Тёмный

ቃለ መሕትት ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ገብረሂወት 1ይ ክፋል 

Sulamatis( ሱላማጢስ መድሃኔአለም ዙሪክ)
Просмотров 52 тыс.
50% 1

ደብረ ሰላም መድሃኔ አለም ቤተክርስትያን ዙሪክ

Опубликовано:

 

22 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 290   
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 11 месяцев назад
❤❤❤ እዋይ ሳሊና ሓፍትና ኣብዚ ህቡባት ሰባት ማለት ደረፍትን ስነ ጥበበኛታትን ነታ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ገዲፎም ኣብ ዘይከውን ሃይማኖት ክከዱ ክትርኢ ከለካ ትሓዝን ንዓኪ ምስ ራኣና ግን ብሓቂ ታሓጊስና ኣምላክ ኣብታ ቅድስቲ ቤቱ የንብርኪ ነቶም ዝጠፍኡ ዘለዉ ካኣ ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ❤❤❤
@saymondebesay5269
@saymondebesay5269 11 месяцев назад
@freweynigebreab4332
@freweynigebreab4332 11 месяцев назад
@fiyorikulue5685
@fiyorikulue5685 11 месяцев назад
Bhaki amlak xegeu yebzhalkum
@Seni1058
@Seni1058 11 месяцев назад
Nay bhaqi des zebl selu haftina ajoki Bertie, Egziabhier xegaieu yebzhalki.
@tedrosteklu1554
@tedrosteklu1554 9 месяцев назад
Amlki nay agolglote gezakume yebrkalkume
@user-on9hm4wi9n
@user-on9hm4wi9n 11 месяцев назад
ዳይቆን ኣሽመላሽ ሓወይን መምህረይን ንስካ ትክክላዊ ትቦ መማሓላለፊ እግዚኣብሄር ናብ ህዝቢ ኢካ እሞ ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ብስም ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ይባረክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bsratasfha3827
@bsratasfha3827 11 месяцев назад
ብታአሚ ደስ ዝብል አዩ ክቡር መምህርና ድያኮን ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርክ ንኣና ካኣ ከነስተውአል ኣምላክ ብጸገኡ ይደግፈና አታ ኣጽናፋዊት አምነትና የጽንዓልና ኣምላከ ቅዱሳን
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 11 месяцев назад
ሳሉ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ጸጉ የብዝሓልኪ ዲያቆን ሓውና ውን ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘምንካ ይባርኪ ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር❤❤❤❤
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u 11 месяцев назад
እንቃዕ ድሓን መጻኩም ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መም ድያቆን ኣስመላሽ ፡ ቱሑት ከም ኣቦታቱ ። ሰናይ ዝኮነ ትምርቲ ፡ ኣብዚ ቤተክርስትያና ብብዙሕ ትፍተነሉ ዘላ ግዜ ( ብደቃ ፡ ብፖለቲከናታት ኢና ዝብሉን ሰዓብቶምን) ። ኣብ ልብና የሕድሮ ፡ ንዓካ ድማ ኣምላክ ጥበቡን ምስጢሩን ዓዲሉ ሓይሊ ይሃብካ ፡ ኣብ ኩሉ ትከዶ ድማ ወላዲት ኣምላክ ጽላላ ተንብረልካ ፡ መላእክት ውን በክናፎም የጽልሉካ ❤።
@emebrhanwahsey747
@emebrhanwahsey747 11 месяцев назад
መጋቤ ሓዲስ መርጌታ ዲያቆን ኣስመላሽ መምህረ ትሕትና እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ
@misghinaamanuel-nn4hx
@misghinaamanuel-nn4hx 11 месяцев назад
ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብል ትምህርቲ ዩ ቀሪቡ ሕቶ ጽቡቅ እቲ መልሲ ውን ብጥዓሚ ዩ ጽቡቅ ቃል ሂወት የስምውዓልና መምህርና ነዚም ምእመን ከኣ ፈሊና ንፈልጠሉ የዕንተ ልቦናና ይኽፈተልና ሃ.ቅ. ጳውሎስ ኮ ነቲ ህያው ኣምላኽ የገልግል ኣለኹ እናበለ ነቶም ናይ ኣምላኽ የሳጉግ ኔሩ ዩ ኣምላኽ ግን እቲ ሓቂ ኣሪኢዎ ስለዚ ንሕና ከኣ በዞም ናይ ሚድያ ሰበኽቲ ቲፈዞ ኮይና ንቤትክርስትያን ካብ ምሱጋግ የዕንትና ይክፈተልና
@ftretadam2192
