Тёмный
No video :(

ቀዛሕታ - ብትግራዋይነተይ ኣይደራደርን - ድምፃዊ ዘመን ኣለምሰገድ - ቀዛሕታ - 3ይ ሰሙን - 3ይ ክፋል 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 122 тыс.
Просмотров 212 тыс.
50% 1

ቀዛሕታ ኣብ DW ቲቪ ዝቀርብ መደብ እንትኸውን ባህልናን ፣ ቋንቋናን መንነትናን ንእቕበሉን ነዕብየሉን መደብ እዩ፥ ነዛ ዩትዩብ ቻነል ሰብስክራይብ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ንኽትከታተሉ ንዕድም። ስለዝመረፅኩምና የቐንየልና፤ . SUBSCRIBE NOW

Опубликовано:

 

19 июл 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 303   
@user-ri4xf3rd6o
@user-ri4xf3rd6o 5 лет назад
ንኣለም ሰገድ ዝፈቱ ስከ ላይክ ይረገጸኒ
@user-re8or4li5f
@user-re8or4li5f Год назад
ዘመን አለም ሰገድ እዩ ሽሙ ማዓረይ
@mehari2596
@mehari2596 5 лет назад
ዘመነየ እንኳዕ ናብዙይ አብቀኳ መዓረይ እመቤቴ ድንግል ማርያም ሐዚይ እውን አብዚሓ ትባርካ ማዓረይ
@amenbemnettassewshiferaw3655
@amenbemnettassewshiferaw3655 4 года назад
Selam
@user-jn4jq2yd7l
@user-jn4jq2yd7l 5 лет назад
እንካዕ ድንግል ማርያም ማሓረትካ ዘመን ሽኮር ጅግና ወዲ ህዝቢ 💪♥️❤️😍😍😍👌
@ha-nu9ne
@ha-nu9ne 5 лет назад
እንካዕ ድንግል ማርያም ብሰላም ማሓረትካ ምሳካ ትኩን ❤❤❤❤❤❤❤አለመይ ንፈትወካ ኢና እኮ ዋላንሕና ከምታ ንዓድካ ትፈትዋ ንሕናውን ፍትውትው 🌷🌷🌷❤❤❤❤❤
@helenhelen9419
@helenhelen9419 5 лет назад
ዘመን፡ኣለመሰገድ፡ጀግና፡ትግረዋይ፡በኪየ፡ነመስግነካ፡ንፈትው፡ድምፃዊ፡ሰለ፡ዘቅረብካልና
@brktihaile520
@brktihaile520 5 лет назад
እንቛዕ እ/ሄር ምሓረካ ዝሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ይፍጠረልካ ዝሓወይ ። ድምጺ ህዝቢ ይሰማዕ ብጣዕሚ 1000 ግዜ ተሰሚዓ ዘይትምኖ እያ ቀጽለሉ ዝሓወይ
@meresagidey123
@meresagidey123 5 лет назад
እንኳዕ ደሓን መፃኻ ዘመነይ ፈታዊ ህዝቡ ፡፡ ተመስገን አምላክ እንታይ ይሰአኖ!
