Тёмный

ቃለ መሕተት ኣብርሃም ለባምዶ ዓሻ 

AYA JOKER TUBE
Подписаться 23 тыс.
Просмотров 59 тыс.
50% 1

ኣያ ጆኬር entertainment እናዘናገዐትን ናምሀረትን ኣብ ዕቤት ቋንቋ ትግርኛ ዓብዪ ታራ ክትዋፃእ እያ።share.like and subscribe ብምግባር ቤተ ሰበይ ኩኑ።

Опубликовано:

 

27 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 311   
@user-zq1cc9uw3b
@user-zq1cc9uw3b Год назад
አብርሃም ዝፈቱ ላይክ 💜😊
@Selam33-ws7jg
@Selam33-ws7jg Год назад
ዝፈትወ ተዋሳኤ ኣብርሃም መቅሰን ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ቀፅለሉ ዕድመጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤️🥰
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m Год назад
ኣብርሸይ ጀግና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 ❤❤❤
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray Год назад
ኣብራሃመይ ኣነስ ክፈትዎ መዓት ቀፅለሉ ብሮየ ኣጆኩም ተጋሩዋኒ 🥰🥰💞💞💞💞💞🥰
@salam-pi9hh
@salam-pi9hh Год назад
ተመስገን ኣብራሃመይ እንኳዕ ብስላም ሃለካልና ዝያዳይ ብጣዓሚ ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@01tigray
@01tigray Год назад
እንዃዕ ብድሓን መፃእኩሙ አሕዋት ፅጋ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይመነየለኩሙ የሕዋት ትግራይና ትዕወት 💛❤🌟
@FihbHhjj
@FihbHhjj Месяц назад
ኣብርሸይ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤💝💝💞💗💖💕💋💊💊💓💞💝💖💕
@user-cm3cd7dm5w
@user-cm3cd7dm5w Год назад
እዋይ ኣብርሸይ ኣደኡ የላን😢 ጀግና እኻ ብሓቂ❤
@user-qs1wf1bl3w
@user-qs1wf1bl3w Год назад
ከገሬ እሙን አንደኛ እምወደው ተዋናይ በተለይ ብርጭቆ የሰበረባት ቀን ሁሌም ጅልነቱ ስወደው ያለእናት ማደግ እጅግ ከባድ ነው አይዞህ በርታ
@gebremikaelendriyas2540
@gebremikaelendriyas2540 Год назад
R67
@mokabere2506
@mokabere2506 Год назад
Slemntay amhargna tzareb/tzarebi ? Mechem meninetkum tehfrekum iya.
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Год назад
ኣቱም ኣብ ትግርኛ እንተሪቪዉ ድዩ ድራማ ዝኮነ ቛንቛ ትግርኛ እናተዘራቡ ኣብ ኬሜንት መፂእኩም ኣማርኛ ትፅሕፉ ከመይ ዲኩም ቅጭ ተምፁኡለይ 🙃😏
@tsadeydelaytifkernselamn5484
​@@user-hm6ez8dx1x fokosti eyom gedfyom
@user-qs1wf1bl3w
@user-qs1wf1bl3w Год назад
@@user-hm6ez8dx1x ትግርኛ ብችል እና በትግርኛ ብፅፍ ደስ እሚለኝ እኔ ነበርኩ ግን መስማት እና መናገር ትንሽ ማንበብ እሱም ፁሁፉ ካልበዛ እንጂ መፃፍ የማላቃቸው ፊደሎች አሉ ለዛነው ይቅርታ ለወደፊት ግን ማንበብ እየለመድኩ አይደል መፃፍም እለማመዳለሁ ግን ሀሳቤን መግለፅ ስለምፈልግ በአማርኛ እፅፋለሁ
@kahsayemane335
@kahsayemane335 Год назад
ኣብራሃመይ ንፈትወካ ኢና❤ ፈጣሪ ካሕሳ ይሃብካ ዝሓወይ ክንዲ ሽሕ ኩን።
@ufh4391
@ufh4391 Год назад
ኣብሩሸይ ድምቀት ኣዳ ገሬ እሙን ናይ ስሓቀይ ምንጪ♥️ 𝙠𝙞𝙣𝙜 𝙤𝙛 𝙠𝙞𝙣𝙜🤴♥️
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@kidu gal agulea ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መኣረይ
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Год назад
Yes King of king Abrsheway😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🙏💪👍✌️
@user-on9mq7ym2r
@user-on9mq7ym2r Год назад
አጆካ ሓድጉ ሓወይ ንወላድትካ ካዓ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ💕❤❤
@user-up6qm2lb7v
@user-up6qm2lb7v Год назад
ኣብራሃመይ ባዓል ሙሉእ ጥበብ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብኣመፃፅኣ ሂወትካ ዋላ ተጉሀኹ ምስናተይ ሂወት ተመሳሲሉ ሐዚ ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ምህላውካ ብጣዕሚ ተሓጉስ
