Тёмный

ሽኰር ፡ SHIQUER ኣብራር ዑስማን : ABRAR OSMAN 

ABRAR OSMAN
Подписаться 35 тыс.
Просмотров 804 тыс.
50% 1

ሽኰር ሽኰር ያ ሽኰር ዘይወጻ ኣበር
ስልምቲ ብተፈጥሮ ብዘይ ኣልማዝ ወርቂ
ንቕያ እዩ መልክዕ ንልቢ ሰንጣቒ
ብዘይ ኩሕሊ ኩሑል እዒንታ
ቡርቱዃን ዝመስል ማዕጉርታ
ዕምባባ እያ መካነ ቆላሕታ
ወኒናቶ ኣእምሮይ ቢሒታ ሽኵር ፍቕራስ ዘይ-ኢትነገር

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 362   
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 года назад
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም
@mahamedibrahim4043
@mahamedibrahim4043 4 года назад
Istaz Abrar Salaam ke cafiyat koy yahaw Unqac nitiya tekke Salaamah Eretriyalle wajheh garaynak ninni nablo Hagerawi metkel istaz Abrar I am proud U
@merhawibeyene9830
@merhawibeyene9830 4 года назад
ABRAR OSMAN we love you 😍 legend.
@robielredea5318
@robielredea5318 4 года назад
Amlkie edime yhbka abonea Abrer
@tesfomkahsay7743
@tesfomkahsay7743 4 года назад
Thank you Abrar we love you
@sdetentertainment5179
@sdetentertainment5179 4 года назад
Our greatest artist legend abrar osman we love you
@robielmichael7141
@robielmichael7141 2 года назад
ትገርመኒ ነገር ነ ብራር ብፍጹም ተኣምር ድጸልእ ፍጡር የለን we love you our legend ♥ father abrar
@Gabby7521
@Gabby7521 11 месяцев назад
He is class. 4 netbi
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 месяцев назад
የቕኒየለይ ክቡርን ፍቑርን ርቤል ፡ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመስግነ ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ።ኩሉኹም ድማ ብሓባር ኣብ ልበይ ኢኹም ኣይየሰኣእነና ❤❤❤❤ ኣብራር
@amanuellamek5657
@amanuellamek5657 4 года назад
ን መጀመርታ ግዚ ኣብ ረድዮ ድምጺ ሐፋሽ ንግሆ ደቂሰ ክለኹ ሰሚዓያ ኸምዚ ሕልሚ ኮዩኑ ተሰሚዒኒ ግን ኣብቲ ግዚ አቲ መደብ ናይ ረድዮ ኣብ መዓልቲ ሰለስት ግዘ ይድገም ሰለ ዝነበረ ፋዱስ ተጸብየ ምስ ሰማዕኽዋ ሽዑ ኣብ ልበይ ምስ ኣተወት ክሳብ ሕጂ ኣብ ልበይ ኣላ። በዛ ሽኮር ትብል ደርፊ ሽኮር ረኺበ ይነብር ኣለኹ።ኽሳብ ሕጂ ቡዙሕ ደርፊ ሰሚዓ ኣስተማቂረ ግን ን ሽኮር ትወዳደር ኣይረክብኩን ።ካብ ግጥሚ ጀሚርካ ኽሳብ ዘማ ዝወጻ የብላን።የቀንየለይ ኣብራር።
@tsbuqgbernmennmanm5900
@tsbuqgbernmennmanm5900 2 года назад
@Amanuel Lamek LEli natka ka kbl tezeydeferku kemzi natka ftwet eyu zeleni abza blxti srah!!! Ente guday shkor gal hiwan GN neaka ske yemaskeni
@babibabi4721
@babibabi4721 9 дней назад
❤❤❤❤❤
@wedikeyhbahri4497
@wedikeyhbahri4497 4 года назад
ንስካ ከማን ሽኮር ንስካስ እንቃዕ ናትና ኮንካ ጽኑዕ በዓል መትከል ሃገራዊ ጋሳ ህዝቢ
@berhanekifle8045
@berhanekifle8045 2 года назад
ባባ ኣብራር ኣቦ ጥበብ ንስካ ሽኮር ናዓና ክጥዕመና ኩሉ ሳዕ ንበረልና 🇪🇷💝
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 4 года назад
እቲ ኣለና እልና ንምከሓሉ ኣያና ኣብራር living legend መግለጺ የብለየን ንዓኻ ዝኸውን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ atum sebat kemzi aynet derfi ko wela kidegmo eyu zeykeal 🌺🌹🌹🌺🌺👌👌💯💯
@tekleababera1965
@tekleababera1965 Год назад
😅😊👍👍
@user-pt8vc5xl6t
@user-pt8vc5xl6t 5 месяцев назад
Tekekl nay bhaqi
@amanjemal9203
@amanjemal9203 4 месяца назад
Thank you my brother ❤
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 4 года назад
Shikor Niska Abrarey edmenn tenann yhabka
@kalMHe
@kalMHe 4 года назад
A living legend, you have no idea how much we love you !
