Тёмный

'እመ ኣዶናይ' new orthodox tewahdo tigrigna mezmur by d/n kibrom mehari ሓድሽ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ ትግርኛ መዝሙር 

Sibhat Media  ስብሃት ሚድያ
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 383 тыс.
50% 1

@SIBHAT TUBE- ስብሐት ቲዩብ
እመ ኣዶናይ' new tigrigna orthodox tewahdo mezmur by d/n kibrom mehari ሓድሽ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ ትግርኛ መዝሙር
#new_eritrean_orthodox_tewahdo_ #mezmur,_ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ትግርኛ_ #መዝሙር, new_ethiopian_orthodox #tewahdo_tigrigna_mezmur_ክብሮም #መሓሪ_ስብሐት_ትዩብ-SIBHAT_TUBE_ #መዝሙር_ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ኤርትራ_2020, #ናይ_ንስሃ_መዝሙር_ትግርኛ_2020, #godolyas_ሳላ_ሚካኤል_ካብ_ፍቕሪ_ክርስቶስ, #ናይ_ንስሃ_መዝሙር_debesey_orthodox #tewahdo_mezmur_godolyas_tube, #nqhu_27_mdre cannan_seboho #gebremedhn_tigray_orthodox_mezmur, #maryam_mezmur_kidane_mihre #mezmur_ማርያም_መዝሙር_ኪዳነ_ምህረት #መዝሙር 2020,new orthodox tewahdo tigrigna_mezmur_orthodox_tewahdo #sibket_ትግርኛ_መዝሙር
#eritrea_tewahdo_mezmur
#eritrea_orthodox_mezmur
#tigrigna_mezmur
#ትግርኛ መዝሙር ተዋህዶ
#ትግርኛ መዝሙር ኦርቶዶክስ
#ትግርኛ ኦርቶዶክስ ስብከት
#ወረብ
#ትግርኛ መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
#ትግርኛ መዝሙር ተዋህዶ ኦርቶዶክስ
@Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
@Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
@ADMAS MUSIC
@DMTV
@keraniyo
@Yonas Maynas

Опубликовано:

 

2 дек 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 436   
@sibhatmedia
@sibhatmedia 3 года назад
ክቡራት ተኸታተልቲ ቻናልና ሰብስክራይብ፣ሼር፣ላይክ ብምግባር ምድላዋት ቻናልና ናብ ኩሉ ሰማዒ ቋንቋ ትግርኛ ንክንበፅሕ ደገፍኩም ኣይፈለየና።
@STsenait
@STsenait 3 года назад
We proud of you be strong more guys G.B.U!
@msganateklezgi7876
@msganateklezgi7876 3 года назад
@@user-zk9yo8ur3k maryamey
@user-vt4bb1ib7r
@user-vt4bb1ib7r 3 года назад
እሰይይይይ እልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመዐና
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 2 года назад
ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና
@jordanyordanos1282
@jordanyordanos1282 2 года назад
Is this Eritrean Mezmur or from Tigray???