@ttn-yd8mc
@ttn-yd8mc Год назад
ኣብርሃመይ ኣነስ ማራ እየ ልፎትየ እንዳ ገሬ እሙን ድራማ ንስኻ ተዘየለኻስ ደስ ዘይብለኒ ኔሩ እቲ ካራክተር ብደምቢ ኢኻ ተላቢስካዮ እና ጎቢዝካ ቀፅለሉ❤❤❤
@rahmamohamad5784
@rahmamohamad5784 Год назад
አነ በጣዕሚ አሕዚ ን ኒ ናይ አዲኡ 😢
@merhawithaile6677
@merhawithaile6677 Год назад
ኣብርሃም ንፉዕ ሰብ ብሓቂ ልዕሊ ኩሉ ትሕትናኻን ስነስርዓትካን
@user-en3wn8yt1t
@user-en3wn8yt1t Год назад
አብርሃመይ ቆንጆ አብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ተስፋ ይገብር
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ኪዳና ምህረት ቲዩብ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf Год назад
አብርሃመይ ሽኮር እህህ አነ 😢😢💔እዉን ከምዚ ከማካ እየ አብ ስደት ድማ አለኩ ዋላ ሐዚ ዓብየ ግን መስተማሰሊት እየ አዶ 💔😢😢 ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ስስናዩ ይምነየልካ ሓድጉየይ 🙏
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
ኣጀኪ ዝያዳይ ሰድት ኣዶ ሕዝካኮ ከብድ ዩ በተለይ ሰዑዲ😢ኣምላክ ይሓግዘና
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf Год назад
@@TV-vh2im አሜን አሜን አሜን ክብረተይ🙏💖
@user-xq4gv3eb2q
@user-xq4gv3eb2q Год назад
ጅግና ተዋሳኣይ ኣብርሃም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ❤❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Год назад
እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ጅግና ተጋዳለይ ሓድጉ ( ኣብርሃም ) ብዘይ ወላዲትካ ምንባር ከብድ እዩ እንተኾነ ፍቃድ ኣምላክ ዝግበር የለን ኩሉ ትሰርሖ ስራሕኻ ብልፅን ዓቅላምን እኻ እቲ ትለብሶ ካራክተር ብጣዕሚ እኻ ትላቦሶ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ💪💪💪 እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ጎንኻ ይኹን🙏🙏🙏 ካብ ወፂእኻ ምትራፍ ፈጣሪ ይሓልወና ተጋሩዋኒ❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
_አብርሽ ሓወይ ብጣዕሚ ጎበዝ እኻ ቓፅለሉ አብ ስራሕኻ አስልጦን ዓወትን ይምነየልካ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ ሰምሃልውን አቕረቡሉና_
@birenatigray8789
@birenatigray8789 Год назад
ዝፈትዎ ተዋሳኢ ❤❤❤❤ ኣብርሃመይ መቐረት ጅግና ኢኻ ገፀ ባህርኻ ድማ ብደምቢ ኢኻ ትዋፃእ❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Год назад
ኣብሪሂሞ ሽኮር ኣዚኻ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ።
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ኣብርሸይ ብሓቅ ጀግና መንእሰይ እኻ ኣጆኻ በርትዕ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ እና ድምቀት ገሬ እሙን❤️💛 ንወላዲትና መንግስተ ሰማያት የዋርሰን🙏
@aximtube6963
@aximtube6963 Год назад
ኣብርሻየ ሽኮር ኣጆካ በርትዕ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ በተለይ እቲ ሕሩጭ ክተጥፍኦ ከለካን እቲ ብርልቆ ክትስብሮ ከለካ ያኡኡኡኡኡ😁😁😁
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t Год назад
አብርሸይ ለባመይ ኣጀኻ በርትዐልና ማዓረይ ❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ናይ ፅባሕ ተስፋ ኢኻ ሓዱጉየይ May king❤❤❤❤❤💘💘💘👏
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ በርተዑልና 🙏❤️ሓድጉ ሓወይ መኩሺ ኣቦይ ልክዕ ከም ናይ ኣቦይ ታሪክ ኣለካ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ወሊድካ ስዓም ብጣዓሚ ዘድንቀካ ኣርቲስ በርተዐልና🙏❤️ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበየኹም ኢና
@user-fs4lu1mw9v
@user-fs4lu1mw9v Год назад
አብርሃሸይ ንፍዕ እካ እሞ ቀፂሉ አባ ትግራኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤🥰🥰🥰🥰
