Тёмный

ሰብ ኣብ ካናዳ እንታይ’ዩ ዝኸውን ዘሎ? 

Aklilu H.michael
Подписаться 85 тыс.
Просмотров 78 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 523   
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 7 месяцев назад
ሓቂ ቡሩኽ:: ኣነ ካናዳ እየ ዝቅመጥ በፍላይ እዞም ሓደሽቲ ዝመጹ ዘሎው ይሽገሩ ኣሎው ኣብ ኣምላኽ ግን ተስፋ ኣሎ ኣጆኹም ❤️🙏Thank you ሓወይ
@jacktom5686
@jacktom5686 7 месяцев назад
ኣገናዕ ኣኪለ ሓውና፡ ሎሚ ልቢ ኣብ ካናዳ ዝቅመጥ ሰብ 100% ረኺብካዮ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ካናዳ ተቀሚጥካ ኔርካ ዲኻ ? ብጣዕሚ ብዘስደምም ኩነት ንጸገማትና ገሊጽካዮ፡ ይቀንየልና፡ እተን ዝዓበያ ነጥብታት ትጽቢትን ክውንነትን + ዌዘር እየን። ክውስኸልካ ድማ፡ ሰሪሕካ ኩሉ ንክራይ ገዛን ካልእ ቢልን እዩ፡ መወዳእታ ብነጋቲቨ ትተርፍ። ካልእ ተወሳኺ ገለ ደቀንስትዮ ሰብ ሓዳር ኣብ ኣላታ ተወሰኸታ ንበዓልቤተን ስረኻ ብርእስኻ ኣውጽኣዮ ብምባል ንናብራ ኣጨናቅን ጸቅጢ ዘለዎን ይገብራኦ። ካልእ፡ ናይ ስራሕ ታክስ'ዩ ብፍላይ ቶሮንቶ 13% እዩ። ምስቲ ነዊሕ ናይ በረድ ግዜ ተደሚሩ ነጠፍጠፍ ኢልካ ካልኣይ ስራሕ ንኸይትሰርሕ ተሪር ዕግታ ይፈጥር። ሕጂ ሓቅኻ ኢካ ብዙሕ ሰብ ወላ ዜግነት ሒዙ ከሎ ካናዳ ገዲፉ ሃጽ ይብል ኣሎ። እቲ ኣብኡ ነኺሱ ዘሎ ድማ ፈትዩ ዘይኮነ፡ ቆልዑ ስለዝወለደ ዕድሎም ከየበላሽወሎም ፈሪሑ ክሳዕ ዓቅመ ኣዳም ዝበጽሑ ዒሕ ኢሉ ጨፈፍ ይብል ኣሎ ( ምኽንያቱ፡ ቆልዑ ታይ ትሓልፍ ኣለኻ ፋዕራ የብሎምን፡ ኣዘዝትኻ ድማ ስለዝኾኑ ብሓይሊ ንዑናይ ክትብሎም ኣይትኽእልን ኢኻ። እተን ኣንስቲ ውን ድጎማን ኣብ ካልእ ዘይረኽባኦ መሰል ስለዘለወን ኖእ ዩ መልሶም)። ብፍላይ ሓበሻ ከኣ ንሓድሕዱ ጸገማቱ ስለዘየዕልልን ዘይተሓጋገዝን ኣብ ገዚፍ ናይ ሂወት ሕልኽላኽን ምውቃዕ ባህልን (cultural confusion) ተሸሚሙ ኣሎ። ብዝኾነ ነዚ ኣርእስቲ ዝአርዚርካ ቪድዮ ብምስራሕካ ከየድነቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣገላልጻኻን ጠመተኻን ባይታ ኣይነጥብን። ሕጂ እቲ ገለ ገለ እስራኤልን ኣፍሪቃን ስራሕ ዝነበሮ ሞ ቅሩብ ገንዘብ ዝገበረ ካናዳ ገዲፉ ይወጽእ ኣሎ። እቲ ጫብላይ ብኤርትራን ብከርፋሕ መገዲ ዝመጸን ግን መዋጽኦ የብሉን። ትልኽ እናበለ ነዛ ኣፉ እናነበረ ይቅጽል... ኩሉ ሰብ ይፍለጦ! ምክንያቱ ኩሉ መምስ ኣተወ፡ እዚኣያ ታ ካናዳ ? ኢሉ ብምግራም ሂወቱ ይጅምር። ስደትና ዘብቅዓሉ እዋን ይፍጠረልና፡ ቀጽሎ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን !!
@jacktom5686
@jacktom5686 7 месяцев назад
Akile hawey, inorder to check this topic is true or untrue; collect the Likes of the people who put their opinions. Which comment is with too many Likes ?
@yikealotukue4759
@yikealotukue4759 7 месяцев назад
Tsbuk megletsi thank you brother
@efyabrha9839
@efyabrha9839 7 месяцев назад
ኩብር ሓው ኣብ ኣውሮጳ ሓንቲ ኣደ ጠተፋቲሓ ምስ ደቃ መንግስቲ ድጎማን ገዘና ይህባ ኣብ ካናዳ ኸ ድጎማ ኣሎ
@astertesfe5701
@astertesfe5701 7 месяцев назад
Europe mitsu emo meare kindizi zecheniqekum entekhoynu
@yzx900
@yzx900 7 месяцев назад
ኣብዛ ዘለኽዋ ትሕሸኒ እሞ እንቆዕ እዚኣ ነገርካኒ ኣኪለ ሓወይ 🎉
@biniamtsehaye3747
@biniamtsehaye3747 7 месяцев назад
ሓቂ እዩ እቲ system ቀሊል ኣይኮነን ናብራ canada እታ ቀንዲ ግና መኪና ማለት ጫማ እያ ማለት እያ አብ ካናዳ ፍቃድ መዘወሪ ማኪና እንተረክብካ 50% ተቓሊሉ ኣሎ ሽግርካ 30% ቓንቓ እንግሊዝ 20 % ደገፍ ናይ ሕልና ዘለዎ ሰብ ኣጆኻ ዝብል እንተረክብካ ትኽእሎ እኻ Thank you Bro Good job
@FILMON.3
@FILMON.3 7 месяцев назад
Gen kab Kanada nab USA kitkeyd aykialin dyu pro
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe 12 дней назад
Great Channel : I appreciate all your hardworking and honesty ❤❤❤❤
@MaranataTv
@MaranataTv 7 месяцев назад
የሱስ ይመጽእ ኣሎ ኩላትኩም ኣሕዋተይ ናብ የሱስ ገጽኩም፡ምለሱ ኣብዛ ምድሪ ጥዑም ዝብሃል ነገር የለን ምስ የሱስ ኢዩ ዘሎ ሰላም ዕረፍቲ ሓጎስ ናይ ምድሪ ነገር ሓላፋይ ኢዩ ናብ ኣምላኽ ጥራይ ተምቱ ኣብኡ ተስፋ ግበሩ ኣጆኹም፡የሕዋተይ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ ኣምላኽ ናብ ዓድና ብሰላም ክመልሰና፡ኢዩ ስደት ጽቡቕ ኣይኮነን ኣጆኩም ኣይትተሓለሉ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ልዕሊ ኩሉ በቃ ኣምላኽ ንወከለ ንዑ ዝሓዘ ዝሓፈረ የለን
@User-ER24AS5ER91
@User-ER24AS5ER91 7 месяцев назад
Amen Amen Amen
@yafetyohannes6937
@yafetyohannes6937 7 месяцев назад
እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና ኣይትግበሮ ዝሓወይ።
@aquagal8645
@aquagal8645 4 месяца назад
Amen ❤
@User-ER24AS5ER91
@User-ER24AS5ER91 4 месяца назад
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሄር ሽግርናን መከራናን ይአክል ይበለና። ንሰብ ዘይከአሎ ንእግዚአብሄር ይከአሎ እዮ እሞ ጸሎት ንግበር።
@peacefulsleep100
@peacefulsleep100 7 месяцев назад
ኣብዚኣ ቁሩብ ክሕግዘካ፡ ኣነ canada ካብዝኣቱ 8 ወርሒ ገረ ኣለኹ፡ እዚ ዝበልካዮ ኩሉ ሓቂዩ ኣብ ኤርትራዉያን መጺኻ ድማ ቋንቋ ስለንሽገር እቲ ሽግር ይገድድ፡ ስራሕ ምስረኸብና ክንመሃር ኣይንሃስብን፡ ዳርጋ ብትዕዝብተይ ካብ መዓልታት ዝሓልፍ ፕላን ዘለዎ ሰብ የለን። ኣብዚ ክሳብ 6 ዓመት ገሮም ቋንቋ english ጽቡቅ ገሮም ኣይዛረቡንዮም፡ ኣብ ስራሕ ኣብ ገዛ ዳርጋ ኣብ ኩሉ ነንሓድሕድና ስለዝኾና ቋንቋ ናይ ምምላኽ ትኽእሎ ታሕቲዩ።ኣብ canada ኸኣ ዝኾነ course ክትመሃር psw ዝበሃል ገዲፍካ ማለትዩ ዓቅሚ ቋንቋ ይሓቱ፡፡ስራሕ ምስረኸብና ክንመሃር ሞያ ክንሕዝ ኣይንሓስብን፡ ኣብቲኣ ወላሓደ ትምህርቲ ዘይሓትት ስራሕ ንጠብቅ፡ ኣቀዲሙ ዝመጸ ተማሂሩ ነቲ ትምህርቲ ዘይሓቲት ስራሕ እንተዘይለቂቁ ሓድሽ ዝመጸ ስራሕ ክስእን ምዃኑ ምግማት ኣየሸግርን፡፡ ካልእ ናይ ሓበረታ ሽግር ኣሎ ምዝርራብ ሓበረታ ምልዉዋጥ የለን፡፡ ቁሩብ ሓለፋ ንኤርትራዉያን college ዝተማህሩ ወረቃቅቲ wes ዝበሃል ትካል ገርካ ኣፍልጦ ክትረክብ ዕድል ኣሎ፡ ነዓ ከማን ዘይፈልጥዋ ብዙሓትዮም። digital community መስሪትና ሓበረታ ንለዋወጠሉ፡ ናይ ስራሕ ዕድል ናይ ሞያ ዕድል፡ ሓቢርና መሰልና ንጣበቀሉ ዕድል ክፍጠር ተስፋ ኣለኒ። canada ብዙሕ ዕድላት ኣሎ ምፍታሹን ምጥቃሙን ጥራዩ እቲ ጉዳይ።😊
