Тёмный

ስርሒት ዑንቒ ምራን ጥሪ 21 5ይ ክፍል!!! 

Sahel Press -  ሳሕል ፕረስ
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 85   
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 11 месяцев назад
ተዓወቲ ኣበሲት ወርስኪ ናይ ኣደታትኪ ወዓሩ!!! ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✊🙏
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
ዝገርምዩ ደጋጊመ ሰሚዐያ ተገሪመ እግዚአብሔር ግን ሓያልዩ ሓያላት ጀጋኑ አቦታት አያታት አሕዋት ዝሃበና ተመስገን አምላኽ ። ኤርትራ ንኤርትራውያን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 11 месяцев назад
ንስለያና ክብሪ ይግብኦም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 11 месяцев назад
ኤርትራ ንኤርትራውያንን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 11 месяцев назад
Ygermu fetariy nkubur president hzbn edu ynbrelom❤❤❤❤
@bqse6142
@bqse6142 11 месяцев назад
እንቋዕ ብደሓን መጻእኪ #ሳሕልፕረስ ኣንበሲት🇪🇷✊
@dana.j9062
@dana.j9062 11 месяцев назад
ከቢድ ዋጋ ንናጽነት ኤርትራ ተኸፊሉ፣ ገና ከም ከዳዓት ኣብ ኩሉ ቦታ ኣለዉ ,ናይ ገዛእ ርእስና ዓያሹ ዘይጠቕሙ ከዳዓት ረኺብና እውን። እዚ ድማ ኣብ መንጎና ተመሳሳሊ ከዳዓት ከጋጥመና ናይ መጀመርታ ወይ ናይ መወዳእታ ኣይክኸውንን እዩ። ወትሩን ንዘልኣለምን ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ድማ ንሓፋሽ። 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌 💚❤️💙
@awallsiraj6127
@awallsiraj6127 3 месяца назад
Awall siraj
@yodit1991
@yodit1991 11 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና ሳሕል ፕረስ፣ ካብ ሻዕብያ ዘምልጥ የለን፣ ዕድመ ንሻዕብያ❤❤❤❤❤
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 11 месяцев назад
Thank you. For telling us the truth🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💯💪💪💪💪💪💪👍
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 11 месяцев назад
እንቋዕ ምቅላዕ ጀመርኩም
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 11 месяцев назад
Deqi Ereyyyyy halalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍😍🌹
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 11 месяцев назад
ግዝእ ኡ ሐልዩ መጺኡ እቲ ምስጢር
@temporary995
@temporary995 9 месяцев назад
ሳሕል ፕረስ ናይ ብሓቂ ነጻ እንተኮይንኩም ምእንቲ ቅኑዕ ፍርዲ ክንህብ ናይቶም ነዚ ውዲት ሰሪሖም ዝብሃሉ ዘለው ቃል ኣስምዑና
@briktiabraha3386
@briktiabraha3386 11 месяцев назад
Sahel Press, thank you for the information. It is really a sad, sad situation!!
