Тёмный

"ክሳብ ሕጂ ደሃየይ ዝሓተተ ስነጥበበኛ የለን"ድምጻዊ መሓሪ ገ/ስላሴ - Interview 2022 With Artist Mehari G/slasie Part 2 

ARARAT Entertainment
Подписаться 219 тыс.
Просмотров 164 тыс.
50% 1

002917182113 - ዝኸበርኩም ተዓዘብትና ንድምጻዊ መሓሪ በዛ ተሌፎን ቁጽሪ ደዊልኩም ኣጆኻ ክትብልዎ ከም ትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ ( 002917182113 ) Welcome to Ararat Entertainment Official RU-vid Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #eritreanmusic #eritreanmovie Subscribe : / @araratentertainment Face Book : / ararat-entertainment-1... 2nd : / wedieri.esu Twiter : / esseyt WhatsApp, Viber , Telegram : 0046729083046 email : essey.tesfagabr1@gmail.com

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 839   
@feqereu1860
@feqereu1860 Год назад
ደቂ ኤረይ ነዛ ስድራ በጃኩም ኢደይ ኢደይ ኢልና ንሓግዛ ንማሓሪ ሓዉና ካኣ ዓቢ ተስፋ ክከኖ ኢዩ በጃኩም 10 $ ወላ ይኩም ኡፍፍፍ ማራ ከብደይ በሊዑኒ እኮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ ❤❤❤❤😪
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p Год назад
Bhaqi hawey 👌👌👌👌👌
@antonyo5484
@antonyo5484 Год назад
ጽቡቅ ሓሳብ ኩቡር ሓዉና መሓሪ ደጊምና ናብ መድረክ ከንሪኦ ሞራላዊ የድልዬ
@meharikidane9015
@meharikidane9015 Год назад
Xubuk neyru
@meazabeyen7545
@meazabeyen7545 Год назад
ጽብክሐሳብ ብከመይ👍
@meraabiabiygayl5102
@meraabiabiygayl5102 Год назад
Nay bhaki knhgzo ena yala deqi ereyyyy nhagzo.
@mearegmihreteab8125
@mearegmihreteab8125 Год назад
ዝጠፈአ ኮኾብ ተረኺቡ=💥💥💥 መሓሪ 💯🇪🇷 ሕብሪ ድምጺ==💯💯 ቅላጸ=💯💯 ዝመርጾ መጀር=ፉሉይ ማንም ሰብ ዘይመልኮ💯
@Jupiter-270
@Jupiter-270 Год назад
ብጣሚ meglesi sienelka ኣብረሃም ነዚ kekob thanks
@ወዲመሬት-አ7ቸ
@ወዲመሬት-አ7ቸ Год назад
ከሉሁም ምድረ ሓበሻ ነዛ ደርፊ ናይ መሓሪ ምስ ወጸት ታሪክ ንስርሓሉ በጃኩም አብ ሓደ መዓልቲ 2ሚልዮን አብ ሰሙን 5 ሚልዮን ቪው እንዳዕበናዮ ንክድ ማንም ዝክፍርሎ ዘየለ ሸር ላይክ ብምግባር ንተሓባበሮ ነዚ ሓወልቲ ናይ ሃገርና ዝኮነ ደርፍታት ዘበርከት መሓሪ ሓውና
@ambesambesa428
@ambesambesa428 Год назад
ጎፋውንድሚ እባ ንክፈተሉ ኣብሪህሞ ዓርከይ: እቶም ኪኢላታት ናይ ኣከፋፍታ ጎፋውንድሚ በጃና ኢደይ ኢድካ ንበሃሃል ሞራል ክኮኖ🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️
@habenmichael3760
@habenmichael3760 Год назад
Tsbuk neyru
@hggu287
@hggu287 Год назад
Xbuk hasab
@meritesfaxibah8934
@meritesfaxibah8934 Год назад
Pls iza adey tbil derf nay mehari aqribulna abzi natey hasab tismamu like rigexu metan kaqrbluna
@livelovelife663
@livelovelife663 Год назад
እዋይ ግዜ ናይ መሓሪ ደርፍታት እንዳሰማዕኩ እኮ ኢየ ዓብየ ኣጆኻ መሓሪ ዓርከይ ኣለናልካ!!