@FAman-k5z
@FAman-k5z 7 месяцев назад
ኩሉ ዝበልካዮ ቃል ሓቂ እዩ ኣነ ድማ ሓደ ካብቶም ኣብዛ ሃገር ዝነብሩ እየ። ሰባት ዋላ እኳ ኣይኣምኑን እንተኾኑ ንኽፈልጡ ስለ ዝገበርኩም የቐንየልና.😔😔
@Habtomhabtie
@Habtomhabtie 7 месяцев назад
ናይ ዓዲ እግሊዝ ከ ገለ እስከ በለና ኩቡር ሓዋ ሓቀና ሓበሬታ ልክዕ ከም ኣቡ ቅጥራን ትከይ ዘላ መኪና ዩ
@Tbebu2815
@Tbebu2815 7 месяцев назад
መጀመርያ ጽቡቕ ኣርእስቲ እዩ። ስራሕ የለን ዝበሃል ዝተጋነነ እዩ። ምኽንየቱ ሽቕለት ኣልቦነት Unemployment ኣብ ካናዳ ኣብ ዓመተ 2021 ብሚእታዊት 7.5 %ነይሩ። መንግስቲ ካናዳ ኣብ 2022 ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ንካናዳ ኣትዮም። መብዛሕትኦም ስራሕ ስለዝረኸቡ ኣብ 2023 መጠን ሽቕለት ኣልቦ5.5 ሚእታዊት ጥራይ እዩ። ስለዚ እቶም ዝበዝሑ ሰባት ስራሕ ረኺቦም ማለት እዩ። መጠን ሽቕለት ኣልቦ ከማን ጎዲሉ። ኣብ 2023 ድማ 505,000 ሰባት ንካናዳ መጽዮም። ኣብዚ እዋን እዚ ሽቕለት ኣልቦነት 5.7 ሚእታዊት እዩ። ስለዚ፧ ዝበዝሕ ሰብ ወይ ልዕሊ 90% ስራሕ ከም ዝረክብ ኣብ Statistics Canada ዘውጸኦ ወግዓዊ ሓበሬታ እዩ። ናይ ኤርትራውያን ስራሕ ምስኣን ግን ምስ ብቕዓትን ሞያ ዘይምህላወን ምስ ካልኦት ዜጋታት ክወዳደር ዘይምኽኣልን እዩ። ብተወሳኺ እቶም ካልኦት ዜጋታት ነንሕድሕዶም ክተሓጋገዙ ትርኢ። ኤርትራውያን ግን ብፖለቲካዊ ኣራአእያ፣ ኣውራጃ፣ ሃይማኖት ነንሕድና ክንናቖት ኢኻ ትርኢ። ብዓቢኡ ድማ ኣብ ምንባብን ፣ ሞያ ምቕሳምን ነብስኻ ኣብ ምምዕባል ኣብ ክንዲ ምሕላፍ ኣብ ተአኪብካ ምዕላል፣ ነዊሕ ግዜ ኣብ ቲክቶክ፣ ፈይስቡክ ዩቱብ ተጸሚድካ ምውዓልን ምሕዳርን ይበዝሕ። ኤርትራውያን መብዛሕቶም ኣብ ዝሓሰረ ስራሕ Minimum wage jobs ኢና ንሰርሕ። ንሳተን ድማ ኣብ ፋብሪካ ናይ ጉልበት ስራሕ፣ ናይ ጽርየት ስራሕ ወይ ድማ ብመኪና ሰብ መግቢ ወይ ንብረት ምብጽጻሕ Delivery jobs እየን። እዚ ክብል ከለኹ ግን ዝተማሀ‍ሩን እሩንንነብሶም ዘማዐበሉን ዶክተራት፧ ነርስ፣ መማህራን፣ መሃንድሳት፧ ማናጀራት፣ lawyers, It technicians, software developers ካልእን ዝሰርሑ ኣብነታውያን ኤርትራውያን እውን ብብዝሒ ኣብ ካናዳ ኣለውና። ካብኡ ናብኡ ካብ ስዕድዓረብ ተማሂሮም ዝመጹ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ስራሕ ትርእዮም። ብተዛማዲ ኢትዮጰያውያን እውን ዝሓሸ ትምህርትን ሞያን ሒዞም ንካነ‍ዳ ስለዝስደዱ ኣብ ዝሓሸ ስረሓት ክሰርሑ ትርኢ። ብተወሳኺ ኣብ ካናዳ ንክመሃሩ ዝመጹ ኢንተርናሽናል ተመሀሸሮ International students ዓመታዊ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን እወን ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ክሰርሑ ስዝፍቀደሎም ኣብቲ ዕዳጋ ናይ ስራሕ ይጫረቱኻ እዮም። ስለዝ፣ ኣብ ካናዳ በብዓቕምኻን ፍልጠትካን ስራሕ ኣሎ ። ስራሕ ንክትረክብ ግን ነብስኻ ኣማዕብል፣ ሕስድና ገዲፍካ ኤርትራዊ ነንሕድሕድካ ተሓጋገዝ። ናብ ካናዳ ፕሮሰስ እንተለካ ድማ ገና ኣብ ኣፍሪቃ ከለኻ ቋንቛ ኣጽንዕ ፣ ሞያ ተመሃር፣ መጻሕፍቲ ኣንብብ። ካብቲ ዝገርመካ ህንዳውያን ንካናዳ ፕሮሰስ እንተልይዎም ኣብ ዓዶም ከለው እዮም ኣብ ካናዳ ስራሕ ይደልዩ። ኢንተርቨው ይገብሩን ስራሕ ይረኽቡን ። ስለዚ፣ ካናደ ብብዝሒ ስራሕ ስለዘሎ ብጀካ ብቀዋሚ መንበሪPermanent resident ዝመጹ ገዲፍካ ኣብ ሕርሻ ዝሰርሑ ተወሳኺ ልዕሊ 600 ሽሕ ሰራሕተኛታት ካብ ሜክሲኮ የምጽኡ። እዚ ኩሉ ካብ ዓለም ዝመጸ ሰብ 90% ስራሕ እንዳረኸበ ኤርትራውያን በይንና ከነማርር ዘይኮነ ዘለና ንዘለና ሃጓፋት መሊእና ተወዳደርቲ ክንከውን ይግበአና። ኣብ መደምደምታ ብመሰረት ሓበሬታ statistics Canada ንካናዳ ካብ ዝተሰደዱ እቶም 15% ናብ ዝመጹላ ሃገር ተመሊሶም እቶም 85% ግን ኣብ Canada ይነብሩ ኣለው። ብመሰረት እቲ መጽናዕቲ እቶም ንሃገሮም ዝተመልሱ ዜገታት መብዛሕቶም ካብ ሃገራት ታይዋን፣ ሆንግኮንግ፣ ጃፓን፣ ፍራንስን ኣሜሪካን እዮም። ብዝሒ ህዝቢ ካናዳ ኣብዚ እዋን 40 ሚልዮን በጺሑ ይርከብ።
@Robelsoimon
@Robelsoimon 7 месяцев назад
ብራቮ ጽቡቅ ዘረባ
@aronkifle2423
@aronkifle2423 7 месяцев назад
That's the point. እንድሕር ናይ ቓንቃን ናይ ሞያ ጸገም እንተለካ ከመይ ኢልካ ብቀሊሉ ስራሕ ክተረክብ? ስለዚ ንምሃር ሞያ ንግበር ኣብ competitive world ኢና ዘለና ኩሉ ግዜ updated ክንከዉን ኣለና።
@MahmudMohamedbrhan-er4wi
@MahmudMohamedbrhan-er4wi 7 месяцев назад
Nice bro
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 7 месяцев назад
ጌጋ ሓበሬታ ትህብ ኣለኻ ሓውና፡ስፕንሰር ጌሮም ዘምጺእዎም ሲራሕ ሲኢኖም ባዕሎም ይቕልብዎምን የንብርዎምን ኣለዉ።
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 7 месяцев назад
😂ዓጀውጆው ኣይትበል እስከ ​@@habtezekarias6109
@rahelkiroskebede2655
@rahelkiroskebede2655 2 месяца назад
ኣብዚ ዘሎናዮ ዓዲ ብጣዕሚ ፅቡቕ ናሃለወስ ካናዳ ክንከይድ ክንደይ ተመኒና ጭራሽ ቅድሚ ምኻድና ገዛ ክንገዝአ ከምንኽአል አዩ ኔሩ አቲ ዝረከብናዮ ሓበሬታ ካብኡ ድማ ብጣዕሚ ምችው ስራ ኩሉ ነገር ብሓደ ጊዜ ክምዝርከብ ኢና ሰሚዕና ኔርና ተመስገን ክብል አየ ድሕሪ ኸዚ አንካዕ ኣብ ችግር ዘይኣተኹ ። አቲ ዘሎ ሓቂ ምዝራብ ነሰባት ካብ ችግር ምውፃአዩና የቐንየልና ዝሓወይ ንዝሃብካና ሓበሬታ ሕማቕ ኣይትርከብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤🙏
@g-tech6007
@g-tech6007 7 месяцев назад
ኣኪለ ሓወይ፡ ጽቡቅ ኣርእስቲ እዩ፡ ግና እዚ ትብሎ ዘሎኻ ንህዝብና ዘሰንብድን ተስፋ ዘቁርጽን እዩ። ከምቲ ዘምጻካዮ መጽናዕቲ፡ መብዛሕትኡ ሰብ ካናዳ ገዲፉ ዝወጽእ፡ ኣማራዝጺ ዘለዎ ናብ ሃገሩ ብሰላም ክነብር ዝኽእል ካልእ ካልእን እዩ። ምሽክናይ ኤርትራዊ ግና ካብ ዓዱ ተማሪሩ ዝወጸ፡ ኣብ መዓስከራትን ኢትዮጵያን ሱዳንን፡ ወላ ካምፓላን ብ መንነቱ ጥራይ ብዙሕ ሽግራት ዘሕልፍ ዘሎ ህዝቢስ፡ ካናዳ ምኻድ ክልተ ጊዜ ሕሰቡሉ ክትብል ከለኻ ትጋገ ኣለኻ፡ ሓቂ እዩ ገለ ቁንጣሮ ካብ ህዝብና ኣብ ኣፍሪቃ ኣውፉሩ ዝተደላደለ ናብራ ዝነብር ኣሎ፡ ዝበዝሕ ጋና ከመይ ኢሉ እዚ ትብሎ ይቅበሎ፡ ወይ ከእ ኣየናይ ኤርትራዊ ኢዩ ካብ ካናዳ ናብ ኤርትራ ዝተመልሰ፡ እዚ ዉጹእ ጌጋ ሓብውረታ እዩ ንህዝብና። ኣብ ስደት ሱዳን ኢትዮጵያ ካምፓላ ዝበዝሕ ሰብ ብ ሓዋላ እናነበረስ፡ ነዞም ቁንጣሮ ካብ ሕዝብና ዝመርጽዎ ምርጫ ኢልካ ተስፋ ናይ ህዝብና ኣይተጸልምት። ከምቲ ሕማቅ ኢልካ ዘምጻካዮ፡ ንሕና ከም ሕዝቢ ወይ ዊን ከም ሃገር ሪኢናዮን ሰሚዕናዮን ዘይንፈልጥ ከኣ ብዙሕ ጽቡቅ ዕድላት ን ለውጢ፡ ንዕብየት፡ ንትምህርቲ፡ ሕክምና ዉን ኣሎ። ስለዚ ብሓፈሻ ዝበልካዮ ሚዛናዊ ኣይኮነን፡ ብፍላይ ከኣ ምስ ህዝብና ዝረኽቦ ዘሎ ሕሰም ኣረኣኢኻስ ካናዳ ምኻድ ንዝበዝሕ ህዝብና የዋጽኦ እዩ። ተስፋ ይገብር ካልእ ተስፋ ዝህብ ቪዮ ናይ ናብ ካናዳ ዝኸዱ ከኣ ኣጽኒዕካ ከተዳሉ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ህዝብና ዘቶከረ። እምበር ህንዳውያን ደኣ ይምለሱ እወ ናብ ሃገሮም፡ ዓዶም ብቁጠባ ይኹን ብ ምዕባለ ዝሓሸ ኣማራጺ ስለ ዝረኸቡ እዩ፡ እምበር ኣየናይ ኤርትራዊ እዩ ካብ ካምፕ ናይ ኢትዮጵያ ከይዱስ ኖኖ ካብ ካናዳስ ኣብ ካምፕ ምሓሸኒ ዝብል። ከምዚ ኣነ ናይ ካምፕ ጥራይ ኣብነት ዝሃብኩኻ ንስካ ዉን ካን ቁንጣሮ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ እሞ፡ ተትእርማ ጽቡቅ ኔሩ ይብል። እዚዎድሓንካ።
