Тёмный

ቃለ ምሕትት ምስ ኣቦታት ን/ሃ/ ስብከት ካናዳ 

Neus hagere Sbket Canada
Подписаться 2,5 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

Кино

Опубликовано:

 

7 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 99   
@ghenetghile3642
@ghenetghile3642 25 дней назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና አግዚአብሄር አምላክ አብ ጽላት ልብና የህድሮ
@nadiahamid1530
@nadiahamid1530 25 дней назад
Amen Amen Amen!Qal Hiwot yesmana. Edmen tenan yehabkum kiburat Abotatna ❤❤❤
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 25 дней назад
ኣቦታትና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ምተን ጉሩማት ኣልባስኩምን ሃናጺ ዝኾነ ምዕዶ ተመስገን ኣምላኽ 🙏
@mebrahtutekeste1170
@mebrahtutekeste1170 25 дней назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦታትና መራሕቲ ሃይማነት ተዋህዶ ኦርቶዶስ ኤርትራ ።ነዚ ኣፈላላይ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ብእምነትን ፖለቲካን ኣፈለላይ እዳገበሩ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እምነታት ምስ እምነታት ብፖለቲካ ጌሮም ኣብ ህዝቢ ከይሰረጸ እንከሎ ተቀላጢፍኩም ንሰላም ድፍእሉ ሓደራ ለባማት ይእተውዎ ተኻሉ ዘይኮኑ ቁንዓት መዕገርገርቲ ዘይኮኑ ትዕግስተኛታት ህውኻት ዘይኮኑስ ርግእ ኢሎም መኪሮም ናብ ሰላም ዝመርሑ ነዚ ምቅትታልን ስንክልናን በኣጋ ዘልዝቡ እግዚ ኣብሄር ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ኣሜን።
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 25 дней назад
እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ :: ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦታት : ቀጽልዎ ::
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 25 дней назад
ብሓቂ መጋቢ ኣእላፍ መጊቡኩምና ኣቦታተየ ተመስገን ኣምላክ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ
@mekonenberhe-pp7iy
@mekonenberhe-pp7iy 26 дней назад
ቓል ሂወት የስምዓልና ኩቡራ ኣቦታትና ካብዚ ዝጥዕም ቃል የለን አሞ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና አግዝኣብሄር ኣምላክ
@hamcheg4475
@hamcheg4475 26 дней назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦታትና መምሃራና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ መዓርን ጠስምን ዝጥዕም ቃል ንበሩልና:: እዚ መደባት እዚ ብዝተካእለ መጠን ካብታ ግዜኩም ኣቃቂርኩም ቀጻልነት ክህልዎ ንምሕጸን::
@Fievi7222
@Fievi7222 26 дней назад
Asey abotatina edmen tiyiean yihabkum bi txelotikum zekiruna, asey aboi keshi tesfalem agelgilotikum yibarekelkum egzabiher❤❤❤❤
@user-gy7ub1js5k
@user-gy7ub1js5k 26 дней назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦታትና ደስ ዝብል ትህትናኩም ህድአትኩም ደስ ዩ ዝብል እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሃልኩም ንዓና ድማ ዐይነ ልቦናናን እዝነ ልቦነን ይክፈተልና 🙏
@KifleTesfu
@KifleTesfu 26 дней назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ድምጽኹም ዘስማዕኩሙና፡፡ ቃሉ ብትግኃት ንምንጋር ኃይሉን ጥበቡን ይሃብኩም ብዕድመ ብጥዕና የንብርኩም፡፡ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ብቤተ ክርስቲያን ንቤተ ክርስቲያን ዝብል ኣገላልጻ ኣዚዩ ልብኻ ዝትንክፍን ክኸውን ዘለዎ ምዃኑ ኣረዲእኩሙና፡፡ ብተወሳኺ ከኣ እቲ ርኅሩኅ ጓሳ ኣባጊዑ ትኹላ ከይበልዐን ኣብ ዝወፈራኦ እናኸደ ኩነታተን ስለዝከታተል፡ ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ከኣ ዳርጋ ኩለን እተን ኣባጊዕ ብፍላይ ከኣ ኣብ ደገ ዘሎ ሕዝብና መውዓሊኡን ቤተ ቤተ ክርስቲያኑን ኣብ መራኸቢ ብዙኃን ስለዘሎስ ናብቲ መውዓሊኡ ኣቲና ክንመኽሮን ክንግስጾን ቤተ ክርስቲያኑ ኣበይ ከምዘላ ከነፍልጦን ጊዜኡ ኮይኑ ይስመዓኒ፡፡
@zeeMe2323
@zeeMe2323 25 дней назад
Amen Amen Amen kale Hiwet yesmana Abona 🙏🙏🙏