@hemilwzer3355
@hemilwzer3355 Год назад
wawwww ማሓሪ ሓወይ እንተይ ገበረት እታ ጛልሰብ እንተይ ገበረት ምባልካ ናይብሓቂ መግለጺ ፍቕርኻ እዩ ንስኻ ፍቕሪ ኢኻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኻ ኣምላክ ኩሉ ሰናይ ክገብረልካ እዩ።
@alulihabibi690
@alulihabibi690 Год назад
ኣብሪሂሞ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ሞ ን መሓሪ ውን ጽቡቅ ተስፋ ክኮኖ ሙዚቀኛታት ኣምጺካ ናቱ ሾው ተትገብረሉ ኣዚዩ ምጸብቀ ሞራል ጥራይ ዘድሊዮ ሰብ ስለ ዝኮነ ምስ ብቅዓቱ ዩ ዘሎ ኣብዛ ሓሳብ like ብምግባር ደገፍና ንግለጽ ኣብ ቀጻሊ ብ ሾው ክምለሰና ።
@ghizienaghirmay3973
@ghizienaghirmay3973 Год назад
ፍቱው ስነጥበባዊ መሓሪ ኣምላኽ ናትካ ጽባቀ ሂቡ'ዩ ፈጢሩካ ጽባቀኻ ተጠቀመሉ ኩላትና ነፍቅረካ ኢና ካብ ነብሰ ምትሓት ውጻእ ወናኒ ብሉጽ ባህርያትን ድምጽን ጥበብን ስለዝኾንካ።💯💞💞💚💥
@erer841
@erer841 Год назад
ኣምላኽ ይሓግዝካ ኣብራህሞ ጎቦዝ ወዲ ኣረይ ጻኣዳ ማሓርካኣ ኣንቃዓka
@erer841
@erer841 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏🙏
@Walkyellow5461
@Walkyellow5461 Год назад
Enkae whiwet aleka zeleka aymeselenn agoka berte beal bulux dmxi eika
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 Год назад
ኣነ ልዕሊ ኩሉ ከመስግኖ ዝደሊ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንዓካ ኣብሪሂሞ ኩሉ ተቅርቦ መደባት ንዝጠፍኡ ክትመልስ ንዝደከሙ ክትሕግዝ ኮታ ኣጆኩም ክትብል መግለጺ ሲእነልካ ብኣምላክ ርከቦ መሓሪ ሓወይ ድማ እንቋዕ ደጊምና ርኣናካ ኣጆካ ኣብጎንካ ኣለና ኣምሊክ ምሳኩም ይኩን በርትዕ ።
@selyeblackboy
@selyeblackboy Год назад
ሰነ ጥበብ ፍቅሪ እዩ ክብሉ ሰሚዐ ነረ ! ንወዲ ጉጅለካ ንመሳርሕትካ ዳሃይ ዘይትገብረሉ እንተ ኮንካ'ሲ ኣበይ ኣሎ ድኣ እቲ ፍቅሪ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሓሪ ሓወይ thank you all
@teklittukue2551
@teklittukue2551 Год назад
ኣብ ማስ ሜዳ ንፋቶ ኢና ተበሉካ ሓቂ መሲልካ
@selyeblackboy
@selyeblackboy Год назад
@@teklittukue2551 ጹቡቅ ኣለካ ዓርኩ ግን ሓደ ካብዞም ኩሎም ድሃይ ዝገብር ተሳኢኑ🤭
@ademyosufe2710
@ademyosufe2710 Год назад
Nay behki rkbokayom Bro ❤️🙏
@Ssss-zb3xo
@Ssss-zb3xo Год назад
Hahahaha hakika eka . Genzeb eyu fikrom
@asmaithagos1167
@asmaithagos1167 Год назад
you are righttt 👍👍👍
@biniamgirmayfan4886
@biniamgirmayfan4886 Год назад
ኣብሪሂሞ ቃላት የብለይን መግለጺ ኣድኖቀተይ ነዚ ሕብእ ወርቂ💎ዘቅርብካልና 🥺❤️🙏🏾 ግን ተገደደ ሰብ ደዊሉ ብቀጥታ መታን ክርክቦ ናይ ሓገዝ ዝኾነ መንገዲ ተዝኽፈት
@awetftisum
@awetftisum Год назад
እት ሕቡኡ ጥብብ በቃ መግሊጺ ሰእኒለካ ኣብራሃም ሓዉና ቀጽሎ ❤❤🙏🙏🙏
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Год назад
ን ሰብ ሰብ ዘብሎ ሕልና ኢዩ የሕዋት ንሓግዞ ኸምዚኦም ዝበሉ ሰባት ኣይንግለሎም እበር ኤርትራዊ እኻ ለዋሃት እንዲና 🇪🇷🇪🇷💯💯 I Love You 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fkr834
@fkr834 Год назад
ኣታ ረአዩለይ ለዋሀት ኢና ኤርትራውያን ያ kkkkk አረ bro shame እዩ
@abielbeyene8939
@abielbeyene8939 Год назад
@@fkr834 ewe haku endu emo eritrawi hewah eyu he is true robi xbuk aleka
@yemanekesete4036
@yemanekesete4036 Год назад
ናይ በሓቂ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ተሳኢኑ ዝጸንሐ ጸሊም ኮኾብ ሎሚ ተረኪቡ ስለ ዘሎ ኩሉና ንሓግዞ ደቂ ኤረይ ደቂ ዛ ሓላል መሬት
@fiyorigere7608
@fiyorigere7608 Год назад
ኡፍፍፍፍ ነቢዐ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ።
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 Год назад
