Тёмный

ቂሐ ፅልሚ - 1ይ ክፋል ተከታታሊ ትግርኛ ድራማ / Qihe tselmi - tigrigna drama part 1 - Aura ኦራ Entertainment + Dw tv 

Aura ኦራ Entertainment
Подписаться 82 тыс.
Просмотров 30 тыс.
50% 1

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ
#tigrigna #ኦራ #Dwtv
ቂሐ ፅልሚ - 1ይ ክፋል / ተከታታሊ ትግርኛ ድራማ / Qihe tselmi - new tigrigna drama part 1 - Aura ኦራ Entertainment + Dw tv
#AuraEntertainment #ora | Tigray | eritrea | Ethiopia | tegaru | eritrean | ethiopian | habesha | eritreanfilm | tigrignadrama | tigrignamusic
Make sure to subscribe Aura ኦራ Entertainment and turn on notifications to stay updated with all new uploads!🔔
/ tigraidaily123
/ @aura.entertainment
Copyright © Aura Entertainment: Any Unauthorized use, re-uploaded or distribution is strictly prohibited

Развлечения

Опубликовано:

 

9 авг 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 318   
@selam801
@selam801 10 месяцев назад
welcome back ደቂ ሪመይ❤ መን አሎ ከምዚ ከማይ ቤተክርሰትያን ሪኡ ዝናፈቀ😢
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f 10 месяцев назад
ኩሊና እና ኣጀና ሰላመይ😍 ማዓረይ ስደትና ሓፅሪ ክንከድ እና ናብ ቤተ እግዚአብሔር ተኣኽብና ። ከምዚ እልና ድማ ክነመስግን እና ። ዕልልልል በሉ ንስሚ ዘምሪ መድሃኒ ኣለም ግሩም ዩ ግብሩ(3) ዕልልልልልል እና በልና ኣጀና
@user-bh7wk7xz7j
@user-bh7wk7xz7j 10 месяцев назад
ኩላትና ኣለና❤❤ግን ኣብ ዝከድክዎ እየ ዝረክበኪ ኣበዘይ ከድክዎለ ትህልዪ ትኮኒ እና ከመይሉ ግዜ ይተኣካከለልኪ ጓል ሪመይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 10 месяцев назад
​@@user-bh7wk7xz7j😂😂 ዋላ አነ አብ ኩሉ እየ ዝሪአ ሰላመይ😅
@user-bh7wk7xz7j
@user-bh7wk7xz7j 10 месяцев назад
@@user-sy8hs2zj9y 😁😁😁😁
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 10 месяцев назад
ኣነ ባዕለይ ኣምላኽ ናብ በይቱ የብቀዐና😢🙏
@TsritigalAtsbiTIGRAY
@TsritigalAtsbiTIGRAY 10 месяцев назад
ዌልል ተጋሩዋይ💜😍 ንሽላ ሪኡ ዝመፀ Like ረጊፁ ይሕለፍ💛❤👑
@user-iq8rg8fo8k
@user-iq8rg8fo8k 10 месяцев назад
እንዃዕ ብሰላም መጻኩም መበል 21ባዕለይ🚶‍♀️ ቤተ ክርስቲያን ሪኢና ካዓ ደስ ኢሉና😢🎉❤😂🥺💊ተጋሩዋ ላይክ ግጨው ብስም ዚኣ 21❤ 🚶‍♀️
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 10 месяцев назад
መን ኣሎ ከምዚከማይ ቤተክርስቲያን ሪኡ ደስ ዘበሎ ዘመንኹም ይባረኽ ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ፍልሚ 🙏🥰❤️💛
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋይ ❤ መጀመርታ መእተዊኹም ደስ ክብል ቤተክርስትያን ከማይ ዝናፈቅኩም ቤተ ክርስትያን ምስዓም 👍 ፀፍዑኒ ምእንቲ ብሓደ ተታሒዝና ክንከይድ ካብ ስደት ምስ ተመለስና ተጋሩዋይ❤️🥰
@Hareg675
@Hareg675 10 месяцев назад
ኣሜን ዛሓፍተይ ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም🙏
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 10 месяцев назад
አሜን ዝያዳይ ንመን ኢሉዎ ፈጣሪ❤