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 26 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር ሊቃዉንቲ ኣቦታትና እግዚኣብሔር ኣምላክና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜንንን((3))⛪💒💜❤💛🙏👏
@teklemariamngsti7622
@teklemariamngsti7622 26 дней назад
Amen amem kal hiwet yesmalna ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tekeateklay2546
@tekeateklay2546 25 дней назад
amenkale hiwet yesmialna kuburat abotatna
@nuzumahari409
@nuzumahari409 25 дней назад
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona bizgabiher rkebwo❤
@leakeweldealfa727
@leakeweldealfa727 25 дней назад
ቃለ ህይወት የስማዕልና 🙏🙏🙏ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ እዩ ህዝብና ስእንዎ ብሓቂ ከኣ ክዝረብ ኣለዎ ንዝተጋገየ ህዝቢ ናብ ቅኑዕ መስመር ክምለስ እንተኾይኑ እዝሓብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም
@hss2423
@hss2423 26 дней назад
ኩቡራት ሊቃውንቲ ኣቦታትና ናይባሓቂ ልቦና ዝመሎኦ አላት ኣምላኽ ይሓግዝኩም ጺንኢሉ ዝሰምዕ ዓይነልቦና ይሃበና ሰማዒ ይፍጠረልኩም😭😭😭💔💔💔⛪️⛪️⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-iz3ct8fv8m
@user-iz3ct8fv8m 26 дней назад
Kal hiwet yesmalna qdmen tenan yhabkum abotetna xegu yebzhalkum amlak ⛪️⛪️⛪️🤲🤲🤲
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 25 дней назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡራት መራሕቲ እምነትና እምነተ ክርስትያና ይባርኸልና ኣሜንንን🙏🙏🙏 👈☝️👌🙏🙏🙏
@user-gz3yi1yf2g
@user-gz3yi1yf2g 25 дней назад
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦታተና ሰለቲ ማዕዳኹም ንመስገን ኣመላኽ ጸለትኩም ዪስመዓዮ ጸሎተኩም ኣዪጋደፈና
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 26 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱሳን ጻድቃን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና
@DirarSengal-jg6ir
@DirarSengal-jg6ir 26 дней назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡራት ኣቦታት ካህናት
@biniamgebreab8314
@biniamgebreab8314 26 дней назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Abotatina Edimen teanan yehabkum
@fshalefsha2735
@fshalefsha2735 25 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦታትና
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo 27 дней назад
ቃለሕይወት የሰማዓልና ኣቦታትአግዚአብሔር ኣምላኸ ጸጋኩም የብዝሓልኩም
@user-um1de3bv6e
@user-um1de3bv6e 27 дней назад
🙏🙏🙏 kale hiwet yesmealna Abotat ❤️⛪️❤️⛪️❤️⛪️
@gemeryemane6431
@gemeryemane6431 25 дней назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን
@freweynibekure5451
@freweynibekure5451 25 дней назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና🙏
@alemtesfai525
@alemtesfai525 25 дней назад
Kale hiwet yesmalna
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 25 дней назад
ኣቦታት በጃኩም ሎሚ እትኣዋጅ ብከምዚ እዩ ዘሎ ብዙሕ ክኣ ዝከታተል ኣሎ ኩሉ ግዜ ማዕዳ ሃቡና ድምጹኩም ድምጺ ሓዋርያት ኣይፈለየና 🙏
@FkroyKidane
@FkroyKidane 27 дней назад
ድሕሪ 8 ወርሒ መጺኡኒ እዚ ቻነልኩም ኣቦታት። ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ትሕትና ኣቦታት ❤❤❤
@beyenegirmay7315
@beyenegirmay7315 25 дней назад
Amen Amen Amen kalehiwet ysmalna nay aglglotkum zemen ybzhalkum abotatna xegu ybzhalkum
@AdiamWeldegergsh-ug9dl
@AdiamWeldegergsh-ug9dl 26 дней назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaalna kburat Abotatna behaki abi timhrti edmen tienan yhabelna FETARI ❤❤❤ Selam AMLAK ms kulna ykun.