@woalesk2432
@woalesk2432 11 месяцев назад
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@yoditzemichael9830
@yoditzemichael9830 11 месяцев назад
Thank you ,Sahel media 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 11 месяцев назад
ንበሩልና ነዚ መስተንክር ክፋእ ሽርሒት ምስናድኩም
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 11 месяцев назад
Eziom rukusat kikolfuna hasibom neyrom Eziom usubat hasadat Thank you Sahl press sle kulu neger awet ni hagernan hzbnan mengstnan mklkal hayltat Eritrea
@RahelTeclay
@RahelTeclay 11 месяцев назад
Sahel press thanks❤❤
@DawitMengs
@DawitMengs 11 месяцев назад
Menalooooooo❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FiyoriRasi
@FiyoriRasi 11 месяцев назад
Thanks sahl press ❤❤❤❤
@LEMLEM-ERITREA
@LEMLEM-ERITREA 11 месяцев назад
❤🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 11 месяцев назад
ኩላ ብዘይ አፍልጦ ሀተፍተፍ ትብል ነራ
@sabaabraha8799
@sabaabraha8799 11 месяцев назад
🙏🙏💕
@akberetbokure3639
@akberetbokure3639 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@AlmazAbraha-h6r
@AlmazAbraha-h6r 11 месяцев назад
Welcome ❤❤❤❤❤❤
@wediyemane655
@wediyemane655 11 месяцев назад
ብጣዓሚ ጽቡቅ መደባት ተቅርቡ ❤❤❤
@ngusesium4114
@ngusesium4114 11 месяцев назад
Entay ybahal nhina dima ab qalsi nerna elina btyt xelai nxbe❤❤❤
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 11 месяцев назад
Yes,ጎሮሮ 'ውን
@SelemunOkubet-x8x
@SelemunOkubet-x8x Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eri9 united
@DawitMengs
@DawitMengs 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌
@Aman80770
@Aman80770 11 месяцев назад
ናይ ቐደም ዲዩ ብሽም አዉራጃ ሰራይ ትብል ዞባ ኑኡስ ዞባ ዝብል ሽም የብላን ዲዩ ❤
@Aman80770
@Aman80770 11 месяцев назад
ይቐንየልና ምምትብባዓኹም ፡ደርፊ ስሑላት እቶም ክልተ ዘቕረብኩማ
@ytewolde9350
@ytewolde9350 11 месяцев назад
Thanks sahel Media
@barka9974
@barka9974 11 месяцев назад
AMLAK ERITRANA EYARKELNA HASADAT YETFALNA
@solomonberhe9883
@solomonberhe9883 11 месяцев назад
ኩሉ ነቀፌታ የሕይል እንበር ንድሕሪት ዝምለስ ኤርትራዊ የለን እሞ ሃየ ደአ ካልእ ታሪክ አምጽኡልና
@ghideighebresillassie7164
@ghideighebresillassie7164 11 месяцев назад
አናቢስ
@nigistighebreab6342
