ሕዉሓት ዝበሉኺ ወይ ዝማሃሩኺ ጽልኢ ናይ ኢሰያስን ህዝቢ ኤርትራን እኪ ሒዝኪ ትኸዲ ደለኺ:: እቲ ሓቂ ግን ኮምኡ ኣይኮነን:: ምስ ኤርትራ ዕርቂ እቲ ናይ ሕዉሓት ምህሮ ገዲፍካ
@kuhil3740
@kuhil3740 11 месяцев назад
Tikikil zereba selam eiyu zedlena
@rimna8001
@rimna8001 11 месяцев назад
እዋይ ተጋሩ ኣይግድን፡ኢንተርቪው ኣይኮነን ዝግቦኦ ነይሩ ነዚ ወዲ።
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 11 месяцев назад
እንድሕር ደላይ ፍትሒ ኮይኑ ንምንታይ እንፃር ንሓመዱ ከፀልም ዝውዕል ዘሎ?ካልእይ እዚ ሰብ እዚ ንህዝቢ ትግራይ ፈታዊ ወይ ሓላይ እንተኮይኑ ንምንታይ ንቶም ንህዝቢ ትግራይ ዝሕግዙ ሰባት ከምኒ ሰልጠነ ብሓሶት ብዘይ ጭብጢ ክወንጅል ዝዉዕል ዘሎ?
@wedihagos9611
@wedihagos9611 11 месяцев назад
ዩኤል ብፍርሒ ተዋሕጡ ኣብ ገጹ ይንበብ ሓሳዊ ኩሉ ግዜ መንፈሱ ድሁል ኢዩ
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 11 месяцев назад
ኣቱም ሰባት ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ ትግራይ ክኣ ናይ ተጋሩ 4:: ኩም ኩለን ሃገራት ተሓጋጊዝካ ምንባር ምርጫኹም ይኹን :: ካብዚ ሓሊፉ ግን ዘላቒ ሰላም ኣይክህሉን ::
@mikaeletsegai5099
@mikaeletsegai5099 11 месяцев назад
Tebeat yehalu ab wushtie berged nahamed zeleweo nay minenet do zegnet do kiblu zewelu tewelige awtseom
@smd7650
@smd7650 11 месяцев назад
ትግራይ ናይ ኤርትራ ዝበለ ዓሎ ድዩ? ሐለዉለዉ
@mikaeletsegai5099
@mikaeletsegai5099 11 месяцев назад
@@smd7650 joy studio kem beal memhir Temesgen eritrawenet down gerka tigawenet yom zeblu tezeyfelitka felet sik elna isaias mebal turgum yeblun tregta libie eritrawe neflet
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 11 месяцев назад
@@smd7650 eta abay tigray tibel agenda eya xegem temixe zela.
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 11 месяцев назад
@@efremnega1781 hubui eyu agendeom kulu.
@mendelay1944
@mendelay1944 11 месяцев назад
ዋይ ሻዕብያ ትገብር ንወያኔ ሓላዊት ስጡሕን መዋዕልቲ በዓል ዩኤል ገርካያ
@dawiter3894
@dawiter3894 11 месяцев назад
“ኣስመራ እንተዘይኣትየ ኣይሰምዕንየ” ንዝብል መልሲ ሻዕብያ ከምኣ እያ። ፍለጥዋ
@lmuielnebirezene600
@lmuielnebirezene600 11 месяцев назад
Tegaru mekari aydelyun eyom. Youel kia yimesleka alo inber edmeka mehxeri eu.
@blenb6171
@blenb6171 11 месяцев назад
I can see from yueal uncomfortable because he laid his self and Eritrean people. Azrat seraki
@LoveEritrea
@LoveEritrea 11 месяцев назад
ተጋሩ ኢድኩም ኣክቡ ኣይተዋጽኣኩምን እዚ ዓቢ ቆልዓ ዋጋ ዘለዎ ኣይኮነን እታ ማዓት ኣብርእሰኼም ክትወርድያ።
@maereg7308
@maereg7308 11 месяцев назад
Eritrean fetekume selaekume Abay Tigray kengebra ena tedelkume nab Sudan kedu.
@zehaieseleba8803
@zehaieseleba8803 11 месяцев назад
ከማኹም ትግራዎት ሕማቕ ሰብ የለን እስኺ እውን ብወገንኪ ንመንግስቲ ኤርትራ ከተናእሺ ዲክታቶር ክትብሊ ትውዕሊ መንታል ስክነስ ኣሎኹም ብክፍኣትኩም ረክብኩሞ ዘሎኩም ሽግር ኣይኣክሎኩምን ኣይይይይ???