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ዘሜ ኣቦ ሙዚቃ ክትከውን ተሓሪኻ ኣቤት ብቕዓት 100%•√
@shewitteklai8137
@shewitteklai8137 4 года назад
ኣነ ዝፍትዎ ስሎምን ሃይለ አዪ ንስሎምን ከ ኣቅርበልና ክብር ሓዉ
@tsegazeab84
@tsegazeab84 4 года назад
ምስ ራሄል(በዓልቲ ገዛኻ)ተዓረቑ።
@user-nq5oz9fe4y
@user-nq5oz9fe4y 4 года назад
ክዕረቁ ተስፋ ንገብር
@bri7094
@bri7094 Год назад
ራሄል ሃይለ ድያ ዝያዳይ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 лет назад
ትክክል ኢካ ዘመን ሰብካ እዩ ናትካ ሰብካ እንተክብር ኩሉ የክብረካ 👌👌👌😍😍
@user-xu8fw5sk2m
@user-xu8fw5sk2m 5 лет назад
ክብሪ ዝግቦኦ ግን ድማ ክብሪ ወይም ናዕዳ ዘይረከበ ከያኒ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
ዘመነየ እንኳዕ ናብ ዓደካ ትግራይ ትመለስካ ናይ ባሓቂ ጅግና ፍታዊ ህዝቢ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 лет назад
ዘመንይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ማዓረይ ጅግና እንካዕ ናትና ኮንካ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 5 лет назад
ወይለከ ኣታ ዝ ጋዘጤኛ ትግራዋይ ድዩ እባ ዘመንይ ሽኮር ሓቦኛ ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዶሞ እንኮዕ እመቤት ማሓረትካ
@salamagerasalama1808
@salamagerasalama1808 5 лет назад
ዘመነይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ማዓረይ!! ሐዚ'ውን እመቤታችን ድንግል ማርያም ትሓልውካ ጅግና ወያነ ወዲህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪👈👌።
@gebremedhinhans8121
@gebremedhinhans8121 5 лет назад
ነዊሕ ዕድመ ይሀብኩም ጀጋኑና!!
@user-wk4gn9sl2k
@user-wk4gn9sl2k 5 лет назад
ዘመን ሺኮር ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ ፈጣሪ ጅግና ሓውና
@be6210
@be6210 3 года назад
ጅግና ትግራዋይ
@lelegaltgrayasli8777
@lelegaltgrayasli8777 5 лет назад
ዘመን አልም ሰገድ ጀግና ♥♥♥
@user-eh6yy3qj4q
@user-eh6yy3qj4q 5 лет назад
ዘመነይ ብዙሕ ሰሪሑ ብዙሕ ዘይተዘረበሉ ጅግና ወዲ ህዝቢ ሰላምካ ይብዛሕ እስኪ ዘመነይ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ጅግና ኢካ ንፈትወካ ኢና ክቡር ናህና
@imissmama3978
@imissmama3978 5 лет назад
ዘሜ ሽኮር ኣቦ ጥበብ ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ 100%
@gualaragure8784
@gualaragure8784 5 лет назад
ዘመነይ ጅግና ትግራዋይ እሰይ እንካዕ ናትና ኮንካ
@user-tb8cf9eq8j
@user-tb8cf9eq8j 3 года назад
ዘመነይ ዝፈቱ በጃኩም Lake ገበሩለይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ተጋሩ አብይ አለኩም Lake
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 5 лет назад
እንኳዕ ደሓን መፃኻ ዘመነይ ፈታዊ ህዝቡ።
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 лет назад
ዘመነይ ኣስሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@AbcAbc-bn4jr
@AbcAbc-bn4jr 5 лет назад
ዘመን ማዓረይ ጀግና 💖💖💖💖💖
@user-nh6bc4li8q
@user-nh6bc4li8q 5 лет назад
ዘመንየ ህርመት ልበይ
@lovelyangel1339
@lovelyangel1339 5 лет назад
ዘመን እንኳዕ ናይና ኾንካ .....ጓል ሀገረሰብ ደርፉ ምንም ዘይመንዋ ደርፊ እያ ....እመቤታችን ትሓልውኻ
@alemtesfamaryam4307
@alemtesfamaryam4307 5 лет назад
