Тёмный
No video :(

''ሽጉጥ ሓቢእኺ'' ኢልና ፕራንክ ጌርናያ።ንፍቕረኛ ኣርቲስት ዓወት ኣብርሃ ፕራንክ ጌርና ተቐቢልናያ።ክትሪእዎ ዝግባእ ዝገርም ፕራንክ። 

Lwa Tube
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

''ሽጉጥ ሓቢእኺ'' ኢልና ፕራንክ ጌርናያ።ንፍቕረኛ ኣርቲስት ዓወት ኣብርሃ ፕራንክ ጌርና ተቐቢልናያ።ክትሪእዎ ዝግባእ ዝገርም ፕራንክ።

Опубликовано:

 

1 апр 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 178   
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
እዊ ክትሓስሙ በስመ ኣብ ምስክነይቲ😢💔💔💔ታይ ገበረትኩም ደቀይ ፕራንክ ካብ ትገብርዋስ ሳርፕራይዝ ግዳ ዘይትገብርዋ🙏💗💗
@mmn2521
@mmn2521 Год назад
እዋይ ምሓረና ፈጣሪ ክንድኣ ብክያት ሞይተ ኣነ እንታይ ገበረትኩም ❤❤❤❤
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd Год назад
ኣታ ታይ ገበረትኩም በክያ ምስክነይ ብቻ ደስ ኢልኒ አዩ❤😊
@user-gc1zk5uf2n
@user-gc1zk5uf2n Год назад
ውይይ ክትሓስሙ ኡፍፍፎፎፎፎ😢😢😢😂😂😂❤❤❤❤❤ምስኪን
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Год назад
ሕማቅ ብራኪ እውይይ አረ ካሊእ ዘይተከብሩ ናሰደት በክያት ከይከነናሲ ዓዲ ከይዳ ከይትሕጎስሲ ብክያት እፉ😢😢😢ጋልነይ እንኳዕ መሬት ዓድክውን ረገፅኪ ህያበይ
@user-nk2hg2hn5m
@user-nk2hg2hn5m Год назад
ውይ ምስኪነይቲ ክተሐዝነካ😢😢 ችዱ ዋይ ሕማቅ ገይርኩም😢
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
*_ዋይ ክትሓስሙ😢😢😢_* *_ይመችኩም ተጋሩዋይ ምቅራት😅😅❤❤_*
@freweynidesta
@freweynidesta Год назад
እዋይ ምስክነይቲ ሓፍተይ ንዓዳ ምምፃኣ ክንዳ ታሕጓሳስ ተብክይዋ ኣንዊሑኹሙላ ኣሕዚናተኒ ከይትከድፍዮም ንስክዉን ስርሕሎም ❤❤❤😂😂😂
@ufh4391
@ufh4391 Год назад
ናይ መርዐኦም ቪድዮ ተልዩ ልቆቁልና❤
@user-gq4lb1sv7j
@user-gq4lb1sv7j Год назад
ክፍእ ስራሕ ምስራሕ ተተቃርፅዎ ካሊእ ጉልበታዊ ስራሕ ስርሑ😢
@shewitabayhzkias5166
@shewitabayhzkias5166 Год назад
ጌጋ ጌጋ እዩ😢😢😢 ሰብና አብ ክንደይ ስቃይ እናሃለወስ ከመዙይ ዓይነት ነገራት ጠጠው ክብል አለዎ
@aotali8812
@aotali8812 Год назад
ምስኪነይቲ ክትረግሙ❤❤❤❤
@hailegirmay
@hailegirmay Год назад
ዳኒ ይመችኹም ደስ ዝብል ፕራንክ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ምስኪን ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ መዓረይ እንኳዕ ብሰላም ኣተኪ 😍
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
ብዝኾነ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ይመችኹም🙏❤❤❤❤❤❤💊💊💊
@fggg199
@fggg199 Год назад
እዉይ ክትሓሰሙ😢😢😢❤❤
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w Год назад
ወይ ሓፍተይ እጆኪ ልቃሕኪ ክትመልሲ ኢኪ❤❤❤❤❤
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v Год назад
ዋይ ታይ ገበረትኩም እግራ ከይኣተወት ክተደንግፅዋ ፅቡቅ ኣይኮነን
@Milimiraaa
@Milimiraaa Год назад
ዎውውውውው🤣ተጋሩዋኒ ላይክ ንግበረሎም Please 🥰
@bri7094
@bri7094 Год назад
ዋ 😂ቱስልኪ ኣጥፍእዎ ዃኹሉ ኣነ ኣይፎትን ኣብውሽጢ 1ወርሒ ክኣትንድየ ምስፍቅረይ ተቛፂርኹም ከይትፀንሑ እ ለነገሩ ፈልጠኩምየ❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Год назад
ተዓዲልኪ ብሰላም እተዊ 😗😍መሬት ትግራይ ሰዓምለይ 😘
@bri7094
@bri7094 Год назад
