Тёмный

ሰሜን ኮርያ ብኸመይ ወናኒት ዓርሞሽሽ ኣጽዋር ኮይና ሰፊሕ ትንተና 

Fnan App Infotech
Подписаться 331 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

19 апр 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 34   
@tekletesfahuney9995
@tekletesfahuney9995 3 года назад
የቐንየልና ከምዚኦም ዝኣመሰሉ መሃርቲ ታርኽ ዘለዎም መደባት ኩሉ ግዜ ከተቕርበልና ንላቦ ምኽንያቱ በዚ ዘሎ ኩነታት ናይ ዞባና ኩሉ ግዜ ብኩናትን ወረኩናትን ሓንጎልና ተናዊጹ ሓቅን ሓሶትን ክትፈልየሉ ዘጸግም እዋን እዩ ዘሎ ስለዚ መደባትካ ጽቡቕ ስለ ዘሎ ቀጽሎ
@robi7719
@robi7719 3 года назад
ታንክስ ፈናን ዓቢ ሰብ ከምዚ ዓይነት ፖሎትካዊ መናቃቅሕ ቀጻሊ እንተተቅርበልና ጽቡቅ ኔሩ ብፍላይ ኣብ ማእከላይ ምብራቅ ዝርከባ ሃገራት ቡዙሕ ጽልዋ ስለ ዘለወን ምስና ኣቡኡ ዝካየድ ዝኮነ ምንቅስቃሳት እንተተቅርበልና ጽቡቅ ኔሩ ከም ኣቡነት ጉዳይ ኣፍጋንስታን ተጸቡየካ ነይረ ኣየቅረብካልናን ግን ኤሜርካ ከሙኡ ዉን ሕብረት ኤዉሮፓ ወታሃደራተን ከዉጻኣ ሙካነን ገልጸን ኣለዋ ስለዚ ጉዳይ ኣፍጋን ከመይ እዩ ክከዉን ጣልባን ከ ደግሙ ናብ ስልጣን ክመጽእ ማሌት ድዩ ዝቡል ኣርእስቲ ገለ እንተትብለና ጽቡቅ ኔሩ ካቡኡ ናቡኡ ናይ ሓበሬታን ዜናን ንስካ ስለ ትፈልጥ
@mussiedaniel7683
@mussiedaniel7683 3 года назад
Fnan app btami xbuk habereta qexlwo👍👌
@godislove9722
@godislove9722 3 года назад
Thank you so much bro
@tgraytgraytgray8814
@tgraytgraytgray8814 3 года назад
Thanks fnan
@maharihagoswedidollar3448
@maharihagoswedidollar3448 3 года назад
Vielen danke Fnan bro
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 3 года назад
ንቻነልካ ካብ'ቲ ክፈትዋ ዝገብረኒ ሓደ እዚ ኢዩ።
@samuelteame7210
@samuelteame7210 3 года назад
Tenx bro
@ibrahimali6657
@ibrahimali6657 3 года назад
North Korea jiganu Eyom
@newyear1949
@newyear1949 3 года назад
Men hatituka?
@wediasmera6550
@wediasmera6550 3 года назад
ንግሆ፡ንግሆ ዲዮም ከም ዕንባባ ኣመሪካ ቶሮግሮግ፡ ዘብልዎ። 😂😂😂
@dawitteklzghi5326
@dawitteklzghi5326 3 года назад
Welcome
@samsam-ds7tm
@samsam-ds7tm 3 года назад
Enkuae dahan metsaka fnan teum dmtsi 👍👍👍
@flimonbrehane4734
@flimonbrehane4734 3 года назад
welcome fine
@tsehayesyum9190
@tsehayesyum9190 3 года назад
Merhaba xiaum dmxi
@senaytewlde4543
@senaytewlde4543 3 года назад
Aregit Diktatur enda xeleanas ,neshtoy Diktatur kea ezom semyen Korea kedeguxuka ,amlak mewaxeo yfterelna neakum neanan semyen Korea ahwatna 😀
@eritreanamazon9877
@eritreanamazon9877 3 года назад
Payet sports abey atfiekayo
@NS-218
@NS-218 3 года назад
ኣታ ከም ገለ ፍናን: ሰሜን ኮርያ እኮ ሓሚቁ ጸቢቁ ምስ ሃገሮም ኮይኖም ኢዮም ወኒኖም: ከም በዓል ንስኻ ምስ ህዝቦም ዘይቆሙ ኣይኮኑን::
@berihutekle3238
@berihutekle3238 3 года назад
Eseyas torfas ngebro anber trfiana
@riversofbabylon5720
@riversofbabylon5720 3 года назад
የቀንየለይ ፍናን ሐውና ቁምነገር አቅሲምካና ነበረልና 🙏
@warroom5739
@warroom5739 3 года назад
ዘስደምም እዩ! ሰብ ዚሰርሖ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከኣ ኣሎ!?
