Тёмный

ሳሮን;; "ኣዝማሪኖ ፣ ወዲሹቕ ፣ ሓሪፍ ፣ ከመይ'ሉዩ ካልኣይ ስም ኤርትራውነት ኮይኑ"? ሓዉ ዘዚ ተስፋልደትን ሓዉ ኣማን ተኽላይን 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 636
50% 1

ሳሮን;; "ኣዝማሪኖ ፣ ወዲሹቕ ፣ ሓሪፍ ፣ ከመይ'ሉዩ ካልኣይ ስም ኤርትራውነት ኮይኑ"? ሓዉ ዘዚ ተስፋልደትን ሓዉ ኣማን ተኽላይን

Опубликовано:

 

20 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 12   
@kidaneftsum4010
@kidaneftsum4010 2 месяца назад
ብሉጽ ኣገላልጻ የሕዋት❤❤❤❤❤❤
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 2 месяца назад
ናይሎሚ ብሓቂ ብሓቂ ጽቡቕ መግለጽን ትምህርትን ( ተባላዕቲ ኣንጭዋ : ድዱዕ ; ቆንጪ ትኳን ቁርዲድ ) ኣብ ገዛኽ ኣጽልሚቶም ድምካ ካብዝመጹ ናይወድሰብ ተጻእቲ እዮም መብራህቲ እንተወሊዕካ ክሃድሙ ሽብድበድ ድማ ይብሉ ስለዚ ንህዝቢ ብመሬቱ ገይርካ ኢኻእተበራብሮ ስለዚ እዚ ናይመሬት ጉዳይ ኣልዒልኩም ምንቅቓሕ ንመንእሰያት ሃገርና ደጋጊምኩም እንተደኣ ኣቓቒሕኩሞ ብሓቂ መንእሰይ ክለዓል እዩ ምድረ ቆራዲድ ካምታ ውጩ ሎሚ ሓመድ ድበ ናይናደው እያሞ ንኺድ ኣብቲ ሓመድ ድበ ናደው ክንካፈል ዝበሎ ክትከይን ኢያሞ ሃይ ድጋጊምኩም ብዛዕባ መሬት ኣነቓቕሕዎ
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 2 месяца назад
ኣዝማሪኖ ሰደተኛ ኣብ ከተማ ኣስመራ ብኪራይን ዝነብር ጸረ ወደባት ክብርታት።ወድ ኣስመራ ወድ መሬት ኣርሒቁ ዝጥምት ብክብርታት ኣቦታቱ ዝሕበን ኩሩዕ ወድ መሬት ወድ ጤሳ በኣብዩ ወድ ተሸኻሚ ታቦት ቅዱስ ሕዝቢ እዩ።
@lion-bp2fl
@lion-bp2fl 2 месяца назад
❤❤
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 2 месяца назад
ሃገረ ሓማሴን ቅድሚ ባዕዳዊ ገዛኢ ጥልያን ምምጽኡ መጸዊኢ ሕዝቢ ብሔረ ትግርኛ እዩ። ሓማሴን ትብል መጸውኤ ቅድሚ 500ዓመት ቤተመንግስተ ሃዘጋ ጽሓዘጋ ይጅምር።
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 2 месяца назад
ንሓደ ጸሊም አሜሪካ ነቶም ጸለምቲ ክሳዶም ከድንንዎም እንንተደሊኦም ።ኣብ ኣፍሪካ ዘሎ ክዳን ዘይብሉ ሕብረተሰብን ድሑርነትን ብፊልም ጌሮም ሰሪሖም ከምዝሓፍር ይገብርዎ።ነቲ ወደቦት ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ክሳዱ ከድንን ብድክነት ትግራዋይ ጥልያን ዝጀመሮ ደቅ ምስለኔ ኣዝማሪኖታት ነቲ በትርናን ነጸላናን ከምንጽነዮ ብፊልም ብተዋእሶ ጌሮም ከድኑና ይፍትኑ መወዳእቱኡ ግና ንሕና ሰብ ነዊሕ ታሪክ ብኣንጻሩ ክሳዶም ከምዘድኑኑ ንገብሮም ኣለና።ዓወት ንሕዝቢ ትግርና ሃገረ ሓማሴን።
@milionafeworki914
@milionafeworki914 2 месяца назад
ኣዝማሪኖ ብጣሊያን ወደ Asmera ማለት አዩ Asmarno ተቀማጣይ ኣስመራ ።
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 2 месяца назад
ናይ ኣፍሪካ ግዙኣት ናብ ኣሜሪካ ምስ መጽኡ መጀመርታ እቶም ወነንቶም እታ ዝገብርዋ ሽም ምቅያር እዩ ክሳብ ሕጂ ዝቀጸለ እዩ።ኣዝማሪኖ ሽም ጥሊያን ከምዚ ሓውኣቦይ ሽሙ ተክለማሪያም ኔሩ ኣብ ትሕቲ ጥሊያን ክሰርሕ ምስጀመረ ሽም ሓውኣቦይ ናብ ማሪያኖ ተቀይራ።ካቡኡ ንሕዋቱ ንስድሩኡ ጸሊኢ።ሽጋራ ምትካክን መስተን ኮይኑ መወዳእታ ብድክነትን ኣብ ገዛ ብርሃኑ ዓዲ እዝግሔሩ ከይዱ።መወዳእታ ብመንነቱ ዘሓፍር ሰብ ይኹን ሕብረተሰብ ብሕማቅ እዩ ዝጠፍአ።ሕጂ መንእሰይ ትግርኛ ብመንነትኻ ተሓበን።ኣዝማሪኖ ቀንዲ ጸላኢ መንነትኻ እዩ።
@SmilingAstroStation-bw7kv
@SmilingAstroStation-bw7kv 2 месяца назад
Eway eza gal ezias sebeytka trah tgebra kef zelewa ab kdmeki esseya drbay entay alewo
@SmilingAstroStation-bw7kv
@SmilingAstroStation-bw7kv 2 месяца назад
Ata skum si jeganu ekum
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 2 месяца назад
ግብረሰዶም ኢሳያስ ኣብ ሓደ እዋን ኣስመራ ከም መሕብኢ ሃገራዊ ግቡእ ዝሓደሙ መሕብኢት ዱር ከጽርያ እየ ኢሉ ክሳብ ሕጂ መዓልታዊ ግፋ ሕጂ ድማ ኣብ ኣብ ገዛውቲ ብሎኮ ፈጢሩ ነቲ ሕዝቢ ሓጽ ኢሉ ካብ ዓዱ ክጠፋዓሉ ዘይገብሮ የለን።ሕጅም ሕዝቢ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ካብ መሬትካ ከይትስደደድ ብዓቅሊ ነዚ ግብረስዶም ኢሳያስ ተንኮል ክንስሮ ኢና እዚያ ሕጂ ዝገብራ ዘሎ ናይ መወዳእታ እያ ።እቲ ዝተጸመመ እዩ ዝዕወት።ደሓን ኹኔ ኣንድነታዊያን ደቅ ምስለኔ ኣዝዩ ቁሩብ መዓልቲ ተሪፉክን።ዓወት ንሕዝቢ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን።
Далее
ኣርእስታት እዚ ሰሙን
1:07:53
Просмотров 648