Тёмный

''ምንቅስቓስ ጉጅለ 15ን ሕቡእ ሚስጥራቱን!!!'' 4ይ ክፋል- 

Sahel Press -  ሳሕል ፕረስ
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 80   
@genettekeste3951
@genettekeste3951 11 месяцев назад
ቢጣዕሚ ጽቡቅን አገዳስን ታሪክ ቀጽልዩ ድአ ጉዋል ኤረይ.ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bajajachirod8109
@bajajachirod8109 11 месяцев назад
Tnx Sahel press xibuk haberetan bezaeba hagerena tehebuna zelekum kulu mesganay wesen yebelune deki Eri KEBREN MOGOSEN Ni JEGANU SEMAETATNA WETRU AWET NIHAFASH
@araiafamily5328
@araiafamily5328 11 месяцев назад
Waero ghal Erey thanks for sharing this important information and keep it up the great work ✊️ 👏 👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💯♥️
@ابوبشاربشير-ر6ح
@ابوبشاربشير-ر6ح 11 месяцев назад
ኣብ2000 3ይ ዋራር ማለሊት ኣብ ግንባር ዓሌትና መረብ ዝባላ ቅጅል እላትኒ ኣሃዱታትና ካብ ያማናይ ክንፈ ጸሮና ኣዝሊቅና ክሳድ ዕቃ፣ሰብዑ፣ቆሕይን ንቲ ብራማ ታሃንዲዱ ጻሊም ጽርግያ ጌሩ ዓዲኳላ ኣስመራ ንምእታዉ ዝሓሰቦ ኣብ ሰንሰለት ኣክራን ቤት ገብረኤል፣ቤተጬን ፣ገዛከረን ፣ዓዲ ኮቶዮ፣ጻዕዳ ቀላይ ብዘይመላስ ወረ ተዳሂኩ ጸላኢ ።ሽዑ PIA,ዑመር ጠዊል ሪአሰ ምራክ ኣብ ዓዲ ኮቶዮ ኮይኖም ምስቶም አዘዝቲ ናይተን ኣሃዱታት ይመሓድሩዎ ነይሮም። ቅድሚ ገለማዓልታት ግን ኣብ ቲ ቦታዕቅበ ኣብረሃ ኣብዚ ግንባር እዚ መጺኡ ንሓደ ምክትል ኣዛዚ ክ/ሰ ዝበሎ ኣሎ ንሳ ድማ እዞም መንእስያት ኣብ ድፋዕ ዝሞቱ ዘሎው ጽባሕ ህዝቢ ኤረትራ ንዓኩም ካሓትት እዩ እሉዎ " እቲ ሓላፊ ድማ ንቲ ኣዛዚ ሓበሮ እታ መልሲ ግን ኣይትገደስሉ ጥራይ ህዝቢ ኤረትራ ዝሓ ቶ ምንሙካኑ ግዜ ክምሉሶ እኢሉዎ።ሰለዚ ኣብ መወዳእታ ሙሉእክሕደት G15ን ምስጸላኢ ዉን ረክብ ካም ዝነቦሮም ሙሉእ ጭብጥን ሓበሬታን መርቶዖን ኣሎ ብሰንኮም ከነንስሕብሉ ዘይግባኣ ቦታታትን ዝተሰዋኣ ኣሃዱታትን ካምዘሎ ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ።
@eritreafirst9364
@eritreafirst9364 9 месяцев назад
Great job Sahel press keep up the good work! ❤️🇪🇷🇪🇷9🇪🇷🇪🇷❤️
@ራኢኤርትራ
@ራኢኤርትራ 11 месяцев назад
ቀጽልዮ ጅግና ዋዕሮ
@dawitteclai9706
@dawitteclai9706 5 месяцев назад
Nice job sahl press keep up the good job
@MnassieHabtu-ye3cy
@MnassieHabtu-ye3cy 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ ታሪኽ ጂ 15 ብፍላይ ካ ናይ ጰጥሮስ
@frezemen888
@frezemen888 10 месяцев назад
ኩሉ ሓቂ ኢዩ ሃገር ምፈረሰት ነራ ን 1000 ዓመት ፍረድዎም ወዲ አፎም አምበሳ ዕድመ ይሃብካ
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc 10 месяцев назад
ጽቡቕ ገይርዎም ኢሰያስ ገጢምዎም ዩ ወዲ ኣፈወርቂ ብ❤❤❤❤ ኣድኒቐዮ እምበር ሃገር ኣጥፊኦማ ነይሮም ጉሓላሉ ኣብኣ ዳኣ ወዲ ዕረብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc 10 месяцев назад
ቀጽልዎ እዚ ክፋላት ኣዝዩ ኣገዳሲ ታሪኽ ዩ እምበር ጉጅለ 15ስ ርኢናዮም ኢሰያስ ኣፈወርቂ ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@2468justinbieber
@2468justinbieber 11 месяцев назад
ጀጋኑ ኣይነበሩን፡ዝበለ ዘሎ ኣይመስለንን፡ ጅግና ዝነበረ፡ከዳዕ ከምዝቅየር፡ግን ብግብሪ፡ ኣርእዮምና ኢዮም።
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 11 месяцев назад
Wawww God bless you ❤❤✅✅💯🌷❤👍👍👍👍👍👍
@eritre123
@eritre123 11 месяцев назад
ሃገር 🙏🙏🙏🙏
@HabtemichaelDaniel
@HabtemichaelDaniel 11 месяцев назад
Teaweti gual Eri jigna🎉
@rigathaintz827
@rigathaintz827 11 месяцев назад
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Bhaki bhaki
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 11 месяцев назад
Gugna merewah dimtsa gal Erey. Ezi kulu tekaliska mikhad ginay.
