Тёмный

ሰበር ዜና: ምዕራብ ትግራይ ሓዱሽ ውሳነ ተመሓላሊፉ | ካብ ሽረ ዘሐዝን ዜና | ኤርትራ 110 ኣሲራ | Kulu News ኩሉ ዜና 

Kulu News ኩሉ ዜና
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

ሰበር ዜና: ምዕራብ ትግራይ ሓዱሽ ውሳነ ተመሓላሊፉ | ካብ ሽረ ዘሐዝን ዜና | ኤርትራ 110 ኣሲራ | Kulu News ኩሉ ዜና
እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
#kulunews
#kulumedia
#ethiopianews
#zaramedianetwork
#eritrea
#tigray
#ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 8   
@user-tb1rh9do1l
@user-tb1rh9do1l 17 дней назад
ኣረኣይዛ ዋርዱና ባህልና ኣይኮነን
@user-wt3no9gq2q
@user-wt3no9gq2q 17 дней назад
❤❤❤❤
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 17 дней назад
💛❤️
@gebreyesus8431
@gebreyesus8431 17 дней назад
ፍትሒ ንዉፁዓት ተጋሩ! ፍትሒ ንዝተበደለ ህዝቢ! ፍትሒ ብፀገማት ንዝተሓሰፈ ህዝቢ ይኹን:: እቲ ኣቃልቦ ዘይተዉሃቦ ዓመፃ ደቂ ኣንስትዮ: ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ኮይኑ'ሎ:: ምሒርዉን በዚሑ:: ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ንሙሉእ ትግራይ ከምምዕማፅ እዩ ክሕሰብ ዘለዎ:: ወሊደን ሕብረተሰብ ክሃንፃ ኣብ ዝኽእላ ደቂ ኣንስትዮ ስር ሰዲዱ'ዩ:: ንብርሰት ህዝቢ ትግራይ ዓብዪ ሽርሒ ከምዝኾነዉን ነስተዉዕል:: 🎉እቶም ገበነኛታት ብልክዕ መቅፃዕቲ እንተዘይተዳንዮም:- ትግራይና ወዲቃ ናብ ዘይትለዓለሉ ደልሃመት ትሰጥም ከምዘላ ኣይንረስዕ:: 🎉 ፍትሒ ንሙሉእ ዉፁዕ ህዝቢ ትግራይ! ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ! ናይ ደቂ ኣንስትዮ ተሳትፎ:- ኣብ ፀጥታ ሓለዋ ከምኡዉን ኣብ መንግስታዊ ምሕደራታትን ዳናይነትን ይበርኽ!!! ሓላዊ ክስእና የብለንን:: ንባዕለንን ንዓደንን ክሕልዋ ዝኽእላ ዋዕሮታት እዬን::
@hadgu2562
@hadgu2562 17 дней назад
ሓማሓዳሪ ኪሊል ቲግራይ ማክ ሃመር ገምጋም ዊዑል ፒሩቶርያ ገምጊሞም ካክክክክክክ ኣኺልኩም ተሲብኩም ኪትነብሩ። ኢመሪካ ዚኣዘትኩም ሰተት ኣይተብሉን ጺባዕ ኩናት ናብ ኤሪትራ ኪፈቱ ኪትብለኩም ኣይትሕመቁ ።
@goitomisaac1437
@goitomisaac1437 17 дней назад
ስለምንታይ ግን ኣባል ፈደራል ፖሊስ ትግራዋይ ኢልካ ዘይትጠቅሶ።ንካልእ ብሄር ከተላግቦ ደሊኻ ዓመጽ ውርሻኩምዩ።
@NevergiveUp-to7vg
@NevergiveUp-to7vg 17 дней назад
😂😂😂😂😂
@Berihu-kd3wh
@Berihu-kd3wh 17 дней назад
"ምክልኻል ሃገር" ዝብል "ወታደር ፌደራል" ብዝብል እንተዝትካእ ምኽንያቱ ሕዚ ኣብዚ ሃገር ሃገር ዝከላከል ሓይሊ የለን። (ግሊ ሪእቶ)
Далее
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 17 млн