Тёмный
No video :(

ምትፍናን ናይዘን 3 ኣውራጃታት ብከመይ ካብ የእምሮ መንእሰያት ነውጾኦ? 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 47 тыс.
Просмотров 3,7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 83   
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
አየ ልቦና ናይ ሜሮን ብጣእሚ የድነቀካ
@lomitemali9890
@lomitemali9890 Месяц назад
ኣስማሪኖ ንኹሉም ሃገራውያን እትሐቁፍ እያ ❤
@awethaile4013
@awethaile4013 Месяц назад
ኣዝማሪና ማዳ ሃገር
@Eritreashikor
@Eritreashikor Месяц назад
ከማካ ደንቆሮ ምካን እዩ ሽግር
@awethaile4013
@awethaile4013 Месяц назад
😂😂😂😂 ኣዝማሪና ለመጭ
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Yessss hagerawiiiii atehasasbaaa👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@halay4067
@halay4067 Месяц назад
ክሻ ሙሉእ ቒም ተሸኺሙ ዩ ናብ ክትዕ ኣትዩ ተዓዘብቲ ከኣ የሐምም ::
@samtikokesete180
@samtikokesete180 Месяц назад
Haqi eyu tezaribu azmarino malet xelim tilian eyu
@samtikokesete180
@samtikokesete180 Месяц назад
Azmarino malet xelim Tilian eyu thank wedi hagos chiwa
@meley755
@meley755 Месяц назад
ሞይታትካ ኣብዚኣስ መንእሰይ ሜሮን🤣🤣🤣
@samtikokesete180
@samtikokesete180 Месяц назад
Thank you wedi hagus meron srah azmarino iseyas hanshshwo eyu dhri 33 amet ab nay awrajnet entelo azmarino zkone mefthi kemxe aykelen tmhrti kkonena wn aykelen::
@eessyassamiel7030
@eessyassamiel7030 Месяц назад
ሜሪ ኣዝማሪኖ ጽቡቅ ኣርእስቲ ሒዝካ ኔርካ ስነሓሳብ ዘለዋ ሰብ ግን ኣይረከብካን ካብ ሰመረ ዝከፍእ ኣውራጃዊ ሰብ ክትረክብ ኣይትክእልን ሰመረ ማለት ነደይ ቀቲለ ለውጢ ከምጽእ ኣይክእልን ለውጢ ካብ ገዛካ እዩ ዝጅምር ።
@yemanegoitom883
@yemanegoitom883 Месяц назад
ሜሮን ደንቆሮ ዘይማሓየሽ ዱሑር😂😂😂
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Meron akalll aykaaa 🙏
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Месяц назад
Ab selestien awraja kembahadish dodobna kihintsets alewo! Dedebna niflet bejakhatkum nenatna niflet kidmi kunat mijimar bejakhatkum ! Merietu ziteweseda meriet awraja habiwa zeynatna aynidle!!🎉
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Meronnn 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 Месяц назад
