Тёмный
No video :(

ሰበር ዜና! ንወረርቲ ስጉምቲ ተጀሚሩ| መቐለ ከቢድ ሰነድ ፀዲቑ | መግለፂ ሓዘን ካብ ኣብይ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 54 тыс.
Просмотров 42 тыс.
50% 1

#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

16 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 53   
@TsgabuAbay
@TsgabuAbay Месяц назад
yes
@alemamichanal82
@alemamichanal82 Месяц назад
❤❤
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 Месяц назад
እንቋዕ አብዚ በጻሕኩም ሕዉሐት እዚ ግን 50 percent ምፍታሕ ሽግር እምበር ምሉእ አይኮነን በርትዑ ሐቂ ክትስዕር እያ ቅድሚ ኩሉ ግን ህዝቢ ኩሉ እቲ ከይዲ ክፈልጦ ግበሩ ህዝቢ ክቃለሳም እዩ።
@TeteH-fo5wj
@TeteH-fo5wj Месяц назад
ዝተከበረ ህዝቢ ትግረይአብር እሲ ፀገመንስ ምራኽ መተንከምዝባሀል እቶሞ መስዋእቲ ዝከፈሉ መንግስቲ ሰማያት የዋርሰም ነስድርኦም ፅንአት ይሀቦም እትቶም ዝተረፉ ምእነቲ ትግራይ በዘይደሞወዝ ዝኳሻህ ዘለው ወዱ ድኻናብ ሰንየልና በፈጣሪ ስም
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ፅግዕተኛ ሓይሊክእለ ኣለዎ። ኣቱም ሚድያታት እውን መጣቓዕቲ ናይ ፅግዕተኛ ኢኹም ተጠንቀቑ❗
@tbstig
@tbstig Месяц назад
የዕለቱ ዜናዎች 👉የኮ/ደመቀ ዘውዱ ስንብት ከሑመራ| 👉 ወ/ሮ አዜብ መስፍን በወልቃይት 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-iFmqw-vHSVo.htmlsi=ymut71m7ggaAr_QV ተከዘ ዴይሊ ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ ተጋብዛችኋል።
@HdhHdh-wk6rk
@HdhHdh-wk6rk 17 дней назад
❤🎉
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ሕጂ ግርም
@TsegayHaylu-yj4df
@TsegayHaylu-yj4df Месяц назад
አቲ ግዚያዊ መንግስቲ ዘሎ አካል ብሕወሓት ዝተወከለ እዩ።በይኑ ተነፂሉ ዝኸድ ዘምስል ባህሪ አለዎ።ናይ አሰላልፋ ሽግር ዘምፅኦ የምስል፣ኩሉ አብቲ መስርሕ ገምጋም ክፀሪ ይግባእ።
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Месяц назад
💛❤️
@user-cy4do2lq8t
@user-cy4do2lq8t 19 дней назад
ህዝብኩም መጀመርያ ኣድሕንዎ ንስልጣን ኣብ ክንዲ ውድድር ውድድር ንመን ሃፍቲ ንከይውረሰኩም ድዩ ብገበን ከይትጥየቁ ድዩ ኣብ እዋን ዕፅዋ ዝተፈጠሩ ሃፋትም ኣለው ዝደከዩ እውን ኣለው ።
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw Месяц назад
ኣነዝገርመኒ እዚ ዓለም ገብረዋህድ ዝባሃል እቲ አኼባ ስላም ኮይኑ ንኸይጋዓዝ ንምክፍፋል ብምግጅጃል ሕማቅ ርእሲ ሕማም እዩ ንምንታይ እሸሩሩ ንብሎ ዘለና ናይ ዓለም ገብረዋህድ ኩነታቱ ኣይትረደአንን ግልፂ ከኾውን ኣለዎ
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ኣታ ድስኩል ናብ ኣለም ጥር ዘብለካ እንታይ እዩ?
