Тёмный

እዋናዊ መግለፂ ግምት፣ ክልተ መልሓስ ማእኸላይ ቁፅፅር ኮምሽን፣ ፖለቲካዊ ክትዕን ባዕስን ፅልእን ከይታሓዋወሱና ንጠንቀቕ 7/26/2024 

Tigrai Online
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

እዋናዊ መግለፂ ግምት፣ ክልተ መልሓስ ማእኸላይ ቁፅፅር ኮምሽን፣ ፖለቲካዊ ክትዕን ባዕስን ፅልእን ከይታሓዋወሱና ንጠንቀቕ 7/26/2024 www.gofundme.c...
Please join and become a member / @tigraionline
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionlin...
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 112   
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Месяц назад
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ሕዝቢ ትግራይ ሕጅውን ዕጥቅኻ አስጥም - እዚ ናይ ሰብ ፍጥረት ዘይብሉ ንጉስ እየ ዝብል እግሪ አይንወድቅን
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Месяц назад
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ዓለም ዘስደመመ ጅግንነት ፈፅምካ ከምዚ ዓይነት ውርደት አይተራአየን። ሕጅውን ህዝቢ ትግራይ ናይ ሙወዳእታ መስዋእቲ ኸፊሉ ርእሱ ብርእሱ ዘማሓዳድረሎ ናይ መወዳእታ ቃሊሲ ብዓወት ምዝዛም እዩ። ሕጂ ሻዕብያ የለ ፋኖ የለ እቲ ጦርነት ዝብሎ ንምፍርራሕ እዩ እታ ዝሠርሓ ዘሎ ገዛ ከይአተዋ ክስነ እዩ ።ሓቂ ዝሓዘ ይስዕር
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
I agree with your comment
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Месяц назад
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ኮሙሽን ሙቁፅፃር ብጣዕሚ መሕፈርቲ ወራዳታት
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
Exactly
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 Месяц назад
ቁፅፅር ኮምሽን ብጣዕሚ ዝወረደ ኮይኑ፡ ቅድሚ ኣዋርሕ ይዝክር ብዝኮነን ብዝቀልጠፈን ኩሉ ወጊንካ ንጉባኤ ምእታውያ ንሳያ እታ መድሕን ይብል ከምዘይ ወርሔ ሕጂ ተገልቢጡ ንጉባኤ ክቃወም ዘሕዝን'ዩ። እሞ እዚ ኩሉ መስርሕ ብ ኣካል ክከዶ ጸኒሑን 3 ኣባላት ንጉባኤ መዚዙ ወዲኡስ ተመሊስካ ምቅዋም ዝስደምም'ዩ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
You are absolutely right
@daniboy2293
@daniboy2293 Месяц назад
ባእሉ ኣብይ ዞባ ደቡብ ክምለሱ ንሰርሕ ኣለና እዩ ዝበለ ኣብ ጉዳይ ተመዛበልቲ ፀለምቲ ድማ ንፍትን ኣለና እዩ ኢሉ ኣብ ጉዳይ ሃደ ዞባ ምእራብ ሙሉእ ድማ ዝበሎ የለን ስለዝኾነ ውድቀት ጊዚያዊ ምምህዳር መርኣያ እዩ
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Месяц назад
እዛ ብርኩታ --ተዘይኮይና ውሕድ ንኣብዝሓ ተገዛኢ ምኳኑ ንቁፅጽር ኮምሽን ሓድሽ አይኮነን 4ተቃወምቲን 2ድምፂ ትኣቅቦ ዝተገበረሉ ኣኼባ ኣሚንካ ወፂእኻ እንታይዶ እንታይዶ ኢልካ ሕዚ ንባዕለይ ኣግሊለ ኣለኹ ምባል እንታይ ኣምፅዖ??
