Тёмный

ሰልጠነ ይቅረታ ክሓትት ኣለዎ። 

Wolodoy Production
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

ሰልጠነ ይቅረታ ክሓትት ኣለዎ።

Развлечения

Опубликовано:

 

16 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 249   
@semharkedane4679
@semharkedane4679 17 дней назад
Lebam lebam eske aytxawet
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 17 дней назад
ኣነ ዝገርመኒ እሲ ንቐሺ ኣምላኽ ኩቡር ኣቦና ክጸርፉ ንዝውዕሉ (ሓዃሪ ኣድጊ)ክብሉ ብዝውዕሉ(ንኽብርቲ ኣዴና ጸፋሕ እግራ)ክብሉ ንዝውዕሉ ኣቃሊዕካዮም ኢልካ ምዝራብካ ብጣዕሚ ኣናዲድካና።ሃብቶም ብጣዕሚ ተጋጊኻ።ባናና ትረግጽ ኣለኻ።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 16 дней назад
Haki seltene kndey xeru kndey bwshti mfrrah kndey bsdreu wrdet xeru get elu kndi zteqaleses eway rgumat hzbi nzserh zeyasrhu foooooo
@mihretteklom54
@mihretteklom54 16 дней назад
ግደፍዎ ይበሃል ኣሎ ኢሉ ዩ ዝዓፍር ዘሎ ዓፋሪ
@fishalehadera56
@fishalehadera56 17 дней назад
ጅግና ኢኻ ንጻዕዳ ጻዕዳ፡ ንጸሊም ጸሊም እትብል ኮርዒዳ።
@abebamegos7153
@abebamegos7153 16 дней назад
Waa bejaka gdefena entay eikum nhadhdkum tkalesu beka foo
@merybella5692
@merybella5692 17 дней назад
ኩስቶ ከምዚ ኢሉ ሰልጠነ ከምዚ ደጊሙ ሓሳብ ናትኩም ፍጠሩ በቃ ሽም መን ዓልዒልካ ክሊክ ትረክብ እዩ እቲ ድሊትኩም 😂😂😂 ቁሩብ ሕፈሩ ፈጠርቲ ሓሳብ ኩኑ
@yafettv9557
@yafettv9557 17 дней назад
Hji slemntay eka ab kindey Helen meles tehalika nseltene tegagika tblo zeleka, kalie natka mahari tblo hasab ketekrb mftan aymhashekan ,
@fremhret5643
@fremhret5643 16 дней назад
ንሰልጠነ ድኣ ኣሻላሺልካሉ እምበር ዝገበሮ ጌጋታት ማዕረ ጽቡቁ እዩ።ብዘይቀልዓለም ሰባት ኣዋሪዱ እዩ።
@adhanomteumzgi4097
@adhanomteumzgi4097 16 дней назад
ሰላም ሓወይ ዶብ ምስጋር ጽቡቅ ኣይኮነን ስለዚ ንባዕልካ ይቅረታ ሕተት ብዙሕ ዝበሃል ኣሎ ብዙሕ ዝግበር ኣሎ ኣብኡ ኣተኩር ተዘይኮይኑ ምስ ፈተውትካ ክትባኣስ ኢካ ነዚ ከም ትብዓት ከይትዎስዶ ሓደራ በቲ ለባም ጉዕዘካ እንተ ቀጸልካ ይሕሸካ
@TyleTyle-lb6ib
@TyleTyle-lb6ib 16 дней назад
ሕቡሽ ዝንእደክን እምበር ዝነቕፈክን ኣይትፈትዋን ኢኽን። ነዚ ንኡስ ወለዶ ከይትልክምዎ ርሓቕሉ። ንጽቡቕ ዘተባብዕ ንሕማቕ ዓገብ ዝብል ፍልልይ ሓሳብ ዝቕበል ክኸውን ኢና ንደልዮ። ኣብ ዓዲ ዕዉራት ኮይኑ እምበር ሰልጠነ ግርማይ ብዘይካ ሰባት ምንእኣስ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ
@TesfaslaseTadese
@TesfaslaseTadese 17 дней назад
Abti geza natu kedka nkef
@temesgen7233
@temesgen7233 17 дней назад
Ane ayxlon eyu ne seltene gen abzi gize btami abzhwo alo aygden
@user-uy3yi4kr6x
@user-uy3yi4kr6x 13 дней назад
ወሎደይ መያ ናይ በሓቂ ሓቀኛ ነቓፊ በዘምኽንያት ምስገን መራኣያ ሕብረታሰብ ውን ኢኻ ኣብ ሕብረተሰብና ኸኣ ይቕረ መባል እቲ ዘኸበደ በዶሆ ምኻኑ ብጣዕሚ የሕዝን ዩ ውልቀ ሰባት ኣልዒልካ መውዕሊ ክኸውን ከኣ ተቕባልነት ዘይብሉ ዩ ንቕሓት ውን እየምጺእን ዩ!!!
