Тёмный

ERISAT: ጉጅለ 15 ንሓደ ኣውራጃ'ዮም ዝውክሉ ዝብል ፕሮፖጋንዳ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ'ዩ | ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ 

ERISAT
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 49 тыс.
50% 1

SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Опубликовано:

 

18 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 269   
@bitatv6004
@bitatv6004 Год назад
ጽቡቅ መግለጺ ኣቦና ጅግና ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ።
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 9 месяцев назад
] AaLL
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 9 месяцев назад
p0
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 9 месяцев назад
Aaaaa!aaa!aaaaaaaaaaaaaaaaa]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]0]]]]]]]]]]]
@sultankubrom9209
@sultankubrom9209 Год назад
ብ/ጀነራል ተኸስተ ሐቅነት ዘለዎ ቃለ ምልልስ thank you General. ብዙሕ ብካልእ ዝፈልጦ ዝነበኩ በርሄለያ thank you again and Henok you are amazing.
@nasseralamin9618
@nasseralamin9618 Год назад
ብ|ጀ ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@titihaile4514
@titihaile4514 Год назад
የቀንየልና ብ/ጅ/ ተከስተ ሃይለ ጽቡቅ መግለጺ ምስቲ ጥዕናካ ዕድመካ ትህቦ ዘለካ ሓላፍነት ናይ ቶም መጋደልትካ ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ፣ክብሪ ይሃብካ።ሄኖክ፣ነዚ ትገብሮ ዘለካ ስራሕ የመስግነካ። ኣብየት እዚ ግዜ ክጥዕም ኣብ እዋኑ ምስ በስለ ክትዛረበሉ ዘዕግብ ኢዩ፣
@filmongebremeskel1322
@filmongebremeskel1322 Год назад
ብጠዓሚ ጽቡቕ መግለጺ ብ/ጀነራል ተኽስተ ሃይለ እቲ ዘይንፈልጦ ዝፍለጥካና ኣብዝቕጽል ውን ከይትሓለልካ ንህዝብና ክተንቅሕ ይምሕጸነካ ቅጺለ ክብል ዝደሊ ሓደ ንቑሕ ከምዚ ከማኻ ንዚ መኣዝኑ ጥፊእዎ ዘሎ ህዝብና ብሰንኪ ትስፋ ሙቕርጽ ዘምጸኦ ብኣውራጃን ብሄርን ይበታተን ኣሎ እሞ ካብቲ ናይ ነዊሕ ተመኩሮኻ ዓገብ ክትብለና ብኣገኡ ይላቦ እቶም ንቃወም ንምንታይ ኣብ ሓደ ዘይንጥርነፍ ።
@medeber0077
@medeber0077 Год назад
ወዲ ሃይለ ጂግና ብቁዕ መግለጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ ውግእ ጂግና መራሒ አብ እጋላልጻካ ድማ ማሃሪ 👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏
@hailetadese9273
@hailetadese9273 Год назад
የቀንየልና ብርጋዴር ተኸስተ ሃይለ!
@dejenghermay5459
@dejenghermay5459 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ❤
@user-ns8ty2ml3f
@user-ns8ty2ml3f Год назад
