Тёмный

ስነጥበባዊ ኣማን ዝገርም ሓቂ መስኪሩ፡፡ 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 39 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 62   
@ፅዮነይህዝብኪሓደራቃንዛአ
መንፈሳዊ ትምህርቲ ተምህር ግንሲይ ኩሉ ግዚ ዝገርመኒ በሰመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ፫ እልካ ግን ዘትጅምር ኩቡር ሓወይ አብ ሃይመኖትክም ድዩ ዘይፍቀድ ከኑ ንስነጥበባዊ ሓውና ብርዕካ ይሰስን ብሓቂ ነዜ ግዜ ተመልክት እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅድስት ድንግል ማርያም አደና ፀጋ በረከታ ተብዘሐልካ ጎታና መዳሕንና እየስሱ ክርስቶስ ዓነ ልቦናና ይክፈተልና በት ቅንዕ መንገዱ ይምረሐና
@ራኪዕባይሻውለይ
ሞጎስ ሓወይ ጸግኡ የብዛሓልካ ኣታ ቡሩክ
@feriateyob6863
@feriateyob6863 2 года назад
ናይ በሓቂ እዝጋብሄር ይባርኮ
@MeronBrhane-k5v
@MeronBrhane-k5v 11 месяцев назад
ተባረኽ ሞጎስ ሓወይ
@rozinatesfahiwet9988
@rozinatesfahiwet9988 Год назад
Wendmie eta nay ema hawna xbkti eya gn emo nska jemuro eske eti nab amlak mmlas jemro eske nska zytemeleskas nseb ktmhr twexe kabti mnfkna temeles tefieka eka zeleka kof elka hseb emo xolot kea gber eta qneti haymanot areyeni elka egziabiher amlak nab ymanu ymleselka amen
@Rassamen
@Rassamen 2 года назад
ደስ ዝብል ምኽሪ ናይበሓቂ ሰሚዕና ኣብ ግብሪ ከነውዕሎ ናትና ግደታ ዩ
@ebn2531
@ebn2531 2 года назад
ግብሪ ሃዋርያት 4 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@merimeri834
@merimeri834 Год назад
Amen
@SenaitGebremichael-tv2lv
@SenaitGebremichael-tv2lv 5 месяцев назад
🙏🙏❤️
@danydan6662
@danydan6662 2 года назад
Mogos shkor. Azye des zbleni aqerarban thzton hizka eka tbarkena. Ajoka Tbae tsnae zbeleka/na Goyta emun yu ! Tebarek
@hamassien323
@hamassien323 2 года назад
ኣምላኽ ይባርኽካ ዝሓወይ ብሩኽ
@adhanetmelake3256
@adhanetmelake3256 2 года назад
Wawwwww Tebarek. Yesus ybarek♥️♥️♥️
@asmerethabteslassie1135
@asmerethabteslassie1135 2 года назад
Haki haki Tebarek Mogos wedey Goyta ybarka Amlak xega xebzhalka
@yordanossebhatu3329
@yordanossebhatu3329 2 года назад
Amen ❤ Mogino tebarek bhaqi Jesus is coming get ready my people we love you all ወንጌል ዮሃንስ 14 6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@jesusismylife2644
@jesusismylife2644 2 года назад
Wawww Ema hawey Amlak semay🙏🙏🙏🙏 ybarkka des zeble melekti tsega yebzhalka tebarekeley.
@jesusismylife2644
@jesusismylife2644 2 года назад
Gobez
@merimeri834
@merimeri834 Год назад
Waw god jobb
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 2 года назад
waw kibri niamlak Tbarekuley yehwatey birukat 🙏❤
@askaluruta3074
@askaluruta3074 2 года назад
ኣምላክ ይባርካ እሱ እዪ እቲ ሓቂ
@helendesale7395
@helendesale7395 2 года назад
Amlak mestewalka ybarek aman hawey
@Ryw1234
@Ryw1234 2 года назад
Nay bahaki bitami kemzia semieya ayfelitin bitami ❤❤❤❤❤❤tehagise wawwwww
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 года назад
ዋው !!! ኣምላኽ ይባርኮ ተባረግ ሞግየፕ
@elsafissehazion6327
@elsafissehazion6327 Год назад
Goyta yiarka burukey
@solo_blessed_8828
@solo_blessed_8828 2 года назад
Wowwww des zbl zereba,tebarek ema hawna ❤
@Medhanetesfaski
@Medhanetesfaski 2 года назад
Øøpøøløø
@lealea1531
@lealea1531 2 года назад
Well said mogye 😊
@fanatkle3852
@fanatkle3852 Год назад
🙏🙏🙏❤️🌹🌹🌹❤️🥰🥰❤️❤️😘😘😘👌👌🙏🙏🙏💞💞💞💞Amen
@selamtewelde3563
@selamtewelde3563 2 года назад
Haymanotka xeweta mukanu baelka tnegrena aleka nhna nxawet yelen hji neyesus ena nemlk kab nseb teredu tbl reska kdm kfeto.