@SemretAsgada
@SemretAsgada 17 дней назад
ንባዕልኻ መጀመርያ ተአረም
@luley5106
@luley5106 16 дней назад
Enber welodoy tsbuk sirah
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 16 дней назад
I admire you for your honesty opinion and it’s also a great educational I thank you for your time bless your heart ❤
@amatesfa5753
@amatesfa5753 4 дня назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዘረባ ኢዩ
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 16 дней назад
ዋይ እዛ ወዲ ኬፍ ኣሎኪ ግን፥ ንኹላ እንዳ ተሳፈኺ ሳብስክራይብኪ ተዕቢዪ ኣሎኺ። ኣይጸላእኩኽን! ጽቡቕ ነቐፌታ ኣብ ልዕሊ ሰልጠነ ድማ ብሕልፊ ብሕልፊ ኣብ ሰይቲ ጆርጆ ዝፈጸሞ ተግባራት ገበን'ዩ ብሓቂ!
@ziadahaile9074
@ziadahaile9074 14 дней назад
I like your honesty and honest people will like your honesty too. Keep it up. Good job.
@user-od5jl1xi4v
@user-od5jl1xi4v 16 дней назад
ተባዕ
@berhanejovanni3380
@berhanejovanni3380 14 дней назад
Habtom please aytigage,zereba ente abzihka gna gega eka tebizih zeleka ❤
@yonastewelde7685
@yonastewelde7685 17 дней назад
wa entay gedeseka bzaeba helen nbaelka
@ngstiyanet8866
@ngstiyanet8866 16 дней назад
ብራዋ። ❤❤❤❤❤
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 13 дней назад
ብሓቂ ዝምስገን ኣቀርራባ፣ ቅንዕና፣ ትብዓትን ብስለትን ኣርኢኻና፣ የመስግነካ። ብዘየግድስ ናትካ ሓሳባት ብምሉእ እሰማማዓሉዶ ኣይፋል፣ ብዝኾነ ንስኻ ብጣዕሚ በሊሕን ስነ-ስርዓትን ሞራላዊ መርገጽን ኣለካ፣ በርትዕ ኣጆኻ! ቀጽሎ።
@user-dr6xk4ko3s
@user-dr6xk4ko3s 17 дней назад
You are a good person. A good man honest keep it up.
@samsonhailemichael6710
@samsonhailemichael6710 17 дней назад
ናትካ ኣጀንዳ ግበር ለክባጥ ሰባት ኣይትዓንቅፍ
@senaitbereket9530
@senaitbereket9530 10 дней назад
ሰልጠነ ዘእንቅፎ ደይበዝህን እንታይ ደአ ኮንካ
@ghirmayabebe6600
@ghirmayabebe6600 16 дней назад
Good job brother keep it up ❤❤❤❤❤
@fyoritesfom6844
@fyoritesfom6844 16 дней назад
Bzaba helen entay gedshika anjal
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 17 дней назад
ኣንታ ሃብቶም ሓወይ፡ኣብታ ናይ ሰልጠነ መደብ ኬድካ እንደኣልካ ንዓኻ እየ ዝነቅፍ ትብሃል ነይራ።ካልእ ሰልጠነ ብዙሕ ግዜ ንቐፉኒ ኢሉ መደብ ይሰርሕ እዩ።ንምንታይ ኣብዚ ኣድለየካ?