@excell1234567890
@excell1234567890 25 дней назад
Amen aenm aenm 🤲🏻🤲🏻🤲🏻🙏🙏🙏❤❤❤
@alemtesfai525
@alemtesfai525 25 дней назад
Amen Amen Amen
@meriyosef5639
@meriyosef5639 25 дней назад
Amen amen qalehiwet yesmalna abotatna.bhrfan ntsbeyo medeb eyu Mo ketsululna emnetn bahln tbel medeb tetjmrluna bthtna nhatt.
@user-gz3yi1yf2g
@user-gz3yi1yf2g 25 дней назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
@habtebrhana6226
@habtebrhana6226 26 дней назад
Amen amen nay behaki qale hiwet yesmalna kuburat abotaten
@Seni1058
@Seni1058 22 дня назад
Amien Qalehiwet yesmealna neakatkum aykileana Egziabhier emo qexikulna ezi kemzi zbele medeb.
@sidonasbhat9205
@sidonasbhat9205 26 дней назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡራትን ለባማትን ኣቦታት 🙏🙏🙏❤️🥰
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo 26 дней назад
ኣሜን አሜን አሜን
@akberetyemane7645
@akberetyemane7645 26 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@berihunuguse3613
@berihunuguse3613 25 дней назад
❤abotatna amlak yhagizkum.
@tinusetekelsabet9404
@tinusetekelsabet9404 26 дней назад
Qalehiwet yesma alna qudusat abotatna Amlak a emnetna ybark Amien,❤❤❤❤❤
@almazttewelde9387
@almazttewelde9387 25 дней назад
Amen (3)
@gemeryemane6431
@gemeryemane6431 25 дней назад
ንዓኹም ኣይኽልኣና
@eritrea6227
@eritrea6227 26 дней назад
Amen amen Amen
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 26 дней назад
Kburat abotat kurat ortedox ab xelotkum zekruna ❤
@user-ny3vv1kc5h
@user-ny3vv1kc5h 27 дней назад
Qal hiwet yesmealna
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 26 дней назад
Amen.amen Amen
@aranshitesfaldet2126
@aranshitesfaldet2126 25 дней назад
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@user-yd3gc9xm1t
@user-yd3gc9xm1t 25 дней назад
🙏🙏🙏🙏🙏
@user-bf3rq9cl2d
@user-bf3rq9cl2d 26 дней назад
ብጣዕሚ መሳጥን ሃናጽን ትምህርቲ ከማኹም ይብዝሑ 🙏 ዘሕዝን እዩ እቲ እምኒ ዝስንዱ መን እዩ መራሒኦም ዘይፍለጥ እዞም ኣቅሽሽቲ ኽኣ ብስነዶስ ኣይኣምኑ እሱ እካ እዩ ኾይኑ ዘሎ እቲ ጸገም. ምሕረት የውርደሎም🙏
@fhjih578
@fhjih578 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 25 дней назад
❤🙏🙏🙏
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 27 дней назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yonasyemane5288