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 2 года назад
እወ እዚ ኢዩ ትምህርታ እታ ቅድስትን ቅንዕትን ብውሽጥን ብደገን እዚ ኢዩ ትምህርታ ስኢልካ ኣብ ኣዳራሽ ባድላካ ተገዲንካን እንዳሳዕሳዕካን ጎይታ ጎይታ የሱስ ምባል ኣይኮነን ነታ ህይወት ክትረክባ ክኣ በታ ጸባብ መንገዲ ምምልላስ ኢዩ ንሱ ክኣ ፍቃድ ስጋካ ኣወጊድካ ብፍቃድ ነብስካ ምምልላስ ማለት ኢዩ እቶም ቀዳሞት ዝሓለፍዋ ምሕላፍ ኢዩ ንሱ ክኣ ሰምኣታት ደሙም ብምክዓው ስግኦም ብ ምምታር ጻድቃናት ገዳሞም ብምምናን ብጸምን ጾሎትን ንእግዚኣቢሔር ምስማር ሃዋርያት ንወንጌል ንምስባክ መከራ ምቅባል ኢዩ። ጾም ኣየድልን ፡ምድሓን ብየሱስ ጥራይ ፡እምነት ጥራይ ግብሪ ኣየድሕንን ኢዩ ፡ ነቲ ፈራዲ ኣማላዲ እዳበልካ ነቶም ዘማሉዱ ኣየማልዱን ኢዩም እዳበልካ ዝርከብ ድሕነት ክንሪኦ ኢና። ኣብ ሜድያ ተገቲርካ ንቤተክርስትያን ዘይውክሉን ናይ ኦርቶዶክስ ውን ዘይኮነ ነገራት እዳኣምጻኣካ ንሰባት ካብ ምትላልን ዘየለን ዘይነበረን ተስፋ እንዳሃብካ ክትጻባጸብ ካብ ትውዕል ሓሓጥያትና ንጸብጽብ መንገድታት ንመርምር ግዜ ነስተብህለሉ ።
@temesgenslekulu8221
@temesgenslekulu8221 2 года назад
Tebark burk goyta Jesus Christus yebark
@hawasuleman
@hawasuleman 2 года назад
Yes
@yorusjosi2509
@yorusjosi2509 2 года назад
ግን ኣብዚኣ ተገዲስካ መልሰለይ እንታይ ኢዩ ካብ ተዋህዶ ፈሊዩ ሓድሽ ሃይማኖት ተውጽዎ ዘለኩም እንታይ ኢዩ ፍልልይ ኣብ ቤንጠብ ተዋህዶን ዘሎ
@hamassien323
@hamassien323 2 года назад
ምድሓን ንየሱስ ክርስቶስ ብምእማን ደኣ እምበር ብግብሪ ከምዘይኮነ ስለዝተረደአ ዩ ካብ ትዋህዶ ተፈልዩ።
@amanueltesfamariam312
@amanueltesfamariam312 2 года назад
ብርኽቲ ሓፍተይ ሕቶኺ ናብ ሓውና ኢያ ኔራ ግና ንሱ ክሳብ ዝምልሰልኪ ፡ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት እንተ ሃሊኺ ፡ከም ሓውኺ ምኽረይ ክልግሰልኪ ፡እንተኾነ ግና ከይተሓተትካ ትምልስ ከይትብልኒ ይቅረታ ይሓተኪ ፡እታ ኣብ ታሕቲ ዘላ መልሲ ቅንዕቲ ኾይና ስለዘይረኸብክዋ እየ ፡ምኽንያቱ ፡ጴንጠ ዝብል ስም ንርእሶም ሰይሞም ዘለው ካብ ኦርቶዶክሳዊ ኣስተምህሮ ዝፈለዮምን ቤተ ክርስትያን ዘውገዘቶምን ፡ሰብ ብእምነት ጥራሕ እምበር ብግብሪ ኣይጸድቕን ስለዝበሉ ኣይኮነን ፡ንሱ መጽሓፍ ቅዱስ ባዕሉ ተጋጊኹም ስለዝብሎም ጸገም የብሉን ፡ያዕ 2-14 ክሳብ ፍጻሜ ኣንብብዮ ንሱ ከምዚ ይብል ስጋ ብዘይ መንፈስ ምውቲ ከም ዝኾነት እምነት ብዘይ ግብሪ ድማ ምውቲ ኢያ ፡ስለዚ እምነትን ግብርን ግብርን እምነትን ብሓንሳብ ከም ሓንቲ ሳንቲም ከይፈላለኻ ፡ክትከይድ እዩ ዝግባእ ንምሳሌ ብጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሱ ኣምላኽ ወዲ ኣምላኽ ምኻኑ እንተ ኣሚንካ ፡ማለት ይኣምን እየ እንተ ኢልካ ክትንሳሕ ኢካ ቤተ ክርስትያን ክትመላለስ ኢኻ ክትጥመቕ ኢኻ ክትቆርብ ኢኻ ፡ክትጸውም ኢኻ ክትጽሊ ኢኻ ክትሰግድ ኢኻ ፡ዝጠመየ ክተብልዕ ኢኻ ዝጸምአ ክተስቲ ኢኻ ጋሻ ክትቅበል ኢኻ 6 ተ ቃለ ውንጌል ዝበሃሉ ኣብ ማቴ 25- 34 ዘለውን ከምኦም ዝኣመሰሉ 10 ትእዛዛት ክትሕሉ ኢኻ ኣብ ግብሪ ክተውዕሎም ኢኻ ብሓጺሩ መጽሓፍ ቅዱስ ዝእዝዘካ ክትገብር ኢኻ ማለት ኢዩ ።እምበኣር ግብሪ ዝበሃል እዚ ካብ ኮነ እዞም ኣሕዋት ጴንጠ ተባሂሎም ዘለው ከምዚ ዝመለሱልኪ ነዚ ኣይንገብር ስለዝበሉ እዮም ወጺኦም ኢዩ ዝብለና ዘሎ ፡እሞ ንሕና ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ኣይንቅበልን እንዳ በሉ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ኮይኖም ይነብሩ ኣለዉ ፡ኣምላኽ ልቦና ይሃበና ፡መቸም መጽሓፍ ቅዱስ ንእግዚአብሔር ኣምላኸይ ኢየሱስ ክርስቶስ ይኣምን ኢየ እንዳ በልካ ንበር ካልእ ዝኾነ ኣይትግበር ኣይብልን ,ሓፍተይ ግልጺ ክኾነልኪ መድሃኔ ኣለም ንኻልኣይ ግዜ መጺኡ ዝሓተና ሕቶ ከማን እንታይ ዝብል ከም ዝኾነ ፡ኣብ ማቴ 25-34 ተጻሒፉ ኣሎ ንሱ ጠምየ ኣብሊዕኹምኒ ኣየብላዕኩምንን ኣስቲኹምኒ ኣየስተኹምንን እንዳ በለ ንጻድቃን ንሓጥኣን ንኹላትና ከከም ግብርና ከም ዝሓተና ኢዩ ዝገልጽ ብዝያዳ ኣንብብዮ ኢኺ ራእ ዮሃ 22 ዘሎ ውን እንሆ ቀልጢፈ እመጽእ ኣለኹ ንኹሉ ከከም ግብሩ ክፈድዮ ዓስቢ ምሳይ ኣሎ ኢዩ ዝብል ስለዚ ፡መጽሓፍ ቅዱስ ጎይታ ጥራሕ እንዳ በልኩም ንበሩ ፡እዚ ኹሉ ክብሎ ዝጸናሕኩ ግና ኣይትግበሩ ኣይብልን ኢዩ እሞ ከምዚ ዝብል ዘበለ ከኣ መናፍቅ ማለት ፍርቂ ተባሂሉ ክውገዝ ጉቡእ እዩ ኣይምለስን እንተበለ ፡።
@amanueltesfamariam312
@amanueltesfamariam312 2 года назад
ብዝኾነ ሕቶኺ ሰፊሕ መግለጺ ዘድልዮ ኢዩ ግና ኣሕጽር ኣቢለ እዚ ክብለኪ ዝጸናሕኩ ንባዕሉ ሓደ ዝፈላልየናየና እዩ ንሶም እዚ ንጽድቂ ኣየድልን ይብሉ ንሕና ድማ መጽሓፍ ቅዱስ ስለ ዝኣዘዘና የድሊ እዩ ንብል ማለት እምነትን ግብርን ግብርን እምነትን ብሓንሳብ ኢዩ ናብ ኣምላኽ ዘብጽሓና እንተዘይኮይኑ ተቐባልነት የብልናን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንብል እዚ ድማ ማቴ 