@gerezgiherhailemicael2459
@gerezgiherhailemicael2459 17 дней назад
Lokmats Suk Elu halewlew yibil Afta natu Chanel keydu zeyblo Ab Afu
@TyleTyle-lb6ib
@TyleTyle-lb6ib 16 дней назад
ንሰልጠነ ንምንቃፍ ግድን ድዩ ናብ ቻነሉ ክኸይድ ዘለዎ ፥ ድሓር ሰልጠነ ኣፍ ከጥዕም እዩ ንቐፉኒ ዝብል እምበር ክነቕፍዎ እንተጀሚሮም ኣየዛርቦምን ከማን እንዳኮላለፈ ሓሳባቶም እዩ ዝብትነሎም፡ ክትውድሶ እንተጀሚርካ ግን 5 ደቒቕ ዝሓሰቦ 50 ደቒቕ ይህበካ። ኣመዛዚና ንጽሓፍ ። ብናተይ መምዘኒ እቲ ዝሓመቐ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ክቕበል ዓቕሚ ዝሓጽሮ ዩ-ቱበር ሰልጠነ ግርማይ እዩ። ምሉእ መዓልቲ ኣብ ሊቭ ክዛረብ እንትወዓለ ግን ልዕሊ ሰቡ ፈላጥ ይመስሎ፡ ሰብ ነናቱ ጽባቐ ኣለዎ ሰልጠነ ትምስገን ዝገበራ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝገበሮ ውዕለት እዩ። ድሓር ከምዛ ሃፍቶም ዝበላ ሓደ ደጋፊ እንተኾይኑ ብዛዕብኡ ክትዛረብ ኣለካ እምበር ስድርኡ፡ ሰበይቱ፡ ደቁ እንዳበልካ ፍትሓዊ ቃልሲ ኣይኮነን፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ደገፍቲ ይኹኑ ተቓወምቲ ንምንታይ ንሰልጠነ ኣነዋሪ ጸርፊ ክሳብ ኣብኡ ይጸርፍዎ ኣስተብሂልካ ዶ ትፈልጥ፡ ነቲ ሰነፍ ኣካይድኡ እዮም ግብረ መልሲ ዝህብሉ፡ እምበር ደለይቲ ፍትሒ ዩ-ቱበራት ብውልቆም እምበር ብስድርኦም ክጽረፉ ኣይረኣናን። በዚ ሰልጠነ ዝገብሮ ኣብ ሞንጎ ሓዳር፡ ኣብ ሞንጎ የሕዋትን ካልእን ሓደ መዓልቲ ሽግር ከምጻሉ እዩ፡ ንቓልሲ 'ውን ኣርባሒ ኣይኮነን ጎዳኢ እምበር። ስለዝስ ሃብቶም ጽቡቕ ኩርናዕ'ዩ ኣልዒሉ ብወገነይ። ሰላም መዓልቲ።
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 17 дней назад
ንቀፍ ደስ ዝበለካ ማዕረ ግን ኣይኮንኑን ሰልጠነ ኣቦ ዉጻዓት ኢዩ 27 ሽሕ ደላር ክንደይ ሰብ ኣዱሑኑ ማለት ኢዩ. እዚ ክብል ከለኹ ጉድለቱ ከም ዝተራእየካ ንቀፎ. የናስ. ወዲ ንጉስ. የሴፍ .እንታይ ገበርቲ ኢዮም. ንመን ኢዮም ረዲኦም. ተቃለስቲ ኢዮም ሰልጠነ ዉን ተቃላሳይ ኢዩ .ስለዚ ደጋጊምካ ሕሰበሉ እንተተኻኢሉ ሰብ ዓዲምካ ተዛተ ተላመድ
@ansebaanseba5995
@ansebaanseba5995 15 дней назад
ብመንገዲ ናይ ሰልጠነ ስለ ዝተሰደ እምበር ካብ ጅብኡ ዘውጽኦ እኮ ኣይኮነን ከምዚ ክብል ከለኹ ግን ናይ ሰልጠነ ኣበርክቶ ኣነኣኢሰ ሪአዮ ማለተይ ከምዘይኮነ ክሕብረካ ይፈቱ
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 15 дней назад
@@ansebaanseba5995 ብመገዱ ጥራይ ኣይኮነን.እቲ ሓሳብ ኢዩ ዝርአ ስለዚ ኣበርክትኡ መዳርግቲ ኣልቦ ኢዩ. ካብ መራሕቲ ሃይማኖት እቶም ብትምህርቶም ዝዕበዩ ዋላ ሓደ ቁቡነገር ኣይረኣኹን. ምናልባት ሜሮን ኢስጢፋኖስ ኢያ ካልኣይቲ ክትከዉን ትኽእል.