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 7 месяцев назад
ታንክስ ወደይ እዚ ኩሉ ኣብ ኣፍሪቃ ብሓዋላ ከርተት ዝብል ዘሎ ኣበይ ክነብር እዪ ዝደልዮ ዘሎ😢😢 ድሓር ክኣ ዓድና ሰላም እንተ ዝከውን ሲ ጽቡቅ ነሩ😢 ኣኪለ ግን እዛ ቪድዮካ ነቲ ካብ ሃገሩ ተስፋ ቆሪጹ ዝወጸ ህዝቢ መሊስካ ተስፋ ምቁራጽ እያ ❤❤
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 7 месяцев назад
ሓውና ነዛ ቪድዮ ጽቡቅ ጌርካ ዝተኸታተልካያ ኣይትመስልን፡ "ኣየናይ ኤርትራዊ እዩ ካብ ካናዳ ናብ ኤርታ ዝተመልሰ" ትብል ዘረባኻ ከሙኡ ውን ብዙሕ ዘየለ ጽሑፍካን ፍጹም ኣይሰማዕካያን ኣቢሉኒ። ደጊምካ ስማዓያ ኢኻ ! At least ሰብ ዘሎ ክውንነት ፈሊጡ እንተኸደ ይሓይሽ ምኽንያቱ ማና እንዳተጸበዩ ዝኸዱ ክናወጹ ስለዝራኣና ።
@afewerkisium986
@afewerkisium986 7 месяцев назад
No xbuq meglexi eyu neti 25 shih USA dollars zkefl melieu ab African wefri ygebr wey kaa n USA yhasb ❤
@segenm950
@segenm950 7 месяцев назад
ኤረትራወያን ዝተመልሱ አለወ አይበለን ካልኦት ሃገራት ኢሉ
@dasnaextrab2034
@dasnaextrab2034 7 месяцев назад
​@@segenm950እሞ ነዛ ቪድዮ ንካልኦት ሃገራት ዲዩ ሰሪሕዋ ? ስለምንታይ ብትግርኛ ክሰርሓ መሪጹ ? በቶም ካልኦት ዝተመልሱሉ ቋንቋ ክሰርሓ ምተገብኦ ? ዓሻ ተመሲልካ ድራሮም ወድኣሎም ግን ጽቡቕ ኣይመስለንን
@yafetkelete5960
@yafetkelete5960 7 месяцев назад
I've never seen such abundant interactions of experiences & exposures from various Eritreans particularly living in Canada regarding the Pro & Cons of Canada's opportunities vis- a -vis a challenge for immigrants .It's so vital sharing such valuable information. Thanks Akilie just bring these issue into spot light so that so much people genuinely interacting on the matter !
@rodaeritreanmedia2141
@rodaeritreanmedia2141 7 месяцев назад
Perfect ኣኪለ ሓውና ፡ ሰብ ናብ ዓዱ ዝምለሰሉ ግዜ ዝኣኸለ ይመስል ! እታ ሓንትን እንኮን ኣማራጺ ዝኸፈልካ ከፊልካ ዓዲ ምእታው ኢያ እምበር በዓል ካናዳ ካብዚ ዝበልካዮ ንላዕሊ ኢዩ ዘሎ ኩነታቱ
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ገሊጽካዮ መምህር ሓውና ። ኩሉ ከምዛ ዝበልካያ ኢያ ። ሕጂ ከፊኡ ዘሎ ቀንዲ ስራሕ ምዝሓልን ፡ ክራይ ገዛ ምኽባር፡ ኩሉ ዓይነት ሃላኺ ንብረት ይኹን ካልእ ብ2 ዕጽፊ ምውሳኹን ። ኢዚን ወዲ ከምዝን ብጣዕሚ ኢዩ ከቢድ ዘሎ ፡ ብዓብዩ ክኣ ኪሚማ ኣዝዩ ኢዩ ኣሸጋሪ ኮይንና ዘሎ ። ኣብዚ ዘለኽዎ ካብ ወርሒ 9 ሕማቕ ወዘር ምስ ጀመበረ ክሳብ ኢዛ ዝጽሕፈልካ ዘልኹ ሕማቕ ኣሎ በረድ ዲና ክንብሎ ውርጪ ምስራሕ ኢዩ ዝኸልኣካ ። ብሓፈሻ ኢቶም ካልእ ዓድስ ንዓዶም ይኸዱ ናይ ናትና ኢዩ ዝገርም ዘሎ ። ዓድና ሰላም ዘለዋ ተትኸውን ነራ ፡ ኣብዚ ዝነብር ሰብ ኣይምተረኸን ነሩ ።
@HenoggietahunHenoggietahun
@HenoggietahunHenoggietahun Месяц назад
ብምጅምርያ tankes my dear akile brother ane abe juba aleku serah wen dekimu eyu canada gen nay zaa zelnaya merit genet koyna eya tesmanA coment mes reaku deqas abiyuni Kab hji gen english ne meflat kexer eye ❤❤❤
@RahHe-m1i
@RahHe-m1i 7 месяцев назад
አታ video ዝሰሯሕታ ነይ ካናዳ ትብል Eri vibes multi media God bless ❤
@forceforgood4669
@forceforgood4669 7 месяцев назад
Kubur how Akhlilu: This is indeed an overdue topic and I am glad to see you raise it. I think the biggest challenge is mismatch of expectations and reality for new comers. I had moved to Canada 1990 as a student refugee. And the initial reflex I had was it was a tough cold place which I was ill prepared for. But then I was young and stateless with little other options. So decided to study hard and learn the culture as fast as I could. Every summer I would immerse myself in field work camps with Canadians. I think this changed the way I looked at the country and the opportunities it offered. I will disclose I left Canada after 18 years living there and I can’t entirely speak about what changed since I left 2008, although I visit every year. But I can imagine that it is different now. I perhaps should highlight that knowing what to expect goes a long way, and in fairness it is a law abiding society. Knowing and respecting the law and learning the language also helps a lot. In fact without language it is guaranteed to be difficult. Although this sounds common sense, unfortunately many don’t take this seriously. Like anywhere else being open to learning takes a person a step to a better life.