@Ourvision971
@Ourvision971 11 месяцев назад
ስቅ ኢልካ ምሕውታት ኮይኑ ናይዚዬም ዘረባ ፈጺሙ ዘንድ ግንብ😅።
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 11 месяцев назад
ተወሳኺ እዚ ተቓውሞ መበገሲኡ ጽልኢ ናይ ኣስላምን ከባቢ ኣስመራ ብደቂ ኣኮሎጉዛይ ዝተማህዘ ዩ:: ክዕወት ኣይክእልን ዩ:: ዩኤል ብገርሁ ኣብታ 1ይ ክፋል ተዛሪቡ ዩ:: ብሽም መንካዕ ተወልደ እዮም ዝበሎ ብዙሕ ዩ ተጎስጉሱ ባዕሎም ንባዕሎም ዝተቃተሉ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ከላግብዎ ይፍትኑ:: ኣስተውዕሉ ተጋሩ እዞም ኣብ ደገ ሽበራ ዝገብሩ ደለዉ ካብ ሓንቲ ኣውራጃ ኣከሎጉዛይ በታ ዶብ ቀርባትሎም ተጋሕጉሖም ወጺኦም ብመንገዲ ሕዉሓት ዝወጽኡ ዮም:: ተመሊሱ ንህዝቢ ትግራይ ግዳይ ክትኮኑ ኢኹም:: እዞም ግብረ ሽበራ እዚኦም ንህዝቢ ኤርትራ ቁንጣሮ ዮም:: ተወሳኺ ብወያነን ህዝባዊ ግምባርን ዝተሳዕሩ ጀብሃ ዝበሃሉ ኣለዉ ኣብ ደገ ተወሳኺ ናይ ደርጊ በዚኦም ዝመጽእ ፍታሕ ኣይቅበሎን ዩ ህዝቢ ኤርትራ:: ዝኾነ ኩናት ናብ ኤርትራ ገጹ እንተ ተወልዑ እዚ ደጋፊ ዝብሃል ዘሎ ኣብ ደገ ጠበልበል እንዳ በል ኣብ ባይታ ክወርድ ድሉው ዩ ደሎ::
@henoknguse6984
@henoknguse6984 11 месяцев назад
ክክክክክክክክክክክ፡ተስፋ ህዝብ ኤርትራ ካብቶም ጽሩያት ደቁ(ብርጌድ ንሓመዱ) እምበር ካባኩም ባራዩ ህግደፍ😂😂😂 አይኮነን
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 11 месяцев назад
@@henoknguse6984 ሽም ዶ ሕለም ንስኻ መሻክኖት ኣብዘይ ፈልጥዎ ብናይ ቂም በቀል ስብከት ተሃንዲዶም ህሩግ ይብሉ ዓይኖም ሕቁኦም ይስንክሉ:: ኣብ ቤት ማእሰቲ ግዳያት መቕጻዕቲ ገንዘብ ኣይ ንስድርኦም ኣይንነብሶም ብላሽ መጉሃይቲ ዘመዶም:: ቀጽሉ ኣበይ ከይትበጽሑ
@eriblood803
@eriblood803 11 месяцев назад
​@@henoknguse6984 😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....wala enda motkum tihisuwu
@user-zm7kz5eu7p
@user-zm7kz5eu7p 11 месяцев назад
@@henoknguse6984 nahamdu da tdf ena mesh elkumna deki wegin neskum eikum fethi keymxe tesrhu zelkum ayokonen nab Eritrea tegray beslam tenbrkin kenri ena
@robelpaulos7992
@robelpaulos7992 11 месяцев назад
ኦይ ሓለውለው ፡ ነዚ ክትግዕታ' ዶ ትርሕጻ እዩ ናትካስ
@gmanyem1057
@gmanyem1057 11 месяцев назад
Yoel, ስለያ ሻዕብያ ምኳኑ ዝጠራጠር የለን፡ ብዘይ ጸገም ክመላለስ ወዲ መን እዩ።
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 11 месяцев назад
ዩኤል ሐሸማሰ ንመንደላይ ኽገጥ'ሞ አንታ ርአይዎ'ሞ እቲ ከብዱ ናይ ይአክል ባንክ አብአያ ዘላ!!