@edenasefaw7957
@edenasefaw7957 4 года назад
ኣሰይ ፎሲ ሊበይ ኣብራረይ ደርፊታትካ ገለ ሓይሊኣልዎ ኩሉ ንብሰይ አዩ ዘሃንጸኒ ንዓይ ፡ሮሻን ካ ዘርግሓልና
@user-pj5nx4rd9h
@user-pj5nx4rd9h 2 года назад
ብሓቂ ፈውሲ ልቢ ንዝሓመመ ዘሕዊ ብዘይ ኣልማዝ ወርቂ ስልምቲ ብተፈጥሮ
@maritey5449
@maritey5449 2 года назад
NaybHaqi
@maritey5449
@maritey5449 2 года назад
@@user-pj5nx4rd9h NaybHaqi hawey
@HA-mv3ix
@HA-mv3ix 3 года назад
الحب والاحترام لك. أنت لا تتكرر. لحنك وكلماتك مذهلة لم تكن أبدًا مثل أسلوبك ولن تكون أبدًا. الله يطول بعمرك و يعطيك العافية لك و عائلتك يارب. أنا من اشد معجبينك ❤❤❤❤❤❤😍
@yemanetesfay5417
@yemanetesfay5417 4 года назад
Bhiwety kem Abrar derfy kimxe eila iyhasebn 👑👑👑👌🙌😍
@Wedieritrea323
@Wedieritrea323 Месяц назад
ኣብራር ፍሉይ ሰብ ኢኻ ንዓኻ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ! ካልኦት'ውን ዘለዎም ኣይመስለንን ! በቃ ንስነ ጥበብ ዝተፈጠርካ ሰብ ኢኻ ! ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን እምነየልካ ሓው ኣብራር ዑስማን ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Месяц назад
@@Wedieritrea323 ወዲ አረይ ናተይ ፡ሰለ'ቲ ዘስነቕካኒ ኣኽብሮትን ተስፋን ሰናይ ምንዮትካን ምስጋናይ ልዑል' ዩ ።የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና ። ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@godislovelove6477
@godislovelove6477 3 года назад
ኣቦ ጥበብ ኣምላኽ ኣድመ ይሃብካ 🙏😍🇪🇷💪
@fixumnet
@fixumnet 4 года назад
eta gitmi si xuhuf ente tigebrula. mihaza siene. I forgot my favorite song ever.
@noneme-jj3rq
@noneme-jj3rq Год назад
ኡዋይ አረትራዊት እደ💞 ክንደይ ጅጋኑ ኣፍሪያ ዘላ እብራረይ መግለጺ ስኢነልካ ዓንዲ ሖቖ music ዕድመን ጥዕና ያሃብካ ባባ ኩቡር /unqac nitiya noh tekke ❤❤❤💞💞💞🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
የቐንየለይ ከብረት ያሃበለይ ንዝሃብካኒ/ኒ ኣኹብሮት ምስጋናይ ልዑል'ዩ ኩሉ ሰናይ ........ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@user-bl2pl4bi4q
@user-bl2pl4bi4q 4 года назад
تحياتنا لاأبناء أرتريا التوفيق والنجاح في ظل هذه الأيام الصعبه التي يعشها مع نظام الدكتاتور أسياس وزمرته تحيه طيبه للفنان القامه أبرار عثمان وللشعب الأرتري الكريم ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abdulazizramadan1624
@abdulazizramadan1624 2 года назад
شكرا حتما سياتي الفجر لن يستمر الحال هكذا
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 4 года назад
King of singer abrar nska wn shkorrr eika 👍👍👍🇪🇷🇪🇷
@abelfilmon9730
@abelfilmon9730 Год назад
ኣብራረይ ፍጹም ዕድመን ጥዕናን ኣብ ሂወትካ ኩቡር ሰብ ❤ እንተ ተካኢሉ ግጥሚ ናይዛ ኣዝያ ጥዕምቲ ደርፊ እንተ ትሰደለይ ሰናይ ምኮነ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
ኩቡር ኣቤል ፡ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ንሰናይ ምኒዮትካን ኣኽብሮትን እንዳኣመስገንኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ። ንዝሓተትካኒ ግጥሚ ድማ ኣብ ዝሓጸረ ጊዜ ክበጽሓካ ክገብር 'የ ። ብልቢ የቐኒየለይ ....… ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@medayow5556
@medayow5556 4 года назад
Baba Abrar Nber ata shikor abo meneseyat we love you
@eripeace3838
@eripeace3838 4 года назад
Abrarey kem lbey.
