Тёмный

"ሰራዊት ትግራይ ብዘይወዓል ሕደር መሬት ትግራይ ክቆፃፀር ኣለዎ!" ቃለ መሕትት ምስ ፖለቲከኛ ኪዳነ ኣመነ I 1ይ ክፋል 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 52 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 901   
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 3 дня назад
❤አታ ሐሚምካ አለካ ሳዋ ብጀጋኑ ኤሪትራዉያን ኢዯሞ ዝዕለዉ በዔል ጂግና ዋርሳይ መንደላይ ጂግና ወዲ ሻዕቢያ አይትሐሱ አሜሪካ አይነበረን❤❤
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 3 дня назад
ኣየ ኢሊት ተጋሩ፡ ትግራይ ትገብሮ ዝምድናታትሲ ምዕራባውያን ከተፍቅዱ ክትነብሩ፡፡ እሞ ማይክ ሃመር ንመድህን ጋልኩም ሂብኩም ኣብ መቀለ ኮፍዘይተብልዎ፡፡ መዓስ ኢኩም ብርእስኩም ትጋዓዙ፡ መለስ ኣመሪካ ትህግዘናላ ይብል ኔሩስ ሕጂ ከኣ ማይክ ሃመር ፡፡ውርደተኛታት ከደምቲ
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
They were 27 years puppy for U.S and westerners!
@bg9694
@bg9694 2 дня назад
አታ ሉ/ጢ ናይ ጣል" ያን ሰበይቲ ! ጥ።ልያን አጉምበሁ ንወድ።ኩም ንጎልኩም ዝገበረኩም ለ።ዋይ።ጢን
@t.tamene6760
@t.tamene6760 3 дня назад
ኤርትራ ትኽበብ ኣላ፡ ሃየ! ኢሰያስ ቀንዲ ተለኣኣኺ ናይ ኣመሪካ እዩ፥ ሃየ! እንታይ ዓይነት ትንተና እዩ እዚ። ይትንትን ዘይኮነ ዘሎ ድሌቱ እዩ ዝናዘዝ ዘሎ፡ ወድዛ ዜሮ ዋሒድ
@dawita2865
@dawita2865 3 дня назад
ተጋሩ ሐሳዳት አይሐልፈሎምን እዩ።
@SelamShalom419
@SelamShalom419 3 дня назад
ኣበይ እሞ ኢልካዮ እምበር እዚ ኪዳነ ዝብሎ ዘሎስ፡ ኩሉ እቲ ሓቅን ኣብ ባይታ ዘሎን እዩ።
@tadesewoldu445
@tadesewoldu445 3 дня назад
ኤርትራውያን ግን ከመይ ዓይነት ስዲ አበፃፃሓ ኢኹም ባፂሕኹም ? እዋይ ፀርፊ ናይ ደናቁርን ድሑራትን መለለይ ምዃኑ ትፈልጡ ዶ? ብላሻት!!
@berhanberaki5045
@berhanberaki5045 3 дня назад
ኤርትራ ኣይተኸበበትን እኳ ደኣስ ሩፍታ ረኺባ ሳላ ኣቢ ኣሕመድ እገዳ ዘልዓለላ ግን ክፍ ኣት ናይ ኣቢ ኣሕመድ ተገንዚባ ነብሳ ትከላኸል ኣላ። እቲ ዝሓሽ ንህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ምግባር ኢዩ። ብዓል ጀነራል ጻድቃንን ገብሩ ኣስራትን ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኢርትራን ሰላም ከይረክብ ህዝቢ ትግራይ ናጽነቱ ከይእውጅ ሞ ምስ ሓኡ ዝኮነ ህዝቢ አርትራ ብስላም ከይነብር ዝተማህዘ ተንኮል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢርትራ ወራር ፈጺሞም። እታ ደም እቲኣ ሕነ ክትፈዲ ትጽበ ነይራ። ኮይኑ ሕማቕ ተፈጺሙ። ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ደም ፈሲሱ ኣይጽቡቕን። ሕጅ ድማ ናብ ሕውነት ምለስዎ ። ኣብ ሩባ በለሳ ማይ ምስ ክልቲኡ ህዝቢ ቃርሳ ንጻወት ኔርና ቆልዕት ከሎና። ፖለቲከኛታት ተፈጢሮም ደም ኣፋሲሶምና ኣብ ዶብ ንነብር ህዝቢ ካብ ኩሉ ተዋሲብና ኢና። ጸግዕኹም ሓዙልና
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 дня назад
ኤርትራውያን ሓሳዳት ኢና፡
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 3 дня назад
ሃላይ ኣላህ ማለት ብዓረብ ኣምላክ ማለት እምበር ኣላህን ኣምላክን ነንበይኑ ኣይኮነን።
@be-yo-nd-all2637
@be-yo-nd-all2637 3 дня назад
Man you are just uttering words, you are not making any sense. Isaias with America, I don't know what kind of stone you are under. Berakhe show should try to bring two people with different views rather than some individual spreading his false narratives and immature analysis
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
Absolutely right ✅️, but this lady Miss Teklesenbet( santim) focusing only on money 💰! Do your math!
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 3 дня назад
ኪዳነ ኣመነ ብሓቂ ዓሚቕ ፍልጠት ናይ ኤርትራ ዘለካ ክትመስል ኣይትፈትን እተኾነ ብሓቂ ሰሪሕካ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ጸገም ክወጽእ ጸዓር፡ ኣነጺርካ ትግራይ ሕጂ'ኸ ናበይ ንህዝቢ ትግራይ ኣነጺርካ ተዛረብ እትመፍትሒ ንሱ'ዩ።
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 3 дня назад
እሞ ንስኩም ምዕራብ ትግራይ ንክትረክቡ ንኣመሪካ ክትክድሙ ኣቢይ ባሕሪ ክረክብ ን ኣመሪካ ክክድም ፡እሞ ቲ ጸዎታ መን ዝያዳ ሰዓታት ንኣመሪካ ከደመ ኢዩ፡ ኣብዚኣ ግን ደብሪጽ እኮ 27 ዓመታት ከዲሙዩ ትሕጋግ ዘይብሉ ተሰጊጉ ጸላኢና ንኣመሪካ ይከድም መሳኪን ትግራዎት
@Sunn-o8m
@Sunn-o8m 3 дня назад
አታ እዚ ወዲ ሐሚሙ ድዩ ወይ ጉድ
@birhanezerabruk958
@birhanezerabruk958 3 дня назад
ዝሓመምካ ንስካ ኢካ ካበይ ዲካ ዲሞክራሲ ይርደአካ ዶ
@trussom647
@trussom647 3 дня назад
​@@Sunn-o8m በይኑ ጥራሕ ዲዩ ሑሙም ብዙሓት ኢዬም እኮ ሑመማት ወየ ሕማም እማ ልኸብዶም ጥራሕ ስለ ዝሓስቡ እዃ ኢዬም ላይህዝቢ አይግድሶምን እኮ ።
@Sunn-o8m
@Sunn-o8m 3 дня назад
@@trussom647 ይገርም እዩ
@hadgu2562
@hadgu2562 2 дня назад
​@birhanezerabruk958 ኢዛ ኣብቲግራይ ዘላ ዲሞክራሲኮ ሪኢናያ ሓፍቲኻ ኣብማከልከተማ ተቅቲል ሓደሰብኣይ 50 ሰበይቲ ዝዕምጸላ መሳኪን ደቂቲግራይ ሚስታንኪታቶምን ሲምድረዓትመካይኖምን ቢድሮን ዝተቃጸሉሉ ጃጺን ሰሪቅካ ዚሽየጠላ ኒህዝቢ ተባሕሉ ዚመጸ ዚስረቀላ ዲያ ኢታድመክራሲ
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 3 дня назад
ውድባ ት ትግራይ ነብሰን ኣማሓይሸን ንህዝቢ ትግራይ ዝምጥን ቃልሲ ክንዲምክያድ ብናይ ህወሓት እግሪን ርእሲን ክትንትና መሬት ወጊሕወን😮
@thomas11156
@thomas11156 3 дня назад
ንሰላምን ብልፅግናን ናይ ትግራይ ምስራሕ ዶ ኣይምሓሽን፣ ክንዋጋእ ኢና ትብሉ ሊህቃን ግን እነሆ ፍረስ እነሆ ጎልጎል።
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
3 missile tekusom entay shigr amtsiom . Kalay gzie gega ente fetsimom ab risi Eritrea gn YKDENOM tray eyu zebl.
