Тёмный

ሰበር_ዜና፡ ካብ ኢ/ያ ዝተሰምዐ ሰበር | ፕ/ት ጌታቸው ተቓውሞ | ካብ ትግራይ ዝተውሃበ መጠንቀቕታ | ህወሓት ኣቅሊዕዎ | ክሲ ጌታቸው ን ዶ/ር ደብረፅዮን 

DAAMAT SHOW ደኣማት
Подписаться 66 тыс.
Просмотров 1,2 тыс.
50% 1

Welcome to Daamat Show.
This is the Official RU-vid Channel of Daamat Show. Daamat Show aims to provide different political analyses and technologies, the experiences of best entrepreneurs, the background of famous athletes, the history of Tigray.
#Adwa #tigray #ethiopia #debretsion #getachew #abiyahmed #abiy #isayasafeworki #isayas #music #general #tsadkan #generaltsadkan #birhanujula #fano #Amhara #idf #redsea #ethiopianairlines #ethiopianairline #alulaabanegaairline #Tigray #AU #african #union #blinken #usa #keriya #keriyaebrahim #keriyaibrahim #victory #Adwa #addisababa #abiyahmed #tsadkan
#ሰራዊት_ትግራይ #ጌታቸውረዳ #ዶክተር_ደብረፅዮን #ሑመራ
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ

Опубликовано:

 