@Weki1975
@Weki1975 11 месяцев назад
Kkkkk shaibya ab kebdkn atyu zelealem shaibya endabelkn ktmota ekin
@aduliszula
@aduliszula 11 месяцев назад
ዩኤል "ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዲያ ወይስ ምስ ሱዳን ኢያ ትሕወስ ንርኢ" ትብልሲ ኤርትራ ክትሕወስ ዲያ ኣይትሕወስን ዝብል ከም ሕቶ ስለምንታይ ኢዩ ዝለዓል? ኤርትራ ከም ሃገር እንታይ ኣበር ኣለዋ ዲዩ? ከም ኤርትራ ዋጋ ዝተኸፍላ ሃገር ኣብ ዓለምከ ኣላ ዲያ? እቲ ሓቒ ግን ድሕሪ ሕጂ ኤርትራ ክትሕውስ ተዘይኮይኑ ኣይክትሕወስን ኢያ። ከዳዓት ጨነውቲ መዋእልኩም ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያን ትግራይን ከተላግብዋ ጥራይ ኢኹም ትሓስቡ እሞ ኸኣ ህይወት ዘይብለን ክልላት😂
@almaz.8056
@almaz.8056 11 месяцев назад
ብዛዕባ ዮኤል ሚኪኤል ዮሃንስ፥ ኣብ 17 ነሃሰ 2021 (ቅድሚ ክልተ ዓመት) ጽሒፈዮ ዝነበርኩ፥ ሎሚ መሊሸ ፖስት ይገብሮ ኣለኹ። ዮኤል ብዙሕ ድቃስ ዘኽልእ፥ ሕልና ዝርብሽ፥ ዝገበሮ ነገር ኣሎ። ኣነ ወዲ ክስቶ እየ፥ የሕዋት ኩስቶ እየ፥ ካብዚ ቦታ እየ ቦቒለ ኢልካ ዝሕከኽ ወይ ድማ ደገፍ ዝርከቦ ኣይኮነን። እዚ ጸወታ'ዚ ፋሽኑ ዝሓለፎ እዩ ዝብሎ ለባም ምዓዲ ኣይረኸበን። ገና ብዙሕ ዓዘፍዘፍ ክንርእይ ኢና፥ ውሽጡ ይርብሾ ስለዘሎ፥ ንኹሉ ንምርኣይ ምቕናይ ጥራይ! ኤልሳ ጭሩም - 19 መስከረም 2023
@user-wk1wq4po5m
@user-wk1wq4po5m 11 месяцев назад
ዋይ ተጋሩ ሖጂ ከኣ ምሳና ክትሕወሱ ክሳብ ሕጂ ትሓልሙ ኣለኩም
@daniberaki8502
@daniberaki8502 11 месяцев назад
ዪኤል ይኣክል ኣይትበል ይኣክል ቀደም ስራሕካ ደው ኣብል ኢሎሙካ ኣካይዳካ ምስ ርኣይካ በርጌድ ንሓመዱ ውን ምሳካ ዘራክብ የብሉን ማሕዮ ሻዕብያ 😂
@maremare1976
@maremare1976 11 месяцев назад
እዙ ውዲ መጻናዕቲ ይግበር ስለየ ህግደፍ እዩ በተለይ ንተጋሩ ስጋኣት እዩ
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 11 месяцев назад
Eritrea for Eritreans by Eritreans. There is none Tegaru in Eritrea. Tegaru’s are Ethiopians. ቋንቅና ትግርኛ ብሄርና ትግርኛ መንነትና ኤርትራውያን:: ንስኩም ቋንቋኩም ዳርጋ ትግርኛ ብሄርኩም ትግራዋይ መንነትኩም ድማ ኢትዮጵያውያን ኢኩም:: ንኢትዮዽያ 27 አመት ዘሪፍኩም ምስተሰደድኩም ናብ ኤርትራ ምጽጋእ አይከውንን እዮ::
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 11 месяцев назад
ኣታ ዓጃል😂 ኢሳያስ ንመዋእሉ ክገዝእ እዩ❤
@maremare1976
@maremare1976 11 месяцев назад
እዛ ጋል ጽገም ኣለዋ እዚኦም ስባት ስለልቲ ህግደፍ እዮም እመኑ ኣይትመኑ ተጋሩ ድዊልኩም ርከብዋ እዞም ሰባት ሓድገኛ እዮም
@melake.
@melake. 11 месяцев назад
Youel he is from shabiya. Tegaru ezi SEB ezi tetekeklu n Eritreawian deliyti fethi ayweklen eyu.