ብሓፈሻ ሓደ ክንሰማምዓሉ ዘለና ሓቂ ኣሎ።ኣብ ከተማ ዝዓቢ ብዙሕ ዕድላት ኣብዘለዎ ስለዝዓቢ ሓንጎሉ ብኣተሓሳስባ ገፊሕ ከምዝኸውንዩ፣ ብቐሊሉ ቤትትምህርቲ ካብ መባኣታ ክሳብ ዩኒቨርሲቲታት፣ናይምርካብ ዕድል።ሲኒማታት ናይ ምርኣይ። ምስ ደቂወጻእቲ -ጸዓዱ ኣዕራብ ወዘተናይ ምርኻብ ዕድል፣ኣብ ንግዲ ናይ ምስታፍ ዕድል ካልኦትን ስለዘጋጥምዎን ምስ ብዙሓት ዓይነት ሕብረተስብ እናተራኸበ ስለዝዓቢ ጥራሕ ዘይኮነ ብሕልፊ ኣብ ከተማ ኣስመራ ምዕባይ ምስቲ ጣልያን ዘማዕበልዎ ኩነታት ኣቲ መንእሰይ በሊሕ ናይ ምዃን ዕድሉ ገፊሕ ከምዝገብሮ እዩ። ወዲ ሹቕ ብናይ ደቂ ኣስመራ ኣዘራርባ ሕማቕ ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን።ብኣንጻሩ ወዲሹቕ ማለት ኣብ ማኣከል ከተማ ዝዓበየ፣ምስ ብዙሓት ኣብ ከተማን ሓውሲ ከተማን ካብ ከባቢ ዝመጹ ነጋዶ ሓረስቶት ወዘተ ናይ ምርኻብ ዕድል ዘለዎ ከምምዃኖ ካብቲ ኣብ ካልእ ገጠራትን ሓውሲ ከታአማታትን ዝዓቢ ኣብ ዝተወሰነ ሕብረተስብ ዝነብሮን ብዙሕ ምንቅስቓሳት ኣብ ዘይብሉ ምስዝዓቢ ክርኣኣ እንከሎ እቲ ወዲ ከተማ ብሕልፊ ኣብ ኤርትራ ምስቲ ናይ መግዛእቲ ጣልያን ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝዓቢ ብባህርን ኣተሓሳስባን ኣረዳድኣን ብንቕሓትን ነጋራት ኣብምርዳእን ፍልይ ዝበለ ክኸውን ናይ ግድን እዩ። በዚን ካልኦት ነጥብታት ኣብ ከተማ ዝዓበዬ ወዲሹቕን ኣብ ካልእ ከባብታት ዝዓቢን ፍልልይ ናይ ኣረዳድኣን ቀልጢፍካ ነገራት ቆብ ናይምባል ኣብ ምትሕግጋዝ ኮነ ባህርን ፍልልይ ክህሉ ግድንዩ፣ እቲመሰረታዊ ፍልልያት ድማ እዚእቶም ተዘይኮይኖም ጥራሕ ዘይኮኑ ብዙሕ ክኸውን ውን ይኽእልዩ። ሓደ ኣብ ገጠር ዝዓቢ ግቡእ ትምህርቲ እንተረኺቡ ተማሂሩ ኣብ ሂወቱ ዕዉት ክኸውን ግድንዩ፣ እቲ ኣብ ከተማ ዝዓብውን ከምኡ። እቲ ፍልልይ ኣብ ኣብ ገጠር ዝዓቢ ኣብሞንጎ ዝተወሰነ ሕብረተሰብ ተወሲኑ ስልዝዓቢ ኩነታቱ ኩሉ ዝተወሰነ ዩ። ንኣብነት ጋዕዳ ዝበሃል ዕድል ኣብ ገጠር የልን፣ምስ መእሰያት ኣብ ሓደ እንዳሻሂ ወዘተ ኴንካ ተኣኪብካ ናይ ምሕካይን ክራር እናተጻወትካ ተእኪብካ ምድራፍን፣ምጽዋት ኩዕሶን ዕድል የለን እዚ ኣተዓባብያ እዚ ነተሓሳባኻን ኣረዳድእኻን ከምዘስፍሖዩ ብተዛማዲ ምስቲ ኣብ ገጠር ዝዓቢ መንእሰይ። ወዲ ገጠር ኣብሞንጎ ዝተወሰን ሕብረተሰብ ምስ ማልን ጥሪትን ማሕረስን ክዓቢ ከሎ ወዲሹቕ ምስደርፊ፣ፊልም፣ተኣኪብካ ምዕላል፣ኩዕሶ ምጽዋት፣ብሽክሌታ ኮነ ኩቺኔታ ምዝዋር ዋላ ዕንክሊል ውን ኣብ ዕብዬትን ለውጥን ናይ ኣተሓሳስባ ዓቢ ባህሪያዊ ለውጥታት ከምዘምጽእዩካብቲ ኣብ ገጠር ዝዓቢ መንእሰይ። ስለዚ ነቲ ፍልልይ ንምግላጽ ብዙህ ክጸሃፍ ይከኣልዩ። ምርድዳእጥራሕዩ ዝድለ። ኣብከተማ ዝዓቢ ኣብ ገጠር ዝዓቢ መንእሰይ ነናቱ ብልጫታትን ድኽመታት ስለዘለዎ ከምደቂ ሓንቲ ኤርትራ ኤርትራውያን መንእሰያት ብምዃን እናተሓጋገዝካን ተረዳዳእካን ንሂወትካ ምምራሕ ካብኡ ድማ ንቤተሰብን ሃገርን ምሕሳብን ምንባርን እምበር ረብሓ ዘይብሉ ፍልልያት ምቑጻር መወድኢ ዕድመን ክሳራን ጥራሕዩ። ኣብከተማ ዝዓቢ ኣጋጣሚዩ።ኣብገጠር ዝዓቢ ድማ ኣጋጣሚዩ ።ፈቲኻ ዝግበር ኣይኮነን።ምቅብባልን ምክብባርን እዩ እቲ መሰረታዊ ነገር።
@halay4067
@halay4067 Месяц назад
ግዜ ሃበኒ ክጻርፍ ኣብክንዲ ዝብል ኣዛርበኒ ይብል ኣሎ!!!!