መጀምርታ ሰላምታ ወዲ ሃይለ ።ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኩ ኣነ እዛ ጉዳይ ጉጅለ 15 ብዙሕ ዓመት ተዘሪብዋ ብዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝክሪ ምግባር ጸገም ኣይኮነን ግን እዞም ሰባት ኩሎም ጥዑያት ድዮም ኔሮም ንዝብል ሕቶ ዝኮነ መረጋገጺ የለን መብዛሕቱ ተጋዳላይ ኣተሓሳስብኡ ሓደ ስለ ዝኮነ ዝተኣስረ ዝሞተ ሰብ ብጹእ ጌርካ ምቅራብ ቅኑዕ ኣይኮነን ።ዝኮነ ተጋዳላይ ንጥቅሙ እምበር ንህዝቢ ሓልዮት ዘለዎ ክትረክብ ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ ጥራይ እዩ ክከውን ዝክእል ምናልባት ግን ካብ ብሱል ጥረ ይስኣን ማለት ግን ኣይኮነን ተጋዳላይ ንስልጣኑ ንረብሕኡ እምበር ንህዝቢ ስልጣን ከረክብ ዝደሊ ኣሎ ክንብል ኣጸጋሚ እዩ ኢሰያስ ድማ ኣብዚኣ ስልጣን ምሕላው ሓያል እዩ ።ኩሉኩም ንስልጣንን ረብሓን ቃልሲ ድሕሪ ነጻነት ከምዝነበረኩም ኩሉ ዝፈልጦ እዩ ።እቲ ስንፍናኩም ግን ካብ ፈቀድኡ ካርታ ጠላዕ ክትጻወቱ ግዜኩም የሕሊፍኩሞ ብቀረባ ስላ ንፈልጠኩም ተኣኪብካ ሕምየት ሳኣን ሓንቲ ጥይት ናብ ኢሰያስ ምቅናዕ ኣበይ ድኣሉ እቲ ጅግንነት ዝብሃል ኣብ ኩናት ጥራይ እዩ ጅግንነት ዝስራሕ ኩሉም ዜሮ ኢኩም ንሕዝቢ ኤርትራ ለኪምኩሞ ሕጂ ያኣክለኩም ኣብ ፖለቲካ ናይ ኤርትራ ብግቡእ ሰራሕኩም ሰለ ዘይፈጸምኩም ቃልሲ ንሓደሸቲ ወለዶ ግደፍዎ ።ዝጠፈሸ ነጋዳይሲ ናይ ቀደም ምዛግብቲ ይፍትሽ ከምዝብሃል።ኣብ መወዳእታ ደቅካ ንመርዓን ደርዓን ስለ ዘብጽሕካ እንቋዕ ሕጎሰካ ይብለካ።
@rozanerayo9672
@rozanerayo9672 Год назад
gaga rdit,haftey eti nhzbi rebha zhasib tegadalay yelen zbelkiyo,fixum giguy eu abzi hadshi weledo kalsi kea kihlu zeybilu zinbu aredada eu nikulom kinwkil aynkilin ena.hanti gin kinu athasasiban amerarhan sle zeybilom kiwgedu alewom tkikil
@hanibal80
@hanibal80 Год назад
ጋዘጠኛ ኣቶ ሄኖክ ተኽለ መደብካ ብጣዕሚ ሰሓብን መሃርን ነሩ ምስ ኣቶ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ሓንቲ ቂር ትብለኒ ነገር ንብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ንኣቶ ጀነራል መስፍን ሓጎስን ከተቅርበልና እንተ ትኽእል ግዜ እንተትፈሊ ህዝቢ ኸኣ ዘለዎ ሕቶታት ከቅርብ እንተዝኽእል ክንደይ ሽፋን ነገር ምተቃለዔ ነሩ መስለኒ እዚ ከኣ ህዝቢ ክንደይ ምፈለጠ ነሩ ይመስለኒ ግዜኻ ወፊኻ ነዚ ክትገብር ግን ይርደኣኒ እዩ ቀሊል ከምዘይኮነ ምስ ሰላምታ ካብ ወዲ ልበይ
@regenmehari3064
@regenmehari3064 Год назад
እታ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ዝበልካያ ምዓስ ዝወሰዳ እያ ጀነራል ይግብኦዶ ኣይግብኦን ካልእ ሕቶ እዩ ብርግጽ ግን ናይ ጀነራል ምዓርግ የብሉን ኣብ 96 ምዓርግ ክዕደል እንከሎ ኣማሓዳሪ ዞባ እዩ ኔሩ
@danitesfai5669
@danitesfai5669 Год назад
Thanks to our general Tekeste Haile on the truth
@fsahatsionhabtegabrgebrein5042
ሰላም ወዲ ብጫ እቅሬታ ድሕር ኢለ ኢየ ርእየዮ ሓራስ ኢዳ ትብላዕ ዝብል ምስላኣሎ እዛ ጉጅለ 15 ትብሃል ዘላ ን21 ዓመት ትኣስራ እቲ ንኤርትራን ኢርትራውነት ክብልን31 ዓመት ዝተኣስረ ሓርበኛ ቢተውደድ ክእሰር ከሎስ እዛ ጉጅለ 15 ዝነበራ ተራ ንበርጌደር ጀነራል ተኽስተ እባ ሕተተልና !!!
