Тёмный

ቃለ መሕተት ምስ ሚኒስተር ምክልካል ኤርትራ ነበር ኣቶ መስፍን ሓጎስ | eritrean news 2019 

zara Media
Подписаться 76 тыс.
Просмотров 292 тыс.
50% 1

eritrean news analysis Wednesday evening 18 September 2019, ትርሕስ በርሀ.YPFDJ

Опубликовано:

 

17 сен 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 638   
@aynfelaleaynfelale6402
@aynfelaleaynfelale6402 4 года назад
መስፍን ሓጎስ ጅግና ኣቦና ኣጆካ ክርሁ እዩ ኤርትራውያን ብዘይ ፍቅሪ ሓንቲ ክንገብር ኣይንክእልን ኢና ተከባቢርና ሃገርና ነድሕን እቶም ደለይቲ ፍትሒ ንበሃል በጃኩም
@user-by7ys9xz6m
@user-by7ys9xz6m 4 года назад
ጀግና ኣቦና መስፉን መህደር ታሪኽ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ተመክሮኻ እንተተካፍለና ጽቡቕ ነይሩ ብፍላይ ካብ ጀብሃ ክትፍለየጀ ከለኹም ዝነበረ ኩነታት ከሙ ውን ብ ጀብሃ ዝፍጸም ዝነበረ በደላት ከትነግረና ኣሎካ
@kirostsehainesh8243
@kirostsehainesh8243 4 года назад
ጀብሃ በዲላ ኣይትፈልጥን እያ ገጋ ናይ ኣቦኻ ኢሳያስ ጥራይ እዩ ዝብድል ነሩ ዘየለ ሃሰው ኣይትበል
@IssacAbraham-ww7gz
@IssacAbraham-ww7gz 26 дней назад
Edilena eka abona mesfun hegos biwet zeleka god blass ❤❤❤❤.
@issayasnewatu9452
@issayasnewatu9452 4 года назад
ክቡር መስፉን ሓጎስ ለባምን ወረጃን፡ ዘረባ ጅግና ኢኻ ጅግንነትካ ዝኽሕዶ ማንም ኤረትራዊ የለን፡ የግዳስ፡ናትና ሕመቅ እዩ አብ ጭብጢ ዘይብሉ ወረ ምውራይ ስለ ንፈቱ እዩ። ክትከብሩን ከተኽብሩን ይግበአኩም ኔሩ ግን አይኮነንን። እግዚአብሄር ዝተረፈ ዕድሜኻ ይባርኽ፡ ዕድመንን ጥዕናንን እምነየልካ።
@user-jx1fc5il1b
@user-jx1fc5il1b 4 года назад
ኣያና መስፉን ሓጎስ ሕጂ ኸ ደይ ኣብ ባዶ ዘለና እስከ ከምቲ ትብሎ ዘለኻ ኣብቲ ቅድም ግርህናና በዲልና ትብል ኣለኻ ሎሚ ኸ ስለምታይ ንዓና ነቶም ትምህርትን ተሞክሮን ዝጎድለና ጠርንፍካ ዘይተ ቃልሰና ምንባርና እና ጸላእና ንነብር ዘለና ሕጂውን እቲ ዝሓለፈ ኣብዛ ዓለም ክርከቡ ዘይክእሉ ሰባት ለኪምና ሓልፉ እዪ ካብዛ ሕጂ ሰዓት ጀምርኩም ጠርንፉና ሂወትና ክንከፍል ድልዋት ኣለና ወድሓንካ ።
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 года назад
ሓሰዊ ብረት ተዋሂቡኩም ደርቢኹሞ ወጺኹምሲ ሕጂ ሂወት ክንከፍል ድሉዋት ኢና ኪኪኪኪኪ
@davidharcot220
@davidharcot220 4 года назад
@@user-jx1xu5zj3o mismen kinwagae eh??? miszom kehadt telemt kulom ESEYASAWUYAN ጸራሪግካ ምጥፍኦም ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ ደሓን ማዓልቲ አላቶም ንሳ መዓልቲ ናጽነት እያ አብ ክንዲ ግንቦት 24
@user-fx7yy8ni6g
@user-fx7yy8ni6g 4 года назад
ኻብዚ የድሕንኻ
@teaghes7654
@teaghes7654 4 года назад
ነቶም ናይ 1960ታት መንእሰያት መንዶ ምሂሩዎም 'ዩ? ሕጂ ንብዕድመ ዝደፍአ ተጋዳላይ ምርሓናባ ጠርንፈናባ ገለባ። ወዲሰብ ኣብ ሂወቱ ተድጋጋሚ ታሪኽ ኣይሰርሕን 'ዩ። ንሱ ታሪኹ ሃንሳብ ሰሪሑ 'ዩ። ኣቦና መስፉን ሓጎስ ድማ ሓደራኻ ኣብቲ ወርቃዊ ታሪኽ ገድሊ ህግሓኤ ማክያ ኣይትግበር፡ ስቕ ምባል እኳ ዓቢ ክብረት 'ዩ።
@sbasgamingandcooking2693
@sbasgamingandcooking2693 4 года назад
Samuel G/T hjy zedlyo nezy sebay moral mhab edmen tenan krekb ntselyelu
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 4 года назад
ተስፋ ይገቢር ኢቶም ሊኡኽ ትብሉ ዝነበርኩም ተጋዳላይ መስፍን ክኣ ጽቡቕ መልሲ የቐንየልና
@fessahaiehaile6928
@fessahaiehaile6928 4 года назад
ጋዜጤኛ አድላይ ሕቶታት ብምሕታቱ ክምስገን ይግብኦ. ብጻይ መስፍን እውን ብግቡእ ምስ ሙሉእ ህድአት መሊስዎ. ዕድል እንተትህልወኒ ንብጻይ መስፍን ከምዚ ዝስዕብ መሓተትክዎ. ሂውትኩም ምሉእ ንእሳያስ ትፈልጥዎ ኢኹም ተንኮልኛ ምኻኑ ንዝቃዎሞ ምሕረት ዘይህብ ብምኻኑ ንምንታይ ኢኹም ክሳዕ ክንድዚ ተዝንጊዕኩም ከይቀደመና ክንቅድሞ ኢልኩም ሓሲብኩምዶ ትፈልጡ?ክሳዕ ክንደይ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ገርሂ ኮይኑ ክነብር?ትፈርህዎዶ ነርኩም ኢኹም?ወይ ኣብቲ ናቱ ተንኮል ስለ ዝነበርኩም ዲኹም ሓደ ሰብ ንቡዙሓት ጀጋኑ እና ቀዘፈ ክነብር ዕድል ዝረኸበ.
@davidharcot220
@davidharcot220 4 года назад
@@geriyebokre1627 entay elu eyu TESARIFU ane wala hanty serfi aysemaekun wey aynbebkun eski nigerena anewun hiray geberom kibleka eye
@pauloszeregaber6116
@pauloszeregaber6116 4 года назад
ጅግናስ ጅግና ደኣ ትኸብረሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ።
@teamefissha7770
@teamefissha7770 4 года назад
መስፍን ሓጎስ ናይ ባሓቂ ዕድለኛ ኢካ እግዛብሀር ኣዉጺእካ ኣሎ ዋላ ናብራ ስደት እንተ በርተዐካ ከም ዓለምካ ጽሩይ ኣየር ተተንፍስን ትዛራረብን ኣለካ ነዓካ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቶም ጉጅለ (15) ከኣ ከማካ ኣዋጾኦ ይፍጠረሎም፡ፈጣሪ
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 4 года назад
Anbesa abona we are waiting good news from you do it.
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 4 года назад
Wellcome Wedi Hagos Jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍
@endertawitgual70
@endertawitgual70 10 месяцев назад
Mesfin Hagos, lebba lebba , lebba! Ketali chefchai, Haradi!
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 4 года назад
እዋይ ናይ ኤርትራዊ ዕድልሲ ዝገርም እዩ.
@user-no9bg2jq8d
@user-no9bg2jq8d 4 года назад
ጋዜጠኛ ናይ ብሓቒ ብርቱዕ።
@da8387
@da8387 4 года назад
Excellent journalist and Keep up the great work. Anyways we Eritreans have Great respect for our men and women freedom fighters.
