Тёмный

ሴማዊ ብ ኣወል ስዒድ/PROSE BY AWEL SAID 2024 PART 1 

Hidmona
Подписаться 158 тыс.
Просмотров 260 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

16 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2 тыс.   
@binitewe9089
@binitewe9089 3 месяца назад
እስከ ንኤርትራን ህዝብን ዓዱን ዝፈቱ ላይክ አይነውሕድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ou1wc9xj8p
@user-ou1wc9xj8p 3 месяца назад
👍👍👍👍👍👍
@justiceforall1400
@justiceforall1400 3 месяца назад
እዚ ምስ ምፍታው ኢርትራ እንታይ ዘራክብ ኣሎዎ።ኣብይ እህመድ ንምድሓን ክንደይ መንእሰያት ኣጥፍካ ኣይሰሙን ኣይሳልስቲ ኣሎውሎው
@user-jg7sv8ff6e
@user-jg7sv8ff6e 3 месяца назад
ንኤርትራን ህዝባን ዝጸለአ ተትብሎ ምሓሸ ካብ ስደት ናብ ፍልሰት ተቀይሩ ማርሰነሪ ኮይኑ ኢትዮ ሶማል ሱዳን ዛየር ከይተረፈ ይመውት ኡስርበት ካብ መስጊድን በተክረስትያንን ይበዝሕ ዩኒበርሲቲ ኣይሕሰብን ብዝኮነ ንህልክ አንተኮይኑ ቀጽልዎ አቲ ጽንተት ስደት ንኩሉ ኢዩ ቀጽልዎ ብሽጡ ሑሩር
@danieltareke8431
@danieltareke8431 3 месяца назад
👍👍👍👍
@user-zl7yf2kz8w
@user-zl7yf2kz8w 3 месяца назад
😂😂😂😂 tegaru gezakum,ba fletu ezi nay ertraqyan eyu ​@@user-jg7sv8ff6e
@hgfhhfvgh2222
@hgfhhfvgh2222 3 месяца назад
ኣወል ጅግና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 3 месяца назад
@Ever-Smiling
@Ever-Smiling 3 месяца назад
Thank you Awel brother, keep on doing your good job on updating us about the current situations. Eritrea🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@tomie8101
@tomie8101 3 месяца назад
ኣወል ጅግና በቲ ትገብሮ ዘለይካ ምንቅቃሕ መንእሰይ ኤርትራዊ ክብረት ይሃበልና ኣብዘላካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።❤❤❤❤
@tsigezewolde3304
@tsigezewolde3304 3 месяца назад
እዎይ አወል ሀወይ ጀግና ንአኻሰ ቃላት ሰኢንልኻ። I am proud to be Eritrea. ንሰኻሰ እንዃእ ወደ ሀገረይ ወድ ሪመይ ኾንካ ። I Love Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 3 месяца назад
መርሓባ ሂምቦል ሓውና ኣሰይይይ ኣወለይ ጅግና እንቋዕ ዳሓን መጻእካ🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@sabaifterlu6032
@sabaifterlu6032 3 месяца назад
ኤርትራ ሃገረይ ጹብቕ ሲኢና፡ ግን ክሳብ መዓስ? መባእስትና ለባማት ስለዘይኮኑ፡ እንታይ ዝበሉ ጎረቤት ገጠሙና ደቀይ? መራሕቲ ኢትዮጵያ ዘዝገደዱ ካብ ሕሉፍ ታሪኽ ዘይመሃሩ ? በሉ እግዝኣብሄር ንህዝብናን፡ንመራሕትናን፡ሰራዉትናን ጸጋን፡ ጥበብን፡ምስትውዓልን፡ ትዕግስት፡ ጽንዓትን ሂቡ ክሳብ ሕጂ ረዱኡና፡ ጽባሕ ውን ውግእና ተዋጊኡ፡ ንህዝብናን መንግስትናን፡ ሰራዉትና፡ ሞጎስ ፡ጥበብን ጸጋን ኣብዚሑ፡ ፍረ ጻዕሮም ዝሪኡሉ ዘመን እዩ። እዞም ጎረቤት ድማ ካብ ዝሃለፈ ተማሂሮም ለባማት ይኹኑ ንኹላትና ክሕሽና። ኣወለይ ብሓቂ ጅግና ዝበለጸ ፍልጠትን ጸጋን ጥበብ ኣምላኽ ሓለውኡን ይብዝሓልካ። ንኺድ ጥራይ ብርሃን እዩ ቅድሜና።
@awetteklit5888
@awetteklit5888 3 месяца назад
Just woww ኣዝዩ ንሃገራውነትካ ዘለዓዕል ኣቀራርባ ኣወሊኖ ጅግና ኣጆኻ ኣትሕመቅ ቀልጢፉ ከምዝመጸና ግበር ነዓይ ሰሙን ሰሙን እንተዝኸውን እውን ኣይምጸላእኩን ምኽንያቱ ብዙሕ ምንቅቃሕ ይገብረና ኣሎ ፡ ብዛዕባ ሃገርና ዘይንፈልጦ ፈሊጥና ንጸላእትና ከኣ ከም ሕማም ንፍዮ የንፈርፍሮም ኣሎ።❤❤❤❤
@elsat792
@elsat792 3 месяца назад
Thanks brother Aweley, for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🙏🌹💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹✊✊
@hamelmal5942
@hamelmal5942 3 месяца назад