@natnaproduction968
@natnaproduction968 Год назад
ጽቡቅ መደብ
@dawitfitsum2400
@dawitfitsum2400 Год назад
ከማካ ዓይነት ኣቦታት ኤርትራ የድልይዋ ኣለዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 Год назад
ኩሉ ዓቅምናን ንዋትናን ኣብ ጎድኒ መንእሰይ ኤርትራውያን ንሓመዱ ንሰለፍ። ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ትግራይ ንጽናዕ ኣብ ቃልስና። ኣከለጉዛይ ዓጋመ-ዓጋመ ክብሉ ጸሓዮም ክትዓርቦም ኢያ። ብህግደፍን ሰዓብቶምን ኣይንዋናበድ።
@MG-vs8xt
@MG-vs8xt Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መብርሂ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ምስጋና ይብጻሕካ ጅግና ብ/ጀነራል ተክስተ ሃይለ🙏🙏🙏።
@redaebirhane4015
@redaebirhane4015 Год назад
What a legend person u are... Nay bhaki nifue hatatay.... Eske hji enteteredeom etom tsebib areaiya zelewom gele yimharu yikonu... ❤❤❤❤
@eriboy2204
@eriboy2204 Год назад
Waww kubur general tekeste Haile btami xbuk agalalxa. Ya bejakum ezi polotica nay Eritrea beal wedi hailen kaliotin bslet zelewom khzwo alewom.
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 Год назад
It was a time when a lot of leakages were coming out that were spoken and agreed in closed doors but they were out long before the peace negotiators set out for meetings. The woyane were already had knowledge of what the delegations came with and had poroduced counter measures to it. This was what the situation was at the time. After the action, situations with leakage stemmed. This could be due to the action or in minimising participants in delegations and policy makers. It could be one or the other.
@Naighikiflu
@Naighikiflu Год назад
ሰላም ሓርበኛ ተቃላሳይ ኣቦና ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ብምቅዳም፣ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ! እዚ ናይ ገረዝግሄር ዓ/ማርያም (ዉጩ) ገበናቱ ጌግኡን ንኩሉ ሰብ ንጹር ክኸውን ኣግሂድኩም ዘይትገልጽዎ፣ ጎጻጒጽክሙና እኮ!
@muleyetewlde4393
@muleyetewlde4393 Год назад
ብ ጀ ተኸስተ መጀመርታ ስለ ጽቡቕ ትንታነካ የቐንየልና ውጩ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ኢሉ ከጸልም ከሎ ሱጉምቲ ዝወስደሉ ወዲ ኣከለ ተሳኢኑ እዚ ኩሉ ስብእነት ትብዓት ናይ ኣከለ ኣበይ ኣትዩ እነ ወዲ ሰራየ እየ ግን ታሪኽ ኣከለ ስለ ዝሰምዕ እየ
@etcetera3282
@etcetera3282 Год назад
General Tekeste is a man of conscience and integrity. Never forgot and tired to be the voice of those silenced. This great man will be remembered in history...and I guess he'll die a happy man.
@yonasyonas6312
@yonasyonas6312 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ክቡር ሐው
@simonmussie86
@simonmussie86 9 дней назад
Nay wuchu xneat zelewo eze sebay hsdna du ?
@Gira1995
@Gira1995 Год назад
You both are really brilliant ❤ thank you
@tesfamariamtewoldeberhan4731
Action is better than word
@mebrahtomhaile40
@mebrahtomhaile40 Год назад
መጀመኤታ የቐንየልና ኣቦና: እንተኮነ ግን መምሳኣከለ መዘከርታ 20,21 ዓመት.... አንዳበልና ዲና ክነብር ሰብ እኮ ይመውት ዩ ዘሎ. ኣብዚ ሕጂ ግዝየ ሰብ ይጠፍእ አሎ...
@biniamkiflay1033
@biniamkiflay1033 Год назад
Thanks kubur abona edmen tinan yhabka
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 Год назад
ናይ ብሓቒ ጅግና ኣያና ብርጋዴር ተኸስተ ሃይለ :ኤርትራዊ ተቓዋማይ ተባሂሉ መሰል ህዝቡን ኣያታቱ ኣብ ክንዲ ምምጋትን ይፈትሑ ኢልኻ ምቅላስ :ዕላምኦም ረስዕኦም ትግራይ ትዕወትን ኣንጻር ኤርትራዊ መንነትን ደው ኢሎም ኣለዉ: ንሱ ከይኣክል ነቲ ብህግደፍ ዝተጠልመ መወዳድርቲ ኣልቦ ዝኾነ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባርን ኣብ ምሕራር ሃገርና ዝጸንኩሉ ዝተሰውኡን ጀጋኑ ኣያታትና ኣሕዋትናን እንዳኣቆናጸቡ ይንቀሳቐሱ ኣለዉ ::ኸምኡ ውን መራሒ ህግደፍ ንስልጣኑ ክብል ዝገበሮ ፈላላይ ኣታሓሳስባ :ገለገለ ተቃዋሚ መንሰይ ውን ኣብ ሓራ መሬት ኤሮፓን ሴሜን ኣመሪካ ኾይኑ በቲ ኢሰያስ ዛኣወጆ ሕማም ከይተፈወሱ ዞባዊ ኣታሓሳስባ ሒዞም ይነብሩ ኣለዉ
@miraftesfasion8859
@miraftesfasion8859 4 месяца назад
ብጣአም ዘሕዝን ሰብ ናይ በሃቂ አዚ ሰብ አዚ መራሒ ኔሩ ክበሃል ከምቲ ዝበሃል አብ ጵቡቕ አክሊ ሓረኢ አክሊ ኣሎ .
