Тёмный

" ሸሪፎ መጺኡ፡ ሙጋቤ እምበር ተሰዊኡ ኢሉኒ" ተጋ. ኣሕመድ ቐይሲ Interview with Ahmed Kaisi 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 101 тыс.
50% 1

Fanus Network endeavours to share views and analyses on events, politics in Eritrea and all issues that affect Eritrea and the lives of the Eritrean people in a candid manner. It aims to stimulate dialogue, foster critical thinking and build bridges of understanding and respect among Eritreans, irrespective of their political or religious beliefs or their backgrounds. It also envisions to help ignite once again the Eritrean people’s “can do” spirit where all Eritreans united, work together, hand in hand to bring about Eritrea of the people, by the people, for the people. An Eritrea where the will of the people and the rule of law is supreme and where each of us can be proud of.

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 294   
@girmalemaraya2354
@girmalemaraya2354 3 года назад
ሰላም ዩኤል ምስ ክቡር ጋሻካ ብልቢ የምስግነካ፡ ኣዚዩ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ኢኩም ኣልዕልኩም ዘለኩም። በዚ ኣዛናትዋ ናይ ኣቦና ቀይስስ ብጣሚካ ትምሰጥን ትሓዝንን ኮይኑ ግን ኣብ ሞንጎ ኣትካ ብዛሓት ሕቶታት እና ኻዓትካ ክትሓቶ ነሩካ፡ ከም ኣብነት 1፥ ኣብ ኢሳያስ ዝነበሮ ውልቃውን ውድባወን ኣብ መጻኢን ትዕዝቢቲታቱ፡ 2፥ ርክባት ላዕሎወት ሓለፍቲ ኩቱር ናይ ስልጣን ሕርፋኖምን፡ ሰወራ ኣብ ርእሲ ደቃ ምብላዕን ፥ 3፥ ስለምንታይ እዮም ኣርካንት ተጋደልቲ ምስቲ ስርዓት ዘየለዉ ሚስጥርት ገዲሊ ጽቡቁን ሕማቁን መስጢሪሞ ዝሓልፉ ዘለዉ፥ 4፥ ክሳብ ክንዲዚ ክንጽር ዘይካለ ዘሎ መስዋእቲ ቡዛሓት ጀጋኑ ሰንሰለቱ ካብ ተራ ቀንጸልቲ ክሳብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢድ ከምዘለዎ ይበርልሃልካ፡ ግን ኩሉ ከ ናብ ኢሳያስ ጥራይ ክተልግቦስ ሓቅነት ኣሎዎ ዶ ትብል፡ 5፥ ኣብ ህግ እዞም ተርእዮታትት ክልሑኩን ክስፍሕፉሑን ዝጀመሩ ምስ ትክክል ዕላማ ናይቲ ገዲል ዘይምንጻርን ስዉር ሽፍትነት ይግበር ኔሩ ዶ ትብል፥ 6፥ ዓቀኑ ብዘይግድስ ኣብ ቃልሲ ምስሕሕስብ ናይ ወገነይ ወገንካ፡ ዓዳዊ፡ ቀቢላዊን ሃይማኖታውን ከ ኔሩ ዶ ትብል ብፍላይ ምስቲ ምክልካሉ ወይ ቱሑት ሀገርዊ እምነት ዝብል መርገጺ ስለ ዝነበሮ፡ በንጻሩ ነቶም ቦታን ሓልፍነትን ዝነበሮም ብምንታይን ከመይን ይቆጻጸሮ ኔሩ ኢቲ ውድብ፥ 7፥ እቲ ቀንዲ ዘገርም ግን ተጋደልቲ ክሳብ ክንደይ ኢኩም ሰብ ኪዳን ወይ ናይ ነብሲ ወከፍኩም ኢድ ምትእትታው ዶ ኔርዎ ይክወን ኣብ ዘርባኩም ተቆጢብኩም፡ ጥንቃቀ ዝተምልኦ ዛንታ ይኩን መሕትት ኣብ ትገብሩሉ ትዛረቡን ተዝንትዉን፥ # ተስፋ ገብር ኣብ ቀጻሊ ኢዝን ከምዝን ዝኣመሰለ ሕቶታትት ክትሓቶ። ተረርትን ምስጢር ዝውጽኡ ክኮን ኣለዎም፡
@sadpowerrr3317
@sadpowerrr3317 3 года назад
ዝሓለፈ ሓሊፉ ውሕጅ ይውሰዶ ነዞም ደቅና ቁኑዓት መሪሕቲ ረቢ የውርደልና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hashimmohamm3224
@hashimmohamm3224 3 года назад
كيف. زحلفي. حليفة نسغ. اسياس. نحن. عوزننو. ابراهيم. هو. شجاع. وبطل. بعد. عوتي. واودي. على. فرتو
@hussasalim9035
@hussasalim9035 3 года назад
I am sorry abona kaisi , your explanation of Ibrahim Afa lost not convincing
@etcetera3282
@etcetera3282 3 года назад
Ayterede'akan malet d'u...ember ts'buq gie'ru geli'ts'wa zelo...the rest is upto you. He's talking at his level.
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
​@@etcetera3282 : I guess, you used your sixth sense to understand his explanation - but to tell you the truth, Qeysi accounts was confusing and misleading. The host need to challenge him to clarify his narrative so the future generation can learn from it:
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ን ኢብራሂም ዓፋ (ወዲ ዓፋ) ጅግና ጥራይ ትቀትል ጥይት ሲ የላን እሞ ክ'ኣ ኩናት ዘይነበረ ' ኩሎም ከም ዝገልጽዎ ኢሰያስ ብ ሃሱሳቱ ጌሩ ኣብ ታባ ዓጋመት ከም ዝቀንጸሎ እዮም ዝገልጹ ' ን ታሪክ ጥራይ ንግደፎ ናይ ታሪክ ተመራመርቲ ኣለውና እኳ ጥራይ ሃገር ካብ ምልኪ ትውጻእ `።
@meserethadgu2286
@meserethadgu2286 3 года назад
Ibrahim jigna eka enta kone ab nay bal musse tesfankil gen ied nerwo eyu ab menka ilom. Zeta reshnu musse negirwo neru eu ::
@ibrahimibrahim9237
@ibrahimibrahim9237 3 года назад
ትኽክል !!