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 7 месяцев назад
This is the best comment so far on this topic. You have covered everting one needs to know and do
@forceforgood4669
@forceforgood4669 7 месяцев назад
@@aklilu.Hmichael It’s my pleasure Aklilu. Keep up the good work informing our people. God knows, your work is desperately needed. I should have added that Canada is a land of immigrants. That makes it a lot easier to feel to belong, more or less like everyone else. Not everyone may feel that way, but it is possible to make it home. If that is what people are looking for. At least the laws don’t have room for discrimination. Everything else is hard, smart work. It is very competitive with very little room if any at all for short cuts. Please share this points.
@negasimengstu6532
@negasimengstu6532 7 месяцев назад
Hello everybody. It is hard to conclude " I regret coming to Canada " I think possible to go everywhere/country. it is true at this time all big problems of jobs, no room easily to rent, shortage of language, transport also lack of Canadian experience etc, but it is everywhere, so it is temporary no worries, I have been in Israel for 6.5 years then next after 8 years stayed in Canada went back to Israel and stayed for 5 Months. l experienced more I changed when I came to Canada able to study and have more than one skill, life is very hard now nothing to do but better to use your time to improve to school/ language and continue to higher Education great opportunity in Canada.
@semuamha6653
@semuamha6653 7 месяцев назад
Smart! I ❤to hear people ready for new challenges good job 👏
@samnatu3828
@samnatu3828 7 месяцев назад
ኣኽሊሉ ብጣዕሚ የመስግነካ እቲ ሓቂ ሓበሬታ ምምሕልላፍካ እዚ ካብዙሕ ዉሑድ እዩ we are living harshly I am living Canada Calgary please give us how is Uganda I need move
@adore1981
@adore1981 7 месяцев назад
It's very good to know ahead of the reality but to refugees from Africa something is better than nothing....it is always better to have your expectation low and plan to pick what life offers because it is better than hawululey from Africa! So although I am grateful for the true info I say Get my shit together and face it as you know it ....Thank you Akile for the presented facts at least we know what to expect ! thumbs up
@solomonliza
@solomonliza 7 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ኣገዳሲ መደብ ኣኪለ ሃብሮም ። ኣነ ውን ካብዚ ዘለኽዎ ሃገረ ኢስራኤል ዘይታኣደነ ገንዘብ ከፊሎም ንካናዳ ዝኸዱ ኣዕሩኽተይ ወትሩ ዘዕልሉኒ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኢዩ ። ኣንፈተይ ንከስተኻኽል ውን ጠቒሞምኒ ኢዮም። ስለ'ዚ ነዚ ትገብሮ ዘለኻ ጠቓሚ ኣበርክቶ እና ኣመስገንኩ ነዛ ቻነልካ ንምዕባይ ንብዙሓት ሰባት ሳብስክራይብ ንኽገብሩ ዝካኣለኒ እገብር ኣለኹ ። በርትዕ 🙏💙
@abelabrham3195
@abelabrham3195 7 месяцев назад
You are explaining good bro I m living in Canada 🇨🇦 at this time a lot of people lay off we are not getting easy job
@selamawitabraha5574
@selamawitabraha5574 7 месяцев назад
Well said Akile about Canada 🇨🇦 however it is not that hard to find a job. There are a lot's of settlement programs and crush courses to find a job. I would suggest for any one planning to come to Canada, at least try to improve your English language skills.
@danielteklit7705
@danielteklit7705 7 месяцев назад
I live in Kitchener/Waterloo area it is fucking hard to get a job. It is getting ugly and Scarry at the same time here. Even if you lucky and get a job, it is not enough to to stay over the water. I'm just wondering where do you live?
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 7 месяцев назад
እሞ እዚ ሃገር ኣልቦ ኮይኑ ዘሎ ኤርትራዊ ናበይ የብል። ብሓደ ውልቀ መላኺ ትማሓደር ሃገር ሒዝናስ
@tekleab9462
@tekleab9462 7 месяцев назад
ኣብ ካናዳ እየ ዘለኹ ኩላ፡እዛ ናይ ልበይ ኣውጺኻያ ግን ፍታሕ ክትዛረብ ተጸብየ እዚ ዳኣ ሞ already ፈሊጥናዮ ኮ ኣንታ ኣኪለ
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 7 месяцев назад
Thank you my brother we are the right man very smart man. Thanks for everything. God bless you.
@tarekeweldemichael2897
@tarekeweldemichael2897 7 месяцев назад
ሰላም ሓዉ ኣኽሊሉ ሓደ ግዜ ብዝዕባ ኡጋንዳ ዝሃብካዮ ርእይቶ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኣነ ባዕለይ ካብ 2017 ኡጋንዳ ይፈልጣ ከሙኡውን ትፈትዋ ካብ ኡጋንዳዉያን ዝተማህርክዎ ብዙሕ ኣዩ ነዚ ናትካ ሓሳብ ንምድራዕን ክሕግዘካ ድልዉ እየ
@HerbalifeRahel
@HerbalifeRahel 7 месяцев назад
Thanks for your information but what should we do. Could you give us advice about this please thank for your time
@Mewarsti123
@Mewarsti123 7 месяцев назад
ኣጀማምራ ግን ኣየጸበቕካላን, መቐጸልታ ናይ ካልእ ክፋል መሲላ,, ብዝተረፈ ትሕዝቶኣ ብጣዕሚ ጽቡቕ 👍
@ሜላት-ጠ5ፀ
@ሜላት-ጠ5ፀ 7 месяцев назад
ኣብ ኣዘራርባ ድማ ትጽባቀ ደሊኻ
@wedialem57
@wedialem57 7 месяцев назад
ኣጆኻ ፍትሓዊ ሰብ ኩሉ ኢዩ ዝስዕቦ 👍🏽
@fsahaberhane9573
@fsahaberhane9573 7 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ናይ ልበይ ረክበካያ ካንዳ ማለት ናይ ጋሂ ዓዲ ኮና ኣላ
@azebzeweldi1853
@azebzeweldi1853 7 месяцев назад
Thank you Akile ab Canada meneseyat zhalfwo zelewu aziu kebid bdhotat ezi teqskayo delka tray aykonen. Thanks so much for your message and you understand everything about Canadian refugee challenges
@MichaelWelearegay
@MichaelWelearegay 7 месяцев назад
I live in Canada 🍁 what you are saying is all true brother. The worst country at this time.
@MoabTesfamariam-bf7lj
@MoabTesfamariam-bf7lj 7 месяцев назад
ሰላም ክቡር ሓው ኣኪለ መደባትካ ኩሉ ግዜ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ግን ከም ርእይቶ ዝከኣል እንተድኣ ኮይኑ background blue ስለ ዝኾነት ዓይንና ወዲኣትና pink colour ወይ ድማ ካልእ ዓይነት colour እንተ ትቕይራ ጽቡቕ ኔሩ Thanks.
@mikiyasberhe1624
@mikiyasberhe1624 7 месяцев назад
ብዓይንኻ ዲኻ ትሰምዕ 😂😂😂😂😂
@filimonfshation6691
@filimonfshation6691 7 месяцев назад
Hhhhh etab blue eyu bnebsu xeliewa 😂
@BiniBini-z4m
@BiniBini-z4m 7 месяцев назад
​@@mikiyasberhe1624ኣታ ሰሓቅ ቀቲልካኒ😂😂😂
@paradise6047
@paradise6047 7 месяцев назад
@@mikiyasberhe1624🤣eway zereba
@mikiyasberhe1624
@mikiyasberhe1624 7 месяцев назад
​@user-hh2pk1nn9n 😂😂😂😂😂😂
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 7 месяцев назад
ዝኸበርካ ኣኪለ ብጣዕሚ'የ ብተመስጦ ሰሚዔዮ ። አስኻ ነቶም ንእሽቱን ነዞም ሓደሽቲ ዚመጸኡ ጥራይ አኻ ብልኽዕ ገሊጽኻዮ ። ኽንደይ ዕድመ አንዳርከቦም ዝከዱ አሞ ደቀይ ኣብ ዝበጽሕ ኢሉ ንድሕሪት ዚተመለሰ ኣሎዉ ።ከምቲ ኣቦታትና ዚመሰልዎ " ዕድልካ መርቅ ዕድልካ ርገም " ዝበልዎ ኣብከምዚ ሂወት ዘለዉ አሞ ኣደዳ ሕማምን ስቃይ ዘለዉ ኣለዎ።ዕሽር ድማ ኣብ ላዕሊ ደረጃ ዝበጹሑሎም ኣለዉ። ነቶም ነባራት ሂወት ብኸመይ ንኪምክትዎ ተስፋን ምትሕብባር ናይ ኩሉ ኤትርትራዊ ዕማም ይኹን ። የቐንየለና !