@@brhaneye9521 እሽኒ ህያበይ
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 Год назад
ዝዓበደት ብራክ ማርያምን ክትሓስሙ 🤣 ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ፅሩያት 🥰🥰👍🏻
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k Год назад
ምስኪን ማዓረይ❤❤❤ ታይ ገበረትኩም
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 4 месяца назад
ዋይ ጭካነ 😢ኣሕዋተይ ከምዚ ዓይነት ተዝተርፋ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ😢 ቅልል ዝበለ ተኾይኑስ ችግር የብሉን ክተሕዝነካ
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
እዉይ ማዓረይ ሰሪሕኩምላ ምስአ ነቢዐ😢😂
@sewwesrree4676
@sewwesrree4676 Год назад
በስመ ስላሲ 😢😢😢ጎይተይተዋይ❤ ኣጀኪ
@merhawitkide7839
@merhawitkide7839 Год назад
ዋይ ሓፍተይ ኣሕዚናትኒ ታይ ገበረትኩም
@user-so5li9yd1w
@user-so5li9yd1w Год назад
ንሳ ትበክይ ንሶም ይስሕቑ ኣነስ ምስኣ በኽየ😥ዳኒኤል ግን ኣቦይ ርጉም ንዓኻስ ትሕሽ እያ ፓናዶልካ❤💛
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 Год назад
ዋይ ታይ ገበረትኩም በክያ 😢😢❤❤❤
@tester8090
@tester8090 Год назад
ብጣዕሚ ተኣምረኛ ልኾነ ፕራንክ እዩ እዛ ሓፍተይ ግን ብሓቂ ኣሕዚናትኒ ቤተሰባ ዓርካ ዓዳ ሃመይ ኾን ይኾኑ ኢላ ላሃፀፀት ሃምዘይ ልበለ ፀገም እንተጋጥማ በኽያ ብልኾነ ኣዮኹም በርትዑ ብጣዕሚ ደስ ልብል ፕራንክ እዩ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ዝገርም ፕራንክ እዩ ግን ዛሓፍትና የሕዚናትና😂😂😂
@etdhgsg3879
@etdhgsg3879 Месяц назад
ዋይ ታይ ገበረትኩም 😢😍😍😍
@user-gl9bh9ly1m
@user-gl9bh9ly1m Год назад
እዋይ ዛቆልዓ ዚአ ሱዑዲ ነይራዶ ሓቀይ😮ጓል ሽረ ምስኪነይቲ😂
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Год назад
በስመኣም አረ ታይ እያ ጌራትኩም ኣሕዚናትኒ ክንደኣ በኽየ😢 ብዝኾነ ይመቸኩም❤❤❤❤❤❤😂
@meazateklay4015
@meazateklay4015 Год назад
ዋይ ደስ መባሉይ ትግራዋይ ቀፅላላ
@hdjf4
@hdjf4 6 месяцев назад
ዉይ በስማኣም ጋልነይ ዉነኣ ወፅያ ❤
@slamh1298
@slamh1298 Год назад
ሙቁራት ተጋሩይ❤❤❤❤❤
@asufawosen8523
@asufawosen8523 Год назад
ችዱ ታይ ገበረትኩም ከምዙይ ተበኩዩዋ አብ መገዛ ዓዳ ነውሪ አይባህልናን
@yemartakele
@yemartakele Год назад
ዓወት ሓወይ እንካዓ ደስ በለካ🥰
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
በእነት ሓጢኩም የኔ ምስኪን😟😟😟
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Год назад
ሓራም ክትጭኩኑ😭😭😭😭
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Год назад
ውይ ማዓረይ 🥺🥺🥺
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj Год назад
omg ብጣዕሚ እዩ ከቢድ
@user-bj1oq2dr4q
@user-bj1oq2dr4q Год назад
ዋኝኝኝኝኝኝኝኝኝ 😢😢ካብደይ በሊዓትኒ ፅሪተይ የህ ዘይትምሕሩዋ 😢❤❤🎉 ሳርፖራዝ የለን ድዩ ኣዲስ እህ ኣኞኪ😂😂😅
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j Год назад
እንታይ ገበረትኩም ምስክነይቲ ኣሕዚናትኒ እምበር😥
@hermonmebrahtu1187
@hermonmebrahtu1187 6 месяцев назад
ኣታ ክንደይ ተሓስሙ ወያላት 😔
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Год назад
ብካራ ቀልዲ የለን በለት ደርሆ 😢😢😢😢😢ብሓዊ ቀልዲ የለን 😢😢😢