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@@meserethadgu2286 ቅድም ቀዳድም፡ "ራሻይዳ" ዝበሃል ብሄር የለን። እቶም ኣብ ኤርትራ ኔሮም እዮም ዝበሃሉ ራሻይዳ ንነብሶም ኤርትራውያን ቆጺሮም ኣይፈልጡን እዮም። ኣብ ገድሊ ይኹን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሓደ ራሻይዳ ኣብ ኵናት ይትረፍ፡ ኣብ ሳዋ ውን ርእየ ኣይፈልጥን። እዚ ህግደፍ "ብዙሕነት ኣለና" ክብል ዝነፍሖ ሓሶት እዩ። እቶም ዝነበሩ ራሻይድ ዝበሃሉ፡ ብቑንጣሮ ዝቑጸሮ ነጋዶ ኮንትሮባንዳ፡ ቀደም ብግዜ ደርጊ ንስዑድያን ሱዳንን ከይዶም እዮም። እዞም ውሑዳት ኣለዉ ዝበሃሉ ነጋዶ ካብ ሱዳን ዝመላለሱ፣ ህግደፍ ንኻልእ ፖለቲካ ዝጠቀመሎም እዮም። ቴስዓ ካብ ሚእቲ ህዝቢ ኤርትራ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ይነብር ኣሎ። ነዚ ባህርያት እዚ ሓኺኹ ባዕዳዊ ዓረብ ከምጽእ እየ ዝብል ዕጭኡ፡ ዕጫ ጀብሃ ይኸውን። ዝኾነ ይኹን ዓፈር ወይ ኩናማ ወይ ካልእ ኣብ መሬቶም ምርጫኦም ቋንቋታቶም ምዕቃብ እዩ። ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ኸኣ እንተደለየ ንዉቕሮ ትግራይ ወይ ንዓብደልራፊ ሱዳን ክኸይድ ይኽእል እዩ። ኣብ ደምና ረሃጽና ዝኸፈልናሉ ሃገር ማንም ባዕዳውን ካዳሚ ናይ ባዕድን ኣይእውደናን እዩ።
@meserethadgu2286
@meserethadgu2286 3 года назад
@@zegdagmawi275 xbuk habab eu haweni::
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
@@zegdagmawi275 ስማዕ ጽሉል ክትከውን ኣለካ ብቀጻሊ ኣብ ዝጽሓፍክዎ ካብ ኣርእስቲ ወጺካ ዘየለ ትጽሕፍ ቁሩብ ትሓስብ ተኮንካ ክብረት ሰብ ይሃልኻ ` ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ ኣይትጽሓፍ ' ኣብዚ ብዛዕባ ኢብራሂም ዓፋ ምበር ብዛዕባ ራሻይዳ ንዛረብ የለናን ። ድሓር ኤርትራዊ ክትከውን ግድን ክትጋደል ኣለካ ዝብል ሕጊ ኣበይ ኣንቢብካ ? ኤርትራዊ ክትከውን ኣብቲ ኤርትራ ትነብር ክትከውን ጥራይ ኣለካ ' ራሻይዳ ክ'ኣ ከም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ እታ ሃገር ትብጽሖም ከም ኩሊም ብሄራት በብግዚኡ ዝመጹ እዮም ስለዚ ኩሉ ተከባቢሩ በብዝነብሮ ባህሊ ክነብር ጥራይ እዪ ዘለዎ ምስ ራሻይዳ ይኩን ካሎሎት ዘራክብ የብልናን ደቂ ሃገር ስለ ዝኮና ጥራይ እዪ ንሕና ኣብ ከበሳ ንነብር ኣበይ ምስ ተራከብና ብዝኮነ ሰጊመ ክብለካ ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና ዝዓይነቱ ኣይትዛረብ ተዘይ ኮይኑ ካብ ገጻት ናተይ ክ'ኣልየካ እየ ።
@omexhmisawi1
@omexhmisawi1 Месяц назад
Ab taba agamatan kswa kelo abey nerka Qeysi? Nerka do aba? Kunat kemzeynebere flut eyu! Hanti tyit beratit mexia ktmntlo kola zeyetalil wxu hasot eyu. Keysi bzuh zeabetkayo zgeberkayo mshakil kemzelo yberhalna allo. Kali eti nay Ibrahim gn aba sle zeyneberka 100% sure koynka aytzareb. Ibrahim teketilun ferekan 44.
@geromogerhi8387
@geromogerhi8387 3 года назад
ዝከበርካ ኣቦና ንሕና ንጹር ዝኮነ ተሪኽ ክፈልጥ ሰለ ንደሊ ዘለና ደኪመ ከይ በልካ ፍልጠትካ ግለጸልና ዩኤል ከኣ ንእተቅርቦ መደባት የቀንየልና
@bhlinankid3646
@bhlinankid3646 3 года назад
ብመጀመርታ ዩኤል ብሉጽ ሰብ ዓቢ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ የቀንየልና ቀጽሎ ግዜ ክኣ ኣንውሕ ኣብሎ እንተኪኢልካ.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ሓደ ሰብ ነቲ ኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ እንተጸልአን እንተፈንፈነን፡ ናቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣእምሮን መንነትን ሕማም እምበር፡ ናይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ጉዳይ ኣይኮነን። ሕማም ናይታ ኩርኩር ናይ ዓረባዊ ባዕዳዊ ሕልማታት ዝነበረት ጀብሃ ውን ካብዚ ኣይፍለይን እዩ። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@Abdelwasie
@Abdelwasie 3 года назад
Ibrahaim kemzi zebelkayo 1984 ezi wedeb akayda hemak alo kebl kelo gel neger sel terayo eyo selezi nemntay zey seabkumo zey terdakumk nesu kesab dehri naxent yehasb neru kesara ne hezbi Eritrea 🇪🇷 ember iseyas da bealie setay dem seb endiyo nesu eyo ketilewom atfiewom ibrahaim afa ms tefe nesom keman ketefu mukhanom zey hasebu eyo besnki G15 abzi bexihna
@waqteyabish4592
@waqteyabish4592 3 года назад
kedim kani bro tedegimeya turgum yayblan eti rieto so thanks more
@abduali2
@abduali2 3 года назад
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ርአቶ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ይገርም እዪ ብላሽ እባ ኣጥፊእዎ ወዲ ዓፋ ጅግና
@ስሓቦጉተቶ
@ስሓቦጉተቶ 3 года назад
Tim iske bel
@Abdelwasie
@Abdelwasie 3 года назад
@@waqteyabish4592 you welcome 🙏❤️
@efremtecle4234
@efremtecle4234 3 года назад
ቀይሲ ኣገደስቲ ነጥብታት ኣልዒሉ ኣሎ: 1- 14 ሰባት ዝተታሕዙ ኣለው ተባሂልና: ካብቶም ቀተልቲ:: መን ኢሉ? መን ይፈልጥ? ኣበይ ኣለው እቶም ዝተታሕዙ ዝብል ዛዕባታት ተታሓቲቶምዶ በቲ ፈጻሚት:: 2- ኣብ ዓጋመት ብዘይ ፍቃድ ክሓድር ኣይግብኦን ነይሩ ወይ ኣፍቂዱ ነይሩ ክኸውን ይግብኦ? ንመን እዩ ዘፍቅድ? 3- ምሕርናኹ ተሰሚዑ እዩ ወተሃደራዊ ስልቲ ተጠቒሙም ዘይእመን ጽውጽዋይ:: 4- መስፍን ክድቅስ ምድላዩ? እንታይ እዩ ነይሩ ኩነታቱ? ግሂ ድዩ ወይስ ከይነግር ስለዝደለየ? ካልእ 1- ምልክት ናይ ኢብራሂም ዝነበረ ሃዲሙ ናብ ሱዳን ድሕሪ ምኻድ ምስ ተስፋምህረት ኮይኑ ዝቃለስ ነይሩ ዝበሃልከ እንታይ እዩ መልስኻ? ኣብቲ ግዜ ክፍሊ ታዕሊም ተኹሲ ምስ ሰምዑ: ብጉያ ክድይቡ ደልዮም ተኸልኪሎም ይበሃል ስለምንታይ? ዓጋመት ካብ ድፋ ወይ ካብቲ ናይ ውግእ ስፍራ ኣዝዩ ርሑቕ እዩ ነይሩ? ብኸመይ መዕቀኒ ክንድዚ ዝኣክል ርሕቀት ክሰልኩ ይኽእሉ? 5- ስለያ ኣንፈት ኣጥፊኡ እንተ ነይሩ: ንምንታይ ቁጡፍ ሓበሬታ ነቲ ከባቢ ዘይተዋህበ?