ኣወሊኖ ሓላል ጎይታ ሓድነትን ስነ-ኣእምርኣዊ ፍልጠትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 месяца назад
ኣየ ሻዕብያ ፈገር ፡ ዓቕላ ጸቢብዋ ፡ ሰብ ብስደት ኮብሊሉ ሰራዊት ምስ ሓጸራ ፡ ያኢ እዞም ኦሮሞ ተላዒሎም ኣለዉ ፡ እናበለት ሓዲሽ ጸላእቲ ፈጢራ ኣለ። ዓንጻር እዞም ሓደሽቲ ጸላእቲ ኦሮሞ ክትገጥም ፡ ካብ እዞም ተጋሩን ኣምሓራን ገለ ሓገዝ እንተረኸበት ከኣ እያ ፥ "ንሕና ሴማውያን ኢና ፡ እዞም ኦሮሞ ኩሻውያን ከጥፍኡና ይመጹ ኣለዉ ፡ ብሓደ ሰሚርና ንመክት" ፡ እናበለት ብመልሓስ ጀበርቲ ኣይተ ስዒድ ኣወል ጌራ እተእዉይ ዘላ። እዚ ጀበርቲ ኣወል ስዒድ ኣብ ኣኽሱም ከይዱ ጂሃድ ዝኣወጀ ዶ ኸ ኣይኮነን፧ ዝብእሲ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ገይሹ እንታይ በለ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ፡ መገዲ መስዩና ኣሎ እሞ ፡ ንመደቀሲ እንዶ ኣጎዛ ኣንጹፉልና።
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 3 месяца назад
@@zegdagmawi275ክላእ ለምኒ 😅😅
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 месяца назад
ኣየ ሻዕብያ ፈገር ፡ ዓቕላ ጸቢብዋ ፡ ሰብ ብስደት ኮብሊሉ ሰራዊት ምስ ሓጸራ ፡ ያኢ "እዞም ኦሮሞ ተላዒሎም ኣለ ፡ እናበለት ሓዲሽ ጸላእቲ ፈጢራ ። ዓንጻር እዞም ሓደሽቲ ጸላእቲ ኦሮሞ ክትገጥም ፡ ካብ እዞም ተጋሩን ኣምሓራን ገለ ሓገዝ እንተረኸበት ከኣ እያ ፥ "ንሕና ሴማውያን ኢና ፡ እዞም ኦሮሞ ኩሻውያን ከጥፍኡና ይመጹ ኣለዉ ፡ ብሓደ ሰሚርና ንመክት" ፡ እናበለት ብመልሓስ ጀበርቲ ኣይተ ኣወል ስዒድ ጌራ እተእዉይ ዘላ። እዚ ጀበርቲ ኣወል ስዒድ ኣብ ኣኽሱም ከይዱ ጂሃድ ዝኣወጀ ዶ ኸ ኣይኮነን፧ ዝብእሲ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ገይሹ እንታይ በለ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ፡ መገዲ መስዩና ኣሎ እሞ ፡ ንመደቀሲ እንዶ ኣጎዛ ኣንጹፉልና።
@etsegenetandeberhan1575
@etsegenetandeberhan1575 3 месяца назад
@@zegdagmawi275ናይ በሓቂ እምኒ ኢኻ
@user-rb6te5xg9f
@user-rb6te5xg9f 3 месяца назад
​@@zegdagmawi275wxae kabzi geza wedi qondaf agame resah
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 месяца назад
መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና
@amansaeedkyassin3722
@amansaeedkyassin3722 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷
@wedieri2301
@wedieri2301 3 месяца назад
Mushmush 🤮🤮🤮
@maharihari8084
@maharihari8084 3 месяца назад
ክክክክ ውጩ እንተ ኢልካ። ኤድስ። እንበር ቅጅል ይብልካ😅😅😅😅
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 месяца назад
ኣየ ሻዕብያ ፈገር ፡ ዓቕላ ጸቢብዋ ፡ ሰብ ብስደት ኮብሊሉ ሰራዊት ምስ ሓጸራ ፡ ያኢ እዞም ኦሮሞ ተላዒሎም ኣለዉ ፡ እናበለት ሓዲሽ ጸላእቲ ፈጢራ ኣለ። ዓንጻር እዞም ሓደሽቲ ጸላእቲ ኦሮሞ ክትገጥም ፡ ካብ እዞም ተጋሩን ኣምሓራን ገለ ሓገዝ እንተረኸበት ከኣ እያ ፥ "ንሕና ሴማውያን ኢና ፡ እዞም ኦሮሞ ኩሻውያን ከጥፍኡና ይመጹ ኣለዉ ፡ ብሓደ ሰሚርና ንመክት" ፡ እናበለት ብመልሓስ ጀበርቲ ኣይተ ስዒድ ኣወል ጌራ እተእዉይ ዘላ። እዚ ጀበርቲ ኣወል ስዒድ ኣብ ኣኽሱም ከይዱ ጂሃድ ዝኣወጀ ዶ ኸ ኣይኮነን፧ ዝብእሲ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ገይሹ እንታይ በለ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ፡ መገዲ መስዩና ኣሎ እሞ ፡ ንመደቀሲ እንዶ ኣጎዛ ኣንጹፉልና።
@hienokfshale-zh6zk
@hienokfshale-zh6zk 3 месяца назад
​@@wedieri2301qondaf agame nhina eritreawean nbhal ab merietna zeykona ab merietom nenxaxuyom deqi shabya Ka nbahal aynfekeren mushmush
@eritrearedsea5386
@eritrearedsea5386 3 месяца назад
Anbesa wedi bahri Eritrea 🇪🇷, WE ARE ALL ERITREANS 🥰🇪🇷🇪🇷 and extremely proud.