@user-zx3om8mi6c
@user-zx3om8mi6c 28 дней назад
እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ሓዉና ዘማሬ ዲ/ን ክብሮም ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tube-ii3bp
@Tube-ii3bp 4 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ብእርግና ዓለም ብቑልዕነት ገዳም ኮይኑ ኣሎ ሂወተይ ዝተመልአ ድኻም ለምንለይ ድንግል ክወጽእ ካብ መርገም ( 2 ) ብመንፈስ ጀሚረ ብስጋ ወዲአ ንስጋይ ኣይኮነን ንነብሰይ ጎዲአ ተዳኺመ ኣለኹ ማይ ሂወት ፀሚአ ድንግል ማርያም እመ ኣዶናይ ለምኒ ወድኺ ክትድሕን ሂወተይ ዓለማዊ ኾይነ ጾም ጸሎት ገዲፈ ምፅዋት ረሲዐዮ ሰሲዐ ሃሪፈ ጸልይለይ ማርያም ክነብር ኣዕሪፈ ድንግል ማርያም እመ ኣዶናይ ለምኒ ወድኺ ክትድሕን ሂወተይ ተወሊደ እየ ብጥምቀት ብፀጋ ተገዚአ እየ ብደም ክቡር ዋጋ ድንግል ፀልዪለይ ንዓለም ክሓድጋ ድንግል ማርያም እመ ኣዶናይ ለምኒ ወድኺ ክትድሕን ሂወተይ ብመንፈስ ጀሚረ ብስጋ ወዲአ ንስጋይ ኣይኮነን ንነብሰይ ጎዲአ ተዳኺመ ኣለኹ ማይ ሂወት ፀሚአ ድንግል ማርያም እመ ኣዶናይ ለምኒ ወድኺ ክትድሕን ሂወተይ ስብሐት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!! ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@user-vf3iz3ck1e
@user-vf3iz3ck1e 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
@weldekidanokbamichael7602
@weldekidanokbamichael7602 4 года назад
ቤተክርስቲያን መድኃኔዓለም እስራኤል
@diletyemane3592
@diletyemane3592 4 года назад
ሰላም ዘማሪ እዚ ዜማ ካብ ናይ ዘማሪ ልዑል ሰገድ ቋንቋየነሽ ዝተወስደ እዩ
@abadithaile7321
@abadithaile7321 3 года назад
Pbjioij day would have oiigiokhji
@DanielTsegay
@DanielTsegay 4 года назад
ደስ ዝብል ቲዩብ ካብ ስማ ጀሚረ እየ ብሂገያ ቀፅልሉ። ናይ ተጋሩን ኤሩን ማኅቶት ክትኮነልና ድማ ተስፋ ይገብር። እዚ ማለተይ ከምቶም ሓደ ሓደ ኣምሓርኛ ተቃዊመ ዘይኮንኩስ እዚ ናይ ኣፍና መፍትሒ ዝኾነ ቃንቃ ኣብ ደርፊ ጥራሕ ስለ ዝሰልጠነ እየ።
@sibhatmedia
@sibhatmedia 4 года назад
ነቲ ፅቡቕ ትምኒትካ እግዚአብሔር ይሃበልና። ነዚ ቲዩብ ንምድጋፍ ድማ ንኻልኦት ሰባት ከምትዕድም ተስፋ ንገብር።
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 года назад
@@sibhatmedia ኣለና እና አብ ጎድንኹም እሕዋተይ ማዓረይ
@sara5880
@sara5880 3 года назад
አጀካ አነ ሑጉስቲ እየ ብትግኛ ምሪካበይ
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 Год назад
ናይ ልበይ ዝርደኣኒ ዝረኸብኩ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ብትግርኛ መዝሙር ብጣዕሚ ተዝበዝሓልና ናይ ተጋሩን ኤሩን ተትኾነልና ብትግርኛ ክዝመር ብትግርኛ ክስበኽ ከሎ ደስ ዩ ዝብለኒ ካብ ልበይ
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ኣጀና ክኮነልና ዩ
@haleluya6651
@haleluya6651 4 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ሓውና ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ።
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 2 года назад
Amen Amen Amen Amen Temsegen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲🤲🤲🤲🤲
@user-zq5wx2fk9t
@user-zq5wx2fk9t 4 года назад
እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ክብሮም ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ በርትዕ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራት ደቂ ተዋህዶ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልና ኣሜን። ተጋሩ ግን ደርፊ ኸም ኾነ ሚልዮናት መብፃሕናዮ በጃኹም ዘመርትና ነተባብዕ subescribe shere like ገይረ ኣለኩ ነስኹምኸ?
