Тёмный

ሰለምንታይ ኢዩ ወዲ እልፉ ጣውላ ረጊጹ ክወጽእ ሓሲቡ ኣብዚ Video ኣለኩም መልሲ ተከታተሉ 

FLFL Media  ፍልፍል ሜድያ
Подписаться 3,9 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 302   
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 29 дней назад
እዞም ናይ 16 ቡዙሕ ሕድገት ጌሮም ንዕርቂ ዱሉዋት ኮይኖም ናይ ዕለት 20 ግን ንኹሉ ኣይከውንን እዩ ጥራይ እዮም ዝብሉ እዚ ዘርእየካ ካብቲ ናይ ቃልሲ መስመር ጠቕላላ እዮም ወጽዮም ዞሎዉ ዳሓር ካኣ ኣብ ማስ ሜድያ መጽዩ ናይ ጽልእን ዘይሓላፍነታዊ ቃላትን ዝዛረብ ሰብ ካቦኦም ጥራይ እዩ እዚ ኩሉ እንዳ ጸረፍዎም እቶም ናይ ዕለት 16 ግን ኣብ ደረጆኦም ወሪዶም ኣይጸረፍዎምን ብፍላይ እዚ ጋውና ዓወት ዝዛሮቦ ከማን ኣይፈልጥን እዩ ስለ ዝዕገርገረ ጥራይ ሕቶ ኣሎዎ ኢልካ ምስቶም ክመያየጡ ዝመጹ ምእካቡ ጥራይ ከማን ጌጋ እዩ ተማሃራይ ኣዚለ ዘይዛረቦ ዘረባ እዩ ዝዛረብ።
@letinaabay6991
@letinaabay6991 29 дней назад
ድልውነት ናይ ዕርቂ የብሎምን ኢቶም ናይ 20
@ሩፋኤል
@ሩፋኤል 29 дней назад
ናይ ዕለት 20 ስነ ስርዓት የብሎምን ምድፍፋር ምስ ዓርቂት ሽማግለ ከምኡ ውን ሕድገት ዝብሃል የብሎምን ንኽትዕ ዝተዳለዉ ፡እምበር ንዕርቂ ድሉዋት ኣይኮኑን።ብክልቲኡ ወገን ሕድገታት ገሮም ኣብ ሓደ ክመጹ ኢዩ ዝግባእ ነይሩ እንተኮነ ግን ኛይ ዕለት20 ንኸይሰማምዑ ተሰማሚዖም ዝመጹ ይመስሉ። ናይ ዕለት 16 ግን ኩሉ ድስፕሊን ሕድገትን ተዓዚብና ጽቡቅ ቀጽልዎ ።
@rota8742
@rota8742 29 дней назад
Welday btaemi sdin dnqurna zmelO dfretn tray u zelewo
@MogosHabtaMBD
@MogosHabtaMBD 29 дней назад
Algis bako hangolka ridiculous eka aletawi wegenawi gal elfu 4y kifli gal shimay 6y kifli atom kalot halewiti haxbi eyom nksa kea arki nekae sebar eka
@xaka5505
@xaka5505 29 дней назад
Haqi eyu.
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 29 дней назад
@@MogosHabtaMBD reayo eti hmaq ateababyaka ni wedi gal gerka txwie eti zehzin wekelti hzbi konkum mqrabkum yu
@ትሚትትሚት
@ትሚትትሚት 28 дней назад
Sekt kezab
@habtomfitwi-i2w
@habtomfitwi-i2w 28 дней назад
​@@MogosHabtaMBData rukus altawi ember neska gnay lewsas hankas donkoro ember welday dea bezyka merhinet nay serye mukan delet entey hasab alwo rukusat eti ze zarebo kemn aydegmon eyu haswi rukus hanks kemzi kemaka sel zekone
@fachehabtim2667
@fachehabtim2667 28 дней назад
ወዲ ሰራየ እየ ግን ኣብ ወልዳይን ወዲ ተክለን ፉጹም ናይ ዕርቂ መፈስ የብሎሙን ካልኣይ ከምዚ ኣነእየ ኪኢላ ዓሻ ንዕቀት ኣለዎም መርሃዊ ድለት ነርዎ ግን በቲኦም ይዕብለል ከይኑ 16 ክብሪ ይሃብኩም
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 28 дней назад
ተበዲሎም ዘለው እኳ ንሶም እዮም፡ ሽፍንፍን ዝብሃል የለን፡ ዕርቂ ተኮይኑ ዕርቂ ክመስል ኣለዎ።
@meseretberih7601