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 3 месяца назад
ዓቢ መምህር የቀንይልና ሰለ ኩሉ ትገብሮ ሃገራዊ ኣበርክቶካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 3 месяца назад
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Peaceforall1252
@Peaceforall1252 3 месяца назад
ዜግነትን መንነትን እንዳፈለና ንጎዓዝ
@user-ou1wc9xj8p
@user-ou1wc9xj8p 3 месяца назад
ኤርትራዊነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfamariamsolomon9902
@tesfamariamsolomon9902 3 месяца назад
ኤርትራዊነት ❤❤❤ክቡር መንነት ❤❤❤ክብርስ ሞገስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ❤❤❤ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ህዝባዊ ግንባር ዋርሳይ መንደላይ---ወዘተ ሰጋ ይክኣሎ በሉ ከዛርቡኒ ከኣ
@etsegenetandeberhan1575
@etsegenetandeberhan1575 3 месяца назад
Eritrawinet kbur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
@user-rb6te5xg9f
@user-rb6te5xg9f 3 месяца назад
​@@Peaceforall1252wxae kabzi geza wedi qondaf agame
@jokerasmera2362
@jokerasmera2362 3 месяца назад
አስከ ደቂ ርመይ ኒኣወል ቢታኣሚ አየ ዝፈትዎ አሞ ንትሻኣኤን ብሄራት ወኩልኩም አስከ ❤ ሃቡኒ አስከ ያላ
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zebibaali9840
@zebibaali9840 3 месяца назад
👍👍👍👍💯💯💯💯👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 3 месяца назад
አብ ዝኾነ ምድያ ክትረኽቦ ዘይትኽእል ሐበሬታ ምሃብካ ክብረት ይሃብካ ኣወል ጅግና
@asmeromhabtemichael3816
@asmeromhabtemichael3816 3 месяца назад
Proud of you Awel jigna hayet wedi Eri; very interesting and instructive prose💯; God bless & protect you abundantly🙏🙏🙏....."Awet nHafash."👍💪😍
@amyaraya9390
@amyaraya9390 3 месяца назад
መርሓባ መርሓባ ኣወለይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኻ ንበረልና ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ተዓወት ተዓወት❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷❤️🐪🇪🇷
@user-kk7dl9ow1w
@user-kk7dl9ow1w 3 месяца назад
ኤርትራ ሃገረይ ኩሉ ጊዜ ከርስኪ ብሩኸ እዩ💪💪🇪🇷🇪🇷🕌🫶⛪️🌹👁️🙏🙏🙏🙏
@HappyAlpineSkiing-tu3nf
@HappyAlpineSkiing-tu3nf 3 месяца назад
ኣነ ኣባል ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኢየ ❤❤❤❤❤❤
@zebibaali9840
@zebibaali9840 3 месяца назад
👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ ጅግናና ነዞም መጋማዳሕቲ ታሪኽ እንተተዛረቡ ዝፈልጡ ዝመስሎም ወያነን ስዓብቶምን በቲ ሕቅን ውርዙይን ቃላትካ ያዕ በሎም።በቲ እተሕልፎን እትምህሮን ዘሎኻ ሃህ ኢልና ክም ጠሚኻ እትረኽቦ ጥዑም ምግቢ ከምንጽበየካን ተረዳኣልና ብሩኸይ ብሓጺሩ ወሊዳያ ዝሃገር ወሊዳ ክብርን ዓወትን ንምክልኻል ሰራዊትና ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስውኣትና ዓወት ንህዝብና።
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 3 месяца назад
Thank you AWEL keep up good job.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azebtekletsion5704
@azebtekletsion5704 3 месяца назад
ወዲ ሓዎቦይ ኣስመኣዬም ጽቡቅ ጌርኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💕💪💪💪🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 месяца назад
ኣየ ሻዕብያ ፈገር ፡ ዓቕላ ጸቢብዋ ፡ ሰብ ብስደት ኮብሊሉ ሰራዊት ምስ ሓጸራ ፡ ያኢ "እዞም ኦሮሞ ተላዒሎም ኣለ ፡ እናበለት ሓዲሽ ጸላእቲ ፈጢራ ። ዓንጻር እዞም ሓደሽቲ ጸላእቲ ኦሮሞ ክትገጥም ፡ ካብ እዞም ተጋሩን ኣምሓራን ገለ ሓገዝ እንተረኸበት ከኣ እያ ፥ "ንሕና ሴማውያን ኢና ፡ እዞም ኦሮሞ ኩሻውያን ከጥፍኡና ይመጹ ኣለዉ ፡ ብሓደ ሰሚርና ንመክት" ፡ እናበለት ብመልሓስ ጀበርቲ ኣይተ ኣወል ስዒድ ጌራ እተእዉይ ዘላ። እዚ ጀበርቲ ኣወል ስዒድ ኣብ ኣኽሱም ከይዱ ጂሃድ ዝኣወጀ ዶ ኸ ኣይኮነን፧ ዝብእሲ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ገይሹ እንታይ በለ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ፡ መገዲ መስዩና ኣሎ እሞ ፡ ንመደቀሲ እንዶ ኣጎዛ ኣንጹፉልና።
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 3 месяца назад
@@zegdagmawi275 በጃኻ ርሓቕ ስድራቤትካ ጥሜት ተወዲኦም ኣለው ሰብ ኩኖም ፡ካብ ኩዕንቲ ምእራይ ክገላገሉ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 месяца назад
@@weldemariamzerea5386 .... "ንሕና ሴማውያን ኢና ፡ እዞም ኦሮሞ ኩሻውያን ከጥፍኡና ይመጹ ኣለዉ ፡ ብሓደ ሰሚርና ንመክት" ፡ እናበለት ብመልሓስ ጀበርቲ ኣይተ ስዒድ ኣወል ጌራ እተእዉይ ዘላ። እዚ ጀበርቲ ኣወል ስዒድ ኣብ ኣኽሱም ከይዱ ጂሃድ ዝኣወጀ ዶ ኸ ኣይኮነን፧ ዝብእሲ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ገይሹ እንታይ በለ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ፡ መገዲ መስዩና ኣሎ እሞ ፡ ንመደቀሲ እንዶ ኣጎዛ ኣንጹፉልና።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 месяца назад
mmmm መን እዩ ንመን ዝጠለመ፧ ከዳሚ ዓረብ ኣይተ ተወከል ዝበሃል ጸቢብ ጂሃዳዊ ሃይማኖታዊ ቀቢላ እንታይ ኢሉ፧ "ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ፡ ንሕና ኢና ገበርትን ሓደግትን።" ነተን ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ጥዋለት ከም ሓወልቲ ደው ኢለን ዘለዋ ታንክታት ተጋደልቲ መን ድዩ ማሪኹ ፡ ነዘን ታንክታት ጸጊኑን ዘዊሩን እናዳተዋገአ ፡ ንወደባት ኤርትራን ንቀይባሕርን ሓራ ዘውጸአ ፧ ኣይተ ተወከል መቸም ኣብ ገመሉ ተወጢሑ ፡ ሴፍ እንዳወዛወዘን እንዳደረፈን ንቀይሕ ባሕሪ ሓራ ኣየወጸአን። ከምዝብልዎ ፥ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ፡ እዩ።፡ ወይከኣ ፥ ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ እንታይ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ክንድቅስ እሞ ኣጎዛ ኣንጽፉልና። ሎሚ ኣብ ስዑድያ ዘይኮነስ ኣብ ኣውሮጳ ብድሕሪ መስኮት ናይ ኮምፒተር ተሓቢኡ በቲ ተኳን ኣፉ ጌሩ ንበይኑ ናይ ሃይማኖቱ ወደብን ቀይባሕርን ያኢ ወናኒ ክኸውን፧
@BahreNeGash
@BahreNeGash 3 месяца назад
​@@zegdagmawi275 Agame,,, Whatever happened to your terrorist TPLF? Did shaebia eradicated your TPLF from Ethiopian soil? It's too bad you are barking on the internet, while Tigray drowning in famine & starvation.
