Тёмный

ምትፍናን ኤርትራውያን ብመንጽር ሓደጋ ኩናት ዞባና 

ADMAS FORUM
Подписаться 47 тыс.
Просмотров 4,6 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @admasforum

Опубликовано:

 

22 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 39   
@eridaeromedia1156
@eridaeromedia1156 3 часа назад
መምህር ካልድ ከማኻ ዋል 10 ምኣኸሉና! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@wediselie7897
@wediselie7897 3 часа назад
Thanks memher kalid ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 3 часа назад
💙💙💙💙
@genettekle8928
@genettekle8928 3 часа назад
Selam Selam bluts hawna kald enqae dhen metsaka❤️💖💝💞💕❤️‍🔥
@biniammehari2029
@biniammehari2029 3 часа назад
💙💙💙💙💪💪💪
@True-heros
@True-heros Час назад
I hope one day you will get the reward of your hard work, brother Khalid!!
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 3 часа назад
Kubur haw Memhr Kald Abdu kem wetru aziyu agedasi meliekty keep going on
@eridaeromedia1156
@eridaeromedia1156 3 часа назад
ኣ ሚልሊኦንምስጋና መምህር።
@gebreandemichael8975
@gebreandemichael8975 Час назад
❤❤❤❤❤
@tigistihaile6620
@tigistihaile6620 48 минут назад
Kalid lebam beal mului hilna amlak edmen tinan yihabka. We love ❤️
@nasinetb1462
@nasinetb1462 Час назад
🌸🌸 🌸 king 🤴
@negashhaile4061
@negashhaile4061 Час назад
Khalid Urgently call for a symposium and make your question as the agenda of the symposium.
@HaimanotKeflemariam
@HaimanotKeflemariam 2 часа назад
🕊🕊🕊💐💐💐💙💙💙🕊🕊🕊
@wediseb993
@wediseb993 2 часа назад
Waaa fluy adbqot aleni abaka kaled
@ukbayc
@ukbayc Час назад
እወ ሕጂ ውን ናብ ማይ ዘለዉ ኪዱ እዩ ግብጺ እኮ ማይ ደልዮም እዮም ንኢትዮጵያ ዝምርሹ ዘለዉ
@HagosElyas
@HagosElyas 2 часа назад
Eza nay haki chanel nimntay zeyiabeyet
@ghezaiabraha8897
@ghezaiabraha8897 31 минуту назад
አብቲ 1ይ ጉባኤ ስለምንታይ ትከይድ ፍልልይ አሚንካሉ
@ukbayc
@ukbayc Час назад
ሎሚ መዓልቲ ዓባይ ናይ መርከብ ኣብ ሶማል ተራጊፋ ኣላ ኢትዮጵያ ናይ ሶማል ዶብ ኣፍሪሳ ናይ ሶማልያ ላንድ ኮይና ንግብጺ ክትህውኽ ፍጹም ግብጺ ከተፍቅድ ኣይትኽእልን እያ እሞ ሲ ብዛዕባ ናይ ናይል ማይ ኣይኮነን ናይ ግብጺ ኣብ ሶምስል ምእታው