@dragonfast206
@dragonfast206 3 дня назад
ወዲ አመነ ቀደም ቀቢፀካ ኔረ ትግራይን ጥግሪስን ኢልካ ሓሾት ዝተረኽካዮ ሕዚ ኸዓ ገዲድካ ኻብ ሕልሚ ውፃእ።
@sifisosiyabonga4434
@sifisosiyabonga4434 3 дня назад
ትግራይ ስግኣት እትኮኖ ሃገርስ ይትረድ ወረዳ ከማን የላን። ዓቕምኹም ዘይትፈልጡ መራሕቲ።
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
💯% EXACTLY. mezenagiee da ykonuna alewoo ember.
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 3 дня назад
ኢሰያስ እዩ ተከቢቡ 😂😂😂 አቤት ሊቅነት አተናትና ጂኦፖለቲካ 😂😂😂
@bereketgebretinsae180
@bereketgebretinsae180 3 дня назад
@@danielbarnabas2206 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@kesanetabrahamkisun6436
@kesanetabrahamkisun6436 3 дня назад
@@bereketgebretinsae180 😂😂😂
@trussom647
@trussom647 3 дня назад
እንግሊዝ ዝዛረብ እኮ ኹሉ ሊቅ ኢዩ ፈላስፋ ዉን ስለ ዝኾነ ዝተኸበበ ዉን መን ሙዃኑ ይፈልጥ ክክክክክክክ 😅
@EfremHans
@EfremHans 2 дня назад
😂😂😂😂😂😂😂𝐺𝑒𝑟𝑖𝑚𝑘𝑎𝑑𝑜𝑜𝑜𝑜𝑜
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 2 дня назад
@@EfremHans kkkk መገረም ዝኮኑ ሰባት እዮም ሓቁ እኮዩ ሰባይ ኣቅሞም ኣይፈልጡን እዩም ዝበለ::
@asmaeromma
@asmaeromma 3 дня назад
ፖለቲከኛታት ትግራይ ክንዲ ጻጸ ክንስኹም ክንዲሓርማዝ ኮይንኩም ይስመዓኩም። ቀንዲ ሽግር ትግራይ ፡ ኤሊታት ትግራይ ዓቅምኹም ስለዘይትፈልጡ ኢኩም። "ደጊፎም ተላሀይዋስ ዘላ ይመስላ" ይብሉ ኣቦዋት። ዘርኣለምኩም ካብ ረድኤት ዘይትገላገል ክልል ሒዝካ ከምዚ ኢልካ ጠራዕራዕ ምባል ውጺቱ ምጽናት እዩ።
@mebrahtomberhane1990
@mebrahtomberhane1990 3 дня назад
@@asmaeromma ናይ ብሓቂ
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
100%
@abrahamgirmay3044
@abrahamgirmay3044 3 дня назад
ተሓንገርቲ ጫውጫው ኣይትበላ:: ሎምዘበን ሓዲኣ'ላ!
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
Absolutely true 👍!
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 2 дня назад
​@@abrahamgirmay3044ዝሞተ ለማኒ እይትስሑቀና እስክ ክልል ሃንግ ለብዘበን ንዔኩም እያ ትክፍኣኩም እትም ክልል ጥንት ለመንቲ landlocked ትግራይ እኮ ዝሞተት ብዓቅማ መርፍእ ክተፍርይ ዘይትክእል ክልል እያ ዓቅምኩም ፈለጡ ሻዕብያ እዩ ሓንጊሩ እርስ እእትይኩም ተሓንገርቲ ጠባይ ምስኣክፍኣኩም ካኣ ናብታ ዝሞተት ክልልኩም ጊሒፋኩም ሩኩሳት ሩሹናት😂😂😂😂😂
@hagerawiae604
@hagerawiae604 3 дня назад
ዘገርም እዩ፡ ናይ ተጋሩ ነገር፡ ሕፍረት የለ ሕንከት የለ፡ ኣይተሰዓርናንን ንቁልቁል ዝኣፋ። ንዓ'ባ ኣይፋልካን ተተናህለ መርሕነት እምበር ሕዝቢ ኣይተሳዕረን፡ ድማ በለ መሊሱ ኸይሓፈረ። ኣንቱም ሰባት እታ ወያነ ልክዕ፡ ብተምሳላ ናታ እያ ሰሪሓቶም፡ ልክብጥናን ሓሶትን ዝመሰረቱ ኣሰራርሓ። ኣንታ ሕፈር,,,,,, እንተበልናስ፡ በፍጹም በለ፡ ኣይተ ኪዳነ ኣመነ። ቀንዲ ጸላኢትና ኣመሪካ ኣያ፡ ድማ በለ። ችዲ በሊ!!!!!!። ምስ ሻዕብያ ኮይና ውን ወሰኸሉ ከይሓፈረ። ኣንታይ ትብል ወደይ.......።ኣንታ ግደፍ ሕፈር እንተበልካ'ኽ ሻዕብያ ንትድኤፍ ክርእይ ከሎስ ይብርግግ እዩ ነይሩ ውን በለና። መድህን እሞ ቀላል ድያ ሻዕብያ ሕጂ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ መሬትና ኣሎ እኮ በሎቶ፡ ኣይተ ኪዳነ ንሱ እሞ ይዓጦ ድዩ፡ ንሱ እሞ ግደፍዮ በላ ከይሓፈረ፡፡ ህዝቢ ትግራይ እኮ ምስ ሸሞንተ ሃገራት እዩ ተዋጊኡስ ስዒሩ በላ ከይ ሓፈር፡፡ ኣነ ኪዳነ ብጥዕናኡ ዘይምኻኑ ሕጂ ደምዲመ። በል...ኣይተ ኪዳነ..... ህዝቢ ትግራይ ዘድልዮ ዘሎ ሰላም ህዝቢ ትግራይ ዘድልዮ ዘሎ መግቢ ህዝቢ ትግራይ ዘድልዩ ዘሎ ሕክምና ሕዝቢ ትግራይ ዘድልዮ ዘሎ ብልጽግና ንሕዝቢ ትግራይ ዘየድልዩ ድማ...... ናትካን ዝኸማን ኣጉል ፕሮፐጋንዳ ናትካን ዝኸማኻ ዲስኩር፡ ሓቂ ዘብሉ ፈኸራ ናትካን ዝኸማኻን ዘይጭበጥ ተስፋ ናትስኻን ዝኸማኻን ስርቂ፡ ሓሶት፡ ምሽክዕላል፡ ዓቅምኻ ዘይምፍላጥ፡ መቅተልቲ፡ ማእሰርቲ እዩ። ኣይተ ኪዳነ ኣመነ ቅድሚ ሕጂ ዝተነፍሔት ፍሕኛ ጽልኢ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝተኳዕተት ጉድጓድ፡ ነቶም ዝነፍሕዋን፡ ነቶም ዝዀዓትዋን፡ ማለት ኣይተ ስዩም መስፍን፡ ኣይተ ኣባይ ጸሃየን ፡ ኣይተ ኣስመላሽን ለኪማቶም እያ ጠፊኣ፡ ስለዚ ተጠንቀቅ፧፧፧፧፧!!!! ሕለም እሞ፡ ዝሓለምካዮ፡ ከይልክመካ ተጠንቀቅ፡ ዓቅምኻ ሕለም። ሰላም ንህቢታት ትግራይ፡ ኤርትራ፡ ኣምሓራ፡ ዓፋር፡ ብጠቅላላ ኢትዮጵያ ይኹን። "እግዚኦ ኣድህነነ እምኩሉ እኩይ"
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 3 дня назад