@samuelafeworki7971
@samuelafeworki7971 4 года назад
Abrar only you can speak the language and tell the story of love and beauty! Stay strong 💪
@paul_eagle
@paul_eagle 4 года назад
*ንስካ ኢካ ሽኮር ብሓቂ ኣቦ ጥበብ*
@user-pq9mb6yr2x
@user-pq9mb6yr2x 4 года назад
Abrarey nibereley nisika kaman shuker 👍👍👍👍👍♥️💘🤩🤩🤩
@user-pq9mb6yr2x
@user-pq9mb6yr2x 4 года назад
𝑩𝒂𝒃𝒂 𝒂𝒃𝒓𝒂𝒓
@peacepeace9852
@peacepeace9852 3 года назад
Much respect to u Abrar Osman u r leaving a huge legacy to Eritreans 💯🌹
@kubromkesete
@kubromkesete 4 года назад
Abrar jigna dekiy jeganu
@user-yn5sm5eq5l
@user-yn5sm5eq5l 4 года назад
ኣብራር ናተይይ
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 Год назад
መምህር ኣብራር ስለ ቲ ብሉጽ ስርሃትካ ወትሩ አንዳመስገንኩ የ ዝንበር ለጀንድ ነዊሒ አድመ ይሃብካ
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s 3 года назад
ኣብራረይ ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ ኢያ ንጉሆን ምሸትን ኢየ ዝሰምዓ የቀንየልና ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ
@merkebwedeb5533
@merkebwedeb5533 4 года назад
ኣብራር በጃኻ'ባ ግጥሚ ናይዛ ፍትውቲ ደርፍኻ ጽሓፈልና ። እቲ ኩሉ ዝፈትወካ መንእሰይ ብሃንቀውታ ይጽበየካ ኣሎ። የቀንየለይ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 года назад
ዕደል ኣብ ዝረኸብኩዎ ክሰደልካ ብህገይ እዩ ናዓኻን ንኹሎም ፉቑራትን ፡ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕኩም ❤❤❤
@tantanokbazgi657
@tantanokbazgi657 3 года назад
bejaka kab niesnetey zeibeyetni derfi eya lyrics xhafelna😍🎼🎹❤🎸
@sizakadam1561
@sizakadam1561 4 года назад
ኣብራር ኣቦ ፍቅሪ ፋዘር ላቭ
@merhawitmebrahtu2001
@merhawitmebrahtu2001 Год назад
I love this song...at least 10 times in a week
@tigrnanews543
@tigrnanews543 3 года назад
ሽኮር ሽኮር ኣብራር ሽኮር
@filmonamanuel7131
@filmonamanuel7131 2 года назад
ዘይደገም ደራፋይ ኣብራር ዕስማን ዕድመን ጥዕናን ይኣብካ ፈጣሪ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 года назад
ኣሜን ኩቡር ፊልሞን ፡ክብረት ያሃበለይ ብልቢ አመስግነካ ❤ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ኣብራር
@mussietn1966
@mussietn1966 3 года назад
ስኻ ሽኮር ኣብራረይ ❤
@waqteyabish4592
@waqteyabish4592 4 года назад
Shikor Baba Abrar osman nsaka keman shikor ❤🤝✍
@munirsaeid6737
@munirsaeid6737 4 года назад
Abrar memhir fqri nay bihqi tenkafit whsite thank,you,
@yemanetesfay5417
@yemanetesfay5417 4 года назад
Men kim Abrar Osman 👌👍🙌🇳🇴🙏
@cryptochampion3836
@cryptochampion3836 3 года назад
Pure GOLD!!!!!