@aezmrigthftj9716
@aezmrigthftj9716 Год назад
ገፅኩም ትራሐቅ ማአዘ ኢና ሰላም ዓዲና ንአቲ እና በለናሰ ዋይ ሓፋተይ😭😭😭
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 Год назад
ኣትሕረቂ
@Fearful.gaming
@Fearful.gaming 2 месяца назад
በሰመአም በጣም ነው ያሳዘነችኝ አንደኛ ፕራንክ ነው😂😂😂😂😂😂
@titigetachew5341
@titigetachew5341 Год назад
Way mahzay bekayit❤😊
@xhhdhdhdhdhdhdjjd9872
@xhhdhdhdhdhdhdjjd9872 10 месяцев назад
ዋይ በስምኣብ ታይ ገበረትኩም😭
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 6 месяцев назад
እህህህ ምስክነይቲ ኣሕዚናትና😢😢
@gs6su794
@gs6su794 7 месяцев назад
ሊሎመይ መቅሰን😂😂 ከበደይ በሊዓትኒ😢😢
@user-dy1du2oh9h
@user-dy1du2oh9h Год назад
ዉይ በሰመኣብ ኣሕዝናትኒ ማዓረይ ኡፍፍፍ😢😢❤
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
እውይ ምስክን ኣጀኽ 😢😢😢😅😂❤❤
@TtTt-df9ck
@TtTt-df9ck Год назад
ማርያምን ኣነ ተዝኮን ታልበይ ትጠልመኒ ነይራ እያ እውይይይ🤣🤣🤣
@ሳሌም
@ሳሌም Год назад
ይመቸኩም ደቂ ትግራይ መዓረይ ❤️❤️❤️❤️😂😂🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂ሽኮራት
@ferweinig740
@ferweinig740 Год назад
Way. Tegaru. Bkale. Tezawetu. Bza. Gasha tzawetu. Ageb. Ageb. Ageb. 🙏🙏🙏
@qq88ppp32
@qq88ppp32 Год назад
በስማኣም ሓፍተይ 😥😥😥
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e Год назад
ውይይይ መጭካንኩም😥
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
ዝፎትወኩም ተጋሩዋይ መዓረይ❤😘
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
ኡፍ ልበይ በሊዓትኒ ሓፍተይ ናተይ 😍😍😍😍😍😍❤😘
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 месяцев назад
SELAMEKUME YEBEZAH HEZEBI TEGERAY 💋💋💋💋💋
@selamselam7853
@selamselam7853 Год назад
ናይ ስደት ዘሕሎፎ ስቃይ ብክያት ከይአክሎ ህዝብና ንስካትኩም ድማ ብከምዚ ፕራክ ክትገብሩ አርክብኩም ድኩም መናደድቲ
@popopepo3069
@popopepo3069 Год назад
ሉሎመይ ፍቅረይ ክፍትወካ ኣነስ😍😍😍
@Selamwet2272
@Selamwet2272 Год назад
እውይ ክትሓሰሙ Hfetey 😥😥😥😥😥😥😥😥😥😣😣😣😣😣
@merrygere6497
@merrygere6497 Год назад
ይመቺኩም ተጋሩዋይ😂😂❤❤❤❤❤
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 Год назад
ይበሃል ኢላ ድሙ ተዃሒላ ድዩ ነገሩ ደናቑር ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣሎ ድዩ ? በነብሰ ሰጋኣ ተፃወቱላ? ርእሲ ደናጉል
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj Год назад
ሃገረሰብ
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 Год назад
@@AA-kt5zjትኽክል ወደባት ሃገረሰብ ኩሩዕ ሕማቕ ለይፈቱ
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Год назад
​@@zemichaelhailu8126 ኣይትፃረፉ ደቂ ሪመይ ማዓረይ❤❤❤❤
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 Год назад
ኣበይ እዩ እኒሆ ልፀረፍኩዎ ጓል ትግራይ ቅጭን
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Год назад
ዋይ😢 ምርጋምኽም😢😢😢❤❤
