Тёмный

ምኽርኹም ሃቡኒ- ዘተሓሳስበኒ ዘሎ ሓድሽ ባህርያት በዓል ቤተይ ኢዩ-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ 

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Подписаться 79 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

ምኽርኹም ሃቡኒ- ዘተሓሳስበኒ ዘሎ ሓድሽ ባህርያት በዓል ቤተይ ኢዩ-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Развлечения

Опубликовано:

 

30 июл 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 27   
@haddasbaire9827
@haddasbaire9827 3 года назад
መይቢ ኸአ ውሽማ ገይሩ ከይከውን
@hzbawigimbar1854
@hzbawigimbar1854 2 года назад
Ane wn komu ye zibl ms hasabka ysemama eye ember. Bmegbi si ay meslenn eyu. Mknyatu. Megbs ok nbel netom deku ke aynafkomn diu Eti xegem nay kalie guday eyu kiredadu tray alewom.
@dafnecernuto8538
@dafnecernuto8538 2 года назад
ክብርቲ ሓፍቲ ደላይት ምኽሪ አጆኺ በታ ዘላትኪ ጥራይ ደቅኽን ገዛኽን ሒዝኪ አይትሕመቒ ። በዓልበትኪ ባዕሉ ሓሲቡ እንተ ሓሰበሉ ጽቡቕ አብታ ዝተመለሰላ መዓልቲ ከምዘይ በደለ ብፍቕሪ ተቐበልዮ እምበር ገጨውጮው አይትበሊ ኣብ በት መግቢ ዝምገቦ ካብቲናትኪ ዝጥዕምን ዝጸርን አይኮነን ንጥዕኑኡ ይኹን ጎዶኢኡ እዩ። ንፋስ ከየእተኽላ ገዛኺ ሓደ ሓደ ስራሕ ንምስራሕ ፈትኒ መራጎዲን መሕፈስን አመጋግባ ደቅኺ ዝኾነኪ ካብኡ ጥራይ አይትጸበዪ ስራሕ ክብረት እዩ ካብ ጅቡኡ ጥራይ ኣይትጸበይ አጆኺ ባዕሉ ክገድፎ እዩ ካብቲ ጥዑምን ስቡሑን ዝበልዓ እቲ ጥረምረ ዝበልዓ ይጥዕን ይሓይሽን ብዘለኪ ደቅኽን ገዛኽን ናይ ስሓቕን ፍስሃን ግበርያ ሰላም ንዓኽን ደቅኽን እንተመጸኪ ብብርሃን ገጽኪ መርሓባእ በልዮ ባዕሉ ኩሉ ክርዶኦ ግደፍዮ ሕጉስቲ ኹኒ መታን ደቅኺ ሰንፈላል ከይኮኑ።😘❤️🏡🙏
@hagosberhe284
@hagosberhe284 2 года назад
ብሕጽር ዝበለ ፍቅሪ ብወገን ብዓልቲ ቤት ጎዲሉ ኣሎ ማለት እዩ ።
@teamehaile7097
@teamehaile7097 3 года назад
ሰላም የናስ ኣቦና ጽቡቅ ምክሪ ኢዩ ነቲ ብግብሪ ዝካየድ ዘሎ ሽግራት ሂወትን ንምፍታሕ ኢልካ ኢዩ ምክሪ ሰባት ዝቅረብ ዘሎ እሞ ንሕና ድማ ብዓቅምና ገለ ክንብል ብቀዳምነት ነታ ሰበይቲ ወይ ኣደ መጀመርያ እታይ ኣሎ ጸገም ናታ ክትምርምር ኣለዋ እታይ ስለ ዝጎደሎ ኢዩ ካብቲ ገዛ ወጺዩ ኣብ ካልእ ትካላት ዝምገብ ዘሎ ብመጀመርያ ዋላ ብትፈልጦም ሰባት ገይራ ክትፈልጦ ክጽዕር ኣለዋ ድሕሪኡ ክከውን ዘለዎ ድማ ንሳ ብፍሽክታን ብፍቅርን ክትቅበሎ ኣለዋ ዝኮነ ባህርያት ናታ ባህ ዘይብሎ እተሎ ድማ ብዝተካእላ መጠን ክትቅይሮ ክትፍትን ኣለዋ ምናልባት ስእነትን ርክበትን ካጋጥም ንቡር ኢዩ። ካብ ሰእነት እተኮይኑ በቲ ዘለና ይኣክለና እክለ ማይ ክንውዕልን ክንሓድርን ንክእል ኢና እዳበለት ብሉኡም ዘረባ ናብ ቤቱ ንክመጽእ ክጽዕር ኣለዋ ሃብታማእ እተ ኮይኖም ድማ እቲ ካብ ደቁ ወይ ካብ ቤቱ ወጺካ ዝገብሮ ዘለካ መብልዕ ኮነ መስተ ባዕላ ኣብ ቤታ ኣምጺኣ ብህድኣት ክትቅርበሉ ኣለዋ ብዝተካእላ መጠን ድማ ፍቅራ ክትገልጸሉ ክትፍትን ኣለዋ ምጭቅጭቅ ክህሉ ይብሉን ምናልባት ወን ናይ ጥዕና ጸገማት ወን ኣሎ ሓደ ሓደ ግዜ ይጋጥም ኢዩ ኩሉ ኣቤቶም እከሎ ኣብ ካልእ ከይድካ ዝብላዕ ዝመስሎም ኣለዉ ምናልባት ዝኮነ ጸገማት ከይህልዎ ብሰባት ገይራ ወን ክትምርምሮ ይክኣል ኢዩ፡ No ብዛዕባ ጥዑኑኡ ምሉእ ኢዩ ብዘየካ እዚ እትብሎ ዘላ ጸገማት እተዛይ ኮይኑ እተ ኮይኑ መልሱ ግን ብዝተካእላ መጠን ክትረዳድኦ ምፍታን ኢዩ ንሱ ድማ እዚ ገብሮ ዘሎ ባህርያ ሓድጉ ምስ ሰበቱን ምስ ደቁን ምሓድነትን ብፍቅርን ክነብር ክጽዕር ኣለዎ ዘይበርሃሉ ነገራት ድማ ንብዓልቲ ቤቱ እዚ ይድልየኒ ኣሎ ከምዚ ኮይነ ኣለኩ ኢሉ ብግልጺ ክገልጸላ ኣለዎ እቲ ዘድልዮን ዝብሃጎን ብግልጺ ክዛራረባ ኣለዎ ንኩሉ ጸገማቱ ኣብ ከብዱ ምስ ዝዓቅሮ ግን ዝገደደ ሳዕቤን ወን ከከትለሉ ስለ ዝክእል ብግሉጽነት ምዝረራብን ምፍቃርን ምንባር ኢዪ ሓድነት ከምጽእ ዝክእል እሞ ሃድኢካ ሂወቱ ምምርምስር ወን ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ ብናተይ ምክሪ
@edensolomon8113
@edensolomon8113 2 года назад
I like this program
@edensolomon8113
@edensolomon8113 2 года назад
It's not about the food you have to respect the kids too
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 года назад
Merihaba Yonas Zibuq hito Iti sebiay ab gaza zelo xegem kifetiho kifitin alowo imeber 6 qelu bedilus nebisu kimigib izi bedel iya
@ed2821
@ed2821 Год назад
Food is the reason for abandoning his family responsibility!!! HE SHOULD PROVIDE TO HAVE CHOICES ON DISHES. At anytime children come first, anyone with a right mind should know first what his children are eating. What a shame!!
@hzbawigimbar1854
@hzbawigimbar1854 2 года назад
Xegem nay klitiom eyu. Kiredadu tray alewom ember. Guday megis aykonnen.
@alganshmehar3892
@alganshmehar3892 2 года назад
Ezi seb ezi fetaw nbsu eyu ember entebedelet ykeza ember kab deku zyada beliu si entay yabselu abkebdi ziatu si skayu dbzh gna eti nabra ybten alo
@user-tk3sz3cz2x
@user-tk3sz3cz2x 3 года назад
ኣነስ አታ በዓልቲ ቤቱ ኣሰራርሓ መግቢ ብዙሕ ውሕልነት ዝጎደላ ከይከውን .
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 года назад