@abduali2
@abduali2 3 года назад
ያ ናይ ልበይ ረክብካያ ኣታ ወዲ ።ኣነ ከምዝመስለኒ መስፉን ሓጎስ ኣብ ናይ ወዲ ዓፋ አድ ኣለዎ ምኽንያቱ ክምዚ ኣቦና መሓመድ ቅስ ዝበልና መጽዩ መደቀሲ አዩ ሕትቱ ንምንታይ?
@badmeeritrea833
@badmeeritrea833 3 года назад
Tegadalay Ahmed Qaisi N'Dihrit temelisu zihalefe zegatim zinebere kunetat meda Tarik iyu Zezentu zelo imber Ab mermera nay police aykonen qeribu zezentu zelo imo, zediln zeyedlin hitotat keteqribulu aygibaen...
@helendani8460
@helendani8460 3 года назад
Oooo you. are absolutely right.
@abduali2
@abduali2 3 года назад
ኣነ ግን ዝገርመኒ መስፉን ሓጎስ ንምንታይ አዩ ኣብዚ ጉዳይ ክዛራብ ዘይ ደሊ አባ አልካ ሕተተለይ ኣብ ካልአ ማዓልት ን ኣቦና መሓመድ ሲቅ
@omareritrea9558
@omareritrea9558 3 года назад
Ed selezelow yokawin
@kemalmahamednasseribrahim4612
@kemalmahamednasseribrahim4612 3 года назад
ፍሉጥ ነገር እዩ መስፍን ኣብ ናይ ጉዳይ እብራሂም ዓፋ እንተተዛሪቡ ነቶም ብዝይ ገበን ኣብ ፎቆዶ በሪኻታት መስፍን ብዓሉ ዝሓርዶም ዝነበረ ምስጥሩ ክወጽእ እዩ። ስለዚ ድማ እዩ ኣጽቅጡ ኩሎም ደመንጃታት እዪም ኣብ መርሕነት ዝነበሩ። ወላ ኣብ ህዝባዊ ሓሩነት ኤርትራ ከምኡ ውን ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት።
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 3 года назад
@@kemalmahamednasseribrahim4612 Abedhed aytbel Bzaeba wedi Afa wn tehatitu gubue melsi hiblu u. Wedi afa kswae kelo beynu aykonen nieru msu zneberu wn tesewiom yom bxelae keayom teketilom elu tezaribu nieru u.
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
@@nevergiveup5690 መን'ዬም እቶም ምስኡ ዝተሰዉኡ ?
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 3 года назад
@@embaderho4807 Tegadelti bxetu.
@haqihaqika7066
@haqihaqika7066 3 года назад
ካብ ስምዒት ሪሒቑ ሚዛኑ ሓልዩ ስለዝዛረብ ደስ ይብለካ ክትስምዖ ናይ ወዲ ዓፋ ግን ኩሉ እቲ ዝፈልጦን ንኽዛረብ ዝያዳ ጽቐተሉ ታሪኽ ወዲዓፋ ካብ ከልእ ስብ ዝርከብ ኣይኮነን ።
@tekestearaiamekonen3231
@tekestearaiamekonen3231 3 года назад
ኣብታ ሕብ እቲ ሰልፍ ጉባኤ ኢብራሂም ተሳትፋ ዶ ሕተ ቶ።
@melawit9956
@melawit9956 2 месяца назад
ኣነ ተዓላሚት ነይረ ንዑ ጸላኢ መጽዩ ሎም ንዓጋመት ኣደይቦምና ነይሮም ዝረኽብናዮ ኩናት ኣይነበረን ደዮብና ወራድና
@arayagebremeskel6661
@arayagebremeskel6661 2 месяца назад
መሳኪን ናይ መወዳኢታ ንዛዘ ትዛረባ አለክን ኢዚ ድማ ህመቅ ቃልስኩም ተንጻባርቁ አለኩም ከምቲ ጀነራል ሀቀኛ ተቃላሳይ ዝበሎ ኢቶም ጀጋኑ ተቃለስቲ ንቃልሲ ይፍጽምዎ ኢቶም ድኩማት ድማ ኢንዳአዝለቁ የንሳህቡ ኢስካትኩም ድማ ኢቶም ድኩማት ዘንሳሀብኩም ድማ ንስካትኩም ኢኩም ህጂ ህርቃን ዘይገብሮ የብሉን ህጂ ተመሊስኩም ነቶም ጀጋኑ ቃልሲ ናብ አወት ዘብጽሁዎ ብህማቅ ታሪክ ትትንትንዎም ተክፍኡዎምን አለኩም ኢዚ ህመቅ ናትኩም ኢዩ ተዘንትዉዎ አለኩም ሰነፋት
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 6 месяцев назад
ተመስገን! ከይሲ! ኣብዚኣ( እብራሂም ዓፋ ) ብኢሰያስ ከምዘይተሰውኤ ካብ ዘረብኡ ሰምዐ :: ኣብቲ ዝነበረ ዉግእ ተሰዊኡ እብራሂም ኢሉ ንመስፍን ሓጎስ ነግርዎ :: ስለዚ ......ሓቂ ንፍቶ ::
@arayagebremeskel6661
@arayagebremeskel6661 2 месяца назад
ኢብራሂም አፋ አብ ባህሪ ሀይሊ ኢትዮፕያ ካብቶም ማሪን ኮማንዶ ዝተመሀረ ዝሰርሀን ስብ ኢዩ በቲ ዝነበሮ ፍልተት አብ ኩናት ዘይብሉ ክመውት አይክኢልን ኢዩ ግን ንስካትኩም ይከውን ኢዩ ኢልኩም ኢሰያስ ቀቲልዎ ክትብሉ ዝገርም ኢዩ
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 2 года назад
ሙጋበ፡ እቲ፡ አብ 1980 አብ፡ ላንካስር፡ ሀውስ፡ ሐደ፡ ዓይኑ፡ ዓሚቱ፡ ጎደሎ፡ ስምምዕ፡ ዝፈረመ፡ ሐደ፡ እግሩ፡ አብ፡ ጉድጓድ፡ ሐደ፡ ኢደዱ፡ አብ፡ ጁቡኡ፡ የእትዩ፡ ንስልጣን፡ ብተብተብ፡ ዝተሰማመዔ፡ ክሳብ፡ ዳርጋ፡ ብደገፍ፡ ባላን፡ ዕዳን፡ ዘእተወ፡ ክሳብ"ታ፡ ሰንከልከሉ፡ 2017 ፡ ብበትርን ፡ ብዓረብያን፡ ዝእለ። አብ፡ ሜዳ፡ ኤርትራ ፡ኸ፡ ~1980s ብገለ፡ አባላት፡ መሪሕነት/....ኢ.ዓፋ / ሙጋቤ: ሰንኮፍኮፍን፡ ጎደሎ፡ ስምምዓት፡ ንምቕባል ፡ ኔሩ፡ ዶ፡ ይኸውን ? ወላስ፡ ከምቲ፡ ናይ፡ ተኽላይ፡ /ዓደን፡ ክድዓት..፡ ወይ፡ ከምቶ"ም: ራስ፡ ገዝ፡ ኢሎም፡ ዝሀጠሙ፡ መጋጠመ፡ ኔሩ።
@yacobhannes1765
@yacobhannes1765 3 года назад
ሰላም ዩኤል ስለ"ቲ ትገብሮ ዘለኻ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። እዛ ሕቶይ ተገዲስካ ሕተተለይ፡ ቀይሲ ዓርኪ ወዲ ዓፋ እንተ ነየሩ፡ ኦፕረተራት ናይ ወድ ዓፋ ዝነበሩ"ውን ኣሽማቶም ክፈልጦም ግድን ኢዩ"ሞ፡ እቶም ምስ ወዲ ዓፋ ዝተቀተሉ ኦፕረተራት ኣሽማቶም ሕተተለይ ምስ ናይ ክብረቱ ።
@shrom3051
@shrom3051 2 года назад
አንታ ሐሳዊ አክራሪ ጃሃድ ዘይነበረ ዘይተተግበረ ትዛረብ አለካ።
@baburasmera213
@baburasmera213 3 года назад
አነ ግን እዚ ሰብአይ ገሪሙኒ አሎ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ብዛዕባ ኢሳይያስ አይፋልጥን ይቡል አሎ ምስ ቡዝሐት ጸላእትና ይራከብ እዩ” ሕጂ ከማን ምስ ኢትዮጵያ ኾይኑ ደቅና የጥፎኦም አሎ አይገብርን አይትበል አበይጸኒሕካ እንድዒ
@Eri24882
@Eri24882 3 года назад
ናይ ስለያ ዝጠፍአት ጋንታ ቀቲላቶ ንወዲ ዓፋ???ስለያ እሞ ኸኣ ሓንቲ ጋንታ ናይ ግድን ተጻብኦ እንተዘይ ረኺባ ባዕላ ተበግሶ ወሲዳ መጥቃዕቲ ኣይተካይድን እያ።ካልኣይ ወዲ ዓፋ ሓላፊ ወትሃደራዊ ታዕሊም እዩ ነይሩ ኣበይ ከይዶም እቶም ካልኦት ኣዘዝቲ ግንባራት ንሱ ጎቦ ዓጋመት ደይቡ ኩናት ዝመርሕ???