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino Год назад
ኣታ ታይ ጌራትኩም ኣታ ። ኬፍ የብላን ከምዚኣ ሲ ፡ ካብ ብረራ ወሪዳ ሲ ከተብኪዪዋ ።
@wedihaylu-qk4fl
@wedihaylu-qk4fl Год назад
ምስክነይቲ ኣጆኪ ❤❤❤
@edon7537
@edon7537 Год назад
ዋይ ምጨካኑ ኩሙ😮😮😢😢
@lifetogod2393
@lifetogod2393 Год назад
Merrye ayeney slezreakuki des eluñi meràkum merea Abraham Sara yigberelkum zhaftey amlak yitehaweso
@sgzg9615
@sgzg9615 Год назад
ደም ምን ብከዩ
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p Год назад
ደቀይ ታይ ገበረትኩም በስምኣብ
@ssafua8682
@ssafua8682 Год назад
ታይ ገበረትኩም ተብኪዋ ሳብራይዝ ገይርኩም ክንዲ ተሐጉስዋስ በስምአም😭❤
@user-si7ek7qc7w
@user-si7ek7qc7w Год назад
ውይ ክትሓስሙ 😭
@meharihayle3582
@meharihayle3582 Год назад
Ata entay geratkum tesenbdwa
@endateww6889
@endateww6889 Год назад
ግን ትምርት ነው pirank
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Год назад
ተጋሩዋይ❤❤
@fevenasgodom4425
@fevenasgodom4425 Год назад
Chekanat ikum..,.kimtsi iye ane abkereba kemzy ketigeburiny bisru
@selamselam7853
@selamselam7853 Год назад
ብካልእ ግዳይ ሳፕራይዝ ዘይትገብሩላ ግዴይ
@sadf1238
@sadf1238 Год назад
አዋይ ከትጭክኑ በክያት ንበክያት ግርክሙና 🥰
@tesfaldethaile4047
@tesfaldethaile4047 Год назад
ሰብ ብከምዚ ምብዳል ነውሪ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Год назад
ውይይይ ማዓረይ😂
@genetaregawi2924
@genetaregawi2924 Год назад
ተጋሩዋይ 😍😍😍😍
@negusngus7253
@negusngus7253 Год назад
Way mahazay shkorey 😭😭😭😭😭
@seniseni-iy9cw
@seniseni-iy9cw Год назад
ሚድያና ነዕቢ ተጋሩዋኒ
@nunununu6210
@nunununu6210 Год назад
Ehe meskin 😢
@user-sc7jq2uz9e
@user-sc7jq2uz9e Год назад
Des ayibilin nigasha beteley
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Год назад
ዉይይ ክትጭክኑ በስመኣም😢😢
@bazen_Health_and_Fitness
@bazen_Health_and_Fitness Год назад
😂 best prank ever
@lailalaila3509
@lailalaila3509 Год назад
ዊይይይይይይ ማዓረይ😢😢
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
እውይ ክትኸፍኡ በስምአብ 🥺🥺🥺
@danaitgebrihans
@danaitgebrihans Год назад
ወይ ሚስኪን 😢
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 Год назад
ዊች ብዚታት ክትልዱ ኣይብሉኩም እንዳ በከየትስ ፎዕዕዕዕ ኣሕዚናትኒ😢
@salamsalam6988
@salamsalam6988 Год назад
ናይ መርዓ ቪድዮ ልቀቁልና ❤
@yrgytdfg8808
@yrgytdfg8808 Год назад
ዋይይይይይ ታይ በድላትኩም
@ghdg8490
@ghdg8490 Год назад
ሓመድ ቡልዑ😭😭😭😭😭😭😭
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Год назад
ዋይ እንታይ ገበረትኹም ደቀይ ናፍቆታ ከይአክላሲ 😢
@kanyohaye
@kanyohaye Год назад
good job bro
Далее
ዮአዳን (ክፍል 22)
28:30
Просмотров 226 тыс.
Fancy VS Classic #shorts  @CRAZYGREAPA
00:33
Просмотров 661 тыс.