Тёмный

ቃለ መሕትት ምስ ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ Interview_With_General_Samora_Yonus//BraKhe_Show 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Interview_General-Yowhans_Gebremeskel
#ጀነራል_ዮውሃንስ_ገብረመስቀል-(መንጋግ)
#eritrean_community
#Eritrwan_Poletics
#Interview_With_General_Yohanns_G/meskel
#Tigiray_poletics
#General_Samora_Yonus
#ጀነራል_ሳሞራ_ዮኑስ
#ቃለ_መሕትት_ጀነራል_ሳሞራ_ዮኑስ_2024
#Interview_with_Samora_Yonus

Опубликовано:

 

10 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 476   
@mulugetahailu1856
@mulugetahailu1856 14 минут назад
አቲ ጀግና ብዓልቲ ዓቅልን በሊሕ ህሊናን !!! ነዚ ጠላም ብትዕግስቲ ምትእንጋድኪ !!
@MeetingforPeace
@MeetingforPeace 3 часа назад
ስሱዕ ፈታዊ ኸብዱ፣ ከሓዲ፣ ጠላም፣ ናይ ጀጋኑና ክብሪ ዝሓምሸሸ መሕፈሪ ፍጥረት።
@mass-media6445
@mass-media6445 Час назад
እማንካ ሓው !!
@Hudenlinnas1
@Hudenlinnas1 Час назад
ዋእ እሞ እነህውልካ እን ደብረፅንተት ተመሊሶም 1 ሚልየን ትግራዋይ ክውድኡ ይዳለው አለው። አብ ጎኖም ኮይንካ ሓግዞም አጆኹም በሎም ፣ ንስኻስ ኳ አበይ ዘለኻ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv Час назад
❤❤❤❤❤❤❤ትክክል
@Niceertube-h3v
@Niceertube-h3v 45 минут назад
​@@Hudenlinnas1አንታ ቆዳር አምሓራይ አድጊ ደብረፅዮን ተቃሊሱ ዝአተወ እዮ ሳሞራ ይሓይሽ ናይ አብይ አህመድ እግሩን መዓኮሩን ዝሓፅብ
@ስላምለኣለምህዝብ
@ስላምለኣለምህዝብ 26 минут назад
ዞም ናይካ ጀጋኑ በረካ ልወረዱ ክዎግኡ ተይኮነስ ክሕቡ እዮም ንመሪሕነት ንምድሓን ልጠፈአ ወጣት ገዝኡ ይቁፀሮ።ናሓደ ሓደ ድንቁርና ይገርም እዩ ሓደ ሚልየን ለጥፍኡ መሪሕነት ታይ እዮም ጠቂመምዎ ንትግራይ?
@Sele-lx3iz
@Sele-lx3iz 2 часа назад
ከምዚ መሕፈሪ ታሪክ ዝሰርሐ የለን 42ዓመት መሪሑስ መጨረሻ ባዶ ዘይትግራዋይ በትኪ እንተ መድህን ከየድነቅኩ ኣይሓልፍን ቀፅልሉ ብዙሕ ነገር ክንሰምዕ ኢና
@Hudenlinnas1
@Hudenlinnas1 Час назад
እሞ 1 ሚልየን እንዶ ደጊምካ ክተውድእ ትዳለው አለኻን ፣ በል ቀፅለላ።
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 57 минут назад
ምሳኹም ዘይወገነ ኩሉ ፅሉእ😂
@Sele-lx3iz
@Sele-lx3iz 39 минут назад
​መጀመሪያ እቲ ቃለ መሕትት ኣዳምፆ ሃሳስ ኣይትኩን መን ዲና ንሕና ንህዝቡ ክውግን ነይርዎ እየ ዝብል'ለኩ@@tesfayegirma7140
@Kokoba123
@Kokoba123 16 минут назад
እዞም ካሕዳማት መራሕት ካብ ቀደሞም እዮም ተንኮለኛታት ኔሮም። ተዓዛዝብና እና ሎምስ ደሓን፡ምድህነይ በርትዕ❤
@ZeresenanayT
@ZeresenanayT 53 минуты назад
መድህን ጥንካሬኺ ከብ ግዜ ናብ ግዜ ይውስኽ አሎ በርትዒ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪💪💪💪💪
@rutasamuel470
@rutasamuel470 6 минут назад
Xinkwalekhi kitebel dikha denkworo
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 2 часа назад
መድሂን ጽቡቅ መደብ ጽቡቅ ሕቶ❤❤❤
@Pasttest543
@Pasttest543 44 минуты назад
ሐደ ነገር ዝገርመንይ ናይ ሳሞራ የኑስ መንፈንቅለ መንግስት ንግበር ኢሎምንይ አቢዩም እ ኢሉ, ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ወግይኑ ኽሕይዱዎም ይገርም ናይ ቀደም መጋድልቱ ረስይዑ አብ ሽግሩ ጌዜ ሐብይሮም ዝነበሩ ምስማዕ አብዩ ጠልይሙ ክሕይዱ ንትግራይ አጨፍጭፍዎ ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ኩሉ ናይ ወታደርዊ ዕጥቅን ስንቅን መሳራያ ባንክን ንአብይ አረክይብዎ ካብዝይ ዝኽፍእ ባንዳነት አሎ አሕዋት ተጋሩ እስትይ ንገሩንይ ...
