Тёмный
No video :(

ሰበር ዜና_አኺባ ህወሓት_ወጥጥ ጌቾን ደብሪፅን_ደብሪፅ ዓቅሚ የብሉን_ETHIOPIAN NEWS_ERITREAN NEWS_TIGRIGNA NEWSከ 

ሳባውያን ታይምስ_ SABAWIAN TIMES
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 4,8 тыс.
50% 1

#eritreanews #ethiopianews #tigrignanews

Опубликовано:

 

8 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@user-uq7cl9er7c
@user-uq7cl9er7c Месяц назад
ዓይኒ ፀላእቲና ሕማቕ እዮ። ሓያል ፍቕሪ ሓያል ፅልኢ ሰይጣን እዮ ዝኣትወም ዘሎ ጥንቓቕ የድሊ
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z Месяц назад
ገታቸዉ አጀዉጀብ አይበለን እቲሓቂ እዩ ዛዉፀኦ አቅሚ ዘይብሎም ሰባትን ደቆም ንወፃኣ ዝለአኹን ነባራት አመራርሀ ወያነን በቅልጡፍ ክለኣሉ አለዎም ፕረዚደንት ጌታቸዉ መዘና ዘይብሉ ጀግናዩ እንደግፎ። እርማት ዓጀውጀው ብዝብል ይተአረመለይ
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l Месяц назад
Getachew, you run away to Tembien betraying the people to save your life!!!!.
@Zkassa
@Zkassa Месяц назад
ኣብ መኸተ ህወሓት ዘይኾነ ኮማንድ ኘስት እዩ ኣመሓዲሩ ፣ኣሸኒፉ ኣለም ኣስደሚሙ ዘሎ
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea Месяц назад
እዞም ሓሳዳት ሰሓንዋ ደኣ ።መስጣና ኢዩ ሕስድና መዋእልኩም ኣድሚኩሙና ኢኩም።ሎሚ የለን ድንጋጸ።ገይም ኦቨር።
@user-bh1cq8ym2q
@user-bh1cq8ym2q Месяц назад
"ኣብ ኲርምቲ እማትካ ጭንጭሊሒት (ፃዕዳ እምኒ) እንተሓየካሉ'ውን ኣይሕመካን" ከምዝበሃል ደቆምን ቤተሰቦምን ናብ ዝተፈላለዩ ወጻኢ ዓድታት ዘፀገዑ ኣመራረሓ ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት እቱ ነዓታቶም ክሕሉ ኣብ ውግእ ዝሃለቀ ትግራዋይ ኣይምንታዮም ኾይኑ? ክሕሞም ኣይኽእልን። ከምዘይሕሞምኮ እኒሆ ብግልፂ "ካብ ትግራይ ውድብ ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ትዓቢ" እናበሉ ኣብ ጉስሙ ከይተረፈ ተሸኪሙ ዘድሓኖም ትግራዋይ ኣብ ዐፀቦን ፀበባን ጥሜትን እናሃለወ" ትግራይ ዝደለኡ ይኹን፣ ውድብ ጥራሕ ትድሓን" እናበሉ እቱ ምዕንዛሮም ከዓ ጥፍኣቶምን ጥፍኣት ትግራይን እናወዓዓዩን እናኣወጁን ይርከቡ። ትግራይ እንተፈሪሳ ግን መጀመሪያ ዝብልዑን ዝፅረጉን መራሕቲን ኣባላትን ካድሬታትን ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ከምዝኾኑ ኣፀቢቖም ክፈልጡዎ ዘሎዎም መራሕቲን ኣባላትን ካድሬታትን ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት እዮም።
@user-dp3ls6my6x
@user-dp3ls6my6x Месяц назад
እዙይ ናይ ጌታቸው ዓጀውጀው
@user-fi5uv3fc8z
@user-fi5uv3fc8z Месяц назад
ኣጀውጀውማ እቲ ሓቂ ክትፈልጥ ተትደሊ ናይኒ ኣለም ገብረዋህድ ኢዩ
@GetachewGebre-jm6bp
@GetachewGebre-jm6bp Месяц назад