@user-ce3pk7jo3q
@user-ce3pk7jo3q 8 месяцев назад
እልልልልልልል ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ 🙏🙏
@kirostesfahans
@kirostesfahans 4 месяца назад
እልልል ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ ነስመዐልና ፍቁር ሓውና እዚጋኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@BirrrFinancialContents
@BirrrFinancialContents 4 года назад
አነ ብ አምሃርኛን ኦሮምኛን መዝሙርየ ዓብየሞ ንምንታይ ግን ትግርኛ መዝሙር ዘይብልና ይብል ነይረ:: እዚ ምስረኸብኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ:: ዝማሬ ቅዱሳን መላዕኽቲ የስመዓልና ዘማሪና 🙏🏻 ከማኻ ድምፂ ተዝህልየኒ ብጎይላ ልቡ ነቲ ዝህንን ህዝብና ብመዝሙር ናብፈጣሪ ምምላስ ተዝኽዕል ብጣዕሚ ምተሓጎስኩ ነይረ🤷‍♂️ ንግድፈት ቃላት ትግርኛይ ይቕረታ ገና ትግርኛ ተምሃራይ ስለዝኾንኩ ይቕረታ ግበሩለይ::
@sibhatmedia
@sibhatmedia 4 года назад
የቐንየልና ዝሓውና!ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ፡፡
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 3 года назад
ቃል እግዚኣብሄር ኦሮሞ አማርኛ ትግርኛ አይብልን አይትጋገዩ
@user-zq5wx2fk9t
@user-zq5wx2fk9t 3 года назад
ልክዕ እዩ እግዚአብሔር እመላክ ብመንገዱ ይምርሐና
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 3 года назад
@@user-zq5wx2fk9t አሜን አሜን አሜን ክብርተይ
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 Год назад
ለምንልና ድንግል ስለ ሓጢኣተኛ ደቅኺ ክትብሊ ጸልይልና ማርያም ብዘይካኺ መን ኣለና ማርያም ዓዲ ሓዊሲ I Love u
@AKTG19
@AKTG19 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዝመንካ ይባርኮ ኣሜን❤️⛪️❤️⛪️🙏🙏🙏
@genettesfay4737
@genettesfay4737 3 года назад
Asyyyyuuyyyyyuy deqi tewahedo enkao natna konkum God bless you my bro 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒Zmare melaekiti yesimoana xegeu yebzahalikum yhwatey adey maryam odime tioinan tehabkum
@user-ou5wk4lj5d
@user-ou5wk4lj5d 4 года назад
Amen amen amen zmrie melaekti yesmealna Dyaqon hawuna amlak Nay agolgulot zemenkum ybark bereketin amaladnetn Nay adiena qdsti arsiema ms kulatna yukun
@kibreabgherezghiher8990
@kibreabgherezghiher8990 3 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን ዝማሬ መላእክ የስመዓልና ደስ ዘብል መዝሙር ዲያቆን ድማ ጥዑም ዜማ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚኣብሔር ። ግን ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ኣለኒ ብጣዕሚ ህዝቢ ትግርኛ ተዛረብቲ ብፍላይ ድማ ሕዝቢ ትግራይ ነዚ ካብ መዓር ዝጥዕም መዝሙር ዘይሰምዑ ጓይላ ወይ ናይ በዓል ገሪየ እሙን ኮሞዲ እንተትኸውን ኔራ ብሓደ መዓልቲ ኣሽሓት ኮመንትን ላይክን ምገበሩ ይገርመኒ ኣየ ኣብዚ ዓለም ባህልን ልምድን እምነትን ገዲፍና ዘይንሕና ክንመስል ንደሊ ዘመኑ ግን እንዳ ቀረበ እዩ ንቕሑ ፡ ደጊመ ልበናኹም የብርሃልኩም እንዳ በልኩ ነዛ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ።
@sibhatmedia
@sibhatmedia 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ❤❤❤
@jaredgereziher8252
@jaredgereziher8252 3 года назад
ዜማኻ ጥዑም ኣጠቃቅማ ቃላት ግጥምኻ ሉምሉም ኣዝዩ ደስ ዝብል ኢዩ። ቃለ ሕይወት የስመዓልና ጥዑም መዝሙር ስለዘስማዕኻና።
@tsrhaariam2174
@tsrhaariam2174 4 года назад
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ክቡር ድያቆን ክብሮም ሓውና ወዲ ተዋህዶ እመ ኣዶናይ ኣምላድነታ ምስ ኩላትና ይኹን።
@user-iy2vt5bt1v
@user-iy2vt5bt1v 3 года назад