@haftomtewelebrhan-nz7yf
@haftomtewelebrhan-nz7yf 3 часа назад
ንህዝቢ ትግራይ ክሒድካ ክደይናይ ከይጥዕመካ ረሰሓ
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 2 часа назад
እንታዴኡ ኸ ይመስል መልአክ ዘይብሉ አየ ሶሞራ በዓለገ ሕሱር
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 26 минут назад
ናይ በዓል ስብሓት ሌብነት ዘይምድጋፉ ረሳሕ የብሎ😂
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 16 минут назад
@@tesfayegirma7140 ተሕዝን ኢኻ ብሓቂ ህዝብኻ ጀኖሳይድ ንኽግበር ዘማኸሩ ሐዚ ናቶም ተሓለቕቲ ካብ ክትኾን ቸጊሩዋ ዘሎ አዶ ትግራይ ንዓአ ተሓለቐላ
@meharitekeste8551
@meharitekeste8551 33 минуты назад
Thank you Medi, you are always pioneer
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 Час назад
You stands in what you believe from the very beginning and fight for your people in circumstances . I really appreciated for that. Thanks General
@Aduniahope
@Aduniahope 22 минуты назад
Are you kidding!He fight for us?😡
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 36 минут назад
ናብ ትግራይ ዘይኸደሉ ምኽንያት ፀሊም ሓተላ ታሪኽ ስለዘለዎን ስለዘሕፈሮን ኢዩ።
@Barry-m3w
@Barry-m3w 2 часа назад
ክቡር ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ !!! ተዓዘብ : መራሕትኻ ምሳኻ ኣለው ዶ የለውን?? ኣንታ ኽቡር : ለባም መስተውዓሊ :ህዝቢ!!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@InspireEritrea
@InspireEritrea 44 минуты назад
መን ኽቀንኣልካ.. መሕፈር...
@kahsaykebede6284
@kahsaykebede6284 Час назад
ሳሞራ ፀረተጋደልቲ እዩ ምስኡ ሓቢሮም ዝተቃለሱ ተጋደልቲ በዘይቢቁዕ ምኽንያት አናባረረ ብአሸሓት ዝቁፀሩ ተጋደልቲ ናብዓሚቅ ድክነት ዘእተወ ኩፈእ ግለሰብ አዩ።
@ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ
@ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ 34 минуты назад
ብትእዛዝ ወዲ ዜናዊ እዩ ምውት አይወቀስ ድዩ ኾይንካ
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 2 часа назад
ኣየ መዲሂን እቲ ዓቅልኪ ዘይምድናቅ ኣይካኣል በርትዒ ጅግና ኢኪ🙏❤💛
@mesta_media__321
@mesta_media__321 Час назад
መድህን በላሕ ዋዕሮ ኢኺ። እሞ በርትዒ ኣብ ጎንኺ ኣለና!👌
@GoitomGmariem
@GoitomGmariem 42 минуты назад
አብ ባዕልና ንኩን ንዶ አድምፅ
@abel__tadesse
@abel__tadesse 2 часа назад
History will always remember him as enemy of the State and Banda.