@zewdigeb7124
@zewdigeb7124 3 года назад
ብመጀመርያ ንክልቴኹ ሰላምይ የቅርብ ቀጺለ እዚ ንእሽቶይ ወሎዶ ክነቅሓሉን ክማሃረሉን ዝሕግዝ ኢዩ ንኹሉ ኤርትራዊ ድማ ኣገዳሲ ኢዩ የቀንየልና ገዲሞ ተጋዳላይ ኣቦና ኣሕመድ ቀይሲ
@merhawietgirmay3682
@merhawietgirmay3682 3 года назад
Hiii zkeberka hawey n Baba keyci hto alatnie = tera eseyas ab gedlie mare kndey ayu nieru agedasnetu ?? Yoaiel naka wn tmhrtieyu mknyatu kab bgudaykum b guday gorebiet aythmemu tanks btgebro thebele !!
@mohammedsiraj8968
@mohammedsiraj8968 3 года назад
ጀግና ኣቦ ዕላል
@omexhmisawi1
@omexhmisawi1 Месяц назад
Abza nay Ibrahim Afa si zwyneberka bog abilka ayketelwon shabya kbil keysi gega abi geza aleka wey abzi seb mktal edka temerasihu sle zello eyu wey kemrditka gega rdit wesidka aleka. Abzeyneberkalu aytzareb.
@abusabr6674
@abusabr6674 3 года назад
እዚ ታሪኽ ኩሉ ሓቂ ይመስል ኢሰያስ አታሊሉኩም ብርእስኹም ይጻወት ኔሩ።
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
ያሲን ኢሰያስ ኣየታለሎም : እቲ ንበይኑ ዓው'ኢሉ ብድፍረት ዝዛረብ ዝነበረ ስውእ ጅግና ማሕሙድ ኣሕመድ (ሸሪፎ) እዩ: ሓርበኛ ማሕሙድ ንእሰያይስ በይኑ ዝመክተን : ንየማነ ህበይ ዘጠንቀቀ ሃገራ ጅግና'ዩ ::
@1115asmara
@1115asmara 3 года назад
Shukran Ahmed. Good job Yoel.
@kikimiki9256
@kikimiki9256 3 года назад
Stunning hero Algesi. Ever greeting
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ቅድም ቀዳድም፡ "ራሻይዳ" ዝበሃል ብሄር የለን። እቶም ኣብ ኤርትራ ኔሮም እዮም ዝበሃሉ ራሻይዳ ንነብሶም ኤርትራውያን ቆጺሮም ኣይፈልጡን እዮም። ኣብ ገድሊ ይኹን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሓደ ራሻይዳ ኣብ ኵናት ይትረፍ፡ ኣብ ሳዋ ውን ርእየ ኣይፈልጥን። እዚ ህግደፍ "ብዙሕነት ኣለና" ክብል ዝነፍሖ ሓሶት እዩ። እቶም ዝነበሩ ራሻይድ ዝበሃሉ፡ ብቑንጣሮ ዝቑጸሮ ነጋዶ ኮንትሮባንዳ፡ ቀደም ብግዜ ደርጊ ንስዑድያን ሱዳንን ከይዶም እዮም። እዞም ውሑዳት ኣለዉ ዝበሃሉ ነጋዶ ካብ ሱዳን ዝመላለሱ፣ ህግደፍ ንኻልእ ፖለቲካ ዝጠቀመሎም እዮም። ቴስዓ ካብ ሚእቲ ህዝቢ ኤርትራ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ይነብር ኣሎ። ነዚ ባህርያት እዚ ሓኺኹ ባዕዳዊ ዓረብ ከምጽእ እየ ዝብል ዕጭኡ፡ ዕጫ ጀብሃ ይኸውን። ዝኾነ ይኹን ዓፈር ወይ ኩናማ ወይ ካልእ ኣብ መሬቶም ምርጫኦም ቋንቋታቶም ምዕቃብ እዩ። ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ኸኣ እንተደለየ ንዉቕሮ ትግራይ ወይ ንዓብደልራፊ ሱዳን ክኸይድ ይኽእል እዩ። ኣብ ደምና ረሃጽና ዝኸፈልናሉ ሃገር ማንም ባዕዳውን ካዳሚ ናይ ባዕድን ኣይእውደናን እዩ።
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
@@zegdagmawi275 ዑጉመይ : ትግረን ትግርኛን 99% ዓረብ'ዩ : ብኻልእ ኣዛራርባ " ዓረብ" መንነትና'ዩ : ዑገመይ ናትካ ጸገም ግን : ጽልኣት ምስልምና'ዩ : ክክክክክ cut and paste !!
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@ShilHo Derho:- ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@okubaihabtegebriel7058
@okubaihabtegebriel7058 3 года назад
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
@eritrean for life : Geez was never spoken in Eritrea . Was it spoken in እምባደርሆ or ዓዲወግሪ ? C’mon ! How can u deny the heavy of influence of Arabic? does it matter if it is Ezzi , Adeni or hadrami ?
@mohammedhassen1168
@mohammedhassen1168 3 года назад
ሰኺሮም ዝገበረዎ አኺበታትን ሕካያታትን ግና ጨብጢ አለዎ ኢልካ ንኽትአምኑ አሺጋረ ኢዩ እቲ አስማት ግን እሳቱም ኢዩም ከ ጋጊይካ ዘይኽእል።
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
ስዋን ድሙድሙ እናሰተኻ ምሽ'ዶ ? ዝገርም'ዩ ::
@fuhf1923
@fuhf1923 3 года назад
Mesfin Hagos should come and tell about the killing of Ebrahim Affa. Yuel please invite Mesfin.