Atum resi korkoro hateftef aytibelu .
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
Anes kihisuwu maat eyom kisemiee kelekuu kemzi aymeslenini neru. Wala eka eyom mehferi deyblom.
@negahaile5391
@negahaile5391 3 дня назад
እንታይ ይገበር ገለ ክብል። ዝዓብዩ ቆልዑ ትግራይ፡ ካብቲ ንስኻትኩም ዝዓበኽሞ ብዝተፈልይየ፡ ዓርሰ እምነት ኣብ ትግራዋይነቶም ሒዞም ክዓብዩ፡ ብፍሉይ ከም ምሕደራ፡ ሕጊ፡ ፍልስፍና፡ ታሪኽ፡ ፖለቲካ ዝበሉ ምህሮ፡ ብልሳን ትግርንያ ክምሃሩ ክግበር ኣለዎ እብል። ናይ ከተማን ሓውሲ ከተማን፡ ማስተር ፕላን ኣብ ምሉእ ትግራይ ይገበር፡ ንኹሉ ዕድመ ኣዳም ዝበጽሐ ናይ መንበሪ ጤሳ ይውሃቦ፡ ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ሂወት፡ ናይ ኣማኢት ዓመት ትህኪት የብቅዕ እብል። ሰላም ንኹሉ !
@thomas11156
@thomas11156 3 дня назад
Certainly, this guy has never been to the frontline. He was just a paper pusher & he doesn't know how destructive war is.
@ermiyasandom4320
@ermiyasandom4320 3 дня назад
ዝሕተቶ ይኹን፡ ዘለዎ ኣቅዋሙ ክትሕዞ ኣይትክእልን። Dr ደብረጼን ይገልጽ ካብዚ ኪዳነ
@SelamShalom419
@SelamShalom419 3 дня назад
እወ ዶ፧
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
Very true! Chelle zereb!
@ElLOHIEELOHIE
@ElLOHIEELOHIE 3 дня назад
ኣታ ናይ መን ዉድብ ኣባል ድዩ። በቃ ብዛዕባ ፖለቲካ ከይተዛረበ ብዛዕባ ህወሓት ወዲእዋ።
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 3 дня назад
ክዳነ አመነ ሐሳዊ
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
Number #1 lair!
@First-Eri
@First-Eri 3 дня назад
ስዕረት ታይ ድዩ ትርግሙ? ሃገር ኢልካ ሃገር ኣይረከብካን ዝመረጽናዮ መንግስቲ ኢልካ ናብ ግዝያዊ መንግስቲ ወዲቅካ ህዝቢ ምድሓን ኢልካ 1.5 ህዝቢ ኣጥፊኢካ መሬትና ኢልካ መቀለ ጥራይ ሒዝካ ተሪፍካ ካብዚ ንላዕሊ ስዕረት ድኣ ታይ ዓይነት ስዕረት ደሊካ? 30 ዓመት መንግስቲ ነይርካስ ባንክን ታንክን ዝውንን ኣብ ትሕቲ ኣቢይ ወዲቅካ። ስለዚ ታይ ዓይነት ስዕረት ኢካ ደሊካ ካብዚ ንላዕሊ? ደብረጽዮን ኩናት ባህርያዊ ጸወታና ኢሉ 1.5 ህዝቢ ሃሊቁ ሕጂ ውን ኣይተማሃርኩምን እዚ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ ብኩሉ ተከቢብካ ፈኸራ ጥፍኣት እዩ ዝወልድ። ካብ ሕሉፍኩም ተማሃሩ
@maxtec2835
@maxtec2835 3 дня назад
This guy lives in a fantasy world 😂🤣🤣😂🤣
@kesanetabrahamkisun6436
@kesanetabrahamkisun6436 3 дня назад
You Are Right Mann. He is Crazy 😂
@jubilee_john4862
@jubilee_john4862 3 дня назад
💯… 🤣🤣
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 3 дня назад
🇪🇷😁
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 3 дня назад
@@kesanetabrahamkisun6436Gohaf lemani hamasyen
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 3 дня назад
😂😂😂😂😂
@nezay1529
@nezay1529 3 дня назад
Why are you so much sadness,don’t talk too much about Eritrea,thinking of you people tigray
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
Absolutely right! She is trying to make money by mentioning Eriterians politics! She doesn't make enough money from General Teklesenbet( santim)😂😂😂😂😂
@rahelhagos8660
@rahelhagos8660 2 дня назад
Why are u guys crying when people are talking about Eritrea? Let me remind you my dear neighbors, criminals Eritrean gov. With his criminal soldiers have raped my tigrayans sisters, murdered innocent men and women, looted schools, hospitals , women gold , chiffons, house hold items( fork, spoon) & burn grains , and invaded our land/ so how could we forget all so soon. Still criminals Issyas is rounding our people, so shut ur mouth and listen to what ur country have done.