@ከጀግኖቹአንዱ
@ከጀግኖቹአንዱ Час назад
በመለስ አንጎል የሚንቀሳቀስ መሀይም በድን የሆነ ሰው ነው ሳሞራ
@Abelab642
@Abelab642 7 минут назад
መድህን በጃኪ ኣርከበ ዕቅባይ ኣምጺኢልና❤❤❤
@jonilion9368
@jonilion9368 3 часа назад
መቼም ይህ ኢንተርቪ ትግራይ ውስጥ እንደማይሆን እገምታለሁ ፣ እኔ ሳሞራን ብሆን ፣ ምንም ወሬ ሳላበዛ ፣ የትግራይን ህዝብ ፣ ይቅርታ ፣ ነበር የምለው ፣
@Israelxox
@Israelxox 2 часа назад
@@jonilion9368 : He is General
@BettyBet-sk5wj
@BettyBet-sk5wj 2 часа назад
@@jonilion9368 ትኽክል yhe maferya
@Hudenlinnas1
@Hudenlinnas1 Час назад
አረ ባክህ! ደብረፅንተት 9800 ሚሊሻ እና ልዩ ሀይል ይዞ ወደ ጦርነት አስገብቶ 1 ሚልየን የትግራይ ወጣት አስጨርሶ ሲያበቃ ይቅርታ ሳይጠይቅ ሳሞራ ይጠይቅ? እግር ብላ እግር ብላ ፣ ቀልደኛ ነህ።
@alexenvironment
@alexenvironment 2 часа назад
❤Medhin, you are always consistent and professional Please keep it up Please invite Dr Arkebe, Dr Debretsion, Dr. Tewodros, and others
@Adam-lw8lx
@Adam-lw8lx 2 часа назад
ገፁ ይርሓቕ....መልኣከ ሞት ፀዊዕዎ'ሎ።ኑዛዜ ድዩ ዝኾን ዘሎ እዝይ😢
@Hagoshbdgu-zx5vf
@Hagoshbdgu-zx5vf Час назад
መድህን ብጣዕሚ ጎቦዝ ሶሞራ ድሙ
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 3 часа назад
❤ጆኖሳይድ ዝፈፅመ አሕሊፉ ንፅላእዪ ስልጣን ዝሓበ ጨቃን ሰጣን እዩ ሳሞራ ዮኑስ ንቶሎ ክሕነቅ ትግቦኦ ክም ሳዳም ሑዜን ችድ ክብረተ ቢስ ዒሉ❤
@Hudenlinnas1
@Hudenlinnas1 52 минуты назад
ዓንዛር ፣ ደብረፂዮን እናፈከረ ሐደ ሚልየን ወጣት ዘወደአ ዘይተሓነቐስ ውግእ አየድልየናን ዝበለ ሰብ ክሕነቕ? ድንዙዝ
@mekonengebremedhin3722
@mekonengebremedhin3722 2 часа назад
ፖለቲካዊ ሕምቀት እንትፍጠር ወታደራዊ መራሒ ጅግና እንተኮይኑ takeover ገይሩ እቲ ስልጣን ህዝቢ ከድሕን ይክእል ነይሩ ግን ሳሞራ ምስ ተከተልቱ ካብ ውልቀ ኮተት እዮም ነይሮም ።
@mekonengebrmikaiyl3203
@mekonengebrmikaiyl3203 3 часа назад
ፈሪሐ ምባል ሓጢያት አይኮነን ካሊእ ዓጀውጀው አየድልን
@Shigut
@Shigut 3 часа назад
ወዲ 70 ዓመት ሽማግለ እንታይ ክገብር ትጽበዮ ? ዒብ ግበሩ በጃኹም ! መዋእሉ ክቃለስ ኣይትጸበዩ
@theobserver2677
@theobserver2677 Час назад
ኣለዎ ጥጅእ ተንኮል ፍርሒ ጥራይ ኣይኮነን ናይ እዚ ጠላም
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 27 минут назад
ቀሺም ሳሞራ ፈሪሑ😂
@Asmeraweymot
@Asmeraweymot 22 минуты назад
@@tesfayegirma7140 shabia n sheytan keman yefrhu
@ስላምለኣለምህዝብ
@ስላምለኣለምህዝብ 17 минут назад
ወጣትነቱ ተይስስዐ መዎእሉ ኣብጦርነት ለሕለፉ ጅግና ፈሪሑ ክትብሎ ሞራል ካበይ ኣምፂእካ ነፈዝ
@AleneTefera