@mikeberhe8421
@mikeberhe8421 3 года назад
ሶሎሞን ንሱዳን ምስኣተወ እብራሂም ሮሞዳን ኣርኪቦሞ ኔሮም ሶሎሞን ሓላው ሰውራ ስለድነበረ እትኩሉ ኣብ ሰውራ ድተፈጸመ ካብ A ክሳብ Z ንእብራሂም ፈልዩ ነጊርዎ እብራሂም ብወገኑ ጽቡቅ ኣለኻ 100% ንሓሳቡ ተቀቢሉ ንህ. ግ. ከዔርይዎ ተራዳዲኦም ተታሓሒዞም ንሜዳ ተመሊሶም ኢሰያስ ንሮሞዳን ሓቲቱ ዋላሓንቲ ኣብ ሞንግኦም ኣየእተዉንን ስለ ድበለ ኢሰያስ ንክልቲኦም ኣብ ታርገት የእትዩ ዎም አቶ ሃብተማርያም ተ. ሓ. ኤ. ኣስፊሑ ገሊጽዎ ኣሎ ::
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Год назад
Mr. Qeysi. Actually Mr. Derui is from Saho of Tsenadegle. He was heard saying that many times.
@kerenkeren8162
@kerenkeren8162 8 месяцев назад
Alkeisi don't know none about Eseyas afwerki
@milenmesfen1416
@milenmesfen1416 3 года назад
Girmay mehari bgoney nieru mis Ibrahim afa kelena ilka emo des iluni birgader General Girmay mehari akoy eyu yzkereni shimet eseyas khibom kelo zeygbeo hibwo bzuh taetae nieru ane nieshitey eye niere gin adey hatinetatey kzareba kferha slieu yzkereni nmntay nnewih gieze ayteqebelon Girmay eti shimet birgadel general emo ka mktil nay hede eyu nieru eti seb ka meytu eyu.Akoy dereq haqi zfetu eyu eseyas ka kemeu aynet seb ayfetun eyu bkemeu zeygbeo shimet hibewo akoyin eseyasin ninewih selam kemzey neberom yfelit niere.bzkone ni Akoy komeu dma niaka qeysi edmen tienan yhabkum.
@kalMHe
@kalMHe 3 года назад
I love this interview with Tegadalay Qeisi ! Yoel. Thanks alot !
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
How much does he get paid for It
@mihretabmosazgi5372
@mihretabmosazgi5372 3 года назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ዩኤል ሓውና ብዛዕባ መስዋእቲ ጅግና ኣቦና ኢብራሂም ዓፋ ክንፈልጦ ንደሊ ብዙሕ ዩ የቐንየልና ጅግና ኣቦና ኣሕመድ ኣል ቀይሲ።
@fourwheeldrive8745
@fourwheeldrive8745 Месяц назад
Merihnet birra tseti nera tegadelay Thoma inda haderet
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 3 года назад
Malet kubur abona al keysi btaemi kebid waga kefilkum ekum tkeflwa zneberkum waga gn nabey getsu yeemft bzey mflatkum nay hji welodo ykeflo alo
@medajhon1274
@medajhon1274 3 года назад
ባባ ኣልቀይሲ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣቦ ዕላሉ፡ ኣዘራርባኡ ፡ ኣዘናትዋኡ ምሃሪ አዩ ኩሉ ጊዘ ኣምጻልና ሓው ዩኤል ኣብ መወዳእታ ዝበላ ቃል ከኣ ትኽክል አያ ኣመጻጽኣ አዚ ታሪኽ ከይፈለጥና ኣብዘይነበርናሉ ኣይንፍረድ ናይ ሕጂ ሕመቕና ናብ ጀጋኑና ኣይነላግቦ
@romayabraham8737
@romayabraham8737 3 года назад
ነዛ ግናይ ቁርዲድ ናይ ልባ ነጊርካያ ፍሽኽ ኣቢልካያ። ኣየ ቀይሲ መጻወቲ ባዓል እዛ ቁርዲድ ኮንካ ተሪፍካ። እቲ ዘሕዝን መስዋእቲ ናይ ወዲ ዓፋ ኣራኺስካዮ ቀይሲ።
@omexhmisawi1
@omexhmisawi1 Месяц назад
Nay Ibrahim Afa 100 shabia ketilomo Qeysi gn emuk zbele aflto yeblun lali lali eyu eti hawahu znegr zelo wey bflat msom bdem edu tehaxibu sle znebere eyu zeaxwo zello
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 7 месяцев назад
Hasus kilte zereba yizareb ab hade humot eti yikayed naru ibrhim qetita atiwo neti wigi ilu kebqi qetsilu ziselekot sile zineberet nisa qetilato yibil kemey melhaska tiqorets
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 3 года назад
ይኽፋአ ይጸብቕ ኣፍኩም ምኽፋት ውን ሓደ ጹቡቕ ነገር ኢዩ ንሕና ውን ትዕዝብትና ወሲድና ኣለና ።
@Habesha28
@Habesha28 3 года назад
Anything which’s from eplf is here to confuse us weather veteran or recent, they aren’t to to believe just bcs why now after 30 years when the damage is done ✔️
@danieltela8608
@danieltela8608 2 года назад
Wedi shermuta agame, eti zmlselkawun hade zyrebh kedae Eritrawi, Sebay tekonka msu eka eka nerka, slemntay kdmi mhdamka zeytezarebkalu. Mushmush, miskefaka zamnaka seb yelen.
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 2 года назад
መርሓባ ዳንኤል ተላ ። "ምስ መዕበይኻ ጥፋእ" ይብሉ ወልዲ : ንጽዩፍ ዝዛረብ ወይ ዝገበር ሰብ ምስ ዝዕዘቡ። ወለዱ ቀጺዖም እንተዘዕብይዎስ ጽዩፍ ኣይምተዛረበን ወይ ኣይምሰርሔን ዝብል እምነት ስለ ዘለዎም። ኣዴታት ካልኦት ዝጸርፍ ሰብ እውን ንኣዲኡ ዘይኽብር ክኸውን ኣለዎ ዝብል እምነት አለን። ብዝኾነ ምስ ኩሉ ኣኽብሮተይ; ካብ ንወለድኻ እተረግምን; ሓንጎል እንተደኣ ኣሎን : ነቲ ዘይትሰማዓሉ ኣነጽር ኣቢልካ ኣውጺእካ ኣብዝን ኣብትን ተጋጊኻ ወይ ኣይሰማማዓሉን እየ ኢልካ እንተተረ ደኣና ዝሓሸ ምኾነ። ደሓር ከኣ ነቲ እትድግፎ ዝመስልካ ስሮዓት እውን ኣይትሕግዞን ዘለኻ : ብኣዛርርባኻ ደምበ ዓዋሉ ወይ በጋምንዶ ስለ እተምስሎ። ደሓር ከኣ እስከ ንኤርትራ ከምቲ እትጸርፎ ዘለኻ ክቡር ኣቦ: ገይርካ እንተደኣ ኮንካ ኩላህና ክንመሃርን: መን ምኴንኻ መታን ክንፈልትጥ ብዛዕባ ታሪኽ ህይወትካ ኣካፍለና ። ሰላምን ጥዕናን ንዓኻን: ንቤተሰብኻን ይምነ ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 года назад
Hawe kesime wigi nenihidihid .2 parity do .menika yemin falule jebiha ni 🇸🇩 mifinawi ayetihasasibekan .tegadalay .astidifika kolia mifirad ab ale seray..stenikitat annibib..