@abebateklay3421
@abebateklay3421 13 дней назад
Wolodey tebae eka qetslo ajoka haqi eka tezaribka nbzuhat dma ktmerom eya
@estifanostsemere3585
@estifanostsemere3585 4 дня назад
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ሃብቶም ሐወይ ከማኻ ይብዝሑ።
@raheltesfai3018
@raheltesfai3018 16 дней назад
Neqefeta tbat eyu zhatt so ajoka tebae dma eleka aleku.btaemi xbuq reiyto eyu
@teklehailu6924
@teklehailu6924 17 дней назад
ሃብቶም ወደይ ጌና ቅድሚ ምእታውካ ጌጋ መልእኽቲ ወይ ህዝቢ ከምዘይቅበለካ እንዳፈለጥካ ኢኻ ጀሚርካያ ንህዝቢ እተሕልፎ ቅቡል ድዩ ኣይቅቡልን እንዳፈለጥካ ኢኻ ትጅምር ዘለኻሞ ንህዝቢ ዘቀይም እንዳፈለጥካ ምዝራብ እንተተረፈካ ዝሓሸ ይመስለኒ
@asmaratube6646
@asmaratube6646 16 дней назад
ኹልና ንሓቂ ሒዝና ምዝራብ ኣገዳሲ'ዩ።ስለ'ዚ ኹሉ ሰብ ማዕረ ክንቀፍ ጽቡቅ ይመስለኒ።፡ንሰብ ነምልኽ እንድሕር ኾይና ግን፡ ከም ኢሳያስ ዓይነት መራሕቲ ከይነምጽእ የፍርሓካ።
@temesgen7233
@temesgen7233 17 дней назад
Bravo 👌⚡💙
@abrahamtela7687
@abrahamtela7687 17 дней назад
🌷🌷🌷👍
@tekliyatekebrhan9676
@tekliyatekebrhan9676 17 дней назад
Ata wedi helen miles 6000 yeruk neroma
@godislove6329
@godislove6329 16 дней назад
Weslat wejat albo eka esika
@raheltsehaye1852
@raheltsehaye1852 16 дней назад
Yeterefena jeganuuuuu meherammmmm
@TeklitKeshi
@TeklitKeshi 12 дней назад
ሓቂ ዲያ መሪራትኪ ለሓሲት ጀጋኑ ከኣ ትብሊ
@ShewitWerede38
@ShewitWerede38 16 дней назад
Amlak ybarka hawna
@raheltsehaye1852
@raheltsehaye1852 16 дней назад
Gobezzzzz nehh❤
@haregeweiniberhe8432
@haregeweiniberhe8432 16 дней назад
Neqefieta adlayi Eyu. They should ask the public for opinions too.