@ftretadam2192 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦ ትሕትናን ናግ ግብሪ መምህርና ዲያቆን ኣስመላሽ ገብርሂወት።ከሙ ውን ክብርቲ ሰሊና ሃብትና ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ናየጎልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ ካብ ምድራዊ ስም ሰመያውን ምድራውን ስም ከተትርፊ ኢልኪ ናብታ ቅድስት ቤትኪ ክትዝምርን ክትሰብክን ክተገልግልን ክሪኤኪ ከለኹ እቶም ዝተረፉ የሕዋትና ናብዚ ናትኪ መንፈስ ዘጠምት ክህቦም ይምነ።
@nitsuhshetu9692
@nitsuhshetu9692 11 месяцев назад
Selena haftey kifetiweki egziabher yibarki
@terhas4842
@terhas4842 11 месяцев назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ንሕናውን ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏❤❤❤
@mulugietakesete4329
@mulugietakesete4329 11 месяцев назад
ቃለ ሄወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኻ ካብዚ ዘለካዮ ክትብርትዕ ጸሎት ቅዱሳን ምሳካ ይኩን ።ኮምኡ ከኣ ድያቆን ሓወይ ጹጉኡ የብዝሓልኻ ምስ ሱሉ ሓፍተይ ሰሉ ሽኮር ናይ በሓቂ ኣክሪዕክኒ በዚ ሒዝክዪ ዘለኪ መገዲ ቅድስና ክሳብ መፈጸምትኡ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኪ ❤❤❤
@yonastesfahiwet5592
@yonastesfahiwet5592 5 месяцев назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ዱያቆን ኣስመላሽ ሰሉ ሓብተይ ከኣ ምስ መሳርሕትኺ ነመስግን ሩሑስ በዓል ኩሉኹም ህዝበ ክርስታን 😍😍😍😍✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መጻኹምና ክብራት ኣሕዋትናናን ክብር መምህርና ዲያቆን ኣሽመላሽ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጻጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ🙏
@user-ww9xb7yf9l
@user-ww9xb7yf9l 3 месяца назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ
@ogubitafewerki6850
@ogubitafewerki6850 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስማዓና ዲያቆን ኣስማላሽ ጸጋ ጥዕና ይሃብካ ብወገንኩም ድማ ዝምደቀይ ጸጋ ጥዕና ይሃብኩም
@user-cd4dp8mq2m
@user-cd4dp8mq2m Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ንሕናውን ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና ይሕድረልና አግዚአብሄር አምላክ❤❤❤❤❤❤
@angesomaraya5785
@angesomaraya5785 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩርና ድያቆን ሓውና!!!!
@user-ge8hm7hw8c
@user-ge8hm7hw8c 11 месяцев назад
Egziabiher amlak xega ab riesi xega yebzhalkum
@user-gd4ym6jt3j
@user-gd4ym6jt3j 11 месяцев назад
ድያቆን ኣስመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
@Bienonaron-ou3ji
@Bienonaron-ou3ji 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ኣሽመላሽ ሓዉና ብረለህ ምህሮ ኢዩ፣ ሱሉ መቀረት ኣነስ ክፈትወኪ ኣምላክ ማራ ኢዩ ዝፈትወኪ ብሓቂ ካብ ኩሎም ፍልይ ኣቢሉ ኣርኣያ ናትና ጌርኪ እዛ ዓለም ብዙሓት ፍላስፋታትን ሙሁራትን ኔሮማ ኩሉ ገዲፎም ግን ናብ ኣምላኮም ተጸጊዖም እዚ ከኣ ዉጺኢት ዝገበርዎ ናይ መጻኢኦም ምሕሳብ ክመቱ ኸም ዝኮኑ ሓንቲ መዓልቲ ስለ ዘስተዉዓሉ ኢዮም ንኣብነት ከም ብዓል ኣቦና ኣርሳንዮስ ኣቦና ሳዊሮስ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ሂወትኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤።
@user-mq6qi7gb5s
@user-mq6qi7gb5s 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤ኣሜን❤ ኣሜን ❤ ኣሜን ❤ ቃል ህይወት የስመዓልና ሓውና ድያቆን ኣሽመላሽ እግዝኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርኽ❤ ጾሎት ኣማላድነት እመ ኣምላክ ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤
@IkAm...........