ለባም ሰብ በርትዕ ኣጆኻ ጥዕናኻ ከዓ ሙሉእ ይግበረልካ
@user-sp2kk1zl7f
@user-sp2kk1zl7f 5 лет назад
ዘመን ሺኮር እንቃዕ ብሰላም መፀካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ኩፉእ ነገር ይሓሊካ ኣሰይ ከመይ ዲካ ኣኩሪዕካና ፈታዊ ሃገሩን ፈታዊ ክብሩን ከም ልቤይ ብምንታይ ክገልፀካ ሑቢ።
@rigbitgalltigray6113
@rigbitgalltigray6113 5 лет назад
እንኳዕ እግዚአብሔር መሓረካ ዘመን ሓወይ እንኳዕ ላብዚ ኣብቀዓካ ድንግል ምሳኻ ትኹን ምቁረይ
@user-fh5rx7sz1c
@user-fh5rx7sz1c 5 лет назад
ዘመነይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀፅለሉ ኣታ ፍሉይ ህያብ ትግራይና
@eyobalem7805
@eyobalem7805 4 года назад
ዘመን ኣለምሰግድ May favorite artist from All Ethiopia artists...!!go go forward Buddy from🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@roozkiros6065
@roozkiros6065 5 лет назад
ዘመነይ እንካዕ ናብዝይ ኣብቀዕካ ክብር ሓውና ተመስገን ፈጣሪ
@waziramada6747
@waziramada6747 5 лет назад
ዘመነይ እንኳዕ ሰላም መፅኣኻ
@user-tw7qe3lq5f
@user-tw7qe3lq5f 5 лет назад
ኣሊየ ኣታ ጅግና💪💪
@user-sf6ch7bt2n
@user-sf6ch7bt2n 5 лет назад
ዘመን ሽኮር እንኳዕ ሰላም መፀእካ ዶሞ አምላክ ፈጣረ ሙሉአ ጥዕነ የገብረለካ መዓርይ
@user-jn4jq2yd7l
@user-jn4jq2yd7l 5 лет назад
Zemen ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ ነበረልና
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 5 лет назад
Ma Hero ዘመነይ 😘👍
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 5 лет назад
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ በኬ ቀፅሎ መደብካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ
@shishaysis3072
@shishaysis3072 5 лет назад
ዘመን ብሩኽ ዘመን ይግበረልካ ዓይኒ ትግራይ ኢኻሞ ዕድመን ትዕናን ናዓኻ
@destaalem8353
@destaalem8353 4 года назад
ዘመን ሓወና ፁሩይ
@destatv1456
@destatv1456 5 лет назад
እንኳን እሜቤታችን መሓረትካ ዘሚ ሓወይ
@user-vx7hh4mr3k
@user-vx7hh4mr3k 4 года назад
ንበረልና ዘመንየ ከመይ ድካ መቅሰን👌👌👌💝💝💝💝💝💝💝
@tedroshagos6297
@tedroshagos6297 5 лет назад
ዘመን ሓወይ እንካዓ ማርያም መሓረትካ ሕማቅ ምስ ስማዓኩ ብጣዓሚ ሓዝነ ነረ ሕጅ ግን ክምት ዝሓዘንክዎ ብጣዓም ተሓጉሰ ዘመነይ ኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ
@sanireynatey2537
@sanireynatey2537 4 года назад
Antay koynu neru
@daniagualtigray5555
@daniagualtigray5555 5 лет назад
Zemenye God bless u 🙏 so proud of you 💪❤️💛Mearey
@xxtxtentacionmyking4453
@xxtxtentacionmyking4453 5 лет назад
ዘመነይ ምዓረይ ኩርዓት ተጋሩ ንስካስ ሕማቅ ኣይርከብካ ዝያዳይ ብተስፍ ንጽበየካ መቀረተይ
@ahadumeaza2207
@ahadumeaza2207 5 лет назад
Zemeny well com እንካዕ እግዛብሄር ናብ ትፈትወ መረበትካ
@anditbraun7550
@anditbraun7550 5 лет назад
Mulue mhret ywrdelka bro amlak msaka ykun
@semereshambel4340
@semereshambel4340 4 года назад
ኣምላክ ጥዑም ጸበል ኣደይ ድግል ማርያም ማሓሪና ኣሜን
@AnelleTube
@AnelleTube 3 года назад
ድንግል ማርያም ብዙሕ እዩ ምሕረታ። ና ፀበል አመንቲ እምነትኹም ይለምልም። ዘመንዋ ለ እንኳዕ ምሕረት ወረደካ። ቤኪ የቀብየልና።
@user-yn5sm5eq5l
@user-yn5sm5eq5l 5 лет назад
ዋይ ኢዞም ተጋሩ ከፍ ኪህቡኒ ማዓት ኢዮም ኣነ ኤርትራዊ አየ ግን