@user-zs5yf7sd6w
@user-zs5yf7sd6w 4 года назад
እሞ ኣብ ደገ ኮይንካ ብድሕሪኡ ገለ ነገር ክንገብር ተባሃሂልኩም ምስ ገለ የሕዋት ኣቶ መስፉን እሞ ገለ ነገር ንምግባር ክንድዚ 18 ዓመት ክወስድ ምተገብኦዶ ይመስለካ ። ብዙሕ ኢና ካባኻ ንጽበ ሕጂውን ማይ ኣይሓለፎን እቲ ናይ ቀደም ጅግንነትኩምን ትብዓትኩምን ድገምዎ ነቲ ህዝቢ ናይ ብሓቂ ሓይልታት ምክልኻል ክነሉ።
@teaghes7654
@teaghes7654 4 года назад
ኣረግቶት ሰብኡት እንታይ ግበሩ ትብሉዎም እቲ ኽገብሩዎ ዝኽእሉ ኩሉ ኣብ እዋን ንእስነቶም ሰሪሖም ኢዮም። ሕጂ ግደፍዎም እተን ዝተረፋ ጊዚኦም ብሰላም ምስ ኣምላኽን ምስ ነብሶምን ትዓሪቖም ይንበሩ።
@johnilife5656
@johnilife5656 4 года назад
ናይ ብልብኻ ዲኻ ወዲ 80 ዓመት ከምቲ ወዲ 20 ዓመት ከሎ ዝገበሮ ጅግንነት ኣብዚ ሕጂ ዘለዎ ዕደመ ንዕኡ ክደግሞ ትልምኖ ዘለኻ ለማኒ ከመይ ወደይ ንሱኹም ሲ ዕምሩኹም ትሕጸር ደረብይ ገጽኩም ትርሓቕ
@teaghes7654
@teaghes7654 4 года назад
@@johnilife5656 ክቡር ሓወይ ንብሎም ቃላት ጸርፊ እንተ ኣወጊድና ኢዮም ዘድምዑን ዝምቅሩን እሞ፡ ሓደራኻ። አምበር ከምቲ ዝበልካዮ ኢዩ ናተይ ኣባህላ።
@Zemen.z
@Zemen.z 4 года назад
Legend
@dahlak7181
@dahlak7181 4 года назад
ኣነስ ማራ ኣደንግጺኒ ከብድካ ይብልዕ መዋኡሉ ከርተት ኢሉ ምእንቲ ሃገር ሕጂ ካ 18 ዓመት ኣብ ስደት ኣሕሕሕ ህግደፍ መንደፍ ኢትካ ኣይትስኣን
@adakashay6058
@adakashay6058 4 года назад
Kkkkkk mish etom mewaelom ab neus edmio. Ab wegeh azari koynu zeseweom k
@dahlak7181
@dahlak7181 4 года назад
ada kashay ኣይተረዳኣንን ሓወይ
@lene6205
@lene6205 4 года назад
ጸረ 666 & ዳዕሽ Ya hakika Aleka Tegadilkas Ab sidet
@dahlak7181
@dahlak7181 4 года назад
@@tekefrem9613 እወ ንሱ ዳኣ
@siemtadese
@siemtadese 4 года назад
ጽቡቅ ኣለካ ሓንቲ ነገር ርእይቶ ኣላትኒ ንሳ ድማ መንግስቲ ኤርትራ ኣሲርዎም ኣይትበሉ ምክንያቱ ንዕዑ መንግስቲ እንተዳኣ ኢልኹሞ እዞም ኣብ ኤውሮፓ ዘለዉ መንግስታት ከ መልኣክቲ ክንብሎም ኢና ማለት እዩ ስለዚ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ውሑዳት ሸፋቱ ክባሃሉ እዩ ዘለዎም
@hiwetmebrahtu1524
@hiwetmebrahtu1524 4 года назад
0
@sesnu2161
@sesnu2161 4 года назад
ኣታ ዚ ኣብ ስደት ዘሎና ህዝቢ ኤርትራስ ንህዝን ነኣቦታትና ነነኣእስ ከለና ልቢ ዘይብልና፡ ግን ኣምላኽ ይተዓረቐና
@kiflutewelde1176
@kiflutewelde1176 4 года назад
ኤርትራዊ መንእሰ በጃኹም ብቤላ-በለው ጀጋኑ ኣቦታትና ጀብሃን ሻዕብያን ኣይንነጽሎም , ኣይነጸልሞም. በጃኹም ንከባበር ;እዚኦም እንተዘይ ከቢሮም ህዝቢ ኤርትራ ክኸብር ኢልካ ዘይሕሰብ ኢዩ!
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 4 года назад
መን ኢዩ ተጋዲሉ መን ኣውደልዲሉ ታሪኽ ከነጽረልና ኢዩ ሓደ መዓልቲ
@mathu4616
@mathu4616 4 года назад
@Kiflu Tewelde, nay behaqi tkkl zereba eyu absolutely right dear bro.
@selletigabu844
@selletigabu844 4 года назад
Jeganu sileziqetlun zrshinun zineberu diyom kikiberu ? Bial ezi nay tarik hatelayom kitifelt
@kiflutewelde1176
@kiflutewelde1176 4 года назад
Selle Tigabu ግዲ የለን ክቡር ሓው ኣብ ዲሞክራሳዊት ኤርትራ ንዓይን ንዓኽን ደሚሩ በቢ ገበና ክንፍረድ ኢና .ግን ብዘይ ምጽራይ ብኣልማማ ገበነኛት ኣይንግበሮም.
@genethilu5403
@genethilu5403 4 года назад
ትክክል እዚኣቶም ዘይከበሩ መን ክኸብር እቲ ጌጋ ኢሳያስ መን ከምዝኾነ እንዳፈለጥኩም ከም ታቦት ኢሳያስ ተሸክምኩም መጽኩም ሐስርኩም ህዝቢ ምሕሳርኩም ዓቢ ጌጋ 💔💔💔💔💔💔💔
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 4 года назад
General Mesfin Hagos Jegna eka Amlak Edmen tenan yehaba Neta hewetka Zehlefekala ketstemakir
@user-pc8dp7mw6t
@user-pc8dp7mw6t 4 года назад
እዋይ ናይዚ ሰብኣይ እዚ ትዕግስትን ህድኣት ኣመላልስኡን ሲ ደስ ክብለካ ካብ ኩሉ ኽኣ ዘይህውትት ምኻኑ
@segumsemere8094
@segumsemere8094 4 года назад
Arkey Eseyas neyru
@adhin2601
@adhin2601 4 года назад
ክቡር ኣቦና መስፍን ሓጎስ፡ ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ። ካብዚ መበገሲኡ ዘይብሎ፡ ኣብ ልዕሌኻ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኣይጸንሓንን። እንተኾነ ኣብ ጌጋ ሓሳባት ምጽንሐይ ኣሕዚኑኒ።
@user-ly7ly3gz5z
@user-ly7ly3gz5z Год назад
Smart journalists
@tsgabberhe1847
@tsgabberhe1847 4 года назад
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ጋዜጠኛ
@asmeracity8784
@asmeracity8784 4 года назад
Journalists Bravo good questions
@sbasgamingandcooking2693
@sbasgamingandcooking2693 4 года назад
