Тёмный

'ሳላ ሚካኤል' new tigrigna orthodox tewahido mezmur by d.n kibrom mehari-ሓድሽ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግርኛ መዝሙር 

Sibhat Media  ስብሃት ሚድያ
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 253 тыс.
50% 1

Ethiopian and Eritrian orthodox tewahido tigrigna mezmures
ሓደሽቲናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ትግርኛ መዝሙራትመዝሙራት
ቅዱስ ሚካኤል መዝሙር ትግርኛ,st.michael mezmur tigrigna,ቅዱስ ሚካኤል ሰነ12/2020/2012
#new_eritrean_orthodox_tewahdo_ #mezmur,_ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ትግርኛ_ #መዝሙር, new_ethiopian_orthodox #tewahdo_tigrigna_mezmur_ክብሮም #መሓሪ_ስብሐት_ትዩብ-SIBHAT_TUBE_ #መዝሙር_ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ኤርትራ_2020, #ናይ_ንስሃ_መዝሙር_ትግርኛ_2020, #godolyas_ሳላ_ሚካኤል_ካብ_ፍቕሪ_ክርስቶስ, #ናይ_ንስሃ_መዝሙር_debesey_orthodox #tewahdo_mezmur_godolyas_tube, #nqhu_27_mdre cannan_seboho #gebremedhn_tigray_orthodox_mezmur, #maryam_mezmur_kidane_mihre #mezmur_ማርያም_መዝሙር_ኪዳነ_ምህረት #መዝሙር 2020,new orthodox tewahdo tigrigna_mezmur_orthodox_tewahdo #sibket_ትግርኛ_መዝሙር
#eritrea_tewahdo_mezmur
#eritrea_orthodox_mezmur
#tigrigna_mezmur
#ትግርኛ መዝሙር ተዋህዶ
#ትግርኛ መዝሙር ኦርቶዶክስ
#ትግርኛ ኦርቶዶክስ ስብከት
#ወረብ
#ትግርኛ መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
#ትግርኛ መዝሙር ተዋህዶ ኦርቶዶክስ

Опубликовано:

 

1 дек 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 415   
@sibhatmedia
@sibhatmedia 4 года назад
በብግዚኡ ዝልቀቑ ሓደሽቲ ናይ ትግርኛ መዝሙራት ንምድማፅን እዚ ቻናል ንምድጋፍን SUBSCRIBE&LIKE ምግባር ኣይትረስዑ ኣሕዋት!
@lemaalemgebrekiosgebrekios6384
@lemaalemgebrekiosgebrekios6384 2 года назад
እሺ
@user-ei2qg6pz9m
@user-ei2qg6pz9m Год назад
እሸኒ ክብር ሓወይ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 месяцев назад
Eshi bruk hawey ❤🙏✝️
@tewahdochannl
@tewahdochannl Год назад
*በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅድስ ኣኅድ አምላክ አሜን💒✝* ንትዕቢት ዲያብሎስ ዝሳዓረ ቅዱስ ኣብ ሚካኤል ኣብ ሚካኤል ተስፋ አለኒ አነስ ድሕሮ ስኢና ነብሰይ ደኺማ በዝሒ ፈተና ዋላ እንተጉተማ ሳላ ሚካኤል ሳላ ዋሕሰይ ባዳ ሰጊራ ጠጢዓ ነብሰይ ኣዝ~ ኣብ ማእኸል ባሕሪ ምስ መብረ በርቂ ተስፋይ ቀዲደ ሚዑገ ጭንቂ ፍልፍል ፍናነይ ጓሳይ መፂኡ ራህዋ ሂቡኒ ጭንቀይ ጋሊሁ ኣዝ~ ብፍርዲ ፀጋም ኣብ ስባር መንበር ስያመ ዓለም ቃል እንትዓብር መዝረ ብድሆ ከይስዕራ ነብሰይ ቅድስ ሚካኤል ኣሎ ጠበቓይ ኣዝ~ ረመፅ ምስ ቁሪ ከውታ በረኻ ዘይግታእ ማዕበል ቀይዲ ማሕለኻ መንሽሮ ዓለም ሰጋይ ዘዛሕትል ተስዒሩ የለይ ሳላ ሚካኤል ኣዝ~👏 *ስብሃት ለእግዚኣብሄር* *ወለወላዲቱ ድንግል* *ወለመስቀሉ ኩቡር አሜን፫💒*
@user-oy7mo5iy9o
@user-oy7mo5iy9o 3 года назад
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅድስ ኣኅድ አምላክ አሜን ✝ ንትዕቢት_ዲያብሎስ_ዝሳዓረ_ቅዱስ ኣብሚካኤል_ኣብ_ሚካኤል_ተስፋ_አለኒ_አነስ /2/ ድሕሮ ስኢና ነብሰይ ደኺማ በዝሒ ፈተና ዋላ እንተጉተማ ሳላ ሚካኤል ሳላ ዋሕሰይ ባዳ ሰጊራ ጠጢዓ ነብሰይ ኣዝ።።። ኣብ ማእኸል ባሕሪ ምስ መብረ በርቂ ተስፋይ ቀዲደ ሚዑገ ጭንቂ ፍልፍል ፍናነይ ጓሳይ መፂኡ ራህዋ ሂቡኒ ጭንቀይ ጋሊሁ ኣዝ።።። ብፍርዲ ፀጋም ኣብ ስባር መንበር ስያመ ዓለም ቃል እንትዓብር መዝረ ብድሆ ከይስዕራ ነብሰይ ቅድስ ሚካኤል ኣሎ ጠበቓይ ኣዝ።።።። ረመፅ ምስ ቁሪ ከውታ በረኻ ዘይግታእ ማዕበል ቀይዲ ማሕለኻ መንሽሮ ዓለም ሰጋይ ዘዛሕትል ተስዒሩ የለይ ሳላ ሚካኤል ኣዝ።።። ስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር አሜን