@meharikeren9042
@meharikeren9042 16 дней назад
Thanks
@weredelugano1015
@weredelugano1015 17 дней назад
Xbuq zereba bro
@welduberhane8681
@welduberhane8681 15 дней назад
ሃብቶም! ጽቡቕ ኣለኻ። ንሰብ ኢልካ ዘይኮነስ ንሕልናኻን ስለ ሓቅን ተዛረብ። ልዑላውነትካ ሓልው። Be integral. ንፋዕ ኢኻ። ዘመነ መድያ ማለት ሓፋሽ ድንቁርንኡ ካብ ውሽጡ ወጺኡ ዝገሃደሉ ዘመን ኢዩ
@Tesfa325
@Tesfa325 17 дней назад
ሀብቶም ተቢዕካ ወጺእካ ምንቃፍካ ጽቡቅ ጌርካ አነ እውን ካብናትካ ዘይፍለ ርኢቶ ነይሩኒ ሰልጠነ ብዙሕ ጽቡቅ አለዋ ክንድኡ ከአ ይጋገ አሎሞ ንተዝእረመሉ ምሐሸ 👍
@dawitluel6988
@dawitluel6988 16 дней назад
ዋይ ሃለውለው ኣታ ኣዚ ዲና ሳብስክራይብ ጌርና ገጽካ ትርሓቕ መንጋግ
@TeklitKeshi
@TeklitKeshi 12 дней назад
ምለሶ እንዶ እሞ ወዲዛ ለሓሲ ሓቂ መሪራትካ ድያ
@arugualasmara3731
@arugualasmara3731 16 дней назад
Eti xegem seb kniedena ember kneqfena ayndelin nska kea haqi sle ztezarebka hara ktwexie eka nezi neqefeta zeyqbel haqi zeyfetu eyu so ajoka qexlo nztegageyu kab zkone ykun armom👏🤩🤩
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 16 дней назад
Anta Bro entay nay helen meles zetabk aleka ntefetawi ke mear dyom zlekywo ndrar hiwetu fah ybel godayka aykonen lebam lebam aytxawet seltene ms ztewesene gegu👌👍💪🏼💙💙💙
@bbn5780
@bbn5780 17 дней назад
Sebeytu bdelietu do aykoneten mesia
@meksebey854
@meksebey854 17 дней назад
Eti jerjo eyu eko nseltene mejemrta xerfwo nska ktereme aleka
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 16 дней назад
ሰላም ሰላም ሃብቶም ብመጀመርያ ንጎይታኩም ሰልጠነ ዓዋን ኣውራጃዊ ብምድፋርካ ቅንዕና ዘለካ ትመስል ቀጽሎ ምክንያቱ ሻዓቢያ ጎይታ ሒዞም ምስ መጹ ኢዮም ምድፋር ሲኢኖሞ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት በል፡፡ ካልእ ሰልጠነ ማሃይም ምስ ዞም ሰባት ኣይተዋዳድሮም እዝኑ ደጊፎም ኢዮም ሓደ ኢሎም ሚሂሮሞ ሕጁ ግን ኣውራጁዊ ሕማም ዘለዎም ሰባት ሒዙ ንፍትሒ ፋሕ ዘብል ዘሎ ኢዩ ምሶኦም ምውድዳርካ ተሃዊክካ ። እቶም ኣክላባቱ ከኣ ክበልዑካ ክደልዩ ኢዩም ውሕውሕ ክብሉካ ኢዮም ኣይትፍራሕ ሓቂ ትዓቢ
@alemhagos1089
@alemhagos1089 17 дней назад
The brother is right if anyone is going to say sorry he have to say sorry too it's because he owns youtube website he doesn't have thep right to say anything he wants to.
@selamtesfamariam9296
@selamtesfamariam9296 16 дней назад
i subscriber to this channel. i like his poams. now i know he is nonsense. bring education thing like wedi member (dani) and klede abdeb if u are better than tefetawi.
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 16 дней назад
Welcome Wolodoy media
@ereyadeyy
@ereyadeyy 16 дней назад
ኣየ ሰልጠነ ጸያቂ ጽቡቅ ንዓካ ግና ኣድኒቀቃ ምክንየቱ እዞም ሰብ መድያ ናይ ዓድና ኩሎም ኣይነቅፉዎን እዮም ቁርብ ፍናን ኣፕ ኮ ይሓይስ ቀጽሎ ከም መንእሰይ ኣድኒቀካ ቅጽሎ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 16 дней назад
Ewai Seltene nxuh teqalasai eyu asrhiwo
@user-ux8jj7yt6b
@user-ux8jj7yt6b 16 дней назад
ዬናስ ማስቲካ ተቃላሳይ ድዩ ኩሉ ዝዛረቦ ንደላይ ፍትሒ ዘህርም እዩ፡ ካብ ኣፍካ ዝወጹ ቃላት ንዓካ ጥራሕ ዘይኮነ ንመላእ ደላይ ፍትሒ ዘህርም እንዳኮነ፡ ንሰልጠነን በየነን ዘመሳስሎም ህልከኛታት እዮም ክዛረቡ ከለዉ ንየማኖምን ጸጋሞምን ኣይርእዩን እዮም።
@MerihHadgu
@MerihHadgu 17 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢካ እዚ ናትና ሕብረተሰብ ኣብዘይ ተደለየ ህልወሳ እዩ ዝነብር እንበር ለባም ለባም ኣይትጻወት እዩ ዝበካ ከምዝበልካይ። ኣጆካ ካብ ሓስብካ ሰጋእ ኣይትበል ።
@peaceforall-ug8vo
@peaceforall-ug8vo 16 дней назад
Qidmiu bzaeba sdru amxu sle zeqalio Gergo hine aynet geyruwo.