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Год назад
Long live legend abrar Osman❤️🇪🇷
@abubekeribrahim7769
@abubekeribrahim7769 3 года назад
Abrar habibi lubak basake ta kuna Mashllah Allah yahfezaki I Lave you so much🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@dendensirak3321
@dendensirak3321 4 года назад
ንበረልና ክበርለልና ኣብራር ሽኮር ኣምላክ ካብ ርጉማት ይሓልወልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@adelibrahim5866
@adelibrahim5866 Год назад
ሽኮር ኣሃሃይ ሽኮር (2x) ሽኮር ሽኮሪና ሽኮር ዘይወጻ ኣበር ሽኮር ኣሃሃይ ሽኮር (2x) ሽኮር ሽኮር እያ ሽኮር ዘይወጻ ኣበር መዓሙቅ ናይ ልበይ ዝነገሰት ኮይና እታ ምቃል ጎነይ ዘይብላ መዘና ዓቢ ልቦናኣ ፍቅራ ኣስተማቂረ ኣሰራ ኣብ ሂወተይ ጊደኣ ዘኪረ ጸሓየይ'ያ ኽብላ ዘይትነጽፍ ብርሃን ጸሓየይ'ያ ንሳ ንሳ ዘይትነጽፍ ብርሃን መኣዛ ሂወተይ ሽኮር'ያ ማመይ ሽኮር ( 6x) ጽብቅቲ ዘርኢ ድራር ዓይነይ ከም ናይ ለይቲ ወርሒ እና ኣዕለልኩ ሑቁፍቁፍ ከብላ መድሃኒት'ያ ፈውሲ ጭንቀት ሻቅላ ስዕም ግድፍ ፉጹም ዘየፍቅድ ቁዱዉ ሽታ ሒዙ ዘይሰድድ ዘዕበድብድ'ዩ ሩጡብ ከናፍራ ዘይትጽገብ 'ዛወይኒ ዘለላ ዘለላ ዘለላ ዘለላ (2x) ኣይትገድፋ ኣይትገድፋ ኣትጽግባ (2x) ህልም ኣብ ፍቅሪ ተታሒዝካስ ህልም ስልምቲ ተፈጥሮ .. ብዘይ ኣልማዝ ወርቂ ንቅያ'ዩ መልክዕ.. ንልቢ ሰንጣቂ ብዘይ ኩሕሊ ኩሑል ኣዒንታ ቡርቱኻን ዝመስል ሙዕጉርታ ዕባባ እያ ኣይመልካን'የ ቆላሕታ ወኒናቶ ኣእሙሮይ ቢሒታ ተኣምር ፍጥረታ ፍሽኽታኣ ዝስዕሮ ንልበይ ፉጹም እንዳ ኣስከሮ ናይ ሽኮር ነገርስ ዝገርም'ዩ ኹሉ ኮይኑኒ ኣፍቂረያ ዳግም ዘይሓስበሉ ሽኮር ኣሃሃይ ሽኮር (2x) ሽኮር ሽኮሪና ሽኮር ዘይወጻ ኣበር ሽኮር ኣሃሃይ ሽኮር (2x) ሽኮር ሽኮር እያ ሽኮር ዘይወጻ ኣበር እንታይ እሞ ኽብል እንታይ እሞ እንታይ ከ ጸንቂቁኒ ፍቅራስ ቁሩብ ከይሓነኸ ወረ'ታ ምህላዉ ብዘይባኣ ወይከ ፈትሊ ከምዘይቡሉ ሽምዓ ዝመኸኸ እንተ ኾንኩስ ሕራይ..ኣፍቂረ እየ ኣፍቂረ እንተ ኾንኩስ ሕራይ.. ሕራይ ኣፍቂረ እየ ኣፍቂረ ምእንቲ እዛ ሽኮር ካብ ኩለን ትሕረ ሽኮር ሽኮር .. ሽኮር ንሳ ሽኮር እያ ሽኮር .. ሽኮር *** ጽብቅቲ ዘርኢ ድራር ዓይነይ ከም ናይ ለይቲ ወርሒ እና ኣዕለልኩ ሑቁፍቁፍ ከብላ መድሃኒት'ያ ፈውሲ ጭንቀት ሻቅላ ስዕም ግድፍ ፉጹም ዘየፍቅድ ቁዱዉ ሽታ ሒዙ ዘይሰድድ ዘዕበድብድ'ዩ ሩጡብ ከናፍራ ዘይትጽገብ 'ዛወይኒ ዘለላ ዘለላ ዘለላ ዘለላ (2x) ኣይትገድፋ ኣይትገድፋ ኣይትጽግባ (2x) ህልም ኣብ ፍቅሪ ተታሒዝካስ ህልም ስልምቲ ተፈጥሮ .. ብዘይ ኣልማዝ ወርቂ ንቅያ'ዩ መልክዕ.. ንልቢ ሰንጣቂ ብዘይ ኩሕሊ ኩሑል ኣዒንታ ቡርቱኻን ዝመስል ሙዕጉርታ ዕባባ እያ ኣይመልካን'የ ቆላሕታ ወኒናቶ ኣእሙሮይ ቢሒታ ተኣምር ፍጥረታ ፍሽኽታኣ ዝስዕሮ ንልበይ ፉጹም እንዳ ኣስከሮ ናይ ሽኮር ነገርስ ዝገርም'ዩ ኹሉ ኮይኑኒ ኣፍቂረያ ዳግም ዘይሓስበሉ *** እና ኣዕለልኩ.. እና ኣዕለልኩ ሑቁፍ ከብላ መድሃኒት'ያ ካብ ጭንቀት ሻቅላ ስዕም ግድፍ ስዕም ግድፍ ዘየፍቅድ ቁዱዉ ሽታ ሒዙ ዘይሰድድ ዘዕበድብድ'ዩ ዘዕበድብድ'ዩ ጡጥ ከንፈራ ዘይጽገብ እዛ ዘለላ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