Amyen amyen amyen
@rahwaal863
@rahwaal863 11 дней назад
Aseyyyy mejemerya nab menfesawi hiwet katu beza mezumur ezia eye jemire kfetwa maat eye semia amenwan ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@atnasyahaftoo2253
@atnasyahaftoo2253 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማለን መምህራችነሸ ጌታች መድሃነኒታቸን እየሱስ ክርስቶስ እረጅም እድሜ ከጤና ይስጥልን ኢትዮጵያ አገራችን ሰላምን ያድልልነ 🤲🤲🤲
@lme5630
@lme5630 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸሎታን በረከታን ናይ አመብርሃን ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን
@selambeluwanedeymami870
@selambeluwanedeymami870 4 года назад
Amen amen amen zmare melakti yesmalna nay agolgulot zemenkum qudus egzabiher amlakna ybarkrlkum deqi Eme brhan dngil mariam
@XEMREGEDEWONVIDEOPRODUTION
@XEMREGEDEWONVIDEOPRODUTION 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ድ. ክብሮም ሓውና ናይ እመ ብርሃን በረከት ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
@wletuzekrinebsey2728
@wletuzekrinebsey2728 3 года назад
Amen 3 Zimare Melaktie Ysmalina Kibur Hawna . Ajoka Bertie Eka Egzabiher Tsegau Ybzihalka
@abrahamhabtombelay5586
@abrahamhabtombelay5586 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ቅኔ ማህለታዊ ያረድ ዉዳሴ ቅዱሳን ኣቦታት ዝተቀበለ ቅዱስ እዝጋኣብሔር ኣምላክና ይቀብለልካ ቡሩክ መዘምር ሓዉና ንበረከት ኩን
@user-jv7hk8sv1m
@user-jv7hk8sv1m 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
@getachewkahsu6994
@getachewkahsu6994 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna hawna diyakon xegua yabezhelkum zemrey melaket yesmalna
@user-fs2dj3nt6o
@user-fs2dj3nt6o 3 года назад
_ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር ድያቆን ሓውና ብሓቂ ዝማሬ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏መልኣክት የስመዐልና _
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክውር ድያቆን
@tesfalemhagos214
@tesfalemhagos214 4 года назад
Amen amen amen zmare melakti yesmaalna. Nay behaki nkulu twkil mezmur.
@zebibabrham1043
@zebibabrham1043 4 года назад
Tedakime aleku mai hiwet xeme qal hiwet yesmalna 💒💒💒💒💒💒💒💒💒❣❣❣❣❣💌💌💌💌💌💌💒💒💒💒💒💒
@selamberhe6059
@selamberhe6059 4 года назад
Ellllllllllllllllll zemari melaekti yasmalna d/n kibrom hawna amen amen amen ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏💗🙏💗🙏💗✝️🙏💗✝️🙏💗🙏
@wedikeshi5191
@wedikeshi5191 4 года назад
Amen Amen Amen zmariye malaekt yesmalna 💒💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@user-wl6lg5nd4e
@user-wl6lg5nd4e Месяц назад
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጥዑም ዝኾነ መዝሙር ብሓቂ
@yorsalembrhaneyorsalem5782
@yorsalembrhaneyorsalem5782 3 года назад
EZGABHIR AMLAK NAY AGELGLOT EDMIKA YBARKELKA KAL HIWET YESMALNA 🙏🙏🙏💒💒💒
@mebrahtommehari3730
@mebrahtommehari3730 4 года назад