@nigistighebreab6342 11 месяцев назад
Xubuk habrta Keda kolugza Keda👍👍
@Aman80770
@Aman80770 11 месяцев назад
ህዝባዊ ግንባር ሎሚ ጽባሕ አሎ ክህሉ ኢዩ እዉን 44
@nugusearey3923
@nugusearey3923 11 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ابوبشاربشير-ر6ح
@ابوبشاربشير-ر6ح 11 месяцев назад
ቀዳማይ ጸላኢና እቲ ብጻይና እንብሎ ግን ድማ ዕሱብ እዩ ሰለዚ ንሱ ትሕቲ መሬት ክነብር ኣሎዎ ።ምክኒያቱ እቲ ናይሩሑቅ ጻላኢና ዝመርሖ እንተ ስኢኑ ናባና ካይተበሰ ተስፋ ቀሪጹ ከንስዕሮ እና።
@rahelbey1004
@rahelbey1004 11 месяцев назад
እዋይ ገርሙና
@Amber1919
@Amber1919 11 месяцев назад
🇪🇷❤️🐪ኤርትራ ዝሰገረቶ መስገደል ይገርም እዩ ሻእቢያ ሰላሕ ኢሉ ስርሁ እዩ ዝሰርህ በዘይ ኮሽ ትብል ድምጺ ክንደይ አሎ ክአ ዘይሰማእናዮ ። 🇪🇷❤️🐪
@aranshitesfaldet2126
@aranshitesfaldet2126 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yafethenok7729
@yafethenok7729 10 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ንህዝባዊ ግንባር
@haderakelati1160
@haderakelati1160 11 месяцев назад
መርበብ ሻዕቢያ ሓያል ሃገራዊ ድሕነት እንተዘይከውን ሽም ንህብና ክሳብ ሕጂ ምጸንሐ ዶ??? ኣይፋል ዩ ትመልሲ ከመይሲ ኣፍሪቃ ኮ ክንደይ ሓያልት መራሕቲ ወሊዳእያ ማዓስ ወላድ መኻን ኮይና ግን ኣይትቆጸዩኒ ተቆጽዮም እወ ወፊርና ክንኣቱ እናበሉ ተበሊዖም ሃገርና ከነማዕብል ዝብል ራኢ ሒዞም ወጺኦም ብዝወጹዋ ከይተመልሱ ተቀንጺሎም ዮም ሽም ንህብና ግን ከም ኦመ ድማ ሽሕ ዓመት ይምበር።ሃገረ ኤርትራ ክዳንን ድርዕን ኮይኑ ነዚ ኹሉ ተጻብኦ ምዕራባውያን ኤመሪካውያንን ኣበርዒኑ ንዓኣቶም ቀቢሩ ካባ ሓርነት ዘልበሰና ጎይታ ነዚ ጅግና መሪሕ ዝሃበና ይኽበር ይመስገን ዘይጻዓድ ደግለል ሓየት ኣምበሳ ናቅፋ ገመል ምድረበዳ ሱዩም ኣበልካዮም ኩሎም ዛህላይ ማህላይ ወዲ ኣፎም ብሪ ዓወት ኣበሳራይ ይካኣሎ ደማ ዘይሕለሎ ተኪኢዎ ንጅና ንዋርሳይ ወየ ዋርሳይ ወሊዱ ጀጋኑ ንመንደላይ ክሳድ ሰብ ዘድንኑ ሓፍ ኢሎም ነጢሮም ኣብ መትኒ ድሃርሙ ምስታ ጀግና ዋዕሮ ኮይኖም ዓወታት ዘግዝሙ ብሃገሮ አዚዮም ዝሓሙ ሱጡም መስርዕ ብሓንቲ ዝሓኑ ሓደ ዝረገጻ ኣሰር ዝኽተሉ ኣብ ሓለዋ ዊዒሎም ዝሓድሩ ኣለውና ሑቡናት ጀጋን ስጋዛ ሃገር ማሕላ ዘይቀየሩ ቀርማሕ ዘለት ድምጺ ብረት ዘዕምሩ ተዛማድ ሰላም ህድኣት ብፋጻ ዝፈጥሩ ንመሬቶም ሓምላይ ዝቅይሩ ከም ጽጌናይ ኣብ ገረብ ዝዓስሉ ኣብ በረኻ ወሰናት ዝሕሉ ንሃገሩ ወትሩ ተተኺሉ ኢዛ ሃገር ኣካ ታዓዲላ ጀጋኑ ተፍሪ ወዳ ጓላ ጽብቅ ዝዘራእታ ሙሩጽ እኽላ ሰስ ድብለላ ንመሬታ ባሕራ ሰስ ዝብለላ ወ ንመሬት ምስ ባሕራ ኤረይ ዓደይ ኣካ ተዓዲላ ብስፖርት ዊን ኣዋርቅ ዓቲራ ካብ ኣፍሪቃዊት ምብራቅ ከም ጻሓይ ደሚቃ ከም ወርሒ ጸቢቃ መስሕብ ዓለም ግምጃ ተሰሊማ ክልተ ክረምታ ባሕሪ ምስ ከበሳ ኣብዛ ዓለም ወጺኣ ጢሒሳ ብዘይ ሓገዝ ትኸይድ ብርእሳ መሬት ወርቂ ማዕድናት ብኹሉ ዓዲ ብዙሕ ወደብ ዘመናዊ ሃብቲ ጡዑም ዝንፋሳ ጭዋ ህዝባ ዓዲ ልዝብ ምጭው ዝድባባ ቀንዲ ሃብታ እቲ ዑቁር ህዝባ ኣዲ ጀጋኑ ዕጡቋት ሰብ ስረ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ኣባይኩም ይደፈን እወ ደቂ ሓላል መሬት እወ ደቂ ኤረይ። ❤🍃🇪🇷🍇❤🍃🇪🇷🍇❤🍃🇪🇷🍇🍃❤🍇❤🍃🍇🍃💪💪🙏🙏❤!!!