@samsonwoldeab6444
@samsonwoldeab6444 11 месяцев назад
yuel Jegna kenemexaka ina.nezom aletawyan Aytesmeayom Ajoka wedi eritrea
@rahwag.6888
@rahwag.6888 11 месяцев назад
ተጋሩ ከምቲ ኤርትራውያን ኣብ አድና መጺኦም ዝጨፍጨፉና እተንጭፍጭፎም ሓንቲ ለይቲ ትግራዋይ ኣብ ኤርትራ አይመህደሩዎን ንህና ግን ክሳብ ሎሚ ንአአቶም ከም ጥኡይ ሰብ ንሪኦም ሓሰውቲ ንትግራይ ንምጥፉእ ደቂሶም ዘይሐድሩ ኤርትራዊያን ሓደ መስመር እዩ ዘለዎም ተበለጽቲ እዮም ኣብ አዶም ሰላም እንተስኢኖም መንግስቶም ይእለዩ ኣብ ትግራይን ትግራዋይን ካብ ምጥፋእ እቲ ኣብ ልእሊኦም ዝስእስእ ዘሎ መንግስቶም ዘይቃለሱ 30 ኣመት እንታይ ይዋጥዩ ነይሮም? ተጋሩ አንታአሾ ንዚአቶም ምእማን ጽውጽዋይ ክኸውን አለዎ ክንደይ ሰብ ብዚኦም ኤርትራውያን ዝባሐሉ ሲኢና ኢና ህግደፍ ኢልካ ኑገር የለን ህግደፍ ኤርትራዊ እዩ ስለዝኾነ ብ ኣዱ ክጽዋእ አለዎ ፍትህ ን ሕዝቢ ትግራይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@weredehaile9193
@weredehaile9193 11 месяцев назад
Ezi sebay bebi benu chama geru yeshkoaem aelo kltaom hede eyum 😭😭
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 11 месяцев назад
መዕንደሪት ኣረውት ከይን ዓደይ እፍ እካ 😢😢 እዝኦም እንታይ ይገብርለዋ አብ ትግራይ 😢😢
@fessahaieberhe
@fessahaieberhe 11 месяцев назад
brakhe show, weyane's propagandist form should focus on tigray which is in misery and agony of its making.
@user-ci5ro4fg4w
@user-ci5ro4fg4w 11 месяцев назад
What is the purpose of this interview meaningless,medhin focus on tigray politics,eriteans not ready for change.
@mehariwelder7293
@mehariwelder7293 11 месяцев назад
Aye temahireye abey kemzelekum ukua zetfeltu kemey zbelkum geschbat yeedug ikum usubat nayge nzeb aresekum alona💪🇪🇷💪🇪🇷
@mensurmehamedbrhan3906
@mensurmehamedbrhan3906 11 месяцев назад
እንታይ ስለ ዝገበሩ ግን ክትቕንጸሉዎም እዞም ሰባት ብሰለማዊ መንገዲ ይቃለሱ ኣለዉ ንስኻትኩም ከኣ ብሰለማዊ መንገዲ ተቃለስዎም😢?
@toyotaw2500
@toyotaw2500 11 месяцев назад
ዩኤል ጹሩይ ምርመራ ኽግበረሉ ዝሐሸ ኮይኑ ረኺበዩ አለኹ
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 11 месяцев назад
Resahat alet komal ageme resah
@dawiter3894
@dawiter3894 11 месяцев назад
መምህር ዓንዶም እዮብ ን 🇪🇷ማዕረ ክንደይ ከምትጸልአ ገሊጽካልና:: በጃኻ ሙት: ህልው ሬሳ ኢኻውን እትመስል።
@Bahri7977
@Bahri7977 11 месяцев назад
አቲ $500,000,000 ትብሎ ዘለኻ አቲ ኤረትራዊያን ኣብ ወጻኢ ዘለው ንስድራበቶም ኣብ ዓመት ምሉአ ዝሰድዎ ኢዩ።ኣብዚ festivals ንመንግስቲ ዝአከብ ሰልዲ የለን። get your facts together. አዚ ኩሉ festivities ብኽሳራ ኢዩ ዝኸይድ
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 11 месяцев назад
ጋዜጠኛ መድህን ግን ክልቴና ትግርኛ ኤርትራን ትግራይን ሓደ ክንከውን ምመረጽና ብውልቅና መንግስቲ ትግራይ ዘይድግፍ ኮይኑ እምበር ክብሉ ዝደለኪ ትመስሊ።ዘይትደልያ ዓይነት መልሲ ዝሃቡኪ እሞ ከም ዘይዓገብኪ ካብ ኣዘራርባኺ የፍልጥ።
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 11 месяцев назад
Waero Medhin, keep up the good work. I see some negative comments from Shaabia sympathizers, but, never mind.