@jossytm6814
@jossytm6814 3 года назад
Can yu pls do video explaining the progress Canada group of 5 sponsorship. So we can help our brothers and sisters (Eritrean refugees) in Ethiopia. Their are alot of people out there who are willing to help unfortunately they don't know the process. Thanks in advance
@Simon-gx9xf
@Simon-gx9xf 3 года назад
I love the way he narrates his story but above anything his advice on how to revolt against isayas
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 3 года назад
Ezea nay ebrahim afa mot aseias eyu mokneyato aseias abte ebrahim afa zenaberlo bota serawit sadedo wege jamerom dehar mes ketelowom ne beal ebrahim afa nateom ne beal ebrahim zekatelo kale serawit sadedo katelowom hade seb hademo Ethiopia ateyo eso awxewo ete haki aseias helena zey belo seb eyu meso bezoh tekalesom abey alewo lome atfeowom ahhhhhh abotatna ayatatna naxenat zehamxeo eway daki eri xeada
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 3 года назад
ሓቀኛ ታሪኽ ክትፈልጥ ን ገዲም ተ/ጋ መስፍን ሓጎስ ጥራይ ኢኻ ክትሰምዕ ዘለካ። እታ ዝፈልጣ እምበር እታ በኣፍልጦ ዘይተተኣማምኖ ክዛረበላ ዘይደሊ እንተሎ ንሱ ጥራይ ዩ፡ ሃለውለው ኣይናቱን ዘምጾኦ እምበር ዘይምጸኦ ኣይዛረብን ዩ። ብዛዕባ ተ/ጋ ኢብራሂም ዓፋ (ወዲ ዓፋ) ተሓቲቱ ጉቡእ መልሲ ሂብሉ ዩ፡ ወዲ ዓፋ ምስ ብጸቱ ዩ ተሰዊኡ በይኑ ኣይኮነን ኔሩ ብጸላኢ ከኣዮም ተቐቲሎም ይብል፡ መስፍን ከም ዝቐተሎ ጌሮም ኣፎም ዝሃቦም ዝዛረቡ ኣለው እዚ ግን ነቨር ሓሶት ዩ ብምባል ሓቂ ተዛሪብዎን ሰሚዕናዮን ኢና። እዞም ሃላዋት ዝበሉ እንተበሉ እቲ ሃላው ከምኦም ክሰምዖም ይኽእል ይኸውን።
@Marsenaa
@Marsenaa 3 года назад
አብዚአ ዘይተረደአኒ መርዛም ጸዊዒዎ ንዓዲ ጥልያን ክከይድ ሙሱኡ ኢልካ መልሽካ ድማ ውግእ ጸኒሕዎ ትብል አፍታውግእ ድርግም ኢሉ ሐንሳእ አረሜን ቀንጺልዎኦ ትብል ወላ ዘረባካ አዎቂዒካኒ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 года назад
Aya bizaaba temiharo adis abeba hadisi 1967 eyom tereshinom semia kab wedi 87 amet enitay tinegirena....
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 3 года назад
Thanks fanus if u don’t mind could bet longer the interview we learn a lot from our father keysi Thanks keysi as well we love you jigna
@amanuelyacob4955
@amanuelyacob4955 3 года назад
⁰0
@amanuelyacob4955
@amanuelyacob4955 3 года назад
00
@amanuelyacob4955
@amanuelyacob4955 3 года назад
0
@amanuelyacob4955
@amanuelyacob4955 3 года назад
0
@amanuelyacob4955
@amanuelyacob4955 3 года назад
0
@hamidebrahim2518
@hamidebrahim2518 3 года назад
Dear journalist !Can u ask to Ahmed alkeysi to clarify when was Ebrahim in Israel,Quba ,or Levi .Is it Ukraine (levi)or athere location?
@kerenforever8207
@kerenforever8207 3 года назад
ንምንታይ አዮ ምስዋእቲ ናይ ኢብራህም ብምስጢር ክተሓዝ ተደልዮ ኢልካ ሕተቶ ኢካ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ቅድም ቀዳድም፡ "ራሻይዳ" ዝበሃል ብሄር የለን። እቶም ኣብ ኤርትራ ኔሮም እዮም ዝበሃሉ ራሻይዳ ንነብሶም ኤርትራውያን ቆጺሮም ኣይፈልጡን እዮም። ኣብ ገድሊ ይኹን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሓደ ራሻይዳ ኣብ ኵናት ይትረፍ፡ ኣብ ሳዋ ውን ርእየ ኣይፈልጥን። እዚ ህግደፍ "ብዙሕነት ኣለና" ክብል ዝነፍሖ ሓሶት እዩ። እቶም ዝነበሩ ራሻይድ ዝበሃሉ፡ ብቑንጣሮ ዝቑጸሮ ነጋዶ ኮንትሮባንዳ፡ ቀደም ብግዜ ደርጊ ንስዑድያን ሱዳንን ከይዶም እዮም። እዞም ውሑዳት ኣለዉ ዝበሃሉ ነጋዶ ካብ ሱዳን ዝመላለሱ፣ ህግደፍ ንኻልእ ፖለቲካ ዝጠቀመሎም እዮም። ቴስዓ ካብ ሚእቲ ህዝቢ ኤርትራ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ይነብር ኣሎ። ነዚ ባህርያት እዚ ሓኺኹ ባዕዳዊ ዓረብ ከምጽእ እየ ዝብል ዕጭኡ፡ ዕጫ ጀብሃ ይኸውን። ዝኾነ ይኹን ዓፈር ወይ ኩናማ ወይ ካልእ ኣብ መሬቶም ምርጫኦም ቋንቋታቶም ምዕቃብ እዩ። ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ኸኣ እንተደለየ ንዉቕሮ ትግራይ ወይ ንዓብደልራፊ ሱዳን ክኸይድ ይኽእል እዩ። ኣብ ደምና ረሃጽና ዝኸፈልናሉ ሃገር ማንም ባዕዳውን ካዳሚ ናይ ባዕድን ኣይእውደናን እዩ።
@waqteyabish4592
@waqteyabish4592 3 года назад
@@zegdagmawi275 Nemen eye eza melsi? Eta heto kalie eya, so that entay nemebal eka ezikulu fekera dea?
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@nHasewt; ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@ناصرحسن-ط9ع
@ناصرحسن-ط9ع 7 месяцев назад
يؤيل حبيبنا انت صحفي نمرا واحد
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 3 года назад
Is he trying to teach me history or story? I don't want to hear that!! I want to hear about the Junta and its association, and how it was eradicated. That's all!!!!!
