Тёмный

ምስ ፕሮፈሰር ኤርሚያስ ክብርኣብ -- ከብቲ ኣብ በከላ ኣከባቢ 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 485
50% 1

ኣብ ዩኒቨስቲ ደቪስ ዝምህር ፕሮፈሰር ኤርሚያስ ክብርኣብ ኣብ ምርምር ምርባሕ ከብቲ ነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐ’ዩ። ከብቲ ብመንገዲ መጕስዐን ዝተፍአኦ ሚትየን ዝተባህለ ጋዝ፡ ንኣከባቢ ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ዝሕብር ፕሮፈሰር ኤርሚያስ፡ እቲ ፍታሕ ከብቲ ኣጕዲልካ ምህርተን ምዕባይ ምዃኑ ይዛረብ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Опубликовано:

 

8 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@ghirmaykahsaie9663
@ghirmaykahsaie9663 16 дней назад
Erma. He is smart and good person 🎉
@azebtekle-gz7lu
@azebtekle-gz7lu 15 дней назад
Tigray Is In Ethiopia Why You Trying to Mix With Eritrea ? Eritrea Isn't The Country Of Tigrigna It's A Country Of 9 Groups VOA Somethimes Your Program Is Very Complicated ERITREA 🇪🇷 FOR ERITREAN.
Далее