@meriali9709
@meriali9709 Год назад
ኣብርሸይ ኣጆካ ዝሓወይ ኩላትና እና ዋላ ኣነ ኣደይ ኣይፈልጣን ግን እግዚአብሔር ፍቃዱ ካብ ኮነ ኣሜን ኢልና ምቅባል ጥራይ እዩ ዘድልየና እና ኣጆካ ኣብርሸይ ማዓረይ🥺😌
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Год назад
Ajoko habtey
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e Год назад
ኣብራሃም እንኳዕ ብሰላም መፃእካ 🥰🥰 ኣብ መርዓ ናይ ኣያ ዘብራአብርኩን ኣያ ተከስተን መርዓ ሲኢነካ ናበይ ከይዱ ናበለኩ ነይረ ብሉፅ❤
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
ዋላ ኣነ ኣይሮአክዎን ክሉ ሰብ ናጠየቀ ነይሩ 🥰
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ኣብርሃም ሓወይ ጎበዝ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ.ቀፅለሉ ኣብ ዓብዩ ደረጃ ከምትበፅሕ ተስፋ ኣለኒ❤❤
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m Год назад
❤አብርሃም ሽኮር ❤ ለባም ዓብይ ሰብ ❤ፀግኡ የብዝሐልካ ሐወይ ናተይ
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Год назад
ኣብርሸይ ማዓረይ መርኣያ ከም ትኮን ኣይጠራጠርን ብጣዕሚ ኢካ ጅግና ዓይኒ ትግራይና❤️💛🙏
@user-iw9pm5ti2n
@user-iw9pm5ti2n Год назад
ኣብራሃም ሓወይ ኣጆኻ ብጣዕም እየ ዝፎትወካ
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Год назад
እዋይ ዛሓወይ ወላዲትካ የላን ዳያ አጀካ በርትዕ ጀግና ሓዉና ንፈትወካ ኢና ❤❤❤
@user-hk9mo4vm7j
@user-hk9mo4vm7j Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብሩሸይ❤💛 ጀግና ኣነሰ ከፍትው ❤❤🙏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ሓደጉ ኣብርህሸየይ ኣነስ ክፍትዎ ማራ እዪ ዘሕዝነኒይ ከመይ ምካኑ ወይለይ ከምዚይ ኢሉ ዘዕልል ዘይመስለኒይ ነይሩ ጎብዝ በል ኣጆካ❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray Год назад
አብርሃመይ በርትዐልና ዝሓወይ: መቐረት እንዳ ገሬ እሙን 😍
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Год назад
አብርሸይ ጀግና ክፍትወካ ማዓትየ ብፍላይ አያየ ክትብ ከልካ ብጣዓሚ አየ ሳሓቅ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Год назад
ሓድጉ ብራቮ መጻኢት ትግራይ ብአርት እናግሃድካ ምኻድ ❤
@Emal25
@Emal25 Год назад
ኣብሪሂሞ ሽኮር ኣዚኻ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ፍቅራት ኣሕዋተይ❤❤
@salama6013
@salama6013 Год назад
ገለዓይነት ኣገላልፃ😍ላሰሓቅካ ተናገር ሰሓቅካ እዩ ዘስሕቀኒ ኣብራሃመይ❤😂
@selamaaregawi5597
@selamaaregawi5597 Год назад
ኣብራሃም ፅሩይ❤❤
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
ሓዱጉየ ተስፋ ፅባሕ አጆኻ በርትዕ♥️ግን ዛድራማ ዝደረስካያ ደንጉኺሙና ስደዱልና ንፅበ ኢና ዘለና👏
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ መሳጣይን እዩ ቀፅልሉ💝💝💝💝
@tigisttigist6743
@tigisttigist6743 Год назад
Abrshey lebam egzabher edmen tienan yhabka zawey 💊💊
@birenatigray8789
@birenatigray8789 Год назад
ፅንዓት ይሃብካ 😢 ኣብርሸይ ኣጆኻ ዓለም ኸምኡ ያ ምሉእ የብላን ጠንኪርካ ስራሕ ኩልና ኣብ ጎንኻ ኢና
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ጽሩያተይ ኣብርሽይ ልባም😍😍💙_
@temsgne7752
@temsgne7752 Год назад
ኣጆካ ሓድጉ ሓወይ እግዝብሄር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ዝሓወይ ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Год назад
ፅብቅ ወዲ ኣብርሃመይ❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ኣብርሸይ ጀግና ኣቦ ዓቅሊ ❤️ ሲንግል ዶ ይኾን ባች ሓፊርና ዶ ክንሞት 😀❤️
@hayatnagashi9583
@hayatnagashi9583 Год назад
😂😂😂😂
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
