Тёмный

ስውኣት ምኽባር ፖሎቲካ ኣይኮነን ሕልና'ዩ ክትዕ መንእሰያት 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Опубликовано:

 

23 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 36   
@user-ob4tt8ew5h
@user-ob4tt8ew5h 4 дня назад
🕯🕯🕯ስዉአትና ኣብ ልብና ወትሩ
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 4 дня назад
ዝቐርብ ዘሎ መደብ ሜሮን ናብ ፍታሕ ዝወስድ ሕቶን መልስን ኽኸውን ኣለዎ ሜሮን ናይ ብሐቂ ሒዝካዮ ትመጽእ ኣርእስቲ ጽቡቕ እዩ። ካብቲ ኣርእስቲ ዝሕውትቱ ብአፍልጦ ተማእዝኖ ወይ ቀርቃሪት ኣዋጣሪት ሕቶ ሐቲትካ ናብታ ኣርእስቲ ትመልሶም ቀጽሎ ካልእ ዘምዚ ዘይሐቅቕ በረድ ወይ ዘይንደል ከውሒ ዝኾኑ ሰባት ሒዝካ ኣይትምጻእ ምኽንያቱ እንታይ ክምሀር ወይ ርድኢት ክሕዝ ካብዞም ሰባት ሰሰናዩ
@helenmehari3640
@helenmehari3640 3 дня назад
ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ መንግስቲ እዩ መንግስቲ ከኣ ህዝቢ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 4 дня назад
ሃገር ብሃጀምቲ እምበር ብሃደምቲ ኣይመጸትን፡ ሃጀምትን ስውኣትን ዘይተኽብር ከመይ ኢልካ ንቃለስ ትብለኒ፡ ተቓሊሶም ንጠሰውኡ ክብሪ ዘይብልካ ከመይ ኢልካ ንቃለስ ዋጋ ንኽፈል ትብል፡? ጀገና ዘየኽብር ወለዶ ጅግነነት ኣሰርሕን፡ ታሪኽ ዘየኽብር ወለዶ ታሪኽ ክሰርሕ ኣይከኣልን እዩ።
@user-kb2ck5ih1x
@user-kb2ck5ih1x 4 дня назад
Eritrean people are living With the help of thier childern. Governent doing nothing
@user-fj5sk9uf6o
@user-fj5sk9uf6o 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@TesAsfaha-es9qy
@TesAsfaha-es9qy 2 дня назад
ክሳብ እቲ ሽግር ብዓብዩኡ ዝፍታሕ ፡ግዜያዊ ፍታሕ ምፍታሕ ጽቡቅ
@abelgere601
@abelgere601 4 дня назад
💙💙💙
@helenmehari3640
@helenmehari3640 3 дня назад
ንትግራይ ከማን እንዳተሰደስ ንሃገረይይይይይ ዘይሰደሉ ምክንያትስ እንታይ እዩ
@m.y.g369
@m.y.g369 2 дня назад
ንሃገርኪ/ንህዝብኪ ኣትስደዲ ዝበለኪ ሰብ ኣሎ ድዩ? ተመሃሪ
@MussieShewit
@MussieShewit 4 дня назад
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯️🕯️🕯️🙏🙏
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 4 дня назад
Niska entay gerka???
@adonayafewerki8457
@adonayafewerki8457 3 дня назад
Meri hawey bejaka kemzi aynet topic aytemxalna sori malet bnalbat qalsn teqlestn malet teqawamn degafn mmxe nabzi Mida xbuq eyu gna bzaeba swat alelka mzrab xbuq aykonen. Kale swat malt hay elamom xadqanat malet eyu so place swat ayntenkf zelalemawi zkri nsemaetatna kulu gzi ablbna jeganu swatna
@munabryan16
@munabryan16 4 дня назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🕯🕯🕯🕯🙏
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 4 дня назад
Sewat bihewet zeylwu mewtan eyom hiwet nezlwom akbru
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 4 дня назад
Meron abey eyu alamaka mogmogo
@filikiflom
@filikiflom 4 дня назад
ጽቡቕ ኢሂን ሚሂን
@simongrmay9975
@simongrmay9975 4 дня назад
እሶም እንተዘይ ስዉኡልካ ብዛዕባ ኣየነይቲ ሃገር ምተዛረብካ ዳካ ካልእ ጉድለታት ኣሎ ነዕርዮ ንቀይሮ ካልእ ጉዳይ እዩ እዚ ትብሎ ዘለካስ ነዐኦም ክብሪ ተዋሂቡ ነዓካ እንታይ ይጎድለካ ከምዚ እንተኮይኑ ጽባሕ ንፉሆ ንሃገር ክከላከል እየ ኢሉ ዝውውፍር ሰብ ይርከብ 'ዶ ?