@gebreananyagebreslasse214
@gebreananyagebreslasse214 Месяц назад
@@user-py3hv4vr5d ናብ ፀርፊ ጥር ዘብል እንታይ አለካ ናይ አለም ፅቡቓት ተሞኩሮ እንተሊዩ ዘይተረድኦ ፀርፊ ናይ ድኹማት እዩ ነንባዕልኹም ተአራረሙ እምበር አየትፀራረፍ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Месяц назад
መግለፂ ሓዘን ዝበልክምዎ ዘይትገልፁ ዘይኮነ ትዛረቡ
@tbstig
@tbstig Месяц назад
ኣብ መወዳእታ ክፋል ዜናና ኣሎ ክቡር ተኸታታሊና
@DestaWubshet
@DestaWubshet Месяц назад
ኣቱም ሰባት "ገምጋም ሓደጋ ፅግዕተኛ ምብስባስን ኣመራርሓና" ዝብል ሰነድ ባዕሉ ትኽክል ኣይኮነን። ፅግዕተኛን ምብስባስን ኣመራርሓ እንተሎን መን እዩ እቲ ዝበስበሰን ዝብል ባዕሉ እቲ ገምጋም እዩ ክንፅሮ ዝግባእ። እቲ ዋና ርእሲ ገምጋም እዋናዊ ብቅዓት መሪሕነት ህወሓት ተባሂሉ ይቅመጥ እሞ ተርእዮታት ፅግዕተኝነትን ምብስባስን ኣብ ውሽጢ ከም ሓደ ንኡስ ኣርእስቲ ተገይሩ እንተዝቅመጥ እዩ ዝሐሸ ነይሩ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu Месяц назад
እዚ ኢ ሂጋዊ ዝኮነ ጊዝያዊ መንግስቲ ብይ ኢ ሕጋርዊ ሰካራም ጊታችው ዝምራህ ንስኩል ኢ ሕጋዊ መራሂ ተተይ ተወገድ ህዝቢ ትግራይ ስላም ይረክብ ማለት ህልሚ ኢዩ። ባዕሉ መርሂ እየ ኢሉ ኣብ መቀለ ክፍ ኢሎ ቮድካ እናስተየ ዝውዕል ስካራም ስራህ ከሰረህ ኢዩ ማለት ሃቂ ዘይ ምቅብል ኢዩ። ጊታችው ከብዱ እንድህ መሊኡ ቮድካ እንድህር ሰትዮ ካልእ ጉዳዩ አይኮነን። እሞ እዝይ ሰካራም ሃሳዊ ሰብ ይወገድ ካብ ኢ ሕጋዊ ዝከነ ሃልፍነት። ውሩድ ደንቆር ስለ ዝኮነ። ዋና ስርሁ ሕዝብና ምክፍፍል ምድካም ጥራይ ኢዩ። ስለዚ ኢሕጋዊ ጊታቸው ምስ ኢ ሕጋዊ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ይወገድ። ህጋዊ መንግስቲ ምስ ምክሪ ቤቱ ናብ ቦቱ ይመለስ። እትይ ህጋዊ መንግስቲ ምኽሪ ቤት ናብ ቦቱ ተመልሱ ምስ ሃይሊ ትግራይ ኮይኑ ኩሉ ታሪካዊ ምድርና ናብ ሰብ ዋኑ ይመልስ። ናይ መጻኢ ትግራይ ግልፈተ ፍኖት ( road map ) እስካብ እንዳሉ እትዝይ ህጋዊ መንግስቲ ዓዲ ይሃሉ። ሱር በቀስ ለውጢ አብ መጽናዕቲ ተምስሪትና እስካብ እነካይድ። ስለዝኮነ ናይ አመሪካ ምስለኒ ሃሳዊ፣መዳናገሪ፤ ሰካራም፤ክፍፍሊ፤ ዕውር፣በሃም ኢሕጋዊ ጊዝያው መንግስቲ ይወገድ ብሕጹጽ። ድሑር፤ ጸማም፣በሃም።ዕቡድ ፣ደንቆሮ ጊታችው ረዳ ይወገድ ብሕጹጽ። ናይ ህዝብና ሰፍ ዝይብለ ጾር ኮይኑ አሎ። ሓሶት ካብ ኩሎ ዝክፍእ። ክልተ ዓመት ሃሶት ንህዝብና ጸባን መዓርን አይኮነን። ህዝብና ሃሶት እናበለዐ አይንበርን። ሃሶት ዘበልዕ ህዝቢ አብ ዓለም የለን። ኢ ህጋዊ ፣ከሃዲ ጊታቸው ረዳ አብ ህዝብና አብርእሲ ሃዘኑ ሃዘን ደሪብካሉ አልካ ኮነ ዕልካ ህዝብና ጉድኡካዮ ኩፉኡ ሃሳዳ ስለ ዝኮነካ። ኽፉኡ ኢካ ካብ ዓቢይ ዝበሳካ አብ ሕዋሕት ውሽጢ ንይ 27 ዓመታት ተሃቢካ ዝነብረካ ናይ ናይ ወሽጢ ጽለኢ ህዝቢ ትግራይ። ከሃዲ ህዚ ህዋህት ስለ ዝወደቀ ንህዋህት ደርብካ ካሊ ሃዱሽ ካብ ተከድኒካ ክተዕሸውና ትደሊ? ጠላም