ኣባይካ ማዓረይ ኣጆካ ማሓሪ ሓውና ❤❤🌹🌹ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ መደብ ዘዳለኩም ክብረት ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷
@asteraster5513
@asteraster5513 Год назад
Wwwwwww
@ta-sy6up
@ta-sy6up Год назад
tkekel bhaqi
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 Год назад
ኣብርሃም ኣብሪሂሞ መጻኢኻ ብርሃን ይግበረልካ ምስ ሙሉእ ፋሚልኻ & ምሓሪ ምሉእ ጥዕና ምስ ስድራቤትካ ደቂ ኤረይ
@rozinaabraha7720
@rozinaabraha7720 Год назад
አብረሀም ሓወይ ብሓቂ በሊሕን መስተውዐልን ሰብ ኢኻሞ አምላኽ የሓግሰካ ብሓቂ ጠፊኡ ዝነበረ ኮኾብ ድምፃዊ እዩ መሓሪ ሓውና እንቀቓዕ ብሰላም መፃካ ዝተረፈ ዕድመኻ ይባርኸልካ አጆኻ አብ ጎንኻ አለና
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 Год назад
አጆካ መሓሪ ሓዉና አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🏾♥️🇪🇷
@Matiymaji
@Matiymaji Год назад
እዋይ ከብደይ በሊዕኒ እዋይ እዛ ስእነት ዝብልዋ ክትከፍእ ኣጆካ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@dawityohannes3781
@dawityohannes3781 Год назад
ኣጆኳ ኩቡር ሓው ዘልካ ጸጋ ተጠቀመሉ ነብሰ ምትሓት ኣወግዶ እዚ ተፈጥሮ ኣምላክ እዩ ኣምላክ ሓሳብልብካ የስምረልካ ደጊመ ኣጆካ
@abraham5429
@abraham5429 Год назад
እንዃዕ ብሰላም መጻኩም ክብሩ ስነ-ጥበባዊ መሓሪ ሓወይ ኣጆኻ ❤❤
@samrusolomon4943
@samrusolomon4943 Год назад
O
@luwamyemane2130
@luwamyemane2130 Год назад
@@samrusolomon4943 malet O??
@yonaskidane2874
@yonaskidane2874 Год назад
@@samrusolomon4943 gahba iki neski natki eya abay 0 ok
@sedftr
@sedftr Год назад
@@samrusolomon4943 000000000
@bi2107.
@bi2107. Год назад
ኣብሪሂሞ ቡኡነት ክትጸድቕ ኢኻ ማራ ገለዓይነት መደብ ማራ Thanksss ኣጆኻ መሓሪ ሓውና ስራሕካ ኣብ ቀረባ ብህንጥዩነት ክንጽበ ኢና ❤❤❤
@yonastekle1848
@yonastekle1848 Год назад
We need to do our part to help him and encourage him ...we need to contribute towards his health and his future ... I never felt so sad and happy to see him explain his life , also his mother , she is my hero ...
@natantkue6388
@natantkue6388 Год назад
I know you're right ✅️
@wegih9725
@wegih9725 Год назад
Mahari mis hayal IQ keyhaleweka ayterifin mukan mis mexhaf da wealka. Bejaka tewhboka tetekemelu Saket keman 🎤 hizom yexmumuna alewu aytihmek
@emebrhanmrhnimengedikdsna5375
@@tesfa7382 IQ zeyblu yelen gn Akenu yfalale eyu ezi hawna/btna ka hayal eyu zibl zelo. I think he’s right.
@tackavgud3715
@tackavgud3715 Год назад
@@tesfa7382entay malet diyu IQ miaqeni eyu eku sa mexihafitni gèlent sile zinbibs IQ liali eyu elu ygelxe alo ( kemey eka hasbikaya 😅 chewu zeybila comment eya ayxehafikani keytbehal delika eki ezias 😅
@luwamtesfay3367
@luwamtesfay3367 Год назад
IQ zeyblu dea yelen gn eti mekenitat IQ yfelale eyu geliu seb zhate IQ kwnn kelo geliu jea kabti normal seb zhasbo nlaeli kkewn trieo ezi kea whbto eyu baelka xierka temxo aykonen
@brhane90
@brhane90 Год назад
ናይ ብሓቂ ከምዚ ስራሕ ምስራሕ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ኢዩ፡ ነዚ መደብ ዘዳለኩም ክብረት ይሃብኩም ፡ካልኦት ጹጉማት ዜጋታትና እንተ ሃልዮም ንፈትሽ፡ ንፋዓት፡
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Год назад
ኣምላኽ ጸጋን ጥዕናን ይሃብካ።ሓሳብካን ትምኒትካን የስምረልካ።ኡፍፍፍፍ ዓለም ሽግር! ዘይርሳዕ ድምጻዊ ኣብ ገዛ ተዓጽዩ!