@Eritreashikor
@Eritreashikor Месяц назад
ክላእ ድልዱል ፋራ እዩ 😂😂😂😂
@halay4067
@halay4067 Месяц назад
@@Eritreashikor ክክክክክክክ
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
100 ብ 100 ሲዒርካዯ አለካ ሜሮን ነዚ ፋራ
@Eritreashikor
@Eritreashikor Месяц назад
ድልዱል ፋራ ከኣ እምበር 😂😂😂
@yemanegoitom883
@yemanegoitom883 Месяц назад
ረዳእ ሃመማ እንዳባሻውል😂😂😂😂
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
ሃማም ነዴካ በላ
@samtikokesete180
@samtikokesete180 Месяц назад
Loms tefalitna ena atn xelemti tilyan
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
ነዴካ ሃማም በላ በታ ቆንቃካ ንኖካ ሃማም በላ አታዯ
@SolomonGebremedhin-wp6lg
@SolomonGebremedhin-wp6lg Месяц назад
Meron ወዲ ሹቕ, ከምዛ ዝበልካያ ኣይኮነትን ብ eritreans ስነ ልቦና , ወዲ ሹቕ ማለት, ብ eritreans ኣበሃህላ, መታለሊ, ሰራቒ, ቀሻሺ, ምስሉይ, ተሪር ዘይኮነ, ኣምሰሉ, መዳናገር, these are some ኦፍ the negative clues, +ቬ clues flexible, social, and ሶ on
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Meron 🦁
@michaelgod6714
@michaelgod6714 Месяц назад
Bring facts and the history of Eritrea. The constitution is paramount!
@mikalhaile4157
@mikalhaile4157 Месяц назад
Ewayyy 0.000000000 confidence eway nebse methate eway hawey tesakiyu tseleat nay deki Asmara 😢😢😢😢😢😢😢
@Eritreashikor
@Eritreashikor Месяц назад
ሜሪ 2 ግዜ ሓንቲ ደንጎላ እንተዓንቂፋትካ እሳ ዘይኮነት እምኒ እስካ ኢካ እምኒ እዚ ጨናዊ ደንቆሮ 2 ግዜ ክዕንቅፈካ ፎእእእ (ብቀደሙ ኒሒኒ ኣኒሕና ዝብል ደንቆሮ የብልናን ወዲ ትግርኛ እየ በሃሊ ወዲ ተስፋጼን) 🇪🇷✊🏾
@-se9hk
@-se9hk Месяц назад
ኣንታ ሰኺሩ keycoun 😭😭😭
@abrehalekebedom4439
@abrehalekebedom4439 8 дней назад
Azmarino zey mkanka eyu destemasleka zelo
@michealemha236
@michealemha236 Месяц назад
ኔው በሎ ሜሮን በዓል እዚ ንህዝቢ ኤርትራ ብሃይማኖትን ኣውራጃን ከናቑቱ እዮም ትልኽ ዝብሉ ዘለዉ
@betiel6495
@betiel6495 Месяц назад
Ezi nebse methat eyu zelewo deki asmera ketbel keleka kab kulu hezbi eritrea zeweled eyu donkoro abey elewo
@rahelwelday7705
@rahelwelday7705 Месяц назад
Viva azmarino nqdmit kb alet ktqoxru zwelu some yhshuna
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
እዚ ወዲ ሐጎስ ዝብልዏ እቲ ንሱ ዝደልዯ ሰነሐሳብ አብ ሜዳ ኤርትራ አትዩ ዘይተግብሮ ትብዓት እንተለዏ አብ ኢሮፓ ተከይጥካ ብትካቦ እንዳነበርካስ ናይ ዯቱብ ፌሰቡክ ሐርበኛ ምካን ዋጋ የብሉን
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Месяц назад
Deb nay akologuzayn serayen n hamasienin biabeyti mihurat kihintsets alewo niti zebisena zelo! ! Hanti mefitihit izia iya! Nizi natey iyu izi natom iyu ilkum nenatkum meriet hazu bejakhatkum@!