መርሓባ ዓድል ፡ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ። ይበል ጽሒፍካያ ብጣዕሚ የቐኒየለይ ንሽኰር እዚ ፍቕርን ሓይልን ድምቀትን ዘለገስካላ ፡ ኣድናቆተይ ናዓኻ ልዑል'ዩ ። ንዝላኣኽለይ ህያብ ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ። የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@adelibrahim5866
@adelibrahim5866 Год назад
ኣነስ ተዓዲለ ❤ ከመይ ደሓን እቶ ኩቡር ኣያናን ኣቦናን ኣብራር ዑስማን: እዛ ማዓልተይ ግርማ ዛይዳ በዘን ዘይበቅዐን ቃላትካ ሓጎስ ወሳሲኻ: ኩቡር ኢኻ እሞ ብኸብሪ ንበረልና: ብልቢ የመስግነካ❤❤
@mulugetamengstab4453
@mulugetamengstab4453 Год назад
@mulugetamengstab4453
@mulugetamengstab4453 Год назад
መምህር ኣብራር መምህር ፍቕሪ መምህር ናብራ መምህር ሂወት ኩሉ ኢኻ ዕድመ ጥዕናን ጥራይ እየ ዝምነየልካ ኩቡር ኣርቲስት
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
@@mulugetamengstab4453 ክቡርን ፍቑርን ሙሉጌታ ፡ምኡዝ መልእኽትኻ ሰፈሩ ልበይ ።ንስለ ኣኽብሮትካን ፍቑርኻን ብልቢ አመስግነን ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ የቐኒየለይ ❤️❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@aliismail1389
@aliismail1389 4 года назад
"Abi libona fikri Astemakire " Abrarino du bist nur lieb!!!!😍
@user-id4oc6iv4m
@user-id4oc6iv4m 3 года назад
Baba abrar asli nhgdef Sm keyqeyere enkelo bnghu zfeletkayo nkuh seb ika. Gn gtmi nayza ftwti derfka xehafelena ba
@tekleababera1965
@tekleababera1965 Год назад
Waw best music 👍👍👍100% Respect 👍👍from ኢትዮጵያ 👍
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
Thank you very much my dear Tekleab. ❤️❤️❤️ Abrar
@tekleababera1965
@tekleababera1965 Год назад
@@AbrarOsmanArt you are wellcome 👍👍your golden voice is so amazing 👍👍cheers👍
@Habtegafreeman
@Habtegafreeman 3 года назад
Baba abrar osman nsika win shikor admen teanan forever mis kulu sdra
@user-fl7gl9ot9w
@user-fl7gl9ot9w 3 года назад
My best song abrar shokr
@selamsala9374
@selamsala9374 4 года назад
ኣብሪር ኣቦ ፍቅሪ ንስካ እንበር ሽኮር ነይባሓቂ።
@dannyhd8301
@dannyhd8301 2 года назад
I consider my self Lucky to listen to this song....it will always remain to be one of the best songs in Eritrea's history of Art.