አርጋና ዓለም፡ ብቁልዕነት ገዳም ኮይኑ ሂወተይ ዝተመልኤ ድኻም ለምንለይ ድንግል ክወጽአ ካብ መርገም ለምንለይ ድንግል ክወጽአ ካብ መርጋም ብመንፈስ ጀሚረ ብስጋ ወዲኤ ንስጋይ ኣይኮነን፡ንነብሰይ ጎዲኤ ተዳኺመ ኣለኺ ማይ ሂወት ጸሚኤ ድንግል ማርያም አመ ኣዶናይ ለምኒ ወድኺ ክድሕን ካብ መርገም
@hawashasefa5400
@hawashasefa5400 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ልብኻ ትምስጥ ብዙሕ መልእኽቲ ዝሓዘለት መዝሙር ኢያ ዝማረ መላእክት የስመዓልና ክብር ሓውና ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጸጋ ተብዝሓልካ
@timnittesfu2583
@timnittesfu2583 3 года назад
Amen zemari melakti yesmalna nay edme zemnkum ybarkelkum ezgbher amlak xega ab leali tsega yadlkum
@Weletemikaiel705
@Weletemikaiel705 4 года назад
Zmare melaekt yesmealna fqur hawena dyaqon kbrom nay agelglot edmaka ybarek xegu yebzhalka leul goyta 💒⛪💒⛪💒⛪💒❤🌹🌹🌹💒🙏🙏🙏😇🌹
@rutatekle8457
@rutatekle8457 2 года назад
Amen zmare melakti yesmalna,azya temti mezmur mis mesati zeman gdmin egziabhar xega ab lieli xega yadlka dyaqon 🙏
@titiandom4571
@titiandom4571 3 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና ድያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሃልካ
@monamanoo3856
@monamanoo3856 4 года назад
እልልልልልልልልልልል ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሄር አምላክ ዘመን አገልግሎትኩም ይባረክ ኣቤቱ የንብርኩም እልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ዝብል
@salbatoresalbatore238
@salbatoresalbatore238 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ መዝሙሩ የስምኣልና ኣሕዋትና ጸግኡ ይብዝሓልኩም
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ኣምላክ ፀጉኡን ጥበቡን የብዘሐልኩም ፍቁራተይ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
ኣሜንኣሜንኣሜን እእልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም
@yosanamanuel4214
@yosanamanuel4214 3 года назад
እሜን እሜን እሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፡ለምንልና ድንግል እመ ኣዶናይ ክወጽእ ካብ መርገም💗🙏🙏🙏⛪⛪⛪👏💐💐💐
@mehrettesfaldet3078
@mehrettesfaldet3078 3 года назад
Elllllllllll zemra melakt yesmaln daykon hawna zegbre xegeu yebzhalkum
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 4 года назад
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ክቡራት የሕዋትና ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም እመብርሃን ብኣማላድነታ ትደግፍኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@habulove4955
@habulove4955 4 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና ኣምላኽ ጸጉ የብዘሓልኩም:: ተዋሃዶ ንዘልኣለም ትንበር ::
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 4 года назад
Amen amen amen zmare kal hiwet yesmena buruk hawna
@user-lh6bx6od2v
@user-lh6bx6od2v 4 года назад
አሜን ናይ መላእክት ዝማሬ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እመብርሃን በአማላድነታ አይትፈለየና 💒💒❤✟✟💒❤💐
@HaftomGher-pk2sj
@HaftomGher-pk2sj 10 месяцев назад
እመቤቴ ሆይ፡ናተይ ህይወት ከምኡ ኮይኑኒ ኣሎ፡ሓደራኺ ወድኺ የማናይ መንገዱ ከርእየኒ ለምንለይ
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 2 года назад
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና
@barybary8681
@barybary8681 9 месяцев назад