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 3 месяца назад
ሰላም ሰላም ወዲ ኤረይ ሸኮር አወል ሲዒድ አሰምዓዬም በቲ ጡዑም ድምጽካ ጌርካ ተዓወት ዓወት ንሐፋሸ❤🎉✍️🇪🇷🙏✊❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💪👍👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️🙏✊
@REBELKINGS2783
@REBELKINGS2783 3 месяца назад
THIS IS ERITREAN SPARTAN ARMIES EDF KINGS DEATH ANGLE OF HIS ENEMIES LONG LIFE THE KING AND OUR 🇪🇷🇪🇷💪🦁👑 ኣያይ'ኸ
@michaelshumendi2034
@michaelshumendi2034 3 месяца назад
ኣወል ጅግና ሓደ ክንዲ ሽሕ እንቓዕ ተወለድካ ፡ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@haniabduselam1642
@haniabduselam1642 3 месяца назад
I am so thankful for your effort ERITREA will be an example for the whole world!!!GOD BLESS OUR HOME ERITREA🤲🤲🤲🤲😍
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 месяца назад
ኣየ ሻዕብያ ፈገር ፡ ዓቕላ ጸቢብዋ ፡ ሰብ ብስደት ኮብሊሉ ሰራዊት ምስ ሓጸራ ፡ ያኢ እዞም ኦሮሞ ተላዒሎም ኣለዉ ፡ እናበለት ሓዲሽ ጸላእቲ ፈጢራ ኣለ። ዓንጻር እዞም ሓደሽቲ ጸላእቲ ኦሮሞ ክትገጥም ፡ ካብ እዞም ተጋሩን ኣምሓራን ገለ ሓገዝ እንተረኸበት ከኣ እያ ፥ "ንሕና ሴማውያን ኢና ፡ እዞም ኦሮሞ ኩሻውያን ከጥፍኡና ይመጹ ኣለዉ ፡ ብሓደ ሰሚርና ንመክት" ፡ እናበለት ብመልሓስ ጀበርቲ ኣይተ ስዒድ ኣወል ጌራ እተእዉይ ዘላ። እዚ ጀበርቲ ኣወል ስዒድ ኣብ ኣኽሱም ከይዱ ጂሃድ ዝኣወጀ ዶ ኸ ኣይኮነን፧ ዝብእሲ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ገይሹ እንታይ በለ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ፡ መገዲ መስዩና ኣሎ እሞ ፡ ንመደቀሲ እንዶ ኣጎዛ ኣንጹፉልና።
@haniabduselam1642
@haniabduselam1642 3 месяца назад
Ayteselciweni bejaka merexka kea ab natey temexie 1000 comment keleka hasad
@tsehayetesfatsion5382
@tsehayetesfatsion5382 3 месяца назад
Aygermekan gemel serikka do gierwa kabaus tehabiau u serakii belo wey baley do kblo kkk dongola b edu zhasb
@tika543
@tika543 3 месяца назад
መርሓባ አወል ሓውና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍👍👍
@habtuzemichael336
@habtuzemichael336 3 месяца назад
Great job ,Awel brother.👍👍👍🙏🙏🙏.
@user-efidan4azin456
@user-efidan4azin456 3 месяца назад
I proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪♥️♥️♥️👑👑👑🙏🙏
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 3 месяца назад
Proud To Be An Eritrean 🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🙏
@r.t.a4340
@r.t.a4340 3 месяца назад
Amlak yihaliki Eritrea hagerey❤❤❤❤ Kemaka yibizihu Awel jigina.
@a.t5699
@a.t5699 3 месяца назад
thank you and God bless ERITREA ❤❤❤❤❤❤❤❤
@helenteklue2133
@helenteklue2133 3 месяца назад
We are Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Shabeya ⛪️♥️🕌♥️9❤6❤. God bless Eritrea people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@beyonaburuk9855
@beyonaburuk9855 3 месяца назад
መርሐባ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@peace2684
@peace2684 3 месяца назад
Awelino Eritrean idol , we love brother, proud of you !
@Weditediqr5xo
@Weditediqr5xo 3 месяца назад
Merhaba tekaei nefsiher isias tsegay GBU ✌️✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hawitedi9810
@hawitedi9810 3 месяца назад
እምቧሕ ኢልካ እምቧሕ ኣብሎ ተዓወት ተዓወት ተዓወት Viva Eretra 🇪🇷🇪🇷
@selam8217
@selam8217 3 месяца назад
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ንፍዖ እስይ እስይ ደቅ ኤረይ መዓረይ ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ደሰ ዝብል ግጥሚ ሕጃዉን ብሐድነትና ተጣሚርና ንሱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@hiwotiasu9601
@hiwotiasu9601 3 месяца назад
God Bless Eritrea 🙏 Thankyou Aweley keep your good job
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 3 месяца назад
Awel always amazing,great work and incredible talent,we proud of you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾👍💪🏾👏👏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🙏🙏🙏💪🏾👏
@wt7061
@wt7061 3 месяца назад
እዞም ኣጋንንቲ ናይሰብ ደይብሎም ኣወሊኖ ኣነስ ነዚኦም ዝበሃል ተወዲእኒ እዩ ጥራሕ መንደቅና ነዲቅና ብፈንጂ ከሊልና ውራይ ልምዓትና ምዕባሌና ንግበር ረብሪብና ኣቱምሰባት ሓቀይዶ ደቂኤረይ። ❤🇪🇷🙏❤🇪🇷
@yonatanteklay7917
@yonatanteklay7917 3 месяца назад
ሸዓብያ ከ ጥዑይ ዶ፡መሲሉካ ኣታዮ ተንኮልን ሓሶትን ሕማቅ ነገር ዘይገብር ውድብ የለን ኩሎም ፖለቲከኛታት ዝገብርዎ ዩ ናይ ሓደ ኣሚንካ ኮለል ኣይትበሉ ንቅሑ ኣቱም ሰባት
@YacobTesfalem
@YacobTesfalem 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷ኤርትራዊ ብሙካንካ ትኮርዕ እስከ ላይክ ጌርካ ሕለፍ❤❤🇪🇷🇪🇷
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 3 месяца назад
👎👎👎🤮🤮🐃🐂🐃🦟🦟
@abadittesgazghi7094
@abadittesgazghi7094 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Welcome Awel Said You are super hero !!! All your ingredints are our motivations.
