Тёмный
No video :(

ድምፃዊ ዘመን ኣለምሰገድ ኣብ ቀዛሕታ 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 122 тыс.
Просмотров 49 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Опубликовано:

 

19 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 427   
@tglove7635
@tglove7635 Год назад
ዘመነይ ብሉፅ እንኳዕ ደሓን መፃእካ❤️💛 ኣድነቅቲ ዘመን ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋኒ
@Galtgray846
@Galtgray846 Год назад
ኣብመንገዲ ፍቃዶ የመንን ኣብእስርቤት ዘለው ተጋሩ ድምፂ ኩኑና ሰብና ይውዳእ ኣሎ😢😢😢😢😢
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Год назад
ዘመነይ ንስካ ኢካ ብሉፅ ናዓየይ ጎይታዋይ my king 👑❤️💛🦋🥺 ካብኡ ለ ብዛዕባ ኣብ ስደት ዝሃልቅ ዘሎ መንእሰይ ድምፂ ኩኑ መንኣሰይና ይሀልቁ ኣለዉ በጃኩም የመነን ራጎን ሰብ ይዉዳእ ኣሎ ስደት ደዉ ይበል💔😢
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Год назад
ዘመን ጀግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምሉእ ሰላም የወረድልና ለዓዲና ለህዝብ ና አውን ♥️👏♥️🌹
@tgrawayhale-rp4rz
@tgrawayhale-rp4rz Год назад
Tkkl Kbretey ❤👌wala nski shkorina😗✌
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Год назад
@@tgrawayhale-rp4rz የቀንይልይ ሓለላይ ♥️🌹
@umafepop3439
@umafepop3439 Год назад
Jigna wedi hizibiy tebae dimixawiy
@zewdu756
@zewdu756 Год назад
Thank you somuch to comeback /ቢጣዕሚ ነመስገን ኢኳዕ ቢሰላም ተመልስካ ቃዛሕታ ኢዉን ቢጣዕሚ ኢና ኒፎትወካ ፒሮጊሞካ ቢጣዕሚ ኢና ነመስጊን አጀኹም አጆና ተጋሪና ኒተለባበር ሀዳረኹም
@zewdu756
@zewdu756 Год назад
ዘመን ጀግና ወዲ ዉዲ ህዝቢ ትግራይ እዚጋአሄር ይሀልኻ ተመስገን
@merhawimeles4698
@merhawimeles4698 Год назад
እቲ ካብ ተጋሩ ኣሕዋትና ደርፈቲ ብቀዳምነት ዝፍትዎ ውዱእ ስነጥበባዊ ገጣሚ ዘያሚ ሙዚቄኛ ኩሉ ዘማልአ በቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመነይ
@arsenalforever5268
@arsenalforever5268 Год назад
Zemen zfetwo derfa 💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet Год назад
ዘመን ከም ስሙ ዘመኑ ዝጠልቦ ትግራይ ትጠልቦ ክሉ ብጥበብ ንህዝቡን ዓዱን ከወቅብ ሰለም ከየበለ ዝሓድር ውላድ ትግራይ ኣጆኻ ቃላት ይሓጽር መግለጺ ኣልቦ ቀጽለሉ 👏👏👏👌👌👌👍👍...