@meseretberih7601 27 дней назад
እንታይ ኢኹም ተበዲሎም ተበዲሎም ትደጋግምዋ ዘለኹም እንታይ እዮም በዲሎሞም ዳሓር ካኣ ይበድሉ ይበደሉ ንዕርቂ ደይኮነን ታኣኪቦም ዘለዉ​@@ቀንዴልሓርነት
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 27 дней назад
ሓቅ ይሃብካ ኣነ ዝገርመንኮ ብ ዓወትን ወልዳይን ዝወከል ከመይዩ ዝጉዳይ እዝኦም ንምፍንጫልበር ናይዕርቅ መንፈስ የብሎምን ኣታ ህዝብ ንቓሕ።
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom 27 дней назад
ዘይትርሽንዎም የእዱግ
@zebibbeyene
@zebibbeyene 24 дня назад
Niska keman kibri yhabka haki tezaribka
@semharadhanom3278
@semharadhanom3278 29 дней назад
እንታይ እዩም ተበዲሎም እዚ ወልዳይ ዝብሃል በደልበደል ዝብል ሚሒር ደጋጊሙዎ ግን ካብዚ ኩሉ ወልሖንቲ ነጥብ ዘለዋ ናይ ዝተበደልዋ ኣይ ተዛረበን ባእ
@siedmusa
@siedmusa 29 дней назад
እዋይ ውርደት እዚ ወልዳይ ዝብልዎ ብከመይ መሪጾሞ ዓሻ ናይ ምርድዳእ መንፈስ ዘይብሉ። ክመርሕ ኣይኮነን ክትመርሖ የጸግመካ ስርዓት ዘይብሉ ኣዘራርባ ይዛረብ።
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 28 дней назад
@@siedmusa ናይ ብሓቂ ወልዳይ ኣሽንካይዶ ክመርሓካ ንስካ ክትመርሖ እካ ሽገር እዩ።
@SB10889
@SB10889 24 дня назад
ኣስታኽ ኣስላማይ ሱቕ በል እስከ ሓላቢ ገመል
@SB10889
@SB10889 24 дня назад
​@@rahelmerkeb4564ጓሓፍ ምስ ጽልኢ ዝተታሓሓዘ እዩ እዚ ዘረባኺ
@tigergebremedhn
@tigergebremedhn 29 дней назад
ናይ ብሓቂ እቶም ናይ 20 ድሌት ናይ ዕርቂ የብሎምን ከም ቶዝብተይ
@elilta70
@elilta70 29 дней назад
ካብ መሰረቱ እዞም ናይ 20 ካብ መሰረቱ ንዕርቂ ድልዋት ከም ዘይኮኑ ካብ አዛራርብኦም ትርዳእ::
@DesA12346
@DesA12346 28 дней назад
እዚ ጆሲ ግን 80% ተሰማሚዖም ዝብልስ ካበይ እዩ ኣምጺኡዎ10%ከማን ኣይተሰማምዑን።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 27 дней назад
ኣታ ብዓል ወልዳይ ዓወትን ንዕርቅ ድዮም ንክትዕ ተዓድሞም ወልዳይን ዓወትን ንህዝብ ሰራየ ክመርሑ የሕዝንዩ በዝኦም ክትዉከል ?? 😮 ብወገን ወድ እልፉ ግን ብጣዕም ኣበሳ ኣብደረጅኦም ኣይወደቑን እት ንሕብረተሰብ ሰራየ ምፅራፍ ጠፍእዎም ኣይኮነን ንምቅርራብ ስለዝተቐረቡ እበር ዓወት ሃላይ። እዝድኣ ህግደፍ ብድሕርት ከምዘለዉ ፉሉጥ ብዘይ ምፍላጥ ዝስዕብዎም ደቅ ሰራየ እዩ ዝገርመና😮😮😮
@mossf9401
@mossf9401 23 дня назад
Here we go again
@Maranathamarume
@Maranathamarume 25 дней назад
እዋይ ኣነ የሕዋተይ ኤህ 😭😭 ቅድሚ ሃገር ምሉእ ከተማሓድሩ ምሕሳብ እዛ ጣውላ ቅድም ኣመሓድርዋ ባይ ኢይይይ💪🇪🇷 ⛪️❤️🕌🇪🇷💪ስምዓ በላ ንስኽን ዓቅምኽን ግበራ እቲ ብሓይሉ ሃገር ገዲፉ ዓለም ብሓይሉ ዝተደነቀ ሻዕብያ ብጥራጥክን ኣይስሕቅን እየ መሊስኩም ደኣ እንበር ነቶም ስድራኹም ከይ ተጉህይዋም
@yonbest73
@yonbest73 28 дней назад
ኣነ ንባዕለይ ከይገረመኒ ኣይተረፈን በዓል ወዲ እልፉ ከ ኣይዛረቡን ዲዮም ኢለ ተገሪመ ሓቆም ዮም በዓል ወዲ እልፉ ተሲኦም ክከዱ ክደልዩ ቃሎም ከይተሰምዐ ውሳነ ክበሃል በለጽ ኢዩ
@habenhabibi
@habenhabibi 28 дней назад