ክሃዲ ። ጸበባ ናይ ብቅዓት ፈተና ኢዩ። ናይ መጽሃፍ ቅዱስ ፕጥርስ ካህዲ ንየሱስ ዝካሃዶ አብቲ ወሳኒ ጊዝየ። ንህዝቢ ትግራይ ክህድካዮ ናብ ሃዘን ሃዘን ወስካሉ። ደሃን ከውህግ ኢዩ። አብ ፕሮቶራይ ንትግራይ ንይ አመሪካ ሽጥካዮ። ንቡቱን ትግረዋይ ( diaspora ) 100% ኪህድካዮ። ቡቱን ትግረዋይ ንትግራይ ክይስረር፣ ንይ ሃይሊ ትግራይ ክይህግዝ ጠለምካዮ? ቡቱናት ተጋሩ ንትግራይ ክይሰርሁ ርሕክብ ኮነ ኢልካ አቆሪጽካዮ። ጊታችው ረዳ ካብ ዓቢይ ካብ ኢስያስ ዝበአስካ ጸላኢ ትግረዋይ መንነት። ሕዋህት ከማካ ዝበሉ ጎሃፍት እና አከብት ህዝብና ንውኻርያ ሂባቶ። ጊታችው ሰብ እትመስል ስይታን ኢካ። ህዝቢ ትግራይ ክህደት አይግቦን። ንስካ ግን መንነት ስለዘብልካ ናይ ትግረዋይ መነንት ኽጥፍእ ትሰርህ አለካ። ቡቱና ትግረዋይ ተዌዲዱ ትግራይ ከይድብስ ዝገብረካ ንስካ ጥራይ ኢያ። Getachew you are a mercenary.
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 Месяц назад
👌👌👌👌👍👍👍👍
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Месяц назад
Tigary........ Broadway.... ..Tg....... MedIa........ Citly...... Country
@berbre9039
@berbre9039 Месяц назад
አታ ዝውድብ እዙይ ጠቅሊሉ ክፈርሰ አለዎዎዎዎዎዎዎዎዎዎ
@gebreananyagebreslasse214
@gebreananyagebreslasse214 Месяц назад
እንታይ መማረፂ ሒዝካካካካካካካካካካካካካካ
@SolomonBeyene-p7i
@SolomonBeyene-p7i Месяц назад
ህወሓት እኮ ካብ ቀደሙ ናይ ምግምጋም ፀገም የብሉን። እቲ ቁምነገር ካብ ገምጋሙ ተበጊሱ ዘምፀኦ ለውጢ የለን ሪኢናዮ ኮ 30 ዓመት አብ ልዕሊ ህዝቢ ቀልዲ እዩ።
@AfariMadSleuthExportedSalt
@AfariMadSleuthExportedSalt Месяц назад
ዕቩድ ከልቪ
@TeteH-fo5wj
@TeteH-fo5wj Месяц назад
እነብጣእሚ ዝገርመንስነገር እንተሀልዩስ እህህ ስ ዘይተሐነቀ ይክእላ አሕዋትሕወሐት ዝብል አይፍረስ መራሕቲ ከፈርሱ አለዋም ምክነያቱምስልጣን ምምራህ ርስቲ አይኮነን ዝተማሓረ ሓድሽ ወለዶ ክመርሆ አለዋ
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t Месяц назад
ሕውሐት ሐዚውን ፀገማ አይነፀረትን። ነዓ እቲ መሰረት ናይ ዞም ኩሎም ፀገማት እቲ መስመር ትብልዎ ( ኣታሓሳስባ or Idiology ) ናይታ ውድብ እዩ።
@mulugetaashebir2374
@mulugetaashebir2374 Месяц назад
ትሕዝቶኹም ኣይጸላእክዎን፣ እብ ኣገዳስን ሓባሪን ዜናታትኩም ጥርንፍ ብዘበለን ጊዘ ግብ ግምት ዘእተወን ምስዝኾውን ይምረጽ። ሓሳባት ካብ ምድግጋም ወጺእኩም top level ዜና ክተቕርቡ ይላቦ
@tbstig
@tbstig Месяц назад
የቐንየልና
@yemdos7222
@yemdos7222 Месяц назад
ኣቀራርባኹም ቀይሩ ዜና ወይ ሓተታ ግበርዎ መሰልቸዊ/ጆርጓን/ኮይኑ።
@tbstig
@tbstig Месяц назад