@AleneTefera 3 часа назад
ሕዝብና ተጫቱኩሙሉ ውድብና እናተብሓለ ወለዲ ብዘይ ጠዋሪ መንእሰይ ሓንካስን ኣካለስንኩልን ገይርክምዎ ከሓዶ ደናቁር
@fanualyihdogo2284
@fanualyihdogo2284 46 минут назад
ፅሪቲ ትግራይ ❤❤❤❤
@AleneTefera
@AleneTefera 3 часа назад
ጁቡኦም ምስመለአ ንሕዝቢ ትግራይን ትግራይን ኪሒሂዶምዎ ናይዚኦም ታሪኽ ዋ ብሓፈሻ እቱ ውድብ ውድብ ሕዝቢ ትግራይ ኣይነበረን ጅግና ሕዝቢ ትግራይ ወዲ ኣሉላ ወዲ ዮሓንስ ኣታሊሎምዎ
@MedaB-op5bq
@MedaB-op5bq 2 часа назад
ኣብ ትግራይ ጆኖ ሳይድ ተፈጺሙ ኢልካ ትኣምን ዶ በልለይ
@FunGame-r3m
@FunGame-r3m 2 часа назад
ሰመራ ጀግና ዝገበሮ ህዝቢ ትግራይ እዩ ሰመራ ውታደረ አዩ አጭበረበረ እዩ
@FishaFitsum
@FishaFitsum 3 часа назад
Samora,hashawi,dihri,dergi,widqet,tegadelty,abalat,Epda,enabelka,fah,bitinabilkayo,labey,sherteshertet❤
@Niguse-l7o
@Niguse-l7o 2 часа назад
መድህነይ ንፉዕቲ ኣይዞኺ ቀጥ ቀጥ ኣበልክዮም
@Kewakbtisemay
@Kewakbtisemay 2 часа назад
Haswi
@selamfisha-my2pj
@selamfisha-my2pj 3 часа назад
Samora was sold to CIA. that's why he handed over his position by risking Tigray people lives.
@AssefaKindeya-di8ze
@AssefaKindeya-di8ze 56 минут назад
thanks medi bravo
@MubarekChina
@MubarekChina 3 часа назад
በሰላም ያዋለን ፈጣሪ በሰላም ያሳድረን የነገ ሰው ይበለን❤
@meshnet9106
@meshnet9106 2 часа назад
Shame! Is he saying he had built a military that protected the national constitution?
@meskeremberhanu6307
@meskeremberhanu6307 2 часа назад
በዓል ጀ/ ፃድቃን ምእንተ ህዝቦም መስዋእቲ ከፊሎም ህዝቦም ከድሕኑ በረኻ ኣትዮም ታሪክ እንተርሕ ንስኻ ንምንታይ ዓይንኻ ዓሚትካ እንዶ ሕተትልና
@hadushberhane
@hadushberhane Час назад
እንታይ ሞ ሞሳ ረኸበ ፃድቃን። ብድዲት ገይርኩም ኣጥፍእዎ ተባሂሉ ኮ ብእንዳ ህወሓት ሚድያ
@johnny2347
@johnny2347 2 часа назад
ሸዓብያ ድኣ ኣትዩ ሓንቢሱ ወጺኡ ሓሳዊ
@HaftomTadese-wb8wj
@HaftomTadese-wb8wj Час назад
መድህን ብሓይል ናይ ትግራይ ፀላእ ንምምሳል ብሓይ አይተቸግርዮ ፅቡቕ አይኮነን ንሕና ጀነራል ዝብሎ ዘሎ ይርድአና እዩ ዘሎ
@FishaFitsum
@FishaFitsum 3 часа назад
Tegadely,birra,mestey,yeblomin,nerom,samora,gin,weskey,tsetiy,nerka,dem,sete❤
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 38 минут назад
መራሕቲ ትግራይ መዓት ትግራይ
@atakelthailu187
@atakelthailu187 2 часа назад
I don't understand the intention of this interview? Samora Yuhuda.
@tesg2858
@tesg2858 42 минуты назад
Banda
@Fagenashow
@Fagenashow 2 часа назад
Brakhe show(መድህን) ብጣዕሚ ጎበዝ
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 38 минут назад
መድህንዋይ ኩልና፡ ኣብዝሃለና ሃሊና ኩልና ተዛረብቲ ትግርኛ ተስፋ ኮይክና ብሱልን በዳህን ሕቶታት ኣብ ምሕታት፡ ዝነበረ ተሞክሮ 30 ዓመታት ጋዘጠኝነት፡ ናብ ሓደ ክብ ዝበለ ብርኪ ሓፍ ዘበልኪ ኮይኑ እየ ረኪበዮ። ከይፈራህኪ ሓቂ ኣብ ምውጻእ በዳሂ ሕቶታት ሰብ ዘይደፍሮም ኣብ ምሕታት ከይትሓምቂ። ኣብ ታሪኽ ከኣ ብጽቡቅ ክትስነዲ ዓቢ ዕድል ኣለኪ። ካብዞም ኩሎም መራሕቲ ንስኪ ትነፍዕን ትበልሕን ከይትፈርሕዮም፡ ብወንበር ብክፋእን ሕመቅን እምበር፡ ብ ፍልጠትን ብንቅሓትን ኣብ ጥቃኪ ኣይቀርቡን፡ ከይትፈርሕዮም።
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 3 часа назад
Hasawi
@semiemerha4420
@semiemerha4420 46 минут назад
ከሓዲ😢😢😢
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 57 минут назад
ስዩም መስፍን ኣሽመላሽ ነብሶ ኣባይ ጽሃዩ ይስሕቁኻ ኣለው
@BerhaneTesfay-uj6pe
@BerhaneTesfay-uj6pe 38 минут назад
ካማካ ዝበለ ጠላም ሪአን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ጀነራላት ትግራይ ካብ ዉጪ ሃገር መፅዮም እንትቃለሱ ንሰካ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ተቀሚጥካ ህዝብና ኣወዲእካዩ ሩኩሰ
@peace-x9s
@peace-x9s 2 часа назад
ካብዛ ቃለምሐተት ሐንቲ ቁምነገር ጀነራል ዝበላ ውግእ ምስ ኤርትራ አድላዪ አይነበረን ሐቂ ብሐቂ ነዚ ኩሉ ውድቀት ተጋሩ ውግእ ምስ ሐውኹም ሕዝቢ ኤርትራ እዩ ሕጅውን ከይድገም ሐደራ፣
@gebregziher
@gebregziher 3 часа назад
ሳሞራ ሕማቕ ሰብ! መቓብር ብፆቱ ብሓይሊታት ትምክሕቲ ክፈሓር ዘወሃሃደ ከሓዲ!
@Hudenlinnas1
@Hudenlinnas1 51 минуту назад
ገልዒ ህዝቢ ትግራይ እናጨፈሩ ዘወደእዎ ዓናዝር መራሕትኻ ዘይፀረፍካስ
@dreamerneverend
@dreamerneverend Час назад
ጎበዝ ኢኺ መዲ ፅቡቅ ሕቶ አቅሪብኪ😍
@KidaneGebre-w9j
@KidaneGebre-w9j 45 минут назад
ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ብህዝቢ ትግራይ ቃልሲ አብዚ በጺሕካዮ ዘለካ ደረጃ ከም ዝበጻሕካ ጭራሽ ረሲዕካዮ ምክንያቱ ክንዲ ዝሃለወ ምፍልላላይ ይሃልካ ምስ ብጾትካ አብ ጽንተት ህዝቢ ትግራይ ግን አብ ጎኒ ህዝብካ ክትኮን ዘይምክአልካ ምንም መብራህርሂ እንተዘይ ትህበሉ መሐሸካ ይቅርታ ጥራሕ ኢካ ክትብል ዝግበእካ ነይሩ ጀነራል ጻድቃን እኮ ካብ ግል ሂወቱ ተመሊሱ እዩ አትዩ
@misginajambo6493
@misginajambo6493 20 минут назад
Qondaf Agame resah Men dyu Alahemuna Abilka
@Aberamitiku-ls6jq
@Aberamitiku-ls6jq Час назад
ብጣዕሚ የህዝን ህዝቢ ትግራይ ነዚኦም ድዩ መራህተይ ኢሉ አሚኑ ነይሩ። ህዝቢ ትግራይ መርገም ተረጊሙ እዩ ፖለቲከኛ አይውፀአልካ ተባሂሉ ።
@Dagne-ub4vx
@Dagne-ub4vx Час назад
This man has got it! Better than the herd!