@kemalmahamednasseribrahim4612
@kemalmahamednasseribrahim4612 3 года назад
መጀምርታ ይቅኔለና ክብሎ ይድሊ ን'ተጋዳላይ ንርበር እሕመድ ከምኡ ውን ጋዜጠንኛ ዩእል። ቀጽሊ ገለ ሑቶታት ኣለኒ እብራህም ዓፋ ብ'እስያስ ክርምዝተቐተለ ኣብ ደገ ምስ ወጽእኩ እየ ፍልጠ ይብል ኣሎ ሓቀይ? ኣብቲ ግዜ ድማ እብራሂም ዓፋ ከምዘተቀትለ ማሕሙድ ሽሪፉ ነግሩኒ ድማ ይብል። ኣነን ማሕሙድ ሸሪፎን ናብቲ ሩባ እንዳከድና ብማዕዱ እስያስ ሪእና ናይ ማዕዶ ሰላምታ ድማ ገርናሎ ማለት ቕጭ ኣምጽኡለይ እደይ ሓፍ ኣብለ ብማዕዶ ሰላም እልዩ ይብል? ስልምንታይ ቅጭ ቅጭ ከምዝምጸእልካ ድማ እብራሂም ዓፋ ምማቱ እዩ መስልኒ? ስለዚ ኣመዋውታ ናይ እብራሂም ዓፋ እስያስ እድ ከምዘልዎ ኣብ ደገ እየ ፈልጠ ዝበልካዮ ዘረባካ ኣይጋጨውን'ዶ? ኣብ ሞእዳታ ንገድም ተጋዳላይ ኣቦና ኣሕመድ ክብሎ ዝድሊ እንተድኣ ኣል ናይ እብራሂም ዓፋ ጉዳይ ካባኻ ንላዕሊ መብሪህ ክህበና ዝክእል ከምዘይለ ፈልጥካ ተመልስካ ተትዝንትውልና ደስ ምበለኒ። ይቅንለይ
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 7 месяцев назад
Wuhuj endashakka eya twesdeka
@soyraemba4191
@soyraemba4191 3 года назад
ሕጂውን እቲሓቂ ዝሕባእ ዘሎ ኮይኑ ይስምዓኒ ። ኣይቀተሎን ጆክዩ ክብልጸኒሑ ተመሊሱ ክኸውን ይኽእልዩ ክብለናከሎ የዋቕዓናሎ
@Marsenaa
@Marsenaa 3 года назад
ብልክዕ እዚ ስብአይ አዳራብሽና እዚ ስብ ካፍቲ ካፍቲ ክብል ምሐዙ ሲኢኔ
@Jasmin-sl6kr
@Jasmin-sl6kr 3 года назад
አብ ውግእ እውን ክብል ጸኒሑስ ኒኩናት አቲዎ ኢሉ መሊሱ ዲኪታቶር ቀቲሉዎ ይብል ንባዕሉ ካብኦም ዘይሐሽ እዩ
@soyraemba4191
@soyraemba4191 3 года назад
@@Jasmin-sl6kr እወ ብዝኾነ እቲ ሰውራ እንታይ ዓይነት ከምዝነበረ በሪሁልናዩ እቲዘይበርሃሉከኣ ይበርሃሉ ኣሎ እምበር እዚ ሰውራ ዝባሃል እንታይ ኣኽፊሉናን የኽፍለናሎ ርዱእዩ
@dani92853
@dani92853 3 года назад
መን እዩም እቶም ቀተልቲ ንምንታይ ምስጢር ክትሓዝ ተደልዩ ሸፋኖ ሸፍኖ ሓሰዉቲ ተጋደልቲ ክሳብ ትሞቱ ሓስዉን ተከላከሉን ወዛላት
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 года назад
ጽቡቕ መደብ ሕጅም ንሕና ውን በጺሕናዮ ኢና። ሕብእቲ ሰልፊ ክገብር ከሎ ሲ ካብ መን ኢያ ?ተሓቢኣ ስርሓ ተማልእ ኔራ።ወትሃደራት ኢና ኔርና።ስለያ ንኸይድ ነጽንዕ ኔርና ነፈልጥ ነመሓላልፍ። በብሓደ ሰብ ውሓደ ጌሩዋ ነንሕድሕድኩም ውን ከምዘይትላገቡ ጌርኩም። ን ምሁር ንኽደንን ንኡስ ብርጅዋ እንዳተባህሉ ከምዘይቀስኑ ኮይኖም ይቃለሱ ኔሮም!!!
@khalilousall8433
@khalilousall8433 3 года назад
ዘይ ጠቅም ሰልዲ ክትክፈል ከም ነፋሒቶ ሕብርኻ ክትቀያይር ዒብ ዓሌክ ። ኣኽላባት ነቢሖም ኢልካ ትነብሕ ኣለኻ ፡ ፋይዳ የብሉን ። ኣኽላባት እንተነብሑ ነምበሳ ኣይንታዩን ። ምስ ጀጋኑ ኔርካ ስ ምስ ወኻሩ ።
@ራኤይዮውሃንስርኣዩ
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኽ ቀጽለልና 🙏⛪️🕌🙏
@Wed_Keren
@Wed_Keren 3 года назад
Both pars of Al-Qeysis clips can only be described as Pure Gold of a Story!!
@owlwatchingu8956
@owlwatchingu8956 Год назад
He is very credible source - this could be one of the reason essayas decided to detain him.
@Wed_Keren
@Wed_Keren Год назад
@@owlwatchingu8956 I definitely agree, the policy is clear whoever knows must be silenced and hunted.
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 2 года назад
But why they did let him his hand why they let him to be president.... It like they give to the people of Eritrea to dad knowing he as such behave it really not makes sense to let him stay in life... See how all people of Eritrea what kind life we live it very sad really Eritrea in his hands very sadness....
@abrahamtesfai4941
@abrahamtesfai4941 3 года назад
Fake-Interview!
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 3 года назад
You are totally ሐሳዊ ሰክራማት ተሻሪኩም አጥፊእኩሞ እታ ሐለንጊ አርኪባትኩም ክትሐፍር ኔሩካ ።
@rezenedesta6483
@rezenedesta6483 3 года назад
ብመጀመርያ ንኣሕሙድ ቕይሲ ብዛዕባ ተመ ኩርኡ ምክፋሉ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ ኣይ ደልን: ግን ብዛዕባ ንኢብራሂም ዓፋን ንኻል ኦት ብዙሓት ጀጋኑን ኣብ ሜዳ ብኢድ እዚ ከሓዲ (ኢሳያስ) ዝጠፍኡ : ከምኡ ኣይተፈጸ ን ምባል ግን ቅንዕና ዘለዋ ኮይኑ ኣይስማዓን ን። ምኽንያቱ እዚ :ምስጢር ኣደባባይ ስለዝ ኾነ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ኣይተፈጸመን ኣይበለን ኣብቲ ግዜ ከሙኡ ኣይንሓስቦን ኔርና ድሓር ዝር'ኣናዮ ግን ንብዓል ድሩዕ ጴጥሮስ ሸሪፎ ብዘይ ምሕረት ዝሰወሮም ን ኢብራሂም ክገድፎ ዘይሕሰብ እዪ ዝብል ዘሎ ' ኢብራሂም ክ'ኣ ኣብ 84 ኣራእዪ ኣብቲ ውድብ ተቀይሩ ክንዕርዮ ኣለና ይብል ኔሩ ይብክ ኣሎ ስለዚ ኢሰያስ ከም ዝቀንጸሎ ዘጠራጥር የለን ።
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ : ክቡር ሓው: ኣዘራርባ ኡስታዝ ኣሕመድ ንጹር ኣይኮነን::
@jemalino8882
@jemalino8882 3 года назад
My dear Alqaisi, the account you giving about Ibrahim Aafa assassination does not add up. Others who were present at the moment of his assassination have said of conspiracy.
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
Jimmy. You know “Isayas is handsome and soft spoken “ I find Al Qeysi’s accounts garbage.
@abduali2
@abduali2 3 года назад
Waww ናይ ብሓቂ መሳጢ ዕላል አዩ ኣቦና መሓመድ ቀጽልዋ አባ ናይ ጂ15 ናይ ባዓል ሸርፎ ናይ ዱሩዕ ታርኽ ማራ ከፊ ኣለዎ አዚ ታርኽ
@merhawiweldu709
@merhawiweldu709 3 года назад
Ata yoela semun newihu salisty gbero Ato qeysi mesati eyu tariku
@tesemadesta3026
@tesemadesta3026 3 года назад
Sukbel hadamey zeywrzuey entay eyu kikoneka meszom mada Hager kurdeid hezbey Eritrea zkone interview kigebrulka heray eylka kofe eylka zhelefkayo xbuk tarik tebelashewo ezgher xelielka nebelom mes beal fanus kehadey aytiewal.Ab gedeley entedia gudletat niru bzuhe zeytenegere kab halafnet wexaey zgber nirue neseka wen 100% mestom zheteto ktihetet mkanka ayty rese.