@Mehari2491
@Mehari2491 11 месяцев назад
ዮኤል አብ ለንደን ኢየ ተላልየዮ:: ሰራቂ: ሓሳዊ: መጠፋፍኢ: ምኻኑ ኢየ ዝፈልጥ:: ካብ ሓደ ዝሞተ ሓውና ገንዘብ ዝሰረቀ ኢዩ:: ክሳብ ዝመውት ተጸብዩ: ናይ ባንክ ካርድ ሰሪቁ ገንዘብ ካብ ካሽ ማሽን ክሰርቅ አብ መወዳእታ ተረኺቡ: እሞ ብስድራ እቲ ዝሞተ ሓውና ተረኺቡ::
@hanaaabraham2298
@hanaaabraham2298 11 месяцев назад
እዝወዲ ስለይ ናሻእብያ ምኻኑ አይፈልጡን እዬም አስካብ ህዝ ዝገርም
@berhanesolomon6461
@berhanesolomon6461 11 месяцев назад
This young man is a con artist. He solicited a lot of many from diaspora Eritreans with a false claim that he is engaged in armed struggle against HIGDEF. This is the second time that he is in this show; you guys need to do you home work before you invite a lair like Yoel.
@dawiter3894
@dawiter3894 11 месяцев назад
ብዛዕባ ምጭዋይ ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ኣይምልከተኩምን ድዩ ወይስ ብኣኹም እዩ ዝካየድ ዘሎ?
@user-cv9ur4zh3o
@user-cv9ur4zh3o 11 месяцев назад
ኣቱም ሓሰውቲ ምስ ክልል ትግራይ ኮንክንስ ኣድና ከተድፍራ!!!ክክክክክ
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 11 месяцев назад
Seleyti eyom
@fishalehadera56
@fishalehadera56 11 месяцев назад
Yoel, he looks like an intelligent of HGDEF
@user-tc3et5df3r
@user-tc3et5df3r 11 месяцев назад
ዪኤል ንስካ ቀጽል በርትዕ ቅድሚ ሕጂ ውን ኣጸሊሞምካ ኢዮም ሕጂ ውን ይቅጽሉ ኣሎዉ ንስካ ትኣምነሉ ምስራሓ ጥራይ ኣብ ድይስፖራ ዘሎ ተቃለስቲ ኢና በሃልቲ ብዘይካ ንዘሰርሑ ምጽላም ካልእ የብሎምን ኣጆካ ብጸለመ ብምፍርሕራሕ ደው ከይተብል ቃልስካ እቲ ብግብሪ ክቃለስ ዝደሊ ክስዕብ ክርክበካ ኢዩ , እቲ ኣብ eropa amerika ጥራይ ኮንካ ምቅላስ ዝፈቱ down down ዝፈቱ ናይ ወረ ምሕለፊ ግዜ ዝጥቀመሉ ነዚ ቃልሲ ኣይተገደሰሎም ቀጽል ኣጆካ ኣታ ጅግና ክንመጻካ ኢና
@eritreafirst8659
@eritreafirst8659 11 месяцев назад
Thank you for telling us where to come this time is going to be different
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 11 месяцев назад
😂😂😂 LEMASE!🐂
@delinayonas8988
@delinayonas8988 11 месяцев назад
Nay bhaki diki medhn nezi wedi bhto ketewatryo zeytkali neri ayteredann nmntay diki adimkyom zi kemzi nay mhazut alal gerkyo 😢😢😢
@mehariwelder7293
@mehariwelder7293 11 месяцев назад
Amawtakumci amawtana aygbero usubat abahagotatkum wen nsayazgebruwa zneberu ayseletomn gn💪🇪🇷
@flimonflimon