Ewe gerimuna ko etom hede wegen trah eyom tezaribom nmntay bebgde zeytezarebu nezi eyu keae kzrgah zeydeleywo
@yonbest73
@yonbest73 28 дней назад
@@habenhabibi ኣይገርመክን ከይሓፈሩ ከኣ ካብ ዝርርብ ክሃድም ደልዩ ኢሎም ከጸልሙ ፈቲኖም
@habenhabibi
@habenhabibi 27 дней назад
@@yonbest73 hji aeskitom fewusi terekibatom kokorixom kzrghwo zhesebu
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 26 дней назад
ኣብዚ ዓወት ዝሃቦ ርእይቶ ብቅንዕና እንተኮይኑ ቅቡል እዩ።
@siedmusa
@siedmusa 29 дней назад
እቶም ሲዒብኩሞም ዝነበርኩም ተመለሱ ናብቲ ብርገድ ንሓመዱ ናይ መጀመርታ እቶም መራሕቲ ዝመርሕዎም ምስ ሰኣኑ ክምለሱ ኢዮም።
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 29 дней назад
መስረት ረጊጹ ክወጽእ ሓቁ ምክንያቱ ዋላ ሓንቲ ኣይዛረቦን ሓንሳብ እንዳበአ ።ነቶም ወልዳይ ግሩቡን ግን እፍ ኣፍ ክምልሱ ንኩሎም ምዝራብ ከሊኦምም ውዒሎም እዚኦም ንመን ክመርሑ።
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 29 дней назад
ወልዳይ ዝብልዎ ዝደንቆረ ናይ ዓለም፡ ክዓርቁኻ ካብ ዝተፋላለያ ሃገራት መጽዮም'ሲ ዓበይቲ ምሰሉ ኢካ ካኣ ክትዝንጥሎም
@merhawigoitom1530
@merhawigoitom1530 27 дней назад
Sakt eiu eko zzareb zelo sebay sebay ente belwos haqi mesiliwo hanti hasab yeblun
@hagosh8320
@hagosh8320 29 дней назад
ናይ 20 ሰብ ገሮም ኣለዉ ፍጹም ዝበላ ልክዕ ያ :: ቶም ብዘይ ፍላጥ ስዒበሞም ዘለዉ ግን ናብ ልቦም ክምለሱ ብኽብሪ ንሓትት 🙏🙏
@akiyor3615
@akiyor3615 29 дней назад
Bkemey dea eske mebrhi hab?
@eri-kid1779
@eri-kid1779 28 дней назад
እዚ ድኣ ፍሉጥ እንድዩ ህግደፍ ኣሎ ብድሕሪኦም እቶም ብዘይ ፍላጥ ዝስዕብዎም'ዩ ዝገርም እምበር
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 27 дней назад
Exw maexo hizom sle zmexu dhrit seb alo Awet ka seb tehasibus sebat akeba atu kkkkk
@tigergebremedhn
@tigergebremedhn 29 дней назад
እቲ ዝተረፈ ውን ሰደዎ ምቅብጣር ኣየድልን ኢዩ ድሮ ከማን እቲ ህዝቢ ሓቂ ክፈልጥ ጀሚሩ ኣሎ እቲ ዓንቃፍ መን ከምዝኾነ
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 28 дней назад
እዚኦም ድዮም ተቓሊሶም መንግስቲ ክክቅይሩ።ህዝቢ ኤርትራ ሲ ብኣምላክ ዳ ሰላም የወርደሉ እምበር እቶም ደገፍቲ ህዝቢ እንዳጸነተ ሃገር ጽቡቅ ኣላ ይብሉ።እቶም ተቕውምቲ ገሊኦም ብ ሃይማኖት ኣውራጃ ገሊኦም እሞ ትግራይ ዘብል ሕማም ዝሓመሙ 😭😭😭
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 26 дней назад
ንስካ ከ ተዓዛባይ ማለት ድዩ ወዲ ከልቢ
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 26 дней назад
@@chuchechuche1335 here we go you're one of the cheap🤦narrow minded individuals who knows nothing but making bables🤦.