@user-hd9qm9sh4l
@user-hd9qm9sh4l 2 года назад
ንኩኔር ማዕረ ክንደይ ሳዕቤን ነዛ ምድሪ ክገጥማ ይክእል ክንደየናይ ክብደት ኣለዎ ኣፍልጦ ኣለካ ድዩ ኣካፍለና እስኪ
@warroom5739
@warroom5739 2 года назад
@@user-hd9qm9sh4l ኣይ ኣነሲ ኣፍልጦ የብለይ።
@luabmedia9071
@luabmedia9071 3 года назад
ኣነ ዝገርመኒ ነዚ ምጅሉሕ ኢሰያስ ምስዚ ዓለም ቀጥቀጥ ዘብል ዘሎ ኪም ጆንግ ኡን ከወዳድርዎ ክርኢ ከለኹ ኢዩ።
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 3 года назад
ሰመን ኮርያ ዕጫ ናይ ኢራን ክብጽሓ ይኽእል እዩ ምስ ኣመርካ ምብኣስ መላት ምስ ዓለም ምብኣስ ማለት እዩ ኣመርካ ንዓምና ጭቢጣ እያ ሒዛታ ኩሉ ኣብ ዓለም ዝግበር ብዘይ ፍቅድ ኣመሪካ ኣይከነን ሰመን ኮርያ እውን ዒጫ ናይ ኢራን ዒራቅን ... ክብጽሓ ይኽእል እዩ ኣብ ለሚ ግዜ ኣጽዋር ዘይ ክአነ ዝድሊ ምስ ዓለም ምዓዝ ኣዩ ዝርደሊ ።
@user-js1gz1kw1z
@user-js1gz1kw1z 3 года назад
ኣታ ከመይ ገይርካ ሰሜን ኮርያ ምስሊ ኢራን ዒራቅ ተዋዳድራ ኣመሪካ ዘየዋፅኣ ሪእያ እምበር ከሳዕ ከዚ የምፅነሐታን ትራፕ ውን ፈኪሩ ፈኪሩ ጭርኡ ደጊሉ ፀጥ ኢሉ እዩ ሰሜን ኮርያ ብዲክታተር ስለትምራሕ ዘላ ዳርጋ ምስ ዓለም ዝምድና የብላን ግን ንሊ ኢራን ዒራቅ ምስ ዓለም ዝምድና ዝነበረን ኣመሪካ ኣፍሪሲተን ምስ ዓለም ዝምድና ዘይብላ ሰሜን ኮርያ ንዓለም ቀጥቀጥ ትብለን ኣላ ከመይ ገይርካ ኣመሪካ ዓቅሚ ተዝህልዋ ንሰሜን ኮርያ ሓመድ ምገበረታ ሰሜን ኮርያ ኩሉ ግዜ እያ ምሳኤል ትትኩስ ግን ዓለማት ስለዝፈራሓኣ መልሲ ኣይሃባኣን ስለዝኮነ እዩ ኣመሪካ ስቅዝበለት
@asmarafanuseritrea7518
@asmarafanuseritrea7518 3 года назад
ኮርያዊያን ምስ ኢራቅ ኢራን ከተወዳድሮም? ከም ዝመስለኒ ቁሩን ድሕር ኢልካ ኣለካ፡ ኢራቅ ዳርጋ ዝሞተት ሃገር ምስ ሰሜን ኮርያ ከተወዳድራ ምኽኣልካ ካብ ባይታዊ ሓቂ ቁሩብ ርሕቅ ኢልካ ብስምዒት ትዛረብ ኣለካ፡ ኢራንን ምስ ኢራቅ ውን ክወዳድራ ኣይከኣልን ኢዩ። ክም ኢራን ዘጋጠማ ኢልካ ኣለካ, ኢራን አንታይ ኣጋጢሙዋ ዲዩ? አምበሽ ኢራን ኣብ ምምዕባል ኣጽዋር ከም ንፋስ ትሕምበብ ኣላ።
@robi7719
@robi7719 3 года назад
