Тёмный

ሰበር! ፈተነ ፀላእቲ ፈሺሉ| ጀ/ወዲኣሸብር ይቕሬታ ሓቲቱጀ/ክንፈ ከም ብሓዱሽ | 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 43 тыс.
0% 0

#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

6 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 79   
@TemesgenTafere434
@TemesgenTafere434 8 дней назад
❤❤❤ እዚ ጅግና እንኻዕ ብሰላም ወፀ😊
@omkhaled6864
@omkhaled6864 8 дней назад
❤❤❤❤
@KoremadeyiBogal
@KoremadeyiBogal 8 дней назад
ኣምሓሩ ግን ብቐላሉ ከይትርዕይዎም ምኺንያቱም እዚኣ ምስ ፋኖን መከላከያ ውግዕ ስለዘለው እዮም እበር ሰላም ምስ ረኸቡ ግን ስቕ ኣይቡልን ንሒና ተጋሩ ግን ሓደ ኾይና ኣድና ምሕላው ኣለና ብቲ ተወሃበና ፀጋ ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 дней назад
ክስ
@wezam1000
@wezam1000 7 дней назад
Yes, it is true I was one of the trainers for the project idea of General Knife Dagew. Welcome our hero!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 дней назад
ድሌት ፀላእቲ ንፍፅም ከይንህሉ ንጠንቀቕ !!!!ended ታደለ መንግስቱ ንፉዕ ❤❤❤ወድህዝቢ
@AlemaErob
@AlemaErob 8 дней назад
@GirmayWoldegiyorgis-fp9zy
@GirmayWoldegiyorgis-fp9zy 8 дней назад
ፅቡቕ ወረኣሰመዐና
@EritreaSoest
@EritreaSoest 8 дней назад
4:18 4:18
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 8 дней назад
🙏🙏🙏🙏
@lovleytigraye
@lovleytigraye 8 дней назад
ትግራይ TIGray ዓለማዊ ንኩን ብእንግሽ እውን ንጠሸም
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 8 дней назад
ናይ በሓቂ ብሉፅ ፖሎቲካ ዊ መንእሰሰይ
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 8 дней назад
ድሌት ብልፅግና ንምፍፃም መሬትና ኣሕሊፍና
@hagoskahsayhagos3854
@hagoskahsayhagos3854 8 дней назад
ንተቀመጠ ሰማይ ቅርቡ እዩ
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 8 дней назад
ናትግራይ ጄኔራላት ካብ ካሊእ ፍሉይ ለብሎ ናፓለቲካ ፍልጠቶም ብስለት አለዎ ። ትግራይ ኧብ ዓለም መድረኽ አፍሊጠምዋ እእዮም ። ተዋጊኦም ምሽናፍ ሀፍቶም እዩ ። ይኹን እምበ ትግራይ ናሕዝቢ መራህቱ ችግር አለዋ ። ልዙይ እዩ ሕዝባዊ መንግሥቲ ለድሊ ። ሕዝባዊ መንግሥቲ ልሀገር መፍትህ እዩ ። የቐንየለና ካብ አሜሪካ ።
@DadeBegze-sb1mi
@DadeBegze-sb1mi 8 дней назад
አረ መራሕቲ ትግራይ ሕሰቡሉ ኣብደቡብን ፀለምትን ውዕሊ ኘሪቶሪያ ብፅቡቕ ተተግቢሩ ተፈናቐልቲ ናብዓዶም ተመሊሶም እናበልኩም 50ካብ100ዘይተተግበረ ወረርትን መራሕቶምን ነባሪ ትግራዋይ ኣፋናቒሎም ካብ ዝሓዝዎ ገዛ ከይወፁ ዕጥቖም ኣብ ውሻጠኦም ኣቕሚጦም ብመዋቕር ተወዲቦም ህዝብና እናፈራርሑ ንዲፕሎማሲ ርክብ ኢልኩም ወይከዓ ኣብይ ከይቕየም ኢልኩም ብሰላም ተወዲኡ ከይትብሉ ሓደራ።
@gebrehailezgiatsbeha5114
@gebrehailezgiatsbeha5114 7 дней назад
አቱም ሰብ ህዝብና ናብ መረበቱ ዋላ ይመለስ እቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ኩሉ ንፅባሕ ድጉል ሓዊ ተገይርሉ እዩ ዝኽየድ ዘሎ። እቲ ዋና ነገር ላእላዊ ግዝኣት ትግራይ ምስ ኩሉ ፓኬጁ ናብ ቀደሙ ክምለስ እንተዘይኪኢሉ ፅባሕ ውሕስና የብልና።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 дней назад
❤❤❤ታንክስ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምሉእ ተስፋ ኣለና ኣብ ትግራይ ቴክኖለጂ ከምእተዕንብብ❤
@micaelm7376
@micaelm7376 7 дней назад
Agokum : Geganu Tigray, Amlak Msakum Eyou. Hzbi Tigray agoka : Dekika Etukatn Teamentn Eyoum'mo : Kemti Kdm : Netom Teamenti Dekika Agokum Msakum Alona Belom..