@cookingwithmary1641
@cookingwithmary1641 Год назад
Legendary Abrar Osmaan፣ ክትድርብ ከላ እዛ ደርፊ፣ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ 🤎🤎🤎
@ወዲዘርአ
@ወዲዘርአ Год назад
Best music all of the time thanks legend Abrar Osman 🤴🏾
@alirijal3424
@alirijal3424 3 года назад
ربنا يطول بعمرك الفنان الكبير ابرار عثمان ربنا يخليك
@akyemalet4920
@akyemalet4920 3 года назад
My favorite song💞A💤B💞R💤A💞R💤2020/2021🙏
@husilove1298
@husilove1298 4 года назад
Abrar abo tebeb ❤❤❤
@trippo_1608
@trippo_1608 3 года назад
Fiqri meseret Abrar Osman Nice nihiwet tina selam
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 3 года назад
ኣብራር ዑስማን ፡ ድርፍታትካ ክሳብ መዓሙቕ ልቢ ሰርሲሩ ዝንህል ጦብላሕታ ኢዩ ዝፈጥር ፡ ኣብ ሰራዊት ከለኹ ፡ህድሞና ትብል ደርፍኻ ኣቦይ ተስፋኪኤል ዝበሃሉ ሽማግለ ማሰይናይ ነዛ ህድሞና ካብ ሚሒር ምፍታው ደጋጊሞም ክሰምዕዋ ከለዉ ፡ክሳብ ክንደይ ኣብ ልቢኣ ኩሉ ዕድመ ሰፈሩ ምዃኑ ኣብራር ነጺሩ ይበርሃልካ ፡ ፡ ኣብራር ኣብ ነብሰ ወከፍ ድርፍታቱ ከም ብሓድሽ መቐረት ይውስኽ ፡ ፡
@henokamanuel5317
@henokamanuel5317 4 года назад
Wawww babana memhrna abrar thanks and welcom
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 4 года назад
Abrar shkor good job
@saimonmelake3357
@saimonmelake3357 4 года назад
abrar werqi hawey enda 5/25 tegedalay neiru azyu eyu zfetweka derfka ksemie keleku hawey eye dzkir mara yu zfetweka wela ane.
@saimonmelake3357
@saimonmelake3357 4 года назад
swue hawey eyu
@rahase156
@rahase156 3 года назад
Me tooo
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Год назад
ኣብራር ሓርበኛ ወዲ ኤረይ እንተተጋደልካ የጥዕመልካ እንተደረፍካ የጥዕመልካ እንተተቋወምካ ድማ ኣዚዩ ዘጥዕመልካ ወገን ህዝብካ ብተንኮል ተቋወምቲ ይቅረታ ክትሓትት ድማ ዘጥዕመልካ ኣብነት ኮንካና ኢካ👍🤗❤💐🇪🇷❤🇪🇷💐🇪🇷💐❤💐
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
ኣቤት ፡ክምቅር ገለጻኻ : በሓቂ ሓራ ፡እዛ ፍቕርቲ ኣደይ ከምዚ ከማኻ ስለዝፈጠረትለይ ዘልኣለማዊ ሓበን ሰኒቐ ፡እንቋዕ ናተይ ኮንካ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ'ሞ ክብረት ያህበለይ ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@airo8416
@airo8416 4 года назад
our legend forever!
@orangemediamarktomm5713
@orangemediamarktomm5713 4 года назад
Woww abona memhir tibeb Abrar Osman teamer fetret tibebka adnaki ye.bitiena tehagos yeba
@user-jc5eb5gj9v
@user-jc5eb5gj9v 4 года назад
ኣብራር ሓቢብና
@noah4567
@noah4567 3 года назад
The one and only Abrar Osman. Thank you legend.☝🏽
@hamudiibrahim8215
@hamudiibrahim8215 Год назад
Always ma fav song 2023 😍
@merhawibeyene9830
@merhawibeyene9830 4 года назад
Schkorr schkorr schkorr schkorr Favorite Singer Baba Abrar.