@akiyor3615
@akiyor3615 29 дней назад
ጆሲ ጽቡቅ መሪሕዎ ንይሩ ስለምታይ ኢዩ ግን ኣብ ናቶም 20 ጥራይ ትሳቲፉ ዝገረምኒ? በዓል ወልዳይ ድልውነት ን ዕርቂ ስለ ዘይ ነበሮም እንበር ብዙሕ መፍቲሕታት ተዋሂቦም ነይሮም ኢዮም ግና ልቢ እንተ ዘይ ፈትዩ ሓደጋ ነብስካ ኢዩ ዝከውንሕ።ሓደራኩም ሕያውነት ኣብ ሕይወትኩም ይሃልኩም እንተ ዘየል ልቢ ምትራር ንዓካ ኢዩ ሓደጋ ዝኮነካ።
@gabigunners8073
@gabigunners8073 28 дней назад
Ab mewedaeta dea wala josi eko wediku nab deki adey zbelom keidu
@user-gg4cq2xq6l
@user-gg4cq2xq6l 28 дней назад
ኣብዚኣ እንታይ ትዓዚበ እዞም ናይ 20 ብድሕሪት ኣጀንዳ ዘለዋ ትመስል ኣላ ፡ ዝኾነ ዝተዋህበ ከቀራርብ ይኽእል እዩ ዝተባህለ ይነጽግዎ እዚ ናይ ቃልሲ ዘይኮነ ዘለዎም ናይ ምፍንጣሕ ቃልሲ ዘለዎም እዮም ።
@Hlmey
@Hlmey 28 дней назад
ኣንታ እዚ ወልዳይ ዝብልዎ ታይ ዓይነት ቅንፍዝ ዩ ዋ ስትረስ ኣለዎ ዱ
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA 25 дней назад
ኣባሳንጆ ፍልልይ ብይንን ዉሳነን ባ ሓብረና ናይ በሓቂ እኩባት ኣህባይ ስቅ ኢሎም ይሰምዑዎ ታ
@Mesetay333
@Mesetay333 28 дней назад
ዓወት ካሻ ክሳብ ትወድቅ ሳዕሲዕካስ ኣይንስዕስዕን ትብል ሰፍኢ
@DesA12346
@DesA12346 28 дней назад
ከመይ ዓይነት ስድነት እዩ ዘለዎ እቲ ኣፍሮ። ንጆሲ ከም ነቶም ስለ ዝረኣ ይዎ ቁሩብ ይሓይሽ እንበር ነቶም ካልኦትስ ክብረት የብሉን።
@solonsoloist4784
@solonsoloist4784 21 день назад
ገለ ምበልና ግን ብ ኮመመንት ተኣሲሩ ዝብሃል ነገር በዚሑ ኖ " ስምዑኒ ዶ ጉይስ ወይ ምስቲ ውልቀ "*** ትብልዎ ዘይትራከቡ 😢
@robir0ket489
@robir0ket489 29 дней назад
ደቂ ጉዖይ ህልክ ጥራሕ ዩ ዘለዎም
@asmarah3174
@asmarah3174 27 дней назад
ጠፋእካ!
@meronmhretab8396
@meronmhretab8396 29 дней назад
ሓቂ ንምዝረብ ኣብዘን 2 ቪድዮታት ዝተዓዘብክዎ እቲ ጌጋን ስድነትን ብ ባዓል ክስቶ እዩ ዘሎ ከም ርዱእ ሸም ብዘይምጥቓስ።
@ወዲጥዑም
@ወዲጥዑም 29 дней назад
እዞም ግንባር ጉዐይ ዳኣ ንዕርቂ ዋላ ሓንቲ ድልውነት ኣይረኣክለንን ክሳብ እዘን 2 ቪድዮ ወሪደን ዘለዋ
@zaidtsegay5564
@zaidtsegay5564 29 дней назад
Hasebka wedaka Eka Haje
@MogosHabtaMBD
@MogosHabtaMBD 29 дней назад
Mekan hangol hibey huh trah eya tibl yehbay
@elilta70
@elilta70 29 дней назад
ጀይ እስቲዲዮ ድአ ኢዚ ኹሉ እንዳ ፈለጠ ንምንታይ አብዛ ናይ 27 ተሳቲፉ ዘገርም ኢዩ :: ሕጁ ኸ ንምንታይ አዊጺእዋ ሽዑኡ ክትወጽእ ነይርዋ ::
@mossest.giorgis9589
@mossest.giorgis9589 26 дней назад
I think the 20-BIRGED-NHAMEDU NEEDS EDICATION WHAT MEANS STRUGLE AGAINST HGDF. I THINK THE 20BH HAS BASELESS ACCUSATION AGAINST 16BH. TO CONCLUSION THE INNOCENT 20BH WILL BACK TO THE RIGHT BIRGED NHAMEDU.