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s Год назад
መሕደር 1000 ንሓቂ በርሃውሃ ኣበልካያ። ክብረት ይሃብካ
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 Год назад
"Nay zhalefe halifu" zibehal yelen,ዉዒሉ ሓዲሩ ኢሳያሰን ኣኽላባትን ብሕጊ ክሕተትሉ ኢዮም .
@AwotEri
@AwotEri Год назад
Like always, a Wonderful explanation Mr. B/General Tekeste Haile. Thank you 🇪🇷🔥
@samawi9802
@samawi9802 Год назад
ኣቦና ጀነራል ተኸስተ ሃይለ የቀነይልና🙏🙏🙏::
@Eskra2000
@Eskra2000 Год назад
Aster Fsehazion Smret is from Hamassien(Tseazega) but grew up in Seraye((Adigeda).
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 Год назад
Awerness. Wedi shek was not veteran member of the eplf centeral committe. His father was an influantial in Barka. In the third round of werar weyane, he was ready to eskep from Eritrea to Sudia.
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 Год назад
I am not sure I think you need to check Saleh kekiya is from senhit. Aster is from halhale seraye. Please check . Even ogbe abrha I think he is from seharti
@user-iv3el8bb1t
@user-iv3el8bb1t Год назад
ኣስቴር ጽልማ ሰራየ አያ፡ዕቁበ ኣብርሃ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ኣከለ ዩ።
@ihaveadream8088
@ihaveadream8088 Год назад
Wuchu malet eti Condom keyfeleten Smu xhifu keykealen zmote donqoro dyu????
@nftuabel
@nftuabel 7 месяцев назад
Letenia general Tekeste Haile our hero!!!
@OmeerrMohammed
@OmeerrMohammed Месяц назад
❤❤❤❤❤😢Ahh abotatey
@moresmichael5730
@moresmichael5730 Год назад
Edmen teinan yihabka G/Tekeste haile Sur meseretawi xegemna eritrawyan aimuqna kinimeramerelu alona. Xegemna bailina ena, kalie kulu mekniat eu. Thank you kubur abona.
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 Месяц назад
SOME TIMES YOU MAKE A BIG MISSTAKE. SORRY
@aregaigirmai4563
@aregaigirmai4563 Год назад
ሕጂ እውን ከም ኩሉ ግዜ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ትንታነ ምሃብካ የመስግነካ ቀጺለ ናቶም ካብ ኣፍንፍጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስቡ ነዚ ትህቦ ዘለካ ጭቡጥ መብርሂ ብልቦና ሰሚዖም ኣብ ልቦም ክምለሱ ተስፋ ይገብር ብር
@benpetros919
@benpetros919 Год назад
ኤህ ጅግና ኔርካስ ምስ እዞም ሰብ ትሕተሃገራዊ ኣጀንዳ ዘለዎም ሃሱሳት ትቛማጣዕ?
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 Год назад
Ben Petros ትሕተ ሃገራዊ ዶ በልካ ኣውራጃ ዘይብሉ ከምኡ እዩ ዝብል።ወዲ ሃይለ ደኣ ቀደም ጅግና ሕጂ ጅግና ስውኣቱ ዘይጠለመ ብረበሓ ዘይተቆማጥዐ ጅግና ወዲ ህዝቢ እዩ።
@inahom
@inahom Год назад
Mesfin Hagos is not from Akeleguzai. He's from Seraye.Please correct your info.
@user-iv3el8bb1t
@user-iv3el8bb1t Год назад
ሓማሴን ካዜን ዩ መስፍን ብሮ
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 Год назад
Jigna brgader general Tekeste haile yekenelna amena eina nemesgneka haki ketefltena mxearka nemesgneka edmen tenan neaka
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 Год назад
100%
@sebkbur6019
@sebkbur6019 Год назад
ሙሳ ራብዓ ተዘይ ተጋግየ ብሄረ ትግረ ኮይኑ። ወዲ ከባቢ ናቕፋ እዩ። ሮራ ሓባብ ይመስለኒ
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Год назад
Merhaba 🤝🏻
@desiemhreteab2835
@desiemhreteab2835 Год назад
Ahhhhh eway gujula 15 si btami azyom belahti sebat tefiamuna 😭😭 Thanks abona ka nezi kubur melkti sle znegerkana 🙏 Hgdefn degefti hgdefn gn bmealtom bhgi khtetu eyom?