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 10 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ❤
@abyabby9886
@abyabby9886 10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ውዴ❤
@abyabby9886
@abyabby9886 10 месяцев назад
ተጋሩዋኒ🥰😍
@melatmelat-fy5he
@melatmelat-fy5he 10 месяцев назад
🥺እስኪ ንቶም በሊዖም ዘይፀገቡ ዕሸላት ደቅነና😥 በይዛ ዓዶምን ህዝቦሙን ዝኾኑ አሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ አብ ሕቁፎኡ የንብረልና 😥🙏
@user-su8by1vd9s
@user-su8by1vd9s 10 месяцев назад
ዋይ 🥺🥺ብኻልእ ዘይትብል😢
@__-wj7zq
@__-wj7zq 10 месяцев назад
_ዋ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ግን ስብ ይጉዳእ ምኻኑ ይርደአና ዶ😢🙄_
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 10 месяцев назад
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ደቂ ሪመይ ቀደመይቲ ክፈል ድራማ ቀደመይቲ ኮሜንት ፃሓፊት ባዕለይ ብሹም እዛ ሓዳሽ ድራማባ ላይክ ሃቡኒ👍 ❤💛🥰Good luck💦
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 10 месяцев назад
​@@Ashendatube594ገይረልኪ ክብረተይ❤❤❤
@fanafani2638
@fanafani2638 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቡሉፃት ተጋሩዋኒ❤ቤተክርስትያን ካብዘይሳለም 4ዓመት ገይረ ኣብ ስደት ረሳሕ ቤተክርስትያን ዘይብሉ ዓዲ ተሰዲተ ትዕድለይ ግን እዚ እዩ ወትሩ ዘሕስበኒ ከማይዶ ትኮኑ😢😢😢😢
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q 10 месяцев назад
ተመስገን በሊ አቦታትና ኮ ይምህርና አለዉ ኩሉ ግዜ ኩሉ ዝበፅሕ የብፅሕልና አለዉ ካምዝ መን ሓስብዎ ነይሩ ድዩ ሰደት ብስላም ዓድና ተመልስና ናብስጋሃደሙ የብቀዐና
@fanafani2638
@fanafani2638 10 месяцев назад
@@user-zy6bx3hi6q ማዓረይ ትምህርቲ ጎዲሉኒ ስደት ዝብል ፅሑፍ ድኪ ኣምቢብኪ
@letshabrha6005
@letshabrha6005 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ዓድኻ ይረኣየኻ🥺
@user-cm8ij9hd7s
@user-cm8ij9hd7s 10 месяцев назад
ዋላ ኣነ ቤተክርስትያን ከይደ ክሳለም ናፊቀ😢
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y 10 месяцев назад
_ኣጆኺ ማዓረይ ንኩሉ ግዜ አለዎ ተስፋ አይንቁሮጽ😘_
@mediwukro6662
@mediwukro6662 10 месяцев назад
ኣሰይይይይይ መፈለምታኹም ድምጺ ቤተክርስትያና ኣስሚዕኩምና ነመስግን 👏እንካዕ ዳሓን መጻእኹም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ❤
@MuluKahsay-eu3cu
@MuluKahsay-eu3cu 10 месяцев назад
Welcome ደቅነዋ✌️ኣሰይይይ ተመስገን🙏 መእተዊ ቤተ ክርስትያ ሰለ ልገበርኩምልና ኣዝዩ ደስ ኢሉና ደቂዛ ቅድስቲ መሬት💊🥰🙏ቤተ⛪ ምስዓም ከማይ ዝናፈቀኩም ኣለኹም ዶ 😢
@salamaa668
@salamaa668 10 месяцев назад
ሽላየ🥰🕊 ናብ ዝዞሪኻዮ ዝዚዉሪ እዩ ሕዚኒ😢
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 10 месяцев назад
ገና ኣይረአኹዋን ከም መልሲ ብሃንቀውታ ንጽበያ ክትኸውን ተስፋ ይገብር❤😂
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 10 месяцев назад
Kem melsi yelen befutsum hakaw hiwet gid konusi fighting eia nisa ❤💔💔
@letish3773
@letish3773 10 месяцев назад
ድምፂ ቤተክርስቲያን ደስስ ክብል 😢 ቀፅልዎ ብሉፃት ደቂ ሪመይ😍
@user-kv2bh5tn3e