@ukbayc
@ukbayc Час назад
መን እዩ ኸ ቢተወደድ ኣምሐራይ ዲዩ?
@misghinabnesnetu6352
@misghinabnesnetu6352 29 минут назад
እቲ ዘይሕለል ጻዕርኻ: እቲ ኣገላልጻኻን: ትንተናታካን: ለበዋታትካን ንዝኾነ/ና ኤሪቴራዊ/ት ብኣቃልቦን ተገዳስነትን ዝከታተለካ መሳጥን: ኣድማዒን ብሙኻኑ እንቋዕ ሃለኻልና:: እቶም መራሕቲ ዉድበታት ከኣ ዉድቦም ዉልቃዊ ዘይኮነሰ ሃገራዊ ኣቓልቦ እንተደኣ ሃልዩዎ ብተናጸል ኣብ ዝበጽሑዎ ስለዘይብሎም: እቲ ቀዳማይ ሽቶኦም ሓባራዊ ኣከያይዳ (United front) ከተኣታትዉ/ክሃንጹ ከም ዘድልዮም ኣብ ዝበርሃሎም ኩነታት ክበጽሑ ይግባእ:: እንተዘየሎ ናበይ ገጾም ይጔዓዙ ከም ዘለዉ እንተዘይፈሊጦም ግን (if one does not know where he/she is going, does it matter which way they go? ዝብል ብሂል መለለይኦምን ዕጮኦምን ሙኻኑዩ)::
@Dont_Lie_please
@Dont_Lie_please Час назад
ከዳዓት እፍሊ ለዳዓት መንግስቲ ኤርትራ ዋላ ኣብ ዘይለወሉ ጉዳይ ጉቲትኩም ከም በዳሊ ከተቕርብዎ ዕድሜና ምሉእ ርኢናኩም። ኩሉ ዝሃብክሞ ትንተና ካብ ኣንጻራዊ ውጽኢት ካላ ርኢና ኣይንፈልጥን ኢና። ካብ ነዞም ነፋጣት ምስ መንግስትና ደው ክንብል ኢና።
@ukbayc
@ukbayc Час назад
እቶም ብርጌድ ንሐመዱ ዶ ብሩህ መጻኢ ዶ ዝበሃሉ ዓጋመ እኮ እዮም ዝባታተኑ ዘለዉ
@ukbayc
@ukbayc Час назад
እዚ ንኤርትራውያን ይምልከት ናይ ትግራይ እንተ ሎካ ንገረና
@micaelfasil9170
@micaelfasil9170 3 часа назад
ቀፃሊ ኢሰያስ ኣሰያስ ትብል ናይበሓቂ ዲኻ ኢሰያስ ጥራይ እዩ ዝመርሓ ኢልካ ትእምን 6ምልዮንዘለዎ ህዝቢ ቦሓደ ሰብ ትምራሕ ደሕራይ ብሓደ ሰብ ኩናት እይክፈትን እዩ
@micaelfasil9170
@micaelfasil9170 3 часа назад
እንታ ሓዉና ብዛዕባ ኤሪትራ ሒሚቅ ምዝራብ ዘይተቋርፆ ናይ ክልልካ ግበር
@demalomedia
@demalomedia 3 часа назад
መን ኢኻ ንስኻ
@wediseb993
@wediseb993 3 часа назад
Gis entay hmaq tezaribu
@genettekle8928
@genettekle8928 2 часа назад
Ente tmherkas kndey kon mtetekemka ele yhesb zeytemahres kndey eyu zguda HSEBELA EKAAAA
@1995mwa
@1995mwa 2 часа назад
መቸም ኣብ ስደት ኮይንካ ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ።
@ukbayc
@ukbayc Час назад
ካበነይቲ ክልል እዩ ክልል ራያ ክልል ዓጋመ ክልል እንድርታ ክልል ትግራይ ተጋሩ እዩ?
@ukbayc
@ukbayc Час назад
ግብጺ እኮ ብሶማል ብደቡብ ሱዳን ብሰሜን ሱዳን ንኽትዛወር ኣይኮነትን ኣትያ ዘላ ዝለዚ ኣየነይቲ ኢትዮጵያ እያ ምስ ኤርትራ ክትዋጋእ ኣምሐራ ኢትዮጵያ? ኦሮሞ ኢትዮጵያ? በንሻጉል ጉሙዝ ኢትዮጵያ? የበገመድር ኢትዮጵያ? ትግራይ ኢትዮጵያ? እታ ኢትዮጵያ ትበሃል እኮ ተበትስቲና እያ ኣይኮነንን ዶ ምዕራባውያን ዋላ ረቢ ኣብ ኢትዮጵያ መጺኡ ከም ሀገር ከቑማ ፍጹም ዓቕሚ የብሉን