@aminekidane9003
@aminekidane9003 4 дня назад
ኣንታ እዞም ንሓመዱስ ሓደ ጥዑይ የብሎምን ዲዩ እንታይ ኢዩ ጸገሞም ወላ ወዲ ዓመት ቆልዓ ኢዪ ኮ ፈንፊንዎም ተሕዝኑ ኢኹም
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 3 дня назад
Eway niskas nibalkas bejeka nmengisti misraf mefth ketmisie aytkilen eka nmintay dea nTigray kithigz keleka nay mengisti sirah eyu zeybelka mengisti Eritrea dikah eyu silezi wala Americawyan keman be wulkom yhgizu eyom mengisti zeyhigizom ayblun eyom
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 4 дня назад
ሰላም መሮን ተባዕ መንእሰይ ብጣሚ ጽቡቅ መደብ እንተኾነ ግን ብፍላይ ኣብ ናይ ሰማእታት ምዝካር ምስ ዝኾነ ሕሰምን ዲሞክራስን ዝተኣሳሰር ኣይኮነን: ሰውኣት ኩሉ ዝከኣሎም ገሮም ሓሊፎም ኢዮም ዝተረፈ ንና ንደልዮ ስርዓት ክንተግብሮ ዘይምክኣልና ግን ናይ ህልዋት ብሂወት እንነብር ዘለና ዘጋታት ኤርትራ ስንፍናን ሕመቅን ኢዩ ብዘረባን ጸርፍን ኣብ ስደት ኮንካ ዝቅየር መንግስቲ የለን ተራእዩ እውን ኣይፈልጥን :: ንዛዕባ ስድራ ቤት ስውኣት ምድጋፍን ምሕጋዝን ብሓላፍነትተሓተቲ ንሕና ናይቶም ብሂወት እንነብር ዘለና ኤርትራውያን ኢዩ::መክኒት ኣይነምጽእ ሓላፍነት መንግስቲ ዝብል መመክነይታ ወዮ መንግስቲ ድኣሞ ሓላፍነት ስድራ ሰማእታት ስለ ዘይግድሶ'ዶ ኣይኮናን ንቃወሞ ዘለና ከመይ ገርና ካብ ሓደ ምልዊ ስርዓት ሓላፍነቱ ክዋጻእ ንጽበ ንሕና ከም ህዝቢኸ ውጽዓትናን ጥሙያትናን ዘይንኣሊ :ንስድራቤትካ ምሕጋዝ ይሕግዝ ኢየ ከይትብል ክንደይ ካብ ምእቲ ኢዩ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ደቁ ኣብ ስደት ዝለኣኸ ኩሉ ኣብ ስደት ዘሎ ውላዱኸ ናይምሕጋዝ ዓቅሚ ኣለዎ :ኣብ ዝሓለፈን ናይሕጂን ዝሓለፈ ኪናት ኣቦታቶም ዝሰኣኑ ህጻናትን ኣሰብኡተን ዝሰኣና ኣደታትን ኣላይ ዝሰኣኑ ተስፋቆሪጾም ኣብ ገዛ ተዓጽዮም ዝነብዑ ወለድን ሓገዝ ዘድልዮም ኣለዉ እዚ ኩሉ እናሃለወ ተካእቲ ወለዶ ኤርትራ ምስ ስርዓት ስለዝተባኣሱ ዓይኒና እናረአን ኣእዛና እናሰኝዓን ልዓሊ 3. ሚልዮን ዶላራት ብሺም ግዝያዊ ሓገዝ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ኢድ ህወሓት ኣትዩ ስለዚ ግዝያዊ ሓገዝ ንህዝቢ ኤርትራ ብገዛእ ውላዱ ሓሪምዎ "ላምሲ ብኢዳ ክቀርባስ ብእግራ ትሓክክ"ኮይኑ ካብ ብውልቂ ሓሊፉስ ብወረዳታት ከይተረፈ ተዋጺኡ ንህዝቢ ትግራይ እናተባህለ ክጏረ ርኢናን ሰሚዕናን: ደቂ ድኻታት ቆልዑ ኤርትራ ከኣ ዝሓሰኸ ፍረሳግላን ጋባን ቓሪፉ ኢዩ ዝሓልፎ ዘሎ::
@eliaslondon1585
@eliaslondon1585 4 дня назад