@yonasyemane5288 27 дней назад
@evenmehari7880
@evenmehari7880 27 дней назад
❤❤❤❤❤
@almazttewelde9387
@almazttewelde9387 25 дней назад
Amen (3) ezgyo mhrena Krstos
@ghirmaytesfay3990
@ghirmaytesfay3990 26 дней назад
Qale hiwet yesmalna abotatna
@kendeltube
@kendeltube 16 дней назад
ሰላም ኣምላክ ምስኩላትኩ ይኩን ኣቦታት ህዝበ ክርስትያንን እንዳበልኩ ከምዚ ዓይነት መደብ ክትገብሩ ከለኹም እንድሕር ተወኪስኩምና ኣብ ቴክኒክ ዝግበር ሓገዝ እንተሊዩ ክንተሓባበርኩም ንኽእል ኢና እሞ ብወገነይ ኣነ ድልው እየ ዳዊት እበሃል ተቐማጢ ካልጋሪ እየ
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 26 дней назад
Kalehiwet. Yesmalna abotatna.ame..Amen.amen
@bekuretionlegas8167
@bekuretionlegas8167 25 дней назад
Why they all have dark glasses
@user-yq2vp2yn6d
@user-yq2vp2yn6d 26 дней назад
Amen♥️🙏🏻♥️
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 26 дней назад
ብ ኣፎሙ ይድህሩ ወበልቦሙ ይረግሙ ኮይኑ
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 26 дней назад
ብጹኣ ወክዱስ ኣቡነ ኣንቶንዮስ። ስለዝወገዙኩም ውግዛት አኩም
@user-if2oz2wt9e
@user-if2oz2wt9e 24 дня назад
ቤተክሪስታን ንወለዳን ንደቃን እንዳ ኣሳደደት እንዳ ኣሰረት ድዩ እቲ ሓቂ ዕርቂ ክሳብ ዘይኣወጅኩም ኣብሓሶት ክትነብሩ ኢኹም ህዝቢ ይሃልቕ ኣሎ ኣቅሽሽቲ በይኑኹም ከትብሩዋ ኢኹም ኣምላኽ ኣብልቡከኹም ይምለስኩም
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 24 дня назад
ነቲ ዝበሃል ዘሎ ክንዲ ምስማዕ : ሕማቕ ዘረባ ስለምንታይ :: ነስተብህል ::
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 26 дней назад
Bhade hade abotat kab mesmerom zwexu nbetekrstiyan zwklu aykonun nkulom abotat aynxaref knday knuatn kdusann abotat alewo coment knxhf kelena nestewel
@almazgebrezgabher3047
@almazgebrezgabher3047 26 дней назад
No
@Teklewinitekle
@Teklewinitekle 25 дней назад
Zahnke e you nayekom
@kibromsolomon-nw9bc
@kibromsolomon-nw9bc 24 дня назад
መጀመርያ ሰላም ንኩሉኹም፡ ማሕበር ። እዚ ኩሉ ጥዑም፡ ቃል ኣምላኽ ናይ ቤተክርስቲያንና ዝተናገርኩሞ፡ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ዉልደ ክህነት ወይ ኣገልገልቲ ስለ ዘሎና፡ ግብረግብነት ፡ ዝጠሓሱ ዘይተማህሩ ትምህርተ ቤተክርስቲያን ዝጸገቡ ዘይኪኑስ ፡ ቤተክርስቲያን ሙሉእ እምነት ዝሃበትና ኣገልገልቲ እና ጥሒስናዮ ፡ ካብ ሓቂ ስለ ዝረሓቅነ ፡ እነሆ ካብ ንበታተን ልዕሊ 20 ዓመት ኮይኑ ኣሎ፡ ቤተክርስቲያን ናይ ዉልቂ ረብሓ እንበር ፡ ህዝባ ዝገልገለሉ ኣማላኽ ዝመለኸሉ ካብዘይ ትኸዉን ፡ ነዉሕ ገራ ኣላ እሞ፡ ኣብ ሓቂ ተመርኩስና ብዘይ ግብዝና ብዘይ ምፋልላይ እዛ እምነት እዛኣ ናብ ዉሉድ ወሎዶ ክትሰጋገር እንተ ኮይና፡ ኣብ ሓቂ ኣብ ቅንዕና ፡ ንእቶ ፡ ግብረ ግብነት ብመንእሰይ ወለዶ ዘይኮነ'ስ፡ ብቤተ ክርስቲያን ዝ ኣመነትና ዉልደ ክህነት ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ እዩ ተጣሒሱ፡ እዚ ብዘይ ወዓል ሕደር ክዕረ ክስራሓሉ ክጉየየሉ ዝግባእ እዩ እሞ፡ ካብ ኣልዓልኩሞ፡ ኣብ ምዕራዩ ከኣ ክትሰርሑ ክትብገሱ ተስፋ ኣሎኒ፡ ናይጥንቲ ናይቶም ጸሎተኛታት ፡ ቅኑዓት መስረትቲ እዛ እምነት ዝኪኑ ቅዱሳን ኣቦታት ፡ ዘመን ይመልሰልና ፡ በዓቢኡ እግዚኣብሔር ይተዓረቀና፡ ነገረ ዉደክህነት ግና ቤተክርስቲያን ምስ ሕዝባን ሃገርን ረምሲና እና እሞ፡ ቕንዕና ንልበስ ይብል፡