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 15 дней назад
Bravo
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 17 дней назад
Ajoka kubur haw Habtom haki haki eu
@user-oy1sw1dh1u
@user-oy1sw1dh1u 16 дней назад
Habtom tgage aleka 😢
@raheltsehaye1852
@raheltsehaye1852 16 дней назад
Ajkaaa hawey
@raheltsehaye1852
@raheltsehaye1852 16 дней назад
Jossi jegena eyuuuu
@gere7187
@gere7187 17 дней назад
ኣጆኻ ጽቡቕ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ኩሉ ግዜ ይብለካ እየ ንጽቡቕ ጽቡቕ ንሕማቕ ሕማቕ ክትብል ብምኽኣልካ ምናልባት ንሕጂ እቲ ድኹም ሰብ ወይ እቲ ጸቢብ ሰብ ከዕገርግር ይኽእል እዩ፣ድሕሪ ግዜ እመነኒ ብዙሕ ሰዓቢ ክህልወካ እዩ።
@kbromhabtemariam4762
@kbromhabtemariam4762 17 дней назад
Bravo sleti tbatka ❤
@meley2024
@meley2024 16 дней назад
ጥኒን በዙሑ
@KidaneTeame
@KidaneTeame 16 дней назад
Anta sikilka eka tizareb zeloka. Waninetka eko kerkayo ab natu chenel dilyetu kigebr ykiel eyu
@meley2024
@meley2024 16 дней назад
መስኪናይ ኢካ 😂😂😂
@aronberhane6179
@aronberhane6179 15 дней назад
Habto child maind
@mariaeritrea3650
@mariaeritrea3650 17 дней назад
Habtom ! To be honest with you, I never heard anything about u before. when Seltene ! advertises to like and subscribe. About you. I start to Following u every day. if it wasn't for Seltene ! Many people wouldn't know u. Instead, u should thank him. My brother.
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 16 дней назад
You right but we Eritrean are not built like that,
@meikadam384
@meikadam384 17 дней назад
Habtom hawna zserh ygage kabti gegiu tsbuku ybezh seltene anbesa eyu
@mussieberhane4858
@mussieberhane4858 16 дней назад
አገናዕ ኢለካ
@teklehailu6924
@teklehailu6924 17 дней назад
እዛ ዝጠሓና ጢሒነን ባኣለማርያም ዘይንገድፋ ኢና ሃብቶም ወደይ
@arayakidane2102
@arayakidane2102 17 дней назад
Zzreb dika sienka seltene elka kthys mexiaka welfas
@elifreentertainment
@elifreentertainment 16 дней назад
ንፉዕ ቀጽሎ፡ ንቐፌታ መብልሒኡ እምበር መጉደሚኡ ኣይኮነን። ኣብታ ናይ ኣባል ብሩህ መጻኢ ዝበልካያ፡ ከዛርቦ ይግባእ በይሩ፡ ሓሳቡ ክግርልጽ ይግበኦ ነይሩ። እቲ ሓውና ዘቕረቦ ሓሳብ ግን ጌጋ እዩ። ጌጋ መበልየይ፡ ነቲ ካብ ሓላፍነት ካብ ዝወርድ ዓመት ዝገበረ ዉፉይ ድሕሪ ሽዱሽተ ኣዋርሕ መጺኡ ከመይ ገይሩ ብዛዕባ ድኽነታት ዉፉይ ክዛረብ ይኽእል፧ እታ ዘምጻኣ ኣብቲ ገዛ ዝሰምዓ እምበር፡ ንሱ ኣይነበረን። ስለዚ ጌጋ እያ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 13 дней назад
You should all talk behind doors please kulatkum denakur lebemu
@samueldembelas5103
@samueldembelas5103 16 дней назад
suk bel lekbat
@bbn5780
@bbn5780 17 дней назад
Tekayo sebeyti konka eka tsemani.