@Nureaney
@Nureaney 5 дней назад
ድምፂ የለን የለን
@gebrekidangebru1421
@gebrekidangebru1421 Месяц назад
ኣነ እዚ ሊቀመንበር ንባዕሉ ስልጣን ደላዪ ኢዩ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
I agree with your comment
@rational4153
@rational4153 Месяц назад
He is asking for the working procedures of the commission and the party to be respected. It is not an individual decision. TOL has sidelined with one of the two groups. Lets go for the truth that will be the solution. Tigrai is our gravity.
@rational4153
@rational4153 Месяц назад
In the face of the people of Tigrai he is trying to clarify the situation on the ground. He is not looking of a position. Our people have to screen out who is committed for Tigrai and that fighting for the chair.
@helentasfu4282
@helentasfu4282 Месяц назад
ጽብቅ ቃልሲ ኢካ ተካይድ ዘለካ በርትዕ
@alexandersahle595
@alexandersahle595 Месяц назад
Thank you TOL. Well said! I appreciate your attitude and insight. Keep struggling until we get there!
@IsacAbera
@IsacAbera Месяц назад
ዝኾነ ኮይኑ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ይስጠም። ብዕራይ ናብዘበለ የብል ዕርፊ ኣፅንዕ።ህዝቢ ብብልሓትን ትዕግስትን ሓቂ ይመሚ ሓቂ ሓደ ማዓልቲ ክትጋሃድ እያ።
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r Месяц назад
I can't believe Tekleberhan Araya has become like this? He was one of the respected members of TPLF & and long-time Tegadalay. What is going on in Tigray? Why people become this much low. Sad. Long Live TPLF
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte Месяц назад
ጎበዝ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ቀፅለሉ
@Nureaney
@Nureaney 5 дней назад
ትኽክል አፍቱ ጉባኤ ክናቃቀፉ ይግቦኦማ እምበር ነብሶም ከግልሉ ሕጂ ንመን ገዲፉኩሙሉ ተሕዝኑ እወ ዘሕዝን
@user-wx7tn3kp8c
@user-wx7tn3kp8c Месяц назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ አቀራርባ ከምሩጉኦ ዝስተ እዩ ቀፅለሉ * ትግራይ ትሕመስ ብናይ ውሽጣ ሕማቃት እያ * ትግራይ ትውረር አብውሽጣ ኾይኖም ብዝስሕቡ እያ * ትግራይ ትዳኸም ብባዕላ ዱኹማት እያ # ሕዚውን ውሽጡ ክረአይ ዝግበኦ እዩ
@haileslassietilahun1364
@haileslassietilahun1364 Месяц назад
ዝገርም እዩ ዘይተመረፁ ባዕሎም ዝሾሙ ማእኸላይ ኮሚቴ
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 Месяц назад
ናይ ግዚያዊ ምምሕዳር መግለጺ'ውን መቁጸሪታ ህውሓት ብልጽግና ከየፍቀደሉ እንተዳኣ ጉባኤ ጌሩ ሕጊ ይጥሕስ ስለዘሎ ስጎምቲ ክወስድየ ማለትዩ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
I agree with your comment. May the Lord God protect the TPLF people.