Ah eskado nezy kulu waga keflka ab sdet mhaleka tsebuk nay are tralu yemtse
@elyassium211
@elyassium211 2 года назад
ኣብ ህዝባዊ ግምባር ጅግና ዝበሃል ዝተሰወኤ ጥራሕ ምዃኑ ኣነ ይኣምን እዞም ሃዲሞም ደገ ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ኮይኖም ኣይፈልጡን እቶም ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ድማ እቶም ዝሓመቁ ሰባት ክብሎም ይደፍር ነብሶም ክከላኸሉ ዘይክእሉ ከመይ ጌርካ ጀጋኑ ትብሎም መስፍን ዉን ካብኦም ፈሊኻ ዝረኤ ኣይኮኑን ሓደ ሰብኣይ ንኹሎም ካኣስሮም እሰይያስ ጅግና ሰብኣይ ዩ ሕጂ ቀደም ብዝመቱ መሳርሕቲ መንግስቲ ዝነበሩ እንታይ ዘጊሂ ነገር ኣሎ ንሶም ወጽዮም ኣይ ወጽዮም እንታይ ትርጉም ኣለዎሞ ብፍላይ ደለይቲ ፍትሒ ዝበሃሉ ከምኦም የድሊዮም ኔሩ
@mussietesfay4892
@mussietesfay4892 4 года назад
መስፍን ሓጎስ ወላውን ኣብ ተቃውሞ ናይ ተጋደልትይ 1993 ተቃውሞ ከም ዚሃበ ካብ ጀነራል ውን ከም ዚተሰገ ይዚረብ ኢዩ ።
@mediatesfasnqey3664
@mediatesfasnqey3664 4 года назад
ኣብ ምሕደራ ህዝብን ወተሃደራዊ ቃልስን ውፉይ ተቃላሲ: ልዕሊ ዝኾነ ከኣ በቲ ሂወቶም ወፍዮም ነዛ ሃገር በጃ ዝኾኑ ተጋደልቲ ኣብ ልዕሌኻ ልዕሊ ዝኾነ ኣኽብሮት እዩ ኖኔርዎም ። እዚ ተንኮለኛ ግን ንኹላትኩም ተጻዊትልኩም። ሕጂ ንኸይድገም ግን ንሓዪል ። ምኩራት ተቃለስቲ ከኣ ነዚ ዓወት ክዉን ንክኸውን ኣበርክተኹም ኣየቃርጽ።
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 4 года назад
ኣጆኹም ኣቦይ መስፍን ሓጎስ!ንኹልና ኣይጠዓመትን እዛ ሃገር ብግርህናኹም ሽፍታ ወዲ ተንቤን ተሸኪምኩምላ መጺኹምም
@mihreshishay1775
@mihreshishay1775 4 года назад
ድርባይ መስፍን ሓጎስ ካብቶም እንዳ በልዑ ዝመጹ ሰባት ዩ ኣበይ ሞ ይርዳኩም
@jeremyjeremy6936
@jeremyjeremy6936 4 года назад
The journalist is very good good asking question
@chatederaleasmara1914
@chatederaleasmara1914 4 года назад
ብመጀመርያ ነቲ ንናጽነት ዝገበርካዮ ኣኽብሮት ኣለኒ ።ቕጺለ ሕጂ ግን ኣይግድን ምስ ማንም ወግዓዊ ዘይብሉ ቃለ መሕተት ክትገብር ነኽብረትካ ዝትንክፍ ይመስለኒ እሞ"ኻ ንነዊሕ ዓመታት ምስ ዘይረብሑ ኣብ ኖርማል ገዛ ኮይኖም ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት መልሲ ሕቶን መልስን ክትገብር ብጣዕሚ ዝሕፍር እዮ።ብናትካ ኣዘራርባኻ ሕዝቢ ኤርትራ ኣይፈልጥን ደንቕሮ እዪ ትብል ዘለኻ ንፕረዚደንት ምስ ኩሉ ኣበራቱ ስቕ ኢሉ ዝጉዓዝ ማለትካ እዮ።በል ሓዝ 1) ኣብ 1988 መፍንቕለ መንግስቲ ማለት ንመንግስቱ ሃይለማሪኣም ዘተግብረ ፈተነ ዋላ ሕደ ኤርትራዊ ኣይትሳተፈን።2)ሕዝባዊ ግንባር ማለት ንስኻ ዘነበርካሉ ባጽዕ ሓራ ዝኾተትሉ ግዜ ደሕሪ ሰለስተ ምዓልቲ ነዳዲ ትሳኢኑ ሕዝቢ ኣስመራ ዕረቢያ ጌሩ ናይ ትራንስፖርት ሽግር ፈቲሕዎ።ኣብቲ ግዜ እቲ ላዕለዋይ ሓላፊ ደርጊ ዘነበረ ጀነራል ሑሴን ኣንታይ ኢሉ ሕቶ ኣቕሪቡ መስለካ ኣነ ኢሉ ንሱ ዘገርምኒ ናይዚ ህዝቢ እዚ ንሕዝቢ ኤርትራ ማለቱ እዮ መን እዮ ፖለቲካ ዝምህሮ ከምይ ዘበለ ሕደገጃ ሕዝቢ እዮ ንመንግስቱ ክናኣልዮ እንተባህለ ስቕ ኢሉ ዝርኢ ካብዚ ሰልስተ፡ሚሊዮን ሕዝቢ ሕደ ጥር ዝብእልኣብ" ዚ ኣድማ ዝይመስታፍ ብኡ መጠን ኣብ ህዝቢ ዝወረደ ጸግም የለን ከምቲ ትፈልጦ ክንድይ ጀነራላት ቡዙሓት ኣብቲ ኣድማ ዘተሳተፎ ተረሺኖም ኣብቲ ኣድማ ዝኾነ ኤርትራዊ ኣብቲ ኣድማ ተሳቲፉ እንተዝኸዎን እንትይከምዝኸዎን ንስኻ ኣዕሪኻ ትፈልጥ ኢኻ ።እንታይ ኢሉ መስልካ ኣቲ ጀነራል ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኣድማ ኣይናትናን እዮ ንሕና ዘደለይና ዘሎ ካብ መሪትና ውጹ ኢሉ ሕዝቢ በዝይዘርባ መልሲ ዝህብዘሎ ዝሎ ኢሉ እቲ ጀነራል ብዛዕባ ህዝቢ ዝግረም ። እታ ካለይቲ ዘገረመቶ ብዛዕባ ባጽዕ ዝበልኩኻ እቲ ኣብ ሰልስተ ምዓልቲ ሕዝቢ ኣስመራ ዓረባይታት ቴንዳ ጌሩ ይጉዓዝ ።እቲ ጀነራል ኢሉ እዚ ህዝቢ ራእይዊ ባጽዕ ኣክትመልስዋን እሞ ብዕለና ሽግርና ክንፈትሕ ዝብል ዘሎ ብድይዘርባ ኢሉ ትዕዝብታቱ ይዝርዝር።ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ብዙሕ ናይ መግዛቲ ተሞከሮ ኩሉ ዓይነት ሽጣራ ይፍልጥ ።ኣብ መወዳእታ ከምቲ ዘበልካዮ ኣካይዳ ህዝባዊ ግንባር ቤተሰባዊ እዮ ኔሩ ስለዚ ከምኡ ክኽውን ኔርዎ እሞኻ ኣብቲ ሕማቕ ግዜ እሞኻ ንወያነ ጽቡቕ ጌርካ ትፍልጦ ኢኻ ስለዚ ።ህዝቢ ኤርትራ ተጽግቦ ቕጫ ይፍልጣ እዩ።
@hager39
@hager39 4 года назад
@@chatederaleasmara1914 aykonen do edme teademus online atyu ewen inte zezareb mes kebret zeykebreten zekuxer aykonen. Ety gezi hmak yu zelo mo kebret nebseka tegbrelu aykonen
@Eri-lp7sv
@Eri-lp7sv 4 года назад
Anes ezom abotatna minty Eritrea kblo kebid gedli yehlfims...higy kea ab kemzy derja bmhlawom btaimy yenbani😭😭😭😭😭 egzabher amlak selam yewrdelan...selam naki Eri hagery 🙏hero abona mesfun edme yhabka 🙏
@kleinemaus1442
@kleinemaus1442 4 года назад
Btami lbka zsebr ktsemo nezi sebay, mskin. Dhan tena tray baba Mesfun. Natna Hero eka, tarika abbotu u. Kabtom msu koynom zserhu zelewu ministerat, enaraka kemzeyraka, zhzn u.