@godwill1226
@godwill1226 Год назад
መሓሪ ፍጥረት ኣምላክ ኢካ ኣዚካ ብምስሊ መልክዕን ኣምላክ ዝተፈጠርካ ጽቡቅ ፍጥረት ኣምላክ ኢካ፡ኣጆካ ተቢዕካ ንሂወት ተጋፈጣ እምበር ኣይትተሃባእ ተባረክ።
@kidanesemerab483
@kidanesemerab483 Год назад
ኩቡራት ይሕዋት እንቛዓ ብሰላም መጻእኩም መሐሪ ሐዊና ድማ አጆኻ አይ ትሕመቕ አብርሃም ሐዊና ድማ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ናብ ህዝቢ ብምምጻኻ ንምሐሪ የቐኔልና
@salamagoitom9464
@salamagoitom9464 Год назад
ኣሕ ድኽነት ሲ ማዕረ ክንደይ ርእስኻ ከምተድንን ይገብረካ ተወሳኺ ናይ ጥዕና ብዶሆ ኣጆኣካ ማሓሪ ሓወይ ኣነ ብፍላይ እታ ኣብ ዕፉን ኮይንካ ትደርፋ ብጣዕሚ ኢየ ዝናፍቃ 🇪🇷💕🇪🇷💕💞💞💝እንሻላህ 2023 ዓመትካ ክትኸውን ይምነየልካ
@nahomghebreyesus2869
@nahomghebreyesus2869 Год назад
ኣጆካ መሓሪ ሓወይ ኩሉ ሰብ ኣብ ጎንካ ኢዩ ዘሎ: ካብ ሕጂ ንደሓር ካባካ ቡዙሕ ስራሓት ኢና ክንጽበ ። ኣብሪህሞ ከኣ thanks ጠፊኡ ዝነበረ ኮኮብ ስለ ዘምጻካልና ።
@habentekie1937
@habentekie1937 Год назад
ዝገርመኒ ኣብ ማሓሪ ዝስተባህልኩሉ ሓደ ነገር ንክድዚ ነዊሕ ዓመታ ጠፊእ ካብ ደርፊ ዓለም ድምጺ ግን ከም ቀድሙ ኣዚ ጥዕም ኣሎ ብሕጂ ብዙሕ ክሰርሕ ምካእለ ። ኣበይ እሞ ደግሙ ትዝምለሰና
@wediqeshihalal8748
@wediqeshihalal8748 Год назад
ምሓሪ ፍሉይ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓድሽ ስራሓትን ሓድሽ ምደብ ምስ ሓድሽ ዓመት ኣበስረና ኩቡር ሰነ-ጥበባዊ 🙏❤🇪🇷⛪📚🌍💯✍️🙏❤❤
@esaytekie9995
@esaytekie9995 Год назад
Mahari hawna ajoka amlak ne men elwo and abrihimo kea nay bhaqi abi seb thank you.
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
ኣብሪሂሞ ብሓቂ ንፉዕ ጋዜጠኛ ኢኻ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ፣ መረዋሕ ዝኾነ ድምጺ ዝውንን ስነጥበባዊ ንነዊሕ ተፈልዩ ዝጸንሐ ከምዚ ገይርካ ናብ ህዝቢ ብምቕራብካ ክብሪ ይሃብካ።
@eliaskeleta1342
@eliaskeleta1342 Год назад
ኣጆኻ ዓለም ብተስፋን ሓቦን እንተዘይኮይኑ ብካልእ ኣይትምከትን እያ ኩሉ ኣብ ትሕቲ ሞራልን ተስፋን እዩ ::
@yonastesfai517
@yonastesfai517 Год назад
ኣጆካ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት እቲ ጥዑም ድምጺ ሕዝካ ኪትመጻና ተስፋ ይገብር፡ ከምዚ ትብሎ ዘሎካ ነብሰ ምትሓት ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ጠቅሊልካ ክትገድፎ ተስፋ ንገብር።
@abdulwaseiomar5019
@abdulwaseiomar5019 Год назад
አብርሽ ሐውይ አታ ዓቢ ሰብ ዝጠፍአ ሰብ ደሊካ ብምርካብካ ንፉዕ ቀፅለሉ ፅቡቅ ሥራሕ ንባዕልካ እዩ መሐሪ ሐወይ ሙሉእ ጥዕና የሃብካ::
@liveraweyynwa1010
@liveraweyynwa1010 Год назад
ዋይ ብክያት ሰዒሩኒ ከምዚ ዓይነት ድምጺ ንዓመት ክድስክል ብጣዕሚ ጎሂየ
@wedieri6101
@wedieri6101 Год назад
Welcome wedi Eriey tesfa zey muqrax tebeges kab hiji ndahar zelo giziye ybezh ajoka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑🇪🇷🦁🇪🇷🇪🇷👑🇪🇷🇪🇷
@habenabraham7879
@habenabraham7879 Год назад
ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣብ ዘለክሞ ቦታ ተባዝሑን ፈረዩን።ኣብ ዘለክሞ መዋእል ሰላም ይሃብኩም።እግዝኣቤሂር ስደትኩም ይሒጽሩ ናብ ትፈትዎ ሃገርኩም ህዝብኩምን ስድራኩምን ይምለሰኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@awetwahab9322
@awetwahab9322 Год назад
Amin kubur hawina
@ishowlive408
@ishowlive408 Год назад
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ኣብዛ ቻነል ሓወይ
@genetmeles4766
@genetmeles4766 Год назад
Amen mirikaki or Mirakeka des kibl thank you marey the same too you