@flimonflimon 11 месяцев назад
ትግራወይቲ ዲያ ትሓቶም ዘላ 🤔🤔🤔
@mikaeletsegai5099
@mikaeletsegai5099 11 месяцев назад
Yeah tsawetie edu zelo tekawemeo ko yelen
@believeyourself1903
@believeyourself1903 11 месяцев назад
Hi friend is talking about secret people working with HGDF . He is talking about him self. He is from hgdf
@Gggg-ok2lr
@Gggg-ok2lr 11 месяцев назад
አነስ ዩኤል ዮሓንስ ዘለኒ እምነት ክንዲ ፅፍሪ እያ ምኽንያቱ አብዛ ሕጂ ዘለናያ ሰዓት ዩኤል ካብ ወፃኢ ናብ አዳስን ትግራይን ከምድላዩ ዝመላለስ ዘሎ ሰላሊ ሽዕብያ ስለዝኾነ እዩ ኢለ የአምን
@daniberaki8502
@daniberaki8502 11 месяцев назад
ሻዕብያን ኢሰያስ ዘይተባተኩ ብ ኣዲስ ተቃዋማይ ኮይኑ ብ ኣዲስ ክሓልፍ ሕልሚ ጥራሕ እዪ እሞ ክኣ ትሓቢኡብለይከውን ብ ፊደራል ተፈቂዱለይ እየ ሓሊፈ ክብለካ ዘይ ሕሰብ የስሕቀካ እዪ ግን ናይ ትግራይ ነገር ማዕረ ክንድዚ ሕመቅ ስለያ ሻዕብያ ከሳስዪ🤣
@samryfisha8873
@samryfisha8873 11 месяцев назад
.እዚ ሰብ ኢልኪ ዲኪ አምፂክልና መህረሪት
@tutulgugul2659
@tutulgugul2659 11 месяцев назад
አያይ ባዕላቶም እቶም አባላት ብርጌድ ንሓመዱ እዬም ንሕና ተጋሩ ኢና ንሕና TDF ኢና ዝበሉን ዝብለ ዘለውን
@believeyourself1903
@believeyourself1903 11 месяцев назад
Both of them are from HGDF.
@maereg7308
@maereg7308 11 месяцев назад
Tegaru ezome nay hgdef mendef ab Tigray koynome yesawetulkume alewo Gegnenet kaygodelekume meaze ekume telebemu.
@dawiter3894
@dawiter3894 11 месяцев назад
ድምጺ ወያነ ተቀይርኩም: ሓሶት: :
@Nisre721
@Nisre721 11 месяцев назад
Andom eyob fake eu. Be careful opposition.
@filmon3579
@filmon3579 11 месяцев назад
Keme Yoel Hasawi ab alem yelen 🤣🤣😁😁😁
@gmail.comb756
@gmail.comb756 11 месяцев назад
Shelel kibhal yeblun nayzi jenocide merto eyu klafalef alewo
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 11 месяцев назад
Kemu ebi aytbli zadlyni habrti yehbni alo
@gmail.comb756
@gmail.comb756 11 месяцев назад
@@alonaeyob6648 No ab lili hzbi tgray ztekayede brain wash bimo bpaltog ab feqodo endaqemqamay bar enda qonanit ab kulu tezergihom neti hzbi aymru techawitomunu koney ilom metan kigage kikesr
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 11 месяцев назад
Poletikegnatat kulom hasewti eyom nktfelt.
@aziebkidane1393
@aziebkidane1393 11 месяцев назад
😂😂😂😂😂😂😂😂እዋይ ብዕራይ!