Yonasi bitaami tsibuki medebi netumi mikiri zahatetu dima izi kulu mikiri zihabiwomi abi livemi yehidiro yonasi dima aidimeni tsianani yohabika 👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤🌻❤🌻❤🌻❤🌻❤🌻🌻🌻❤🌻
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 года назад
Bizaba megibi meitam 20 amet zibelio megibi izi qelu mibidal nefisika mitaw iyu
@haddasbaire9827
@haddasbaire9827 3 года назад
ምናልባት ውሽማ ሒዙ ከይከውን
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 2 года назад
ሰላም ዮናስ፥ መደባትኩም ይከታተሎ ፥ ብሓቂ መሃሪን ተፈታውን እዩ። ኣነ ሓንቲ ምኽሪ ደልየ ኣሎኹ ብዛዕባ መግብን መስተን ዝዛረቡ ሰባት ሓደ ዝጸልኦ ነገር እዩ። ሕጂ ግን እንድዒ ፤ ብዝኾነ ኣብ ስደት እየ ዝነብር ፥ ብዙሕ ዓመታት ኣብሓዳር፥ ጥዕና ንምሕላው ጥጥቖ ክትገብር ሓቲተ ብዓልቲ ቤተይ እና ገበረት ንጥዕናይ ሓጋዚ ኮይኑ ረኺበዮ፥መዓልታዊ ውን ዳርጋ ወልፊ ኮይኑኒ፥ ሕጂ ጸገም ኮይኑ ዘሎ በዓልቲ ቤተይ ረብሪበ (ደኺመ) ጥጥቖ ኣይገብር ካብ ሕጂ ኢላትኒ ፥ ኣይትሓጎስኩን፥ ምኽርኹም ወስ በሉኒ፥ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ኤርትራ።
@harounekubal8436
@harounekubal8436 2 года назад
ነዚ : ድአ : እንታይዘረባ : ደሊኻሉ : እሳ : እንተደኺማ : ባዕልኻ : ጠጥቅ ።
@tekludrar6188
@tekludrar6188 2 года назад
Genzeb nay wexae lemidu keykewn mermrwo lieba
@abduadem8106
@abduadem8106 3 года назад
Kulu kab sebyty sel zekony gega tearm Ety agedase kia kolu himak kiymaharu kit tinki alwa
@mussiekaleab9979
@mussiekaleab9979 2 года назад
ሽድሽተ ወሊዱ ድኣ ሃፍሽ ሃፍሽ ክብልእ ድኣ ቅርብ ክብድ ትብል እዚያ ወይ ውሽማ ልሚዱ ኣሎ ወይን ከኣ ፈታዊ ነብሱ እዩ
@asmarah3174
@asmarah3174 Год назад
ኣቶ ጽገሃንስ ትብሎ ዘለኽስ ጌጋዩ ብዛዕባ ምኽሻን ምግቢ፡ ንኸብዶም ድዮም ዝነብሩ፡? ዝበዝሑ ሰብኡት ዉሽም ምስዝለምዱዮም ከኡ ዝገብሩ። ፈተውቲ ነብሶም፡ ንብረቶም ሸይጦምዉን ዊስክን ጥብስን ይብሉዮም።
@edensolomon8113
@edensolomon8113 2 года назад
Maybe he got a girlfriend
@edensolomon8113
@edensolomon8113 2 года назад
He have 6 kids he can't even afford to Go eat outside
@asmarah3174
@asmarah3174 Год назад
ብዛዕባ ኣመጋግባ ትብሉስ ድሕሪ 20 ዓመት ድዩ ምግባ ተቐይርዎ? ንሳ ጥራሕ ድያኸ ኣተሓሕዛ ሰብኣያ ክትምከር ዘለዋ? ንሱኸ ኣተሓሕዛ ንሰበይቱ ክእረም ኣይግብኦን ድዩ? ኩሉ ጊዜ ዓብላልነት ሰብኡት ኣሎ። ዉሽማዩ ሒዙ። ከዳሚቱ ኣይኮነትን። ሰበይቱያ።
Далее
Что не так с воздухом в Корее?
00:45
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
Просмотров 156 млн