7 ዘሎ እስከ ንርኣዮ እንታይ ይብለና ጎይታይ ጎይታይ ዝብለኒ ናብ መንግስተ ሰማያት ኣይኣቱን እዩ እንታይ ደኣ ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዝገብር ደኣ እዩ ናብ መንግስተ ሰማያት ዝኣቱ ይብል ስለዚ ኣብዚ ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዝገብር ዝገብር ዝገብር እዩ ዝብል ዘሎ ፡ኣየ እስከ ንሕሰቦ ይትረፍ ንፈጣሪ ንምድራዊ ንጉስ ከማን ንጉስና ኢኻ እንዳ በልካዮ ትእዛዙ ኣብ ግብሪ ዘይተውዕሎ እንተኾይንካ ወይ ድማ መራሒና ኢኻ ግና ንዘውጻኻዮ ትእዛዝ ኣብ ግብሪ ኣይነውዕሎን ፡ክትብሎ ከለኻ እንታይ ይብለና መቸም ኣይንዝንገዖን እግዚአብሔር ድማ ዮሃ 14-15 ዘሎ ቃል ከምዚ ይብለና ትፈትዉንን ተፍቅሩንን እንተኾይንኩም ትእዛዛተይ ክትሕልዉ ኢኹም ኢሉና ፡ስለዚ ግብሪ ዝበሃል ዘሎ ትእዛዛት ናይ እግዚአብሔር እዩ ስለዚ ልቦና ንዘለዎ ሰብ እዚ ርዱእ እዩ ፡ትኣምኖ እንተኾይንካ ዝኣዘዘካ ኣብ ግብሪ ክተውዕሎ ድማ ግድን ኢዩ ,,,፡እምበኣር ፍልልይና ኣብ ኣስተምህሮ ማለት ኣብ ትምህርቲ ኢዩ ፡ንሱ ድማ ኣብ ምስጢረ ስላሴ ምስጢረ ስጋዌ ምስጢረ ጥምቀት ምስጢረ ቁርባን ምስጢረ ክህነት ምስጢረ ተክሊል ካልኦትን ከምኡ ውን ነገረ ክርስቶስ ነገረ ማርያም ነገረ ቅዱሳን ነገረ ቅዱሳን ስእላት ጸበል ማየ ጸሎት ገዳማት ብሕትውና ምንኩስናን ካልኦትን ፍልልይና ኣዝዩ ሰፊሕ ኢዩ ፡ዋና ኣብ ወልድ ዋህድ ዝብል እምነት ሙሉእ ፍልልይ ኣሎና ንምሳሌ ንሕና እግዚአብሔር ወልድ ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ናይ ብሕርይ ኣብኡ ኣብ ካብ ናይ ባሕርይ ሕይወቱ መንፈስ ቅዱስ ብሕልውና ከይተፈለየ ካብ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነፍሳ ነፍስ ወሲዱ ሓደ ኣካል ሓደ ባሕርይ ኮይኑ ብተዋህዶ ተወልደ፡ ንብል ስለዚ ኢና ኸኣ ሃይማኖትና ተዋህዶ ኢዩ እንብል ካብዚ ዝተበገሰ ኢዩ ።እምበኣር ንሕና ካብ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና ነፍስን ስጋን ወሲዱ ኢዩ ክንብል ከሎና ንሳቶም ከኣ ብመንፈስ ደኣ እዩ እምበር ስጋን ነፍስን ኣይወሰደን እዮም ዝብሉ እዚ ካብቶም ዘጋነፉኒ ዝሰማዕክዎ እዩ ኣይ ንሕና ነዚ ንኣምነሉ ኢና ዝብሉ እንተ ኣልዮም ከኣ ጽቡቕ ኢዩ ,,፡ቀጺለ ብዙሕ እካ እንተ ኾነ ካባና ዝፈላልዮም ግና ንሕና ከምዚ ኢልና ንጥቕልሎ ኣብ ዶግማን ቅኖናን ትውፊትን ኣይንራኸብን ኢና ብሱሩ ውን ዶግሞ ቅኖና ትውፊት ዝብል ትምህርቲ እንታይ ከም ዝኾነ ዝፈልጥዎ ኣይመስለንን ። ብዝኾነ ካብዚ ዝተጻሕፈ ገለ ነገር ወሲድኪ ክትኮኒ ተስፋ ይገብር ፡ንዝያዳ ኣብ ጥቓኻ ንዘለዉ መምህራን ምሕታት ጽቡቕ ኢዩ ።ዝጎደለ ብኣፈ ትጉሃን ቅዱሳን መላእኽቱ ይተኣረመለይ ።