@user-kv2bh5tn3e 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ሸላ ዘለዋ ድራማ ዋላ ስራሕይ ሓድገ እየ ዚካታተላ ❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 10 месяцев назад
እሰይ ተጋርዎኒ ፁሩያተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም 💚 ብሓቂ እቲ ናይ ቤተክርስትያን ድምፂይ ደስ ክብለካ ኣብ ሰደት ዘለና ኣምላኽ ናብ በይቱ የብቀዐና😘🙏
@Mebrahtey
@Mebrahtey 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ፍቅራተይ ተመስገን ብቤተ ክርስቲያ ሰለ ዝጀምርኩምልና ድስ ኢሉና ድቂ እኖዋይ❤ አብ ሰድት ዝልና ውን ናብዚ ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ ክብራትይ ❤
@user-jr1uh3cm4w
@user-jr1uh3cm4w 10 месяцев назад
❤❤❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካብ ወፂእኻ ምትራፍ ፈጣሪ ይሓልወና ተጋሩዋይ
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 10 месяцев назад
እግዝኣቢሔር ኣምላክ ስደትና ኣሕጺርካ ደገሰላምካ ንምስላም ኣብቀዐና🤲🤲🤲😢😢❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 10 месяцев назад
ስነ-ጥበባዊ ሹሻይ ብራኸ ትንሳኤ ተዋሶኦ ትግራይ ኢኻ እሞ ቀጽሎ
@6tigraylove
@6tigraylove 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላል❤❤❤❤ እስከ ኣድነቅቲ ብፃይ ሽላን መጅሙዕን like ወቅጡለይ❤❤
@titytity-vq3bn
@titytity-vq3bn 10 месяцев назад
እንዃዕ ብሰላም መፃእኹም ዝፈትወኩም ዘኽብረኩም ደቂ ዓባይ ትግራይንሽላ አፍቂረዮ አለኹ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሽማግለበ ኹዱለይ❤❤😅
@SalamSa-ym8ju
@SalamSa-ym8ju 10 месяцев назад
እንኳዕ ሰላም መፃኢኹም ተጋሩዋይ በሩቱዑሉና ✝️
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y 10 месяцев назад
_እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ አሰይይይ ቤተክርስትያን እንበይ ናፊቀ❤አምላኬ ስደትና አሕጽረልና_ _ጆዋል ግን ናቤተ ክርስትያን ሒዝና አይንእተ የሕዋተይ_
@HadguWediTgrayjp5ye
@HadguWediTgrayjp5ye 10 месяцев назад
ቀፅልሉ መጅሙዐይ (ሲስኮ ) ጀጋኑ ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤❤
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 10 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ነገር ይመልሰልና አሜን 😢🤲🤲👏
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 10 месяцев назад
welcom ደቂ ዓደይ ብሰላም ኣጀማሩ ብሰላም የፈፅምኩም ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ💛❤️😘
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 10 месяцев назад
ማሓረና ክርስቶስ ካብዚ ብዙሕኢናንመሃር ቤተ እግዚኣብሔር ከይድና ናብሞባይልን ሕምየትን ክነቅልብ የብልናን
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 8 месяцев назад
ሓሳበይ 🥺🥺🥺
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩዋይ😘 ብጣዕሚ ደስ ልብል ድራማ ቤተክርስትያን ስለ ዘርአኩምና እውን ደስ ኢሉና እዩ
@user-bh7wk7xz7j
@user-bh7wk7xz7j 10 месяцев назад
መጅሙዐይ እና ብፃይ ሽላ well come❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 10 месяцев назад
ደስ ዝብል ድራማ። 🙏 ደላላ = ኣምሓርኛ ደላሊ = ትግርኛ ትግርኛ በሉ!