@asterberhane635
@asterberhane635 3 дня назад
በጣእሚ. መስሃቅን ተረተረት. ዝኮነ ትንተና መድህን ባእላ ኣይተረደኣን. ቆሎ. ጥጥቆ
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
💯
@slm1341
@slm1341 3 дня назад
እዚ ህዝቢ ትግራይን ኢጦብያን መዓስ እዩ ዝሓልፈሉ፡ ዘዝመጸ ስንኩል ሓንጎል ሊቅ ፖለቲካ በሃሊ ከምዚ ጀልፋፍ፡ ብርእሰ- ምትሓት ዝሳቐን ክቱር ጽልኢ ኤርትራውያን ዘለዎ፡ ኪዳነ ኣመነን ነቱ ንሱን ደቁን በተሰቡን ዘይስሕንዎ ሓዊ ብገበታ ሓሶት ሕኣዊ ክውልዕ ህርዲግ ዝብል ዘሎ፡ ጠነቂ ህልቂት ሂወት መሳኪን ደቂ ድኻታት ክኸውን ዓገብ ዝብል ለባምን መስተውዓልን ዶ ታ ኣብ ትግራይ ተሳኢኑ ።
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
💯
@berhanemehari8215
@berhanemehari8215 3 дня назад
Game over, we will defeat our enemies at any time any where
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 3 дня назад
yes bro absolutely right
@kesanetabrahamkisun6436
@kesanetabrahamkisun6436 3 дня назад
yes man, that's how we are🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 3 дня назад
ቂሩብ ተጸበ፣ እተን ፋርኬታን ጀሪካንን ኣዳልወን
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 3 дня назад
Tdf is a hero of all time! Everybody is afraid of Tdf! Becareful!
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
​@@woinshetkassaye7174 futuh arekabi etku tim bel bejaka
@kiflymerhu832
@kiflymerhu832 3 дня назад
that man is from another planet, confused.
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
Absolutely true 👍
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 дня назад
ህዝቢ ኤርትራ ካብ ትግራይ ዝደልዮ ዝኾነ ዓይነት ረብሓ የለን፡ ኤርትራ ካብ ትግራይ ትደልዮ ሰላማዊ ጉርብት ጥራይ እዩ ካልእ ዝኾነ ካብ ትግራይ ንጽበዮ የብልናን።
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 3 дня назад
@@MichaelAbrham-lf9zj ታይ በልካ ወዲ ተደምረናል ?
@dddwww1948
@dddwww1948 3 дня назад
@@goiteomgezaei9066ባዓዕኻኽ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 3 дня назад
እዋእ በየን ጌርካ ደኣ ክትሃድም ? ሱዳን ኪናት ኣሎ :
@Sam-ws3cy
@Sam-ws3cy 3 дня назад
አንታ ሩካን ጉሐፍ ሞዶሽቶ ካብ ትግራይ ትደልዩዎ እንተ ድአ ዘይሀልዩ ካብ ዶቡብ ትግራይ ውፁ እንተዘየለ ንግዜ ንሀቦ ብኸመይ ከምትወፁ ሽዕዑ ክንርኢ ኢና ካብኡ መለስ ኤርትራ ካብ ትግራይ ትደሊ አይትደሊ ንግዜ ንሀቦ ጉሐፍ ሞዶሽቶ
@First-Eri
@First-Eri 3 дня назад
@@goiteomgezaei9066ሓቁ እዩ ወዲ ስዩም ሩሹን ኤርትራ ካብ ትግራይ ትረብሖ ወይ ትደልዮ የለን። ሰናይ ጉርብትና ጥራይ
@Yosief88
@Yosief88 3 дня назад
መድህን ኣደንጊጻትኒ ማራ ኣሰልቺዋ ሳኪት ሃተፍተፍ ክቢል ዊዒሉ
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 3 дня назад
❤አንታ ሃዳሚ❤❤
@muluadhana
@muluadhana 3 дня назад
ብጣዕሚ ዝገርመኒሲ ተጋሩ ኸመይ ኸመይ ኢና ንሓስብ። ልምንታይ ኢና ንነብስና ልዕሊ ዓለም ጌርና ንቆፅሮ? መግለፂ መንነትና ካብ ድኽነት: ፅግዕተኝነት: ኣልቦ ዲሞክራሲያዊ ኣተሓሳስባ ዘለና :ብምግቢ ዓርስና ኽኢልና ዘይንፈልጥ ንሕና ኣመሪካ ድቃስ ነስእነሉ ኣጀንዳ ከመይ ክንኸዉን ንኽእል? እዙይ ንብዓልና ካብ ዘለና Inferiority ዝምንጭዉ ኣረኣእያ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ኽዋረድ: ኽጠሚን ኽቅተልን ዝገበሮ ናይ ኢህዲግ/ብዋናነት ህወሓት/ ዝኽተሎ ዉዳቅ ፖለቲካዊ ኣታሓሳስባ ኮይኑ እናሃለወ ፀገም መራሕትኻ ፀገም ኣመሪካ ጌርካ ምርኣይ Irresponsibility, just like throwing responsiblility to an external agent hence waiting for the remedies to solve the self created problems.
@yohannesghidearkebom9464
@yohannesghidearkebom9464 3 дня назад
ዘይ ብቁዕ ንሕቶኺ ዘይምጥን ሰብ ኣቕሪብኪ መድህን
@jubilee_john4862
@jubilee_john4862 3 дня назад
What I wish for the Tigray people: Stop antagonistic campaign against Eritrea and its people. Declare your independence. Make strategic and long lasting peace with Eritrea. Get access to sea through Massawa. Be a good neighbor to Eritrea and its people (its 9 ethnicities). I believe you are better off without the country known as Ethiopia! Both Eritrea and “Tigray as a country” can prosper in economy and security. Just prove to Eritrean people you are trustworthy. Eritrean people and leadership (regardless of who is power) will reciprocate in kind. These two people, if they focus on development and Education, and put hostilities behind them, no one in Africa can match them in 30 years. Yes it takes time to rebuild and heal, but Habesha people are miracle makers when they are given a chance. Give peace and good neighborhoodness a chance.
@alemtesfa1427
@alemtesfa1427 2 дня назад
Tigrians should see from this angle even from the beginning.
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 2 дня назад
Absolutely right ✅️! In my opinion they never had any political goals!
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 2 дня назад
I agree with you brother.Wedi-Tigray.