@_haben
@_haben 3 года назад
What a lovely song🥰🥰🥰🥰 thank you our legend🇪🇷
@danielsemerab7942
@danielsemerab7942 Год назад
ካብ ልበይ እንድየ ዝፈትወካ ዘመድ ልበይ ጎይታ ጥበብ ኣብራሪኖ ፍቅሪ ቁኑዕ ፍጥረት ነዛ ደርፊ ብግጥሚ ኣብዚ ናይ ኮመንቲ ዘይትገድፈልና ክንደይ ደስ ምበለኒ ኣያኒ ተግድስካ ጻሓፈልና እቲ ቃላት ምትሓዝ ሲኢነዮ ስለቲ ጡዕም ድምጽን ብሉጽ ስራሓትካን ካኣ ኩሉ ግዜ እና ነመዝግነካ ሙሉእ ዕድመ ይሃብካ ብሉጸይ ኣክራን ጥበብ ❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
ክቡርን ፍቑርን ዳኒኤል ሰላም ናዓኻ ይኹን ንፍቕርኻን ኣኽብሮትካን ብልቢ አመስግን ። ደስ እንዳበለኒ ንዝጠለብካያ ግጥሚ ክልእከልካ ሓጎሰይን ባህታን'ዮ የቐኒየለይ ኣይየሰኣእነና ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@danielsemerab7942
@danielsemerab7942 Год назад
ኣብራሪኖ ጎይታ ጥበብ ካብቲ ወርቃዊ ግዜካ ከይበቀካ ኣብ ቦታ ኮመንቲ ሰለ ተገደስካ ዝመለስካለይ ብልቢ ብልቢ የምስግነካ🙏❤ ይርዳኣኒ እዩ ግዜ ወርቂ እዩ ግን ብደርፍታትካ ሑሙም ሰለ ዝኮንኩ ክጽበ እየ ብሃንቀውታ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
ክቡር ዳኒኤል ቁጽሪ ዋትስ-ኣፕካ ላኣኸለይ ፡መታን ሽኰርካ ክልእከልካ ሰናይ ቅነ ❤️ ኣብራር
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
@@danielsemerab7942 ዳኒ ዋትስ-ኣፕካ ስደድለይ ብሩኽ ማዓልቲ ❤️❤️❤️
@danielsemerab7942
@danielsemerab7942 8 месяцев назад
❤❤❤​@@AbrarOsmanArt
@ghirmayembaye5025
@ghirmayembaye5025 2 года назад
My favorite singer abrar osman thanks
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 года назад
ክብረት ያሃበለይ ኩቡር ግርማይ እምባየ ብልቢ አመስግነካ ❤ ኣብራር ዑስማን
@biniorganproductionbg2898
@biniorganproductionbg2898 4 года назад
Anta ezi abrar kindey yitim dimtsu😍😍😍
@xxx-nd7rl
@xxx-nd7rl Год назад
It makes me so happy, every time I listen. 🥰🥰🥰 My favorite with ወለላ ማዓር & ኣይውረድ !! 💕💕I cannot pick only one favorite!! Please post the full lyrics to this song in the description, if you have time! This is poetry, I want to study💕🥰I am having trouble writing this comment because I keep singing along!!💕love, love, love this music. talent straight from heaven!! thank you, God bless you & grant you long life.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Год назад
Sure I will Thank you ❤️❤️
@dcshikor
@dcshikor 7 месяцев назад
Me too wow gerimuni I cannot pick only one... hello ,welela mear, shikor aywred,❤ayeneyti emo kmerx ?? I don't know
@Yorda-bw9zm
@Yorda-bw9zm 4 года назад
Wooooo Thank you for your beautiful songs I hope you will do other songs too l love ❤️ all your songs thank you big respect ✊ loveee💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@Eritrea-funny
@Eritrea-funny Год назад
For ever abrar 👑❤
@mjmh399
@mjmh399 2 года назад
U r our pride!
@zenakeshi1566
@zenakeshi1566 2 года назад
One of the best Artist Abrar 🥰🥰🥰
@Am1n3_456
@Am1n3_456 4 года назад
Eritreawnet 💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹
@Fray-rk5fv
@Fray-rk5fv 7 месяцев назад
It is the one and only song that i could listen to non stop.. Such a masterpiece 🥰
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 6 месяцев назад
Thank you very much " Fray " You are my best. ❤️❤️❤️
@mulugetamengstab4453
@mulugetamengstab4453 10 месяцев назад
እቲ ዝይድገም ኩቡርን ሑፉርን ጥበባዊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 месяцев назад
ብልቢ የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሙሉገታ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@filiasmelashhaile3968
@filiasmelashhaile3968 4 года назад
My favourite song
@badhomaxtihadunyale3807
@badhomaxtihadunyale3807 2 года назад
You there's not much like you Abrar you are sitting in the world 🌎❤️❤️🥰💪💪👈✍️💪👈
@Gabby7521
@Gabby7521 11 месяцев назад
Abrarino Asli Azmarino. An elegant and classic man.We really enjoyed your songs and we still are. ❤❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 месяцев назад
ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመስግን ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@Gabby7521