@IzZCanDy
@IzZCanDy 4 года назад
እሰይ እሰይ እሰይ ዕልልልልል ካብ ኩሉ ኩፉእ ነገረ ቅዱስ ሚካኤል ይሓልወና ደቂ ተዋህዶ ኣሜን (3)
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 5 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤❤
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 4 года назад
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ክቡናት የሕዋትና ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ዝርያኩም ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@selam6473
@selam6473 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጥዑም ዝማሬ ዕልልልልልልልል
@lyrics-bw7jn
@lyrics-bw7jn 4 года назад
ደስ ዝብል መዝሙር እዩ። ዝማሬ መላእክት የስምዐልና።
@zhraimohmmd4636
@zhraimohmmd4636 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-et3ej5ky8h
@user-et3ej5ky8h 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏⛪⛪⛪💖💖💖
@hiwetdemeke3280
@hiwetdemeke3280 Год назад
​@@zhraimohmmd4636 00😅
@raheltsaidu1552
@raheltsaidu1552 9 месяцев назад
@@user-et3ej5ky8h m
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 6 месяцев назад
Amenamenamen💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿
@weyniselomon7799
@weyniselomon7799 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ጎንኩም ይኹን
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 4 года назад
እልልልልል ብጣዕሚ መንፈስካ ዘህድስ ደስስ ዝብል መስሙር ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና
@azmeraderb4098
@azmeraderb4098 2 года назад
@hanayabseratube4000
@hanayabseratube4000 3 года назад
ቅዱስ ሚካኤል ሀገራችን ሰላም ያርግልን ኦርቶዶክስ ተዋሂዶ ለዘላለም ትኑር💚💛❤🙏
@tigrayadey7559
@tigrayadey7559 4 года назад
ኣሜን ኣሕዋተይ ማዓረይ ቁዱስ ሚካኤል ይሓሊኩም ናይ ኣገልግሎት ጊዜኩም የንወሐልኩም፣ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ኣብ ሚካኤል ተስፍ ኣለኒ ኣነስ
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ሓዉና ጥዑም መዝሙር ቀጽልዎ።
@salamahsalamah1236
@salamahsalamah1236 10 месяцев назад
እልልልልል ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ክብር ሓውና ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከቱን ረዲአቱን ኣይፈለየና❤❤❤
@user-jw3dl1cz4c
@user-jw3dl1cz4c 7 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣኽት የስመዐልና
@-alembrhan07
@-alembrhan07 15 дней назад
ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም ድያቆነይ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፍእ ነገር ይሓልወና👏💒👏
@user-rd4sj7fv6u
@user-rd4sj7fv6u 10 месяцев назад
ቁዱስ ሚካኤል ኣቦይ ጭንቀተይ ስቃየይ ወጊድካ ደስታን ሓጎስን ምልኣዮ ልበይ ቁዱስ ሚካኤል ኣቦይ ሓደራካ ናይ ልበይ ኩሉ ፈፅመለይ 🙏🙏🙏
@brllabay3842