@EyobTes-xz2st
@EyobTes-xz2st 11 месяцев назад
He is original Spy
@gmail.comb756
@gmail.comb756 11 месяцев назад
Not only he is killer
@solomuntesfamariam3612
@solomuntesfamariam3612 11 месяцев назад
Yoel is nervös in this Interview
@mehariwelder7293
@mehariwelder7293 11 месяцев назад
Tarkna ayfeletkan iel kakonen donckac alemat aysearanan tmhrti yedlyekalo endegena temahar tarik ertrawyan wedipamper💪🇪🇷
@gual70enderta17
@gual70enderta17 11 месяцев назад
እቶም ስብኣይ ጉዳይ ዩኤል ብተጋሩ ተፃርዩ እዩ ኢሎም እቶም ዘፃረዩ መነመን እዮም ??? ዩኤል ህዝብና እናተጨፍጨፈ መንግስትናን ሰራዊትናን ፋሕፋሕ ኢሉ ሻዕብያ ኣብ ትግራይ እናሃለው ብከመይ ኣብ መቐለ ኮፍ ኢሉ ነይሩ ኣይኮነን ካብ ትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ሰብ ክወፅእ ኣብ ዘይክእለሉ ግዜ ንሱ ብከመይ ወፅዩ ሕዚ ሻዕብያ ኣብ ትግራይ ኣለው ብከመይ ኣብ መቐለ ኮይኑ ከምዚሉ ወፅዩ ክዛረብ ክኢሉ ??? ኣስተውዕል ትግራዋይ ኤርትራዊ ከይትኣምን እዚኦም ሰለሊ ኮይኖም ህዝብና ዘጨፍጨፉ እዩ ብገበን ትሓተቲ እዮም ዩኤል ህግደፍ ምኳኑ እኒ ስነጥበባዊ ኪሮስ ኣስፍሃ ዝመስከርሉ ሰብ እዩ መድሂን ከልቢ ተላላኪት ላሓሲት ተረፍ ኤርትራውያን ካኣ ሰራዊት ህግደፍ ዝብሃል የለን ሰራዊት ኤርትራ ኢልኪ ፀውዕዮ ብዙሓት ድምፆም ዝሰምዖም ዝስኣኑ ተጋድልቲ ኣሕዋትና እናሃለው ኤርትራውያን ተምፅኢ ኣለኪ ሕስርቲ እቶም መቐለ ዘለው ሃንግ ዝገብሩ እግርኺ ሰይሮም ኮፍ ሃምበሉኪ ግርም ነይሩ
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 11 месяцев назад
Look at 40:15- to 40:44-time interval Andom shaking his feet. Reply
@ናጽነት
@ናጽነት 11 месяцев назад
ወሸላኻት ወሸላኻት
@searegebrekidan
@searegebrekidan 11 месяцев назад
ተአኪብኩም ተምፅዎ ለውጢ የለን ምክንያቱ ክትዛረቡ ደአንበር በረካ ወፂኩም ክትቃለሱ መዐንጣን ሓሞትን የብልኩምን።
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 11 месяцев назад
መድሂን ዝ ይኦል ገለ ቦታ ጅብኪዮ ኣለኺ ከይተረዳኣኪ
@eyobgebrmariam7430
@eyobgebrmariam7430 11 месяцев назад
This guy he does not said he is the representative of "brged ne hamedu"whey you ask him about it?😂
@gemeleyemedia1325
@gemeleyemedia1325 11 месяцев назад
ክክክክክክ ኣላ ተጋሩ ፣ ኣብ ሕልሚ ኢኹም ትነብሩ ።
@abrahamandebrhan8580
@abrahamandebrhan8580 11 месяцев назад
ኣቱም ሰባት እዚ ሰብ እዚ ናይ ሻዕብያ ስለያ ኢዩ። ክሳብ መዓስ ኢዩ ከታሊለኩም ህወሓት ይፈልጡ ኢዩም ግን ንሶም እውን ሰለዝረብሕሉ ከወግድዎ ኣይደልዩን ኢዮም
@yikealofisehatsion6566
@yikealofisehatsion6566 11 месяцев назад
መምህር ህዝቢ ትግራይ 99.3% ተዛራባይ ትግርኛ እዬ ዘተረፈ ኩናማ 3000 ኢሮብ 35000 ካኣ ተደሚሩ 0.7% የቅውም ሰለዚ ትግራይ ሓንቲ ኣሃዳዊት ክልል እያ ።ምስ ኤርትራ ኣይተዋዳድራ መክንያቱ እቶም ብሄራት ካብ ኣለው ናብ የለውን ክትብል ስለ ዝቀርብ
@believeyourself1903
@believeyourself1903 11 месяцев назад
TEGRAY GOVERNMENT MUST DO SOMETHING
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 11 месяцев назад
ኣብ ትግራይ መዓዝ እዬ ተመስሪቱ ብመንታይ ትራከብ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ኣመፃፃኣካ ምስ መራሕቲ ህግደፊ ርክብ ኣለካ ሕጂ ከ ዲፐለማት እየ ኢሉ ከመይ ኢሉ ብመን ምስ መን ብከመይ ዲፐለማት ኮይኑ ዝዛረቦ ኩሉ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዬ ብወገነይ ምስ ሓቂ ዝፋለጡ ኣይመስሉን ህግደፊ እዬ ሓሰውቲ ለኻታት ብርጌድ ንሓመዱ መጥጥቃዕቲ ክትጅምሩ ተኮይንኩም ብዚኦም ጀምሩ ምስ ሰራዊት ትግራይ ትራከቡ ተኮይንኩም ንክጨውይዎ ስርሑ ንቃሕ