@Solomon-u8g
@Solomon-u8g 3 часа назад
ናይ ኤርትራ መንግስቲ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ዝምእዘን አይኮነን።ከመቶም ለአኽትኻ ብቅዋምዮም ዝኸዱ ትብሎም ዝባልዑዎ ዘለው ከይትኸውን ብዙሕ አይትሻቀል ኤርትራ ዋናታታ አለውዋ።ፕረዚዳንት ኢሳያስ አብ ጉዳይኩም የለን አብስራሕ ገዝኡዩ ዘሎ ምስ ቴልመደን ፓሎቲከኛታት ክቋየቅ ግዜ የብሉን።
@1995mwa
@1995mwa 2 часа назад
ኣብየት መልሓስካ ንውሽጢ ኣእትዋ ንፋስ ከይሃርማ ወይ ሃመማ ከይኣትወካ።
@ukbayc
@ukbayc Час назад
ኣማን ብኣማን ጽቡቕ ኣሎኻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንኤርትራ ዘስግእ ፍጹም የሎን መንግስትና ነዛ ኢትዮጵያ ትበሃል ናይ 100 ዓመት ዕዮ ገዝኣ ሂባታ ከም ዘላ ክርደኦ ዓቕሚ የብሉን
@ukbayc
@ukbayc Час назад
​@@1995mwaመገዲ ኣውራ ጎደና ኣስመራ ከረን ዘሎ እቲ ኣቦታትና ልቢ ክስቶ ኢሎም ዝጸውዕዋ ኮይና
@ukbayc
@ukbayc 2 часа назад
እንታይ መሃይም ዝኾነ ዘረባ እዩ እዚኸ!!!!! መጀመርያ ኤርትራውያን ፍጹም ተቓወምቲ የብልናን እቲ ዘሎ ኣብ ሞንጎ ዓጋመን ኤርትራውያንን እዩ ካልኣይ ባዕሎም እቶም ተጋሩ ኢና ዝብሉ ኣብ ክልል ዓጋመ ክልል ራያ ክልል እንድርታ ክልል ትግራይ ተጋሩ (ዓድዋ ) ንምእዋጅ ኣብ ምሽብሻብ ኣብ ዘለውሉ ኣብ እንዳታታት ተበታቲና ኣብ ኣብ ናይ ቅድሚ 100 ዝነበረት ዘመን ትምለሰሉ ዘላ እያ ሳልሳይ እታ ኢትዮጵያ ትበሃል ውን እንተኾነ ኣብ ዘመነ ኣብስንያ እያ ኣትያ ዘላ ማለት ኣምሐራ ኦሮሞ ጋምበላ በንሻጉል ጉሙዝ ዝበሃላ ሀገራት እያ ትድቕደቕ ዘላ እዚከኣ መራሕቲ ዓጋመ ዘታኣታትውዎ ናይ ብሄር ፈዳራሊዝም ንኩለን ብሄርታ ከም ዝበታተና ዕድል ፈጢሩ እሞሲ ኣቢ ኣይኮነን ዋላ ረቢ ካብ ሰማይ ወሪዱ ኢትዮጵያ ከም ሀገር ደው ከብላ ዕቕሚ ፍጹም የብሉን ካልእ ወዲ በሻሻ ኣብ ዘይዓቕማ ንግብጺ ዓዲማ እቲ ውግእ ኣብ ሶማልያ ዘይኮነ ኣብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ ከም ዝኾውን 100%ርግጽ እናኾነ እዩ መጺኡ ዘሎ እዚ ግን ዓጋመ ክርድእዎ ፍጹም ዓቕሚ የብሎምን እንተ ዝህልዎም ኩሉ ዝበደልዎ ንኤርትራ ይቕረ ብምሕታት ብሰላም ኣብ ዘመነ እንዳታት ንኽነብሩ ሐጉዙና ምበልዎም
@michaelnugussie6023
@michaelnugussie6023 3 часа назад
በጃካ ናትካ ናይ ትግራይካ ግበር ምዕንጅሉ
@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ
ንስኻ ደኣ ናይ ኤሪዛጥካ ዘይትገብር።ዕውር ሃገር ኣልቦ።
@eridaeromedia1156
@eridaeromedia1156 3 часа назад
እቲ ዝመርሓካ ትግራዋይ ከ ምስኡ ድዩ ክኸይድ!
Далее
4 YEAR SIBLING DIFFERENCE! 😭 #shorts
00:11
Просмотров 10 млн
КАК ВАМ ТАКОЙ ТЮНИНГ НИВЫ?
00:42
Просмотров 122 тыс.
ኤርትራን ምድላዋት ኩናትን
59:56
Просмотров 24 тыс.
4 YEAR SIBLING DIFFERENCE! 😭 #shorts
00:11
Просмотров 10 млн