ዝከበርካ መሪ ፡ትማሊ ሰንበት 23/06/24 ኣብ ዚተገብረ ዚክሪ ስዋኣት አት ዚነውሐ ጊዜ ኪንንደይ ስዉኣት ንሓዝ ብዉልቂ ብኪልልተ ብ ኣርባዕተ ፡600 ዶላር ኒክልተ ኣመት ንሓመዱ ጊን ዘራጊቶ አዩ ፡ነደ ቲግራይ በሎ ኪሕጊዝ
@hager.16
@hager.16 4 дня назад
Neni zerakebeka tik tok eyu bro swua ay konen
@akberetgezae4694
@akberetgezae4694 2 дня назад
እንታይ ዝብል ዞሎ እዚ ንሕዝቢ ትግራይ ክትሕግዝ ከለካ መንግስቲ ስለዘይብሎምድዩ ወይስ ፖሎቲካ ክትሰርሑ ግን አይሰመረልኩሙን ወድሰብ ድርባይ ቶኮይኑ አብገዝኡ ዞሎ ሽግር ዘይኣለየ አብጎሮብት ብዛዕቦኦም ምዝራብ ዘይኮነስ ምሕጋዝ ናይ መንግስቲ ገዲፍካ ናይነብስካ ግበር ንካልእ ገዲፍካ ጊዛው ፍታሕ ነደ ስዋኣት ግበር ሃለውለው ከይበልካ ዝገብር ካኣ ኣይዛረብን ኢዩ
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 4 дня назад
Teddy negative eya rieto hibka
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 дня назад
Siwue ketekibir bimintay akmi amlak tiray eyu kekbirom zeykekbirom nisom ayirieyu ayisemiu nieom ketekbiriwom ayitikielun tizikirom tiray ekum tikielu. Ezi biaatom mishikat gidefiwo neti elamiom yitigberdo alo weyis ayolon filetu.
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 4 дня назад
Atum🐕💊 guday 1.5m tray gberu🤮 Hasewti b hzbi 🇪🇷 halikum aytfeltun serekti , Awaxikum n Tgray tsedu moral zbehal yeblkumn hasewti
@helenmehari3640
@helenmehari3640 3 дня назад
Aye ብዓል ቆቢኢ ስጋ እምበር ልቢ ዘይተዓደለ በሃም ን20ሰነስ መንግስቲ እዩ ኣቂምዋ ትብል ስለምንታይ ድዩ ንወርሒ ሰነ ተመሪጻ መጀመርያ ፍለጥ መንግስትን ህዝቢን ሓደ ኣካል እዮም ብሳምቡእካ እምበር ብልብካ ኣይትሓስብን ኢካ
@sabrinayosef3081
@sabrinayosef3081 4 дня назад
Eritrea kab Ethiopia mflayas entay ena teteqimna ?zikefia megzaeti gujletat ena atina ☹️☹️
@sarajoh313
@sarajoh313 3 дня назад
🤮🤮🤮
@goitommaru1990
@goitommaru1990 4 дня назад
ሜሮን ናብ ህግደፍ ጠቕልካ እቶ
@tesfaldet9230
@tesfaldet9230 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤
Далее
Olive can see you 😱
01:00
Просмотров 19 млн
ክትዕ ሜሮን Vs ሚኪ
28:17
Просмотров 9 тыс.
Olive can see you 😱
01:00
Просмотров 19 млн