@almaz5877
@almaz5877 25 дней назад
Xbuqq medeb nemesgn
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 26 дней назад
እቲ ጸገም ተሰማዕነት የብልኩምን እምበር ኣብቲ ሰብ ዝርከበሉ ኬድኩም እንተትመኽሩን እንተትምዕዱን ጽቡቅ ኔሩ።ተሰማዕነት ክትረኽቡ እንተኾይንኩም ከኣ ብኹሉ ነገር ንህዝበ ክርስትያን ኣርኣያ ክትኮንዎ ኣለኩም ።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 26 дней назад
ብጀካ ደሞዝኩም ካልእ ዘሕመኩም ኣይትመስሉን ኣቐሽቲ።
@-gabrielabsari6458
@-gabrielabsari6458 26 дней назад
Domoz da men mshabom ዕሽር ትኸፍል ዲኻ እምበር ንሳቶምስ ሰርሖም እዮም ዝበልዑ ህዝቦም ድማ ከይጠፉ ደኺሞም ከለው የስተምህሩ ነዓና ኽሕሸና ዕድመን ጥዕናንን ይሃቦም ኣቦታትና።
@tesfayohannestesfamariam817
@tesfayohannestesfamariam817 24 дня назад
-------------------- ምሳሌ 31:8፤ ኣብ ክንዲ ዓባስ፡ ኣብ ክንዲ እቶም ጸግዒ ዜብሎም ኣፍካ ኽፈት። ትብሲ ብታ ኾነ ግዜ ዘድሌያ ኣይኮነን ግን ኩሉ ሙዓልቲ ኣይኽትሰግሩዋን ኢኹም መሕለፊ ውን የሎን ግብረ ገብነት ከኣ 16 ዓመት እስርቤት ኣባ እንጦንዮስ ምስክር "ዩ? --------------------
@Serafuael6666
@Serafuael6666 19 дней назад
ኣቦታት ስለ ቤተክርስትያን ዝሰብክ ካህን መምህር የሊን ስለ መንግስት ባንዴራ ተከድንካ መስቀል ንቁልቁል ደፍእካ ሰላም ናይ ቤተክርስትያን ክትሰብክ እሞ እንድዕ ካህን ንሰላም ንዕርቅ ክሰብክ እዩ ዝግቦኦ ክርስቶስ ደንጎላ ይኩን በትር ከይሓዘ እዩ ብትዕግስት ንቤተክርስትያን ሓራ ኣውጽዋ ሕጅ ካኣ ሰብ መጠምጠማ ካብ ኣፍኩም ሕማቅ ዝኮነ ዘረባ ከየውጽእ ክጥንቀቅ ኣሎዎም ስለዝ ንሰላም ናኣውጅ ኩልና በጃኩም ሰብ ረሳ ንሃገር ምእታው ክሳብ ዝክልኩሉ ኣቦታት ደይኮኑን እዮም ዘሎው ከምዝ እንዳ ገበርካ ሰላም ክመጽእ ዘይሕሰብ እዩ ሓደራ ቤተክርስትያን ኣብ ሓደ ክትመጽእ ነንሕድሕደካ ምቅታል ያኣክል ኢንዳበልና ንዘምር በጃኩም
@kuflomhabtemaryam526
@kuflomhabtemaryam526 26 дней назад
ነዚ ዲክታቶር አሰያስ ኣቫዲክሞ ዘለኩም ንስካትኩም አኩም ኣምሰሉትስት
@y.f3343
@y.f3343 26 дней назад
ንምኳኑ ሃይማኖት እንታይ ከምዝኮነ ትፈልጥ ዲካ ሃይማኖት ፖለቲካ አይኮነን ህልና እንተልዬካ ስምኦዬም
@user-zh8od7mg4i
@user-zh8od7mg4i 25 дней назад
ዋይ ሓወይ ዲክታቶር ኢሰያስ ክትብሉ ጸሓይ ይዓርበኩም ኣሎ ፡ ሃይማኖትን ፖሎቲካ ዘራኽብ የብሉን ክልተ ጫፋት እዩ ዝመጸ ይምጻእ ኣብ ሃይማኖትካ ጽናዕ ምሳኻ ዘለዉ መርምሮም ንስለ ነፍስኻ 🙏
@semeretesfamichael3460
@semeretesfamichael3460 26 дней назад
ኣየ ምስሉያት ንስኹም ዓገብ ትብልዎን ትወራዘይሉ ሰብ የለን ምኽንያቱ ብሕቱኽቱኽን ብጸላምን እንታይ ትብሉን ትገብሩ ስለንፈልጥ።
@debesaykubrom3631
@debesaykubrom3631 26 дней назад
Degafi kun teqewami ageb kemzi tsfifkayo zeleka giega yu because nqbuatey ayttenkiwon ybl qdus metshaf wedhanka meat meqzefti nab nebsna aynewrd amlak mhretu ykeawelna
