Тёмный
No video :(

ሳሚ ተወዲእዎ ክክክክ ነጊረኩም እየ እኮ ስነስርዓት ጌርኩም ኣገልግሉ ክገድፈኩም ፡፡ ሼር 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 3,3 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

9 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 38   
@danieltekle619
@danieltekle619 5 месяцев назад
ይኣክል በጃኩም ናብ ወንጌል ተመለሱ ዓለም ትዕዘበና ኣላ በዚ ዝድሕን ሰብ የለን ያኣክል ሞጌ ናብ ወንጌል ተመለስ
@RozinaTeklebrhan
@RozinaTeklebrhan 5 месяцев назад
እቲ ጸገም ኩልኩም ን ጎይታ ከዊልኩም ክትርኣዩ ምድላይኩም እዩ። ተሕዝኑ
@stheyose3204
@stheyose3204 5 месяцев назад
Btami ekum tehznu ezia koyna haylkum. Haili Amlak gday zetdelyu Kab miblae. Amlak mhret ygber.
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin 13 дней назад
አጆኻ እታ ሐቂስ ትዉጻእ ድአ አጆኻ እታ ሐቂ ትዉጻእ
@EfremAmanuel-mr5kn
@EfremAmanuel-mr5kn 5 месяцев назад
ሞጌ ብሩክ ሰላም ንዓካ አዚ ሳሚ ዘራይ ኢልካዮ ደለካ ሰብሲ ፉሉጥ ሰብ ኣይኮነን በጀካ ሰበይቱን ደቁን ድፈልጦ ሰብ የለን ቢድዮ ጌሩ አንተ ለጠፈካ ድማ ብጀካ ሰበይቱን ደቁን ድሪኦ የለን አንታይ ኢካ ተገዲስካሎ ሓድ ሓደ ሰባት ክፍለጡ ኢሎም ዘይድልይ ኮመንት ኢዮም ድጽሕፉ ስለዚ ከትስትውዕል ኣለካ ብኩሉ ብሎክ ኢልካ ይዕረፍ ንሕና ከኣ ንዕረፍ ።ናብ ወንገልካ ተመለስ ከቲ ቅደምካ ብሩክ አዚኦም ከባኩሩኻ ኢዮም።
@MaranataTv
@MaranataTv 5 месяцев назад
ክክክክ ትክክል
@tirhashabrham2943
@tirhashabrham2943 5 месяцев назад
በስመኣብ ክርስቲያናት ምኳኖምድዮም እዚኩሉ ጸርፍን መርገምን????????? ምሕረት የውርደሎም
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 5 месяцев назад
Yes,Zeydhanu Alewu
@ffmoffenbach
@ffmoffenbach 5 месяцев назад
🙋💯💯💯💯💯💯
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 5 месяцев назад
Yes,Amen tihtna knina Iyu!!!
@yonashussein4553
@yonashussein4553 23 дня назад
You’re lion of Christ 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
@samrikidane1312
@samrikidane1312 5 дней назад
Ajoka moga hawey nezeum ayetegedeselom beal helena alebo neseka gen helena zeleka hakena eka amelak berk yebeleka❤
@DF2012_2
@DF2012_2 5 месяцев назад
ካብ መሰረትካ እኮ ኢዩ ዘይጠዓየ ሞጎስ ሰብ መንፈስ ኢዩ? ኤር፡ 17፡5 "እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ኣብ ሰብ ዚውከል፡ ቅልጽሙ ኸኣ ኣብ ስጋ ዚገብር፡ ብልቡውን ካብ እግዚኣብሄር ዚርሕቕ ሰብ ርጉም እዩ።" ኤር 17፡7 ኣብ እግዚኣብሄር ዚውከል፡ ትጽቢቱ ኸኣ ኣብ እግዚኣብሄር ዚገብር ሰብ ብሩኽ እዩ።
@tsigeyemane134
@tsigeyemane134 9 дней назад
Nab Ortedokx mmlas yhshni tbl dea nab sebat dika mexika btaemi hazinelka
@amanueltesfay1412
@amanueltesfay1412 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@tsigeyemane134
@tsigeyemane134 9 дней назад
Ajoka rge tray bel goita msaka eyu
@tamesweden123
@tamesweden123 15 дней назад
🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💙💙
@tsigeyemane134
@tsigeyemane134 9 дней назад
Moge hawey tgage aleka nhawuka kemta zgebereni aytgbero xhuf eyu
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 5 месяцев назад
Amennn Iti Hayal Alo MSAKA!!!