@IkAm........... 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምህርናን ድያቆን ኣሽመላሽ እዚኣብሄር ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ክንርከብ ኣምላከ ቅዱሳን ቅዱስ ቕግዚኣብሄር ኣምላኽና ጥበብን ምስጥውዓልን ይግለጸልና ኣብ ብታ ሓንሳብን ንሓዋሩብ ዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የጽንዓና
@user-wr1pm1nh7h
@user-wr1pm1nh7h 2 месяца назад
Amen amlak ab lebna yehdro❤❤❤❤❤
@kasay67
@kasay67 11 месяцев назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።
@mooabo9545
@mooabo9545 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓና እግዚአብሔር የክብረና 🤲🤲🤲💒💟
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፀጋ ኣምላኽ የብዝሐልኩም ኣሕዋተይ ❤️
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 11 месяцев назад
Asyyyyyyy yhwty egzeabher ybarkum nkulna futuratu amennnn3 🎉❤
@robelbrhane9491
@robelbrhane9491 11 месяцев назад
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና
@sabahabte8948
@sabahabte8948 10 дней назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዘስማዓና ድያቆን ሐውና
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 11 месяцев назад
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ድያቆነይ እግዛኣብሄር ፀጉኡ ይብዘሐልኩም አሜን
@merhagere2411
@merhagere2411 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርኽ ። እቲ እንኮ ትክክሌና ሰባኪ ናይ ዩቱብ ኣምላኽ ይቅረ ይበለለይ እምበር ከም በዓል ድያቆን ካሳሁን ድያቆን ስልጣን የጠራጡሩኒ እዮም ብዛዕብኦም ኣፍልጦ ተለኩም እባ ኣብርሁለኡ
@eritreanayeritrawyan4711
@eritreanayeritrawyan4711 11 месяцев назад
Dyaqon Tekea hawey seb qedem seli haftey Amlak xegea yebzehalkum. Welcome D, Ashmelash hawey 🙏🙏🙏
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 6 месяцев назад
Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen Kalehiwot yesmalna AMEN ❤❤❤
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ኪዳነ ምሕረት ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ኩቡር ሰብ ኩቡር ነገር ይሐስብ ፥ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር ኣሜንንንን
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓና ዲያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርከልካ
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 11 месяцев назад
Egzabhier amlak ab lebna yehdra
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 11 месяцев назад
qal hiwet yesmalna Dyacon Ashemelash hawuna bhaqi
@mogostesfay1936
@mogostesfay1936 11 месяцев назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዝአቢሄር ኣምላክ❤❤❤
@mulugetaaraya2362
@mulugetaaraya2362 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላካ ጸግኡ የብዝሐልካ እመ አምላክ ምሳካ ትኩን ስብሐት ለእግዚአብሔር አምላክ ወለወላዲቱ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር አሜን።
@ks24721
@ks24721 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ኣስመላሽ ብሓቂ ንጹር ዝኾነ መግለጺ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባረኽ
@okbaykeleta6183
@okbaykeleta6183 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡እግዚኣብሄር ዓስብኹም የሃብኩም ፡ጸጋ መንፈስ ቅድሱ የብዝሓልኩም