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 3 дня назад
ተጋሩ ኣይተዓደሉን።እንታይ ዓይነት መንእሰያትን ፖለቲከኛታትን ኢዮም ኣፍርዮም።
@EyobGebreyohannes
@EyobGebreyohannes 3 дня назад
አረመኔ ኤርትራውያን ከኢሳያስ ውጭ የማይናገር ሚዲያዎች ይዛችሁ ስለ የትግራይ ፖለቲከኞች የማውራት ሞራል የላችሁም ።
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 3 дня назад
⁠​⁠@@EyobGebreyohannesመን ኣረመኔ ምዃኑ ይርአ ኣሎ። ቀተልቲ ህዝቦም ዓመጽቲ። እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ። ኤርትራውያ ለወሃት ቅም ዘይሕዙ ምዃኖም ብዙሕ ጊዜ ተራእዩ ኢዪ።
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
​@@BrightHope-HorizonMedia💯
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 3 дня назад
ዕርቃነ ድዩ ስሙ ኪዳነ? ጠለመ ድዩ ኣመነ? እዝስ ህይወት የብሉን, ሃዳሚ! ኣብ ኮማ እዩ ደሎ, ካብታ ዝስንብድ ክሳዕ ሎሚ ኣይተበራበረን
@metkel100
@metkel100 3 дня назад
Nay Beal Memhir Abraha Teklu semieka nay beal ezi ktsemiesi ተምላሰ yemxalka.
@YibrahGebreMedhin-ll8sy
@YibrahGebreMedhin-ll8sy 3 дня назад
አንቲ መድህን ገብረስላሴ ትባሃል ጋዜጠኛ መብዛሕትኦም ካብ ምሕንካር ሓንቲ መፍትሒ ዘይብሎም ከም ዑቡድ ክልቢ ኣብ ምፅላምን ሓሶት ዝወዕሉ ንትግራይ እትጠቅም ሓሳብ ዘይብሎም ክልተ ሰለሰተ ኢናዓደምካ ኣብ ምህዋኽ ንባዕልኺ ትግራይ እንታይ ክትኾነልኺ መን እንትመርሓ ኢዩ ደስ ዝብልኪ ንገልኦም ምስ ፀላእቲ ትግራይ ዝኾኑ እንታይ ፅቡቅ ነገር ትረኽቢ ህዝቢ እኮ ይጥፍእ ናሃተይ ኣይኮነን ኢሎም ብቀጥታን ብተዛዋወሪ ዝደገፍ ትሓቲ ንትግራይ ጓሓፍ ሓሳብ እንተይኮነ ጡዑይ ሓሳብ ዘለዎም ሰባት ዘይፃረፉ ጡዑይ መፍትሒ ዘምፅኡ ዓዲሚ
@debesaisolomon7880
@debesaisolomon7880 3 дня назад
"ኣሜሪካ ኣንጻር ወያነ ንሻዕብያ ኣሰልጢና" ኢልካ ምሕሳው መሰልካ እዩ። ኣብ ሜድያ ቀሪብካ ምፍናዉ ግን ዘሕዝን ንዕቀት ናይ ሰማዕቲ እዩ።
@danielghebru7067
@danielghebru7067 3 дня назад
ጸላእቲ ምብዛሕ ጂግንነት ዝመስሎ በሃም መንእሰይ እዚ,'ዩ። ስለምንታዩ ኩሎም ከባቢና ክስጉዱና ዝደልዩ ኢልካ ምሕሳ የለን። ምስ ኩሉ ዘየሳኒ ሰራቂ ኣተሓሳስባ ሰላም ኣይህብንዩ።
@isaacdadom5458
@isaacdadom5458 3 дня назад
ኣታ ስቡሕ ርእሲ፡ ሃለፍታ ይገብረልካ ኣሎ። ትብሎ ዘለኻ ደጊምካ ስምዓዮ እም ተመሊሱ ከሕፍረካ ኢዩ። እዋይ ትግራይ😢
@thomas11156
@thomas11156 3 дня назад
The question was what are the basis for your alleged Tigray's victory? The Pretoria agreement itself required TDF to surrender its heavy weapons and withdraw its troops from other regions.
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 3 дня назад
ኪዳነ ኣመነ ሚድያ ዝሳኣነ ናይ ሕልሚ ፖለቲከኛ ኢዩ። ካብ ዚ ኩሉ ዝበሎ ሓንቲ ካ ትጭበጥ ዘይብሉ ህውተታ ኢኻ ተዛሪብካ። ብፍላይ ናይ ህግደፍ ዘለካ ስእሊ ከም ኣያታትካ ኣይሓሰብናዮን ክትብል ኢኻ ዝኾነ ምስ ተፈጥረ ግዳ ፈጣሪ ነዚ ዋና ዝስኣነ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ጽላሉ የንብረሉ። ህግደፍስ ምስ ኣመሪካ ኤረ ተወኝ ይብሉ የእዱግና ክክክክክክክ
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
Tesaerna shabia Hamed gerna eya eta melikti teredayo. Neta zketketom mikniat kidelula alewom meshakat eyom eziom bejaka 😂😂😂 DRAMA ayslchiwomn eyu
@efrembahta6040
@efrembahta6040 День назад
ኣይትሓዙለይ ተጋሩ የሕዋተይ ከምዚ ደንባር ሰብ ርአየ ኣይፍልጥን 🤭🤭🤭🤭🤭
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 2 дня назад
ብሕውሓት ፅሊኢት ዝደንዘዘ ኪዳነ
@tadelebrhane1739
@tadelebrhane1739 3 дня назад
ክላእ ሃጠውቀጠው 😕
@Okbab-pl1ek
@Okbab-pl1ek 3 дня назад
oh God!! what unfortunate tigray people and this guy speaks every thing around war ,winning ,defeat. waw its really really sad for the people to have this kind of guy
@ElLOHIEELOHIE
@ElLOHIEELOHIE 3 дня назад
ኣታ ዓቅምኻ ተዛረብ። Are you joking😂😂😂😂
@googlecrome4863
@googlecrome4863 3 дня назад
Gena for 1000000 years will regra and will call eritrea eritrea 🇪🇷 😀 ❤️ 😅😅
@russomandemichael9379
@russomandemichael9379 2 дня назад
ዝተማህረ ዝመስል ዶንቆሮ 😊
@Merruna642
@Merruna642 2 дня назад
እዚ ወዲ ተማሃራይ ጽውጽዋይ ዝጠፈሸ ፖለቲከኛ ገብሩ ኣስራት'ዩ ኣብዚ ሕጂ እዋን። ኣብሖ ፖለቲካዊ ትንተና!! ንህዝቢ ትግራይ ክመርሑ ኣብ መንገዲ ዘለዉ ሙሁራት ትግራይ'ዮም። ኣብ ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ ዝብዎ ከምዚ'ዩ። ህዝቢ ትግራይ በብዓዱ ብሽማገለ ዓዲ ባዕሉ ክመሓደር እንተዝገድፍዎ ምሓሾ። እምበር እዞም ማይክ ሃመር ዘዕብዮም ዘሎ ኮራኩር ነዚ ተሪፍፉ ዘሎ መንእሰይ ትግራይ ነኺሶም ክውድእዎ'ዮም።🇪🇷
@kahssaydaniel4815
@kahssaydaniel4815 3 дня назад
ትግራይ ካብ ርእሲ ኤርትራ ከይወረደት ትግራይ ሓሊፍላ ማለት ዘመት ።
@kahssaydaniel4815
@kahssaydaniel4815 3 дня назад
ተበራበር
@kahssaydaniel4815
@kahssaydaniel4815 3 дня назад
ከዳሚ
@eriblood803
@eriblood803 3 дня назад
​@@kahssaydaniel4815 😅😅😅 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tifikuru
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
💯%
@HagerawiSnit-eb7fz
@HagerawiSnit-eb7fz 3 дня назад
ከም ቆጽሊ ዝረገፍ ሰራዊት ከም ኢሉዩ ሓያል ዝብሃል
@robelaraya7139
@robelaraya7139 2 дня назад
Merdie edo negeruna elkum teyeku ne hegdef😂
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 дня назад
መድህም ጽቡቕ ሕቶ፡ ህዝቢ ዝዕወት ብመራሕቱ እዩ። መራሕቱብ እንተተሳዒሮም ተሳዒሩ እዩ ብሃል። ምኽንያቱ ደርጊ ምስ ተሳዕረ እቲ ኣብ ትሕቲኡ ዝነበረ ዝኾነ ዓይነት ህዝቢ ድማ ተሳዒሩ እዩ። ኩሉ ህዝቢ ሓያል ተዋጋኢ እዩ ብዘይመራሕቲ ህዝቢ ኣይዋጋእን ኣይዕወትንውን። ኪዳነ ኣመነ ካብቲ ሓቂ ኣይትህደም።
@asmelashfishayesenbetay719
@asmelashfishayesenbetay719 3 дня назад
ኣንጻርር ኢርትራ ዝግበርር ዝኮነ ናይ ዉግእ ክመጸኩም ዚኽእል ጺፊዒት ኣይትጻወርዎን ኢኹም። ኣብ ዉግእ ኣይታኣቱን ኢኻ ደቂ ድኻ ሓረስታይ ትግራይ ኣጥፊካ ሲልጣን በቃራጭ ምሓዝ ኢዩ ዘረበኻ ብዶ/ር ዓቢ ያኢኢ ኢርትራ ዝሐዘቶ ሕጋዊ ቦታኣ ክምለሰልካ ምሕላም ዚኣረገ ሒልሚ ናይ ተጋሩ ኢዩ። ምጹ ደሓንን ደም ኣይጸገብኩም!! ክምጋዘኩምም ድሊዋት ኢና!!