@user-lz1rh4zf1c
@user-lz1rh4zf1c 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤
@Atsbiii
@Atsbiii 10 месяцев назад
ምስ ሽላ ፍቅሪ ሒዚኒ❤❤❤❤❤
@anama5649
@anama5649 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ሰናይ ምጀማር ይግበረልኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ዕደመኩም ነዊሕ ይሃብኹም እግዚአብሔር የቀንየና ብቤተክርስ ክርስትያ ሰለ ዝጀመርኩምዉ ❤❤❤❤❤❤
@titytity-vq3bn
@titytity-vq3bn 10 месяцев назад
አሰይ ደስ ክብል ቤተ ክርስቲአን ገይርኹም ስለዝጀመርኽምዎ ከየመስገንኹኹም ክሓልፍ አይደልን መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒአሎም❤❤❤
@user-zg4nn8ow6c
@user-zg4nn8ow6c 10 месяцев назад
ወለከ ንሽላ ኣፍቂሮዮ😂❤❤
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w 10 месяцев назад
ኣሰይይይይ ደስ ዝብል ድምፂ ቤተክርስትያን ምስ ሰማዕኩ ብጣዕሚ ደስ እሉኒ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩምና
@Hareg675
@Hareg675 10 месяцев назад
እንቋዕ ሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ስደትና የሕፅረልና🙏እንዳ ማርያም ዓዲ ሓውሲ ንምስዓም የብቅዐኒ ቀደም ሲዒመ ነይረ ክደግም ክስልስስ🎉🎉🎉
@zewdugebretekle394
@zewdugebretekle394 10 месяцев назад
ዋው ናይ ሐዚ ተዋሳእቲ ብሉፃት❤🎉
@merigereziher-wc2uv
@merigereziher-wc2uv 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መጅሙዕ & ሽላ ሪአ መፅየ
@user-wl5ty6ye8c
@user-wl5ty6ye8c 10 месяцев назад
_ተጋሩዋይ💜_
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 10 месяцев назад
እንኮዕ ዳሓን ዳሓን መፃኩም አሕዋተይ ኦ አምላክይ ሰደትና አሕፂረልና ናብታ ቅድሰቲ ሃገርና ቤተክርሰትያን ንምሰላም አብቀዐና ፈጣሪ
@YyhHhh-oi7rx
@YyhHhh-oi7rx 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም
@chvh2149
@chvh2149 10 месяцев назад
እንኳን በሰላም መጻእኩም ብሉጻት ናትና ደስ ዝብል ጅማሮ🥰 ግን ሕቶ ኣለኒ ስለምንታይ ቀረጻ ምልእ ብሙሉእ ዘይረአ ድዩ ዋላ ናተይ ዩ ሽግሩ
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 10 месяцев назад
አዝዩ ደስ በሃሊ ደቂ ሪመይ መቅሰናት ❤ ዓብዩ ት/ቲ እዩ ቤተ ክርስቲያን ነይርካ እናተመስካስ ክንደይ ሕምቅ ትገብር
@user-gq2gl2xf6v
@user-gq2gl2xf6v 10 месяцев назад
እንኮዕ ብሰላም መጻኹም ዞም ናትና ❤
@Hareg675
@Hareg675 10 месяцев назад
ውይይይ😂😂😂ከፅልእ ናብ ዘይዕድመኻ ምምላስ ባህልናንን ዕድመናን ንፍለጥ🙏
@vhyu3237
@vhyu3237 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋርዋይ❤❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 10 месяцев назад
ጽቡቅ ስራሕ ተጋሩዋዬ ተፈተውቲ💞💞💞❤💛❤💛❤💛
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ድቅዞም ፅሩያት ዘርእ ማይ እልካዮም ማዓር ዘብሉዕኻ ማዓራት ተጋሩ ፅቡቕ ስራሕ ክኸውን ተስፋ ይገብር ገና እየ ክርእ ድቅ ማዳም ቓድመክን yes kkkk_
@Mnbar6095
@Mnbar6095 10 месяцев назад
ተጋሩዋይ ንዓኩም ክርኢ ዪ ልበይ ዝሕጎስ እንቃዕ ዳሕና መፃእኩም ❤❤❤❤
@user-rk6rl8wz6c
@user-rk6rl8wz6c 10 месяцев назад
ቀፅሉሉ ደቂሪመይ ሙቁራተይ💊💊💊
@binilove3333
@binilove3333 10 месяцев назад
ኣሰይ እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ይሕዋት🥰
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb 10 месяцев назад