@meharikuflu8654
@meharikuflu8654 11 месяцев назад
anabs deki erey tinkik belu 🦁
@samryfisha8873
@samryfisha8873 11 месяцев назад
.ናይትግራይ ህዝቢ መፃወቲ አይኮነን ስርአት ሀዚ ከምዚ አይነት መትሀዚ ዘይብሉ ንትግራይ ህዝቢ ክጠቅሞ ዲኪ ሀሲብኪ
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 11 месяцев назад
Mesyakle contact yeblun
@YonatanKidane-xd2fz
@YonatanKidane-xd2fz 11 месяцев назад
Ethnicity is not working In Eritrean.eritrea ne eritraweyan
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl 11 месяцев назад
ዩኤል የውሃንሰ ማለት ሓደገኛ አኣጭበርባሪ ናይ ህግደፍ ሰላሊ እዩ እቲ ዘሕንን ዘሕፍርን ፖለቲከኛታት ትግራይ ከም መድህን ገብረስላሴን ካልኦት ጋዜጠኛታት ሚድያታት ትግራይ ናይዚ ናይ ጥፍኣት ልኡኽ ዝኾነ ሕዝቢ ትግራይ ንምፅናት ብውሸጢ ኾይኑ ይሰረህ ምሰ ዘሎ ፀላኢ እንተስ ብገርሂ ወይብጉርሂ መሳርሒ ምኻኖም እዩ ሕዝቢ ትግራይ ኣይተኣደለን ኣያሹ ደናቁርት መራሕትን ጋዜጠኛኛታትን ንጥቅሚ ኢሎም ንፀላእቱ ኣሕሊፎም ይሕብዎ አለው ኣብትግራይ ንድህንነት ሕዝቡ ዝሓስብ መንግስቲ እንተዝሕሉ ከም ዩኤልን መሰላቱን ብህፁፅ ኣብትሕቲ ቁፅፅር ኣትዮም ምርመራ ተኻይድሎ እሰካብ ናይ ሞት ቅፅኣት ዝኸይድ ፍርዲ እዮም ከወሓቡ ነይርዎም ሰለዚ አመራርሓ ፀጥታ ትግራይን ጋዜጠኛኛታት ትግራይን ንሕዝብኹም ኣሕሊፍኩም ብምሓብኩም ብገበን ፀንተት ኮትሕተቱ ኢኹም ናይ ገሌኹም ጋዜጠኛታት መረዳእታት ይፃፈፍ አሎ
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 11 месяцев назад
እዋእ እዋእ ብረት ኣልዒሎም ክቃለሱ🤣🤣🤣
@awetawet959
@awetawet959 11 месяцев назад
ኣቲ መደ ልምንታይ ሕቱ ተቅርቡሉ ዝጋሓፍ ኣውፅእዮም
@teresaenoughisenough512
@teresaenoughisenough512 11 месяцев назад
እዋይ መድህን ሰብ ዲኺ ስኢንኪ??
@rimamehari6700
@rimamehari6700 11 месяцев назад
@40:51 medhin got frustrated,looks like this men are afraid of bing eaten alive 🤡.One thing is sure in this interview,they don’t trust each other.
@lameksamra
@lameksamra 11 месяцев назад
ሰለስተ መሻክን ኣብ ሓደ ገዛ መን ኣኪብኩም። ከከከከከከከ እቲ ካሜራ ማን ሰለያ ናይ ?????????????????ከከከከከከከከ
@kstaybel7358
@kstaybel7358 11 месяцев назад
Berake or Brake?
@user-ov5hu5ly6h
@user-ov5hu5ly6h 11 месяцев назад
ዩኤል እንታዩ ሕቶኺ ብጉብእ ዘይምልስ ሰብ ንምንታይ ተታኣናግድዮ
@kibromhagos8895
@kibromhagos8895 11 месяцев назад
N hezbe tigray zeqtalew ezom eyom AAHHH tigray Mexuwate hegdaf koyena
@destameasho8640
@destameasho8640 11 месяцев назад
Hasewti men eu felaliukum kemau geru haki zeytizareb Hiwhat do aykonun mikniatu nay miflilay ajenda keftom hanti haial eritrea kitfter aydeliun eti mikniat ni eritrea betinka keih bahri mihaz wedebat eritrea miwnan eu eti elama ezi ghud haki u haki keytizarebu gin beyen hamutikum
Далее
Growing fruit art
00:33
Просмотров 2,9 млн
Growing fruit art
00:33
Просмотров 2,9 млн