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 8 дней назад
ናይ ጎንደር ተወለድቲ እቶም ዋና ጠንቂ ሃሻክር ሽዋውያን እዮም ጠቅሊልኩም ከይትአምንዎም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 дней назад
ኣምሓሩ ብሓያሎ ይዕጠቕለው ተጋሩ ኸዓ ነገርን ፀርፍን ይዕጠቑ 😂
@AdhanomAdhanom-qc5ty
@AdhanomAdhanom-qc5ty 8 дней назад
ህዝቢ ናብ ቀታላን ጎባጥን ጸላኢ በዘይ ውሕስና ይአቱ ከምዘሎ ዩ ዝረአ ዘሎ።
@santiyago7635
@santiyago7635 8 дней назад
ክንፈ ይቅርና ለተጋሩ ሊማር!እስካብ መዓስ?ብማረያም ከይትምህለልና በቃንዓና ባዕልና በቂ ኢና። ሂወት ሓንቲኮ እያ?
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 8 дней назад
ዉድቀት ግዜዊ መንግስቲ ሕዉሐት ከዕርዬ ክሰርሕ አለዋ ። ግዜዊ መንግስቲ እዘን ዝምለሳ ዘለዋ ቦታታት ሒዙ ምስ PP ክጽምበር ዝደሊ ይመስል
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 7 дней назад
ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኢና ንብል ነይርና አቦታትና ተሰዊኦም ዓዲ ሓልዮምን አማዕቢሎምን እዮም: አትሓሳስብኦም ስልጡንን ቕኑዕን እንበር ጌጋ አይነበረን አብ ኸባቢና ዘለው ግን ኸምኡ ኸምዘይሓስቡ ድንቁርንኦም ይምህሩና አለው: ተዛርዮምውን አፅኒቶምና:ሕብረትዶ ይፅላእ ኾይኑ ግን ምስመን? ሰብ ዘየለ:
@TEEK4039
@TEEK4039 8 дней назад
እናሰራሕና ክንማሃር ኢና ዝብል ውለቀ አፍቁሮት ዝዓብለሎ መስመር ንትግራይ ናብ ውድቀት አብጺሕዋ። ሜቴክ ካብዘፍረዮ ዘጥፍኦ እዩ ዝበዝሕ። ነዚ ድማ ጄ/ር ክንፈ እውን ዝአምነሉ እዩ።
@KoremadeyiBogal
@KoremadeyiBogal 8 дней назад
ኣነ ሐዚው ኣብ ናይ ትግራይ መሬት ህውሃት ቕልጥፍ እሉ ኣዱ እንዲሂ ዘይሃዙ ብጣዒሚ ኣፀጋሚ እዩ
@seidedris3325
@seidedris3325 8 дней назад
ጉጅለ ግምት ዝፈጠሮ ሽግር እዩ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 8 дней назад
ወዲሸብር አብ ፖለቲካ ክትአቱ አይነበረካን ምክንያቱ ንስካ ወታደራዊ ሞያ እዩ ዘለካ
@isurafelkif
@isurafelkif 8 дней назад
ጉጅለ ጌታቸው ረዳን ኦሆዴድን ዝገብርዋ ኢዩ ዝኹሉ ሑቱክቱክ ባንዳ ገዛዊ ምምህዳር ካብኔ ጉጁለ ባንዳ ምሰ ኦሆዴድ ዝሰርህ ዘሎ
@santiyago7635
@santiyago7635 8 дней назад
ክንፍ ዳኛው ትግራይ ይቅርና ሜቴክም አይወክልም። የማንም ጥንብ መጫወቻ ያደርገን ሳይበቃን።
@kingjo7100
@kingjo7100 6 дней назад
እቲ ዘገርም ካብቶም ሰብ ፉሉይ ረብሓን ልዕሊ ህዝቢ ንጉጅልኦም ክብሉ ኣብ ሕቱክ ቱክ ኣትዮም ፀገም ህዝቢ ካብ ዘናዉሑ ዘለዉ ሓደ ንሱ እዚ ጀነራል እዚ እዩ😎