@fyametatv2613
@fyametatv2613 16 дней назад
Habtega. Hji endka da tewaridka kemzi. Nekefeta zkbelu ente zkenu. Ko. Seb aymtefen. Nblash. Hji. Bel ajoka keshegrkua eyom. Bzkone. Gen Amalk edmen. Tenan yhabka
@king_kiros_
@king_kiros_ 17 дней назад
ኣየ ሰልጠነ😂😂
@raheltsehaye1852
@raheltsehaye1852 16 дней назад
Tesfom jegena eyuuuu
@kibromnega1947
@kibromnega1947 17 дней назад
አታ ሐዉና ብጣዕሚ ትምጠጥ አለኻ ከይ’ትብተኽ። ንዮናስ ካብ ናአድካስ ምሕረት የዉርደልካ ኢልና subscribe na ሲሒብና አለና።።።
@kflomasmelashe4973
@kflomasmelashe4973 17 дней назад
ሃብቶም ሓወይ ብጣዕሚ ብሉጽ ስብ ኢኻ ምንቃፍ ከኣ ብጹቡቅ እንተተራእዩ መሃሪ ዩ ቀጽሎ ❤
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 17 дней назад
ሀብቶም ወደይ ሰልጠነ ንዝኾነ ንገር መዐንጥኣ ምውፃእ ይፈቱ እንድዩ ግና ሰበይቲ ጆርጆ “No one put gun on her head “ ብፍቶታ መፂኣ ትከውን ይብል
@haregeweiniberhe8432
@haregeweiniberhe8432 16 дней назад
I have the same opinion as you.
@fyoritesfom6844
@fyoritesfom6844 16 дней назад
Ata nska kemey aynet seb eka anjal nskas wedi senafe drbay
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 16 дней назад
ብጣዓሚ ንፊዕ ገሊጽካዮም ክውሰከልካ ሰልጠነ ሳንጣ ጋሓፍ ኢዩ
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 13 дней назад
ተባ ቀጽሎ ከማኻ ይብዝሑ ሐቅኻ ዮናስ ተባዕ ንቑሕ ተሪር ን አስተምህሮን ዝህብ ክምዮናስ ዝበለ መራሒ እዩ ዘድልያ ንኤረትራ
@teklehailu6924
@teklehailu6924 17 дней назад
ተመሊስካ ስምዓዮሞ እቲ ዝተዛረብካዮ ባዕልኻ ዝተዛረብካዮ ባዕልኻ ንባዕልኻ ትሃርም ኣለኻ ስምዓዮ ተመሊስካ
@senaitbereket9530
@senaitbereket9530 10 дней назад
ሃቅሃ አለካ አኮሎግዛይ ንአኮሎግዛይ ይሃርም አሎ አከለ ሃወይ ለባማት ምሽ
@almazmehari4160
@almazmehari4160 16 дней назад
Habtom tegagika nseltene kemzi eigbon
@tisionebrawit9067
@tisionebrawit9067 17 дней назад
ፍትሓዊ ኢኻ ብሓቂ ለባም ሰብ ሃብቴጋ ከማኻ ዓይነት ሰብ ውሑድ እዩ እሞ ቀፅሎ 🌿🌿🌿
@rasmusern9974
@rasmusern9974 16 дней назад
Deqeym yeblnan bro bdkone xbuq hasab u
@selamkidane8066
@selamkidane8066 16 дней назад
Seltene ab wilqi hiwet sebat nmen zybexho.kmbeal 1 Aregay hagos. 2Jorjo drar.3 ftsium Beraki . Wezete .......... .