@BerhaneSelemun
@BerhaneSelemun 20 дней назад
Slemtay eyu ezi yosef kab awuraja kuloguzay tewekilu zizareb
@zizufkiriysir5044
@zizufkiriysir5044 25 дней назад
Nebsom zeyemahaderus hager kemahadru .eray mray zikonu atinetat
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 29 дней назад
እዞም ብላዕል ዘለዉ ሰባት ስ ናይ ቃልስ ዕላም ዘለዎም የመስልይ ነይ ህልክ ኾይኑ ይስመዕካ ካብት ዝሰማዕናዮ ሓሰብ ኣይትሓዝልና ዳኣም
@ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ
ናብ ቃልሲ ብረት ዉረዱ አባ ወይስ ሓጺን አይፈትዉን አዩ ነብስኹም። አቦታትኩም ሕዋሓት ዶክተር ማይ አቢ ምጹ ተቃለሱ ኢልኩም አሎ ሓቂ አንተሊኩም ቃልሲ ዉረዱ ንጅግና ሻዕብያዊ ህግደፋዊ ግጠሙ። አብዚ ከንካ አይኮነን ምፍካር ሓሰዉቲ አህባይ።
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 26 дней назад
አታ ነዚ ዓሻ ወዲ ዓወት ካራ ዝምዕደልና ስቅ ዘብለልናዶ ተሳኢኑ
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 25 дней назад
I didn’t see any positive signs in these young guys and it’s very concerning. Awet(Kara) was at his best condition during this meeting 😁At least he was trying to give them some brilliant ideas🤭
@Mereb78
@Mereb78 28 дней назад
ዕርቂ ኣብ ዝተወድኤ ጉባኤ እተዉ ምባል ጉጉይ እዩ። እቲ ጌጋ ዝተገብረ ነገር ክፍታሕ ኣለዎ። ብድሕሪኡ ብክልቲኡ ግንባር ዝተዳለወ ሕጉ ዘጽፈፈ ጉባኤ ገርካ ናይ ሓባር መሪሕነት ምምራጽ ይግባእ። እዚ ግን ኣብ ክንዲ ሕጊ ሕድገት ዝዓብለሎ ዕርቂ እዩ። ሕድገት እብ ፖለቲካ የልቦን። ሓላፍነት ምውሳድ ግን ኣሎ።
@amhgreat4658
@amhgreat4658 22 дня назад
ቅኅዕና ዘየበሉ ተቃውሙ ኣብ እዚ ቨዲዩ ንሪኦ ዘለና ዕገርግር እዩ ዝፈጠር ። እዚ ወሳኔ ኽንሕልፍ ኢና ንሳኔ ኣየኮነን እንድ በልካ ምገመጣል ናይ ነገር ጠዕና ኣየኮነን ። ባዓል ዩሴፍ ገብርሄውት ዝመርሕው ንዑዑም ከም ዝጠዕሙም እምብር ንህዝቢ ኤርትራ ኽጠዕሙ ኢሎም ኣይኮኑን ዝቃለሱ እዚኦም ንህዝቢ ኤርትራ ሰቃዩ ዘናውሑ ካብ ህግድፍ ዝኽፈኡ ዕስባት እዩም እሱን መሳረሕቱን ንሓንሳብ ኤርትራውነት ኪሕዱም ታጋሩ የኾኑ ኮታስ ከም ደልየቶም ከምዛ ነፋሒቱ እዩም ዝቃያዩሩ እዚኦም ነረበሖም እምብር ብዛዕባ ኤርትራ ቅንጣብ ዝኾውን ሓልየት የበሎምን ውጻዕ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ዘየረዶኦም ፈተውቲ ነብሱም ከምይ ኢሉ ኽስልጡም ኣየስልጡምን እዩ ።
@habesha6883
@habesha6883 13 дней назад
ውዕጊን የህባይ:: ወላ ፋቻኹም ነቶም ዓጋመ ኢኩም ትመስሉ
@JustOne77
@JustOne77 23 дня назад
IZI GEX FANDJA TEQELASAY AYKONEN, AB FTHI AYAMN, AB HGI AYAMN, AB SHGR HABIRKA MFTAH AYAMN........
@RstegaWedites
@RstegaWedites 29 дней назад
ኣታ እዚኦም ህልክ ዝመልኦም ደናቁር እዮም ፡ጎሓፍ ተድፊእካ ጆሲ
@tomassankara644
@tomassankara644 28 дней назад
ምስዚኦም ኮይነ ምቅዋወይ የጣዕሰኒ 😢
@tesfaldetlovemylive
@tesfaldetlovemylive 24 дня назад
Anta Awet transport kebel du transfer zebel zelo
@milisenmilisen
@milisenmilisen 26 дней назад
ኣነ ኣይተረዳኣንን መን እዮም እዚኦም ብዛዕባ እንታይ ይዛረቡ ኣለዉ ከ
@churatesfa1804
@churatesfa1804 28 дней назад
እኹል ትዕዝብቲ ዩ፡ ዞም ናይ ዕለት 20 ወላ ናይ ምቅርራብ መንፈስ የብሎምን፡ ክናገሩ ዝመጹ ዮም ዝመስሉ ብፍላይ ወልዳይ! ካብዚ ንላዕሊ ሕድገታት ክግበር ኣይከኣልን፡ ክግለሉ ደልዮም ጻዕዳ ይጽናሕኩም ጥራይ ምባሎም ዩ
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 26 дней назад
ጃብር ግርማይ ሰሚዕዎም ዶ ንግምባር ጎዖይ ኣፌ ሓፊሩ ይከውን ብደቂ ሃይለ ሓንካስ ፡ብጣዕሚ ዘሕዝን ዋላ ሓንቲ ድልዉነት ንዕርቂ ዘይ ብሎም ፡ዮሴፍ ግን ስለምንታይ ኢዩ ንክሊቲኦም ብድሕሪት ደወልቲ ነሮሞም ዝብል ብድህሪት ደፋኢ ዘሎዎ ሰብ ዶ ካብ ዘቅረብኩሞ ሓሳብ 1 ኣይ ነጸረትን ኢሎም 1 ኣይ ንቅበላን ኢሎም ናይ ዕለት 16 ። ናይ ዕለት 20 ግን ዋላ ሓንቲ ኣይ ተቀበሉን ስለዚ ናቡኦም ኣቢሎ እቲ ብድሕሪት ደፋእቲ ነሮሞም በሎም
@delayselam4490
@delayselam4490 28 дней назад
ግንባር ጉዐይ ተፈልያ : ኣይከሰርናን
@user-hh3tz6gc4y
@user-hh3tz6gc4y 24 дня назад
Nakum higdef iyu medhanitkum, mis higdef koyna ab sidet keneirgekum ina dirbyat..