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
Kidane mahmene Bellwo hji wn nhizbikum ztekim ayzarebn eyu delo. WALA mechebeti deyblu kabey nabey eyu ajewjew zbl ajaw.
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 3 дня назад
Game over
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 3 дня назад
ሕማቓት ተጋሩ ክፍጠሩ እቲ ቀንዲ ምክንያትን ዓቢ ተራ ዝነበሮ ኣካል መንዩ????
@senaymehretab6143
@senaymehretab6143 2 дня назад
ኪዳነ አመነ ጸገሙ ናይ ርእሲ ምትሓት እዩ፡ ኪንዲ ዑንቑሩዖብ ክንሱ ክንዲ ሓርማዝ እየ ይብለና አሎ፡ ትግራይ ብሙሉኡ ገዲፎማ ሃዲሞም ኩሉ ነገሮም አረኪቦም ሲሪኦም ፈትሖም ኡይይይይ ኢሎምሲ ዓለምን አመሪካን ለሚኖም አድሕኖሞስ ሕጂ ጅግና ኽኸውን ደልዩ ትግራዊት ሓሶት መዓስ ኢኹም ትገድፉዎ
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 3 дня назад
ከም ሎሚ ከማን ትግራይስ ንዒቅናያ ኣይንፈልጥ ።
@SolomeWaka
@SolomeWaka День назад
መድሃኒኣለም ይመስገን ኢልካ ዘይትውድእ ፡ፈጣሪን ጣኦትን ታይ ዘራክብ ኣለዎ?የህ
@efremschiwa5769
@efremschiwa5769 3 дня назад
00000000 Tgray gele tederiwa😭
@Hagherey
@Hagherey 2 дня назад
መድህን፡ ኤረ ሚድያኺ ኣይትቕተሊ። ቁሩብ ክስማዕ ዝኽእል'ባ፡ ዋእ!
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 дня назад
መራሕቲ እንተተሳዒሮም እኮ ህዝቢ ተሳዒሩ ማለት እዩ። ምኽንያቱ ህዝቢ ዝግልርጽ ብምርራሕቱ እዩ።
@solo850
@solo850 2 дня назад
ኩሉ ህዝቢ አብ ዓዱ ጅግና ኢዩ ህዝቢ ትግራይ ዕውት ዝገብሮ ድማ ወራሪ ስለዘይኮነ ኢዩ። ሰራውት ትግራይ ጅግና ኢዩ እልካ ናብ ኤርትራ ከምቲ ንሰራውት አምሓራ ብልፅግና ሻዕብያ አብ ትግራይ ዝገጠሞም ከምዝገጠመካ ክትፈልጥ አለካ ኩሉ መርየት ትግራይ አብ ትሕቲ ወራር ኢዩ ዘሎ አይንሃውትት ባዕ
@Padre-gw8jy
@Padre-gw8jy 3 дня назад
ማይክሀመር ትግራዋይ ድዩ አረዳአና ፈትሽዎ ሐንጎሉ ጥዑይ እነተኾይኑ ጌም ኦቨር ተባሂልኩም
@Aberamitiku-ls6jq
@Aberamitiku-ls6jq 3 дня назад
ትክክል ተሳኢርና ኢሉ ምሰተዛረበ ህጂ ከም ምሳሌ የቅርብዎ አለዉ እንዳሰከሩ ናብ ሚድያ እንዳቀረቡ የዋሩዱና አለው
@hagosweldekidan9269
@hagosweldekidan9269 3 дня назад
@@Aberamitiku-ls6jq መን እዩ ከምኡ ኢሉ ደብረፅዮን or ጌታቸው?
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 3 дня назад
@@hagosweldekidan9269ተሳዒርና አይኮኑን ኢሎም ስረና ፈቲሕና እዮም ኢሎም።
@asmelashfishayesenbetay719
@asmelashfishayesenbetay719 3 дня назад
1 ሚልዮን ወዲ ድኻ ብዘይመራሕቲ ንብላሽ ኣብዘይፈሊጥዎ ዉግእ ከፊቶም ንብላሽ ሞይቶም ዕጥቆምምን ፈቲሖምም ሰንኪሎም 40% ግዛኣታ ኣጥፊኣኣ ዕጥቃን ግዛኣታ ዘጥፈአት ዝተሳዕረት ናይ ትግራይ ብያፍራ ኣብ ኣፍሪቃ ኣባኽን ኢዩ ተራእዩ።
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
Ebadaa sirka😂😂😂😂 futuh sre
@EyobWeldemichael-ic7gc
@EyobWeldemichael-ic7gc 3 дня назад
እዚ ወዲ ኣበይ ዩ ተማሂሩ እዋይ ድንቅርና ፖለቲካ
@samsonberehe7421
@samsonberehe7421 3 дня назад
ABCD temahirka come back.