@wediere2238
@wediere2238 Месяц назад
ኣስመራን ኣዝማሪኖን ክንደይ ኣልገፊፍ ኣኪባ ኣላ ኣብ ኣስመራ ክቕመጡ ግን ዝኽልክሎም የለን ኣንታ ሃገረሰብ ደንቆሮ ሃገር ኡጋንዳ ክትገብሩዋ ህዝቢ ብዓሌት ከተጻንቱ ትግርኛ ትግርኛ ኢዩ ካብ ዞባ መእኽል ዝፈልፈለ ህዝቢ ኢዩ, ንስኻስ ኣብ ሰድት መሽምሽ እሾኽ ሕብረተሰብ።
@As22611
@As22611 Месяц назад
Agoka wedi hgos Azmarino kula tlyan zserha ketema kitshikil kab gusnet Asmera zseferet eya. N Asmera tewdik. modern zbelexet ketema kihinex dea teberaberou imber btlyan zhanexa ziareget Asmera gizekum aytetfou U
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Bsmmmmmm yesussss
@kibromzeru671
@kibromzeru671 Месяц назад
ብዙሕ ኣይትጨነቑ እዞም ብውራጃ ዝሓስቡ ቁንጣሮ እዮም ፡ እስኻትኩም ጥራይ ኣሽማት ኣውራጃ ኣይተልዕሉ ኣብ ውሽጢ ስዓታት ክቅህምዩ።
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
አንታ ወዲ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አዝማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ አሰማሪኖ ያ ሼክ ያ ሆ
@kalMHe
@kalMHe Месяц назад
Meron n gele kemzi wedi ziameselu zizerebiwo zeyfeltu , dkumat sebat , nkizarebu edil aytihabom. Kab tikmomngudiatom ybezih.
@bizitieyob365
@bizitieyob365 Месяц назад
አውራጃን ሃይማኖትን መሕቢኢ ናይ ሰነፋትን ናይ ቅልውላው ዘለዎም እዩ ኤርትራ ንኤርትራውያን ቦእርትራውያን 9ብሔር-6ዞባ-2ሃይማኖት አስላማይ ክርስትያን 1-ልቢ እዩ ናይ ኤርትራ ቋንቋ 2-ዓረብን ትግርኛን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሐፋሽ
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
አብዛ ናይ ምቅታል ዘሎ የሐሚምኒ ምባልካ ልክእ አለካ ወዲ ሐጎስ
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
አቶም ካብ ክለተ አውራጃ ዝወለዱ ከ ተሐጺብካ አብ ጭቃ ክትመልሰና አብ ሰደትካ ጥራይ ጥፋእ
@milenagere7547
@milenagere7547 Месяц назад
Meron aklka adnikeyo. Ember ezi seb aklka zfetaten dnkurna zmelo fre zeyblu zerebu ksem akli zhlwo seb yelen. Aw aw slezbele ka haki ztezarebe ymeslo alo. Donkoro wahid
@temesgenslekuluneger9203
@temesgenslekuluneger9203 Месяц назад
Eway ata meri hawey entay gearnaka ena wedey hasab zelewo seb zeytemxie ezi wedi xegem alewo bejaka
@nahomtekeste5060
@nahomtekeste5060 Месяц назад
Hadinet zibihal yelen wedi seb hig tray iu
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Месяц назад
አበይ ዘሎ እዩ እዚ ዶንቆሮ ወዲ ሐጎስ ዝብልዏ አብ ኢትዯጵያ እኮ ሕጊ አሎ እዩ አብ ሶማልያ ሱዳን ኬንያ ሕጊ እኮ አለወን እዩ ንሕጊ ህዝቢ እዩ ዘክብሮ
@nahomtekeste5060
@nahomtekeste5060 Месяц назад
Meron aytigag hadinet zbiha yelen hig tiray iu hade zemishak
@AliSalihAhmed
@AliSalihAhmed Месяц назад