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 8 дней назад
ጀነራል ክንፈ አፍቲ ዘሀለፈ ናይ ስልጣን ዘመን ንኢተዮጵያ ሰሩሕላ እዩ ንትግራይ ግን ምስብሓት ተሓባቢሩ ቀቢሮማ እዮም ከዚንክሕስ እንተሓሲቡ ቅቡል እዩ።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 8 дней назад
ሓደራ ናይ እዙ ዝበስበሰ ህዋሕት ተዓሰብቲ ከይትኾኑ ። ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቲዲፍ ዝኣዘዘ እምንት እዩ ዘለዎ ናይ ህዝቢ ሓደራ ኣለኩም
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 8 дней назад
ግምት ግምት ኢዩ ውዕል ፕሮቶሪያ ተሓንሺሹ ኢዩ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 7 дней назад
ጀ/ል ክንፈ ናብ መስፍን ኢንዳስትርያል ኣእትዉዎ
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 7 дней назад
ካብ ኣንድነት በለ እከለ በለ ትብሉ ቅድሚ ሰሙን እኮ ካብ ትግራይ ባዕልና ነጊርናኩም ኔርና እዚ ስግኣት
@semeregebrekidan6013
@semeregebrekidan6013 8 дней назад
እዚ ብዛዕባ ፀለምቲ ነቲ ዕንቅፋት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝኾነ ሓይሊ ገዲፉ ንግምት ክነቅፍ ዝህንደድ መንእሰይ ሎጅስቲክስ ዝበልክምዎ ነገራት ካብ መሰረቶም ክርኢ ዘይኽእል ቀለም ዘይፀገበን ነቲ ስልጣኑ ዘይምጥን ርኦሲ ዘለዎ እዩ ዝመስለኒ።
@sabianmedia9601
@sabianmedia9601 8 дней назад
ግደፉና በጃኩም እኒ ብዓል ክንፈ ዳኘው:: ናይ ትግራይ ዳግማይ ህንፀት ዝራጋገፅ ንስካን ከማካን ዝበሉ ገለል ክብሉ እንተለው ምኳኑ እንተተረዲእኩም እኩል ዳግመ ህንፀት እዩ::
@goly9965
@goly9965 7 дней назад
ቀደም ዘየገልካያ ሎሚ ድአ እንታይ ትገብረላ?
@gebrehiwethaile4131
@gebrehiwethaile4131 8 дней назад
አታ ፀረ ተጋሩ እዩ ነይሩ ዋጋኡ ረኺቡ ድማ ክሰርቅ እምበር እንታይ ክቃለስ ካብሜትየክ ክንደይ ተጋሩ ብግፍዒ አባሪሩ።
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 8 дней назад
ኩሎም ሰበ ስልጣን ይገፍዑና ነይሮም ።
@belayberhe
@belayberhe 8 дней назад
ኣብ ትግራይ ሕግ ክኽበር ተኾይኑ ቀተልቲ ብዘይ ዋዓል ሕደር ኣብ ኣደባባይ ክሳዶም ክቁረፁ ኣለዎም
@NelesAsgele
@NelesAsgele 7 дней назад
@@belayberhe ከሙኡ ከይግበር እማ እዶም ዝእተዉሉ ሓለፊቲ ስለ ዘለዉ እዩ ሰበይ
@belayberhe
@belayberhe 7 дней назад
@@NelesAsgele ካብዚኣ ወፃኢ ካሊእ መፍትሒ የለን
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 8 дней назад
ከልል ወሰከሉ ወይ ከአፓሰፓር ትግራይ አርእዩናንህናም ኢምባሲ ትግራይ መጺና ቪዛ ከንሀትት።