@weiniwoldetinsae626
@weiniwoldetinsae626 3 месяца назад
Welcome Awelino, thanks for your very informative and nice prose us usual. Very proud of you 🇪🇷♥️ Eritrea for Eritreans 🇪🇷♥️
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 3 месяца назад
AWEL SIED KEM SHIMKA AWEL!!! MALET 1ST JINGNA WEDI ERI BRAVO EGZIABHIER AMLAK YBARKIKA 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Simon-xz2pw
@Simon-xz2pw 3 месяца назад
Come felce tanto fratelo Awelino fila di pichola roma Asmera.❤❤❤ Bravo Bravo 👏
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 3 месяца назад
Thank you Awel keep the good work. God bless Eritrea people ❤❤❤❤Awel as always proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@rebeccaml4839
@rebeccaml4839 3 месяца назад
Well come back Wedi Eray ❤ as always with amazing information 💪🇪🇷❤️
@henokgrmay8040
@henokgrmay8040 3 месяца назад
Well come
@user-nt6dj6dh2t
@user-nt6dj6dh2t 3 месяца назад
ሰላም ሰላም ደቂ 🇪🇷፡የቐንየልና አወል 🙏፡ግሩም ትምህርታዊ ሓበረታ 👍
@asmerethadgu9816
@asmerethadgu9816 3 месяца назад
Eritrean nie Eritrawyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Amlak yhalwana dike Eri 🎉🎉🎉❤❤❤
@hzbawityemane2874
@hzbawityemane2874 3 месяца назад
ብሓቂ እግዚኣቢሄር መመሊሱ ጥበብን ኣእምሮን ይወስካ ኣወል ስዒድ
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 3 месяца назад
ኣቤት ሰብኣይ ናይ ብሓቂ ኣወl ጅግና ከማካ ይብዝሑ ❤🇪🇷🇪🇷
@user-oi3wk5vd7h
@user-oi3wk5vd7h 3 месяца назад
Thank you, Awel Said, for continuously exposing the EVIL plan of our enemies. But, because of hero like you, they get perfect response to their worthless talk AWET NEHAFASH AND HGDEF 🇪🇷 ❤️ 👍
@dejenhagos6604
@dejenhagos6604 3 месяца назад
ኣወል ሲዒድ ኣዚኻ ዝተባረኽካ ሰብ ኢኻ ፡ኩሉ ግብርኻ ሓቂ ፡ ካብ ሓቂ ዝጥዕም ከኣ የለን። ጸጋኡ የብዝሓልካ
@edendiev2823
@edendiev2823 3 месяца назад
Great job Awelino!!!❤❤❤❤ Thank you brother!!!
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 3 месяца назад
Awel that is eye opening subject,we need to be aware the enemy is looking to destroy our culture,🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌺🌺🌺💪🏾👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌺
@mehari1991
@mehari1991 3 месяца назад
Amaizing Awelino,nezom ገፈጥቲ gorebiet,keeeppp it up awelino❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@nurhussenrusku4958
@nurhussenrusku4958 3 месяца назад
ወዲ ሓቅኛ ኤርትራዊት እንዲኻ ፈጣሪ ያሓሊኻ❤❤❤❤
@ERiIPtv
@ERiIPtv 3 месяца назад
ብእትህበና ሃገራዊ ሓድነት ዝፈጥር መብርሂታትካ ኣዝየ የመስግነካ ብዙሕ ኣሎ ንጽበዮ ካባኻ ወትሩ ክብርን ሞገስን ንሰማዕትታ ሃገረ ኤርትራና
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 месяца назад
ባሕርና 🇪🇷🇪🇷🌊🐬🐟🐠⚓️🪸🇪🇷🇪🇷🐙ሰሜያዊ አይኮነን ናይ እቶም ሙርጻት ቀያሕቲ ዚተከፍላ እያ እሞ በቶም አናብስ 🦁🦁🕊️ብስዋእትና 🇪🇷❤️🕯️🕊️💡🕊️🕯️❤️🇪🇷ሰራዊትናን ተከቢራ ተከቢራ ክትነብር እያ ኤርትራና 🌊🇪🇷❤️🕊️🦁
@Eritreaforeritreans_4131.