@brllabay3842 15 дней назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቅዱስ ሚካኤል አብ ዙርያኩም ይኩን አሜን ፆሎቱን በረከቱን ፈጣን ተራዳእነቱን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን🤲⛪️✝️
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 3 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ክብሮም ሓወይ ፀጋኡ የብዘሐልካ ቁዱስ ሚኺኤል ባዕሉ🙏🙏✝️✝️💚💚💚💙💙💙🎉🎉🎉
@zafugalmurzo8833
@zafugalmurzo8833 2 года назад
እልልል ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ፀጉእ የብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ኩቡር ሓወይ💛
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r Месяц назад
ዝማሬ መላእክት ያስመዓልና ናይ ቅዱሳ ሚካኤል ኣቦና ፀሎት ሓለዋ ኣይፈለየና ህዝብ ክርስቲያን🙏💗
@user-lh6bx6od2v
@user-lh6bx6od2v 4 года назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሰይይይይይይ ፀግኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ ሚካኤል የሓልውኩም ይሓልወና አሜን❤💒💒
@fhsdfgggfggcdf4261
@fhsdfgggfggcdf4261 9 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጋው ያብዛልህ 🙏♥️♥️
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 года назад
እልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ቅዱስ ሚካኤል መልኣከ ምህረት ይባሩኩም
@hhahhhsh2855
@hhahhhsh2855 2 года назад
Eleeeeeee🤲🤲🤲💊🙏
@azmeraderb4098
@azmeraderb4098 2 года назад
@@hhahhhsh2855 😪
@Auuwiw
@Auuwiw 4 месяца назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ቁዱስ ሚካኤል ዘይዉዳእ ምሕረትካ ኩሉ ዝካኣለካ ጎይታይ ኣሰይ ዘመርቲ ኣሕወተይለ የቁምኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MidoMiu
@MidoMiu 2 месяца назад
ዝማሬ መልእክት ያስመዐልና ናይ ቅዱስ ሚካኤል ረድኤት በረከት ኣይፈለየና❤❤❤❤
@natanimnatanim5497
@natanimnatanim5497 7 месяцев назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ፀጋ በያርከቱ ይብዛሓልካ በቤቱ ያንብርካ
@user-zq5wx2fk9t
@user-zq5wx2fk9t 3 года назад
*ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓውና እንኳዕ አብፀሐና ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ሊቃነ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል በረከቱን አማለድነቱን አይፈለየና ንእስራኤን ነፃ ዘውፀእ ንውፅዕ ህዝቢ ብፀላእቲ ተከቢቡ ዘሎ ለዋህ ህዝብ ትግራይ ነፃ የውፃእዮ*
@hgf6568
@hgf6568 8 месяцев назад
አብ ሚካኤል ተስፋ አለኒ አነስ 🤲🤲🤲💔
@angesomaraya5785
@angesomaraya5785 Год назад
ቃል ሂወት የስማዓልና
@tekleageba9071
@tekleageba9071 4 года назад
Amen Amen Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church/xegeu yebizhalkum deki tewhado 💒⛪💒🙏🙏🙏👉♥️♥️♥️
@user-en6jb2mb3j
@user-en6jb2mb3j 6 месяцев назад
ቅዱስ ሚካኤል ላሃገርና ሰላም የዉርደልና ❤❤
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Год назад
አሰይ ላብኻ ለሐግስ መዝምር ❤❤❤ በረኸቱ ❤የብዝሐልኻ ዝሓወይ❤ አብ ፀለትኽም ዘግርና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 5 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ መልአክ ሓላዊና መልአክ ሓላዋካ ኣይፈለየና❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 месяцев назад