ዝማሬ መላእክእቲ የስመዕና እግዚአብሄር አብ ቤቱ የንብርኪ ሙሉየ ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ እግዚአቢሄር❤
@yesilasebariyaneny6589
@yesilasebariyaneny6589 3 года назад
አሜን ፫ ቃለ ሀዎት ያሰማለን ወንደማጭሀን የለቅ ፀጋሁን ያብዛለን 😢😢😢😢😢😢😢😢
@eyerusmokonen9493
@eyerusmokonen9493 3 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እመ ኣዶናይ ወላዲተ ኣምላክ ምስ ኩላትና ትኩን
@tsibahtekeste3804
@tsibahtekeste3804 3 года назад
Amen (3) 🙏🙏🙏 amaladinet nay adena kidisti dingil mariam mis kulatna ykum. zimare melaekti ysmealna bruk hawey nay agolgulot zemenka amlak ybarik🙏🙏🙏
@hanaethiopiaethiopia2920
@hanaethiopiaethiopia2920 4 года назад
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ድንግል ለምኝልን ማርያም ለምኝልን
@gebartewelde9927
@gebartewelde9927 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ፈጣሪ። በረኸታን ረዲኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና።
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 2 года назад
ዕልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ
@godislovegodislove2568
@godislovegodislove2568 4 года назад
Zemare melakti yesmalen 👏👏💒💒👏👏👏👏 Bergn ab alem bkiulenet gedam koynlo hiwetay zetmlea dekam lemnley dengel kewxe kab mergem
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ።
@selukiros396
@selukiros396 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ ክቡር ዲያቆን ክብሮም ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ
@abrhammulugeta178
@abrhammulugeta178 4 года назад
ብጣዕ እዩ ደስ ዝብል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና
@aronbrhane7426
@aronbrhane7426 2 года назад
Amen Amen Amen Zmarie Melakti Yesmealna Egzabiher Nay Agelglot Zemenka Bariku Tsegeu Yebzhalka
@user-zz4cj9bs2j
@user-zz4cj9bs2j 3 года назад
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን ጸጋ በረከት የብዘሐልካ ክቡር ሓውና አሜን
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 года назад
ኣሜን, 3+✝️💒💖🤲🙏እልልልልልል 💖💖💖👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏ኣሰይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሜን 3✝️💒💖🤲🙏
@salamsal9175
@salamsal9175 3 года назад
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋተይ
@AKTG19
@AKTG19 3 года назад
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኮ ድያቆን ሓወይ ካብዚ ኪናት ወረ ኪናት ኣጥፊኡ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ሰላሙ የውርደልና ኣሜን🙏
@user-il5ee6oi8z
@user-il5ee6oi8z 4 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ክብራተይ አሜን አሜን አሜን ለምንለይ ድንግል ክወፅእ ካብ መርገም ኣሜን አሜን አሜን ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣማላድነታን በረከታን ምስ ኩላትና ይኩን አሜን አሜን አሜን
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 3 года назад
Zmare melakti yesmalna des zbel mezmur kab kulu kefue thalwena eme brhan adey
@saymonegirmay8676
@saymonegirmay8676 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ,ናይ አገልግሎት ዕድመኻ ይባረክ ሓውና ዲያቆን ክብሮም .