@danielhaile9622
@danielhaile9622 4 года назад
Hero our father God bless you and don't worry what are they're saying to you. Thanks
@hamer7428
@hamer7428 4 года назад
ኣየ መስፍን፦፣ ጅግና ትጋዳላይ ደኣምበር በሊሕ ፖሊቲካዊ ኣናብባ ናይቲ ምስ ፕረሲደንት ዘየሰማምዓካ ኩነታት ክሳዕ ሕጂ`ውን ዝተርደኣ ኣይትመስልን ኣብቲ ግዜ እቲ ዝወጽእ ዝነበረ ልበ ወለዳዊ መጻሕፍቲ ከም ናይ ብዓል ዶክቶር ክብረኣብ ፍረ ኣየንበብካን ዲኻ? ደሞክራሲ እኮ ካብ ላዕሊ ንሕዝቢ ዝዕደል ህያብ ዘይኮነስ፣ ሕዝቢ ሓድሕዳዊ ደሞክራስያዊ ምንባብ ኣጥርዩ፣ ንደሞክራሲ ዘኣንግድ ባይታ ክቕርብ ምስ ዝበቅዕ ኢዩ።
@user-op2hw2md4x
@user-op2hw2md4x 4 года назад
ከምዚ ሕጂ ብዓይነይ ከይራኣኽዎ ከለኹ ኣብ ንእስነተይ ጅግና ምዃኑ ይሰምዕ ኔረ። ንደምበ ተቓቅሞ ዓቢ ሓገዝ ከበርክት ዝኽእል ዓቕሚ ኣለዎ።
@danielhasho5331
@danielhasho5331 4 года назад
Abona mesfin selamn tenan naka.
@asmeracity8784
@asmeracity8784 4 года назад
Thanks bbc
@user-ew4ws2yz9s
@user-ew4ws2yz9s 4 года назад
ህዝቢ ኤርትራ ጎሓፍ እዩ ተካዕይዎ።ኣብ ግዜ ደርጊ ርእይዎ ዘይፈልጥ መከራ ኣብ ህግደፍ ተራእዩ።
@fithawihayelom139
@fithawihayelom139 Год назад
ነስካ ኤካ ግሓፍ
@asterisayas8522
@asterisayas8522 5 месяцев назад
@user መሽሙሽ ሽለት👉🍔🍟🍺🍺🍺🍺+🚬🚬🚬🚬=🛌😴
@asterisayas8522
@asterisayas8522 5 месяцев назад
መስፍን ሓጎስ ዕደ😂😂😂
@bitatv6004
@bitatv6004 4 года назад
ምስኪናይ ጀነራል ተጋዳላይ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ከብደይ በሊዕኒ ብሓቂ ዕድሜኻ ኣብ በረኻን ስደትን ዕድሜኻ ሓሊፉ።ተስፋ ይገብር ሓንቲ ግዜ መጻኢት ኤርትራ ክትርኢ።
@tekbrhane4814
@tekbrhane4814 4 года назад
Thanks baba mesfin
@henokcalgary
@henokcalgary 4 года назад
Indeed he played his role with other fighters. I think he should write a book for current and future generations.
@adakashay6058
@adakashay6058 4 года назад
Boolsheet
@delinasidona1150
@delinasidona1150 4 года назад
Baba mesfun jegna abo tarek balu kizareb u ajokum 💪💪💪💪👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelgebre7968
@michaelgebre7968 4 года назад
ኣርሓ ጀጋኑ መስፍን ሓጎስ አምባሕ በል ኣለና ኣብ ጎንካ ምኩሕ ኤርትራዊ ሓማሴናይ ካርነሺማይ
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 4 года назад
Michael Gebre ኣይፈለጥካን ከይትከውን ከማካ ስደተኛ እዩ ብሰብኪ ወዲ ሓማሴን ኢሰይስ.
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 4 года назад
ሸዎዓተ ዓንሰባ ኣታ ዓሻ ዓንሰባ. ዘይትሕባእ እቲ ሰብ ስጋዕ ዝፈልጠ ብዘረባካ ኣይታሓፍርን ዓንሰባ ትብል.
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 4 года назад
ሸዎዓተ ዓንሰባ ዕንሳባ ዓደይ ዝብል ዝላገጽ እዩ ዝመስለኒ
@wolwol6623
@wolwol6623 4 года назад
ናይቲ ሓማሴን እንታይ ፍሉይ መንነቱ ካብቲ ካልእ ygermeni
@youtube2719
@youtube2719 4 года назад
ንፍዕ ጋዜጠኛ ሩጡብ ሕቶታት ስክፍታን ምሽፋን ዘይብሉ
@tesfalemtsegaywelday1214
@tesfalemtsegaywelday1214 4 года назад
ኣቦና መስፉን ሓጎስ ብዛዕባ ታርኽ ጅግንነትካ ማንም ኤርትራዊ ብኣካ ሕቡን እዩ። ኣብ ሃገርካ ከቢርካ ምስ እቶም ጀጋኑ ኣሕዋትካ ኣብ እሱር ቤት ሰፊሮም ዘሎዉ እቲ ክቡር ታርክ ጀግንነትኩም ክዝንቶ እዩ ዝግባእ። ካብ ኮነ ግን እንታይ ይግበር ኮይኑ። እቶም ዘለኩም ኣምላክ ይባርከልና። ክቡር ኣቦ፡ ነዚ መንእሰይ ወለዶ እንታይ መልእክቲ ተመሓላልፍ ብዛዕባ መጻኢት ኤርትራዊ እዚ መንእሰይ ወለዶ ክገብሮ ዝግብኦ።
@najatabdalla9947
@najatabdalla9947 4 года назад
٩جحح٩٩حجج٩حححححححححححححححطططذ٠٠٠٠٠٠(((((((((₩₩[[[٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠٠ذ٠ذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذذ٠٠ذ٠ذ٠ذ٠ذ٠ذ٠٠٠٠ذذ٠٠ذ٠٠٠٠ذذ٠٠٠٠
@kidaneteame3018
@kidaneteame3018 4 года назад
Edmen tenan yehabka Abona Mesfn Hagos
@nizihtipietros7347
@nizihtipietros7347 4 года назад
Speriamo il signore che fa pagare di tutto quello che hai fatto
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 года назад
Edmen tienan yhabka kubur jgna Abona mesfun 💪 Ajokha Ab gonkha alena zbelu tebelu jgnnetka zbrz yelen. Hansab beninu u jgnnetka nberelna haben Ertrana 🇪🇷❤❤✊✊✊✊
@TheAma1977
@TheAma1977 4 года назад
ኑፉዕ ሓታታይ!
@tw6331
@tw6331 4 года назад
አቦይ መስፍን ዝቓለስካዮ ሙሉእ ሂወትካ ክብሪ ይግበአካ እንተኾነ እቲ እላማ ን ሕቶነ ጉጅለ 15 እንታይ ምንባሩ ካብ ሰንጋል ሐዊ ድሩእ ወይ ድማ ካብ አምባሳደር ነበር አንደብርሃን ስምአዮ ። እንተዘይ ኮይኑ አነ ከም አነ ዝሐባእካዮ ምስጢር ዘሎዩ ኮይኑ ዝስመአኒ ብዝኾነ ግን ክብለካ ዝደሊ ካብዞም ማሕበር እንኪላሎ በተክርስቲያንካ ይሕሸካ ምኽንያቱ ዝበዝሑ ዘርአኛታት እምበር ቦሎቲከኛታት ስለ ዘይኮኑ
@solozbelo6253
@solozbelo6253 4 года назад
መስፍን ጅግና ኣጆካ ቀይሕ ምንጻፍ ጌርና ንቅበለልካ ቀረባ እዩ፣ ጅግና ኮርዒዳ!! ካርነሽማይ ሓበን ህዝቢ ሓበን ሃገር!! እቶም ልኡክ እዩ ዝብሉ ንባዕሎም ከምኡ ስለዝኮኑ እዮም፤ እዞም ኣዛብእ መልመጽቲ.