@yyss1449
@yyss1449 Месяц назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና መምህሪና ድያቆን አስመላሽ🙏
@user-ii1sn8bn9k
@user-ii1sn8bn9k 3 месяца назад
ደስ ዝብል መግለጺ ቀለሂወት የስማዐና🎉🎉
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤
@solomonteklay7448
@solomonteklay7448 11 месяцев назад
Amen Amen Amen ቓል ሂወት የስምዓልና ሓውና ድያቆን ኣሽመላሽ ንኩሉኩም ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
@sabayrgalem5581
@sabayrgalem5581 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ዲያቆን አሽመላሽ
@elsakidane7302
@elsakidane7302 11 месяцев назад
Egzabeher Amlak edmen tanan yhabka tsegu yebzahelka diyakon hewey ❤❤❤
@Gualtigray-sb2dg
@Gualtigray-sb2dg 11 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ብሩኻተይ
@user-mq7pv9ks8l
@user-mq7pv9ks8l Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Abrhet_youtube19
@Abrhet_youtube19 11 месяцев назад
አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤
@kbrinamlak3267
@kbrinamlak3267 11 месяцев назад
ድያቆን ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና።
@alexalujichanel7241
@alexalujichanel7241 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን:ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና ኩቡራት የሕዋት።
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo 11 месяцев назад
ቃለሕይወት የሰማዓልና ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረኸ
@user-mj3xk4vo2w
@user-mj3xk4vo2w 3 месяца назад
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
@user-jo2yx3ug6d
@user-jo2yx3ug6d 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስማዕልና እግዛኣብሄር ዘመነ ኣጎልግሊትኩም ይባርከኩም❤❤❤
@fuch9239
@fuch9239 8 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@teklitghebremeskel9586
@teklitghebremeskel9586 11 месяцев назад
amen amen amen tsegakum ybezehalkm fetar ezo yehwatena
@natsnettsegaimehari9964
@natsnettsegaimehari9964 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓና ድያቆን ሓውና
@hulmeykigehadeyu4659
@hulmeykigehadeyu4659 11 месяцев назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna❤❤❤
@tesfiekesete9675
@tesfiekesete9675 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመካ ይባርክ ቃለ ህይወት የስምዓልና
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ናይ ዘመንና ሓዋርያ ብሓቂ❤❤❤
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@rigbeefrem2064
@rigbeefrem2064 11 месяцев назад
ግሶሌና ሐፈተይ ብጣዕሚ ተሐግሰ እየ እግዝአብሔር አሞላክ ፀጉኡ የብዝሐሉኩሞ.
@user-zw5el9od3s
@user-zw5el9od3s 11 месяцев назад
መምህር ናይ ትሕትና ክቡር ዲቆን ኣሽመላሽ ቃል ህወት የስማልና❤
@Adiam-4818
@Adiam-4818 11 месяцев назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna memhirina Egziabher Amlak xegiau yebzihalkum 🙏🙏🙏
@dejenhadgu5275
@dejenhadgu5275 11 месяцев назад
Kale hiwet yesmalna🙏 nay agolglot hiwetkum ybarek brukat yhwat🙏 nay bhaki nxur hton melsin🙏 ab lbna yehdro.