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Год назад
ዘመነይ ❤💛 ሞተር ህዝቢ ጭዋ ስነ-ጥበባዊ መን ከማኻ🎶
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ከያኒን ተጋዳላይን ዘመን ብጣዕሚ ንፈትወካ ነኽብረካን ትግራይን ህዝበይን ኢልካ ዘይትፀግብ ተባዕ ትግራዋይ ንበረልና🙏❤️💛
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
በጃኹም ነቲ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝብና ድምፂ ኩኑና💔 ኣብ ስደት ሰብና ተወዲኡ እግዚኣቢሔር ኣምላክ መፍትሒ የውርድ እምበር💔😥😥
@user-ht5nh8xi1f
@user-ht5nh8xi1f Год назад
😭😭🙏
@freboy738
@freboy738 Год назад
ዘመን ዘመናዊ ናይ መንእሰያት ጅግናና እተፈትዉ Like ተጋሩዋይ🥰🥰🥰
@hawegaltigray1174
@hawegaltigray1174 Год назад
ዘመነይ አንኳዕ ዳሓን መፃአኻ ብፍቅሪ ዓድ ዝዓበደ ጅግና ❤❤❤ቤክዋኒ አንኳዕ ዳሓን መፃአኻ ክልተ ኾኾባት ትግራይይ ❤❤❤
@dehabberhe3293
@dehabberhe3293 Год назад
ዐ ሰኀ
@fffgggrtgh1385
@fffgggrtgh1385 Год назад
ዘመነይ ጅግና❤❤❤❤❤ቡሉፅ ትግራዋይ❤
@amam5408
@amam5408 Год назад
ዝፈትወን ዘክብሮን ከያኒ እና ተጋዳሊ ኢካ ዘመነይ ብኣካ ንኮርዕ ኢና ቀፅለሉ ጅግናና🔐💊🙏♥️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@gueshabrhaley4666
@gueshabrhaley4666 Год назад
ኣነ ከም ዘመን ገይረ ዘድንቆ ሰብ የብለይን ኩሉ ግዜ ብህዝቡ ኣይክኢለሉን ዩ። I love you zemen and I am so proud of you 💪✅😍
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 Год назад
መርከብ ቦኒታ ከ?
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 Год назад
ዘመነይ ዘመንካ ይባረኽ ኣዝየ'የ ካብ❤ ዝፈትወካን ዘድንቐን ቀጽሎ
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k Год назад
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ብስላም መፃኻ ናብ ቀዛሕታ❤❤
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 Год назад
❤❤ ስነ /ዘበን ኣለምስገድ ብጣዕሚ፡ከድንቀካ ማዓት የ ። ብቃ ውጽዕ ህዝብኻን ለዋህ ምኻንካ የፍልጥ የ!! ሓውኻ ካብ ኤርትራ ዜጋ የ ብቃ
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
ዘመነይ ጅግና ፍረያት ትግራይ እግዚአብሔር አምላክ አብ እትደልዮ ክትበጽሕ ፈጣሪ ይሓግዝካ መጻኢካ ብሩህ ይኩን ወዲ ህዝቢ ኢካ እሞ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ጅግናና💖💖💖❤❤❤ በረከተይ እውን አምላክ ምሳካ ይኩን ብሩከይ💖💖💖
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ተጋዳላይ ዘመን አለምሰገድ ብጣዓሚ ኢና ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ጥበብ ንጉስ ናይ ትግራይና❤️💛
@lemlemtse
@lemlemtse Год назад
ዘመነይ አንካዕ ዳሓን መፃካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤❤❤ብፍቅሪ ዓዱን ህዝቡን ዝዓበደን ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yd8np6uq7r
@user-yd8np6uq7r Год назад
ዘመነይ ዘመንኻ ይባረክ 🙏 ተጋሩዋኒ👌♥
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 Год назад
ዘመነይ ጆግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሓወይ መአረይ❤️💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛❤️
@user-dv4pc1yp7k
@user-dv4pc1yp7k Год назад
ዘመነይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤ በረከተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤ አብ ስዑዲ ዓረብ ዝሃልቅ ዘሎ መንእሰይ ክስረሐሉ አለዎ እዞም አብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ መንእሰይ ንከይስደት እቲ አብ ስደት ዘሎ ስቃይን ሞትን ክፈልጦ አለዎ መንእሰያትና ይጠፍእ አሎ ዓዲ ብዘይ መንእሰይ እንታይ ዋጋ አለዎ 😢😢😢😢
@desnetkbrom
@desnetkbrom Год назад
ዘመነይ ጅግና ኣቦጥበብ ዕድመን ይሃብካ❤❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ምሉእ ሰላም ድማ ይግበረልና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤💞👏🙏
@user-kk3xp2om6d
@user-kk3xp2om6d Год назад
ዘመነይ እንካዕ ዳሕን መፃካ ጅግና ሓውና♥️🔥
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 Год назад
Zmene zmene Kisanet ygeberelikume kab blibi nifetwekume 🇪🇷
@tittttittt8380
@tittttittt8380 Год назад
Amen ❤🙏
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ዘመነይ ጅግና ብፍቕሪ ህዝቡ ልነደደ ንበረልና🙏❤💛
@merhawitesfagerges6920
@merhawitesfagerges6920 Год назад
ዘመነይ ጎይታ ጥበብ ንጉስ መድረኽ ከም ወትሩ ቡሉጽ እንቃዕ ገጽካ ራኣና ዕድመ ጥዕና እሃብካ እግዚአብሔር❤❤❤
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Год назад
ዘመነይ ብቡዙሕ ንፎትወካ ጅግና ናይና ንበረልና ንዓና ክጥዕመና♥️💛✊
@sunnyses4475
@sunnyses4475 Год назад
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እታ ትምነያ ትብህጋ ትግራይ ትሪኣ ይግበርካ ❤️💛🙏
@FihbHhjj
@FihbHhjj Месяц назад
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝብ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@feefderf5946
@feefderf5946 Год назад
ዘመነይ ብሉፅ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ጀግና ወዲ ህዝቢ💞💞💛💜ትግራዋይ መግለፂ የብለይን✊😍
@user-fe4mt6ky1b
@user-fe4mt6ky1b Год назад
ዘመነይ መዓረይ ትፍለየኒ ኢካ ❤❤❤❤
@ove6164
@ove6164 Год назад
ዘመነይ King 👑👑👑 ከምቲ ትሰርሖ ቡዙሕ ኣይተዘረበልካን⭐💎
@galwukro
@galwukro Год назад
ዘመነይ ፍረ ውቅሮ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰❤💛🙏
@tomab4035
@tomab4035 Год назад
ዘመን ድምፂ ህዝቢ እንተበልኩካስ ዝንእሰካ ይመስለኒ ንዕብየት ትግረኛ ዓብይ ኣስተዋፀኦ ዝገበርካ ከያኒ ደራሲ መቀናበሪ ኩሉ ኢካ ደርፍታትካ ምስ ጊዜ ዝከይድ ደርፍታትካ ኣብ ዝሰምዐሉ ጊዜ ብካ ኣብ ዓደይ ፀኒሐ እቲ ማንም ትግራዋይ ንዓዱ ዝከፈላ መስዋእቲ ከፊለ እስካብ ዝብል እየ ዝበፅሕ ንዝከፈልካዬ መስዋእቲ ኩሉ ከመስግነካ ይፈቱ ንበረልና we love you Zemen ናብ ደገ ወፂካ ቱር ክትገብር ተስፋ ይገብር 🥰🥰🥰
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃእኹም❤❤ ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ ዘመነይ🌹💛ታማ ፀጉርኻ ሃምናዓፋር😋❤ በይዛኹም ድምፂ ዝስደቱ ዘለው ኣሕዋትኹም ኹኑልና 😢ሰደት ለውጢ ዘይኮነ ሞት እዩ ዘሎ
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha Год назад
ዘመነይ እንኳዕ እስከ ትግራዋይ ኾንካ, ንዓካ ዝገልጽ ቃላታ ይብለይን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ወዲ ህዝቢ❤💛
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Год назад
ዓንዲ ህዝቡ ትግራይ ባዕላ ዘመነይ♥️💛✊
@markoslemlem7483
@markoslemlem7483 Год назад
ዘመን አለምሰገድ ጀግና ተቃላሳይ ወዲ ህዝቢ ብጣእሚ እና ነኮርዕልካ