@dana.j9062
@dana.j9062 11 месяцев назад
ንሕና ከም ኤርትራውያን ፍጹማት ኢና ማለት ኣይኮነን፡ ግን በቲ ንናጽነትና ዝኸፈልናዮ ከቢድ ዋጋ ሓደ ከዳዕ ኣብ መንጎ ጀጋኑና ክህሉ ኣይትጽበዮን። ኤርትራ ወትሩ ኣብ ​​ልዕሊ እቶም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮን ዓያሹ ዘይጠቕሙ ከዳዓትን ክትዕወት ​​እያ። ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና!! 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💚❤️💙
@alganeshberhane3252
@alganeshberhane3252 2 месяца назад
Eway guud.....tariķ eyu deqi erey.... share belwo kulu kmahar
@mulualemtesfamariam6264
@mulualemtesfamariam6264 11 месяцев назад
ሰላም ኣንቲ ድምጺ ደወል ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኣናብባኺ ዕረፍቲ መስገሪ ዘሎ ሰከንድታት መሳጢ ሃንቀውታ ጠብላሕታ ከየስተማቐርክዎ ትውዳእሞ ብጣዕሚ'የ ዘድንቐክን ዘመስግነክን ዋዕሮ ዋርሳይ ናይታ ክብርቲ ወይኒ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ሳሕል ተዘኻኽርኒ ። በርትዒ !!
@elsateskay7060
@elsateskay7060 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Yacobgenzebu70
@Yacobgenzebu70 11 месяцев назад
ይቀንየልና sahel peres ብትገብርዋ ዘለኩ እዞም ናኣሽቱ ደቂና ክፈልጥዎ ትግብርዎ ዘለይ ብጣዕሚ ከነምስግነኩም ንፍቱ ቀጽልዎ ጥራሕ
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 11 месяцев назад
❤❤❤🌹🌹🌹
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 11 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@angosommichaele5368
@angosommichaele5368 11 месяцев назад
Great job ❤
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 11 месяцев назад
የቀንይልና ውዕሪቲ ጹቡቅ ተንታኔ ናይ ጉሒላታት ብተሪ ሓቅስ ትቀጥን እበር ኣይ ትስበርን እያ። ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐✊🙏
@CjFi-i6g
@CjFi-i6g Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Eritreaonelove-cn3bi
@Eritreaonelove-cn3bi 11 месяцев назад
Tenkew sahel presss🙏🏼🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏼🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼
@sshh5175
@sshh5175 11 месяцев назад
True
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 11 месяцев назад
ሰላም ሰላም ኩቡራት ፣ሳሕል ፕረስ ኣብ ጥዕናኹምን ኣብ ስራሕኩምን ሰላምን ኣሳልጦን ክህልወኩም እምነ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️💪💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc 10 месяцев назад
ጽቡቕ ገበሮም ገጾም ትከወል ተኸዊሎም ዳኣ ኣለዉ እምበር
@eritre123
@eritre123 11 месяцев назад
ሃገር
@brukyosief7091
@brukyosief7091 11 месяцев назад
እግዝኣብሄር ይቅረ ይበለሎም ነቶም ብሂወት ዘለዉ ምሕረትን ንፋስ ናጽነትን ከስተንፍሱ ካብቲ ተኣሲረሙሉ ዘለው መዋጽኦ ይፍጠረሎም ነቶም ብሂወት ዘየለዉ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@genettekeste3951
@genettekeste3951 11 месяцев назад
ሰብ አጽኒቶም መዋጽኦ ይጠርሎም ወይ ጉድ።
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
ገሪምናኮ ንገራማይ ሂብናዮ ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን
@jimmyjam5338
@jimmyjam5338 11 месяцев назад
MERHABA JEGANU DEKI EREY KIBIRTI . MOT NI NAZI WAYANE MIS SEABTOM. AWET NIHAFASH.