@Rocky-life518
@Rocky-life518 Год назад
I have respect for General Tekest but he still believes change will come from Eritrean military! Very unlikely
@binigk7121
@binigk7121 Год назад
Teksets haile .. it was a big mistake that all the power to give him alone .. u should have someone behind him to control for everything. How do u trust one person for the whole nation. It is stupid work I have done it so far
@user-cx9pi1jp7f
@user-cx9pi1jp7f Год назад
ዘገርም መብርሂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ክቡር ብርጋዴር ጀነራል ወዲ ሃይለ::
@berhanemesgen5583
@berhanemesgen5583 Год назад
Edmen tienan yhabka kbur abona
@amenred5124
@amenred5124 Год назад
It would be great to focus on the future rather than yesterday. …. Why don’t you try to convince young generations and other small parts to come together and work together for our bright future
@justiceforall1400
@justiceforall1400 Год назад
Remember these people have kids they are waiting?
@amenred5124
@amenred5124 Год назад
@@justiceforall1400 I do remember but doesn’t make any difference unless we revenge over their oppressors so let us make a free our country from dictatorship then their sacrifices wil be worthy and remember forever eve
@justiceforall1400
@justiceforall1400 Год назад
@@amenred5124 yes I do respectful and support our opinion. How ever the propoganda they make black mailing out hero's and misinformed the puplic. I myself I got many information from BG.tekest's interview today regarding the misinformtion HGDF has been desimeting.I believe it t should be said time and again exposed them with many commentary as possible. Reverse the puplic opinion about these hero's. During their arrest HGDf was sucessfiull becouse there was no other opinion but simply blackmailing them with treason.
@bimbam7732
@bimbam7732 Год назад
There is a ton of such contents. This program is for remembering g15. Try to learn if you want.
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 2 дня назад
ኣብ ትግራይ ኮንካ ቃልሲ የለን ዘረባ ዋጋ የብሉን
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 Год назад
ህግ ብርግጽ ሽፍታ ጉጅለ 😌
@inahom
@inahom Год назад
Aster fessehazion is not from Akeleguzay.
@krubel682
@krubel682 Год назад
I feel bad for all those victims😭
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 Год назад
Let me to clear Chronically HOW the MayHabar shooting Done 1. The veteran Organized demonstration toward all the way to Asmera to voice their rights and begun calling Esayas Agame even one of the TabeLa was read Esyas Agame 2. They arrived closer to the merging road Nefasit. There, first they were assigned Tegadelti to reverse them back to mayHabar. When they were closer to the NefaSit merging road, Wedi MemHr asked the guards to shoot but the guards refused. Wedi MemHr come closer to a TegadaLay guard and asked him to shoot directly to the veteran marching toward asmera. The guard refused then Wedi MemHr grabbed the gun(KalaShn) by force from the guard then begun shooting the veteran at very close range even some victims shot forcibly seen their blood exploding. It is believed all the died or the victims were horrifically shot by Wedi MemHr. 3. The Weyane shocked seeing the fallen veteran, the pool of blood spitted on the road even witnessed the entire shooting period because coincidentally they were behind the shooting scene coming from DekemHare and were heading to drive to massawa with several of their trucks waiting and lined back about one mile long. Therefore the Weyane waited about 2 hours until the victims removed from the road shot to death by blood thirsty WediMemHr. THE SAD THING Wedi Memhr is blood thirsty and ruthless criminal though given general rank and is still enjoying life , I hope sometime perhaps soon he is arrested and Lynched at the scene where he shoot the powerless victims who were seeking justice rather shot to death in cold blood manner.