Wedi hagos hasawi buda
@lomitemali9890
@lomitemali9890 Месяц назад
ኣስመራ ደቂ ኩሉ ኣውራጃታት ሐቋፊት ኣስማሪኖ ኣስማሪኖ እያ
@user-ku5gi1gy2w
@user-ku5gi1gy2w Месяц назад
ሜሪ ኣስሊ ሰብ ረኺብካ ምስዞም ከብቲ ትዛረብ ኣለካ ኣዝማሪኖ ምስ ኣዝማሪኖ ክዛረብ እዩ ኬፍ ዘለዎ ሳይዝኩም ድለዩ በሎም😁😁
@Healthway-tq7oo
@Healthway-tq7oo Месяц назад
ጸቢብ ርእሲ እዩ ደለኻ ንስኻ ከማይ
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Jjaaaa wediii shukkkk kmerhhhh zkellll
@nahomtekeste5060
@nahomtekeste5060 Месяц назад
Hasot iu azmarino malet adi zeybilu melet iu
@belitesfi1824
@belitesfi1824 Месяц назад
Wedi Asmera
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Ayblommmmnnnn
@user-tl6gl8nk5o
@user-tl6gl8nk5o Месяц назад
ናይ ሜሮን ዘረባ ኮለል ኢዩ። ""ሓጋጊ ኣካል ፡ ሕጊ ኣስፈጻሚ ኣካል ይሃልወና"" እንዳበሎስ ተመሊሱ ፡ ሓድነትና ዘይሓለኻ ይብሎ። ሕጊ እንተሃሊዩ ፡ ነቲ ሕጊ ዘፈጽም ኣካል እንዲሕር ሃሊዩ ፡ ህዝቢ ነቲ ሕጊ ተማእዚዙ ክኸይድ ግድን ኢዩ። ኣሜሪካ ሕጊ እምበር ብረት ኣይኮነን ዘማሓድራ። ነብሲወከፍ ሰብ ከኣ ነቲ ሕጊ ተማእዚዙ ይኸይድ። ሓድነት ከኣ ብሕጊ ኢዩ ዝሕሎ። ሓደ ሕብረተሰብ መድሎ እንተተፈጺምዎ ሓድነት ክሕሎ ኣይክእልን። ሜሮን ክትእረመሉ ኢዩ ዝግበኣካ። ኣዝማሪኖ ማለት ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ማይ ብጀሪካን ወሪዱ ፡ ኣብ ጥስቲ ነብሱ ዝሕጸብ ኣብ ምዕቡል ገጠር ዝነብር ህዝቢ ኢዩ።
@user-eu1lp1ij4h
@user-eu1lp1ij4h Месяц назад
እቶም ሓደ ክልተ ጡዕያት ከይንልክም እንበር ኣስመራስ ምጉሓፍኩም ኢዩ ተጸበዩ ጥራይ
@agdonanetwork4275
@agdonanetwork4275 Месяц назад
No kttefeu zolokum ezom zeybsulat ab media zelekum eikum berkes msakatkum ktefe eu .
@edenghide5174
@edenghide5174 Месяц назад
Meri kea ezi bdula eyu zrdeo
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m Месяц назад
Kkkk azmarino ዓዲ የቡሉ ዓዉዲ ኣዝማሪኖ ሰራቒ ሓሳዊ እዩ ብርጅዋ እዩ 💚💚✅✅✅
@Eritreashikor
@Eritreashikor Месяц назад
ኣታ እዞም ኒሕና ኣኒሕና ዝብሉ ምድረ ፋራ እዮም ሽግርና ህውከት
@abelmicael1333
@abelmicael1333 Месяц назад
@@Eritreashikor Original ❤
@azmarina
@azmarina Месяц назад
Beka ane gele kzareb dele nere gn,kgedfo,ezi,wedi,halayi,hagereseb mesliu,kxarefn keneaasn,eyu,etiu,eti,nska tblo zeleka kkbelo,ykun ksemao,aydelyn,eyu,neaka,kxerfeka neaka,kwardeka eyu,atu,hgdef,dea teawitu,endu,kemzieom,aynet,tekamerti,rekibu
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Месяц назад
በዞም ተረፍ ጥልያን ኣዝማሪኖ ብዓል ሜሮን ደቂ ሸርሙጣ ናይ ኮምሽታቶ ንህዝቢ ትግርኛ ዝፍንፍኑ ብህዝቢ ትግርኛ ክፍንፈኑ ኣለዎም
@Eritreashikor
@Eritreashikor Месяц назад
ክላእ ድልዱል ፋራ ካብዞም ደቂ በተክቲ ማዕተብ ኢካ ትመስል 😂😂😂😂
@YemaneTesfazghi