ነመስግን
@seedyhussien959
@seedyhussien959 Месяц назад
❤❤❤❤❤ 1:00
@asmaraeritrea7702
@asmaraeritrea7702 Месяц назад
KAB KOLEL MIBAL KISSAD MEAHAZ:: NAY 5 DEKI...N 30 DEKIK ENTAY AMTSEO?
@1birryoutube
@1birryoutube Месяц назад
እቱ ፀገም አብ ምንፃርን ብዙሕ ምፅሓፍ: ምስብሳብ: ምርጋም : አብ አኼባ እናበኸኻ ውድበይ እናበልካ እናቆዘምካ ንሰዓታት ምዝራብ ዝተለመደ ን 50 ዓመት ዝተለመደ ሕማም እዩ ተግባር ግን የለን።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 Месяц назад
Thank you 🙏🏾 for your service I appreciate your hard working keep up your great job ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@AdhanomAdhanom-qc5ty
@AdhanomAdhanom-qc5ty Месяц назад
አብ ትግራይ አውራጃውነት ነውሕ ጌዜ ዝገበረ ውሽጣውሽጢ ዘይኮነስ ግልጽ ዝነበረን ዘሎን ካንሰር ዩ።ስለዙይ ህዝቢ ትግራይ ከምእስራኤል በጸላእቲ ዝተኸበበ ህዝቢዩ።ስለዙይ ህዝቢ ትግራይ ብአውራጃ ዝከፋፈል እንተኾይኑ ምስላ 4ተ በዕራይ ኮይኑ ይተርፍ ማለትዩ። ስለዙይ ዕጫና ዕጫ እስራኤል እንተኾይኑ፡ አብትግራይ ዞባ ዝበሃል ጽ/ቤት ጠቅሊሉ ክጠፍእ ይግባእ።ክሊል ብቀጥታ ምስ ወረዳታት ክራኸብ ይግባእ።ብድሕሪዚ ናይ ዞባታት ሕማም አብቅዑ ማለት ዩ።ከማኡውን ሓድነት ተጋሩ ከምሓጭን ይኸውን ማለትዩ። ብሰራርሓን ብተግባርን እምበር ብጭርሖ ሓድነት አይመጽእን።
@mebratualemumahamedjafijafi
@mebratualemumahamedjafijafi Месяц назад
ትግሬ በምንም ታአምር ተከዜ አይሻገርም ድሮም ትግሬ ተከዜ ተሻግሮ አያውቅም
@tbstig
@tbstig Месяц назад
የዕለቱ ዜናዎች 👉የኮ/ደመቀ ዘውዱ ስንብት ከሑመራ| 👉 ወ/ሮ አዜብ መስፍን በወልቃይት 👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-iFmqw-vHSVo.htmlsi=ymut71m7ggaAr_QV ተከዘ ዴይሊ ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ ተጋብዛችኋል።
@mebratualemumahamedjafijafi
@mebratualemumahamedjafijafi Месяц назад
ትግሬ በአስመራ መንገድ በእግሩ ያለ ጫማ በዕግሩ ተጉዞ በአስመራ መንገድ ተጉዞ ነበር የሚመጣው ሁሉ ትግሬ ያውቃል
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 Месяц назад
ብሰንኪ ጉባኤ ዝክፈት ኩናት የለን እቶም ምስ አብይ ዝወገኑ ዘዉርይዋ ከንቱ ዘረባ እዮ
@milliontareke6728
@milliontareke6728 Месяц назад
😂😂😂 stop accusing the party stand up for your self
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d Месяц назад
Bihzbi kumar mitswat yebke!!!