@blackaboymen3265
@blackaboymen3265 Год назад
ጽቡቕ ኣለኻ ህዝቢ ሓማሴን ልዕሊ ሰቡ ተበዲሉ እዩ
@wediakele3130
@wediakele3130 Год назад
ንሱ እዩ ካኣ እቲ መታቕዒ
@samawi9802
@samawi9802 Год назад
ኣወ ተበዲሉ መሪቱ ተዘሚቱ ንኢሰያስ ድፋዓ ዝኸንዎ የሕሊፈም ዘይህብዎ ድፋዓ ናይ ኢሰያስ ከኣ ሓማሲን ኢየም ነይረም 20 ዓመት ምሉኣ ::
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Год назад
@@samawi9802 ፖለቲካ ዘይርድኣኩም ኮይኑ እንበር ሓማሴን ሰንጢቁዩ ኣብ ሽቁል እንበር ኣብ ፖለቲካ የለን፡ ኣብ ናይ መወዳእታ ፖላታ ግን ኣይተርክቡናን ኢኹም ተጠንቂቅኩም ጽንሑ ፐርከ ድሕሪ ህግደፍ እውን ጀነራላት ሓማሴን በዚሖም ከይትብሉ ቅቅቅ
@samawi9802
@samawi9802 Год назад
@@yadel-karneshim ንተም ትካላኸልሎም ዘለኹም ዘይ ደቂ ሓማሲን: ዓዲ ዘይብሎም ዓባይ ኣስመራ ዝኸኑ :ኢሰያስ ሓገስ ኹሻ የማነ ቻርሊ ዓስማን ሳሊሕ የማነ ገብረኣብ ኣስመላሽ ሓላፊ ኣንዳ ዘይና ኣቲ ናይ ከቢድ ብረት ሓላፊ ገባርን ሓዳጊን ህዝብና ዘጽነተ ብወዲ መቐለ ዝፍለጥ ወዲ ዓዱ ንኢሰያስ ተንቢን :ዓዲ ዘይቡለም ዓዲ ኣይትሃቡወም ናትና ኢዮም ኣይትበሉና ኣንበር ደቀባት ኤሪትራውያን ጥራይ ይኹኑ ኣንበር ዋላ ክለም ደቂ ሓማሲን ይኹኑ ጸገም የብልን ካሊኣ ይትረፍ በታ ሃገር ኣካ መሓሰብኩም ኣርዩና ጥራይ ኣታ ቨላታ ለውጢ ንደሊ ኣለና ከም ሕብረተሰብ ተበቲና ኣብ ዓለም ንጠፊኣ ኣለና ነበሩ ከይንኸውን ::
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Год назад
@@samawi9802 ንብዓል ኢሰያስ ኣይተኸላኸልናሎምን፡ ልክዕ ከምዚ ዓዋተ ኣብ ሰውራ ዘይነበረ ኔሩ ዝብሉና ብስምናዩ ዝሽቀጥ ዘሎ ኣብ ሜድያ ተኸታተሎ መንዩ ደጋፊ ህግደፍ ናትካ መጽናዕቲ ውሰድ ሓደ ወዲ ሓማሴን ንህግደፍ ዝከላኸል ወይ ዝሓቁፍ ኣይተምጻለይን ኢኻ፡ድሕሪ 90ታት ሓማሴን ኣብ ፖለቲካ ፍጹም የለን ደቂሱ ዩ ዘሎ ንኽበራበር ናብ ናይ ቀደም ወኑ ቃልሱ ንምምላስ ክኣ ንሰርሓሉ ኣለና።፡ብሓጺሩ ግን ኣብሽር ሰበይ ኩሉ ኣብ መስመር ክመጽዩ።
@berhetensea451
@berhetensea451 Год назад
SHIFTA TABYA KORARO NEZETEKAWOMU BEAWRAJAWNET YEKEKHESES SLE NHZBI KEMEKAKEL ILU IYU. HANSAB LE UKHAT WOYANE CIA YEBEL . THANK YOU GENERERAL TEKHESTE .
@efremgebrekidan4291
@efremgebrekidan4291 Год назад
ጽቡቕ ኣገላልጻ ጀነራል ተኸስተ
@Gem-Only
@Gem-Only Год назад
I dont understand why you ask 2-3 questions together...its not wise for everyone, the audience and your guest...pls correct that Henok. Bzterefe bitaemi xbuk medeb...azyu des zebln nxurn agelalxa nai BG Tekeste bitaemi ye zednko...and Erisat keep it up!
@teskidane8464
@teskidane8464 Год назад
Nay Gazetegna agebab kemeu eu.
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m Год назад
ህዝቢ ኤርትራ ናብ ናይ አምሪካንን ምዕራባውያን ጭቃ ክጨማለቅ ቁሩቡነት የብሉን እቲ ናይ ሰማንያ ዓመት ዘሕለፎ መከራ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ዝምብርከኽ እንተዝኸውን ብረታዊ ቃልሲ አይምጀመረን ነሩ ፡፡
@awethaile6872
@awethaile6872 Год назад
Abona arkan birgaser jeneral tekeste haile edmen tinan yhabka fetari xubuk agelalxa 🏆🏆✊
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Год назад
Thanks General Tekeste H for your great clear. Information. Esayas is unhuman and sadist he doesn't care about regional but for his post.