@svhbfcjjfhuvrvhxhh2658
@svhbfcjjfhuvrvhxhh2658 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓወይ
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 5 месяцев назад
ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና እልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤
@ddgc9765
@ddgc9765 2 года назад
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክትን የስመዐልና እግዚኣብሄር ፀጋ በረከትን የብዘሐልካ ኣብቤቱለዘላኣለም የፅንዕካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-fb7xh9np6l
@user-fb7xh9np6l 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን ይብዝሓልኩም ክቡራተይ
@user-ww2kp5xw6p
@user-ww2kp5xw6p 3 года назад
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓና ፀጋን በረከቱ ይብዘሐልካ ዕድመን ጥዕን ይሃብካ ስሚዒካ ዘይሙነ ዝማሬ እዩ እምላክ ምስካ ይኩን ኩሉ መዝሙሩ ብጣዕሚ እዩ ፅብቅ
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሪ መላእክት የስመዐልና ክብር ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን
@user-ur4lq1ez7i
@user-ur4lq1ez7i 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መልእክት የስመዐልና ብሓቂ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዛኣቢሄር ኣምላክ ኩቡር ድያቆን ሓውና ብዕድመን ብፀጋን ይሐልወልና ሰሚዕካ ዘይፅገብ መዝሙር ሚዲታትና ነዕቢ አሕዋተይ ማዓረይ ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ና🙏🙏🙏
@wedizayed2782
@wedizayed2782 4 года назад
ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ሓውና ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና
@user-il8kg3pq3q
@user-il8kg3pq3q 2 года назад
ዝማሬ መላእክት ያስማልን ብእዉነት ጠፋጭ ዝኾነት መዝሙር ።
@Hani_Hani8
@Hani_Hani8 4 года назад
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna egziabiher xegeu yebzhalkum
@gsfggfzgv2290
@gsfggfzgv2290 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራተይ ፀጋ አምላክ የብዛሓልኩም👏
@user-nj9iv1fy8o
@user-nj9iv1fy8o 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ኣዕፅምቲ ዘለምለም መዙሙር እዩ አነ ልዕሊ 20ዝከን ስሚዐያ ምፅጋብ ኣብያትኒ
@user-hd2ff1gn9s
@user-hd2ff1gn9s 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 2 года назад
እልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣካናት ይስምዓልና ኣሜን ኣማላደነት ናይ ኣዴና ደንግል ማርያም ምስ ኹላትና ይኹን ደያቆን ኩብሮም ሓወና ቀፅል ብጣዕሚ ደስስስስ ዝበል ዝማሬ ኣምላኽ ይሓግዝካ 🙏
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 3 года назад
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣምላክ ፀጉኡ የብሓልኩም ፍትዋተይ ❤🌺❤❤❤
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 3 года назад
ዕልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ክቡረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 4 года назад
Amen Amen Amen ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና
@yaredkahentemelsan2950
@yaredkahentemelsan2950 Год назад
Ellllllllllllllll zmari melaekt yesmealna kbur hawuna nay agelglot zemenka Egziabher ybarko ❤️🥰🥰👏
@user-vg1gv1se6k
@user-vg1gv1se6k 3 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስማኣልና ድያቆን ሃውና
@saraal5250
@saraal5250 3 года назад
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስመዐልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@user-ib8pw4ew4u
@user-ib8pw4ew4u 3 года назад
ኣስይይይይይይ እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላከ ናይ አገልግሎትካ ዘመን ይባርክ አቤቱ የንብርካ
@user-ew9bt9tk9t
@user-ew9bt9tk9t 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይንዋሕ
@zfanhfty9769
@zfanhfty9769 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመአልና ክብር ሓውና ጸጉኡ በረከቱን የብዘሐልኮ እግዚአብሔር ኣምላክ 👏👏👏❤❤❤
@user-hi9uq7wd8c
@user-hi9uq7wd8c 4 года назад
Kale hiwet yesmealna
@yonaswerke5991
@yonaswerke5991 3 года назад
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
@temesagenamalaka4511
@temesagenamalaka4511 Год назад
ለምንለይ ድንግል ክወፅእ ካብ መርገም😢ዝማሬ መላኣክተ ያሰማልን🙏ሸዉሃትካ ዝከፍት መዙሙር ተመስገን💞
@saminguze2156
@saminguze2156 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓል ዘማሪ ድ ክብሮም"" ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ በርትዕ
@STsenait
@STsenait 3 года назад
Amen Amen Amen qal huwet yesmalna nay agogulot zemebka ybark Egzabher Amlak.
@atsedagodefa9732
@atsedagodefa9732 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
Далее
What turned out better to repeat? #tiktok
00:16
Просмотров 719 тыс.