@aklileymogos1113
@aklileymogos1113 7 дней назад
ነንህድኩም እንተባላኩም ሰብ ምክሳስ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 дней назад
ጌታቸው ረዳ ልግዕ ከም ኣብይ ኣሕመድ ብሆያየ ዝኣምን ፖለቲካ ዠይፈልጥ ብስምዒትን ብጣቕዒትን ዝሰክር ኣብ ፌስቡክ ኮፍ ኢሉ ዝውዕል ፖለቲካ ተራ ግለሰባት ካብዝፀሓፍዎ ናቓረመ ዝውዕል ህፃን እዩ እመኑኒ ዝወዲ እዚ ክእለ ተዘይክኢሉ ትግራይ ምፍራሳ ኣይክተርፍን
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 7 дней назад
ናይ ፃድቃን መንገዲ ዳግም ጆኖሳይድ ከይወልድ ዓገብ ኢታማጀር ሓይሊ ምክልካል ኢትዮጵያ አይነበረን ዶ ለለምንታይ ድኣ ህዝብና ዘይድሓና ዘይበልዐ በሊዑ ተባሂሉ ህዝብና ዝተጨፍጨፈ ፍፅም ንዚ መስዋእቲ ዝከፈለ መንእሰይ ክሕደት እዩ ዳግም ንሽዋ ምህናፅ ምሕሳብ ዓገብ ዓገብ
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 8 дней назад
ሐዚ ሰለስት ስራሕ ይፅበየካ አሎ ጀሚርካ አርኢና ??
@dghhg1985
@dghhg1985 8 дней назад
እዚ ወዲ ንፉዕ ይመስል ደጋጊምኪ ቕርብዮ ኣባል ካቢኔ እንተኾኑ ድማ ድሕሪ ኣኼባ ካቢኔ ኩልሻዕ ኣቕርብዮ
@isurafelkif
@isurafelkif 8 дней назад
"TDF ክብትን ዝሰርሆ ዘሎ ጉጁለ ጌታቸው ረዳን ኦሆዴድን tdf ክብተን ሞራሉ ክንካእ ጀነራላት ከቅፀሉ ዝሎ አብ አዲ ኦሮሞ ዝኸዱ ማሽላ የኾነይ ረድኤት ሒዞም ዝመፁ ከሎም ምሰ ኦሆዴድ ወዲኦም መፂኦም ኢዮም አትንኩት መዝገበ ይፎልጦ ሰለዝነበረ ካብ አባላትነቱ ብዲልየቱ ለቂቁ ተባሒሉ ግን ካሊእ እዩ ዶር ሓጎሰጎድፋይ ፕሮ ክንደያ ካልኦት ንናባእሎም ዝተጎጀለ ደቂ አንሰቲዮ ሓንግን ህዝቢ ከይረጋጋእ ኩሎም ንናባእሎም አለዋም ኢዩ ሰለዚህ Tdf ክብትን ዝተውሖቦም አሰማሪዮም አለው ህዉሓት ህዝቢ ትግራይ ከፀልኦ ዝሰርህ ኩሉ ገንዘብ ኦሆዴድ መዲቡ ብሚሊዮናት ተመዲብሉ አብይ ክኣ አቃሊሒዋ አሎ ጊዛዊ መንግሰቲ ኢሎም ሓቲቶምኒ ኢሉ ኢዩ ጀነራል ፃድቃን አሜሪካ ዝመላለሰ ዘይኮነ ይሰራህ አሎ ናኣና ልህዝቢ ልጠቅመና ሰታይ ሰትይ ላሐድር ዳም ዳም ዝብል ለህዝብና ናወፀ በኣንጎበር ፋካ ተርኣሰ ዝገብር ከመሓድረና አይንደልን ጊዛዊ ዝብሓል ካብዝመፅእ አብ ትግራይ ለሺሓት አመት ተርኢዩ ዘይፈልጥ አምፂኡልና ዘሎ ብኸዚኡ ዝነቆየ ዝብእሰ አይሕድረናይ ዱዩ ልብሓል ሰለዚህ በሓሶት ተኸፈልቲ ሚዲያን ተኸፈልቲ ቲፎዞ ዝግበር ዘሎ ገንዘብ ናተኸፈሎ ጊዛዊ መንግሰቲ ትግራይ ካብኔ ክመሓድርን ትግራይ ክብተን ዝተውሓቦ ተልእኾ ብኦሆዴድ ሒቁኡ ክሰበር አለዋ ህዉሓት ህዉሓትን ከሳዕ ዝመፀ ዝመፅእ ከሙኡ ኢና ክኣ ዝድልየና ልህዝቢ ትግራይ ጉጅለ አረቂያም ጌታቸው ረዳ ከምዝኣልዮ tplf ምሰ ሰራዊት ትግራይ ሓራራ ክውፅእና ኢዩ ሐደን ሐደን ጀነራል ፃርቃንን ሰካራሙ ጌታቸው ረዳ ብጣእሚ ልህዝብና ዘሰጉኡኒ በተሰፋ ዝፅበይዋ አለዉ ብቀረባ ክንሰምኦ ኢና ካብ ህዉሓት