@solozbelo6253
@solozbelo6253 4 года назад
Hyab Wedi eri. ዝብኢ መልመጺ፣ ንዘይፈልጠካ እስኪ መዋእልካ ምስ ደርጊ ብድሕሪኡ ከኣ ምስ ወያነ ዝተጎናባሕካ ተረፎም ክተልምጽ ትጋየይ ዝነበርካ ኢካ፤
@solozbelo6253
@solozbelo6253 4 года назад
Hyab Wedi eri. ኣያካ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ዘይኮነን ፈደረሽን ኣፍሪሱ ዝሓወሳ? ኣንድነት እንተዘይኬንኩም ክትግዘቱ ኢኩም ዝብል ዝነበረ ኣባ ማሪቆስ ኣያካ ዘይኮነን፤ ተላ ዑቅቢት ፈደረሽን ድሕሪ ምፍራሱ ንዕኡ ክመልስ ምስተበገሰ ሕራይ ኢሎም ተሰማሚዖም ከብቅዑ ሓስዮም ብምሕባር ዝከድዕዎ ናይ ኣየርን ፖሊስን ሓለፍቲ ዝነበሩ ኣያታትካ እዮም፤ ንመንግስቱ ዕልዋ ክገብሩ ተሰማሚዖም ሓስዩ ናብ መንግስቱ ብምክዳዕ ዘረሸኖም እካ ወዲ ድግሳ ኣያካ እዩ፤ እቶም ቀንዲ ኣንድነት ዝነበሩ ኣያታትካ ደቂ ኣከለ እዮም፤ በዚ ክትውርዝየሉ ወላ ክትውርጽጸሉ ትክእል የለን ኣታ መልመጺ፤
@solozbelo6253
@solozbelo6253 4 года назад
Hyab Wedi eri. ደቂ ኣባሻውል እካ በዓል ትበርህ ተስፋሁነይን ጸሃይቱ በራኪን እየን፣ ደቂ ኣባሻውል ሲ ኣዴታትካ እየን፤ ከምኡ ውን ተጋሩ፣ ኣብኡ ዝዓጥራስ ተጋሩን ኣከለን እየን. ካልኣይ ምስ ጣልያን ትጎናባሕ ዝነበርካ ኣያታትካ በዓል ደግያት ባህታ ሓጎስ፤ ኣብ ጎኒ ጣልያን ኮይኑ ጀጋኑና ዘአስር ዝነበረ ተጎንባሒ፤ ኣብ ገዛ ናይ ጣልያን ዝሰርሓ ዝነበራ ውን መብዛሕትአን ዓባያታትካ እየን፤ ኣቦታት ሓማ ሲ ንጣልያን ተቃዊሞም ኣብ ናኩራ ዝኣትው ዝነበሩ እዮም፤ ካብቶም ናኩራ ሰይሮም ዝወጹ ውን እቶም 75% ደቂ ሓማ እዮም፤ ንመነዲኦም እዮም ክገዝኡ በዓል ክሻ ኢሰያስ ስለዝጠለመና ደኣ እዩ፣ሓንቲ ዝናን ሓይልን የብሎምን፤ መልመጽቲ ስለዝኮንኩም ታሪኽኩም ከምኡ ስለዝኮነ እዩ ምስ ደርጊ ውን ከምኡ ኢኩም ሓሊፍክምዎ. እቶም ኣምሓሩ ከኣ ንዓካ ይቀርቡ
@johnilife5656
@johnilife5656 4 года назад
ኣከለ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ እዩ ሓማ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ እዩ ብዛዕባ ትግራይኩም ግበሩ
@johnilife5656
@johnilife5656 4 года назад
@@user-pn7sj1hp6w ሳሕሳሕ ከምኡ ኢልካ ምጻእ እሞ ኣብቲ መበቆል ዓደይ ሽዑ ከነርክበሉ ኢና
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 4 года назад
King of nakfa nberelna ato mesfin hagos
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 4 года назад
@@SamiSami-iw3jnberhe xeada King eyu gn nay nakfa ena nbl zelena tarik tewekes oke
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 4 года назад
@@SamiSami-iw3jn tarik fetshe sebat wn hatite berhe King eyu gn nay nakfa mesfinn ali seydn eyom
@redietgebrehiwet1751
@redietgebrehiwet1751 4 года назад
@@SamiSami-iw3jn ab mktal seb emo kulom ed alewom eyu zbehal mknyatu beynu mesfin tray aykonen neru abti siltan slezi zelewun zeyelewun gdn ed alewom oke
@tesfealemokbamichael2175
@tesfealemokbamichael2175 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ተጋዳላይ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ይቀነልና
@Samyberhane
@Samyberhane 4 года назад
Atum nabegas adna
@asliruessom5607
@asliruessom5607 Год назад
ኒሲኻቲኩም፡ክሳዕ፡30፡ዐመት፡ጠሊምኩም፡ኒስኻዉን፡አጻሩ፡ኢዚኩሉ፡እናፍለጥካ፡አሻሐት፡ኢናታአሱሩ፡፡ቂረታአሎ፡ብሂወት፡ዘለኹም፡ጠሊምኩም፡ኢኺም፡፡❤😂
@tedibiti6316
@tedibiti6316 8 месяцев назад
ብከመይ ከሙኡ ኢልካ ሓወይ እስኪ እዚ መንግስቲ እዞም ተኣሲሮም ዘለው ብሕጊ ሒዙ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ውሳነ ዘይውሃቦም ከማን እዚ ሰብኣይ ክምስገን ኣለዎ ፈጣሪ ካብቲ ንሳቶም ዘውጽኦ እዚ ሰብኣይ እንተዘይነብር ብምንታይ ክንኣምን ምኸኣልና ስለዚ ይምስገን እምበር ኣይውቀስን ካብቶም ን ኢሰያስ ፊት ንፊት ዚዛረብዎም ዝነበሩ ሰብ እዩ
@dighe7737
@dighe7737 4 года назад
Legend Mesfin Hagos Honorable Respectful Honest Kind Luckly Truthful leader !!!
@brhanesaymon6412
@brhanesaymon6412 4 года назад
Xbuk melsi
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 года назад
ኣቀዲሞም እዮም ኣቃዉማ እታ ሃገር ኣበለሽማ ።ሕጂ ኩሉ በደላት ንወዲ መድህን ምዉራድ ኣጸጋሚ እዩ ።
@adakashay6058
@adakashay6058 4 года назад
Kkkkkk yelan wedia aytirekrbin ETA warsay abey mis kede Kumar tebeliekin
@neeusr8740
@neeusr8740 4 года назад
Gazetena betami gobize 100
@tesfomghirmay8308
@tesfomghirmay8308 4 года назад
Abo shaebiya Jigna tegadalay mesfin hagos ♥️♥️♥️ God bless you
@kbribrhane8459
@kbribrhane8459 4 года назад
ቅርጺ መንግስቲ ዘይብሉ መንግስቲ ኢልኩም ኣይትጸዉዕዎ በጃኹም።
@rhstifrezgi4135
@rhstifrezgi4135 4 года назад
ናይ ብሓቂ 😭😭😭😭😭 ቀታል-ነፍሲ ዝደለዮ እምበር ናይ ካልእ ሓሳብ ኽሰምዕ ዘይኽእል ድንዙዝ
@michaelnegash523
@michaelnegash523 4 года назад
Jigna tegadalay abona mesfn hji wun teqales kulu mstir eseyas tembenay awxeayo, president kea aytbelo men zihabo sltan hzbi aymerexon, shifta belo kbur abona
@HolaBruv
@HolaBruv 4 года назад
He isn’t a hero but a coward If he was brave and true about isayas being a traitor then why did He left the country? Why didn’t he fight till death? Lair he is even now collaborating with woyane. Don’t you think he is pretending to be innocent after all honest and brave men die for there cause.?🤔
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 4 года назад
Kubur abona Mesfun hagos ezi kulu 18 kieseru butsotka bizaebom bichik zeymibalka gerimuni emo kea nezi shifta hiwtatita si president kitbilos men mis meretso bizikone hizibinan hagerinay yitefue alewu 2tiom bejaka nezom hadeshiti weledo hagizena kurub nisika kem nay newih ewan temekiro kemzeleka meten hagizena yekeneley....
@amazsanton5216
@amazsanton5216 4 года назад
Hi, Nice program and clarity and explanations of each question eventhou mr Hagos seems tired off answering these repeated questions but its all new for me I have never known the reality "hw these 15 people " were put in prison thanks mr Hagos, now i know and its devastating to hear the truth NB for interviewer; interview lasted more than an hr so it should hv atleast 2-3 breaks in bn. like your digging deep into the qns thou. thank you.