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 Год назад
Lbona zelewo zereba kubur abo
@abdelamuhammad5054
@abdelamuhammad5054 Год назад
Mussa rabia wedi Afabet Tigre iyu. Hamed Hamed wedi senhit(maria) Tigre iyu .Alamin shek Salalh wedi barka (adi seidna mustefa) tigre iyu .
@shishugeograpy1916
@shishugeograpy1916 Год назад
mebzahitom ensesa kab eritreawi zehashu eyom
@sabakelati2537
@sabakelati2537 Год назад
Haki iyu wedy Haile, jeganu usuratna knzikrom allena. Hilina Hilina. Hangolna nesrahayo. Wedy Haile jigna 💪👍
@habteabkflesus4830
@habteabkflesus4830 Год назад
Hammed himd wedi Maria koynu Awraja Senhit eyu
@hanakubrom7615
@hanakubrom7615 Год назад
😍😍😍😍😍😍🤩🤩🤩🤩
@samuelhailu6069
@samuelhailu6069 Год назад
Xbuq aglalxa abona brgadenal genral tekste haile ❤❤❤
@warriortom2571
@warriortom2571 Год назад
❤️👍❤️👍❤️👍🌹🙏🌹🙏🌹🙏💪🙏💪🙏💪
@Zerezgigebrehans
@Zerezgigebrehans 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 2 дня назад
ጽቡቕ አምበር መፋላለይ ይኾነኩም ይኖክ ግን ናይትግራይካ ገበር
@gondarkwla1813
@gondarkwla1813 Год назад
ምሰወያኔኮናንሻዐብያአንሃርማንቃልካድዩወድሃይለ???
@fthinhzbieritrea1399
@fthinhzbieritrea1399 Год назад
Ayana wedi Haile jigna 🎉
@wedibatse1991
@wedibatse1991 Год назад
ሓምሊ ክንደይ ትሓምቅኪ ወደይ። ነዛ ናይ ኣውራጃታት ሓዊ ንምስዋር ትገብርዮ ጎስጋስ መቸም ጉድዩ።
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 Год назад
ERISAT ኣብ ጥፉእ እይትዛረብ ኩፉእ ብዛዕባ G 15 ምዝራብ ድሕሪ 21 ዓመት ፡ሕማቅ ታሪክ እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ነቶም መቃልስቶም ዝነበሩሞ ዝጠለምዎምን ሕጂውን ምስ ሐውን ጎረቤትን ህዝቢ ትግራይ ኮይንካ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ ፈልሲ ሰላምን ዲሞክራሲ ፡ሕጂው ላንግ ላንጋ ሐሳብ ኣየዋጽእን እዩ unconstitutional and dictator Isayas Afewerki political power by corruption to stop
@nasinetb1462
@nasinetb1462 Год назад
💯💯💯Right .we keep toking about G15 .it’s time to work with TDF and gate rede off Esayas.he is cancer ♋️ to Africa
@pillowmobile7274
@pillowmobile7274 Год назад
Ezi hatatis sekiru dyu zello weys sekram yu?
@nadebesai804
@nadebesai804 Год назад
Nmintay Niseyas seytann wedi berad keyfeletikumo xsnhkum ?? ???nay hayleslase liaoki mikanu?? ?