@hagostewelde9688
@hagostewelde9688 11 месяцев назад
ሰላም ዝሓፍተይ እታ ኣውራጃ ትብል ዘላ እንተዘይትጥቀምላ ዝሓሸነይሩ መስለኒ
@MebrahtuMogos
@MebrahtuMogos 11 месяцев назад
ሰሕል ሚዳ ቀልጥፍ አንዳበልኩም ዘይተምጹልና አዚ መድብ ግን ይሕዋት
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku 11 месяцев назад
13:55
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku 11 месяцев назад
3:55
@Eritrea204
@Eritrea204 11 месяцев назад
ሓሳዊት ያ ሳሕል ያ እዛ ሚድያ እዚኣ
@Aman80770
@Aman80770 11 месяцев назад
ተጋዳሊት ዲያ ጋል አዉዓሎም ትብል እዋይ እሳ ተኾይና 10 ሞት
@tesfughirmai7396
@tesfughirmai7396 11 месяцев назад
ሰላም መደባት ሳሕል ፕረስ መጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወትን ኣሳጦን ይምነየልኩም ቀጺለ ሕቶ ኣላትኒ ኣብዚ እዋን ሃገርና ኤርትራ ብ ዞባዊ ምምሕዳራት እንበር ብ ኣውራጃዊምምሕዳር ኣይትምራሕን ዘለ እሞ ስለምንታይ ኢኹም ኣብ ትገብርዎን ተቕርብዎን ሓበሬታ ኣብ ክንዲ ዞባደቡብ ኣውራጃ ሰራየ ወይ ኣከለጉዛይ ትጥቀሙ ዘለኹም ኣብ ክንዲ ዞባ ማእከል ኣውራጃ ሓማሴን ትጥቀሙ ዘለኹም ክርዳኣኒ ኣይካኣለን ወሲ እዚ መደባትኩም ብ ኣውራጃዊ ምምሕዳር ኢዩ ዝኣምን ምስ ሰናይ ኣኽብሮት የቀንየለይ
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
እዚ ፍጻሜ ብአውራጃ እንዳተምሐደር ከለና እዩ ተፈጺሙ
@solomonberhe9883
@solomonberhe9883 11 месяцев назад
ሳሕል ፕሬስ እቲ ትህብዎ ታሪክ ከምኡው ሐቅነቱ ኩሉ ህዝብ መንግስት ዝፈልጦን አብ ባይታ ዝተራእየ እዩ እቲ መንግስትን ህዝብን ማዕረ ክንደይ ማሕለካታት ክሳብ ክንደይ ከቢድ የሕልፍ ከም ዘሎ ዘርእየካ እዩ::
@temporary995
@temporary995 9 месяцев назад
ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ
@Halamadrid676
@Halamadrid676 11 месяцев назад
Nmntay elama gn hzbi klkm zkel fenjitat kexawdu hasibom xle nay hzbi du wela mengsti ygerm u kemzi ka halifu u
@temeweld1366
@temeweld1366 11 месяцев назад
I'm confused
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 11 месяцев назад
ብሰንክኺ ምስማዕ ገዲፍናዮካ
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
Why
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 11 месяцев назад
ቃና ጎሮርኣ መቐረት የብሉን
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
መቁሩት ጎሮር ዘይኮነ ዘገደስካ እቲ ትሕሱቶ እዩ
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 11 месяцев назад
ኣንባቢት ዘይትገድፍና
@Eritrea204
@Eritrea204 11 месяцев назад
ንእሳይስ ድኣ ጋሕ እተዛልዎ ጽቡቅ ኔር
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 11 месяцев назад
እንታይ ዓይነት ኣጸሓሕፋ'ዩ እዚ? ብዛዕባ ጨና/ ሽታ ኣብ ክንደይ ክፋላት ሰሚዐ? ኣብ ቀዳማይ ፋል ዝተዘንተወ ኣብ 3ይ፡ 5ይ --- ይደጋገም። ቅንጥብጣብ ሓበሬታ። ጭቡጥ መልእኽቲ ከየሕለፍኩም 5ይ ክፋል በጺሕኩም። መትሓዝን መጥመርን ዘይብሉ ካብ ምህውታት ናብቲ ቀንዲ ነጥቢ ትኹረት ጌርኩም ዘይተዳልዉዎ። ዶስ ተኸታተልቲ ንምኽዕባት'ዩ?