@nebiatsiyoum6832
@nebiatsiyoum6832 7 месяцев назад
Dear brother, You said well explained or described the truth that all people should know about Canada before they move to Canada. Nebiat, from Canada.
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 7 месяцев назад
If you live in Toronto, housing is very expensive. However, you can live in Edmonton or Calgary
@Betupaul20
@Betupaul20 7 месяцев назад
So true.. seb gn haqi ente negirkayo ayamnekan eyu ember kulu haqi eyu
@elk5824
@elk5824 7 месяцев назад
ብዝኾነ ክቡር ሓወይ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ ዩ ኣነ ነዛ ነብሰይ ናይ ካናዳ ሂወት ኣይፈተኽዎን እሱ ድማ ብሰንክ ኩነታት ኣየር ቁሪ ናይ ጥዕና ጸገም ይገብረለይ፡እቲ ሕማመይ ድማ ቁሪ ዩ፡ ኣብ ኤረትራ ሱዳን እንተኸይደ ድማ ካብ ኣድጊ ይጥዒ በዚ መኽንያት ዓደይ ይናፍቅ እግዚአቢሔር ኣብታ ቅድስቲ ሃገርና ይምለሰና የሕዋት፡ኣምላኽ ንኹሉ መምስ ኩኖታት ኣየር ከም ዝሳማምዖ፡ንእንስሳ ይኹን ንሰብ ዩ፡ፈጢርዎ ንሕና ድማ ናይ ጸሓይ ሰባት ኢና ጸልማትን በረድን ብኸመይ ንጻወሮ፡ትፈልጡ የሕዋት እዞም ጻዓዱ ንምንታይ ዓሸማ ይበልዑ ሓሸማ ኣብ ግዜ ቁሪ ምቆት ስለትህቦም ዮም።ኩሉ ሰብ ንምዕራት ይስደድ ኣሎ ኩሉ ውን ክምለስ ዩ።
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 7 месяцев назад
ኣገናዕ ሓወይ ናተይ ብፍላይ ሕጂ ንዳሎ እምበር እቲ ዝውቀጥ ክውቅጡና ማሕተሞም ይጓየዩ ኢዮም ዘለዉ እዞም ሰተይቲ ደም ህዝብና ግን ቡዙሕ ኣፍልጦ የብሉን ንምዕራብ ከም ገነት ኢዩ ዝርእዮ ገነት ምድሪ ግን ምድሪ ሓበሻ ሃገርናን ኢዩ ምድሮም ሲኦል ኢዩ ንክትነብሮ ጥዑም ኣይኮነን ንሳቶም ሰይጣውንቲ ኣረምየናት ጽቡቅ ከይሰርሑ ኣዝዮም ዝጥንቀቁ ከምዚ ዝበልካዮ ኣነ ሓሚመ ኢለ ከይደ ናብ ሕክምና ገለ ወጊኦምኒ ንእሽቶይ ዕንፍሩር ዝነበረት ፈጫዕጫዕ ኢሉ ኩሉ ርእሰይ ደሓር እዞም ደቂ ሃገረይ ኣብስደት ዝተላለኹዎ የዕሩክተይ ሕክምና ኪዶ ገለ ኢሎም ይርብሽኒ ኣነ ከኣ ሓራይ ኢለ ይኸይድ ደሓር መሊሶም ይውግኡኑ ፈጫዕጫዕ ይብል ኦ እዚኣ ጉዳይ ብዙሕ ኣብ ሕክምና ስለ ዘይንመላለስ ዓሚሎም ክገብሩኒ ደልዮም ኢዮም ኢለ ለሚን እዚ ቀጠልያ ገዜኤ ማይ ኣፍሊሐ ይሕጸቦ ኣለኣኩስ ኣብ ሰሙኑ ህልም ኣይብልን ንወላ ሓደ ኣይነገርኲን ኣምላኽ ይመስገን ሕሽኒ ቁሩብ ተሪፈን ኣለዋ ንሳተን ክጋደለን ኢየ ንእግረ መገደይ ጸጉርኻ ማይ ኣፍሊሕካ ተሓጸቦ ወላ ስንሓ ማይ ዝፈልጠ ጌርካ ተሓጸቦ ቃንዛ የለ ምብንጣስ ጸጉሪ የለ ኲሉ ብግልባጡ ተጠቀም ንሳቶም ክንሓምም እምበር ክንጥዒ ድሌት የብሎምን ሕክምና ከይትኸይድ ኢላ ከቢድ ተዘይሓሚምካ ሕማም ሒዝካ ኢኻ ትመጽእ ሕዝብና ኣይትስምዓዮ ርእሱ ተኣሲሩ ኢዩ ዝበልዎ እሺ ጥራሕ ኢዩ ኣዝዮም ከምዝጸልእዎ ኣይፈልጥን ኢዩ ።
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 7 месяцев назад
Kakkkkkķk
@merizersenay1538
@merizersenay1538 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ዘይወጽእ ጣዕሳ ሕልሚ ደርሆ
@marigeb1467
@marigeb1467 6 месяцев назад
Akililu hawey betami tsibuk medeb🤩. Gen hanti hito alatni, abe Sweden accounting temahire december wedea kemey gere nab USA online kiwsek wey dima temerti alekum do online. Please tegediska meleseley😊
@misganagidey9400
@misganagidey9400 7 месяцев назад
you explained nicely and basic research and I appreciated it.
@E29-n3x
@E29-n3x 7 месяцев назад
ጌጋ ሓበሬታ መብዛሕትኡ ኤርትራ ዋላ እቲ ተማሂሩ ዝብሃል ቋንቋ ኣይክእል ሞያ የብሉ እታ ዝቀለለት መኪና ምዝዋር እኳ ዘይክእል እዩ ዝመጽእ።
@almaztec
@almaztec 7 месяцев назад
And mekina zewire aukelin eye
@fifbaba8758
@fifbaba8758 7 месяцев назад
Ya eti seb zixigem zelo welhanti knqasaqes zeykel eu bqa active mukan ydilika
@jacktom5686
@jacktom5686 7 месяцев назад
መን ምስ ሓገዞ ክኽእልን ንጡፍ ክኸውንን? እኒ ኣንነ ንስኻ ሓበሻ ጥዑም'ዩ ዓድና ናፊቅና ንብል ኣብ ማስሚድያ፡ ኣብ ባይታ መጺእካ ግን ኣብዚ ምስ መጸ ክንሕግዞ ኣይኮነን ነዛ ናይ እዝግሄር ሰላምታ ውን ንጋዶ። ንፋለጥ ኮ ኢና ሰብ ካናዳ! ታይ ከተዛርቡና ደሊኹም? ካልኦት ዓሌታት ብፍላይ ኤሽያ ተርኢኻዮም ስፖንሶር ጌሮም ኣብ ገዛኦም የቀምጥዎ ወይ ድማ ምስ ካልኣዩ ንኽካራ ሩምሜት ደልዮም ይረኽብሉ፡ እንተ ንሕና ግን ወላ ተሸጊሩ ክልሕጸጽ እናረኣናዮ እንትርፎ ሱቅ፡ ናባይ ኣይትምጽኣኒ ብምባል ካልእ ንገብሮ የብልናን። ናይ ሜድያ ወራዙት ኣይንኹን። ልክዕ "ሓደ ሕዳርባይ ውሑድ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ካብ ዕዲብርሂም ኣምጺእካ ኣብ ማእከል ኣስመራ ኮፍ ኣቢልካ ያላ ከም ሰብ ኣስመራ ናብራኻ ምራሕ" ከም ምባል እዩ፡ ንሱ ከማን ይሓይሽ ኣብ ኣስሓኮ ዘለዎ ህዝቢ ስለዘሎ በትን በዝን ኢሎም ገዛ ክራይ ይደልይሉ ስራሕ ውን ይረኽብሉ፡ ኣብ ካናዳ ግን ምስ ነፍሱ ጥራይ ዝዛረብ ናይ ካልእ ፋዕራ ዘይብሉ ሕ/ሰብ ተቀሚጥካ ሕቶኻ ሲስተም ጥራይ ዝምልሰልካ፡ ንሓደ ኦፊስ ወይ ሓኪም ክትረክብ ቀጥታ ደዊልካ ዘይትረኽቦ ክሳብ 5 ወይ 6 ኣርእስታት በብሓደ ክትጥውቅ፡ ኣጋጣሚ ምስ ረኸብካዮ ድማ ቆጸራ ስኬጁል ግበር ይብለካ፡ ነዚ ነገር ዚ ሓድሽ ሰብ ተኾይኑ ከመይ ጸቅጢ ዘይፈጥረሉ፡ እቶም ክትሕግዙ ትኽእሉ በዓል ንስኻ ድማ ቢዩዚ ኢና ትብሉ... ህዝብና ፈትዩ ኣይኮነን ክእለት ተሓጸሮ ? ታይ ደኣ ፡ ኣብታ ኣነን ንስኻን ዝነበርናያ ኤርትራ ያ ዝነብር ኔሩ፡ ኣብኣ ከኣ ናይ በይንና ዓለም ያ ኔራትና ምስ በይንና ንተሓጋገዝ። ካብ ባዶ ተበጊስካ ንሕ/ሰብካ ምንሻው ጣቋ የብሉን። ክንደይ ኣሎ ቋንቋ ዝኽእል ወላ ሞያ ዘለዎ፡ እቲ ዘይከኣለ ድማ ንክኽእልን ብኮንፊደንስ ንኽነብርን ኣጆኻ ንበሎ ንሓግዞ። ተዘይኮኑ ገገዛኻ ዓጺኻ ምንሻው በርኔንተ !