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 7 дней назад
ጀ/ል ብቀጥታ ናይ ትእምት ትካላት ክመርሕ ኩሉ ትግራዋይ ድፍኢት ክንገብር ይግባ ብፍላይ መስፍን ኢንዳስትሪያል ክመርሕ ቅልጡፍ ጎስጓስ ነካይድ ንስኻ ኣንታጋዜጠኛ እውን ሃግዝ
@NelesAsgele
@NelesAsgele 8 дней назад
ብአፍካ ዘረባ ጥራይ ድዩ ክሓዊ ህዝቢ ትግራይ ተግባር ዘየለ
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u 8 дней назад
Getachew reda is a yes boy Of Abiy & because of that he is compromising the Interest of Tigray.
@goly9965
@goly9965 7 дней назад
ባዕልኹም ናብዚ ፅንተት እዚ እእቲኹም መሬትናን ህዝብናን ንፀላኢ አረኪብኹም ተብቅዑ ሕዝውን ንጊዝያዊ መንግስቲ ትኸሱለኹም አንቱም ፀበብቲ ቁሽታውያን ::
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 8 дней назад
Entay mo politician eko hizbi resiom enyny abzihom,,,,
@shibefente5682
@shibefente5682 7 дней назад
ወሬውን ተውት። በሰላም ለመኖር ከፈለጋችሁ ሀሰት ነገር አታውሩ። ጠለምት አማራ ነው። የምታወሩት ወሬ ሙሉ በሙሉ ውሸት ነው።
@michealtsegay1256
@michealtsegay1256 8 дней назад
ክንፈ እንትፍታ ታህጓሰይ ውስን አይነበረን ኾይኑ ግን ብድህሪኡ ሞስጠፌ ማለት ነበር ሱማሌ አመሓደሪ ዝነበረ ብኽብሪ ንህዝቡ ብቅልጡፍ የቀንየለይ እንትብል ክንፈ ግን ድህሪ መዓልትታት ንትግራይ መፂዮ ተባሃለ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 7 дней назад
ኣንታ እንታኖኻ ኣእቲዩካ እዩ ቅድሚ ዜና ዘዕጅውጅወካ ዘሎ ትክ ኢልካ ናብ ሓሶትካ ዘይታቱ
@santiyago7635
@santiyago7635 8 дней назад
አንቱም ወሽራኻት ኤልትራውያን አብ ዘየእትየኩም አይትእተው? እቲ ዓንዛር መራሕኩም ና እቲ ዝተቀየደ ህዝብኩም ራአዪ። ኢዚ ፀር ደቂ መቀለ ተጋሩ ዝኽነ ተራ ሙጎጎ ሲጋራ። መጀመርያ ንትግራይ ከይተሓፀኻ ትግራይ ማለት? አብቲ ዘመን ሓረጉ ናብ መቀለ ዘይኮነስ?ሺሸልስ እዩ ነይሩዝቀንዖ ዙጠምባው ሕሪኡ። ለለስ እርሾ ብሎ ያመጣው ደንቆሮ ወታደር ሳይሆን ውትድርና ጉልባብ የደርገ?እርሾ ወይስ ቁርሾ?ጨምላቅ በሎ።መለስ ቢሂወት ተዝነብር ግምባርካ።
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 8 дней назад
ጀነራል ክንፈ ዳኘው ኣይትበል ታይ ደኣ # ምሩኽ ክንፈ ዳኘው # ኢልካ ጸወዓዮ!!!!!
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 8 дней назад
Men marikwo ???
@tamutafu528
@tamutafu528 8 дней назад
O!!!!!!!😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 SHAME. FOR. YOU.