@stamrupakistan970
@stamrupakistan970 4 года назад
kiros wat were thanks wede erie hawena
@merilove8023
@merilove8023 4 года назад
Yakenaln marey
@salamispa3389
@salamispa3389 4 года назад
Stbukey enamesgnalen
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 4 года назад
Kiros wat were kkkkkkkkkkk mennetka deyu ahefirka ata komal tegraway resaha alet husur tegraway eka wedi lemani alet Tegaru medanagerti alet
@melesaxum2223
@melesaxum2223 4 года назад
kiros wat were ኣነ ትግራዋይ እየ ግን
@ezzel897
@ezzel897 4 года назад
"ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ" ኣብ ውሽጢ ልቢ ዝኣትው ደርፊ።
@ydgyydfg2650
@ydgyydfg2650 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ዘመነይ ምስ አዕራክትካ
@user-eu2pb9lw8f
@user-eu2pb9lw8f 5 лет назад
ዘሙ ዓይነይ😍
@alsaasefaalsa486
@alsaasefaalsa486 Год назад
ክብሪ ምስጋናይ ልመቤታችን ተመስገን ዘመን እንካን ማሓረትካ
@michaelyemane6697
@michaelyemane6697 5 лет назад
God bless Tigray, and you all!
@AliAli-oc9tq
@AliAli-oc9tq 5 лет назад
ቤክዋይ ንዘመን ስለዘቅረብካልና ነመስግን
@user-nq5oz9fe4y
@user-nq5oz9fe4y 4 года назад
ኣለም ሰገድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናትና ጅግና
@user-hb1id3vu4u
@user-hb1id3vu4u 4 года назад
ክብር ለድንግል ማርያም ይኹን እንካዕ ድሓንካ ወናም ትግራዋይ
@SarahSarah-ex2kh
@SarahSarah-ex2kh 5 лет назад
ዘመን ኣለምሰገድ ኣታ ጅግና ፈታዊ ህዝቡ ዕድምን ጥዕናን ያህብካ ናብ መቐለ ደሞ ጠቕሊልካ እተው ዝሓወይ ዓርስኻ ሓለው ዘመነየ።
@hjhj5640
@hjhj5640 5 лет назад
ዘመንየይ ማር ዌል ጅግናዮ እኻዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@arsemaarsema8580
@arsemaarsema8580 4 года назад
ዘመነይ ናይና ጅድታል ትግራዋይ 💖💖💖💖💖💖💖💌💌👌
@absalayared6955
@absalayared6955 5 лет назад
Emebata tbarka 🙏🏾😘enkae nabzi abkaka Emebrhan hizka mnm aytkewnn🙏🏾
@letaygabreklros4086
@letaygabreklros4086 2 года назад
ድንግል ማርያም ሓላዊትካ ትኩን ኣለመይ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@abinibini8645
@abinibini8645 5 лет назад
ዘበን ወዲ ኣታ ቡሩኽ ብጣሚ ብትሰርሖ ዑጉብ ኢየ ሓውኻ ኣቢኒ ቀጽል ጥራይ ኩሉ ክኣ ንሰምዖ ኢና ስራሓትካ ብሩኽ ሓው ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብካ
@samsunggalaxyj5samsunggala143
@samsunggalaxyj5samsunggala143 5 лет назад
ዘመነይ እንኳዕ ናብዙይ አብቀዐካ ፡ደርፍታትካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ፡እሰታይልካ ግን ፡ፅቡቅ ኣይኮነን ዘሎ
@daniagualtigray5555
@daniagualtigray5555 5 лет назад
l can’t wait 😊 Zemenye ❤️
@brilantebuy517
@brilantebuy517 2 года назад
ጀግናው ብዓደይ ኣይደራደርን ኢሉ ዘተግበረ ጅግና👍👍👍👍👍💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@genirn2398
@genirn2398 5 лет назад
በረከት ርኢቶ ክህበካ ኣብዚኣ ማለት ከዚ ንዘመን ክስካብ ትሓትት እቶም ካልኦት ካብ ዘቁለጭልጩ በቢተርራ ተዝኮን ካፍቲ ሓደ ናፍቲ ሓደ ናከድካ ተዝኮን
@lovelyangel1339
@lovelyangel1339 5 лет назад
ክክክክክክ ካብ ዘቑለጭልጩ....