@medhini7477
@medhini7477 2 года назад
@@amanueltesfamariam312 ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ምስጥሩን ጥበቡን ይግልፀልካ ክብር ሓዉና ንሕዋትና እወን ዓይኒ ልቦኖኦም ይክፈተሎም ይክፈተልና👏👏😍
@michaeltsegu2721
@michaeltsegu2721 Год назад
ፈሊጡ ዘስቀጠስ ---- ትብል ጥቅሲ ኣላ ። እዚኦም ከኣ እንዳ ሰለጡ ኢዮም ዝነብርዎ ዘለዉ ። ምቾት ለሚዶም ደኣ ንጾምን ጸሎትን ስግዳንን ከመይ ኢሎም ክክእልዎ ። ጎይታ ተቀቢለ እንዳ በሉ ብሓጎስ የበስሩ ፡ እቲ ኣብ 40ን 80ን ዝተቀበልዎ ሓቀኛ ኣምላክ ሰጊጎም ። ግን ኣምላክ ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም ። ጾሎት ድንግል ማርያም ኣደ ኣምላክ ምስ ኩላህና ይኩን ።
@samanthajohn8913
@samanthajohn8913 2 года назад
GOD BLESS YOU MONGO
@palankamine2548
@palankamine2548 2 года назад
ጴንጠ ማለት እንታይ ማለት ዩ ?
@tekhateklemicheal8504
@tekhateklemicheal8504 2 года назад
Goyta ybarka mogos hawey nay bhaki des zbl gtmi nsuyu Eti haki
@temie7temie7
@temie7temie7 2 года назад
Wowwwww tebark ema hawey
@senaitgoitom5653
@senaitgoitom5653 2 года назад
Kakk
@robi1126
@robi1126 2 года назад
Bselam nabta Qdsti betka Orthodox ymleska🥰 aytsemeen ika daamber😅😎
@tesfitmihreteab3550
@tesfitmihreteab3550 Год назад
ኣያ፡መጎስ አንታይ አካ፡ትዛርብ ዘለካ ንመን፡ኢካ፡ክትጠብር ንስካ፡ምስ ቤትክርስትያን ኦርቶዶኮስ ማዓስ አካ ሓደ ዝኮንኻ ሕጅስ ተፍሊጠኻ፡ኢካ ወንጌል፡ማቴዎስ 7 15 ዘሎ ኣንብቦ ጎይታይ ጎይታይ፡ዝብልኒስ ምንግስቲ ስማይ ኣይወርስን፡ኢይ ንስካ ኣይኮንካን፡ምስ ጎይታና፡ምደሓንንና ትዓርቀና ሓሶዊት ነብያት አፍሶን 4 5 ኣንታ ወስለትልት ኣይትበሊ
@dlktre
@dlktre Год назад
ይገርም ኢዩ እንታይ ኢሉ ኢዩ ኸ ከምዚ ኢና ዝበልና ዝበለ ኸ ዓይነ ልቦንኡ ይኽፈቱ
@senaiaraya2310
@senaiaraya2310 2 года назад
medenageri eka nsKum regabit mesilkum srah temen t,serhu.