@KidaneGebre-w9j
@KidaneGebre-w9j 50 минут назад
ሰራዊት ካብ ኩሉ ክከዉን አለዎ ማለት ደሙ ነዚ ገድሊ ዘፍሰሰ አዉጺእካ ናይ ደርጊ አስራ አለቃ ዝነበረ ጀነራል ምግባር ሙካኑ እዩ ዘሕዝን
@tesfayhailu9002
@tesfayhailu9002 3 часа назад
ወይ ጉድ እስቲ ክንሰምዐካ
@GebrekirosTadese
@GebrekirosTadese 3 часа назад
ምእ ! ኣታ ከምኣይሉ እባ እዩ ዘሎ እዚሰብ ? ድሕሪ እዚ ኹሉ ዓመት 'ውን ንእሽተይ ጣዕሳ የብሉን ። ጥልመት ኣይኮነን ይብል ኣሎ
@solomonguish7775
@solomonguish7775 47 минут назад
ንጌታቸዉ አለም ገብረሀድ ጠይቅና?
@fanualyihdogo2284
@fanualyihdogo2284 47 минут назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መዲ ወርቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mulu_alene
@Mulu_alene 2 часа назад
Samora and Abay Woldu are the best examples that Meles was choosing individuals with bad personality to work with him.
@almaz.8056
@almaz.8056 2 часа назад
Lair.
@Josi560
@Josi560 3 часа назад
መዲ ጎበዝ ደፋር ጋዜጠኛ
@bisrathana7657
@bisrathana7657 40 минут назад
ንኸይሕተት ሕዋሓት ክጠፋኣሉዩ ዝደሊ ሳሞራ
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia Час назад
overall it is good interview.
@HagosseniGebremaryam
@HagosseniGebremaryam 3 часа назад
ማዲ ጅግና ትብዓትኪ ስብእናኪ ከየድነኩኪ ከሓልፍ ኣይደልን❤❤❤
@FishaFitsum
@FishaFitsum 3 часа назад
Medhin,jigina,bejaki,dimtsi,samora,aytesmi❤
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 2 часа назад
ክንደየናይ ትግራይ ተጋሩን ከምዝወደቕና መርአያና እዚሰብ እዝይ ኮይኑ! ብተወሳኺ ካልኦት ብዝሃቡና አጀንዳ አጆኺ መድህን ዝብሉ ቆራዲድ እንትትርእን እትትሰምዕን ብጣዕሚ ነሕዝን ቤሄር ኮይና አለና! ሳሞራ ትሓተቶ ገዲፉ ናብካልእ ሸንኮለል ይብል
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 часа назад
ካብ ደብረፅንተት ሳሞራ የሐሽ
@theobserver2677
@theobserver2677 Час назад
ቀታሊኻ ገዲፍካስ ነቲ ብግፍዒ ዝተቐትለ ኣስመላሽ ወ/ስላሴን ስዩም መስፍንን ደብረ ጽንተት ክትብል ኣንታ ጀጃዊ ጠላም
@Niceertube-h3v
@Niceertube-h3v 39 минут назад
አንተ በትኪ ቆንዳፍ አምሓራይ ደብረፅዮን ንህዝቡ ተዋጊኡ ዝመፀ እዮ ሳሞራ ናይ አብይ አህመድ እግሩን መዓኮሩን ዝሓፅብ ዶ ይሓይሽ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Час назад
ሰላም ሰላም ይብል ኣሎ ! ቐሽን ጀነራልን ሓሳዊ ሶልዲ ናይ ኦሮሞን ጉራጌ ሲዳማ ክትሰርቁ ንህዝቢ ኣገው ዘጽነትኩም ረስሓት
@SamiWacu-u4z
@SamiWacu-u4z 30 минут назад
ጽብቅ መለይስይ ሀይቦ
@luelabay833
@luelabay833 2 часа назад
Hasawi eka wedi Nigeria 🇳🇬
@CinteckShorts
@CinteckShorts Час назад
Nay beal Debretsion sihtet zishifinelu mikniat yeblun, he needs rest as well it's his human right
@weretomedia
@weretomedia 2 часа назад
ሕቶታትኪ ኣዝዮም ነዋሕቲ እዮም ሓፂር ግበርዮ
@All-w9s
@All-w9s 3 часа назад
“ህዝቢ ትግራይ ብሓባር ምስኩሉ ቢሄር ቢሄረሰብ እዩ ክርባሕ ዝኽእል” ትርጉሙ communism እዩ
@hanagosaye6269
@hanagosaye6269 2 часа назад
Banda ......