@samibest9099
@samibest9099 3 дня назад
መድህን፡ ነጻ/ቕሉዕ ሕቶታት ኢልኪ ንፕረሲደንትቤርትራ ኣቶ፡እሰያስ ብዛዕባ ህልው፡ኩነታት ትግራይን፡ዝምድናታት ትግራይን ኤርትራን ኢትዮጵያን ህወሓትን ሻዕብያን ብዛዕባ፡ናይ ዝሓለፈ ጦርነትን፡ናይ ሕዚ ጦርነትን ብሕዚ ዝመጽእ፡ጦርነትን ሕቶታት እባ ኣቐምጢ መልሲ ካብ ደገፍቲ ኤርትራ መንገስቲ፡ክወሃበኪ እዩ!
@jebejebe7468
@jebejebe7468 3 дня назад
😂😂😂😂 አብትግራይ ሎሚስ ፖለቲካ ሞይታ እያ ሐደለኩም መ/ም አብርሂሽ ንዕኡ አተባብዕዎ ተጋሩ ልቢ ተሊኩም ትክክለኛ ፖለቲካ ንሱ ጥራሕ እዬ 😂😂😂,,
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 3 дня назад
ኣንቱም ጠባናት ህዝቢ
@samibest9099
@samibest9099 3 дня назад
ኣበይ እዮም ተጋሩ ስዒሮም፡ተሳዒሮም እንበር ብሰንኪ መራሕቶም! ዓጀውጀው ! ህወሓት ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ፡ ንስኻትኩም፡ከእ ተከፈልቲብህወሓት ምዃንኩም ዓጀውጀው፡እዩ ስራሕኩም!
@AbrahamOkbay
@AbrahamOkbay 3 дня назад
Ab tigray zelo hasot eko wekary 🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆
@EyobWeldemichael-ic7gc
@EyobWeldemichael-ic7gc 3 дня назад
ህዝብ ትግራይ ካብ ኣምላኽ እምበር ካብ ደቅኻስ ኣይግድን
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 3 дня назад
Exactly
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
💯 %
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 3 дня назад
❤ግዝአት ትግራይን ህዝብን 40% ሚኢታዊ አብ ጨካናት ቀኝ ግዝአት ደም ይነብዕ አሎ tplf ግዲ የብሎምን ብዛዕባ ግዝአቶምን ህዝቦምን❤
@michaelembayeasgodom6456
@michaelembayeasgodom6456 2 дня назад
መድህን እዞም ሙሁራት ኢና ባሃልቲ እዞም ፕለቲከኛታት ኢና ባሃልቲ ኣብ ትግራይ ዘለው ፈጺሞም ሰነ ልቦና ህዝቢ ትግራይ ዘይብሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኑ ፉሹላት ሓሰውቲ ተጃሃርቲ ከምቲ ኩቡር ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝበሎም ዓቅሞም ኣይፈልጡን እዮም ዝበሎመ ፈጺሞም ዓቅሞም ኣይፈልጡን እዮም።
@Padre-gw8jy
@Padre-gw8jy 3 дня назад
አብ ትግራይ አስላማይ የለን ድዩ
@ermiyasandom4320
@ermiyasandom4320 3 дня назад
መን ኣብ ቁጽሪ ኣእትይዎ ንኣስላማይ ? ኣብ ስልጣን ሰራዊት የሎን ፡ ኣብ ምምሕዳር
@awetfisehaye1408
@awetfisehaye1408 3 дня назад
ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ኣበይ ደው ከም ትብል ጠፊኡካ ኣፍ ዘለዎ ሓሳዊ ኣብ ማዕከናት ዜና መጺኡ ሓሶት ይፍንወልካ።
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
Enda hasot makenom koinom. Eti zkefe seb seb miman kisino kelo eyu. NAB BAHLI GETSOM DO YWESDWO ALEWOO HAKEY nezi hasot
@thomas11156
@thomas11156 3 дня назад
Do you release that Isaias is 78 yrs old? Instead of planning for endless wars you should work tirelessly for peace and prosperity of all the people of the region.
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 3 дня назад
❤❤በጃካ አይትሐሱ መንግሰቲ ትግራይ የለን ብጀካ አመሐደርቲ ብዘይ ገበርናዯ ኤሪትራ አይተልዕላ❤
@sifisosiyabonga4434
@sifisosiyabonga4434 3 дня назад
ዋይ ትግራይ ሰብ የብላን ።ኣመሪካስ የማናይ ኢድ ኤርትራ ነይርካ ዘረባ ኣሎ። እንታይ ዓይነት ፖለቲካዊ ትንተና እዩ እዚ።
@tigrignareadings-5484
@tigrignareadings-5484 2 дня назад
ናይ ልሂቃንን ፖለቲከኛታትን ውድቀት እናተቐበለ መሊሱ ተዓዊትና ይብል ኣሎ። ካብኡ ኣብ ግምባራት ምስ ዝተርኣየ ዓወት የዋቕዖ ኣሎ። ኣብ ግምባራት ተጋዳላይ ትግራይ ከቢድምዋጋ ከፊሉ ተኣምራት ከም ዘርኣየ ዝክሕድ የለን። ኮይኑ ግና ውድቀት ፖለቲካዊ መሪሕነት ንሓፈሻዊ ውድቀት ኣቃሊዑና ስለዚ ውድቀትኻ ካብ ምቕባል ብምጅማር እዩ ምስትኽኻል ትጅምር። ስለዚ ከም ደባይ ካድረ ወዲቕና ተዓዊትና ገከ ዝብልዎ ዕንክሊል ኣየድልን።
@debesayfoto6731
@debesayfoto6731 2 дня назад
መድህን ነዚ ክትንትን ኣምጺክዮ መርገም ትግራይ ዩ
@michaelwoldeab7425
@michaelwoldeab7425 3 дня назад
ጃና ተንታኒ
@Piawaldes
@Piawaldes 3 дня назад
ብሱሩ መዓስን በመንን እዩ "ምዕራብ ትግራይ" ዝበሃል ዘሎ ናይ ትግራይ መሬት ዝኾነ? ሐደ ሐደ ሰባት ናብ ሕገ መንግስቲ የጸግዕዮ፣ በዚአ እንተኸድና ግን "ኢድ ዓዳላይ ደንዳኒ" ዝበሃል የንጾላሉዎ እዮ። ዘገርመኒ ብአምሐራ ወይ ብተጋሩ ንጹርን ሐቀኛ ሐበረታ ዝትንትን አካል ካሳብ ሕዚ አሰማዕናን።
@bktigrayadey6331
@bktigrayadey6331 3 дня назад
ኪድ ዓሳካሪ ፀባ ሀምልረአየ ሃመማ ጠለቕ ጠለቕ ኣይትበል። ኣበዴኻ' ግዜኸ ምዕራብ ትግራይ ዘይብሃል ነይሩ? ቀለብ ዓሳ ባርያ።
@banatekl1439
@banatekl1439 2 дня назад
ኪዳነ ኣመነ ካብ ርእሱ ክሳብ እግሩ ክቱር ጽልኢ ንኤርትራ ዘለዎ እዩ።
@mtztek636
@mtztek636 3 дня назад
Kidane amene n nebska aythaswa 40 % meret tigray teweriru kemey gera eya tigray teawita teberaber tehalm aleka
@FarReaching-w8d
@FarReaching-w8d 2 дня назад
ሐዚ እዙይ ሙሁር ድዩ ምስ ፈጣሪ ዝበኣስ ሰብ ኣሎ ድዩ ኮይኑ? ካልኣይ ድማ ኣላህ ማለት ፈጣሪ ማለት ኣይኮነን ድዩ?