@loveyajolove6472
@loveyajolove6472 4 года назад
😂😂😂😂😂😂😂
@djdhfu9998
@djdhfu9998 5 лет назад
ዘመን ሽኮር
@mangestu4336
@mangestu4336 4 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳን ደሓንካ ዝሓወይ
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Wel come habbbvb Meliue mehrat yegbralka amlk Haftka eritrewet kab sedttt
@3989910011
@3989910011 5 лет назад
ቤክ ንብዙሓት ሰባት ቃለምሕትት ምሃብካ ዝናኣድ እዩ ክትምስገን ይግባኣካ ነገር ግን እቲ ቃለምሕትት ብትግርኛ ኮይኑ እናሃለወ ብዙሓት ኣጋይሽካ ኣምሓርኛ እናሓወሱ እንትዛረቡ ክትእርሞም ኣይትራኣይን አረ ሓደ ሓደሻዕስ ንስኻ ውን እቲ ቃል ባዕልኻ ውን ክትጥቀመሉ ትረአ ኢኻ ንኣብነት ፊሊ ኣብ ክንዲ ኣፍልጦ ዝብል እውቅና እንትብል ንስኻ ውን እውቅና ትብል ኔርካ ነጸላ ዜማ ኣብ ክንዲ ምባል ነጠላ ዜማ ትብል ኔርካ ኣይትደራደርን ትብል ኔርካ ቡዙሕ ቡዙሕ ትዝስተኻኸል
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 года назад
ዘመነይ ፍልቕልቕ ዕንበባ መሐጎሲ ዓዱ ወድዞም ኣናብስ ጀጋኑ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 лет назад
እመበቴ እንቓዕ ረድኦትካ ዘመን ሓውና
@user-wk7cd6gd9q
@user-wk7cd6gd9q 5 лет назад
ዘመን ዘመናዊ 😘
@soligodislove4285
@soligodislove4285 5 лет назад
እንካዕ ደሓን መፃካ ዘመነይ ስለ ኩሉ እግዛቢሄር ይመስገን ሐዝን እመቤቴ ድንግል ማርያም ምሳኻ ቱኩን አሜን አታ ፍቅሪ ፀባየ ሰናይ 1000 ዓመት ንበረለይ thank verey much
@michaelnegash523
@michaelnegash523 5 лет назад
mhret enquae rekibka zemen shikor gobez artist kab wedi Eritrea
@atchanel6181
@atchanel6181 4 года назад
ንፉዓት ንድሕሪት በዓል መርከብ ከኣ ንቅድሚት ዋይ ግዜ ሓያል
@user-ro4nh7jh9e
@user-ro4nh7jh9e 5 лет назад
Zemeney marey edmen tenan yhabka hubi♥♥♥♥♥
@thomastube6705
@thomastube6705 5 лет назад
Zemen proud of you bro...and God bless you
@Gh-sj7yf
@Gh-sj7yf 5 лет назад
ዘመነየ ካብ ዓለማዊ ደርፍታት ወፂካ ለአመ አምለክ ዘምር አመስግን ማጨለት ደሞ ፀቡቅ እየ ኣይተቃርፅ በልለይ መልአክቲ አብፀሑለይ
@azadkhadimazadhadham1418
@azadkhadimazadhadham1418 3 года назад
ዘመነይ ኣብ እምነትካ የፅንዕካ እቤታችን ቅድስት ማርያም መድሓኒትና ዝወለደት ባዕላ ትሓልውካ ዝሓወይ
@selamyowehans4427