@goblelshaibiya6035
@goblelshaibiya6035 23 дня назад
😂😂😂😂😂😂omg. ኤርትራ ጎሓፍ ተደፊኡዋ። መጀመሪያ ነብስኹም እለዩ።ጎሓፋት። ያኢ ንስኹምስ ለውጢ ከተምጽኡ። ተካል ገጾም
@abebafikadu2736
@abebafikadu2736 24 дня назад
ayitiamika rìgum ɓeja higidef gah bel
@samites2073
@samites2073 28 дней назад
ድልዉነት ናይ ዕርቂ ወላሓቲ ኣይነበሮም ክቃጽርዎ ዘይኽሉ ህልኽ ነረዎም ሓደ ምልክት ናይ ዓወት ድሕሪ 6 ወርሒ ከማን ክውን ገለ ይብል ናይ ህልኽ ዘረባ ይድርቢ ኔሩ ምክባር ጌርኩም ነናትኩም ውድባ ጥራይ ዘውጽኩም ኣብ ሓደ ባይቶ ከይንኩም ክትስርሑ ኣይትኽሉ ን እኩም
@MMT1858
@MMT1858 28 дней назад
Bteami eka thafr Ezi welday zblwo Tigrinya yrdo eu weys yzarobo tray eu kabzi Germen zhalf aykonen ezi turgum zewo gezon hasabn yeblkumn seb tedakumi senefat 😢
@lymaluab
@lymaluab 25 дней назад
አየ ሀገረስባት ። I am glad you are not in eritrea
@juliessakah
@juliessakah 28 дней назад
ዮሴፍ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣመራርሓ መደብ
@MaranataMaranata-q5q
@MaranataMaranata-q5q 26 дней назад
Aye Seraye mesikin snesrat 00%
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 26 дней назад
እዚኦም ክብረት የብሎም ዕላማ. ራእንውን ዘለዎም አይኮኑን ፣ እዚ ንሪኦ ዘለናዮ ግብሮምን መልሓሶምንዮ ስድነቶም ዝተአስሩ ህዝቢዶ ስድራዶ ይብሉ ኸአ ሉሕሉሓት ብኸምዚ ዲኻ ክተፍትሖም ብዝኾነ ብድሕሪኦም ቾብ ዝብሎምን ከምካሴት ከምዝተመሉእንዮ ዝረአየካ ፣ ህዝብውንኮ ይመዝንዮ
@mhretkesetemichael6115
@mhretkesetemichael6115 28 дней назад
Ezom nay 20 Hgdef alowo atum astewuelu tref tekalesti 2 ahwat keman zbeasu slezi Erki zey deli Hgdef tray eyu
@Mebryemebi2651
@Mebryemebi2651 25 дней назад
ከይትሳማሙዑ ተሳማሚዕኹም እምበይ 😂😂
@DaniDani-km1kw
@DaniDani-km1kw 22 дня назад
ንምታይ ግን ልዝብ ኢልኩም ዘይትራዳደኡ 😢
@danielgezae7831
@danielgezae7831 28 дней назад
Welday tseyki nay alet 20 merahi tray eyu kkewin delyu😂😂😂 keareku dlet yeblemun bzeyka merhawi
@fnotteklezgi8415
@fnotteklezgi8415 18 дней назад
Ajokumi tiray
@kidanehaile5036
@kidanehaile5036 23 дня назад
Eziom deiom adi kemahdru akekab medre zenjoro
@meni691
@meni691 26 дней назад
Ata hilfinet endo nebelwo hizbena yabena xelaena halfinet yihaze
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 29 дней назад
Welday gin nay behaqi arrogant tiebitena neza nebsu kemey yu zhasba eti zehzin bzuhat menesey seraye ybkil mhlawu yu
@akiyor3615
@akiyor3615 29 дней назад
ስቅ ኢኡ ኣጉል ህልክ ጥራይ ኢዩ ፍልጠት ባዱ ሕጊ መዓስ ከም ዝጸሕፍን ከም ዝሕገግ ከማን ኣይፈልጥን ኢዩ። ሓገግቲ ዘይ መረጸስ ናብ ጉባኤ ሕጊ ሒዙ ክመጽእ ይደሊ ኣሎ እዚ ሰነፍ።
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 29 дней назад
@@akiyor3615 ygerim yu tnfer aytnfer tel ya yu zbil
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 27 дней назад
Axrifwa eko mseraye ezi wedi sebeyti
@aronmihreteab5620
@aronmihreteab5620 21 день назад
Eziom Eritrea eyom bhaqi..this is fucking crazy..😂😂😂😂..eziom mwxiom Kab Eritrea si amlak b reason eyu geriwo..