@danielnema7154
@danielnema7154 11 месяцев назад
Kale hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum
@binyamtesfay6641
@binyamtesfay6641 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ይህዋተይ እዝግኣብሄር ኣምላክ ጸጉዩ የብዝሓልኩም ❤❤❤
@user-wl4he2gu4x
@user-wl4he2gu4x 11 месяцев назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xega yebzhalka dyakon ashmelash hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ amlak nbietekrstyana selamn hadnetn yhabena
@eritreawnet4106
@eritreawnet4106 11 месяцев назад
Amen ( 3)qale hiwet yesmalina Diyakon Asmelash hawina ⛪🙏🙏🙏
@MedaGeretatyos-yr1rj
@MedaGeretatyos-yr1rj 11 месяцев назад
ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ❤👏👏👏🥰
@kflomdebessay646
@kflomdebessay646 2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
@kirostesfahans
@kirostesfahans 10 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@teweldekifle5951
@teweldekifle5951 3 месяца назад
ኣምላክ ይባርካ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ብጸጐኡ
@kf4113
@kf4113 11 месяцев назад
❤ቃለ ህይወት ያሰማልን ፀጋውን ያብዛለችሁ የድንግል ልጆች
@user-xg8lm3cg1v
@user-xg8lm3cg1v 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና እዝግኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልም 🙏🙏🙏
@tsrhabahta58
@tsrhabahta58 11 месяцев назад
Amen amen amen qal hiwet yesmeana 🙏🙏🙏
@johntesfamikal2968
@johntesfamikal2968 11 месяцев назад
ኣሜን(((3)))ቃል ሂወት የስማዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ድያቆን ሓዉና
@tehtenakameharenigoyta2184
@tehtenakameharenigoyta2184 11 месяцев назад
Amlak zeywedae xega yehbom diyakon hawena nay hiwetey abi memher diyakon ashemelash hakeche sebaki wengel tebae wetehader kurustos
@sedftr
@sedftr 11 месяцев назад
Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 11 месяцев назад
ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ እምነት ኣቦታትና ጸኒዕና ክነብር ይደግፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤👏👏🙏🙏
@makerma3853
@makerma3853 11 месяцев назад
Kal hiwet yesmealna
@zergabremelake2914
@zergabremelake2914 2 месяца назад
ቃል ሂወት የሰምዓልና ኩብራት የሕዋተ❤❤❤❤❤
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 11 месяцев назад
Amen (3) kale hiwet yesmealna sle kalu egzabher amlakna zkeberen ztemesgenen ykun ztemeharnayo knebrelu tbebun mstwalun ayfeleyena fetari kulu alem xeguen bereketun yebzhalkum memhrna ab xelotkum zekuna
@tiebetesfandrias9510
@tiebetesfandrias9510 11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ዲያቆን መምህርናን ሓዉናን
@gshvwhsu6989
@gshvwhsu6989 11 месяцев назад
Kale hiwet yesmaelna amen
@eritreawnetkuburminenet504
@eritreawnetkuburminenet504 11 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰማዐልና❤❤❤
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 11 месяцев назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና❤
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 11 месяцев назад
ዲያቆን አስመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃል ሂወት የስምዓልና አሜን
@MkBh-nn5wx
@MkBh-nn5wx 11 месяцев назад
ብሓቂ ክቡር ሓውና ዕድመንጥዕናን ይብካ ምእንቲ ኩሉ ክድሕን
@yosifgebreal5266
@yosifgebreal5266 11 месяцев назад
Thank you DN & I really appreciate your responses to current situation. It is well educational and informative!!
@loveyouforevergod9057
@loveyouforevergod9057 11 месяцев назад
*Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna dakon Asmelash walta nay Tewahdo ❤😊❤❤*
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 11 месяцев назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና።
@bereketabraham7450
@bereketabraham7450 11 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ጸጉኡ የብዛሕሉኩም ንኩላትኩም
@mirafokbatsion904
@mirafokbatsion904 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመኣሊና ቡሩካት ኣሕዋተይ
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 6 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 💯✅🙏🔐⛪✝️💒🌴
@nigusebrhane8817
@nigusebrhane8817 11 месяцев назад
ቃል ሂወት ይሰምዓልና ኩቡራት የሕዋት
@TsegayKesete-nr1ov
@TsegayKesete-nr1ov 11 месяцев назад
Qal hiwet yesmealna kbret yhabelna brukat sdrana ❤🙏
@YoditTewelde-nu3gn
@YoditTewelde-nu3gn 11 месяцев назад
Memhrna qal hiwet yesmalna ente kone gn haqi znegrena eko siana nabey kemnebl wn tefiana mhmenann deqkum.slezi bjakum mefthi gberulna fwurat ywhatey ka nay zemen agelglotkum ybark
Далее
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,4 млн
QVZ 2024 | TOSHKENT SHAHAR HOKIMI KUBOGI
2:53:14
Просмотров 760 тыс.
Новый дом для пернатого
00:59
Просмотров 503 тыс.
New Eritrean orthodox tewhado hton melsn
35:30
Просмотров 3,4 тыс.