@user-kd1co9cv2w
@user-kd1co9cv2w 17 дней назад
ጀገና ከምዚ መንእሰይ አየ ዘደሊና
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 16 дней назад
ኢመኑኒ ደምበ ፍትሒ ካብ ሰልጠነ ዝዓቢ ጸላኢ የብሉን።መን ፈራድ ምስ ገበሮ ኢዩ ኣብ ምድያ ወጽዩ ወረቐት ምስክር ክዕድል ዝውዒል ዘሎ።ብጀካ ንሱ ዝይፍትዎም ሰባት ኢናልዓል ክጻርፍን ክዝንጢልን፡ብዝዕባ ሲርዓት ህግደፍ ምዝራብ ገድፍዎ ኢዩ።
@TyleTyle-lb6ib
@TyleTyle-lb6ib 16 дней назад
ክውደስ እምበር ክንቀፍ ዘይደሊ ፍጡር ሰልጠነ ግርማይ እዩ! ሎሚ ካብ ጽቡቑ ጌግኡ ይበዝሕ፡ መጀመርታ ዉፉይ እኮ ኣብ ናይ ሰልጠነ ኢና ንፈልጦ ቀስ ብቐስ ግን ፍናን የሕዲግዎ፡ ዉፉይ 'ውን ወላ ኣይዛረብ ብዘይ ምኽንያት ኣይገድፎን እዩ ፡ ኣብ ናይ ውልቀ-ሰባት ሂወት እንዳኣተወ ከካፍእ ነዚ ቃልሲ ረሲዕዎ፡ ካብ ኩሉ ዓገብ ዝብሎ ሰብ ቀዳማይ ጸላኢኡ፡ ከይፈተኻ ክትጸርፎ ይደፋፍኣካ ከምዚ በዓል ኣረጋይ ዝብልዎ።
@peaceforall-ug8vo
@peaceforall-ug8vo 16 дней назад
Ajeka aythimaeq b hasub ketneqif xegem yelen gin baelika teqalasay koinka swur geyrka tneqif ember ezom abeyti sebat kishquwo kebachiwulu aygbaen eyu. Esle elka shim mihab gega timkihti ayedlin.
@mhretabmelese1291
@mhretabmelese1291 17 дней назад
ንስኻ ኢኻ ቆልዓ ጋና ኣለኻ
@lllliyan
@lllliyan 17 дней назад
Hbtom,abna Ama reyo Gorgo eyu jemirulu nay abo eltena abo dmsi ksakub elu Yukun anber kemu kgber aynberen
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 17 дней назад
Nimintay enteda xibuqu tideli koynka mejemerta niwulqu zeytirekibo bidihriu merkebkalu
@welesharegay6326
@welesharegay6326 17 дней назад
Atmearey intay aityka natka ygedid mebasi
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 12 дней назад
ኣቱም ሰባት ሓደ ነገር ኣሎ 100% ኮይነ ክነግረኩም። እዞም ኣከሎጉዛይ ቃልሲ ናትና እዩ።ስለዚ ሓላፍነት ንሕና ክንሕዛ ኣለና። ን ውፉይ ፕ/ኤርትራ ክንገብሮ ኢና። እዞም ሰራየ ክሕይሉና ስለ ዝኽእሉ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ከይተኣኻኸቡ ኣብ ንሓድሕዶም ዝፈላለይሉ ምኽንያት ክንገብር ኣለና ዝብል ሓሳብ እዩ ዘለዎም።ስለዚ ኢና ህግደፍ ይቐጥቅጠና ኢልና ንቕጽል።ዝፈላልየና ቃልሲ ዘይኮነ ፍልልያት ሓሳስብና ጽቢቡ ዝኣኻኽበና ኢና ንደሊ።
@tesafymeryfishaye9100
@tesafymeryfishaye9100 17 дней назад
ኣታ ሰላም ሰላም ክትብል ከለኻ ተሰምብፈና ኣለካ!!!!
@robeltesfit6594
@robeltesfit6594 17 дней назад
😂😂😂
Далее
ፍትሒ ብዘይ ፍርሒ፦
3:28:53
Просмотров 27 тыс.
Дед и новая машина😁
1:00
Просмотров 1,1 млн