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 7 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ኩቡር ሓዉና ጽቡቅ መብርሂ ኣብዛ ቅድስቲ ሃገረ እስራኤል እየ ዘለኹ ንኻናዳ ከኣ ፖሮሰስ ኣለኒ ግን በዚ ተመሓላልፍዎ ከኣ ይፈርህ መን ከም እስራኤል ሙሁር ኣይትብል ደንቆሮ ንኹሉ ሓደ ዓንጋሊት ንኹሉ
@sari5614
@sari5614 6 месяцев назад
Eway ni German 🇩🇪mixu bejakum sirah bizekedikayo,menebaburo tium yu,Healthcare geleaynet .I am so happy hier in German❤❤
@zowdi810
@zowdi810 7 месяцев назад
Yes you are right thanks 🇪🇷 god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 😊 ❤️
@geryeweldenikel5820
@geryeweldenikel5820 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሪኢቶ ኣታኽልቲ ሓወይ ኣነ ግና ሓዳ ሓሳብ ኣለኒ ብፍላይ ንኤርትራውያን ዝምልከት ሰለስተ ነጥቢ ከቐምጥ ይደሊ 1ይ ኮሚንቲ ማለት ናይ ባዕልኻ ስራሕ ፈጢርካ ንኸማኻ ዝኣመሰሉ ወገናት ስራሕ ምፍጣር እዚ ክብል ከለኹ ብፍላይ እቶም ሃብታማት ዝብሃሉ ፡2ይ ነጥቢ ኣብ ኣካይዳና ንዝምልከት ብፍላይ ክኣ ካብ እስራኤል እንኸይድ ሰባት ኣካይዳና ብጣዕሚ ልዕሊ መጠን እዳከፍአ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ እዚ ክብል ከለኹ ንኣብነት ኣብ ውራያት ይኹን ኣብ መርዓ እነጥፍኦ ዘለና ገንዘባት ቁጠባ ጌርና እንተንኸይድ ኣብ ሂወትና ዓብይ ለውጢ ኣብ ወገናትና ውን ስራሕ ናይ ምፍጣር ዕድላት ምኽንያት ምኾና ፡3ይ ድማ ኣብ ገዛ ክራይ ወይ ምግዛእ ንዝምልከት ከምቲ ኣቐዲመ ዝበልክዎ ሕብረት ምፍጣር ኢዩ ንኣብነት ናይ ህዳውያን ኣብ ከናዳ ኣነባብርኦም ምስ እንምልከት ብጉሩብ ኢዩ ኣነባብርኦም ንኣብነት ሓዳ ዓሰርተ ሰባት ኮይኖም ንሓንቲ ገዛ እድሕሪ ገዚኦማ ኣብዚኣ ብሓባር ተቐሚጦም መሊሶም ድማ ካልእ ገዛ ገዚኦም ነቲ ቀዳማይ የካሪዎ,ሞ ነቲ ካልኣይ ዝገዝእዎ ገዛ በቲ ናይ,ቲ ክራይ ገዛ እዳሸፈኑ ይኸፍልዎ፡መሊሶም ድማ ካልእ ገዛ ይገዝኡ ነቲ ካልኣይ ድማ የካሪዎ ከምዚ እዳበሉ ኣብ መወዳእታ ክሳብ ገገዝኦም ዝሕዙ ብኸምዚ ይጓዕዙ,ሞ ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን ክኣ ብፍላይ እቶም ገንዘብ ዘለና ብኸምዚ እንተንኸይድ ጽቡቕ ኮይኑ ምተሰማዕና ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ኣታኽልቲ ሓወይ ።
@efremghirmay9044
@efremghirmay9044 7 месяцев назад
Great idea its better to tension how we will solve our problem because we eritrean we dont choose at this time.
@ea-vk8uq
@ea-vk8uq 7 месяцев назад
Egziabher Ybarekka Aklilu hawey ane baeley mesker eye abu sle zneber. Ane keman abzi keleku kemzi natka agelalxa gere ktentno aymkalkun. Bgubuen bmexnaeti ztedegefen gerka akribkayon aleka. Baelom keman zekrebwo xuhuf anbibe nere Canada is 'The Leakiy Bucket' Zebel. Tebarek Edmen Teenan Yhabka hawey. Thank you so very much.
@lucasmobiletireservices9859
@lucasmobiletireservices9859 7 месяцев назад
Thanks for sharing your thoughts, Akile. Yep, Canada's economy has been facing some tough times, especially with things like high living costs and housing being super expensive. One way to deal with these issues is to focus on making money in ways that don't need constant effort, like setting up passive income streams and learning from successful investors and business people. Now, considering the situation, i am looking into investing in African countries do you have any recommendation.
@samiuelgebresslassie6453
@samiuelgebresslassie6453 7 месяцев назад
Canada is the best. If you have basic English language and can drive a car still there is a lot opportunity. Ente ezi Ertrawi gina neti immigration canada zehabena nay sponsor naxa edel nab rebha business keyirnayo. Ab Eritrean Church and Eritrean community zirikeb echa lottery nisheto alena. kemey elu kihalfelna. minin aytbelu leyabu.
@berhanekidane9523
@berhanekidane9523 7 месяцев назад
ኣገናዕ ዝሓወይ እቲሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣለኻ።
@lemlemluul4509
@lemlemluul4509 7 месяцев назад
Btaemi xubu tesemamia aloku ms zkulu zbelkaye kulu haki eyu. Kulu seb krdo kea tesfa ngebr. Thanks Akile hawna
@fidelmehari9464
@fidelmehari9464 7 месяцев назад
You are very honest person
@anghesomfoto1055
@anghesomfoto1055 7 месяцев назад
ሰላም ሓው ኣኽሊሉ።እቲ ዝበልካዮ ኩሉ ሓቂ'ዩ።ካናዳ ብፍላይ ድሕሪ ኮቪድ ብጣዕሚ ከቢድ እንዳኾነ'ዩ።ብፍላይ እቲ ኣብ ዓዱ ወይ ካኣ መበገሲኡ ዓዲ ስራሕን ነጻነትን ዝነበሮ ሰብ ነዚ ኣብ ካናዳ ዘሎ ብድሆታት ክጻወሮ የጸግሞ'ዩ።እዚ ክንብል ከለና ግና እቲ ኣብ ካናዳ ዘሎ ሰላም፡ነጻነትን፡ጠሚኻ ዘይምሕዳርን ካልእን ካኣ ክንርስዖ የብልናን።ቡዙሓት የሕዋትና ንኣብነት ካብቲ ኣሸጋሪ ሂወት ናይ ማዓስከር ስደተኛታት ሊብያ፡ኒጀርን ሩዋንዳን መንግስቲ ካናዳ ዘምጽኦም'ሞ ብውሑዱ ደቂሶም ከምዝሓድሩን ከይጠምዩን ዝሓገዞም ከይረሳዕና ማለት'ዩ።ብዝኾነ እዚ ሕጂ ዘሎ ጸገም ግዝያዊ እየ ኢለ'የ ዝኣምን ፡እቲ መንግስቲ ይረባረበሉ ስለዘሎ።
@hussenmohammedsaid9777
@hussenmohammedsaid9777 6 месяцев назад
Thanks brother 🙏
@TesfamichaelTesfazgi
@TesfamichaelTesfazgi 7 месяцев назад
አብ ካናዳ ምካድ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢዩ ! ብዙሕ ፅቡቅ አማራፂ አለዎ ። ኩነታት አይትርአዩ ካብኩነታት ላዕሊ ረአዩ ። ናብ ካናዳ ናብ አመሪካ ኪዱ ንአውሮፓውን ወሬ አይትሥምዑ ። ኪዱ አምላኽ አሎ ሕጊ ዘለዎ ዐዲ ኢዩ ። ተሥፋአይትቁረፁ ።
@debesayberaki8420
@debesayberaki8420 7 месяцев назад
ብሓቂ ብሓቂ ዝበልካዮ ኩሉ ሓቂዩ እዚ ናትና ሕብረተሰብ ግን ብ ፍፁም ሓቂ ሓበሬታ አይህብን አብዚ ሕጅ ጊዜ ብ 10 ኢድ አፍሪቃ ይሓይሽ ብዝኾነ ግን ክፍትንየ ዝበለ ይፈትን መደምደምታ ንፍቶ ንፅላእ ዐለምና ሽፍቲ ጌራ እያ ናይ ኢውሮፓ ብሓፈሻ ምዕራባዊ ዓለም አውደአመት ተወዲኡዩ።
@YonasTesfazghi
@YonasTesfazghi 7 месяцев назад
100%ሓቅዩ ዝበልካዮ፡ኣንኮራ ክግለጽ ዝግበኦ ዘትረፍካዮም ነጥብታት ኣለዉ ፡ክዝርዘሩ ዝግበኦም ከም ናይ ቋንቃ ጸገም ዘኣመሰሉ ዓበይቲ ሽግራት ወላ ነቲ ዝሓስረ ስራሕ ክትሰርሕ ኣየክእሉኻ፡ ዝግበር ፕሮሰስ ብናይ ቀረባ ዘመድ ምስዘይከውን እሞ ኣዝዩ ኣሸጋሪ እዩ ምክንያቱ ተቀቢሎም ምስ ደርበዩኻ ትኮኖ ምግማቱ ኣየሸግርን እዩ።
@duniaali6304
@duniaali6304 7 месяцев назад
Kkkkkk eti meqebal ekul eyo . Serah temahar , sedet kulu kemu eyo
@El-h5l
@El-h5l 7 месяцев назад
ካብ ዘን ዝበልካየን 2 ጥራይ እየን ሐቂ ካናዳ ገዲፎም ዝከዱ ፕሮፈሽናል ሞያ ዘለዎም አብቲ ዝነበርዎ ዝሐሸ ሂወት ዝነበሮም ኢዩም አብ ካናዳ ስራሕ አሎ ግን ምልከት ቋንቋ ክህልወካ አለዎ ወይ ሞያዊ ክእለት ክህልወካ አለዎ ግን ይፍቱኑካ ኢዩም ብቅዓት ክህልወካ አለዎ ንአብነት ካብ ኢትዩጰያ ዝመጹ ኢዪም እቶም ቀንዲ ሽግር ናይ ሐሶት ድግሪ ሒዞም ስለ ዝመጹ ክራይ ገዛን ገዛ ምግዛእን ግን አይካአልን ኢዮ ሞያ ዘይብሉ ስራሕ የለን ገለ እንተለካ ግን አሉ ብውሑዱ ኡበር ትዝውር ስለዚ መንእሰይ ነብሱ ከማዕብል አለዎ ካብ ቲክቶክ ክወጽአ አለዎ
@hzbawityemane2874
@hzbawityemane2874 7 месяцев назад
God bless you akile nihawka kemzi gerka aynu kitkeftelu mo zhashe amaraxi kdeli mdgafka bihaqi sebiawnet eyu tebarek