@ህያብ
@ህያብ 28 дней назад
ሓቂ ንምዝራብ እቶም ናይ20 ዋላሓንቲ ሓሳብ የብሎም ስጀመር ናይ ዕርቂ ናይ ቃልስ ሰባት ኣይኮኑን ጆሲ ግን ኣሕዙንን
@ትሚትትሚት
@ትሚትትሚት 28 дней назад
Agame
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 28 дней назад
እሞ ምሕላፍ የለን፡ እቲ ዘጥፋእኩሞ ምለሱ ቕድም ሽዑ'ዩ ይቅረ ዝከውን ተቃለስቲ ምበር ጸወታ ኣይኮነን ።
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
ዓጋመ ቆማላት
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 27 дней назад
😂mnin bel tray​@@ቀንዴልሓርነት
@SanduKasahya
@SanduKasahya 26 дней назад
እንታይ ይምልክትኪ ናይ መሰንጀር ተፍንጋሪት ፎቲኪ ፀሊኢኪ ኩሎም ሓደ እዮም ናይ ሓሳብ ኣፍላላይ ኣለዎም እምብይ ኣሕዋት እዮም🤮
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 28 дней назад
የሕዝን ብላይ የሴፍ ኣበይ ጭቃ ወዲቁ ይርከብ ነዊሕ ዘይቅጽል ምትእኽኻብ
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 26 дней назад
እታ ፊልም ኣብ ቀዳመይቲ ሕቶ ፋሕ ክትብል ይግብአ። እዚኦም ናብዚ ቦታ መታን ኣፍልጦ ክረክቡ እዮም መጺኦም።
@user-bl1qv3cx7i
@user-bl1qv3cx7i 24 дня назад
እስኪ ንገሩና ነዞም ኣይንድግፍ ኣይንቅወም ካብ ኢሰያስ እዚኦም ይሕሹ ትብሉ
@tesfiesbhatu6263
@tesfiesbhatu6263 20 дней назад
Yessef tigraway kelo kemey elu ab mengo kearqom ata nezi zeyfelt haqi ymeslo metabyti nfelto alena Yessef g/hiwet Zoba debub Nues zob emni haili Adi Eyamo eyu Ezi seb ab tigray abeu eda negede kelo ab tigray welidwo hji ezi kemey elu eu Eritrawi kwkl ?
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 28 дней назад
ደቂ ጉዖይ ደቂ ኽስቶ ኢልካ ምፍልላይ እታ ዝቀለለት ክትከውን ትክእል ኢያ ዋግኣ ግን ማንም ክሪኣ ዝደሊ ሰብ ዮለን።
@Haileabwelday
@Haileabwelday 28 дней назад
Autumn reseat abay ketsmru beleti wedak
@teweldehaile3776
@teweldehaile3776 28 дней назад
ኣብ ፖለቲካ ዋላ ኣብተን ምዕቡላት ሃገራት ገምዚ ዓይነት ምጉርፋጥን ምዝልላፍን ኣሎ ዩ ግን ኣብ ባይቶ ናይ ሃገሮም ኮይኖም ዮም ዝባልዑ። ንሕና ግን ኣብ ቃልስን ኩላትና ካኣ ሓደ ጸላኢን ዘለና ኮይንና ፍልልያትና ኣጽቢብና ነዚ ኣረሜን ክንኣልዮ ጥራሕ ዩ ዘለና። ናይ ዕለት 20 ገለ ነገር ሸለል ኢልኩም ናብ መቅልስትኩም ተጸንበሩ።
@Mereb78
@Mereb78 28 дней назад
ዕርቂ ኣብ ዝተወድኤ ጉባኤ እተዉ ምባል ጉጉይ እዩ። እቲ ጌጋ ዝተገብረ ነገር ክፍታሕ ኣለዎ። ብድሕሪኡ ብክልቲኡ ግንባር ዝተዳለወ ሕጉ ዘጽፈፈ ጉባኤ ገርካ ናይ ሓባር መሪሕነት ምምራጽ ይግባእ። እዚ ግን ኣብ ክንዲ ሕጊ ሕድገት ዝዓብለሎ ዕርቂ እዩ። ሕድገት እብ ፖለቲካ የልቦን። ሓላፍነት ምውሳድ ግን ኣሎ። ሕድገት ገድሊ ኢሰያስ ወሊዳ። ሕጂ'ውን ኣይትድገምዋ።
@MichaelAbebe-zk3ni
@MichaelAbebe-zk3ni 26 дней назад
ኣእምሮኦም ዝሞቶም እኹባት ጋዋኑ / ኣህባይ
@zak-o3k
@zak-o3k 25 дней назад
ንህዝቢ ኤርትራ እምበኣር ፈርፈር ኣቢልካዮም ብዘረባ ጨጋራት ኣህባይ መሮር
@amenamen8983
@amenamen8983 28 дней назад
አድጊ አድጊ እዩ። ደቂ ወያኔkkkkkkkkkkk
@AbrahamGebremchieal
@AbrahamGebremchieal 25 дней назад
Merih & wedi elfu meszey kalesu sebat ikum.zelkum
@godsfavson
@godsfavson 28 дней назад
ካብ ፍልጠት 0 ዝብሃል ከምዚዪ።4ይ ክፍሊ ጠጠው አቢልካስ ፓለቲከኗ እየ ኢልካስ ንነብስካ ምሕሳብ እዎይ ሕፍረት
@IsakMehari
@IsakMehari 25 дней назад
Hasab zeyro