Abet mezmur mtamu brketun redetun nay liqe melakti kudus Michael ayflyena ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@hadushtekle4276
@hadushtekle4276 4 года назад
ጥዑም ዝማሬ። ንሓዉና ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና።
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 6 месяцев назад
Amenamenamen💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🥀🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿🌿
@zenebehadgukidanu5489
@zenebehadgukidanu5489 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመአልና።አሳ ናይ ማይ ጣእሙ አይፈልጦን ይበሀል ሀቂ እዮ።ሒጂ ግን እንኳን መዝሙር ብትግርኛ ።ትግርኛ ዝናገር ሰብ ናፍቅና
@mebrahtommehari3730
@mebrahtommehari3730 4 года назад
ዝማረ መላአክት የስምዓልና ብጹሑፍ ኣባ ስደዱልና ኣምላክ፡ጸግኡ የብዘሓልኩም ብሩኻት የሕዋት
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Год назад
ኣሰይይይ ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና ክንደይ ትጥዕም መዝሙር ስልጣን ከሰተ ሓውና ክዝምራ ሰሚዐ ኣልሸያ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም 🙏🙏🙏👌👌👌👌🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤
@mussieteklit2258
@mussieteklit2258 4 года назад
Amen Amen Amen zmarie malekti yesmalna deacon hawey des zebel Mezmur
@user-lt4wo2ob8l
@user-lt4wo2ob8l 4 года назад
Elllllllllllllllllllll.elllllllllllllll.elllllllllllllll
@mhretutsige19
@mhretutsige19 4 года назад
amen kal hiwet yesmealna diakon hawey kexlo amlak xegu yebzhalka
@Aaa-mj1id
@Aaa-mj1id 4 года назад
እእእእእእእእልልልልልልልልልልል ዝማርየ ያሰማልን
@angesomaraya5785
@angesomaraya5785 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከትን ረዲኤን ናይ ቅዱስ ሚካኤል የካፍለና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም
@user-fi6ew4iy6t
@user-fi6ew4iy6t 7 месяцев назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌹🌹🌹🤲🌹🌹🌹ልልልልልልልልልልልል🌿🌿🌿🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻ልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
@user-pi6ld7qs2c
@user-pi6ld7qs2c 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላአኽቲ የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏👏👏👏🍀🍀🍀🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌹🌹🌹😘😘😘💖💖💖❤❤❤💛💛💛
@dwd4rsff640
@dwd4rsff640 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ይሰመዐልና ድያቆነይ ፀግኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ ✝️✝️✝️❤️
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 7 месяцев назад
❤ዝማሬ❤መላእክት❤የስምዐልና❤
@aksumxyon2174
@aksumxyon2174 Год назад
Amen amen amen zemary melak yesmelna
@user-xq7bk7zg5n
@user-xq7bk7zg5n 3 года назад
ዝማሬ ቅዱሳን መላእክት የስማልና፡ ዲ.ክብሮም ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሐልካ።
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 5 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤❤
@rufta12.