@tesfaalemzerai808
@tesfaalemzerai808 11 месяцев назад
ዝተሓብአ ምስጢር የብሉን። እቲ ዝበሃል ኢለሞ እዮም።
@2468justinbieber
@2468justinbieber 11 месяцев назад
ተኸስተ ሃይለ፡ እውን 8.000 ሰራዊት ይመርሕ፡ኔረ ኲናት ባድመ፡ብኸመይ ጀሚሩ ኣይፈልጥን ኢየ ኢሉ።
@awetita21
@awetita21 11 месяцев назад
ብጣዕሜ እዩ ዝገርም
@AlemTekle-o9k
@AlemTekle-o9k 7 месяцев назад
Zgerm taric
@27adam
@27adam 11 месяцев назад
ከዳዕ ሞት ከማን ክውሕዶ ሻዕብያ ሕያዋይ ኮይኑ እምበር ነዞም ከዳዓት g15 ግንባር ግንባሮም እያ ኔራ።
@wintaweldu8473
@wintaweldu8473 11 месяцев назад
Tatbo chiqa yilalu amaroch.
@DebretsionSereke
@DebretsionSereke 11 месяцев назад
አነ ርእሰይ ክገልጸልኪ አነ ደብረጼን ወልደሱሰ ሰረቀ እበሃል: አብ ጸሓፋ ናይ እድርባ ዝበሃል ዓንሰባ ተወሊደ አብ ጋሽ ባርካ ዓዲ ማእለል አብ ጥቃ ባድመ እየ ዓብየ 20 ዕድመይ ከአ ንሱዳን 1982 መወዳእታ አዚአ ዓመት ኢዚአ እየ ካብ ኤርትራ ተሰዲደ አብ ፖለቲካ ብልበይ ንህዝባዊ ግምባር እዩ እምነተይ ነይሩ ነግር ግን አሕዋተይ ድአ እምባር አነስ ንጡፍ አይነበርኩን መቀንያቱ ኸአ ዲያቆን አገልጋሊ ሃይማት እየ ነይረ ስለዚህ እቲ ጽሑፋት አሎ ብዛዕባ እዞም ግጁለ 15 እዚ ዳን ኮኔል ድጸሓፎ ዝበልክዮ አብ ማስ ሜዳ ክትዝርግሕዮ ዶ ትኽእሊ
@awetita21
@awetita21 11 месяцев назад
መጽሐፍ ተጻሒፉ አብ መላእ ዓለም እዩ ተዘርጌሑ
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 11 месяцев назад
ጀነራል ፡ ኩናት ከም ዝጀመረ ድሕሪ 4 መዓልቲ ሰሚዕዎ ፡ኣብ ባድመ ንምርድዳእ ዝከዱ ወያነ ከምዝረሸንቶም ውን ኣይፍልጥን እዩ
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
ይገርመካ እዩ
@simdela4785
@simdela4785 11 месяцев назад
ኣብ ህዝቡ ዝሟሙቅ ሰራዊት እንተዘይህልወናስ እንታይ ምዀና? ኣነ ግን ሕቶ ኮይንኒ ዘሎ ማዕረ ክንደይ እዮም ኣሚኖሞ ነዚ ጻዕዳ ቁማል??? ብዘይገድስ ኣብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ፍልልያት እንተነበረ🤔
@teameneguse9717
@teameneguse9717 11 месяцев назад
Ygrem
@AlganeshTekle-lh5rf
@AlganeshTekle-lh5rf 11 месяцев назад
Ewae. Eza. Hagers. Kndey. Mandat eye. Norwa zegerm eyu
@Halamadrid676
@Halamadrid676 11 месяцев назад
Shaebya riesa eza alimnaya tblwa weyane ksab kndzi btntn yetiyatlkum ab hzbkn ekn sebot
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 11 месяцев назад
Eway petros ksab kndzi iyu temarasihu tselim tarik nwelodo gedifu.