@ellenghebreamlak7966
@ellenghebreamlak7966 7 месяцев назад
i lives in canada toronto you are right my brother
@technicaltube4817
@technicaltube4817 7 месяцев назад
ጀርመን ምጹ ብዙሕ ስራሕ ኣሎ
@matitesfaldet7740
@matitesfaldet7740 7 месяцев назад
ካብ ዝገርመካ ኣነ ካብ ስዊድን እየ መጺአ ከምዚ ኣብ ኤውሮጳ ስራህ ዘይለ እዩ ዝመስሎም ግን ኣብዚኣ መጺኻ ግን ካልእ ዓለም እዩ ንስዊድን ገፍዕናያ ናይ እድና ረኺብና
@almazabraha
@almazabraha 7 месяцев назад
እቲ ጸገም ተፈሊጡ ኣሎ ሕጂ መፍትሒ እንታይ እዩ ኢልካ ክዝተ ኣለዎ። ናይ ካናዳ ዘግነት ዘለኩም ኣብ ኣመሪካ መጺኹም ክትሰርሑ ትክእሉ ኢኹም። ብሕልፊ ናይ እዘን ዓበይቲ ናይ መጋዓዚ መካይን ዘወርቲ ኮንኩም ክትሰርሑ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ኣመሪካ ብ ናይ ካናዳ ኢዲኹም ክትነብሩን ክትሰርሑን ትክእሉ ኢኹም። ተጸሚምኩም እታ 4 ዓመት ዘግነት ምስ ወሰድኩም ናብ ኣመሪካ ምምጻእ ዝሓሸት። እቶም ህንዳውያን ዘግነት ናይ ካናዳ ምስሓዙ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ኣውስራልያ ተቀባልነት ናይ ካናዳ ዘግነት ዘለዎ ሃገራት ከይዶም ይሰርሑ ኣለው። ን ኤርትራውይን ከኣ ኣብ ካናዳ ዘለኹም ዝቀረበት ኣመሪካ እያ። ካብ ኣፍሪቃ ሃገራት ሕጊ ዘይክበሮ ኮራፕሽን ዝመለኦ ከድኩም ዝዓቆርኩሞ ገንዘብ ኣብ ቢዝነስ ካብ ተጥፍእዎ ኣብ ኣመሪካ ነቲ ዘሎ ዕድላት ብሕልፊ ናይ መጋዕዝያ ናትኩም ወነንቲ ክትኮኑ ትክእሉ ኢኹም። ሕሰቡሉ።
@habtomgoitom1857
@habtomgoitom1857 7 месяцев назад
Thank you for the insightful video, please make a similar video on how those who are already going can tackle the challenges. Thanks
@dav551
@dav551 7 месяцев назад
Bravo likie zereba, ane abu alekhu, himaq alo
@asfahagebremichael3458
@asfahagebremichael3458 7 месяцев назад
ሰላም ኣክሊሉ ከመይ ኣለኻ ንመጀመርያ ግዜ ሎሚ ቪድዮኻ ሰሚዐዮ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምክርታትን ኣስትምህሮን ኢኻ ተመሓላልፍ ቀጽሎ እታ ክትረኽቡኒ ንትደልዩ ትብል ግን ምልእቲ ኣይኮነትን ብተለፎን ድዩ ብኢመይል ወይ ብዋትስኣብ ኣቅልል ኣቢልካ ተትሕብረና ሰሰናዩ
@rutahagos1514
@rutahagos1514 7 месяцев назад
🎉🎉🎉 ሰላም አኪለ ሓውና 🎉ብጣዕሚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ኣለኻ ፡ምግላጽ ኣየድልን እዩ ኣነ ኣብ ካናዳ ቶሮንቶ እየ ዝቅመጥ ፡ኩለን ዝበልካየን ሓቂይ እየን ግን ካብ ካናዳ ወጻኢ ዘሎ ቤተሰብ ከተረድኦም እንተ ፈተንካ ንባዕላ ኣብ ጽቡቅ ኮፍ ኢላ እዩ ዝብል ብጣዕሚ ኣሸጋሪ እዩ ፡ምርኣይ ምእማን እዩ🎉 አኪለ ሓወይ ኩሉ ተቅርቦ መድብካ ይከታተሎ እየ ብጣእሚ ጽቡቅን ጠቃምን እዩ የቄኒልና ❤❤❤
@gebrehiwotmehari3850
@gebrehiwotmehari3850 7 месяцев назад
ጽቡቅ ኣለኺ፣ ዝኣምን ሰብ የለን።
@mazark9
@mazark9 7 месяцев назад
Thank you brother for good information
@hizbawitmesgina5313
@hizbawitmesgina5313 7 месяцев назад
It is very true( HAKI EYU ) 👍
@AwetAlay
@AwetAlay 7 месяцев назад
Yeah! He is righ there is very heavy to live in canada at that time I,m here in canada now for new comers very hard no work no Settlement god solve Our problems
@medhaniegebreab1347
@medhaniegebreab1347 7 месяцев назад
Hi Aklilu, You did good explanation. I have been living in Canada 12 years Canada is one of richest country in the world but the problem the government system is very bad it’s very complicated how explain you, government wants everyone us a slave specially refugees coming out side of Canada Every thing is over price Housing Shopping Transportation Fuel Insurance Service e.x.t Everything in Canada over your income , people living here difficult life Thx
@TekileAmine
@TekileAmine 7 месяцев назад
You're mostly right, but the right population of Canada is 39.1Million so far.
@aronkifle2423
@aronkifle2423 7 месяцев назад
Thanks Akile for your information.
@brha1234
@brha1234 7 месяцев назад
All your contents are clearly explained however; finding rent has not been hard it could be expensive depending where u live . Your other points are great like weather is the #1 that makes life harder than ever. I would also advice you to make video like how they can make their life easier here as new comers most people don’t know anything about Canada because only negative contents might create fear on people. For example being able to speak English opens lots of doors for new comers
@misganagidey9400
@misganagidey9400 7 месяцев назад
My recommendation is our people are very resilient and if we want school can help in us to improve our life
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 7 месяцев назад
ብጣነመሰግን ኣክለ ሓወይ ናይ ዓዲ ኢንግሊዝ ሓደራካ አቅርበልና
@hiwetey
@hiwetey 7 месяцев назад
Ane ab England yqmet england malet hashsh malet u kemzi adi ezi chnqet agatimuni ayfeltn u qedamay hzbi nay zi adki dereq kbret yeblun kharmuka eyom zdeliu kalay guday geza lbka eyom zetfulka b kolel salsay abzi adi kem kalot hagerat lbka shendihka tkedelu aykonn kolel elka srah ente rekibka xqt elka kab geza nab srah eu ezi hiwet mkniatu ezom adi hasadat sle zkone xubuq tekedinka wey xubuq chama ente rieom btami eyom zharqu telakifom kbeasuka eyom zdeliu ane kemzom adi chekanat ayreakun wela neti wedi adom eyom hmaq kriewo zdeliu ab qdmi amlak ezi haqi u
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 7 месяцев назад
​@@hiwetey Kakkkkkkkkk eway guud
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 7 месяцев назад
ኣነ ኣብ ካናዳ እየ ዝቕመጥ ዝኾነ ሓድሽ ነገር የሎን ኩነታት እንዳ ረኣኹም ሰባት ክትጎድኡን ብኩነታቶም ከተጥቅዕዎም ኣይትድለዩ። ወደሓንካ🙏🙏🙏
@lidyayoseph6976
@lidyayoseph6976 7 месяцев назад
true lab Canada zehayesh hager yelen mesheketi eyom zetekemulu
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 7 месяцев назад
@@lidyayoseph6976 hakka wedey ms kunetat zkeyd aresti enda amxu yshftu beka hlna zeyblom
@yonastsighe2010
@yonastsighe2010 7 месяцев назад
The best thing about Canada is Canadian citizenship. When you arrive here legally with 4 years you are Canadian and your children if they are born in Canada automatically they are Canadians from birth….the rest is history.