@embatekera9244
@embatekera9244 25 дней назад
Kedemu Welday Shim Nay Bieray u😂😂😂😂
@AdayHiwet
@AdayHiwet 24 дня назад
ዋ፡ ሓደ ሰብ ንግዝይኡ ነቲ ጉባኤ ዘካይድ መሪፆም ንኽልተ ደቂቕ ንሓደ ሰብ ክዛረብ ጌርካ ስርዕት ተውፅእ። ዪስየፍ ንሱ ከም ኩብራረ ንስኻ ሱቕ በል፡ ጠባይ ግበር ዝብል እንታይ ምስኮነ እዩ። እቲ አደ ትግራይ ትብልዎ ዝነበርኩም ከ ስለምንታይ ረሳዕኩመን፡ ነተን አደታት አብስደት ዘለዋ ድአ ዘይትረድኡወን ። ትግራይ ትዕወት ናይ ሓሶት እዩ ነይሩ።
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 26 дней назад
እዚ ዓወት እንታይ እዩ ሃለውለው ዶ ኣብዚሑ ሓቀይ
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 25 дней назад
He’s over-thinker eko 😁🤭 Remember he was saying that he was already living in 82 century 🙃
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 28 дней назад
Kkkkkkkk ኣኼባ ኣናጹ ብድምጺ ደማሙ ፋሕ ይብል ዝባሃል ዘረባ ስ ኣብዚኣ ሪኤያ ኣናጹ ደቂ ሸራሙጥ ደቃሉ
@samuande112
@samuande112 26 дней назад
hbey sle zkone
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 28 дней назад
Beja hegdef gah bel wedi shermuta
@user-wb8pf6id2u
@user-wb8pf6id2u 29 дней назад
ብዓል ወልዳይ ፍጹም ናይ ዕርቂ ድልውነት የብሎምን ካብ ኩሉ ንዕቀት ድፍረት ኣለዎም
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 26 дней назад
ብሽም ብርጌድ ንሓመዱ ተቓለስቲ ይመስሉ ኔሮም እንተ ዓቕሞምን ዕላምኦምን ግና 0% እዮም ንህዝቡ ዝቃለስ ሕድገታት ይገብርዮ ምስ ተቓለስቱ ጸገም እንተልይዎ እንተዞም ሕሱራት ግና ብድሕሪኦም ቾብ ዝብሎም አሎ ምስ ድንቁርንኦም
@dinglmaryameyadegoytay9328
@dinglmaryameyadegoytay9328 23 дня назад
🦧🦧🦧🦧
@AbrhaleDesbele
@AbrhaleDesbele 26 дней назад
Respeckt 16 💯💙💪 azom 20 snkulat eyom👎
@kiflomokbamichael9800
@kiflomokbamichael9800 23 дня назад
ናይ ምንታይ ኣኼባ እዮም ዝገብሩ ዘለው :: ኣይተረዳንን ብዛዕባ ትግራይ ትስዕር ክሳብ ሕጂ ኣይሰለጦምን ድዩ ክኽክክክ
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
ፕእ እዋይ ዓቕሊ 16💙💙💙🙉🙉🙉ምዚኦም ሓንቲ ደቒቕ ውን ኮፍ ኣይትብልን ምዞም ዕለት 20😮😮ስነስርዓት 0000 በቓ
@user-vm2os7ts6k
@user-vm2os7ts6k 21 день назад
ፋጨ❤
@aronmihreteab5620
@aronmihreteab5620 21 день назад
Nata zengina emo qlqil belu deqi sebeyti abia ktrekbiwa ekum..loqamix..
@tomassankara644
@tomassankara644 28 дней назад
እዚኦም ሲ ኣብዛ ጸባብ ገዛ ዘይተሰማምዑ ሲ ኣብ ግዳይ ሃገር ክሰማምዑ 😂
@Mebryemebi2651
@Mebryemebi2651 25 дней назад
Rrrrrrrrr welelay dineg afelineg 😂😂😂😂😂
@manchester.utdrealmadrid574
@manchester.utdrealmadrid574 28 дней назад
ኣየ ዓውት ሓላፍነት ኣይደልን ኢየ
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 26 дней назад
Ayyyyy awet bieray hiwetyu tekefilwo kea ybl hiwet aynin mkfal de wanatatu alewuwo geza teaxsika tesaelkan mexsikas bwaga zkeflu tekalasi ktmesl meshakut
@kibromtsigeyohannes4008
@kibromtsigeyohannes4008 27 дней назад
Keqluka hanchemenchi faha belu
Далее
Holding Bigger And Bigger Dogs
00:18
Просмотров 12 млн