8 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 20   
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 Месяц назад
It is so sad to hear what is happening. I lost my 4 brothers for Tigrai . However, the so called leaders are betraying that. 😭😭😭😭 why?
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Месяц назад
ኤረ አጀውጀው እዩ ናይዚ ጉድ አብመንጎ ጸላኢ እናሐለና ዉሪዴት
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 Месяц назад
Thanks to Tsilate Mussea and our forefathers integrated our people to marry Seven generations up and making Tigrai a Family and integrated homogenous intuited It is good begning of democratization of Tigrai to see political dialogue b/n poloticians
@abedelkadirabedlkadir
@abedelkadirabedlkadir Месяц назад
መግለፅ ጌታቸው ትኽክል አየኮነነ ይቅርታ ክሓትት አሎዎ ።
@mehariredaie591
@mehariredaie591 Месяц назад
ካብቲ ናይ ጌታቸው ዘረባ ናትካ ምድጋም ዝኸፍአ ይመስለኒ።
@birhanegebrehiwot7344
@birhanegebrehiwot7344 Месяц назад
ጌታቸው ዝዛረቦ አይፈልጥን ምከኒያቱም ሰታይ ሰለዝሆነ፡፡
@FishTsegay-bz5tq
@FishTsegay-bz5tq Месяц назад
ሳንታይዘር
@user-rl4wp9pb4w
@user-rl4wp9pb4w Месяц назад
ትኽክል ሓሳብ እዩ። አይተ ጌታቸው ረዳ ዝተዛረባ ትኽክል አይኮነን። ስዕረት TDF እዩ ዝአወጀ።ኩሎም ናይ እቲ ውድብ መራሕቲ ከለቁ አለዎም፥ ብሓደሽቲ ክትክኡ አለዎም።
@WerkleulNegash
@WerkleulNegash Месяц назад
ሓቂ አናቐበርካ ብሓሶት ዝምራሕ ህዝቢ ኣይህሉን ። ሓቂ ንምንታይ ወፀት ግታቸው ንዝባሃል ዘሎ ፍፁም ስሕተት እዩ ። እቲ ሞትን ህልቂትን እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ እዩ ዝፈልጦ ። ኣብ ዕክሊል ዘሎ መን ከማይ ዝብል መሪሕነት ቓዛ ተመዛባሊ ህዝቢ ዘይስሞዖ ኣነ እየ ዝፈልጠልካ ዝብል ዘሎ ። ንዑኡ ክሙገስ ጌታቸው ክውቀስ እንዳ ዓሻስያ ደርሆ ትፈልጦ ከምዝባሃ ኮይኑ ይስማዓኒ ። ተመን ሓንሳብ ምስነኸሰካ ኦሮማይ መርዙ ኣኸለ ። ሐዚ ሓቁ እንዳተ ግሃደ እዩ ትርፊ ናይ ቃላት ዘረባ እንታይ ኽተዛርቡና ደሊኹም ይኣኽለኩም ።
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s Месяц назад
ሓቂ ምንጋር ሓጥያት ድዩ?? ኩሉ ልፈልጦ ሓቂ ኢዩ
@selamselam2754
@selamselam2754 Месяц назад
ኣዋሪዱና ገና እውን ከዋርደና እዩ :: ከም ሎሚ ልበይ አይተሰበረን💔
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia Месяц назад
bad sound
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Месяц назад
አነ ደም ህጻውንቲ ትግራይ ውሕጅ ኮይኑ ከይውሕጠና ተጋሩ ሐደ ከልተ ሰለሰተ ጊዜ ንሕሰብ አጋጣሚ ሐንቲ ታርኽ ዘክረ እንታይ እዩ በሉን 2ሰባት ሰባት ነይሮም ክልትኦም በረኻ መንኖም ከይዶም ደዲሕርኦም ከይዱ ናይ ፈጣሪ ተቓራኒ ዝኾነ ከጋግዮም ሐደ ጻሕሊ ወርቒ ህቡዎም ደሓር ክሐልቲኦም ተንኮል ሓስቦም እቲ ሐደ ንቲ ሐደ ቐቲሉ ኘቲ ወርቒ ክወስድ ምባል ጀምሮም ካብ ክልትኦም እቲ ሐደ ኮሶ ሕማማ ነይሪዎስ ሓሚሙ ዳሐር ኢቲ ሐደ ከተማ ከይደ መድሐንቲ ኮሶ ከምጸኤልካ እየ ኢሉ ከይዱ እቲ ዝሓመመ ድማ መድሓንት ከምጸኤለይ ከይዱ አነ ድማ ካሬ ሰሕለ ክጸንሕ እቲ መድሓንት ባእልኻ አስቲየኒ ክብሎ እየ ዳሓር ብኻራ ወጊአ ክቐትሎ እሉ ተንኮል ሓስቡ ጸንሑ አቲ መድሓንት ከምጽእ ዝኸደ ድማ አብቲ መድሓኒት ኮሶ መርዚ ሐውሱ ሕዝሉ መጺኡ እንካ መድሐንት አምጽአልካ ምሰበሎ ባእልኻ እሰቲየኒ ብምባል እናስተዮ ኦናሀሐወ ወርቒ ክወስድ በቲ ዘዳለዎ ካራ ወጊኡ ቐቲልዎ ዳሓር እቲ መድሓንት ክሰቲ መርዚ ገይሩሉ ሰለዝነበረ ወዲያው ሞይቱ ኢታ ሐደ ጻሕሊ ወርቒ በይና ተሪፋ ። ሀዚ ድማ እዚ ኺሉ እልከ እንታይ አምጻእኺ ኢዩ አም ንስኻትኩም ብዘይምስምማእኹም እቲ ወርቒ ዝኾነ ውላዱ ዝገበረ ህዝቢ ትግራይ ከይተሕዝኑዎ ሓድነት ኩሉኹም ንትግራይ ዝሓስብ ጭንቕላት ይሀልኹም አደዳ ከይትገብሩዎ ሓይል ፈጣራ ምስታ ሓላል ትግራይ አደይ
@seidedris3325
@seidedris3325 Месяц назад
ጉጅለ ግምት ሰረቅቲ ጨው፣ ሰረቅቲ ብረታ ብረት እዩ
@user-xg5wq1kz1t
@user-xg5wq1kz1t Месяц назад
ካብ ድኽመትካ ትመሃር እምበር ንፖለቲካ ምጥቃም ግቡዕ እዩ ኣይብልን። መራሕትና እንታይ ይመስሉ?
@seidedris3325
@seidedris3325 Месяц назад
ወዲ ረዳን ካቢኑኡን ባንዳታት እዮም
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy Месяц назад
እዚ ደንቆሮ ጌታቸዉ ረዳ ክርሸን ኣለዎ ኢርትራ ዛሓዘቶ መሬት የለን ዘበለ ዑሰብ ናይ ፅለኣቲ ኩርኩር እዩ ሂወቱ ዘደልያ እንትኮይኑ ብሰላም ይዉረድ ዘይወርድ እንትኮይኑ ግን ክርሸን ኣለዎ። ባንዳ ኣብ ትግራይ መራሒ ከክዉን ኣይክእልን።
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht Месяц назад
ችድ ሓሳዊ ሚድያ ሓቂ ስለ ዛውፀአ ድዩ ጌጋ ኮይኑ እንታይ ዘሕፊር ኣለዎ ስለ ዘይተጋሃደ እዩ እምበሪ ዓለም ኩሉ እዩ ዝፎልጦ ትግራይ ብሌባቡ ከይትዕመፅ ወድ ረዳ ኣቦ ሓቂ በፅሑላ ኣሎ ህዝብ ትግራይ ንቓሕ መሪዞምና እዮም እቶም ብህይወት ትግራዎይ ዝቕልዱ
@seidedris3325
@seidedris3325 Месяц назад
ወዲ ረዳ ምክሪቤትና ኣፍሪሱ
Далее
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00