@besobela7237
@besobela7237 8 дней назад
ወዲ ሸርሙጣ ንጀጋኑ ክብሪ ምሃብ አይፈልጥን ስለምንታይሲ ብውሽማ አዲኡ ስለ ዝተጎደአ
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 8 дней назад
​@@alganesh-xe4ybወይዘሮ ኣይረኣኪዮን ዲኺ ኣእዳዉ ብከልባሽ ወይ ፈሮ ተቐዪዱ ብ* ሰብሊየ * ክድይብን ክወርድን ኣብ ከባቢ ሑመራ ኣቲዮ ተማሃሪ ከም ሰብ ንክትሓስቢ ብሰብሊየ ክድይብ ክወርድ ናብ ቃለቲ በት መኣሰርቲ ክኸይድ ኣይረኣኪዮን ዲኺ? ? ?
@HagerSelam-d9p
@HagerSelam-d9p 8 дней назад
@@UseurtimeNow Anta. Banda. Wedi. Dergi. Esuko. Dergi. Aboka. Ambrkiku. Zigerefe. Gigna. Eyu. Emo Bado edu. Diyu. Kiwagae. Neriwo. Tsahtsahit. Absriau
@besobela7237
@besobela7237 8 дней назад
ከማኻ ዝበሉ ደቂ ሸራሙጥ ጀጋኑ ምኽባር አይፈልጡን ፣ ስለምንታይ ኲሉ ሰብ ውሽማ አዴኻ ስለዝመስለካ ፣ 70,000 ዶላር ብወርሒ ማለት ልዕሊ በጀት መከላከያ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ፣ ፕራዶ መኪና ገዚኡ ሂብዋ ትብል ዘለኻ እታ መኪና ንጓል ጀግና መለስ ዜናዊ በዚሕዋ ዘይኾነስ ከማኻ ዝመሰለ ረሳሕ ሓሳዊ ዘይተተግበረ ተገይሩ ኢሉ ዝዛረብ ልኡኽ ሻዕቢያ ግን ስም ጀግና ጀነራል ክንፈ ዳኘው ስን አልዒሉ ክዛረብስ ሞራላዊ ብቕዓት የብልኻን ።
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 8 дней назад
ኣይተ ክንፈ ዳኘው ንጓል መለስ ኣብ ወርሒ ንመሓሸሺ 70 000 ዶላር ትህባ ነርካ ከምኡ ውን ማንኪና Prado እትበሃል ኣብ ኣፍሪቓ መራሕቲ ጥራሕ ዝውንኑዋ ገዚእኻ ሂብካያ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ኮራፕሽን ኣብ ሃብቲ ሃገር ትገብሮ ዝነበርካ ኢዩ !!!"" ካልኣይ ኮራፕሽን ድማ 4ተ ነፈርቲ ጽዕነት ተገዚኣን ከየገልገላ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተሸይጠን ገንዘበን ኣብ ካዝና ሃገር ኣይስተወን !!!!!! 6ተ መራክብ ገዚእካ ከተብቒዕ ኣሪገን ኢልካ ኣብ ናይ ኢማራት ወደብ ንክሕደሳ ገንዘብ ተኪፉሉወን ብኡ ኣቢለን ህጣመን ጠፉኡ በል እዚ ኢዩ ነሩ ስራሕካ ኣይተ ኣሻባሪው ክንፈ ዳኘው ንኢትዮጵያ ስጋኣ ወዲእካ ዓጽማ ትቑርጥም ነርካ ኩሎም ኣዛቢእ ተጋሩ ምስኦም ተሻሪኽካ !!!!!!
@HagerSelam-d9p
@HagerSelam-d9p 8 дней назад
Anta. Banda. Kurkur. Shaebya. Hasawi. Wedimuruk. Dergi. Tustus
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 8 дней назад
@@HagerSelam-d9p ኣኔ ጅግና መንደላይ ኢየ ንኣያታትካ ምሩኽ ርሹን ዝገበርኩዎም !!""
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 7 дней назад
ነገር ሕማም ሽዋ ፃድቃን ግን ንኢትዮጵያ ንምድሓን ይቃሳቀስ አሎ ንትግራይ ዳግም ንምጥፋእ ዋይይይይ እዙይ ዶ ህዝበይ
Далее
skibidi toilet multiverse 039 (part 2)
08:58
Просмотров 4,8 млн