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 3 года назад
PFDJ leaders, "God Isaias, may we have a parliament meeting?" Isaias, "Shut up; I will call a meeting when I see it deemed." For the real God's sake, these men behaved like obedient students and not like leaders. A people that they forced to submission cannot stand up against them. Hundcaped veteran freedom fighters whom the government summarily shot in 1994 cannot defend them; EDF who were betrayed by these very leaders in the EDF's uprising of 1993 cannot defend them.
@rigathaintz827
@rigathaintz827 3 месяца назад
ሰላም ዘይተነገረ ቡዙሕ ታሪክ ❤ አገዳሲ ነጥቢታት አጋላልጻ ክስማዕ ዘለዎ ታሪካው ሚስጢር ❤❤❤
@Habesha28
@Habesha28 3 года назад
This sound name washing!!!it doesn’t convince but confuse you!
@dawit9496
@dawit9496 3 года назад
Right! This man could be sent by Isaias himself
@peaceandlove684
@peaceandlove684 3 года назад
ብሐቂ ብሐቂ ሕልና የቡሉን።
@merhawi1991
@merhawi1991 3 года назад
ምጥፋእ መስርዕ ስልያ እንታይ ማለት እዩ? ኣብ ሳሕል ቦታ ጠፊእዎም ኣይህልዋት ኣምውታት ዝነበሩ እሞ፡ንሳቶም ቀቲለሞ ይጥርጠሩ ተኾይኑ፡ንሳቶም በዓል መን ምኩኖም ስለትፈልጦም-ሲ ሓቲትኩሞም ዶ? ወይስ ብኡ ኣቢሎም እዮም ጠፊኡም?
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 3 года назад
ቐይሲ ኩሉ ኣተራርኽኡ ደስ ኢዩ ዝብለኒ፡ ብዙሕ ታሪኽ ገዳይም ተጋደልቲ ሒዞሞ ከይቅበሩ ከምዚ ጌርካ ምምጻእ ኣገዳሲ ኢዩ።
@simonberhane6450
@simonberhane6450 3 года назад
Thanks Baba Al-keisie we learn alot & thanks also Fanusna .
@Yosef_Selam
@Yosef_Selam 3 года назад
" ዓመታዊ ዕረፍት ምስ ወጹ " ዓመታዊ ዕረፍት ኔሩኩም ? ይገርም ኢዩ
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 2 года назад
ኢህ ስባት ዶ ኣይኮኑን ዓመታዊ ዕረፍቲ ምውሳድ አንታይ ሽግር ኣለዎ
@eri5361
@eri5361 3 года назад
Dear yoel can you ask him the real background about Dictator. Five top leaders are they eritreans? why not? most eritrean leaders they dying by heat attack. If he know some information. What is the problem about Ramadan Mohamed Nur and sebhat efrem?
@badtiwacina6804
@badtiwacina6804 Год назад
Itom halafti zineberkum izi kulu inda feletkum ni medhin barad zaytikarejuwo nerkum matamus lakabit nisikum deki sebeyti ikum agame yatalilekum ah abrahim afa 😢❤❤bal sire kamakum zaykone ah
@natannatan3477
@natannatan3477 3 года назад
Thanks ዩኤል ሃውና ባባ እኪስ ከኣ ኣምላክ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽፉፍ ታሪኽ ኣቅሪብካልና
@dawitabraham8637
@dawitabraham8637 3 года назад
Kulome hasweti eyome feletiwome hantie kemzegeberu neikwome ember Ibrahim afea men ketelewo zayebelewo waye wen sheu neisyass zeketelewo shigut alewome endiyu deki besbes wokareu
@osmanmender5839
@osmanmender5839 3 года назад
Nei issayas normal mqtlwo dhreow zmesi abe shger kem zmasie aytrasie, eti gadlie fah mbale neyro nab hadhed koyinat mtkayari nero esatom gien Asmera mes atan bslamawei mngadie shegrna nfathe yblow nerom,
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ብትገብሮ ኩሉ ነመስግን ዪኤል ከሙኡ ሓርበኛ ቀይሲ " ጀነራል ብርሃነ ገ/ዝግሄር ውን ኣባል ፓለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ህግሓኤ እዪ ነይሩ '!
@airo8416
@airo8416 3 года назад
he is in Yemen and isseyas is in Eritrea.Between yemen and Eritrea there is only 30km. so........? fetari yihaliweka kubur harbena abo
@estifbatu1468
@estifbatu1468 3 года назад
Kbur abona kesim kfteweka bal ezatom absdet knebru yhznka agoka kwegh eyu
@jossytm6814
@jossytm6814 3 года назад
Can yu pls do video explaining the progress Canada group of 5 sponsorship. So we can help our brothers and sisters (Eritrean refugees) in Ethiopia. Their are alot of people out there who are willing to help unfortunately they don't know the process. Thanks in advance Thanks in advance
@Hankewta8196
@Hankewta8196 3 года назад
Mara ahxirkayo bae
@tedrostesfaab1838
@tedrostesfaab1838 3 года назад
ዮኤል ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ልባዊ ምስጋና ይግበኣካ
@angosomsium7575
@angosomsium7575 3 года назад
Ni zi deleywa qal ymirawu, zideleywo Megbn Mesten ,ymgebu ,zineberu sebat ,kemey Qoski beliena kertet Elna kiblu nizi Meniesey weldo Anawitsomo. Aygermekumun! Yiwaayo kab Mahres wefiru bzeyka ta bretun ,difaun zikone keyfelet zitefia miskinay Tegadalay .
@abrahamshege330
@abrahamshege330 3 года назад
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ወለዶታት እዩ... ተጋዳላይ ኢሳያስ አፎርቅን መርሕነት ህዝባዊ ግንባርን ብ ከዳዓትን ኣድሓርሓርትን ሃደምትን ዝመራሳሕን አይኮነን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@sebtelam2826
@sebtelam2826 3 года назад
Btaemi des debl tarik kexlelna yoel & abona keysi :: Zgeremeni gn koxli beliena halifnayo ybluna tereaka kea tehabiom bira ychermu :: Wedi berad kea selam zeybelkani mbalus hade kabo nay gezawtna azekirna kem wedi berad chekan kkk
@tesfomiyob9888
@tesfomiyob9888 3 года назад
👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹
@hassenmohammedsaid4559
@hassenmohammedsaid4559 3 года назад
To be honest I couldn’t get clear Answers about how he died Ibrahim Afa and about Esayas visited Kanew .
@mohammdali9169
@mohammdali9169 3 года назад
هذا الرجل ابداً غير صادق بل يناقض ويقالط كل بينات وما قالوه الشهود الإثيوبين قبل الأرترين ربما قاعد يقبض راتبه وهو جالس في اليمن
@stevebeyene7834
@stevebeyene7834 Год назад
Interval music too long make it short.
@PhilMeb
@PhilMeb 2 месяца назад
This man should have been our president
@adulis73
@adulis73 3 года назад
He is coughing a lot. He needs medical attention.
@embaderho4807
@embaderho4807 3 года назад
I think he’s a smoker. Btw, Mesfin Hagos is masterful manipulator and I also find some Al Qeysi’s accounts are overstretched and confusing.
Далее
ХОККЕЙНАЯ КЛЮШКА ИЗ БУДУЩЕГО?
00:29
ብሪጋዴር ጀነራል ተድላ ዑቕቢት
41:07