@gualtigray4684
@gualtigray4684 Месяц назад
You're amazing and honest analysis 🙏🙏🙏
@rezaabraha5804
@rezaabraha5804 3 дня назад
ድምጺ የለን
@HaileKid
@HaileKid Месяц назад
ትግራዋይ ኦንላይን እዝ አኪባ ሜሰጥ መን ሒቡካ እዝን ወድዝን እዝን እዮ ሕዝብና ዘሳቅይ ዘሉ እሞ ስላም ሀብው በይዞኩም ቻዉ
@user-mo1ds7jm5w
@user-mo1ds7jm5w Месяц назад
ኣይስማዕን ዘሎ
@kisanetteazazu1530
@kisanetteazazu1530 Месяц назад
Geat
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Месяц назад
Yes
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Месяц назад
Hay eti. Wedi. Tigrai. Welray. Gemakayl❤❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Месяц назад
Selam TOL ❤💛❤💛
@IsacAbera
@IsacAbera Месяц назад
የዒስ ኢልናዮ ነይርና ሓቂ ክትግለፅ እያ።
@hadishbeyene6183
@hadishbeyene6183 Месяц назад
ድምፂ ይየለን
@marchoyentertainment2635
@marchoyentertainment2635 Месяц назад
እና ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ኣብይ ኮራኩር ምኳኑ እዩ እትነግረና ዘለካ
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte Месяц назад
ድምፂ የለን
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 Месяц назад
They are payed bay Abey & layers .VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Месяц назад
እሞ ከምኡ እንተኾይኑ ስለምንታይ ደኣ ምስውድብኩም ሓቢርኩም ዘይትሰርሑ ። መግለፂ ምውፃእ ፍታሕ ምሃብ ኣይኾንን ።
@user-tt3py7nq2f
@user-tt3py7nq2f Месяц назад
ፃውዒት ንኹሎም ውድባት ትግራይ ? ፀላእትና ዝተሓንገጥዎ ዕላማ ፤ ዝወደቐት ብቑዕ ውዳበ ዘይብላ ፣ ነንባዕሉ ዝባላዕ ህዝቢ ዘለዋ ፣ ዝተበታተነ ሓድነት ክነግስ ምስራሕ እዩ ! ስለዝኾነ ድማ ኣብዚ ሐዚ እዋን ግምት ፀላእትና ኣብ ህዝቢ ሱር ዝሰደደ ተቐባልነት ዘለዎ ህወሓት እዩ ፤ ንሱ ድማ ክጠፍእ ኣለዎ ኢሎም ፤ ሃፍቲ ትገራይ ዝኾነ ውዳበ ንምፍራስ ፤ ፅባሕ እውን ከይንውደብን ክንፈርስን ዝገብሩ ተጋሩ ተጠቒሞም ማእኸል ስሕበት ህወሓት ቁፅፅር ኮሚሽን እዩ ኢሎም ብምእማን ነዚ ቁፅፅር ኮሚሽን ዝተብሃለ ጉጅለ ጨውዮሞ ኣለዉ ። ዝገርም ኣከያይዳ ጉባኤ ጉዳይ ኣፍልጦ ዝረኸበ ይኹን ኣፍልጦ ዘይረኸበ ውዳበ እምበር ጉዳይ መንግስቲ ኣይኮነን ! እንታይ ድኣ 1ይ/ ህወሓት ኣፍልጦ ክትክልከል ፣ ኣፍልጦ እንተረኺባ እውን ድሕሪ ምፍራስ ሰራዊት ትግራይ ናብ ጉባኤ ኣትያ ብሓይሊ ዝሓዘ ሓይሊ ክትጭወ ዝዓለመ እዩ ! እዙይ ድማ ንኹልኽን ውድባት ትግራይ ይምልከት ። 2ይ/ ሰራዊት ትግራይ እንተዘይ ፈሪሱ ናብ ትግራይ ተመሊስካ ኣቲኻ ነዚ ህዝቢ ምምብርካኽ ኣይካኣልን ኢሎም ስለ ዝኣመኑ እዩ ። ስለዙይ ውድብ ህወሓት ውድብ ኩሉ ትግራዋይ እምበር ውድብ ውልቀ ጉጅለን ሓይልን ኣይኮነን ፤ ንህወሓት እነጥፍኦን እነልምዖን ተጋሩ እምበር ፀላእትና ክኾኑ ኣይግባእን ኢልኩም ፤ ህዝቢ ትግራይ ዝጠፍእ ልሂቃን ተጋሩ ብምብላዕ እዩ ዝብል ዕላምኦም ተወዲብና ክነጥፍኦ ይግባእ !! ትማሊ ዝተኸፈለ መስዋእቲ ጀጋኑ ሸይጡ ዝነግስ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ንትግራይ ኣይጠቅምን ፤ ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዩ !! ክብርን ሞገስን ነቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ሰማእታትና!