@simonsays2379
@simonsays2379 7 месяцев назад
Fara
@lidyayoseph6976
@lidyayoseph6976 7 месяцев назад
@@simonsays2379 neseka eba fara mesaka koinu selezeyekafea ne Canada deyu
@simonsays2379
@simonsays2379 7 месяцев назад
@@lidyayoseph6976 2yti fara hgrseb
@dubdub8927
@dubdub8927 7 месяцев назад
ሰላም ኣክሊሉ እሞ ክሳብ ክንድዚ ፈታኒ ሂወት ካብ ኮነ ንምንታይ መንግስቲ ካናዳ ኣፍደገ ገፊሕ ይገብሮ እዚ ማለት እቲ ብድሆ ኣብ ግምት ኣየእትዎን ድዩ? መልሲ ይጽበ የቀንየንየለይ
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 7 месяцев назад
ዋላ ናተይ ሕቶ እያ ማለትሲ ሰብ ንምንታይ ይቅንስ ኢሉ ናተጨነቀ ንምንታይ ዘይማቻቹወሉ ነቲ ሰብ ክክክ ዋላ ዓዲ ዓረብ ዘለና ዉን ይዉሰደና ኣይጨነቅ
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 7 месяцев назад
Brother Aklilu as informant you have to be free from taking side.🙋❤️🤠🙏
@Africanqueen-se7yr
@Africanqueen-se7yr 7 месяцев назад
ኣኪለ ሃወይ አዚኣ ቪደዶካ ክረያ ጸኒሀ ጽቡክ ኣገላልጻ ግን አታይ አዩ አቲ መፍትሂ ትብል ወይ አቲ ኣብ ካንዳ ዝነብር አታይ ክገብር ኣሎ ትብል መልስካ ብሀትና ክጽበየካ አየ ❤
@abbyha7518
@abbyha7518 7 месяцев назад
Brave Akile hawey feltkayo ❤️👍🏽
@dawitkidane4516
@dawitkidane4516 7 месяцев назад
absolutely Truebrother !!!
@tigstitt3568
@tigstitt3568 7 месяцев назад
Btaemi u kebid zelo hji emo kea srah yelen geza wn kemeu yekenyelna eti haki kulu zerzirkayo
@YourcabelAman
@YourcabelAman 7 месяцев назад
Danke für die Information
@shkortv7035
@shkortv7035 7 месяцев назад
Betamiii xbuk habereta akile ab kulu social media tezergihuu alo sebat ab walmart line gerom srahhh kdelyuuuu!!!! ab americaaaa teleminkaa zeytdelyooo srah malet betami gerimniiii! Canada 🇨🇦 shmmm trah u zelwooo xbuk srah xbuk hiwet endhrr alekum ab africa wey europe please dont go to canada 🇨🇦
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 7 месяцев назад
Bruk hawey Ane Canada aleku Mbarka zexile eu kulu nabra ❤
@nasiryahia1997
@nasiryahia1997 6 месяцев назад
(ኣብ ከናዳ ብ community ) ወይ በዕሩኽትኻ እኻ ስራሕ ትረክብ ንሕና ግን ብዓይኒ ሓቅ ግዜና ንጥቀመሉ የለናን እት ግዜ ነጥፉኦ መዓልታዊ ቡዙሕ ሰዓታት (ኣብ Facebook RU-vid watsup )ነጥፉኦ ዘለና ሰዓታት ይበዝሕ
@erilove98
@erilove98 7 месяцев назад
Nemjerta geza yesemaka nefo eika kexelo bro proud of u 👍🏾♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@light8742
@light8742 7 месяцев назад
the problem of housing is that: new comers can't afford it. Most of the new houses bought by foreign investors, chaina and Middle East, to help them get easy citizenship based on investment.
@selam6069
@selam6069 7 месяцев назад
@Aklilu H.michael with all due respect I think you only Emphasized the Negative side of Canada. Everywhere you go there is crisis and challenges specially as a black immigrant. Canada has so much more greater things than the bad sides you are mentioning. I can agree if you are advising to our people who are attempting to move to canada paying unthinkable amount of money but to the people who are in Africa and other unsafe places Canada is a safe heaven. 1 Canada is PEACEFUL 2. You can go to school get a diploma or degree and earn a top wage. 3. Canadian citizen ship is one of the strongest in the world. 4. You can buy a house in a smaller cities( you do not have to live in a big cities like Toronto) 5. Yes the weather is harsh but if you have a warm car and a warm house it is not a big deal. Most of our people come with very limited English and no one wants to hire you if you are not able to even do the job interview. People need to learn at least the basic ENGLISH to get a job. Then with time if you get a certificate, Diploma or degree you are set. You always have to be willing to put the EFFORT.
@SamsonSami-pb7ff
@SamsonSami-pb7ff 7 месяцев назад
Owwww haberta entlak tehababrni nab canda yemxe alku hasnka gn des elen
@selam6069
@selam6069 7 месяцев назад
@@SamsonSami-pb7ff Canada is Amazing bro if you are willing to work hard to improve your self. And please Totonto is not the only city in Canada if toronto is not for you you can move.
@rozateklay2749
@rozateklay2749 7 месяцев назад
​@@selam6069❤❤❤
@temesghen8180
@temesghen8180 7 месяцев назад
Thanks akile bro ዋላ ደቂ ኣንስትዮና ክምርዓዋ ከለዋ ናይ ካናዳ ኢየን ዝመርጻ ዘይምፍላጥ ኢዩ እሞ የሕዝን ክኣ ንደቀንስትዮ ሓበሻ ዓባይ ትምህርቲ ክትኮነን ኢያ ዝብል ተስፋ ኣሎኒ።
@Yosiefjose
@Yosiefjose 7 месяцев назад
Abu ms keda kea 16 seat serihen zfaten eyen zsetya ilomen
@hago8924
@hago8924 7 месяцев назад
ኣብ ጀርመን ትቕመጥ ከይትኸውን ግን?😂😂😂
@almazbokresion9842
@almazbokresion9842 7 месяцев назад
ሃገር ድዩ ዝምረጽ ሰብአይ ይገርም እዩ ♥️
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 7 месяцев назад
Ewy ezias haqka nay Canada bfluy eyen ztmt'o😅😅😅 gn guday process keykewn qeltifen nkwexa
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 7 месяцев назад
እዛ video እሞ ነዞም ኣብ ካናዳ ንቅመጥ ኣብ መውስቦውን ሽግር ክትፈጥረልና እያ ኣኪለ ሕማቅ ጌሩ ክክክክ
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 7 месяцев назад
Yes u are right ESL exam and work takes long time bro it’s not easy life life is Competition study and work ❤❤❤ thanks bro
@keshikeshi2011
@keshikeshi2011 7 месяцев назад
ሓቂ ኢዩ ህዝብና ኣብ ሽግር ወዲቁ ኣሎ 100% ።
@erilove5403
@erilove5403 7 месяцев назад
I’m living in Canada, absolutely true life is hard
@tekliabarya2074
@tekliabarya2074 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ! ኣንበሳ
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 7 месяцев назад
እዋይ ነዚስ ክኣ ክንደይ ሽቓቅ ሓጺብና ዘምጸናዮ ኣሻሓት ንኸፍለሉ ብዝኾነ ፡ጽቡቅ ሓበሬታ ንገለ ሰባት እንተተሰቆሮም ❤
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 7 месяцев назад
I think you misunderstood why Eritreans migrate to Canada , our main reason to go to the Western countries in general and to Canada in particular is for peace and security reason . All the other things you mentioned here are not the cause at all . As to the job opportunities you spoke here about , everywhere you go in the western countries is similar, there is no easy way to success . You have to work extremely hard to succeed
@semuamha6653
@semuamha6653 7 месяцев назад
Wow, to the point🙏 We always beg to come cause we see people going. When we arrive here, clueless and always looking for a shortcut to make money. I know some people trying to get a driving license by paying money to the interpreter. They carry on their back home life style and get stuck somewhere. Most of us don’t like to read/explore and show readiness to new challenges.
@amanuelberaki9462
@amanuelberaki9462 7 месяцев назад
ሓቅኻ ኢካ ኣነ ኣብ canada እየ ዝቅመጥ ስራሕ የለን መነባብሮ ከብድና ኣሎ ጽቡቅ ኣለካ thanks ቀጽሎ ኢኻ
@danielsolomon5636
@danielsolomon5636 7 месяцев назад
Aklilu, Gele gele medebatka xbukat eyom. Gele kabtom sikfta zifetru medebatka dma eza nay lomi medebka eya. 1. Kindzi sebat teklilom adom temelisom elka ahzawi statics hibka. Natu mewekesi kabay amxihkayo kitnegrena ygibea. Nhna dma fact check migeberna. 2. Ab Canada geza kiray mirka ashegari eyu elka tegagika. 3. Srah mirka aziyu kebid eyu elka nsu wn tegegika. Bflay kuxri 2 kemu wn kuxri 3 guguy habereta eyu zeleka.
Далее
ነዛ ቀላል ነገርሲ ክሳብ ክንድ'ዚ!
19:54
ብፍቕሪ ኣይትመርዓዉ… !
23:54
Просмотров 32 тыс.
ITZY "GOLD" M/V
03:20
Просмотров 8 млн
ዓዲ ዓረብ ዝነብራ ኣሕዋትና
22:40
Просмотров 11 тыс.
ITZY "GOLD" M/V
03:20
Просмотров 8 млн