@Gabby7521 10 месяцев назад
@@AbrarOsmanArt ❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 месяцев назад
Gabby ,you are asli and more. ......... Thank you so much . ❤️❤️❤️❤️ Abrar Osman
@Gabby7521
@Gabby7521 10 месяцев назад
@@AbrarOsmanArt tihsho my legend. Misakum men yiwedader bflay natkum n b qidmekum zineberu. B sinesrat b kibri b fiqri tikedu zineberkum. KebaEseka ayedlin ye ember ezi hizbna hji zelon etom ab 70 tat 60 tat wela 50tat zineberu deqi Asmara emo seAlom b libika MIs ezom nay hji. Silezi I always have respect on you guys! I used to love your song. Bzuh Elalat keElileka bzaeba eta qedameyti ziwetset derfika. ❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 месяцев назад
@@Gabby7521 ክቡር ጋባይ .ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይኹን የቐንየለይ :: ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@abduali8652
@abduali8652 4 года назад
Zeymeno derfi ever
@semayuderetey2622
@semayuderetey2622 3 года назад
Nberelna
@shakur.979
@shakur.979 3 года назад
Legendary Abrar ❤🖤
@chrispiteti4699
@chrispiteti4699 Год назад
ምዓስ ዓመተ ምሕረት ደሪፍዎ ዝነግረኒ
@dhdh2635
@dhdh2635 4 года назад
Legend😍
@selamkiribzah
@selamkiribzah 4 года назад
Abrar shukor hlmi zitiem dmxi bikyat mexiuni akhhhh
@bonchance3183
@bonchance3183 3 месяца назад
Abrarey king of king ❤❤ nberelna edmen tinan yehabka medhanit eu derftatka ❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 месяца назад
ሰላም ናዓኻ ይዅን ፡" ቦንቻንስ " ሽኰር ኣሜን ኣሜን ፡ዕድለኛ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ፡ እንቋዕ ናተይ ኮንካ ፡ልዑል ፍቕርን ኣኽብሮተይን ይብጻሕካ ። ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@inshallahinshallah2324
@inshallahinshallah2324 3 года назад
Meshallah yali koha yahfezo abrar Labaha laken saho qunsha waytko taha magam abtaha tantio abshira kini
@zahramohamed9125
@zahramohamed9125 4 года назад
Abrarey enqwea Natana koynka edmen tenan yehabeka 💝🤎💯
@samuelberhe7223
@samuelberhe7223 4 года назад
Abrarey ❤️🙏
@nahombiniyam3500
@nahombiniyam3500 4 года назад
Xeleleti Teftero iseyas Aforkeki Aberrr Osman
@mustofahassen44
@mustofahassen44 4 года назад
selmty betfetro bezy almaz werqi eu zebel arema
@mera5209
@mera5209 3 года назад
@@mustofahassen44 ja man
@user-en7eh4jh8w
@user-en7eh4jh8w 4 года назад
فنان راقى ومبدع انا واحد من المعجبين بيك شديد ودائما استمع اغنيك ربنا يديك الصحه والعافيه وربنا يراد غربتك الى وطنك بعض سقوط الطاغيه باذن الله
@kekf2321
@kekf2321 2 года назад
Abrar Osman abo tibeb Tigrinya ika haben hager❤️❤️🌹
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 года назад
ክብረት ይሃበለይ ፡ ብልቢ አመስግነካ ❤ ኣብራር
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 2 года назад
One of the best Artist abrar osman god bless you ❤️
@salehgango9819
@salehgango9819 4 года назад
Abrarey nisika win shuker ika idmen tieinan yahabeley
@AS-rx7rt
@AS-rx7rt 4 года назад
ኣብ ልበይ ስም ናይ ሽኮር ኣብራር ካብ ዝኸውን ዓመታት እዩ ኮይኑ💕
@yordanostekle7399
@yordanostekle7399 3 года назад
ewey zefetwa mozic demxawe abera keep up
@awetkinfe8213
@awetkinfe8213 3 года назад
KEBUR ABONA ABREAR NAY ZA DERFI GETMI XEHAFELENA
@nevergiveupasmara5818
@nevergiveupasmara5818 2 года назад
You are Shikor Legend long live Aberarino we love you ❤❤❤
Далее
ВОТ ЧТО МЫ КУПИЛИ НА ALIEXPRESS
11:28
Нарвался на сотрудника ФСБ⚡️
01:00
MIETI KAB MIETI   Abrar Osman  ሚእቲ ካብ ሚእቲ
6:03
Ab Ketema Mitsiwa - Osman Abdelrahim (Lyrics)
6:36
Просмотров 561 тыс.
Exile Guayla // Abrar Osman -  Sdet ( plus comment )
7:31
Weninkiyo Hiwetey
6:06
Просмотров 117 тыс.
ВОТ ЧТО МЫ КУПИЛИ НА ALIEXPRESS
11:28