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Месяц назад
@arayaabai6989
@arayaabai6989 Месяц назад
ትግራይ አብዚ ሕጂ እዋ አብ ከቢድ ጭንቂ ዘላ መሬት እያ።ብዙሓት ሕዙናት አኻለ ጉዱአት ብስራሕ አልቦነት ዝሳቁዩ ወገናትና ኻብ መረቦቶም ተፈናቂሎም ከርተት ዝብሉላን ብዙሓት አብ ጭንቂ ዝርከቡላ ኾታስ አብ ዝከፍአ ነገር እናሃለወት እዚ ሓዞን ጉቶቶን ንምንተይ አድለየ?እዞም ፖለቲከኛታት ትግራይ አብ ትግራይ ዘይኾነስ አብ ሀገራት አውሮፓ ዘለዉ እዮም ዝመስሉ።
@semirberhe7592
@semirberhe7592 Месяц назад
TIGRAY TSIER ❤️💛
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Месяц назад
, ድምጺ የለን
@helentasfu4282
@helentasfu4282 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@user-hu1pq7zp4b
@user-hu1pq7zp4b Месяц назад
❤❤❤God bless you You're doing great job
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x Месяц назад
እዞም አሽግር ውድበአበክንዲ ንኽፍታሕ አበርቲዖም ክቃለሱ እዳ ተገበኦ ንቲ ውድብ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኪሕዶም እየዝብል አነካሊእስ ይትረፍ ታሪኽ ናይት ውድበ አዕርዩ ዝፈልጥ ተኽለብራሃን ብግዝያዊ ጠቅሚ ክኸውን ይኽእል ዋላከሊእ ፅዕቶ እውን ይኽእል አነ ግን ዝተፈጠረ ይፍጠረ ሸታሕታሕ ክብል አይግባእን ብጣዕሚ መሕፈሪ ሰብእዩ።
@IsacAbera
@IsacAbera Месяц назад
ትሕስው ኣለኹም ኢልና ሪኢቶ ምስፃሓፍናሎም ዝበሉዎ ሰሚዕእኹሙዎ ኢኹም። ሕዚ እዋን ፀረ ደርጊ ኣይኮነን ዝበሉናውን ነይሮም። እቲ ሓቂ እዙይ እዩ ነይሩ ንሕሊና ምንባርን ዘይምንባርን እዩ እቲ ነገር።
@selambereket7399
@selambereket7399 Месяц назад
Jegna jegna hawona
@yonastamrat5417
@yonastamrat5417 Месяц назад
ህወሓት ናይ ህዝቢ ድምፂ ይተሓሎ:ጉባኤ ይገበር ምባሉ ንምንታ ክቅጥቀጥ ይፍረዶ ግዳይ ዘይንብል??
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Месяц назад
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ትግራይ ታሪኻዊ ቦታአውን ክትሓትት አለዋ በዚ እዩ ነፍጠኛ አፋ ክሕዝ ዘሉዎ
@user-bv7os6mu1s
@user-bv7os6mu1s Месяц назад
ኣየካ ኣዕረካ ነዞም ከዳዓት
@degleltesfamicael975
@degleltesfamicael975 Месяц назад
TPLF 💪 💪 💪 💪 💪 💪
@user-yu5xk2yj5n
@user-yu5xk2yj5n Месяц назад
selame kemye
@kisanetteazazu1530
@kisanetteazazu1530 Месяц назад
Great idia &priciple
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Месяц назад
Tigary........ Online..... MedIa.......Tg........ Citly....... Country
@Silas-rh6pv
@Silas-rh6pv Месяц назад
Weslatatat Ab zelekayo ketsil!!