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
ጌጋ ይኽለኣለይ እምበር መማህርተይ ኢዩ ነይሩ ኣብ ቤ/ት ሰሜናዊት እግሪ ሓዝሓዝ ዘላ ትምህርቲ ቤት። ኣጆኻ መሓሪ፡ እቶም ሓደ ክልተ ትስሕቅዎ ድማ በጃኹም ልቢ ግበሩ።
@znkidmit
@znkidmit Год назад
Warsay nay himex kindey ametetmhret du nieru dea memahritka trisie by the way mrasien mizkarin menabrtna eu n mehari n zishkelu kea asha tray eu kindue zeyakilu senefat sebat eyom
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
@@znkidmit ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ከባቢ 95/96 ኢዩ እንተዘይተጋግየ። ኣብ ሓደ ክላስ ኣይተመሃርናን ግን ኣብቲ ኣነ ዝመሃረሉ ዝነበርኩ ቤት ትምህርቲ ሰሜናዊት ይመሃር ከምዝነበረ ይዝከረኒ ኢዩ።
@znkidmit
@znkidmit Год назад
@@WarsaYYikealo1249 Respect bro%sis It's long times GBU😊
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
@N I'm a bro. Amen Amen Amen 🙏
@fnanbruk
@fnanbruk Год назад
mehari misana neyru ewe hakika ..semenawi misay neyru ....class teacherna memhr genet neyra ..
@yordanossimon9772
@yordanossimon9772 Год назад
ብሓቂ ዝነአድ ስራሕ አብሪሂሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ንፋዕ ዝተረስዔ ስነጥበባዊ ዘኪርካ ክበራበር ዘብቃዕካዬ ብሓቂ ክብሪ ይሃብካ❤️❤️❤️
@muntasirsalih1623
@muntasirsalih1623 Год назад
Enshllha 2023 yerka tkwen ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelmandela278
@amanuelmandela278 Год назад
ኣብሪሂሞ ንማሓሪ ምምጻኣኻ ቡሉጸ ነገር እዩ።እንተ ሕቶታትካ መጸናዕትን ዝጎዶሎ ብስለት ዘለዎ ናይ ሕቶ ኣቀራርባ ግን ኣይራኩን ሓቂ ይሓይሽ። ማሓሪ ሓዉይ እንካ ገጽካ ረአና። ካብ ሕጂ ንኒው ዘመን ሂወትካ ጎይታ የሱስ ይኽበረሉ🙏🙏🙏
@sedimesud365
@sedimesud365 Год назад
ኣብሪሂሞ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማራ ታሓጊስና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Semhar2708
@Semhar2708 Год назад
Wow. What a voice ! I’m speechless! Long life my brother ❤
@aradomkahsay5018
@aradomkahsay5018 Год назад
ኩቡር ጋዘጠኛ ኣብራሂሞ ብእቲገብሮ ኩሉ ምስ ኩሎም ብጾትካ ብጣዕሚ እና ነድንቀካ
@amanuelgebremeskel8934
@amanuelgebremeskel8934 Год назад
እንቃዕ ብሰላም መጸካና ፍቱም ድምጻዊ መሓሪ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ፡ ኣብርሃም ካኣ ኣዚካ ንፍዕ ።
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 Год назад
ኣጆኻ ዝሓወይ ነብስኻ ኣይተትሕት።ክንደይ ፓፓጋሎን ድምጺን ርእስን ዘይብሎም ከማን ነዚ ማስ ሜድያ ብሒቶሞ ኣለዉ።ጋዜጠኛ ኣብራሃም ብሓቂ ፍሉይ ሰብ ኢኻ ።ነቲ ቃል ኣምላኽ ብግብሪ ኢኻ ትነብሮ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ከማኻ ዓይነት ሰብ ማራ ኢዩ ዘቕንኣኒ።
@michealgoitomrusom4452
@michealgoitomrusom4452 Год назад
እቲ ዝኸፍአ ኣብ ሂወት ነብሰ ምትሓት'ዩ🥺ነቲ ብልጫኻ ፈሊጥካ ንቕድሚት ጥራይ🚶🏾ርእስካ ኣቕኒዕካ ኪድ ብሩኸይ 💙🙏 ኩሉና ነቲ ሕማቅ ዝጓንፈና ካብ ሪእና ክነማሪር ነቲ ጽቡቅ ሪእና ክነመስግን'ዩ ዘለና 💙🙏
@yoelmengstab6397
@yoelmengstab6397 Год назад
መሓሪ ሓወይ ኣምላኽ ንሰብ ኽፈጥሮ ኸሎ ከም መልክዑ ጌሩ ኢዩ ፈጢርዎ ብዓይኒ ኣምላኽ ኩልና ጽቡቃት ኢና ኣጆኻ
@eriangelino7800
@eriangelino7800 Год назад
Let's encourage this wonderful person to have his own channel. I believe he has an exceptional and inspiring story to tell.