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 Месяц назад
Kub 40 amut blueley zebusbusu hwahut hahaha 😂😂😂
@GebrehiwotGidey
@GebrehiwotGidey Месяц назад
BEST DOCTRINE ❤❤❤😂 FOR BEST DEALS
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
"ነዛ እምባይ መን ይወርሳ ዝብል ዓብላላይ ሓይሊ" ዝብል ቃል ምጥቃምኩም ግን ነቲ ፅግዕተኛ ተለኣኣኺ ሓይሊ ከም ትድግፉ እዩ ዘርኢ እዚ ድማ ኣግባብ የብሉን ። ምኽንያቱ ውድብ ህወሓት ብኣባላቱ መደባቱ ገምጊሙ ዝዓብለለ ሓሳብ ኣሸናፊ ናይ ምኳን ኩነት ዴሞክራሳዊ ከይዲ ኮይኑ እንዳሃለወ ንምታይ በቲ ማጀሪቲ ዘይኮነስ በቲ ማይኖሪቲ ዘይተዓብለለ ምባልኩም ጨፍለቕቲ ፀረ ዴሞክራሲ ምኳንኩም እዩ ዘርኢ። እሞ ድማ ናይ ዝኾነ ይኹን ፀግዒ የብልናን እንዳበልኩም ንምህታፍ ዝፃረር ፀረ ህዝቢ እዩ። ንህዝቢ ንምድሓን ተቓሊስካ ብሓሳብ ምሽናፍ እምበር ምስ ጆኖሳይዶር ንዝተሓባበረን ንዝወገነን ምሕጋዝ ጆኖሳይዶርነት እዩ። ❗❗❗❗❓❓❓
@tbstig
@tbstig Месяц назад
ንርእቶኦም ነመስግን። እቲ ርእይቶ ናይ ትካልና ኣይኮነን። ናይ ካልኦት ርእይቶ ወሃብቲ ምዃኑ ኣብቲ ትሕዝቶ ተገሊጹ እዩ። ሐዚ ውን ውግንናና ንዝኾነ ፖለቲካዊ ውዳበ ኣይኮነን። ንህዝቢን ንሕልናና ዪ
@JonNati
@JonNati Месяц назад
ኣይትሃትፍ ንትግራይ ካብ ካድረ ሕዋሓት ንላዕሊ ጸላኢ የብላን ሕውሓት እያ ሰበስልጣን ሕወሓት ክንዲ ምስ ኣቢይ ኮይኖም ንህዝቢ ከሕልቁ ኩይናት ጎቲቶ ናብ ትግራይ ኣሚጥሲኦም ህዝቢ ትግራይ ኣወዲኦም
@kiros-tx8oe
@kiros-tx8oe Месяц назад
ለፍላፊ
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Месяц назад
H
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 Месяц назад
ናይ ጌታቸው ረዳ ሚዲያ ሕወሓት ንኽተፍርሱ ክንደያናይ እዩ ተኸፊልኩም ትግራዋይ ኮይኑ ብገነዘብ ተገዚኦም ንዘይኣምንሉ ህሊናኹነም ከመይ ይቅበሎ
@tbstig
@tbstig Месяц назад
እዙይ ትካል ናይ ዝኾነ ኣካል ድሌት መፈጸሚ ዘይኮነስ ናይ ህዝቢ ውግንና ዝገዝኦ እዩ። ንዝኾነ ውዳበ ከፍርስ ውን ዕላማ የብሉን
Далее
Вся Правда Про Хазяевов !
41:02
Просмотров 1,7 млн
Classic Italian Pasta Dog
00:20
Просмотров 2,1 млн
Вся Правда Про Хазяевов !
41:02
Просмотров 1,7 млн