ተመስገን ብበተክርስትያን ስለዝጀመርኩሙሉናሲ ደስስ እሉና❤❤❤
@raheltechane2605
@raheltechane2605 10 месяцев назад
ፁቡቐ ስራሕ እቲ background ሳሓቐ ተዝተርፉ ፁቡቐ ነይሩ።
@MmMmm-on2wp
@MmMmm-on2wp 10 месяцев назад
ሰይ ተጋሩዋኒ ደሰ ክትብል ድራማ ተመቻትኒ ቀፅልሉ❤❤❤❤
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 8 месяцев назад
ኣሰይ እዘን ተዋሳእቲ ኣዋልድ ናይ ትግራይ ደስ ክብላ
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 10 месяцев назад
ቤተክርስቲያን ናብኡ የበቀዐና ናፍቀ😢ደስ ባሃሊ
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb 10 месяцев назад
ወንድም ዋህድ ግን ቡሉፅ ተዋሳይ እዩ በሓቂ ዋውውውውው
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 10 месяцев назад
ተጋሩዋኒ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤
@fhdsgfshs6396
@fhdsgfshs6396 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ♥️♥️🥀
@Tigraway3568
@Tigraway3568 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹምዋ ቤተክርሰቲያን ነይርኻሰ ከምዝታት ካብሕማቅ ጎረቤት የጋጥም እዪ እቲ መንቀሊ ግን ካሊእ ክኸውን ነይርዎ እኽሊ ምርጋፅ ነውሪ እዩ
@mrvip1335
@mrvip1335 10 месяцев назад
ተጋሩዋኒ❤
@TaemoGebru
@TaemoGebru 10 месяцев назад
ኢንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ💗💗💗
@meareythegay1548
@meareythegay1548 10 месяцев назад
ኣይይይ ቤተ ክርሰቲያን ና ❤❤❤❤🤲🤲🤲
@Love-dy5ez
@Love-dy5ez 10 месяцев назад
እካዕ ብሰላም መፃኩም❤❤🎉🎉🎉🎉ዞም ናትና ቡሉፃት ቀፅሉሉ
@Rehayl
@Rehayl 10 месяцев назад
ተጋሩ ፅርያት ዓለም❤❤❤
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤❤❤
@user-ib6qk9sl6s
@user-ib6qk9sl6s 10 месяцев назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ብሉፃተይ ደቂ ሪመይ❤❤❤
@kbragaltigray4687
@kbragaltigray4687 9 месяцев назад
Welcome Welcome deki Tigray konaju 💗💗💗💗💛💛💛💛
@gfcjcdfgyu9565
@gfcjcdfgyu9565 10 месяцев назад
ተጋሩዋይ ፅቡቅ ምጅማር መጅምዕይ❤❤❤
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 10 месяцев назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@azuhabeshawit3531
@azuhabeshawit3531 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋኒ💓💓
@SaSa-sr6tp
@SaSa-sr6tp 10 месяцев назад
እንኪዕ ብሰላም መፃእኹምተጋዋኒ💓💓💓💓💖💖💖
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 10 месяцев назад
ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ
@user-fe9wn4nr2d
@user-fe9wn4nr2d 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኪም😍❤
@azyeb3119
@azyeb3119 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💝💝💝💝💝💝💞💞💞💞💞💞💞
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 9 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ምቁራተይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ🙏❤💛❤💛❤💛❤💛
@meriBerhe-sw2wo
@meriBerhe-sw2wo 9 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ናትና ብሉፃት ደስ ክብል ቀፅሉሉ 🎉🎉🎉🎉❤😢