ሰሜን ኮርያ ኮ ማኪና የፍርዩ ቲሕተ ቀርጽ ናይታ ሃገር ሙሉኡ ተሰርሑ ናይ ቻይናን ሩስያን ዉሽጢ ዉሽጢ ሙሉኡ ደገፍ ኣለዋ ካብ ዓለም ድማ ኣዚያ ተገልላ እያ ዘላ ድሓር ኪኣ ሰሜን ኮርያ ኮ ንኩለር ጨቡጣቶ እያ ዘላ ዝኮነ ሓደጋ ካብ ኤሜርካ ምስ ዝመጻ ቀጥታ ንቶም ኣብ ጃፓንን ደቡብ ኮርያን ዘለዉ ወታሃደራት ኤሜርካ ክትህልቆም እያ ብዘይካ እዚ ዉን ንደብብ ኮርያ ንጃፓንን ንኩለር ክትፍንወለን ትኩእል እያ ስለዚ ምስ እራንን ዕራቅን ትዋዳደር ኣይኮነትን ሎሚ ሰሜን ኮርያ ኣብ እድ ሓንቲ ስድራ እያ ዘላ እቲ ህዝቢ ድማ ኩሉ ሓደ ህዝቢ እዩ በንጻሩ ቡዓል እራን ዕራቅ ሃይማኖት ሕንፍሽፈሽ, ቀቡላ ብዘይካ እዚ ዉን ስልያዊ ስራሓት ጌርካ ትወጸለን ሃገራት እየን ካቡኡ ናቡኡ ግን እራን ትሓይሽ ካብ ዕራቅ ሰሜን ኮርያ ስሊያዊ ስራሕ ክተካይደላ ዘይሕሰብ እዩ
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 3 года назад
@@znkidmit ኣስኩት መን ኢልካ እሞ ኤሜርካ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ፈጣሪ ምካና እባ ኣይትዘንግዕ:: ኣፍጋንስታ ድኣ ብጠሊባን ትሕመስ ዘላ ከመይ ኢላ ኢያ ምስ ኣመርካ ክትወዳደር
@robi7719
@robi7719 3 года назад
@@znkidmit እንታ ዓርኩ ጣልባን እኮ ኣብ ስልጣን እዩ ነይሩ ኤሜርካ ድማ ኣብ ዓዱ ከይዳ ካብ ስልጣን ኣዉርዳ ንዕኣ ደስ ዝበላ ኣብ ስልጣን ስቅላ ብድሕሪዚ ጣልባን ምስ ኤሜርካ ዘይኮነስ ምስ ዜጋታቱ እዪ ዝቃተል ነይሩ ኣብዚ ዉሽጢ ዓስርተ ዓመት እንተርእና ጣልባን ዝገበሮ ግብረ ሽበራ ማእለያ የቡሉን ግን ኩሉ ዝገብሮ ዝነበረ ሽበራ ንገዛእ ህዝቡ እዩ ዝህልቅ ነይሩ ሓንሳብ ኣብ መስግድ ሓንሳብ ኣብ መርዓ ሓንሳብ ኣብ ሃገራዊ ባዓል እቲ ህዝቢ ኣፍጋን ምስ ተአከበ ያ ብ ነብሰ ቅትለት ሽበራ ኮስትራቶ ስለዚ ጣልባን ዓቅሚ እንተዝህልዎም ናብቲ ናይ ኤሜርካ ማዓስከር ከድይዶም መጥቃዕቲ ዘይገቡሩ ነበሩ
@Zemen9475
@Zemen9475 3 года назад
Finan 4 amet teketatileka lomi trah #like hibeka because kim jung un azie iya zfetwo🤍
@user-do7uh3me5u
@user-do7uh3me5u 3 года назад
እሰከ ኣላ ፋቻ ፍናን ካብ ትፈትወን ሓንቲ ናይ የዕራብ ሃገር ኣምጻልና ኣንታ ጨናዊ ዓመታይ
@natnay1427
@natnay1427 3 года назад
እዋይ ሓወይ እንታይ እዩ ከ ጨናዊ ዓመታይ?!
Далее
ጓንታናሞ እቲ ገሃነም ናይ መሬት
20:23
ВОДА В СОЛО
0:20
Просмотров 12 млн
У Котика Отняли Игрушку 🥺
0:15