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 Месяц назад
ናይ ቁፅፅር ኮሚሽን ናይ ዲሲፕሊን ጉዲይ ክረአ ዘለዎ እዩ ዝመስል።ናይ ማእኸላይ ጥርናፈ ባህሊ ልሙድ እዩ ግን ዝተጥሓሰ ይመስል።
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte Месяц назад
ሌያቡ እዮም ክጥየቁ አለወም ባንዳታት
@yonastamrat5417
@yonastamrat5417 Месяц назад
ጥዒና ዘይብሎም ተጋሩ ሕማማት ምልምማፅ ካብ ዝጅምሮም ፀኒሑ አሎ።ናይ ጥቅሚ ሕማም ድማ መድሓኒት አይብሉን።መድሓኒቱ ከብዱ ጥራሕ እያ።
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Tiqmegna nay 30 amet tiqmi keyqeryeka lah yibil zeleka ema niska eka.
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Nimintay haqi tezarebu dyu? Leili Teklebirhan nisika nay TPLF tehalaqi ktikewun delika. Kone elka nenibaelu ziwaqae eyom tezaribom elka hizbi kitedenagir tmukir aleka. Tekefay eka. Btaemi degagimkyo....minim afelalay aytezarebun. Ewe TPLF Kone ele network kitizirgih adenaguyato, hezi dema techakulo ala .....abti adarash yekun ab media nisa eyom zibilu zelewu. Kisab Ginbot zitebhale nimintay kisab hezi tenawihu? Kabeu ke nimintay abzi semun endegena temezizu hezi? Ezia netom akotatika teyikika melsi habena.
@kisanetteazazu1530
@kisanetteazazu1530 Месяц назад
Yienideka good analisis
@freybare5825
@freybare5825 Месяц назад
This is very dirty laundry and very sad
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Месяц назад
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ኮምሽን ምቁፅፃር ብዘሕዝን ንሕዝቢ ትግራይ ንአብይ አሕመድ ንጉስ ረገፃ አሕሊፎም ሂበሞ።
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 Месяц назад
Kubur memher tigray oline meraht tigray nay eritrea teweledti zerie silezelewom eyom ni tigray bexbsema zelewu ok waelawinet tigray enkab tigray ywtsulna ayblun eyom hasewti meraht tigray.
@user-mo1ds7jm5w
@user-mo1ds7jm5w Месяц назад
ክልል ምባል እንታይ ፀገም ኣለዎ ኩለን ኣብ ሕገ መንግስቲ ክልል እንድዩ ዝብለን
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay Месяц назад
መንእዩ ሊእልኻ እቲድምፂ ንስኻን ከማኻ ዳአ ዝመሰሉን ሚስጥር እንዳውፀኡን እዮም አበላሺዮሞ ዘለዉ
@byyh6988
@byyh6988 Месяц назад
ፀፅታ ካብሎሚ ድዩ ክኽበር ስጋብ ኣበይ ነይሩ ሻዕብያ ውፃእ ካብመርየት ትግራይ ዘይብል እንታይ እዩ ቱሽግር ንሕዋሓት ጥራይ ልቀቅ ናበልካ ምጉስጋስ እንታይማለት እዩ ሕዋሓት ካብዓዱ ናበይ እዩ ክኸይድ
@hanafkr8237
@hanafkr8237 Месяц назад