@maramihari6453
@maramihari6453 Год назад
እዛ ደርፊ ትማሊ ካብ ዝስምዓ ትማሊ ምሉእ ማዓልቲ ኣብ እዝነይ ዋላ ለይቲ ኣብ ሓንጎለይ ሓዲራ እዚ ወዲ ፍሉይ ተክእሎን ተውህቦን ኣለዎ ኣጆካ ንበሎ
@loveeri2311
@loveeri2311 Год назад
Kkkk lke kemaka koyne weile ab resey ktmelales weila hadira beyney mesiluni
@akiseid4994
@akiseid4994 Год назад
ኣብ youtube ተዘርጊሓ ኣላ ድያ bro ስኢነያ
@neemrodgaim
@neemrodgaim Год назад
Ab elementary temaharay keleku ab TV qexali tmexie sle zneberet kemzi kemaka qexali ab hangoley tmexeni bwushtey yegrorum ywiel nere , smieka shelel elkayo haili eti dmxu bhaili ymexeka .
@stilljesusloveyou9644
@stilljesusloveyou9644 Год назад
መሓሪ ሓወይ ብሉጽ ኢኻ ካብ ሄለን ከለር ተምሃር ዓይኒ ስውርትን፣ ጸማምን ኔና ግና እንታይ ተኣምር ጌራ ምንጋር ኣየድልየካን ኣጆኻ ኣብ ጎንካ አሉኹ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@bsrateyasu1039
@bsrateyasu1039 Год назад
አጀካ ማሓሪ ሐወይ ንብሰ ምትሓት አወጊዳካ ክትመጸአና ንጻበየካ ዕዳመን ጥዕናን ይምንየልከና ሐወየ ናተይ አጀካ
@salomonhaile881
@salomonhaile881 Год назад
Wawww kubur derafay mehari genre slasiye mestilna btaemi tehagisna abrham hawna dma biamlak rkebo ajokum eritrawiyan sdrabet merci beaucoup
@iseyasteklu2154
@iseyasteklu2154 Год назад
መሓሪ ሓወይ ነዓኻ ክገልጸካ ዝክእል ቃላት የለን ብያዕሚ smart ኩሉ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ይትዕወተሉ ኢኻ ኣጆኻ ።ጋዜጠኛ ኣብርሃም ሓውና ናባኻ ክሰግር በየን መጺኡልካ እዚ ሓሳብ እዚ ዕዉት ሰብ ኢኻ ካብ ትሕቲ መሬት ፍሒርካ ኣውጺእካ ዮ ነዚ ብሉጽ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብርሃም ሓወይ ።ከም ነቀፌታ ንስነጥበባውያን ሃገርና ናብቶም ሰብ ምሉእ ጥዕና ናብቶም ሰብ ክልተ እግሪ ገለ ኮይኖም እንተ ኢሎምኹም ዝገደፍኩም ገዲፍኩም ትጎዩዎም ኢኹም ኩስቶ ኣርቲስቲ ዓሪፉ/ፋ እንተ ኢሎምኹም ድማ ብኣሽሓት ዝቁጸር ህዝቢ የሰንዮምን ይቀብሮምን ነዚ መስኪ ሰብ ኣበይ ኣለኻ ኢልኩሞ ዘይትፈልጡ ተገሪመ።→↑↓→ኣብርሂሞ ነመስግነካ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መሓሪ ሓወይ ምስ ክብርቲ ወላዲትካ
@erihalal3290
@erihalal3290 Год назад
ፍቱወይይይ ብኢነት በኽየ እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ኣጆኻ ዘመንካ መጺኣ እያ just 🌻🕊🌻🕊🌻🕊🌻♥🌿♥🌿♥🌿ኣብርሃመይ ሓላል መመሊሰ ፈትየካ🌹😘🌹😘🌹👑
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 Год назад
Thank you Abraham and Esey nezwedku sebat moral hibkum tetseu kemakum yebzh. Mehari hawena ajoka amalk natka xega hibka alo🇪🇷💪🙏
@dj_viki1908
@dj_viki1908 Год назад
Let’s support him 👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻
@natsenetnat6493
@natsenetnat6493 Год назад
ኣጆካ መሓሪ ሓወና ኣምላክ ዝሃበካ ናትካ ጽባቀ ፡ኣለካ ኣነ ኩሉ ግዜ ኣበይ ኣሎ ይብልነይረ ጥዑም ድምጺ ኣለካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብርሽ፡ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ፡መደብ ቀጽሎ
@sssg9010
@sssg9010 Год назад
Waww Ajoka egzabhir Admen teanan yhabka🙏🥰🇪🇷🙏,Abrhimo hawey wen bezi zekrebkalna nay behakii ktmsgen ygbaka eyu abi sen tebebeca hawena moral, habo bmhabka egzabhir nkulatkum msakum ykunn.. 💕💞🙏🙏🙏💞🇪🇷🇪🇷🙏🙏🥰🥰
@luwamdebas7a150
@luwamdebas7a150 Год назад
Edmen tenan yhabka mahari kulu nay amlak eu ajoka❤❤❤❤⚘⚘⚘⚘
@atakltielias
@atakltielias Год назад
ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ንኹላትኩም, ኣዳለውቲ ምስጋና ይብጻሕኩም ርሑስ ብዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ❤️🇪🇷.