@user-gq5gx4iq9c
@user-gq5gx4iq9c Год назад
ዘመነይ ብሉፅ ጅግና ፈታዊ ህዝቡ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኻ❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ዘመነይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ኣነስ ቃላት የብለይን በቃ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግናየ 🙏❤️ቤክየ ለ የቀንየልና ❤️
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
ዘመን ትግራይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ 😘🥰
@alemefem5459
@alemefem5459 Год назад
ዘመን ኣለም ሰገድ ብርግጽ ንስኻ ዘመን ወዲ ኣለም ሰገድ ትሕት ፈጣሪ መምሕር ናትና ኢኻ ወዲ ኣበይቲ ዘመን እንኳዕ ብሂወት ሃለኻልና ንስኻ & ዉቅያኑስ ጉዑሽ ልዕል ሂወተይ ይፈትወኩም
@galbeyene3328
@galbeyene3328 Год назад
omg txsyou ቤኪ ሓወይ ዘመነይ ሰለ ዘምፀአከልና ዘመነይ My king ናፊቅናካ ፀኒሕና❤🤴🙏ዘመነይ በጃካ ከይትቆርፆ ፀጉርካ ከፀብቀልካ ማዓት እዩ ጎይታዋይ
@user-qb8eh4bg1e
@user-qb8eh4bg1e Год назад
ዘመነ ጅግኔ❤❤❤❤
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l Год назад
ተጋደላይ ጀግና ዘመን ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ነቲ ደላይ ስላም ምሉእ ስላም ን ምሕርትን የውርደልና ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤መርአያ ትግራዋይነት ኩሉ ግዜ ህዝበይ ዓደይ ምስ በልካ
@user-pc8se6xo9s
@user-pc8se6xo9s Год назад
ዘመነይ ጅግና ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
ዘመን ናይ ዘመነ ትግራይ😍😍🤗ሙሉእ ሰላም ንህዝብና😍🙏
@nawanawa6775
@nawanawa6775 Год назад
❤ዝዘመን እዙይ ዘመና እዩ ተጋዳላይ ኣለምሰገድ
@thomastube6705
@thomastube6705 Год назад
"ዘመነይ ሐወይ ኖበረልና። ኩርዓተና 🙏🙏🙏🙏
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ዘመን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንህዝብና እውን አምላክ ምሉእ ሰላም ይግበረሉ❤
@alemisahay4936
@alemisahay4936 Год назад
ዘሚየይ እንኳዕ ናብዚ መደብ ብሰላም መፃካ ኩሉ ዶ ከማይ ናፍቅኳ ይነብር ዘሚየይ ምጣዕሚ ዘድንቀካ ዘፈትወካ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤ ቢኪ ከዓ የቅየልና ንዘሚ ዘምፃካልና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️💛❤️💛💛❤️💛❤️💛💛❤️💛❤️💛💛❤️❤️💛💛❤️
@user-rp2nd6xw7d
@user-rp2nd6xw7d Год назад
ኣነ ኩሉ ግዝየ እየ ዝናፍቆ ነይረ
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 Год назад
ዘማን ዘመንካ ይባረኽ ❤❤❤❤ በኪ ብጣዓሚ ኢና ንፎትወካ።❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ኩሉኹም ዘመንኩም ይባረኽ ዘመና ይባረኽ❤❤❤❤❤❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Год назад
ዘመነይ ጅግና እንካዕ ዳሓን መፃእካ ናፍቅናካ❤❤❤❤
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Год назад
መን ከም ዘመነይ እንኳዕ ድሓን መፃእካ ዘመነይ ናፊቅናካ ነይርና በርከት ሓወይ እውን የቐንየልና😍
@user-jc9tn5pu1x
@user-jc9tn5pu1x Год назад
በረከት ሓደ ሓደ ግዜሰ ብዛዕባ ሰደት ንእሸተይ ባ አቃልዑልና ወጣትና ፈቀድኡ በረካ የመንን ዓረብን ይተርፍ አሎሞ በጃኩም ድምፂ አሰምዑ ህዝብና አይፈልጥሎን ዘሎ ንብረትን እንስሳን እናሸጠ ደቁ ፈቀዱኡ በረካ ይተርፍ ኣሎ ሰለ ወጣት
@znawuabadi7105
@znawuabadi7105 Год назад