@rufta12. Год назад
እወ ኣብ ሚካኤል ተስፋ ኣለኒ ኣስ " ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 5 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤
@Alem-wo3rp
@Alem-wo3rp 8 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ዘማሪ ክብሮምም ኣብዛ ዓለምማ ህያው ተሰራሕኻ እዩ እምበር ጥዑም ዝማሬሬ❤❤❤
@user-zh7lg6tl6v
@user-zh7lg6tl6v 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና
@mikikesete5146
@mikikesete5146 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@muezdessalgn3250
@muezdessalgn3250 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የሰምዐልና።
@user-hq8vp2he9x
@user-hq8vp2he9x 4 года назад
ብሓቂ ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ዲያቆን ኣይዘኩም በርቱዑ ፁቡቅ ትቅፅል ኣለኩም እሞ ቀፁሉሉ እግዚአብሔር ኣምላክና ይሓጉዙኩም ክቡራተይ
@Genet398
@Genet398 4 месяца назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬመላእክትየስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ❤❤❤❤
@ryfrhv3400
@ryfrhv3400 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቁዱስ ሚካኤል ሓደራ ሕማቅ ከይትስማዓኒ
@user-cc2ru6go3u
@user-cc2ru6go3u 7 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤
@hlfti3496
@hlfti3496 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና
@galhegertigray758
@galhegertigray758 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ የንውሐልካ ብጥዓሚ ድስ ዝብል መዝሙር ኣብ ሚካኤል ተስፋ ኣለኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-rb1wn3dn2k
@user-rb1wn3dn2k Год назад
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሩካተይ🙏
@user-ib8pw4ew4u
@user-ib8pw4ew4u Год назад
አሰይይይይ አብ ሚካኤል ተሰፋ አለኒ አነስ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@user-zq5wx2fk9t
@user-zq5wx2fk9t 4 года назад
ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓውና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ በርትዕ
@user-wi8ly8qr3g
@user-wi8ly8qr3g Год назад
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምላእክት የስመዓልና ብዓድን በረካን ይሓልወና ቑዱስ ሚካኤል
@okbazghiguesh1337
@okbazghiguesh1337 4 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ ይስምዓና
@user-ix3yi5mo9t
@user-ix3yi5mo9t 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
@danielwater1321
@danielwater1321 Год назад
ዘማሪ ሓውና ዲያቆን ክብሮም ቃለ ሂይወት የስመዓልና ጸግ'ኡ የብዝሓልካ ገታ ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩሉና ይኹን ዲያቆን ክብሮም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ቀጺለ ናይ መጀመርታ ዘማሪ መዝሙር ትግሪኛ ንስኻ ከምዘይኮንካ ርዱእ እካ እንተኾነ ቅላጸን መ'ኣዛ ስሓብነትን ተፈታውነትን ብዘለዎ ሓይሊ ከምዚ ገሩ ብንቃ ትግርኛ ክዝምር ዝሰማዕክዎ ዘማሪ እንተልዩ ግን ናይ መጀምርታ ግዜ ነዓይ ንስኻ ኢኻ፡ ኣካላትካ በሲዑ ኣብ ደምካ ዝ'ኣቱ ኩሉ ግዜ ክትሰምዖ ዘይምኖ ብትግርኛ ዝተዘመረ መዝሙር ሎሚየ ሰሚዔ!እሞ ደጊመ ጸግ'ኡ የብዝሓልካ ብሓያል መንፈስ ክትቅጽሎን ልክዕ ከማኻ ዝ'ኣመሰሉ ኣብ ኣሰርካ ከተፍርን ከኣ ብትሕትና ይላበወካ! ኣዝዩ ሂይወት ዝኾነ መዝሙር ሰሚዐ ደስ ኢሉኒ ደስ ይበልካ!
@user-gv9yo8ul4j
@user-gv9yo8ul4j 9 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሠማልን❤❤❤
@angesomaraya5785
@angesomaraya5785 3 месяца назад
ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላኣክት ለምነለይ ነዓይ ንባራ እግዛኣቢሄር ወለንቺኤል ወድካ ተለመነኒ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላኣክት ካብ ሕማመ ስጋን ነፍሲን ሕማም ርእሲን ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላኣክት!!!!!!!!
@user-zf9kf8wq1l
@user-zf9kf8wq1l 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን (3) ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና ፈጣሪ🙏🙏🙏
@nestgraphics9871
@nestgraphics9871 4 года назад
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን።
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 5 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤❤
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 9 месяцев назад
እልልልልልልል ደስ ዝብል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና🙏🙏🙏❤❤❤❤
@user-lv2yx1tn5g
@user-lv2yx1tn5g 6 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏
@user-dz4uz5im2m
@user-dz4uz5im2m 10 месяцев назад
እልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዐልና 😍🙏🙏🙏
@burtesweetmulalem5254
@burtesweetmulalem5254 4 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና አሜን(3)
@almazfsha6660
@almazfsha6660 Год назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ Zemare milakt yesmalna Daykon hawey Egzabhr Xega ab liliy xega yebarkilka 🙏❤️
@samirasamirasamira5724
@samirasamirasamira5724 Год назад
ዘማረ መላኣኪት የስመዐሊና ዕልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ch8bu2xi4y
@user-ch8bu2xi4y Год назад
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና 👏👏👏👏👏👏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👏👏👏👏
@user-ys8qt6bi6v
@user-ys8qt6bi6v 3 года назад
Zmare melaet ysmealna Amen Amen Amen nay kudus mikal tselot Ena berket ayfeleyena amen amen amen
@user-yk1ku5rw7c
@user-yk1ku5rw7c 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ናይ ባዓልና ቻናላት የዕቢ
@tesfalemhagos214
@tesfalemhagos214 3 года назад
Xeguu yebzhalkum amen amen amen zmare melakti yesmaalna hawna. Kabzi halewlew nay alem awxuuno burukat.