ቁሙጥስያ ሰማይ ቀረብኡ ከምቲ ከፊልና ንሓስቦ ኣይኮነን ኣብ ኪናት ዘይወዓለ በሊሕ ኣይትኩን
@hanafkr8237
@hanafkr8237 Месяц назад
ኣብ ሓደ ፓለቲካ ኣፈላላይ ክህሊ ግድን እዩ ኣብ ዝኮነ ይኩን ሃገር ተቃውሞ ንወበር ዘይትነሓናሕ የለን እዚኦም እውን ፃድቃት ዘይኮኑስ ከምሃገሮም ፍጥረት እዮም
@kibreablegesse1430
@kibreablegesse1430 Месяц назад
ሃይ ትግራይ ኦን ላይን ንስኻ ኩሉ ጊዜ ናይ ናይሓደወገን ደጋፊ ኮይንካ ስለትቀርብ ካብ ናይ ጋዜጠኛ ሞያ ወፅእኻ ካልእ ስራሕ ሕዝካ ድገፍካ ተትቅፅል ዝሓሸ ኢዩ። ጋዜጠኛ ክትከውን ግን ፀገም ኣለካ።
@areaareaarea4587
@areaareaarea4587 Месяц назад
እዚ መግለፂ ጊዚያዊ መንግስቲ እኮ ንህወሓት ሕጋዊ መሰሉ ተጠቂሙ ጉባኤ እንተካይዱ ክንኩንኖም ኢና እዩ ዝብለካ ዘሎ ካሊእ ተመዛበልቲ ክንምልስ እንበር ግዝኣት ምምሕዳር ትግራይ ክንምልስን ወንጀል ንዝፈፀሙ ሓይልታት ተሓተቲ ክንገብር ኣይብልን ዘሎ ። እቲ ዓብይ ኣሕመድ መይም ተንበርከኹ ወይም ክንዘብጠኩም ኢና ዝበለና ነገር እዮም ደጊሞም ዝነግሩና ዘለው ንህወሓት ሕገመንግስታዊ መሰሉ ተጠቂሙ ውዳቢኡ ከየካይድ እዩ ደጊሙ ስጉምቲ ክወስድ የ ዝብለና ዘሎ። እዙይ ማለት ናይ ህዝቢ ትግራይ ምንባርን ዘይምንባርን ወሳኒ መድረኽ እዩ። ኣቢይ ኣሕመድ ሚልየናት ባጀት መዲብና ንባዕሎም ክባልዑ ንገብር ኣለና ኢሉ ንናይ ኣምሓራ ብልፅግና መግለፂ ሂቡሉ ዩ ስለዙይ እቲ ኣፈላላይ ብኸዳዓትን ብተቃለስትን ማእኸል እዩ ዝካየድ ዘሎ።
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g Месяц назад
ወያነ ዝኩሉ አቅሚ ሒዛ ንአብይ ንምንታይ ይለማመፁዎ ነይ ፍርሂ ፍርሂ እዮ ዝሽበድበድ ዘሎ ንፌደራል ሐይሊ ተዘይወሲኩም አብይ ጊዜ እዮ ዝገዝእ ዘሎ ወያነ ፀላኢካ ፍለጥ ሕብና አብ ውግእ አይተእትዋ ትግራይ ብሙሑራት ደቃ ትመራህ ተአፃፃፊ ፖለቲካ ይምፃእ ሰለ ናይ አናእሸተይ ጎሳ ንአብይ ኢድኩም አይተሐቡ ።
@okay5271
@okay5271 Месяц назад
Why is it the leaders fearful? Why don’t they say so ? They look lost cowardly. What is going on?
@angesomhagos300
@angesomhagos300 Месяц назад
ለከ ናይ ህወሓት ካድረ እካ
@AbrahaleyHadush
@AbrahaleyHadush Месяц назад
Tkkl eyom sigatom eyom gelitsom nska gn wgnna zeleka eika tmesl!!!
@isaactrsfay7177
@isaactrsfay7177 Месяц назад
What the different all party I need expeditions
@kibreablegesse1430
@kibreablegesse1430 Месяц назад
ኣይተ ጋዜጠኛ ኢየ ባሃሊ ሕጂውን ክውስኸካ ዋና ናይ ሓደ ወገን ደጋፍን ሓሳውን ንስኻ ኢኻ ።
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Месяц назад
ኮሚሽን ትሸዓተ እዮም
@DawitWm
@DawitWm Месяц назад
ኩሉ ክንርድኦ ስለዝገበርካ ዕድመን ጢዒናን ንምነየልካ ተጋሩ ግን ናብዙይ ደረጃ ምውራድና የሐዝን ዝተቀበልዎን ገንዘብ ክተፍእዎን ኢዮም ወራዳታት
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Chemlak....aemiroka asirehayo....men entay deliyu kemziribish zelo gilitsi eyu....kulu zimeskerelu guday koeyu. TPLF leba eya gotegna eya....tsebab eya. Sisieti eya, weys kabtom leyabu eka nisika.