@nakfa_wisdom
@nakfa_wisdom Год назад
Woww dmtsi ❤❤27:40 he should do remixes of old songs. I grew up listening to him. welcome back brother we are here for you 🎉❤
@arganhairextension4925
@arganhairextension4925 Год назад
ኣምላኽ ናትካ ጽባቀ ሂቡ'ዩ ፈጢሩካ 💚❤💛💙
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 Год назад
Please we help him good talented guy. Thanks aberham We support this family for morality
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Год назад
🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷💪👏🙏 ጽቡቅ አይኒ በአል ሐቦ ፈታዉ ሃገሩን ሰራዊቱን ናትካ ስትድዮ ወኒንካ ክንሪኤካ ወሊዲካ ዘምድ ❤🌹🇪🇷💪👏🙏🇪🇷❤🌹🇪🇷
@temesgennegasi1739
@temesgennegasi1739 Год назад
It's heart touching interview god bless him all guys
@meazabeyen7545
@meazabeyen7545 Год назад
አጀኻ መሐሪ ሐወይ አምላክ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷❤️⭐️ አቅራቢ ዝመደብ thank you
@yorkientertainment3584
@yorkientertainment3584 Год назад
ጽምዋ እዩ ዘለኸዎ ቦታ ምስ በለ'ስ ገለ ነግር feel ትግበር ኣጆካ መሓሪ ሓወይይ
@robelabraham2874
@robelabraham2874 Год назад
ከምዚ ሓው ጌሩ ዘደንገጸኒ የለን፡ እግዝሃብሄር ኣምላክ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ። በጃኩም ክንሕግዞ ቴሌፎን ሃቡና
@fiyorigere7608
@fiyorigere7608 Год назад
Xbuk hasab eyu sebey.telefonu alo ab skrin
@tesfaldettekle5822
@tesfaldettekle5822 Год назад
ከምዚ ወዲ ተስፋ ዘለዎ ኣይረኣኩን👍💝💝and Abraham hawey 😍 Thanks
@natsimeb1755
@natsimeb1755 Год назад
Mehari hawey ajoka. You’re very talented. Amlak zihabeka ziteakore gift alo msaka. Kulu hizbi Eritrea msaka alo ab gonka. We love you brother ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanasfaha3201
@amanasfaha3201 Год назад
ኣሕ 15 ዓመት ኮንቱ ጠፈኡ ይዓክ ዛ መውደልደሊት ዓለም ማሓሪ ሓወይ ኣምላክ ምሳኻ ይኩን
@helengebrezghi7162
@helengebrezghi7162 Год назад
Ajek mahri hwey gen n goyta mzmur yhski🙏♥️
@aradomkahsay5018
@aradomkahsay5018 Год назад
መሓሪ ብሓቂ ካብቶም ንፈትዎምን ነድንቆምን ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ እዩ
@aberhet
@aberhet Год назад
ኣብራሃም መግለጺ ስእነልካ 🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azizabdulkerim3273
@azizabdulkerim3273 Год назад
na mehari keb kola defeleto arky hawey neru gazana zewele neru betami tehgsoe mase rekiwo abrhamo abi seb ne dhrite melslkini thank you
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 Год назад
ሓቢቢ መሓሪ ኣብሺርካ ክሓልፈልካ'ዩ በኣኻ ንሕበን ኢና ደቂ ኣኽሪያ ብምልአኦም 😍👍❤️👏👏👏👏👏👏👏
@abrhamgdey2253
@abrhamgdey2253 Год назад
እቲ ዝገርመኒ ኣነ እዛ ደርፊ እዚኣ ናይ ምሓሪ ከም ዝኾነት ኣይፈልጥን ነይረ ጊን ምሓሪ ሓወይ ኣጆኻ ንስኻ ብሉጽ ሰብ ኢኻ ሰብ ከምዚ ከይብለኒ ከምዚ ከይብለኒ ኣይትበል ኣጆኻ
@luwamamanuel6437
@luwamamanuel6437 Год назад
ዋውውው መሓሪ ሓወይ ኣጀኻ ጀግና 🌹🌹🌹🌹🌹
@ebu266
@ebu266 Год назад