@@hayatnagashi9583 🙄🙄😁😁
@GhGh-wz4zt
@GhGh-wz4zt Год назад
ኣብርሽይ ይፍትወካ የ✊❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ሓድጉዋይ ጅግና በርትዕ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤👏
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m Год назад
Great artists - - - GO UP!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 Год назад
አብርሃም እይነይ ❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@nardi gal 70 einderta ሰብ,ክራይብ ግበሮለይ ጋል ዓደይ
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 Год назад
ደስ ይበልኪ ዚየዳይ 😘
@Rahel.smail.
@Rahel.smail. Год назад
ብጣዕሚ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤ንለምለም ዓይነይ እውን ኣምፁኡና
@ifhd4442
@ifhd4442 Год назад
አጀካ ሓድግየይ❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አነውን አደይ የብለይ💔😢😢
@kisanetmehari4829
@kisanetmehari4829 Год назад
Abrshey Baal akli admen tanan yhabeley fetari❤❤❤❤
@salamasalama7644
@salamasalama7644 Год назад
ኣቡሩሸይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር እምላክ
@user-lo4og7yi2q
@user-lo4og7yi2q Год назад
Great job abrham ketslo
@ffbh9535
@ffbh9535 Год назад
ኣብሩሽ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sooqusabya2047
@sooqusabya2047 Год назад
አብርሁሽ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ🌹💞♥️🌹🌹
@asfg1772
@asfg1772 Год назад
አነ ለ ከሙኡ እየ በዘይ አዶ እየ ዓብየ አብርሸይ ለባም ኣነ ለ 10 ዓመት ገደፋቲኒ ከይዳ ብሰበቲ አቦ ተሰቄ እየ ዓብየ 😭😭😭😭😭😭😭
@GhGh-wz4zt
@GhGh-wz4zt Год назад
ኣጆኻ ማዓረይ ንማማለ መንገስተ ሰመይ የዋርሰን😢
@freweynibrhanu489
@freweynibrhanu489 Год назад
ሰበይቲ ኣቦ ርግምቲ እያ ብሓቂ
@user-kp9zk5xe7w
@user-kp9zk5xe7w Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብልይ ፈጣሪ🙏🙏ሰላም ናህዝብ ትግራይ🤲🤲
@sweetbrhanu9661
@sweetbrhanu9661 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህያበይ
@user-zl9pf5mz5m
@user-zl9pf5mz5m Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ds4mp9zr2o
@user-ds4mp9zr2o Год назад
ኣቡርሸ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@amam5408
@amam5408 Год назад
ደስ እዩ ልብል ቀፅልዎ ተጋሩዋይ ኣብርሸይ ብልፅ❤❤❤
@whdixjdogsk2821
@whdixjdogsk2821 Год назад
ኣብርሸይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዙ ሓወይ♥😢
@selam9178
@selam9178 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብራሃም ሓወይ ኣጀኩም ተጋሩዋይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Год назад
ኣብሩሸይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q Год назад
ውይ ዝሓወይ አሕዚኑኒ😢 አጆካ መዓረይ በርትዕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Год назад
ዋው ኣብርሃመይ ብጣዕሚ ኢና ንፎትየካ ቀፅለሉ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግና❤❤❤❤❤❤
@Azebkiros-nv7cl
@Azebkiros-nv7cl Год назад
ኣብራሃም ፀባየ ሰናይ❤❤🎉🎉
@rhdbxhff5098
@rhdbxhff5098 Год назад
ኣብርሁሸይ ብጣዕሚ ለባም ዘድንቀካ ኣርቲሰት ኢካ ቀፅለሉ በርትዕ❤❤❤❤❤
@galwukro
@galwukro Год назад
ኣብራሃመይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ🥰❤💛
@Habesha28
@Habesha28 Год назад
Impressive artist!