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Qoraritsika aytehilifo....haqi entehalyuwom nimintay mulue eti sibseba zeyeqribuwo?
@seyoum7656
@seyoum7656 Месяц назад
Betam asazange komite yidefahu enant godengohe
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Nimintay haqi tezarebu dyu? Leili Teklebirhan nisika nay TPLF tehalaqi ktikewun delika. Kone elka nenibaelu ziwaqae eyom tezaribom elka hizbi kitedenagir tmukir aleka. Tekefay eka. Btaemi degagimkyo....minim afelalay aytezarebun. Ewe TPLF Kone ele network kitizirgih adenaguyato, hezi dema techakulo ala .....abti adarash yekun ab media nisa eyom zibilu zelewu. Kisab Ginbot zitebhale nimintay kisab hezi tenawihu? Kabeu ke nimintay abzi semun endegena temezizu hezi? Ezia netom akotatika teyikika melsi habena.
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Hade media entekielu mis hizbi yiwugin, wurid enteylu mis mengisti yewugin. Kemakum zibele werada denaqur gin mis hanti leba setayit Dem TPLF twugunu.
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Месяц назад
Shame on these group they are not helping the cause. Terrible it looks like they listened to Abyi when he said there should be no gathering of Tplf
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Abiy has a say on the Interim Government. What are you saying. He has a responsible to protect the Interim Government, constitutionally speaking. Read , Know then speak please.
@tamutafu528
@tamutafu528 Месяц назад
EWAYE. WEREDETE. !!!!!!!!!!!
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Месяц назад
This is warning to T P L f
@yared-jg3pz
@yared-jg3pz Месяц назад
Interim government is becoming the servant of PP unacceptable the sacrifice of our ppl wasn’t to be together with Ethiopia and certainly not to be under the psychopath Abiy the dictator
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 Месяц назад
💯
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Месяц назад
I agreed with your comment
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
N Alem and Debretsion degifka ktizareb nieshtoy aytihafrin? Ayyy qiniena ay aqmi, susuat....anishti aerktom ziserqu sebat eyom.
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 Месяц назад
Etom nayhmora danshan temazabelt ke keltfom zeymlesu ke keltfom kremt tewedu eko ewae.
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Melhasika tqorets....nisika ember nay temen melhasi
@BluMisgu
@BluMisgu Месяц назад
አሰካ ናይ ሕወሓት እምበር ናይ ህዝብይ ቅንጣት ሓሎት የበልካን ሕዋሓት ውድብና ንደሕን እምበር ህዝብና ነድሕን ኢሉ ዘይፈልጥ ከዳዕ ወዱብ እዩ
@hanafkr8237
@hanafkr8237 Месяц назад
😂😂😂 ኩሎም ሕወሓት እዮም ቁዱሰይ
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g Месяц назад
It's public traitor interim gangs selling Tigrayans and Tigray.
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Idiot, provide evidence. Your cartels in the TPLF are rather driving the people to war just for the sake of their insatiable greed, like what they did 3 years back.
@daniboy2293
@daniboy2293 Месяц назад
ፅቡቕ ቓለሲ ኢኻ ተኻይድ ዘለኻ ነመስግን
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q Месяц назад
Dedeb.....nay mintay aneka kalsi ezuy....esot embey....leba mafia.
@kisanetteazazu1530
@kisanetteazazu1530 Месяц назад
Wala sudan kedem zikiteliwo zineberiwo kem zibelkayo eyu yenied
@TheMan-sq8zf
@TheMan-sq8zf Месяц назад
ሑሙም ዲኻ ወይስ ዓለም ክንደይ ይኸፍለካ
@helentasfu4282
@helentasfu4282 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@Muluwelay-dw5xo
@Muluwelay-dw5xo Месяц назад
ድምፂ የለን
Далее
Starman🫡
00:18
Просмотров 7 млн