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@InspireEritrea
@InspireEritrea 3 дня назад
ትግራዋይ ክልምን ጥራሕ እዩ ዘለዎ.. ፖሎትካ ዓቕሙ ኣይኮነን... 100%
@kinfekaleab49
@kinfekaleab49 3 дня назад
እዎ ጽቡቅ ኣለኻ :: ስለ ኣቡነ ኣረጋዊ እንዳ በለ ክልምን ጥራይ እዩ ዘለዎ
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay 3 дня назад
እሰያስ ክሻን ከ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ ኣብ ኤርትራ?😂😂😂
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 3 дня назад
ተጋሩ ለመንቲ ፡በላዕቲ ኩዑንቲ
@BekiMan-z7q
@BekiMan-z7q 3 дня назад
ኤርትራዊ ከዓ ባርያ ኮይኑ መዓኮር ፃዕዳ ክሓፅብ ጥራሕ እዩ ዘጥዕመሉ 100% ለማኒ ሸክሚ ዓለም 😅
@kesanetabrahamkisun6436
@kesanetabrahamkisun6436 3 дня назад
@@BekiMan-z7q 😂😂😂 😂 Tigray is lost, I could say so much, I don't want to be hurtful!
@DejenZeray
@DejenZeray 3 дня назад
Nay beynu Politik zelewo seb kea nehelka abzi😂😂😂😂😂😂
@mtztek636
@mtztek636 3 дня назад
40 % meret tigray tweriru kemey geru eyu tigray teawita denkoro resah agama
@amannegus8465
@amannegus8465 3 дня назад
ኣሳይያስ ሽሕ ጊዜ ተኽቢቡ ሽሕ ጊዜ ፈንጺጉ:: ብሶቭዩት ተኸቢቡ: ብኩባ: ብደርጊ: ብጃንሆይ: ብኣሜሪካ መወዳእትኡ ብህዝቡ ከቢብኩም ንስዩም ርእሱ: ንኣባይ ርእሱ እሉ ሕጂ ሻዕቢያ ኣሎ ወያነ ሞይታ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 дня назад
እቲ ዝዓበተ ስግርብ ናይ ትግራይ ኤሊት ስዕራትካ ዘይምቕባል እዩ፡ ዘለኻሉ ብትኽክል እንተዘይተረዲእኻ ምትሳእ ኣይከኣልን፡
@berhanesolomon5308
@berhanesolomon5308 3 дня назад
ምዕራባውያን ከይቅየሙናዶ በልካ ሽዩጥ ሕልና!
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 дня назад
አነ ኮ ዝገርመኒ ፡ ትግራዋይሲ መዓስ ዘመንዩ አብ ልዕሊ ኤርትራ ጽቡቅ ታሪኽ ዘለዎ ?? እንትርፎ ! ታሪኽ ዝምታን ራስያን ፡ እንትርፎ ጥልመትን ክሕደትን ፣ ሽርሕን ተንኮልን ።
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 3 дня назад
Ala nska denqoro 😂😂😂
@gebreted2612
@gebreted2612 2 дня назад
ምሁር ትግራይ መሕዘኒ እዚ ኹሉ ክትክበቡ ኩሉ ጸላኢኹም ክኸውን ዝዓደመ መዚንኩምዶ ትፈልጡ ስዕረቱ ዝኣመነ ካልእ መገዲ እዩ ዝቕይስ ወዲቕኩም ፈርሙ ከይተማረኽኩም ስለዝተባህለ ዲሒንኩም ሲ ሲዒርና ትብል ኣለኻ ኪዳነ ኣመነ ልሕቲት ኢለካ ኣለኹ ኣነስዕረትካ ኣሚንካ ሐዱሽ መንገዲ ፍጠር መድበስበሲ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 дня назад
እዋይ ዝወዲ ህውተታ ሕውሓት ምስ ኣሜሪካ እዩ ተዋጊኡ ይብል። ኣሜርካስ ንኽትሕግዞ ብዙሕ ፈቲኑ እዩ። ፈጺሚ ግጉይ ትንተና።
@mmedhane66
@mmedhane66 3 дня назад
መጀመሪያ ፖለቲካውን እወቅ ከዛ የአሜሪካን ቦታ ይገባሀል
@selemunsyum1570
@selemunsyum1570 2 дня назад
😂😂😂😂 ኣቱም ሰባት መርቂኖም /ሰትዮም ድዮም ቃለ መሕተት ዝገብሩ / ትግራዋይ ትሽክም ድርብይ ጥራሓ እዩ ዘምልካዓልካ በይዛኹም
@abdulwassieabdu2725
@abdulwassieabdu2725 3 дня назад
ደግፍም ተላሀይዋ ዘላ ይመስላ።
@hadgu2562
@hadgu2562 2 дня назад
በዓልዚ ፖለትከኛታት ኮይኖም ኣብቲግራይ ኪረኣዩ ኪልተሞት ኢዩ። ጀኦ ፖልርትካዊ ኣካባቢኦም ዘየንቢቡ ፖለትከኛታት ቲግራይ ሂዝቢ ለኪሞም ሚማት ጥራይ ኢዪ ዕድሎም። ስትረታጂ የብሎም ኣይኮነን ጅኦፖለትካዊ ከባቢኦም ኣብዊሽጦም ዘሎ ሕመቅ መዝሚዞም ኣብረብጀኦም ከውዕሉ ዘይኪሉስ ሂዝቢ ኪመርሑ። ኢሳያስ ዲዪ ዘኺቢብ ዘሎ ኣቢ ኪፈልዩ ዘይኽሉ ተልመደን ፖለትከኛታይ ቲግራይ ሕጂዊን ኒታሞት ደው ኢሎም ይጽበይዋ ኣለዉ።
@user-uk8bo1pv3p
@user-uk8bo1pv3p 3 дня назад
መድህን ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ብራኸ ሸው እቲ ዝሓመቐን ዝደንቆረን ሰብ ኣምጺእኪ
@negutesfa
@negutesfa 3 дня назад
ኪዱነይ ቀዱሙ ዝነቀሐ ጅግና ብርትዕ
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 дня назад
Kkk nzdenkores znekihe 😂😂 tselaee tewesikilkum mechem nikuh eyu abet dnkurna
@MmkkoMki
@MmkkoMki 3 дня назад
ብፖለቲካ"ወዲቅኩም"ኢኹም"አልግሱ"
Далее
Handsoms😍💕
00:15
Просмотров 7 млн
Handsoms😍💕
00:15
Просмотров 7 млн