@dengeleyadefeqri9989
@dengeleyadefeqri9989 2 года назад
Meas ke kab amlakom rihikom yifeltu senetebebawyan.menafiqan gen mehretu yihabkum dankera gerkumo nemesgen alena enda belkum foooo
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 2 года назад
Kab taot wexiki nyesus seabi
@michaeltsegu2721
@michaeltsegu2721 Год назад
@@fyoribereket6130 ነቲ ነዲኡ ዝጸርፍ ድያ ክትስዕብ ደሊክያ ዘለኪ ። ንስኪ እቲ ትስዕብዮ ዘለኪ እምነት መርምርዮ ። ጎይታ ጎይታ ዝብል መንግስተ ሰማይ ከምዘይ ኣቱ ቅዱስ ቃሉ ይነግረና ኢዩ ።
@michaeltsegu2721
@michaeltsegu2721 Год назад
ዑዉር ግን ካብ መዓስ ኢዩ ንጥዑይ ዓይኒ ዘለዎ ክመርሓካ ኢየ ዝበሎ ። ናይ ተዋህዶ ምስጢር ክትበጽሕዮ ዓቅሚ የብልክን ግን ዓቅምኪ ክትፈልጢ ሕተቲ ። ጎይታ ተቀበል እንዳበልካ ስብከት እንተ ትገድፍዎ ምሓሸኩም ኔሩ ። ምክንያቱ ነቲ ሰዓቢ ክርስቶስ ብሞቱን ትንሳኤን ኣሚነ መስቀሉ ተሰኪሙ ቤት ክርስትያን ዝሳለም መጺኩም ጎይታ ተቀበል ትብልዎ ። ሃዋርያት ኮ ነቶም ብትንሳኤኡ ዘይኣምኑ ኢዮም ዝሰብኩ ኔሩም ። ንስኩም ግን ነታ ናይ እምነት ኣዴኩ ክትምህርዋ ትፍትኑ ተሕዙኑ ።
@dengeleyadefeqri9989
@dengeleyadefeqri9989 Год назад
@@fyoribereket6130 taot temluku mo neskum ezom menafiqan ekum kab ne Egziabiher ne paster ketemleku tewielu zelekum hije wen yiqre yibelelkum leul egziabiher
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 Год назад
@@michaeltsegu2721 rieka nskum ms goyta xilie alekum nmntay eyu komeu elu keyfeletka goyta goyta zbleni mengste semay ayatun eyu elu tbl aleka goyta mkanu wn ayamenkan
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 2 года назад
Hasawi bente eka eska seb defafieka nab natka ketemxo delika tht bel Deki Orthodoxe hanti ya emnetna orthodoxe hantn nzelaalem tnber
@teklithabtutekkit4366
@teklithabtutekkit4366 2 года назад
መደናገርቲ እግዛቢሄር እንዳበልኩም ክኣ ሕጂ ከተደናጉሩ ኢየሱስ ዘይትብል ከምቀደምካ
@medhaniebuzuamlak2333
@medhaniebuzuamlak2333 2 года назад
Eyesus mebal emo senay neger do aykoneny hawey.
@mhretmengstabgrmay4915
@mhretmengstabgrmay4915 2 года назад
Menfakan seb aytdangru eske
@tumzgitesfay3615
@tumzgitesfay3615 2 года назад
ክላ eziom ka
@dengeleyadefeqri9989
@dengeleyadefeqri9989 2 года назад
Nehna orthodox ne menafiqan kab 666 felina ayneriokumen ena nab lebekum kemelsekum egziabiher gen nexelyelkum
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 2 года назад
Kemey gerki ktfelyo hakin hasotn zfeli menfes kudus zeyblki hawawiski tray mkad eyu
Далее
ናብዚ ሰነፍ ሰብ ኣብጽሑለይ
15:34
Просмотров 2,3 тыс.