@meharieyob8854
@meharieyob8854 4 года назад
ንፉዕ ጋዘጤኛ!!!
@yohanaweldu165
@yohanaweldu165 4 года назад
ባባ መስፉን መጀመርያ ፍቓደና ኮንካ ዝተዛረብካዮ ዘረባ ኣዚና ነመስግነካ ፡ ካልአ ምስቲ ዘለካ ተመክሮ ነዞም ደቕካ ዝኮኑ ኤርትራዊ ብኮንቶ ዝጸንቱ ወይ ፋሕ ዝብሉ ዘለዉ ገለ ንዓና ዝሓይሽ በለና ፡የቐነልና ዓድና ሰላም የውርደልና ።
@awethaile1412
@awethaile1412 4 года назад
Bejaka hagzena tebeges eska ente ab mediya wexika aleku tebegsu enete elka eteserat wen keferhen kereden eu mekneyatu tegbaratun sele teflto neskatgum tegadilkum zegdalkum hegi hezbi medehan tebgsu bejakum
@biniamweldemichaelb9384
@biniamweldemichaelb9384 4 года назад
Who pay you all the hospital expensive in DC ???? I now you in Washington DC The government or by your self Because it's not free hospital in Washington DC Eritrean government the do payment for you $29.000 USA way
@susugidey8571
@susugidey8571 4 года назад
so what is your problem he deserves more than that he paid his precious young age for Eritrea
@user-lw1zj2nh6f
@user-lw1zj2nh6f 4 года назад
mengsti eluwo nezi gebati zeyblo foe
@senugaljeganu6570
@senugaljeganu6570 4 года назад
ባባ መስፍን ሓጎስ እዛ ንሕና ቀሲና ክንነብር ኢልካ ህይወትካ ክትህብ ኢልካ ንሜዳ ዝወፈርካላ ኤርትራና ኣንፈታ ናበይ ኢዩ እዚ ህዝቢ ዘማእዝኖ ዝቕይሶ ይደሊ ኣሎ እንታይ እዩ እጃምካ ሃየ ባ
@susugidey8571
@susugidey8571 4 года назад
💐💐💐🌹 neaki
@abrahamkidane3488
@abrahamkidane3488 4 года назад
ትብጻሕ ናብ ቢቢሲ ትግርኛ ሰላም ናይ ፈጣሪ'ዩ እሞ ሰላምታና ይብጻሕኩም ! ብምቕጻል ብኣምሆ ምስ ኤርትራዊ ኣቦ : ኣቶ መስፍን ሓጎስ ዝገበርኩሞ ቃለ-መሕትት ግርም ገይርና ርኢናዮ ወይ ሰሚዕናዮ :: ጎይታኹም ፕላውት ዘዳለወልኩም ድንቂ ሕቶታት ሓቲትኩም :: ኣቦይ መስፍን ከኣ እናሕነቕነቐ እናበለ (ትዝታን ጣዕሳን ዝተመልአ) ቅድሚ ሕጂ ምስ ዝበሎ ይኹን ብቐንዱ ምስቲ ዘዘንትዎ ዝነበረ ፍጻሜ ዝጋጮን ዝዋቓዕን: ምስ ታሪኹን ስብእንኡን ዘይኸይድ ዘሕንኽ ዛንታ ግርም ገይሩ መሊስልኩም :: ንብዓል ነጎዳ ብሓዊ ደብሶ ኮይንልኩም ግርም መቃነይ ረኺብኩም :: ሬድዮ ቢቢሲ : ንታሪኽ መታን ክጥዕምን ሞያዊ ሓላፍነትኩምን'ውን ስለዝኾነ መሪር ሓቂ ዝብርብር ሕቶታት ከይትሓትዎም ሽዩጣትን ድኹማት ሕልናን ምኳንኩም ስለንፈልጥ : ቅኑዕ ሕቶታት ክትሓቱ ኣይተጸበናኩምን :: ወዮ ኣይርዳኣኩምን እዩ እምበር : እቲ ዝኸውን ኮይኑ 18 ዓመት ይሕለፍ እምበር እቲ በሰላኡን ቃንዝኡን'ሲ መሪርን ዘይርሳዕን እዩ:: ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር ስለዝኾነ ግን ጸይርዎን ሰቲርዎን ኣሎ :: እቲ ብሰንኪ ስንፍና ኣቦይ መስፍን ምስ ደቀ-መዛሙርቱ ) ዝኸፈትኩትዎ ፈቃቕ ክዓብስ :መንእሰይ ኤርትራ ተሓሚልዎን ይሕመሎ ኣሎን :: እንተ'ቲ ዕዳ ግን (ናይ ታሪኽ ዕዳ) ሎሚ ይኹን ጽባሕ ኣብ ዝባኩም ኣሎ :: እንተ ኤርትራ ግን ተዓዊታስ ብኽልተ እግራ ኣደልዲላ ረጊጻ ኣላ :: ጸላእታ ከኣ ካባ ሕፍረት ተጎልቢቦም መሬት ወሓጥና ይብሉ'ለው:: እሞ ሬድዮ ቢቢሲ : ሕቶታትኩም'ሲ ርኢናዮ : በሉ እስከ እዘን ሕቶታት ካብቶም ኣብቲ እዋን ብኣካል ኣብቲ ነበልባላዊ ኩናት ዝነበሩን ዝተሳተፉን: ኣባኹም ልዑል እምነት ዝነበሮም : ደቅኹም :ሕጂ ክጸውዩ ዝበቕዑን መንእሰያት ዝሓተቱኹም ሕቶ እየን ኢልኩም ንኣቦይ መስፍን ሕተቱልና:: 1- ኣብቲ እዋን ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ግንባር ተካይድዎ ዝነበርኩም ኣኼባ ተልዕልዎም ዝነበርኩም ሕቶታት (ምክያድ ምርጫ : ምቋም ሰልፍታት: ቅዋም :ካልኦትን ) :እቲ ፕረሲደንት " ሕጂ ኣይግዚኡን እዩ ቁሩብ ንጽናሕ : ዝተዘናበለ ህዝብና ነረጋግእ: ኣጋውል ጸላእትና ንፍለጥ.." እንተበለ "ግድን ክካየድ ኣለዎ "ዘበለኩምእንታይ ዝርብጽ ኩነታት ስለዝነበረ'ዩ ? 2- ድሕሪ ኩናት ኢና ሓቲትና ኢልካ ደኣምበር ኣብ 1999 ን ቅድሚኡን ኣብ ኩሉ ኣኼባታት ትከራኸሩ ነይርኩም ኢኹም :: ሃገር ኣብ ግብግብ ከላ : ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ መንእሰይ ኣብ ነበልባላዊ ኩናት ኣትዩ እንከሎ : ሃገር መዓልታዊ ጽብጻብ ስውኣት እናተቐበለት ነቲ ፕረሲደንት (ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት)ኣብ ክንዲ ምትብብዑን ተወሳኺ ሓይሊ ትኾንዎን :ኣብቲ እዋን ዘይግባእ ሕቶታትን ጸቕጥን ብምግባር ዲል ብምኽላእ : መንፈሱን ኣቓልብኡን ናብ ካልእ ብምጥምዛዝ ክትቅርቅርዎን ዓቕሙ ከተዳኽምዎን ብሞራል ይኹን ብሕጊ ቅቡል'ዶ ነይሩ'ዩ? 3- ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ብዝላዓለ መስዋእቲ እናመከተ እንከሎ : ፕረሲደንቲ ይኹን ብዓቢኡ ዝላዓለ ስልጣን ዝነበሮ ባይቶ ከይፈለጠ : ሃገር ከምተሳዕረት ጌርኩም ምስ ጸላእትን ጎይቶቶምን ክትደራደሩን :"ንሕና ንፕረሲደንት ካብ ስልጣኑ ከነውርዶ ኢና ንስኹም ኩናት ደው ኣብሉ " ምባል ሕጋውነት ነይርዎ ድዩ ? 4- ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመት መሪር ተጋድሎ ከሕልፍ ከሎ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ቃልሱ ብቐንዱ ኣንጻር ጥልመት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት እዩ ዝነበረ (እቲ ዝተገብረ ፈደሬሽን ብሓላፍነቱን ብውሕስነቱን ስለዝነበረ'ሞ እናተጋህሰን እናተጣሕሰን ስቕ ኢሉ ብምርኣዩ) እሞ ደኣ ከመይ ቢልኩም ኢኹም ሃገር ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ነረክባ ዝበልኩም? 5- መራሒ ዋልታ ሃገርን ህዝብን ኮይኑ መርኣያ ትብዓትን ተጻዋርነትን ይኸውን እምበር : ኣገደስትን ምስጥራውን ሰነዳት ሃገር ከይወገነ: ንህዝቢ እንታይ ክገብር ከምዘለዎ ከይወጀሀ : ህዝቢ እናረኣዮ ንኤርፕርትን ወደብ ባጽዕን (ዝተዳለዋ መርከብ ነይረን ይባሃል'ዩ) ውልቃዊ ንብረቱ ጽዒኑ ክሃድም ዝብገስ ሚኒስተርን ይኹን ኣመሓዳሪ ዞባ ከመይ'ቢልና ኢና ተማጏቲ ልዕልና ሕጊ ክንብሎ ንኽእል ? 6- ንስኻ (መስፍን ሓጎስ) ብካልኣይ ብሳልሳይ ደረጃ ከም መራሒ ሃገር ትጥመት ዝነበርካ ሰብ : ሃገር ኣብ ከቢድ ሓደጋ ናይ ኩናት ከላ ወላ'ውን ብድሕሪ እቲ ኩናት ጠጠው ምስ በለ ዓበይቲ ጉዳያት ሃገር ኣበጊስካ ከተበቅዕ ኣብ ጠልጠል ገዲፍካዮ ንሕክምና እናበልካ ( እሞ ከኣ ንኣሜርካ ብኡ ኣቢልካ ንጀርመን :ብገንዘብ ህዝብን መንግትን) ክትመላለስ ከመይ ነብስኻ ገይሩልካ ? ሕማምካ ልዕሊ ዓቕሚ ናይ ሃገር ሓካይም ድዩ ነይሩ ? ልዕሊ ሃገር ስለዘየለ ዘይትስዋእ እኳ ኣይንብለካን ግን ዘይትጽመም ? 8- ንወያነ ከም ጸላኢት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ትኣምንን ኣካል እቲ መኸተ እንተ ነይርካን : ምስቲ ፕረሲደንቲ ይኹን ምስቲ መንግስቲ ዘለካ ኣፈላላይ ብዘየገድስ : ተመኹሊኻ ናብ ወያነ ዘኽድ ደኣ እንታይነበረካ? 9- እቶም ከይተኣሰርኩም ዝሃደምኩም ላዕለዎት ሓለፍትን ካልኦት ኣባላት ባይቶን እንተድኣ ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ኤርትራ ትሓልዩን ንስለኡ ዘልዓልኩሞ ናይ ሓባር ሕቶታት ነይርኩም : እንታይ ደኣ ተረኸበ ኣብ ስደት ብሓደ ክትሰርሑ ዘይበቃዕኩም : በንጻሩ ሕድሕድ ትወናጀሉ ? 10- ድሕሪ'ዚ ኩሉ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመት ብሰንኪ እቲ ዝተገብረ ጌጋ :ጸላእትና (ወየንትን ጎይቶቶምን) ንዕኡ መዝሚዞም ኣብ ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ዘውረድዎ ኣደራዕ : ሪኢኹም እሞ ኸኣ ኣብዚ ዕድመኹም'ዚ :"እቲ ዝተገብረ ጌይጋ'ዩ ነይሩ እቕሬታ " ምባል ክንድምንታይ ከቢድኩም'ዩ :ክንድዚ ዘርባዕባዕ ዘብለኩም ዘሎ ? በሉ ንሎሚ ኣብዚ ይኣክል : ብዕቢኡን ብቐንዱን ህዝቢ ክሓተኩምን እቲ ሓቂ ክወጽእ ስለዝኾነን ወላ እንተዘይመለስኩምልና'ውን ቂር ኣይብለናን ቀቢጽናኩም ስለዝኾና : ግን ሰብ ይስፈር ካብ እኽሊ'ዩ እሞ ተሰፋፊርና ኢና ንብለኩም ንደሊ : : ወድሓንኩም :: ዋርሳይ ገዲም 28/09/19
@Samyberhane
@Samyberhane 4 года назад
Geza kemu eyou
@user-mo1ok7gr1r
@user-mo1ok7gr1r 4 года назад
ጋዘጤኛ ግን ኣምበሳ
@akliluemahatsion4979
@akliluemahatsion4979 4 года назад
My hero semika zey mno newih edme yhabka amlak dlayka beaynka triyo ygberka fetari kulu alem nfetweka ena jgna nay bhaki eka ktkebr eyu zgbaka niru bsenki hade 2 zey nbur kxhfu ktriyom kelekas beti hkufka tray kaklom nirwom 😢🙏❤️💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filmonokbai3227
@filmonokbai3227 4 года назад
edmen tienan yhabelna kubur ayana ajoka i hop eti tdelyon kulu hzbi zdelyo zelo harnet ab qereba gize kun ktgebro nhna kia alena ab gonika !! kbri alena abakan abtom kemaka zbelu jeganu ksab hiji fthi key rekebu ab godagudi zelewu nzel'alem ktzkeru ekum jeganuna alena ab seretkum 💪💪
@teklaygebremariam4168
@teklaygebremariam4168 4 года назад
ከም ህዝቢ- ህዝቢ ኤርትራ ቃልሱ ስለዝተጠልመ ኣመና የሕዝነኒ ነዚ ኣያ ቃልሲ ሰብኣይ እዚይ እንትሰምዕ ድማ ኩሉ ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ቃፍላይ ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ይመፀኒ ኩሉ ቃለመሕት ቱ ቅንዕና ዘለዎን ምኽን ያታዊን ከምዝኾነ ምርዳእ ይከኣል ከም ትግራዋይ ሓደ መዓልቲ ዲሞክራሲያዊትን ቅዋማዊትን ኤርትራ ክሪኢን መንእሰያታ ብውትድርና ዘይቑረኑላ እግሮም ናብዘምርሖም ሃፅ ኢሎም ዘይስ ደዱላ ከም ልቦም ተማሂሮምን ሰሪሖምን ምስ ስድርኦም ቀሲኖም ዝነብሩላ ልምዕቲን ብልፅግቲን ኤርትራ ክርኢ ይምነ ስውኣት ሰውራ ኤርትራ ሕልሞም ንሱ ስለዝነበረ
@dddwww1948
@dddwww1948 4 года назад
Selam Tigraway. Get rid off Woyane, then we will all live in peace.
@internallife72
@internallife72 4 года назад
tgraway hazinkalna kkk
@maitemenai8316
@maitemenai8316 4 года назад
@@internallife72 himak aytzareben...