@Eritreaforeritreans_4131. 3 месяца назад
ኣወለይ ጅግና ሎሚ ብታሕጓስ መግቢ ኣይደልን እየ ጸጊበ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይተውሕደሎም ኣይትጥፍኣዮም ትንፋስ ክረኽቡ የብሎምን ኤርትራውነት ክቡርን ሕፉርን መንነት ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ።
@user-if9sj1po7x
@user-if9sj1po7x 3 месяца назад
👍💕
@zebibaali9840
@zebibaali9840 3 месяца назад
❤❤❤❤❤💯👍👍👍👍💯👍👍
@yordanosgebremichae8339
@yordanosgebremichae8339 3 месяца назад
አውል, ሐወይ, ጅግና, ናይ ኩሉ Eritran ልቤ ዝትንክፍ ኤካ ትስርህ so i am very proud off you thank you ❤️, the way you dries on the video is amazing, you bring up our traditional our father's it suit you, i hope every Eritran they dries like you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹
@selamselam8094
@selamselam8094 3 месяца назад
እንዳሐደረ ዝኩላዕ ኤርትራዊ መንነት. ንኪድ ጥራይ ብ 8 ማርሻ❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷💪
@EriTube-lx4hu
@EriTube-lx4hu 3 месяца назад
ብ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ኹቡራት ኣሕዋተይ 🙏❤ 1000 ክበጽሕ ሓጉዙኒ
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 3 месяца назад
Banderana ka gbrela eritreawit chanel kiflta
@DiamondA-xi2yw
@DiamondA-xi2yw 3 месяца назад
😂😂😂
@zebibaali9840
@zebibaali9840 3 месяца назад
👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samuibrahim9192
@samuibrahim9192 3 месяца назад
bravo Awel the great !! glad to be Eritrean❤
@tesfayandemeskel3711
@tesfayandemeskel3711 3 месяца назад
Great lecture Happy that you are ours 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaityohannes2234
@senaityohannes2234 3 месяца назад
We love you አወል እንደልቤ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ngzieksebo1224
@ngzieksebo1224 3 месяца назад
ኣወል ጅግና ስሚ ከድዓት ኢኻ ብሓቂ ኣድኒቐ ምጽጋብካ ኣብየ፡፡ነየናይ ጠቒሰ ነየናይ ክገድፎ በጃኻ ኢለካ ንስኻ ሓደ ሰብ ኣይኮንካን❤❤❤❤❤❤ ተመስገን ኣምላኽ እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ
@merhawihabtai1133
@merhawihabtai1133 3 месяца назад
Great as always ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 3 месяца назад
ግደፎም ጥራይ ሐመድ ይጋበሩ ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገር ፋሕፋሕ ኸይበለት ሰላም ዝባሃል ነገር የለን
@user-wo1jp5vu1u
@user-wo1jp5vu1u 3 месяца назад
Aweley jigna edmen tienan kokob eritrean ❤❤❤❤
@EriCoralo24
@EriCoralo24 3 месяца назад
መርሓባ ድምጽኻ ኣይተሓባእ ወዲ ርሕስቲ ኤረይ ኣወሊኖ ሓቢብ ገልበና❤🇪🇷❤🌿🕊🕊🕊❤🇪🇷❤
@Ambassadortewelde
@Ambassadortewelde 3 месяца назад
እንቋዕ ብሰላም መጸካ ብሉጸይ🇪🇷🇪🇷❤
@mariyamborhi3573
@mariyamborhi3573 3 месяца назад
Merhaba Wedi z halal meryat Aweleno Anbesa Edmen Tenane yehabkia 🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷👍👍
@user-wo1jp5vu1u
@user-wo1jp5vu1u 3 месяца назад
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 eritrean n eritrean ❤❤❤❤❤❤aweley jigna mara u kalatka kebid akuriekani habibi
@user-sv9ox8nr8x
@user-sv9ox8nr8x 3 месяца назад
Awel king🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@favfor4455
@favfor4455 3 месяца назад
Welcome ሓበን ሃገር ኣወልኖ 💪❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SeidMohammednur-vy6io
@SeidMohammednur-vy6io 3 месяца назад
كلام جميل حفظك الله ورعاك
@user-jp3gm1xu1j
@user-jp3gm1xu1j 3 месяца назад
መርሐባ መርሐባ ድሃይካ ኣይትሓባ ወዲ ሓቦቦይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-if9sj1po7x
@user-if9sj1po7x 3 месяца назад