ኩቡር ጋዜጠኛ ኣብርሃም ሓደ መዓልቲ ብልጽቲ ስልማት ክትስለም ብዓይነይ ክሪኢ እምነ።ኩቡር ስነጥበበኛ መሓሪ በዓል ፉሉይ ክእለት ደርፍታትካ ህጻናት እንከለና ኣስተማቂርናዮም።እንቃዕ ዳግም ገጽካ ረኣና።"ሸዊት " ንባዕላ ዓባይ ትካል።ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ንኩላትኩም ኣባላታ።ተስፋ እገብር እታ ኣብ ኢድ ዝበዘሐ ሰብ ዘላ ቴለፎን ኣብ ኢድ መሓሪ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትበጽሕ ከም ሰቡ ድማ ናብ ስርሓቱ ክምለሰልና።
@mariamdearit7665
@mariamdearit7665 Год назад
መሓሪ ሓወይ ኣነ ብወገነይ ካብ ሓንጎለይ ኣውጺኤካ ኣይፈልጥን፡ ኣበይ ኣሎ ኢለ ኩሉ ግዜ ይሓስብ፡ መደብ ሸዊት ኩላ እየ ተኸታቲለያ፡ ኣጆኻ መሓሪ ሓወይ
@edennuguse8548
@edennuguse8548 Год назад
Ane wuen medeb shewit kithalifeni zeydelya zineberku eya mehari ka tuem eu dimxu ajoka zihawey.
@eru8046
@eru8046 Год назад
Eseyas debsay thanks for helping your brother ❤.
@tsega8254
@tsega8254 Год назад
Abrham hawey btaemi adniqeka Edmen tenan yhabkum 🙏 yehwat ajoka mehari hawey kulu seb abgonka eyu
@ናዝራዊሂወተይ-ሐ2ፐ
Star is always star
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 Год назад
ኦፍፍፍፍፍፍ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭 በጃኩም ኣብ ጎንኩም ግበርዎ ምሳኩም ኣዛውርዎ 💔💔😭
@jdhdjfj4312
@jdhdjfj4312 Год назад
Ya nay bhaqi ufff kebdeka ybleka🥺🥺🥺😥
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 Год назад
Abrihimo thank you for bringing Mehari keep up your good job.I am one of your admirers
@beleygeberemreyam276
@beleygeberemreyam276 Год назад
ጽቡቅ ሰራሕ አብሪሂሞሞ ነዚ ወዲ ምዝካርካ አምላኽ ይዘክርካ ጎፈንድሚ ክፈተሉ ብሸሙ ጎፈንድሚ በጃካ
@maykelasmarom7213
@maykelasmarom7213 Год назад
ዝጠፈአ ኮኾብ መሓሪ ገ,ስላሴ ❤❤👍
@michalemehair8795
@michalemehair8795 Год назад
Good job Abraham 👏 God bless you Eri🇪🇷🇪🇷
@kbromhabtemariam4762
@kbromhabtemariam4762 Год назад
Waw btaemi agedasi seb amtsieka abrhimo bravo nfua ketslo kemewn amhawna Mehari kea ajoka edmen tenan yhabka fetari
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 Год назад
Off libey Kem gele gerni bitami Des ziblni nay behki moral zigbio ♥️ ajoka mehari hawey Edmen tiena yhabeley
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 Год назад
Be strong brother God Bless you 🇪🇷🙏❤️🤙👍🤙❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrehetabraha4036
@abrehetabraha4036 Год назад
ስነጥበባዊ መሐሪ ሐወይ አጀካ ወዲ🇪🇷🇪🇷❤️
@tezerumokrya3959
@tezerumokrya3959 Год назад
Muhur ayay lebam sikor eko eka edmen tenann.., thanks abrish
@lloveeritrea960
@lloveeritrea960 Год назад
ቡመጀመረታ ኣብርአሃም ብጣሚ ነመስግነካ መሓሪ ሃውና ኣጀካ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንሃጉዞ
@ፍሽኽታአመለይ-ወ1በ
Thank you አብሪሂሞ ጋለይ ኩልሳዕ እያ ትሐተኒ ኔራ ክሉሳዕ ዓደየይ እናበለት ትደርፍ ትውዕል ኔራ Thanks you again አምላክ ምሳኩም ይኹን ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
Сколько стоит ПП?
00:57
Просмотров 338 тыс.
PERFECT PITCH FILTER.. (CR7 EDITION) 🙈😅
00:21
Просмотров 3,4 млн
Сколько стоит ПП?
00:57
Просмотров 338 тыс.