ጌታቸዉ ረዳ ብጣዕም ጥንቃቄ ክገብር ኣለዎ እዝኩሉ ስሕተት ኣባኻ እንተ ዝከዉን ንማይ ክሮ ሰከንድ እዉን እንዃን ኣብስልጣን ኣብ ሜሬት ትግራይ እዉን ንፃታ ኣየፅንሕዃን ተነገግርዎም ዝሰሙዑ እንተ ዝኮኑ ሞ ህዝብ ትግራይ አዝ ኩሉ መከራን ዉርደትን አይገጥሞን ነይሩ ሓደ ሓደ ግዜ ክትሓስቦ ከለኻስ እተን ኣብይ ዝብሎም ዝነበሩ ንግግርስ ኮፍ እለን ትረክበን ብቻ ህዝብ ትግራይ ግዜ ከይ ወሰድካ ካብ ይሉንታን ጎጣዉነትን ወፅእካ ካብዝ ኩሉ ስቃይን መከራን ዘዉፀኣካ ዉሳኔ ክትዉስን ኣለካ
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l Месяц назад
Getachew, leaving the people behind for all possible dangers, you run away to TEMBIEN . IS THIS ACTION TO BE CONSIDERED AS HOLLY AND PISITIVE!!!.
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l Месяц назад
Non sense war from the out Set!!!!.
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu Месяц назад
ሕጹጽን አገዳሲ መልክቲ ንኩሉኩም ተጋሩ አህዋተይ አሃተይን፤ ስላም ለኩሉኩም ካብ ኩሉ አቀዲመ። እዛ ትቕጽል መልክተይ ስሙዑኒ ሃደራ፡ ጊታችው ረዳ ይወገድ። ጊታቸው ናይ ህዋህት መራሂቲ እኒ ደብረጽዮን ብምውንጃል ካብ ተሃታቲነት አይምልጥኝ። እሞ ትግራይ ካልእ መሪሂነት ሂዚ ናይ ግድን የድልያ። እሞ ኩሎም ህዋህት ካብ ሃላፍነት ይታአገዱ ሃይሊ ትጋይ ለቀ መልአከ ሰራውቲ ምግበይ ናይ ትግራይ መራሂ ይኩን። ነገራት ካብዚ ዘለዎ ንላዕሊ ኢንተይበአሰ ሃይሊ ትግራይ ስጣን ይረክብ ብሕጹጽ። ነገራት ክምዚ እንድሕር ቄጽሉ ኩናት አብ ትግራይ ክውላዕ ኢዩ አብ ህድህድ ተጋሩ። እሞ ጊታቸው ረዳን ይኩን ካሎት መሪህነት ህዋህት ካብ ሃላፍነት ይወገዱ ብሑጹጽ። ለቀ አምላክ ሰራዊት ትግራይ ምግበይ ብሕጹጽ ኩሎ መርሒነት ትግራይ ጊታቸው እውን ብሑጹጽ ይወገዱ ይተአዱ። እዚይ ብጣዕሚ አገዳሲ ኢዩ። ሃይሊ ትግራይ ምብታን ዝበሃል ህሳብ እውን ፈጺምና ክይንቅበሎ። ቡቱናት ተጋሩ ( diaspora ) ንይ ሃይሊ ትግራይ ብኩሎ መዳይ ንሃግዝ። እዚ ውድቀት ህዋህት ካብዚ ንላዕሊ ጊዝየ አይዋሃቦ። አብርእሲ ሃዘኑ ናይ ትግራይ ህዝቢ ንይ 2 ዓመት ቴጸቢዎም ግና አይንሰምዕን ኢሎምዎ እኒህው። ኩሎና ተግራኡ ንይ ጊታችውን ንኩሎም ህዋህትትን ይአክል ነበሎም። አብ ትግራይ ናይ ባዕልና ንባዕልና ኩናት እስካብ ዝውላዕ አይንጸበ። ምዕራብውያን አመሪካን አዕራብን ትግራይ ንክጥፍኡ ወርቂ አውጺኦም ይሰረሁ አለው። ህንሃን ግና ህትኩትኩ ንብል አለና። ተጋሩ ኩሎም ስሙዑኒ ንይ ለቀ መልአከ ሰራውቲ ምግበይ አብ ግሩ ወድቅና ትግራይ ክድህና ንለምኖ ኩሉ ነገር ካብ ኢዳና እንተይ ውጸ። ኩናት እንድህር ተወሊዑ አብ ትግራይ ትግራይ ትጠፍእ መለት ኢዩ። ኩነታት 100% እስካብ ዝበላሾ አንይጸበ ብገኑ ንፍሽሎ። እዝይ ንምግባር ሃይሊ ትግራይ ንትግራይ ክቖጻጸራ ምግባር ብሕጹፅ።
@user-rw6gx5ty3t
@user-rw6gx5ty3t Месяц назад
ብስሩ እዚኦም እኮ ልረብሑ ኣይኮኑን ጀነራል ምግበይ ፕረዚደት ትግራይ ክኸውን ኣለዎ
@GebrehiwotTadesse
@GebrehiwotTadesse Месяц назад
ኣብ ፀላእቲ ኣቶኪርኩም ምስራሕ ዶ ኣይምሓሸን ?! ጉዳይ ገዛ ንገዛ😮
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l Месяц назад