@teklemarimbekit116
@teklemarimbekit116 4 месяца назад
ደኮመንትኻ ምሳኻዩ ዝኸውን ግን ከ እቲ ዝርድኦ ሒማቕን ጽቡቕን ታሪኹ ንምፍላጥ ንኹሉ ኤርትራዊ ይምልከት እዚ ታሪኽ ዝግለጽ ዘሎ እኮ ግዚኡ ስለ ዝአኸለ እዩ። በልዮ ጓሌ ኤረይ ብትንትን አብልዮ።
@MnassieHabtu-ye3cy
@MnassieHabtu-ye3cy 11 месяцев назад
ማለት ጰጥሮስ ስለያ ስለዝነበረ
@blackdimond8318
@blackdimond8318 11 месяцев назад
Blbi ytsbeya nere gn hji metsea waw
@DebretsionSereke
@DebretsionSereke 11 месяцев назад
በጀካ እዚ ንስኺ ትንትንዮ ዘሎኺ ብድምጺ ወይከአ ብጽሑፍ እነተድአ ንህዝቢ ዘይአረጋገጽክዮ ጸለማ ጠቀነ ጥራይ እዩ ዝኸውን
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
ብኸመይ ከተረጋግጽልካ ትደሊ አለኻ
@teameneguse9717
@teameneguse9717 11 месяцев назад
Me agamitan aymelketon eu
@DebretsionSereke
@DebretsionSereke 11 месяцев назад
ነዚ ፈረንጂ ኤርትራዊ ስለ ዝኾነ ድዩ ናይ መንግስቲ ምስጢራት ንምታይ እሕሊፎም ይህብዎ አለዉ ወይስ ከምቲ ዝበልክዮ ናይ አመሪካ ቁጽራት ድዮም ኮይኖም
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 месяцев назад
ቁጹራት እንተዘይኾይኑ ክንድዚ ዝኣክል ምስጢር ን ዳን ኮኔል ኣይምሃብዎን
@teweldegebremariam8837
@teweldegebremariam8837 11 месяцев назад
First and foremost, I do not believe there is any independent private media in Eritrea. Secondly, before jumping into the war of 1998, the narrator ought to have explained how Badme got into the hands of woyane in the first place. Some people allege that it was given to woyane around 1985. The burning questions is Why and who authorized the action ?
@teameneguse9717
@teameneguse9717 11 месяцев назад
Don't dream.who told you given to tplf 85 qondaf
@nakfa270
@nakfa270 11 месяцев назад
Meles zenawi himself answered all the questions. The war is not about badme, he answered to capture assab port
@DebretsionSereke
@DebretsionSereke 11 месяцев назад
ሕጂውን አይ ዓገብኩን ብመልስኺ። ብዙኾነ እዚናተይ ሕቶ ብዛዕባ እዞም G 15 ናይ ብዙሓት ሕቶ እዩ: እዚ ናይ ጉጅለ 15 ከድምጾም ወይከአ ብጽሑፍ ኢዶም ወይከአ ዳን ኮኔል ብዛዕባኦም ድጸሓፎ እንተ ሃለወ ንኽርዳእ ይከአል እዩ።
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
እው አሎ ዳን ኮነሎን ዝጽሐፎ መጽሐፍ አሎ አብቲ ም መጀመርያ ክጅምሩ ከለው እኮ ገሊጸሞ አለው
@ኣዳም
@ኣዳም 11 месяцев назад
እታ ህዝባዊ ግንባር ኢልና ንምክሓላ ኮ በዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ኢያ መጺኣ። ኣብ ፖሎቲካ ምብልላዕ ስለ ደሎ ግን ኢሰያስ ቀዲሙ በሊዕዎም። ከድዓት ኢዬም ድብሃል ዘረባ ግን ቀደም ብዓያሹና ሓቂ መሲልና ተታለልናዮ ግዜ ይኣክለና። ልዕሊ እዚኦም ጀጋኑ የለን።
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 11 месяцев назад
Tigray seb alewa bell
@mussiemedhanealem9518
@mussiemedhanealem9518 11 месяцев назад
You claim impartiality. While you are accusing Eritrean leaders who passed long ago. How much does Isayas pays you.
@teameneguse9717
@teameneguse9717 11 месяцев назад
Seket qondaf
@27adam
@27adam 11 месяцев назад
ከዳዕ ሞት ከማን ክውሕዶ ሻዕብያ ሕያዋይ ኮይኑ እምበር ነዞም ከዳዓት g15 ግንባር ግንባሮም እያ ኔራ።
@brianjackson2272
@brianjackson2272 11 месяцев назад
Why don’t you tell us how much you getting paid.
@BahreNeGash
@BahreNeGash 11 месяцев назад
​@@brianjackson2272 We paid our blood for our beloved motherland.
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@salembeyene6239
@salembeyene6239 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awetita21
@awetita21 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Исповедь / Мася
2:47:10
Просмотров 115 тыс.
Китайка и Красивые Глаза😂😆
00:20