@selamyowehans4427 5 лет назад
Deki tigray shkorinatat ayzokum nayna 😍😍😍😍😍
@abebahailu5423
@abebahailu5423 4 года назад
እግዝአብሄር እንኳዕማሓረካ ድንግል ማርያም ትሓሊካ
@user-ws9gd3tk9s
@user-ws9gd3tk9s 5 лет назад
ዘመንይ ናይ ሕማምይ ፍትውውውውው
@hagosbobb9405
@hagosbobb9405 5 лет назад
ዘመን ሹኾር በርትዕ
@goatmessi7857
@goatmessi7857 5 лет назад
zemen the hero tigrian keep it up u are on the target of people. i loved ur potential of ur job
@dyfgdgfffhrgfgg6546
@dyfgdgfffhrgfgg6546 4 года назад
አስታርቃቸው ዘመን ራሄላ በጣም ነው የምወዳቹ እድሜና ጤና ይስጣቹ ታረቁ አሺ
@soniag5601
@soniag5601 5 лет назад
እግዚአብሔር ዕድመኻን ጥዕናኻን የብዛሐዯ እንካዕ እግዚአብሔር መሐረካ
@user-bl8hv7ux4o
@user-bl8hv7ux4o 4 года назад
ዘመነ ጆግነ ዉደትግርይ ኣንካዕ አሜብተቻን መሐርተኪመፅእኪ የብርኪ ባጣዓሚእያዝደነቅኪ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 2 года назад
#ዘመነይ እምብር ትግራዋይ ፅኑዕ በዓል ስረ ወድዞም ጀጋኑ ብዓወት ተመለስ💛💕💊
@user-ru8ml4on5c
@user-ru8ml4on5c 4 года назад
ዘመነይ ፉሉይ ፍጥረት
@letaygabreklros4086
@letaygabreklros4086 Год назад
ዕድመን ጢዒናን የሃብኩም ጀጋኑና
@user-sl2gy5mb6x
@user-sl2gy5mb6x 5 лет назад
ዝማአን ሽክውር ያአክይ
@alulamedia-3278
@alulamedia-3278 5 лет назад
ዘመን ለባም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@amanuelhaile9749
@amanuelhaile9749 4 года назад
ዘመን ሓዎይ እንቃዕ ጥዕና ረኸብካ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@user-vp9rj4qo5e
@user-vp9rj4qo5e 5 лет назад
Shukorinatat deki tgray halal
@user-yk5fp9of6l
@user-yk5fp9of6l 5 лет назад
ዘመን ጅግና ትግራዋይ ❤😍❤😍❤
@loveu4ever960
@loveu4ever960 4 года назад
ኣታ ኣበይ ኔረ ክሳብ ሕጂ ኮመንት ዘይፀሓፍኩ ተመስገን ፈጣሪ ዘመነይ ቋዕ ንዚ ኣብቀዕካ ❤❤❤
@samrawithalefom3913
@samrawithalefom3913 5 лет назад
ዘመነይ ጅግና
@habenhagos5175
@habenhagos5175 4 года назад
Ata ane zehrekuni msue zelewu tuta verom nab show ymexu kurub ember zemen i like u gbu
Далее
ብልሳን ኣቦይ ጠዓመ ደስታ
12:46
Просмотров 12 тыс.