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 10 месяцев назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ዓለመይ♥♥♥♥♥♥♥💊🎉🎉
@gdhdhgdgd905
@gdhdhgdgd905 10 месяцев назад
እንኩዓ ዳሓን መፃኡኹም ተጋርዋኒ ❤❤❤❤❤
@user-gd7dk4ie7w
@user-gd7dk4ie7w 10 месяцев назад
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ💝💝💝❤❤❤
@dhdhdhffjfhbd9959
@dhdhdhffjfhbd9959 9 месяцев назад
ደቂ ትግራይና ፅሩያት🥰❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 10 месяцев назад
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ምቁራተይ 🥰_
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤
@genethagos9547
@genethagos9547 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FhcJcg-ie6kx
@FhcJcg-ie6kx 10 месяцев назад
ተጋሩዋይ❤❤❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 10 месяцев назад
እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ብካልኣይ ገፅ ተፈተውቲ😍😍
@agamawit
@agamawit 10 месяцев назад
ደስ በሃሊት እያ ትመስል በሉ እስከ ቀፅልዋ❤
@rrr6755
@rrr6755 10 месяцев назад
ተጋርዋይ ጥዑማት❤❤❤
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ከይተቃርፅዎ ቀፅልሉ❤❤❤
@djd7158
@djd7158 4 месяца назад
እንካዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤ኣነሰ ሸላ ናብ ዘለዎ ድራማ እየ ዝዘር😂❤
@titial9069
@titial9069 10 месяцев назад
ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 10 месяцев назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ❤💊🙏🙏🙏
@selutgraweyti4986
@selutgraweyti4986 6 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ❤
@meryemm2193
@meryemm2193 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤
@mobaramobarak5256
@mobaramobarak5256 10 месяцев назад
ባሓቂ ብሉፅ ስራሕ ተጋሩዋይይይ እስኪ ሃየ ናብዕልና ምዲያና ነዕቢ
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 10 месяцев назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋኒ❤❤💛💛
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 10 месяцев назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ❤
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo 10 месяцев назад
Waw des bahalti❤❤❤❤
@hamudhhamudh1130
@hamudhhamudh1130 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamTesfay-qu3pb
@SelamTesfay-qu3pb 10 месяцев назад
እሰይይይይ እንካዓ ብዳሓን መፃአኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 💙💙❤️❤️❤️
Далее
Gere emun part 182 | ገሬ እሙን ክፋል 182
50:54
Нюша на премии МУЗ-ТВ 2024 #нюша
00:11
What Should Be Next? 👀🤯
00:56
Просмотров 6 млн
Just try to use a cool gadget 😍
00:33
Просмотров 61 млн
ለለ መፃኹ 🙌#ተጋሩ #duet
24:15
Просмотров 2,2 тыс.
Сам напросился
0:43
Просмотров 1,7 млн
Канапе 🍢
0:43
Просмотров 6 млн
Сам напросился
0:43
Просмотров 1,7 млн
Кто прав?🤔
0:46
Просмотров 3,1 млн