@sebkedem9410
@sebkedem9410 5 месяцев назад
Mogos keep up the good work 👌
@helunayna1469
@helunayna1469 3 месяца назад
ሞጎስ
@user-mt1zd6tg5x
@user-mt1zd6tg5x 5 месяцев назад
ዝከበርካ መጎስ ኣብ ሰብ ኣኽብሮት ኣሎኒ ን ዝኾነ ሃይማኖት መሰል ሰብ ምኻኑ ይኣምነሉ ግን ኣየኽብረሉን እየ ንምንታይ ንሱ ኒዓይ ጣኦት ኢዩ ብዛዕባ መን ይዛረብ ኣለኹ ከነጽረልካ ንኣብነት እስልምና ኣየኽብረሎምን ኢየ ግን ኣይዳፈርን ምስቶም ምስልምና ደቂ ሃገረይ ሰባዊን ሃገራዊን ምክብባር ኣሎኒ እምበር ርሑስ ዒድ ኣይብሎምን ገዝኦም ከይደ ዉን ኣባዕኸ ዝሰቲ ኣይኮንኩን ክምለስ ናብ ኣርእስተይ ካቶሊክ ፡ኦርቶዶክስ፡ ፕሮተስታንት ግና ግና all we are chiristian ንስኻ ንዓይ ምካኤል ተምልኽ ናብ ማርያም ትሰግድ ገይጋዩ ክትብለኒ እንተኣሚነሉ ክቕበለካ ተዘያሚነሉ ግን ፍልልያት ሂዝና ኣብ ክንዲ ንፈላለ ብሓደ እዉን ክንከዉን ንኽእል ኢና ንኣብነት ሃለሉያ እየሱስ ጎይታ ኢዩ እንተኢልካ ኣሜን ይብል ሓቂ ዝለ ዝኾነ ደም ጎይታ መድሃኒተይ ኢዩ እንተ ኢልካኒ yes ይብለካ ብኸምዚ ኢና ኽንቀራረብ ዘለና ክርስትያናውያን እምበር ከም ፍጹም ሰይጣን ሓሲብካና ንኦርቶዶክስ ከም ሓራዲት ሓሲብካያ ዲካ ተባዕ ኮይኑ እምበር ዝዓይነቱ ኣተሓሳስባኻ ኣነ ኮ መጎስ ኢየ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስክንደይ ኢሉሚናቲ ምስ ክንደይ ኦርቶዶክስ ዝማጎት ዝነበርኩ ሰብ ኢየ ትብል ዋእ ኣታ ኦርቶዶክስ እኮ ከማካ ክርትያን ኢና ከመይ ኢልካ ምስ ቢኣል ኢሉሚናቲ ትሰርዐና i don't know እንተኮነ ቅረብ ኣሰራርሓካ ፍሉይ ፍሉይ ኣሰራርሓኻ ፍሉይ የለን ከማኻ ዝበለ ጎይታ ዝቢል መዝሙር ኣነ ደስ ኢሉሊ ዝሰምዖ ንዓካ ስምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቐ ስምኪ ኢዩሞ ስንቂ ኮይኑኒ እነሆ ምስጋናይ ተቀበልኒ እንተ ኢለ normal። ስቅ ኢልካ ሽለል ትብለኒ ዘድለየካ ትራይ ትሰምዕ እንተኮንካ ኢካ ጥዑይ እምበር ኣትፈለይ እዚ ናይ ኦርትሂዶክስ ኢዩ ትብል እንተኮንካ ንስኻ ጽሉል ዕቡድ ኢኻ ማለት ኢዩ
@ogubitweldehaimanot8720
@ogubitweldehaimanot8720 5 месяцев назад
Goyta ybarka Moge hawey, mealtom akilu eyu,
@newgenerationchanel9585
@newgenerationchanel9585 5 месяцев назад
ኣምላክ ይባርካ ሞጌ ሓወይ ጅግና
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 5 месяцев назад
Moge ab derejoom aytwred eziom keysemuu dxememu lbom detreru Yom.sle zi qal amlak ktmhr keleka naay tbarkeni eka btaemi
@sabageorge6657
@sabageorge6657 5 дней назад
Morning brother how are you doing? Thank you for sharing God Bless 🙌 you and your family. When have a time please? Call my if you have a time? Thank you again Moges ... You take care
@ShidenMsgna
@ShidenMsgna 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ey1cm2ci6s
@user-ey1cm2ci6s 5 месяцев назад
Esu keman GENZEB seriqu keydu Kab midia aytefie kemey elu n kalie kemiu ybl
@user-ey1cm2ci6s
@user-ey1cm2ci6s 5 месяцев назад
Mogie hawey bejaka eba hiteto nayti GENZEB
@MaranataTv
@MaranataTv 5 месяцев назад
ሓቲተዮ ኣሎኩ መልሲ ሃብ ኢለዮ ኣሎኹ ኣይህብን ኢየ መልሲ ንርእሰይ ኣይጣበቕን ኢየ ኢልኒ ክክክ
@user-ey1cm2ci6s
@user-ey1cm2ci6s 5 месяцев назад
Hienos shim wedu eyu
@user-ks1wo9mx6h
@user-ks1wo9mx6h 5 месяцев назад
ሞጌ ብሩክ ፡በርትዕ ንሕና ድማ ብ ጸሎት ክንድግፈካ ኢና።ሞጌ ንስካ ኣይኮንካን ትዛረብ ዘለካ መንፈስ ቅዱስ ፡ ክርስቶስ ኣብ ውሽትካ ኮይኑ ዝዛረብ ዘሎ።መልእትካ ሰሚዖም ተተመለሱ ይሕሾም ስጋብ ሕጂ ግና ተነሲሖም ኣይተመለሱን ።
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 5 месяцев назад
ሳሚ ዘርአይ ትግራዋይ ኢኻ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ
@user-ey1cm2ci6s
@user-ey1cm2ci6s 5 месяцев назад
Mogie hawey eza nay south africa tray hiteto disereqo GENZEB
@habenyacob9596
@habenyacob9596 5 месяцев назад
ሞጌ ኪድ ጥራይ ክቃልዑ አለዎም
@teklesenbet4797
@teklesenbet4797 5 месяцев назад
ኮንቶ ምጉት
Далее
መልሲ ንኣሸር ረዳ ! ሼር
18:09
Insane Coffee trick EXPOSED 😱☕️ #shorts
00:20