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ግዘ ህዝበይ ምስ በልካ ኢካ እሞ ክብሪ ይሃብካ ኩለን ደርፍታትካ መልአክቲ አለወን ብተለይ እታ ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ እትብል ንከዚ ዝተደረፈት እያ ትመስል እና ቀፅለሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኩዉር ሓዉ
@user-qy8vf3zb1i
@user-qy8vf3zb1i Год назад
ዘመን ጀግና❤❤❤❤❤ ወዲ ህዝብ ትግራይ ንምንታይ ዘይፈቶ
@mnbbmmn9890
@mnbbmmn9890 Год назад
ዘመነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ❤❤❤❤❤ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ዘመነይ ተባዕ ትግራዋይ ከያናይ ብፍቅሪ ዓዱ ዝዓበድ ❤❤❤❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 Год назад
ዘመን ጅግና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Год назад
ዘመነይ ፈታዊ ህዝቡ❤❤
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 Год назад
ዘመን ጅግና አኻ 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
@djdjkriri4o367
@djdjkriri4o367 Год назад
ስለም ስለም ዘመን። እንካዕ ዳሀን መፅካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigig6313
@tigig6313 Год назад
ዘመን ጅግና ዓብዪ ሰብ ንበረልና እሰከ 🙏❤️❤️
@selam2816
@selam2816 Год назад
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤🙏🙏
@beriha5514
@beriha5514 Год назад
ዘመነይ ብጣዓሚ እና ንፈትወካ ❤❤❤❤ እንኩዓ ብሰላም መፃካ 🙏🙏🙏
@zewdeneshamare9782
@zewdeneshamare9782 Год назад
❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️🍀Grazie mille Bereket hawna. Agekum deky tgiray Adey tgiray tsier tiwet Agona geganu, 🙏🍀🍇
@user-cr3ne9cp1e
@user-cr3ne9cp1e Год назад
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤💛❤️💛❤❤🥰💊
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ዘመነይ ጀግና ወዲ ህዝቢ❤💛ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ዛሓወይ❤ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና❤💛 የርእየና ኣምላክ
@alhamredae2472
@alhamredae2472 Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኹም ደቂ ሪመይ ዘመነይ ጅግና ❤❤
@mohj145
@mohj145 Год назад
ዘመነይ ከመይ ከ ዘይንፈቱወ ጀገና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤
@user-zq9vz7vp4d
@user-zq9vz7vp4d Год назад
እግዚአብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመነይ ዘመናይ 🌹🌹🌹🌹
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b Год назад
ዘመንይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩ ተጋሩዋ አጀኩም አምላክ አብ ሰራሕኩም የሳልጠልኩም❤❤❤
@lemlemlemlem5614
@lemlemlemlem5614 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመነይ ጀግና❤❤❤❤❤💕💕💕💕💕
@tgstbrhane
@tgstbrhane Год назад
ዘመነይ ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ መአረይ♥
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Год назад
I love what zemen Alemsgad is doing to tigray. I'm proud of him thanks