@user-zh8od7mg4i
@user-zh8od7mg4i 25 дней назад
በሓቂ በል ብጸላምን ብሕሹኽሹኽታን ዝብልዎን ዝገብርዎን ከኣ ትፈልጥ 🤔 እሞ እስኻ ዝበቃዕካ ክትከውን ኣለካ ብሓዲኡ ወይ ብቅድስና ፡ ወይ ብጥንቁልና እንበር ታራ ሰብ ነዚ ነገር እዚ ክፈልጥ ኣይክእልን እዩ ብዝኾነ እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና 🙏🙏🙏
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 24 дня назад
ኣብ ክንዲ ምፍራድ ቅድም ተመሃር ኣብ ክንዲ ምስፋር ቅድም ኣስተብህል ኣፍካ ጽቡቕ ተዛረበሉ : ጽቡቕ ብልዓሉ ኣምላኽ ይቕረ ይበል
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 26 дней назад
ካህናት ኩሉ ጊዜ ፈሪሳውያን፡ ምስ ካህናት ዓቢና፡ ዝዕንቅፉ እምበር ንበረኸት ዝኾኑ ኣይኮኑን። ብፍጹም ካብ ተራ ምእመናን ኣይፍለዩን እዮም።
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 24 дня назад
አንደበትካ አርሞ
@wedimemhr
@wedimemhr 25 дней назад
እንተ ሞይትኩም ኣብ ዓድኹም ኣይትቕበሩን ኢልኩም ንሰብ እናፈራራሕኩም ብኸመይ ኢኹም ንፋቐር ኢልኩም ክትሰብኩ ? ንዝተጠመቑ ደጊሞም ክጥመቑ ኣለዎም እናበልኩም ብኸመይ ኢኹም ትሕት ንበል ኢልኩም ክትምህሩና ? መስቀል ዝሓዘ ቀሺ ንረብሕኡ ክጎይይ ደኣ እምበር ቃል ኣምላኽ ከም ዝደለዮ ክጠዋውየሉ ምስ ጀመረ እዩ እዚ ህዝቢ ፎእ ኢልኩም ካብ እምነቱ ዝጠፍእ ዘሎ።
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 24 дня назад
ካን ኣኺሉ ሕሕማቑ ጥራይ ክትሓስብ
@Peace-n-Love3
@Peace-n-Love3 26 дней назад
ክዳውንትኹም ጻዕዳ ግሩማት ትርኢትኩም፡ ውሽጥኹም ግን ጸልማት፡ አምላኽ ይቕረ ይበለልኩም።
@user-zh8od7mg4i
@user-zh8od7mg4i 25 дней назад
ወላ ንስኻ ዝሓወይ ንሶም ዘይኮኑስ ንስኻ መን ከምዝኾንካ ኢኻ ገሊጽካልና !!! ይገርም 😢
@kidanetsehaye2806
@kidanetsehaye2806 24 дня назад
ዝተዛረብካዩ እከይ ቃል : መንነትካ ይገልጽ ከምዝኾነ ኣይንዘንግዕ
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 26 дней назад
ንህግደፋውያንስ እምኒ እኳ ክውሕደኩም፡ ጉዳይ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ የነታ እዝራ ከመይ ክትሓልፍዎ ኢኹም? ሲኖዶስ ኤርትራ ቅቡል ክበሃል ይከኣል ዶ?
@user-zh8od7mg4i
@user-zh8od7mg4i 25 дней назад
ኣቡነ እንጠንዮስሲ ምስ ህዝቦምን ምስ ሲነዶሶምን ተዓሪቆም ይቅረ ይቅረ ተበሃሂሎም እዮም ከይዶም ፡ እግዚኣብሄር ብክልተ ኢዱ ይቀበሎም ፡ ይዋእ ደኣ ንስኻትኩም ፖሎቲከኛታት ብስም ኣቡነ እንጠንዮስ እንዳበሉ ዓንዘር ዝብልኹም ዘለዉ እምበር ፡ እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 🙏
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 25 дней назад
@@user-zh8od7mg4i ክሳብ መዓስ እሞ ኣብ ሸፈጥ ክትሕብኡ፡ እወ ስራሕ ዓዋሉ ጌሮም ንዕርቂ ስእሊ ኣስኢሎም ናብ ማእሰርቶም መሊሶሞም። ህግደፍ መዓስ ኢኹም ሰብ ትኾኑ?
Далее
Looks realistic #tiktok
00:22
Просмотров 6 млн
ПРОЖАРКА ХАРЛАМОВА
00:15
Просмотров 52 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,1 млн
Я, ЕСЛИ БЫ ПОПАЛА В ДОРАМУ
1:00
Просмотров 468 тыс.