አወል እንቋዒ ሐወይ ወዲ እዛ አንበሳ ኤርትራና ኮንኮ 💕💕💕 ኩሉ ጺብቅ መሃሪ ሐባሪ መስሐቅ ታሪኪ ቃላት ይሐድጺረና ንስካ አንበሳ ጂግና ኢካ አምላክ ዒድመን ጥዒናን የሃብካ ፍትው ሐውና 💕🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽🦁🦁🇪🇷🦁🇪🇷💎🇪🇷🐪🇪🇷☀️🇪🇷💪🏽🇪🇷🇪🇷
@ww1075
@ww1075 3 месяца назад
Awelino ዕላል ዝመስል ትምህርቲ ብጣዕሚ ጽቡቅዩ ቀጽሎ ❤❤❤ተዓወት
@issubrkt8428
@issubrkt8428 3 месяца назад
Thank You Awelino 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@eritreanayeritrawyan4711
@eritreanayeritrawyan4711 3 месяца назад
Xret zkone ezi Eritrawnet Aweley b hkiyan elalin enda abelka hagerna kab kufue eka Texriya zeleka mo Amlak edmen Teanan Yhabka ❤🇪🇷❤🇪🇷
@erishukor7229
@erishukor7229 3 месяца назад
Well come back, jigna wedi Erey I am so proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@msgnamichael4694
@msgnamichael4694 3 месяца назад
❤❤❤❤ ኣወል ኣባዳህሪ ዕድመን ጥዕናን: ክብርን መጎስን ነቶም ክሳብ ሕጂ ሰለም ከየበሉ ንሃገር ገጥ ዘበሉ ኣርካናት ሓለፍትና 🎉🎉🎉🎉🎉 ክብርን መጎስን ንሓይልታትምክልኻልና❤❤❤ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hawashait8758
@hawashait8758 3 месяца назад
MERHABA JEGNA HAWNA ERITREAWI WEDEBAT AWELINO ENQAE BSELAM MEZAEKA AMLAK EDMENA TEENAN YIHABKA 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@rozinaissak1845
@rozinaissak1845 3 месяца назад
I don't have enough words to explain how strong skills you have, my lovely brother, you are the best of best ❤❤neberlna freielna forever and ever and ever ❤❤❤❤
@erico9798
@erico9798 3 месяца назад
ኤርትራውነት❤❤❤ ኩቡር❤❤❤መንነት❤❤❤
@rigattesfay3541
@rigattesfay3541 3 месяца назад
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-zj5xt4qg4f
@user-zj5xt4qg4f 3 месяца назад
Awelye wedi ERYeee ajona ajokum ERTREA n zelalem tekbira ketnber eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 3 месяца назад
What a take down. I wonder if the Tigryans learn something from this eye opening take down by the great AWel. Thank you.
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 3 месяца назад
ኣወለይ ጅግና ንበረልና🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letinagimie539
@letinagimie539 3 месяца назад
Aweley God bless you and all Eritrean people and eritrea 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌 🙏 👌 ❤ 💖 🇪🇷 🙌
@munarussomaman
@munarussomaman 2 месяца назад
❤ አወልልልል ብሓቂ ስም ይመርሕ፥ጥዋፍ የብርህ፡ብሓፋሳ አብ ርእሲ ኩሉ አቲኻ ንድደቀሰ አባራብሮ፡ ነቲ እፈልጥ'የ ዝብልድማ ንዘይፈልጦ አፍልጦ !!! ወዲሐወቦይይ!!!❤
@semharhailu829
@semharhailu829 3 месяца назад
Aweley kalat sienelka bmntay kem zgelxo jgnnetka thankyou❤❤❤❤ my god bless you 🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@matiefrem9287
@matiefrem9287 3 месяца назад
Merhaba wedi ereyyt🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 3 месяца назад
Against All Odds. Eritrea will prevail💪💪
@fthawifthawi4252
@fthawifthawi4252 3 месяца назад
Welkom wedi Erey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🫵💪🫶 mexe gebel kubur sebna aweley ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@beregere7015
@beregere7015 3 месяца назад
❤ ጅግና ክንድሽሕ ኣለና ኣብጎንካ ቁቡጽካዩ ዝጠቅመካ ኣይትጥፈኣና ሃገና ኢያ ትጠቅመና ማለተየ ወዲሓዎቦይ
@sabatesfaledet3856
@sabatesfaledet3856 3 месяца назад
Yes yes Awelino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Далее
ሽዑ'ኸ  ብ ኣወል ስዒድ PART 2
43:09
Просмотров 224 тыс.
ሰላም ብ ኣወል ስዒድ / PEACE BY AWEL SAID
1:02:02
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Просмотров 2 млн
ኣያይ'ዶ(afro2) full eritrea movie 2019
1:56:22
Просмотров 957 тыс.
Попил😂инст: sarkison7
0:45
Просмотров 1,7 млн