@gezalaza3741
@gezalaza3741 4 года назад
🇪🇷👍👍👍😍
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 4 года назад
ኣብታ ሰልፊ ናጽነት ስለዝነበርካ ብዙሕ ምስጢር እትፈልጥ ብሙኻንካ ሕድገት ጌሩልካ ንኸይትዛረብ ውን መዕጸዊ ኣፍ ትረክብ ኢኻ ኢለ ዝግምት በቲ ካልኣይ ወገን ድማ ንዓኻ ኣሲሩካ ኔሩ እንተዝኸውን ወታሃደራት ክላዓሉ ኢዮም ዝብል ስግኣት ኔሩዎ ይኸውን
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 года назад
ክቡር ሓው ብዓል በራኪ ፔጥሮስ ሰለሙን ውን ቅድሚኡ ኣብ ደገ እዮም ኔሮም ካብ ደገ ክኣ ናብ ኤርትራ ኣትዮም መስፍን ግን ክኣቱ ተበጊሱ ኔሩ ግን ወረቀቱ ሓሊፋ ጸኒሓ ' ህግደፍ ውን ክኣቱ ኣይደለዪን ከም ዝበልካዮ ክኣ ን ጉ 15 ከጥቅዖም ተኮይኑ ንመስፍን ክኣስሮ ኣይደለየን ይከውን መታን ናይ ሓደ ኣውራጃ ከብሎም ' ልክዕ ከምታ ናይ 73 እያ ተስፋይ ተምነዎ ካብቶም ቀንዲ ጎስጎስቲ ናይ መንካዕ ከሎ ግን ኣይኣሰርዎን ንሱ ፍሉጥ ወዲ ሓማሴን ስለ ዝነበረ ነቶም ካልእ ከጥቅዖም ተኮይኑ ን ተስፋይ ክኣስሮ ኣይደለየን ስለዚ ናይ እሰያስ ተንኮል ብዙሕ እዪ
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 4 года назад
@@Eri24882 ፖለቲካ ጠላዕ ኢዩ ሰበይ ይጻወቱልና ኔሮም ሕጂ ውን ጌና የደናግሩ ኣለው
@nejatredie4548
@nejatredie4548 4 года назад
In Eritrea everyone diplomats have more than one pasport
@sofiaidris1360
@sofiaidris1360 4 года назад
EZI QONDAF RASAH SAHSAH QOMAL KADAE TALAM MASFIN HAGOS HAGARNANI HUZBINANI AB HADAGA AWDIQU NAB WAXAI MAXAU WALA NIHIZBI AKIBU INTAZAY TAZARAB SI NIMINTAY KAMISIL NAB DEMBI TAQAWIMO TAXABIRU KABIKI ETA ISAIAS ZIBALOM “ NIHNANI WEYANE NI NAY HABAR ABAY TIGRAY TIGRINYA HAGARA TIGRAY AB ERITREA KINMISRT TASAMAMINA ELUNI ISAIAS AB DURO NAXINAT AB 1991” KIDMI KADDIM NIMINTAY NI DEMBA TAKAWIMO ZYNAGARUM ? ETI NAY ABAY TIGRAY TIGRINYA MISTRAWI SELFI MADAB NAY HABAR MANGISTY NIMIGBAR MS WEYANE KAMZALO INDA FALATA NIMINTAY AB MONGOM DEMBA TAKAWAMTI ATU FAH FAH ZATAWALOM. ETI ISAIAS ZIBALO ZARABA NIMINTAY KA NI 27 AMMAT KIM HADA KIM MISTIRI GARU HIZUWO NI HIZBI ERITREA ZAYNAGARA??
@amanandom6579
@amanandom6579 4 года назад
Bflay n G 15 kibri mihab naygidinyu. Telebom teleb hizbiyu. Baelom nebsom yegliluyom gin- family zibluwo nay bereka famili tirah eyu. Kaliay sirhom bdembi ayserhun. Emnet neruna nay hizbawi Gimbar aserarha komuyu neru zibehal halewlew alewom. Hager bHigi ember bEmnet aymehadernyu. Kalie aynom uwur eznom dufunat eyom nerom men Ertrawi men Tigraway zeyfeltu yiqalesu entenerom.
@asmeracity8784
@asmeracity8784 4 года назад
Jigna eka. Kulkum g15 arkanatna ekum
@onelove9833
@onelove9833 4 года назад
Gignaa ayanaaaa ajokaa
@user-ys3wb8re3e
@user-ys3wb8re3e 4 года назад
Nay behaki jgna abo hzbi :: so admen tananann yhabka feterai !
@tesfayisaac2896
@tesfayisaac2896 4 года назад
አሕ ጀግና ኖሰካ ዶ አብሰደት ምሃለኻ።
@davidtom8062
@davidtom8062 4 года назад
Zarege anbesa metsawety wekaru zbhalsi kemzi iyu jigna nay jeganu mesfn hagos
@abdomawra8536
@abdomawra8536 4 года назад
hero jigna abona mesfien hagos edmen tina yhabka fetari .ab gonka alon hanti mealti kinxergom ena nhnan nsun zblu
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 года назад
መስፍን ጅግና ጽቡቅ ቃለመሕተት
@Simonmisghun
@Simonmisghun 4 года назад
መልእኽቲ የተግብር ኣሎ ዝበልካያ? እወ ብትኽክል 100/100። መስፍን ከም ታሩኹ ደገ ወፂኡ ማዓስ ኣፋ ከፊቱ?????
@terhgasabeha9552
@terhgasabeha9552 4 года назад
With all the information available to the public they ALL AGREE to do nothing they Adopted as true .
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 4 года назад
*መስፍን ፕረዘንት እሰያስ ኣይትበሎ*
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 10 месяцев назад
ተጋዳላይ ኩቡር መሰፍን ሓጎሰ ኣባል G15 ሃይለ ድረዕ ናወጻኢ ጉዳይ ሓላፊ ብመንገዲ ኣምባሲ አትዮጵያ ኣብ ብሩሰል ናብ መለሰ ዜናዊ ደብዳበ ከምዝሰደደ ብሓው ንድሩዕ ኣቶ ሰንጋል ይግለጽ ኣሎ ንሰኻኸ ትፈልጥዶ ነርካ?
@habeshapubg2627
@habeshapubg2627 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህዱእ ዓቃል ተቃላሳይ ጅግና ጀነራል መስፉን ሓጎስ! ንሕናስ ብሕምቀትና ኢና ንስኹም ዶ ንስደት ምተፈረድኩም?
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 4 года назад
አዚ፥ መንግስቲ፥ ኢልኩም ፥ አትስውአዎ፥ ዘለኩም፥ ስርኣት፥ መንግስቲ፥ ከብሎ፥ ዝክአል፥ ናይ፥መንግስቲ፥ ከብልዎ፥ ዝክአሉ፥ መምዘኒታት፥ የብሉን፥ አዚ፥ ብኣመስ፥ ዝመሰ፥ ብህዝቢ፥ ብዲሞክራሲ፥ ኣገባብ፥ ዘይተመርሰ፥ ናይ፥ ውሁዳት፥ ኣመስትን፥ ቀተልትን፥ ጨወይትን፥ ወንጀለኛታት፥ ብደም፥ ኣአዳዎም፥ ዝተልቀየ፥ ንኡስ፣ ናይ፥ ኣሸበርቲ፥ጉጂለ፥ ስለዝኮነ፥ ህዝቢ፥ ዘይፈትዎም፥ ይበንቁሶም፥ አናተባህሎ፥ ዝነብሩ፣ ናይ፥ ግዳም፥ ኣውረታት፥
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 4 года назад
Mesfen Hagos, in history, I heard you were Hero. Good soldier, Now, again make a history. You can and I hope you will, because you have got a experience. Eritrea need more than before.
@fretsbah2430
@fretsbah2430 3 года назад
Admen tanan yehabka Mesfun Hagos
@mathu4616
@mathu4616 4 года назад
My respect for you tegadalay abona Mesfin hagos
@piealpha795
@piealpha795 4 года назад
Treason is punishable by death
@why3781
@why3781 4 года назад
ኣብዚ እዋን ናይ መዲያ ዶብ ኣልቦ ሸፈነ ማዕከናት(ቻነላት) ዘይሙእኩል ኣፍካ ዝሃበካ ትንተና ፡ምስ ዝጸንሓና ተመክሮ ፖለቲካውን ዘቤታውን ኣተሓሳስባን ነጻጺሉ ዘርኢ ኪሳብ ዘይነቓሕናን፣ ኣብ ጉዳይ ጸቢብነት ኣታሓሳስባ ፣ ካብዚ ዝሓለፉ 18 ዓመታት ዝወሰደናዮ ቲምህርቲ ንግሆ ንግሆ ዝመጽእ ንከይ ንሓብር ናይ ሓሳባት ተጻብኦ ፡ኣብ ግምት የእቲና ኣብ ንገብሮም ኣኬባ፡ ፈነወ ፡ኮንሰርት ፡መደረ ፡ቓለመጠይቕን ምስዘለና ናይ መንእሰያትና ንቕሓት ኣዚዩ ጥንቓቀ፡ዝሓትት እዋን ከም ዘለና ቐንዲ ከነተክረሉ ይግባእና ።ንፉዕ ጋዜጤኛ ን ውሕሉል መልስን ኣቶ መስፍን ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም።
Далее
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 16 млн
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
Просмотров 5 млн
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 16 млн