ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ዝኾነ ዜጋስ: እቶም ንስለ ናጽነት ተዋጊኦም ሰንኪሎም ተባሂሉ ዝእመነሎም እኳ ኣሽምባይ ዶ ክኸብሩላን ርእሶም ዘልዕሉን ሃገር ክትከውን: ከም ኣድጊ በቕሊ ኣብ ደምበ ተዓጽዮም ዝሳቐዩላ መራት ሃገር ኢያ።ብሰንኪ እቲ ዝገዝኣ ዘሎ ፋሺሽቲ ኩሉ ጸልማት ኢዩ። እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ! !!
16 апр 2022