@user-kp3fb6fy8l
@user-kp3fb6fy8l Год назад
Best of Best abrsh
@hiwoetgerezgbher4924
@hiwoetgerezgbher4924 Год назад
ጀግና ፡ አብራሃም🥰🥰🥰🥰🌺🌺🌺🌺☘️☘️☘️☘️☘️☘️🍀🍀ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
አብርሽ መቀረት ዳገሬ እሙን ❤❤ተስፍ ንገብር አብ ዝላዓለ ደረጃ ክንሪአካ
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Год назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ዝያዳይ❤❤
@samuelabraha4114
@samuelabraha4114 Год назад
ኣብርሃም ብጣሚ በሊሕ መንእሰይ ኣጆካ ቀጽሎ ብጣሚ ኢካ ትላበሶ ነቲ ጥበብ ❤❤
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Год назад
አብሩሁሸ ለባመይ ብጣዕሚ ኢካ ጎቦዝ ቀፅሎ❤
@mlien5628
@mlien5628 Год назад
ሓዱጉ ጀግና ኢኻ ብሓቂ ቀፅልሉ ኣጀካ ጎብዝ 💞😍💞
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Год назад
Abrsheyeeee my dear brother 💕💕💕💕💕we love you so soooo much 😘😘😘😘😘😘😘 Big respect please eshenteka Abe Gerye emune dese Teble eya ketselelu 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💪❤️💛🙏
@user-ts3je8kw2b
@user-ts3je8kw2b Год назад
ኣጀካ ኣብራሃመይ❤❤
@azebtigray6298
@azebtigray6298 Год назад
ኣብራህም ልባመይ ❤❤
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r Год назад
ብጣዕሚ ፅብቅ ሓሳብ እዩ ❤
@abigael7333
@abigael7333 Год назад
ካብ እንዳ ገሬ እሙን ቀዳማይ ዘስሕቀኒ ኣብርሃም አዩ
@t.g824
@t.g824 Год назад
abrhamey marey enkae dhan metsaka ab mera dazewrawruk seineka teshakile neyre so adnakitka eye ajoka ketsl hayal seb eika zhawey👑💜
@thth5468
@thth5468 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ❤❤
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ኣብርህሸይ ጂግና በእነት ጎቦዝ ተወሳኣይ ኢካ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ኢና ንፎተካ💛❤💛❤☺☺☺☺
@tittttittt8380
@tittttittt8380 Год назад
ኣብርሸይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ዝሓወይ ❤❤❤
@ermiasdavinchi1903
@ermiasdavinchi1903 Год назад
የናስ ወዲ መንጉዳ በከምዚ ፕሮግራም ምምፃእኻ ደስ ኢልና: ዓበይቲ ስራሕቲ ይፅበ በርትዑ
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
ኣብርሁሽ ብልፅ ስብ ይፈትወዃ እየ❤
@gerushgrmay1043
@gerushgrmay1043 Год назад
ብቁዕ ሰብ ምስ ብቅዓት ዘለዎ ሓታቲ ጋዘጠኛ (talented journalist)⛱
@hfhcf5142
@hfhcf5142 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l Год назад
ሓድጉየይ ንፉዕ ኣጆኻኒ ቀጽለሉ ጽቡቐይ❤❤❤🕊🕊🕊🥀🥀🥀
Далее
Good deed #standoff #meme
00:15
Просмотров 682 тыс.