@MebrihtiAesresu-fj8ik
@MebrihtiAesresu-fj8ik Год назад
ዘመንይ ማዕረይ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ መኸንያት ፅጉርካ እሱ ሙኾኑ ገሚት ነይረ መኸንያቱ ከብ ጂጋና እሱ እኻ ተፅብ ህዝቢ ምዕራብ እስካብ ሕዚ አይሳሓቀን ዛሎ እቲ መልሲ እሱ እዩዘመንይማዕረይብጣዕሚእናንፈትወካመኸንያትፅጉርካእሱሙኾኑገሚትነይረመኸንያቱከብጂጋናእሱእኻተፅብህዝቢመዕራምእስካብሕዚአይሳሓቀንዛሎእቲመልሲእሱእዩቓ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ዘመን ኣለምሰገድ ጀግና ሓውና እንኳዕ ናትና ኾንካ😍❤️💛
@Bana_media
@Bana_media Год назад
Well come my blood ❤😊 ንእውደካ'ምበር የለን ንእወዶ ንሞት ቀቲላን’ስ ሞት ክንላመዶ🤔
@lemlemgrzhr4473
@lemlemgrzhr4473 Год назад
ዋው ዘመነይ ቡሉፅ❤❤❤❤❤❤❤❤❤king of king❤💛
@lamlamabdu7639
@lamlamabdu7639 Год назад
ጅግና ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e Год назад
ዘመን ኣለም ሰገድ ሓደ ካብቶም ዘድንቀካ ሰማዒ ሙዚቃ እየ ንስካን ቶማስ ኣልኣዛር ዘመሳስለኩል ኩሉ መሳርሒ ሙዚካ ትክእሉ ምካንኩም እዩ 🎉🎉🎉🎉
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Год назад
ዘመን ጅግና ኣጆኻ በርርዕ ወዲ ህዝቢ ❤❤ ንህዝቢ ትግራይ ካኣ ሙሉእ ሰላም ይግበረሉ ዝተፈላለየ ዝታሓቓቖፎሉ ዝተመዛበለ ናብ ገዙኡ ዝምለሰሉ ንስለ ትግራይ ኣካሎም ዝኸፈሉ ጉቦኦም ዝረኽብሉ ወላዲ ዉሉዱ ዝሓቕፎሉ ዘመን ይግበረልኩም ንኹሉ ወዲ ሰብ ሰላም ቅሳነት ዝፈጥረሉ ግዜ የምጻኣልና
@user-yn8tb8ij3c
@user-yn8tb8ij3c Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መግለፂ የብለይን
@user-xd5qv6bs4r
@user-xd5qv6bs4r Год назад
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤
@hrithrit5716
@hrithrit5716 Год назад
ዘመነይ ግርማ ትግራይና❤🥰
@lemlemgebremariam7200
@lemlemgebremariam7200 Год назад
ዘመን ጀግና ብፍላ ኽቡርእዩ ዝባና ዘይስቀሎ ኮሮቻ ተብል ብጣሚ ፅቡቕ እዩ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_ዋው ዘመ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ጀግና ተጋዳለይ ዘመን አለምሰገድ ብጣዕሚ ልባም_
@selugaltigray5137
@selugaltigray5137 Год назад
ዘመነይ💙 እንኳዕ ዳሓን መፃካ ቤኪየ የቅንየልና ሰለዘቅረብካልና💚🙏
@yrgytdfg8808
@yrgytdfg8808 Год назад
ዘመነይ ❤❤❤
@ftfhh-zx4yk
@ftfhh-zx4yk Год назад
ዘመነይ ጅግና❤
@hilarytseghuen3271
@hilarytseghuen3271 Год назад
The love I have for Zemen is unconditional ❤
@tigrayeyahegrey3705
@tigrayeyahegrey3705 Год назад
ዘመነይ ጅግና❤❤
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 Год назад
ብጣዕሚ ዝገርም እላል ግና ዘመነይ አነ ከም ናተይ ሪዒቶ ብፍላይ ናይ ራያ እቲ ብእግሪ ዝፅወትዎ ከም ናይ ሰሌ ሒዘያ እዝር ትብል ዘላ ሙዚቃ ብደንቢ ተትሰርህሉ በሀሊት እየ በርትዕ 💛❤️💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞👌
@jhongirma-hu8eh
@jhongirma-hu8eh Год назад
zemen you are really hero and real man in life . long live for you our proud brother . JO Z AREKEY
@tgrawayhale-rp4rz
@tgrawayhale-rp4rz Год назад
My Hero❤👌✌
Далее
Sevinch Ismoilova - Xayollarim 18-Avgust 19:00 Premera
00:19
Хитрость старого мастера #diy
00:54
25 ዓመት ኣብ ቤት ህንፀት - ቀዛሕታ
36:37