@mahanshohabtemikael
@mahanshohabtemikael 11 месяцев назад
እታይ ዝበለ ሲክሳር ዩ
@mahanshohabtemikael
@mahanshohabtemikael 11 месяцев назад
መጻሓፍ እተድሕታም
@ArabsaBole-f1i
@ArabsaBole-f1i 11 месяцев назад
Great but Voice ariywo
@putin5933
@putin5933 10 месяцев назад
Gual mealo not awealom
@habtomtewelde403
@habtomtewelde403 11 месяцев назад
ሳሕል ፕረስ ወኪል ናይ ዝኮነ ወገንን መንግስትን ትካልን ኣይኮነትን ነጻ ሃገራዊ ዜጋ ኢና ንነብስና ወኪልና ብሓላፍነት ንሕተተሉ ትብሉ ሰሚዔ ።ሚስጢር ሃገርን ዕምቆቱን መን ዝሃበካ ስልጣን ዳኣ ኢኻ ከተቃልዕ ተሃንዲድካ ትገልጽ ዘሎካ ልዕሊ ዓቅምካ ዶ ትምጠጥ ኣየሎካን ሓውና ።መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን ክግለጽ ኢዩ ጸሊም ታሪክ ዕንቅፋታቱን ኢሉ ንሰራዊቱን ህዝቡን ብኣኼባታት ኣረዲኡ ንዝተረፉ ሽርሕታት የፍሽልን ይከታትልን ኣሎ ኣብ ሚድያታት ከየውጸኤ ።ንስኻ ግን ደረት ሓላፍነትካ ሓሊፍካ ሚስጢር ሃገርን ህዝብን ዝተዓቀበ ክትዘሩ መን ስልጣን ሃበካ ኣጆኻ ዝብለካ ተዘይብልካ ሕሰበሉ ንድሕሪት ተመሊስካ ኣገባብ ገድሊ ንዓኻ ኣይምህረካን ኢየ ጓላስ ነዲኣ ሕርሲ ትምህራ ከይኮነና ዓቅምካን ዕምቆት ገድላዊ ሂወትካን ስለዝፈልጥ ኣገናዝብ ጥራይ ኢለ ክውድእ ።
@bobomega1836
@bobomega1836 4 месяца назад
kidi sharmuta
@wegenhaqixelaiamex
@wegenhaqixelaiamex 11 месяцев назад
ኣታ እቲ ደርፊ እንዶ ግደፍዎ። ቀጥታ ናብቲ ቁምነገር ዘይትኣትዉ #ደርፊ ክንሰምዕ ኣይኮናን ናብዚ ቻነል ንመጽእ። ተዘይኣስተኻኺልኩም ቶባ ካብ ትቕጽል መደብኩም። #ኣንሳብስክራይብ ጌረ ክፋታሕ እየ ምሳኹም።
@MhamedHasal-ns9iw
@MhamedHasal-ns9iw 11 месяцев назад
Islamawi serat malet Intay malet you. Black history of tg virus party is over tigrian ethnic group
@MhamedHasal-ns9iw
@MhamedHasal-ns9iw 11 месяцев назад
Tomorrow after tomorrow
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 11 месяцев назад
ዑንቂ ምራን ክትሰርሑ ንስካትኩም ብምራን ክትግረፉ ኣለኩም ደቂሰበይቲ። ሻዕብያ ክልተ ነገር ሒዙ ናብ ዓዲ ኣትዩ። ንሳተን ከኣ ድንቁርናን ተንኮለን ቀደም ጸረ ገድሊ ሕጂ ደማ ጸረ ፍጡር።
@danidaniel7685
@danidaniel7685 11 месяцев назад
Hsad
@samibest9099
@samibest9099 11 месяцев назад
ንክፈሱ ዝሕባእ ፡ ልዑጡጥ ሓራኢ! 😂
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@negasiabraha9684
@negasiabraha9684 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lidyatesfalem2064
@lidyatesfalem2064 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Гаджет из даркнета 📦
00:45
Просмотров 158 тыс.
Физика пасты Карбонара 🧪🔬
00:57
I get on the horse's nerves 😁 #shorts
00:12
Просмотров 2,9 млн