The problem is, if somebody offers you a strategy to avoid war, you run only to incriminate the person. Moreover, ypu consider that only you are the holly GOD. NOT ONLY THAT, YOU DON'T ASSESS YOURSELF CORRECTLY. BE YOURSELF!!!!!.
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l Месяц назад
Look, every leader is trying to make HiMSELF clean and incriminate others!!!!. This is not the first time in history!. Happened .many times!!!.
@AsmelashTesfu-bl7sk
@AsmelashTesfu-bl7sk Месяц назад
ሓሳዊ
@user-fi5uv3fc8z
@user-fi5uv3fc8z Месяц назад
ንምንታይ ኢኹም ናይ ጌታቸው ረዳ ዘረባ ጥራሕ ናብ ሚድያ እተቕሰቡ ?? ጌታቸው እንታይ ስለዝተብሃለ እዩ ከምዙይ ኢሉ ?? ንምንታይ ኢዩ ሚዛናዊ ዘይትኾኑ ?? ብዝዓባ ኣኼባ ዝተብሃለ ክተቕርቡ እንድሕር ኮይንኩም ናይኩሎም ዝተዛረብዎ ክተቕርብዎ ይግባእ።
@negashhaile7188
@negashhaile7188 Месяц назад
entay ihh tbl. sne srat gerka anbb. bkemz zsemaka yelen
@AsmelashTesfu-bl7sk
@AsmelashTesfu-bl7sk Месяц назад
ናይ ትግራይ ሚዳታት ዓቅሚ የብልኩምን ከብ ኢተትዮ ፎረም ኢኩም እትፅበዩ ሓስውቲ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Месяц назад
Weshtam
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Месяц назад
፦ ካበይ አምፂእኻዮ ናይ ህውሓት ገምጋም? ገምጋምን ምንቅቃፍን ዘይተወደአ መግለፂ ከምዝወፀ ገይርኻ ትውፅኦ ዘለኻስ ናይቲ ውድብ መራሒ ዘይአዎጆ ውፂኢት አኼባ ንስኻ ብዜና ተሕልፍስ መንፈቀደልኻ? ሓሰውቲ ኢኹም ጠቅላላ
@RomhayBeyene-iq1vc
@RomhayBeyene-iq1vc Месяц назад
ጌታቸው ክእለት ቋንቋ ኣለዎ፤ ፖለቲካዊ ቋንቋ ግን ዝፈልጥ ኣይመሰለንን። መራሒ ውግእን መራሒ ፖለቲካን ነኒበይኖም ስለዝኾኑ እዩኮ ነቲ ውግእ ጀ/ል ፃድቃንን ጀ/ል ታደሰን ክመርሕዎ ካብ መጀመርትኡ ዝሓረዩዎም። ጣልቃ እናኣተው ሓዲሽ ናይ ውግእ ትእዛዝ ብምእዛዝ ስለ ዘይሓንከሩ ድዩ ሚና ኣይነበረሙን ዝብሃሉ? ናይቶም ፖለቲካዊ መራሕቲ ጊደ ነቲ ውግእ ዝመርሑሎም ብቑዓት ኣዋጋእቲ ምሕራዮም እሞ ብድሕሪኡ ጣልቃ ዘይምእታዮም ብቑዓትን ዲሞክራሳውያንን እዮም የብሎም እንበር ብግልባጡ ከንቅፎም ኣይግባእን። ሞንጆሪኖንን ኣለምን ነቲ ናይ ጀነራላት ትእዛዝ ነፂጎም ውግእ ኣዚዞም ዝብል ሓሳብ ጥራሕ ሓቂ ተኼይኑ ንኽግምገሙሉ ቅቡልነት ኣለዎ። ካሊእ ድማ ኣብ ውግእ ዝግበር ዝነበረ ነገር እቶም ሲቪላዊ መራሕቲ ንኹሉ ዘይፈልጡዎ ተነይሮም እቲ ወታደራዊ እዚ ኣብትሕቲኦም ኣይነበረን ማለት እዩ። እዙይ ድማ ነቶም ዘይእዘዙሎም ዝነበሩ ናይ ሰራዊት መራሕቲ ዘሕትት እዩ። ውሳነ ህዝቢ ክኽበር ተሊዩዎ እቶም ጀነራላት ኣብ ውግእ ዝገብርዎ ነገራት ንመራሕቲ ህዝቦም ዝሓብኡሉ ምኽንያት ዘሎ ኣይመስለንን። (ንዕቐት ተዘይኬይኑ) ኬይኑውን ግን ኣብውግእ እዮም ዘለውሞ እቶም ሰቪላዊያን መራሕቲ ነዙይ ተዓጊሶም ምሕላፎም (ዕንቅፋት ዘይምዃኖም) ለባማት ምዃኖም እዩ ዘርእየካ።
Далее
Х..евый доктор 😂
00:15
Просмотров 260 тыс.