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 Год назад
Wedi haile jigna
@prouderitrean4173
@prouderitrean4173 Год назад
እንታይ ጌሮም ንዝብል ሓዉ ንሃይለ ገብረትንሳኤ ነጊሩ እዩ። ኣብ ፍርዲ ክቐርቡዶ ኔሩዎም yes። ኣይትሸፋፍን።
@salhromodan341
@salhromodan341 Год назад
Abo haki jegna name behaki kemaka yebzhu we'd haile
@abiabex4942
@abiabex4942 Год назад
ወዲ 21 ዓመትሲ ኣብ ኣውራጃዊ ኣምር ንክመጽአ ድዩ ዝስራሕ ዘሎ ዋላስ ልዕልና ሕጊ ክሓስብ ኣብ ናይ ነብስሄር ዉጩ ጥራይ ባውራጃ ዝሓስብ ጌርካ ምቅራብ ኣብ ካላኦት ግን ኝስኻዉን ዝለውዎ ካብ ደሙ ንጹሃት ዲኹም ጋዜጤና ሄኖክ ናብ ሓደ ኩርናዕ ተኸደ ሚዛን ክትዕይሮ ይግባኣ ውጩ ብሂወት የለን ካብዘለዉ ደቂ ሓማሴን ደኣ ኣብስላ ብከምዚ "ሓቑ ቤላቤልካኒ" ተደጋጊማ ጽላኢ ንምፍጣር ድዩ ዝኽየድ ዘሎ ዋላስ መንአሰይ ከምቲ ኣብ ምዓስከር ስደተኛታት አምኒ ክፋጋአ ክውዕል
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 Год назад
16 SeBaT Were enough force to defeat OR subdue OR outsmart even destroy the evil also Keysi serial killer Esayas.Afewerki. Why? even they could not escaped
@warriortom2571
@warriortom2571 Год назад
Jermano Nate is Kunama
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 Год назад
Selam Selam nay behaki henok hawey natey ajoka kaxelo teray adnaki natkaye eretrawi kebor menent anhena eretrawian kesab nemawet ne hagerna Eritrean kenkales ena naze serat hegdef kentefeom ena ezeom anzeom abotatna ayatatna jegano tekalesom ne hagerna naxenat zehamxeolna amlak bealo mewaxeo yefterelom amlak bealo hagerna hezbena serawitna selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna mangadena anhena eretrawian 🕌 ⛪ 🕌⛪🕌⛪🕌🤝🤝🤝🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ibrahimmehmud8748
@ibrahimmehmud8748 Год назад
Wedi himid haw aboy tigre eyu
@abielsolmonsolmon9781
@abielsolmonsolmon9781 Год назад
ንበር ጅግና ወዲ ተከስተ
@mohammednuridris2401
@mohammednuridris2401 Год назад
Tsbuq gelitskayo Musa Raba Wedi Nakfa sahil Eyu
@warriortom2571
@warriortom2571 Год назад
An gal Hmsyan Eye.but isayas nothing to do with Hmasyen. Because iseyase is 100% Tigray and Gondar. He’s not presented as irrelevant. Because of wade Barad more victims are Hmasyen people and Hmasyen Land .without asking he take away without our permission.
@bereketabmengesteab7626
@bereketabmengesteab7626 Год назад
behaki ezi tarik ezi gdn eyu ezi mensey weledo kfolto alewo ezom nay mesmediya mal erisat degagimkum ktzrghwo alekum agedasi eyu .
@bereketdawit8939
@bereketdawit8939 Год назад
Eri sat ምስ ግዜ ታዓጻጸፉ ኣብ ህሉው ኩነታት ተትዛረቡ ምሓሸኩም ።
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 Год назад
Eti tarik meflat nzey nfelet Agdsi eyue.👍👍👍
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 Год назад
@Bereket Dawit ብዛዕባ መሰከረም 18 ምእሳር ጉጅለ 15ን ጋዜጤኛታትን አዋኑ ዶ ኣይኮነን? ናይ ሰውኣት ብመዓልቱ ይዝከር እዚ ድማ ናይ እሱራት መዓልቲ እዩ።
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Год назад
Betket you want them to be forgotten is your wish like shabia?
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Год назад
Aster fesehathyon,Aboy fese from Seraye (Halhale) From Keren The same senayt Debesay & papayo deki hatina I feel she's my sister when you grow up next door to each other.
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Год назад
Aster's mom Adey Demekesh from Keren. this side of the family gave to Shabia everything they have all of them.SAD.
@henokokubazgi1538
@henokokubazgi1538 Год назад
Please eti awrja gidfwo. Welhnti aytkmnan u interfo meflalyi hasbtna kikwen please we don’t like it the new weldo
@Eagle1503
@Eagle1503 Год назад
Beal General Tekeste haile tesedidom Hager be beal Yemane manki, Filipos kitemerah geben eyou
@mateosmehari3709
@mateosmehari3709 Год назад
እዋይ እናዓበኻ ክትከይድ ከለኻስ ኣሰር ትዛረቦ ዘረባስ ነዞም መንእሰያት ይጠቅም ኢልካዶ ትዛረቦስ ዋላስ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆላ እዩ ነገሩ። ወይ ስቅ ጡዑም!
@mahariteklit4879
@mahariteklit4879 Год назад
ወዲ ሃይለ ብታሚ ጽቡቅ መብርሂ ንሕና ኢና ቀንዲ ገበነና የሒልፍና ሂብና ነየታትና እበር እሰያስ ንስልታኑ ክብል ኩሉ ሰብ ፈላሊዎ
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 Год назад
Ageb Ageb nay bhaki Ableili ezom Jeganu ztefetsem Tlmet Eu Tefetsimu Eu Mesta natom dma melae hzbi Eritra werdiwo zelo
Далее
The Most Impressive Basketball Moments!
00:36
Просмотров 12 млн