@YemaneTesfazghi Месяц назад
Meri gega zkone nay Politik ztemhare kmerh ekil eyu
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w Месяц назад
ኣጣል ኣጥፊኡ ዝመጸ ስደት ሕጂ እንታይ ክብለካ ትጽበ ኣለኻ ሜሮን ንስኻ ብንቅሓት ንሱ ብደንቆሮና ኢካ ትመጸ ኣለኻ
@michaelnuguse5241
@michaelnuguse5241 Месяц назад
Wedi hagos koroida kkkkkkkkk
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w Месяц назад
ካልእ ሰብ ሲኢንካ ዲካ ነብሱ ዘይምርሕ ሰብ ኣብዚ ኣምጺኻ ጦቅ ተብለና ሜሮን ዶስ ጥቅላላ ደሊት ክንብሎ እዚ ሚዳኻ ነዘን ነቲ ኣውራጃዊ ሰባይ ኣይተምጻኣዮም
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Месяц назад
Dimokrasi zeytamnu kkkkkkkk🎉
@meteraentertaiment1614
@meteraentertaiment1614 Месяц назад
ኣዝማሪኖ Cancer ሕብረተ ሰብ ሃገረ ኤርትራ ዩ! ከመይ ዶ ትብሉ ኣለኩም? ጥልያን ክኣቱ ከሎ ቲ ወዲ ኣስመራ ካብቲ ካልእ ከባቢታት ናይታ ሃገር ዝበለጸ ከም ዝኾነን ፍሉይ ምኻኑን እንዳተነግሮ ስለዝመጸ ነት ካብ ካልእ ከባብታት ደቂ ሃገሮም ብዝተፈላለየ ሳጋታት እንዳውጽኡ ከትሕትዎን ክወራዘይሉን ክሳብ ሕጂ ንርእን ንሰምዕን ዘለና. ገለ ካብቲ ከም ጸርፊን ነቲ ባነባብርኡን ብላሕጀኡን ካብኦም ዝፍለ ኣካል ሕብረተሰን ኤርትራ ዝጥቀሙሉ ከም ጋሳ, ሓረስታይ, ዓዲ, ካብ ደቀምሓረ ንንየው ዘለኩም ኤርትራውያን ኣይኮኑን ተጋሩ ዮም (ኣብዚ ናይ ተጋሩ ኢኹም ኣይኮናን ንጨቃጨቀሉ ዝነበርና ኢኹም ክንበሃል ከለና ዘሕርቀና ውን ዝነበረ እዋን ሎሚ እሱ ሓልፍናዮስ ንሕና ናይ ኤርትራ ተጋሩ ኢና! ኣብ ኢትዮጵያ ተጋሩ አለው ኣብ ኤርትራ ውን ተጋሩ አለው ኣኸለ ) እዝን ካልን ብትዕቢት ባዶነት ተሰርኒቁ ዘሎ ኣስማሪኖ እምበኣር ዩ ዘከፈኤ መርዚ ናይዛ ሃገር!
@Yowhannskubrom
@Yowhannskubrom Месяц назад
Fara bolo meri
@LetebrhnBerhe
@LetebrhnBerhe Месяц назад
Ewiy meron aklika 😅
@SlmnSlmn-lr4hc
@SlmnSlmn-lr4hc Месяц назад
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@user-eu1lp1ij4h
@user-eu1lp1ij4h Месяц назад
ወዲ ሓጎስ ሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥስ
@user-bc3ot8ew5m
@user-bc3ot8ew5m Месяц назад
Ata eti reasu mebqoli chogri trah eyu zitqmlu. Seb mesel mahsi. Nisu bizdlyu tezarbkayo keman ayrdeani eyu hahaha. Ata meri kab shimu reika keman ab xelim fesital gerika ketxgea neruka. Ya meron nezom faratat dili aythabom. Eway wedi hagrseb xegem rekibu ezis hji mes wedi hagrseb deyu kikoxer. Ezi kabtom yehbay 🐒 mes gize qesi bi qesi nab seb zixreyu eyu 4444 netbi
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Месяц назад
Yessss hagerawiiiii atehasasbaaa👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Далее
ኣየ ሰብ AYE SEB FULL MOVIE
4:34:42
Просмотров 4,2 тыс.
Wedi belay maharem/afewerki ghirmay /dirar
14:26
"ኣድናቆት " ን ሜሮን
16:27
Просмотров 3,7 тыс.