@Rayuma-b1j
@Rayuma-b1j Час назад
❤❤❤❤❤ heroes
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 часа назад
ዝገርመኒ ተጋሩን ዘምሓርሓሩን ብቋንቛ ኣገው ጉራጌ ሲዳማ.። ሰላም እንተልካዮም የንቀጥቕጡ ኣካምጁርታ እንተሰሚዖም የጉርዑ ! ተዋህዶ ድዩ ወይስ ጠላም መንፈስ ዘስሕቶም እንድዒ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 55 минут назад
ንምንታይ ጠላማት ኮንኩም ኣብ ጎንደር ቤንሻንጉል ብሂወትኩም ከቃጽልኹም ሓቆም'ዮም ኣምሓርኛ ምሂርኩም ክተባልዕዎም
@danielberhane4236
@danielberhane4236 Час назад
❤❤ ❤ Nice point general
@fiseha11
@fiseha11 2 часа назад
ሳሞራ በኽቲ
@nolawi30com88
@nolawi30com88 2 часа назад
ጌጋ ጸርፊ ሕሉፍ ህወይቱ !ንዘክር
@MohammedAbdulkadir-vp1vq
@MohammedAbdulkadir-vp1vq 2 часа назад
ጅግና እዩ ዝሰብኣይ
@AleneTefera
@AleneTefera 3 часа назад
ይርአየልካ ትግራይ ለሚዓ ?
@bisrathana7657
@bisrathana7657 Час назад
ካብ ጅግና ናብ ጀበና ተቐይሩ መጺኡ😂😂😂
@kiyaa2331
@kiyaa2331 2 часа назад
ኩሉም ፀላእትና ናተዳለዎ እስካ ግን አብ ጎልፍ ክበብ እንታይ ናገበርካ ትውእል ከምዝነበርካ ኩሉ ይፈልጥ እዮ
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
Medhn is professionally strong interviewer. Retid general Samora is over cautious, not to offend PP and his bandwagon. He tried to appease PP by blaming Shaebia (EPLF) more than Abiy, who invited Essayas to partake in the unholy aliance that resulted in the genocide of Tegaru.
@32xey
@32xey Час назад
ዓታኽ ርዕሲ ዓታኽ ስኒ መሕፈሪ
@nisarjaan3072
@nisarjaan3072 Час назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@solomonisrael6936
@solomonisrael6936 55 минут назад
መድህ ዋዕሮ ትግራወይቲ ቅርብዮ መደብ ኩሉ ግዜ ደሥ ዝብል ቀጽሊዮ።
@ahmedinjemal721
@ahmedinjemal721 Час назад
የኢትዮጲያ ባለውለታ ትልቅ ሰው ጀነራል ሳሞራ የኑስ እኔ አከብሮታለሁ አመሰግኖታለሁ ሁሌም ለኢትዮጲያ በዋሉት ውለታ እናመሰግናለን ። ለመላው ሀገራችን ኢትዮጲያ ሰላም ሰላም ሰላም ሰላም አላህ ይስጠን ሰላም አሚን አሚን ያ ረበል ዐለሚን ።
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 2 часа назад
መዲየ ዋዕሮ በርትዒ ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ክሳብ ዝረክብን ሃገረ ትግራይ ክሳብ ንሕዝን ።❤❤
@meskeremberhanu6307
@meskeremberhanu6307 3 часа назад
ናይ ተጋሩ ልዕልነት ኣሎ ኢልኩም ነቲ ሕዚ ዝተፈጠረ ፀረ ተጋሩ በትሪ ኣየቀበልኩምዶ እትብል ሕቶኺ ትዝለል ኣላ ኣጥቢቅኪ ሓዚ
@Mulu_alene
@Mulu_alene 2 часа назад
Please ask him whom he suspects in the assassination of Gen. Seare and Eng. Simegnew Bekelle?
@AM-hf7he
@AM-hf7he Час назад
Ask him his opinion about Tsadqan gebre ekey.
@ElenSyum
@ElenSyum 2 часа назад
Haki❤
@haftomtesfay3112
@haftomtesfay3112 Час назад
ሰማሃል ኣስናን ኣስናኑ ኣርጊፋቶ
@HaileselassieGw
@HaileselassieGw 3 часа назад
መዲ🎉
@s.h.abdulgadirnoor9024
@s.h.abdulgadirnoor9024 2 часа назад
ሳሞራ ሓያል ሰብ እዩ ምስ ዘይሰምዑ ጥቅም ህዝቦም ዘይርድኡ ክግተት እምቢ ዝበለ
Далее
No money for Pre workout ?? 😱😱
00:37
Просмотров 3,6 млн
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 29 ( BY BRUNO )
47:42