@Abrht
@Abrht 5 месяцев назад
❤️ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ❤️
@user-wc2sp1ck6u
@user-wc2sp1ck6u 3 месяца назад
እልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ ይስምዕና ❤❤❤🌿🙏🙏🙏🌿
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ
@djjddddbd4469
@djjddddbd4469 4 года назад
እልልልል ዝማሬ መላእክት ያስማልን ኣሜንን
@user-rd4sj7fv6u
@user-rd4sj7fv6u 10 месяцев назад
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና🙏🙏
@user-ev7ug4rg9b
@user-ev7ug4rg9b 3 года назад
ዝማሬ መልእክት የስመዐና በረክቱ በረክቱየብዘሐሉኩም የሕዋተይ ቅዱስ ሜካኤል
@samerasa6210
@samerasa6210 3 года назад
ቃል ህይወት ያሰማእልና እሜን አሜን እሜን
@user-wx6te3py9w
@user-wx6te3py9w 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልል ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ዲያቆን ክብሮም ሓወይ❤
@mulualemkidanu7376
@mulualemkidanu7376 2 года назад
እወ ኣብ ምካኣል ተስፋ ኣለኒ 🤲 ዝማሬ መልኣኽቲ የስምኣልና 🙏🙏
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 года назад
እልልልልልልልልል ደስ ዝብል መዝምር አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዓልና ክብራት እሕዋትና ኣምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ናይ ቅዱስ ሚካኤል ፆሎትን ረድኤትን ኣይፈለይና አሜን
@meharigebremedhin8039
@meharigebremedhin8039 4 года назад
ketsllu ahwatna Kale hiwet yasmealna
@simrethabtegergishteweldeb7179
@simrethabtegergishteweldeb7179 4 года назад
Amen Amen Amen zmare melekiti yesmalna nay agolguleti xegeku yebzhalkum 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💒💒💒
@SweetgvanStar
@SweetgvanStar 3 года назад
Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Zmare melaekt yesmealna
@user-lr8rb7uv6n
@user-lr8rb7uv6n 2 года назад
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የሰመዐልና አሜን አሜን አሜን ክብር ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካ💐👏🍃👏🍀👏🍃👏🌿👏🍀👏🌺🍃🌺♥💛🙏
@user-sg7zv6rs1c
@user-sg7zv6rs1c Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ ዕልልልልል ኣብቤቱ የንብርኩም
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
እልልልልልልልልልልልዝሜሬ መልኣክት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 5 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@slastesfay249
@slastesfay249 2 года назад
ኣብ ቅዱሰ ሚካኤል ተሰፋ ኣለኒ🤲 አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና
@confirmationcongratulation4408
@confirmationcongratulation4408 4 года назад
Amen amen amen amen zmare mekit yesmalna yehwaty ewe tesfa alena
@user-vi2yp3lu2e
@user-vi2yp3lu2e 8 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤ፀጋኡ የብዘሐልካ Translate to Amharic
@emebrhan3
@emebrhan3 4 года назад
Zmarie melaekti yesmalna Xelotn bereketn nay qdus mikaiel ayfeleyena Amen Amen Amen🙏
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 3 года назад
እልልልል ቅዱስ ሚካኤል ይሓልወና ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 5 месяцев назад
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤
Далее
Me: Don't cross there's cars coming
00:16
Просмотров 716 тыс.
Лайфхак с колой не рабочий
00:16
Просмотров 215 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 637 тыс.