Тёмный

ቃንዛ ብርኪ - ሕክምናዊ ሓበሬታ  

Dr. Sharon Woldu
Подписаться 171 тыс.
Просмотров 184 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 484   
@biedlubigoyta2578
@biedlubigoyta2578 2 года назад
ጽቡቅ ካብ ጽብቅቲ ከማኺ ይብዝሑ እሞ ብርኪ ኮመን ሕማም ኮይኑ ኣሎ። ኣበይ ኬድካ ምቅያር ይሓይሽ ኣወዳዲርኪ እባ ከምታ ናይ ጸጉሪ ምትካል ንገርና ክብርቲ ዶክተር ኣዝያ ትሽገር ወላዲት ኣላትኒ ናበይ ከም ዘብላ ዓቅለይ ይጸበኒ ። ፕሊስ
@tsegayberhezedengl744
@tsegayberhezedengl744 2 года назад
ኣሰይይይ ዋላ ዜና ስፖርቲ ኢኪ ሓያል ዶ፡ሻቶነይ Thanks more
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
😂😂😂😂😂😂😂😂
@መንክብልወዲአከሪያ
ጻብቅ አገላልጻ ሐንትን ብልፀትን ሐንቲ ክንዲ ሸሕ
@joniboy7965
@joniboy7965 2 года назад
ዶክተር ብዛዕባ ሕማማት ቆርቦትን ልምክታቱን ቁሩብ ሓበሬታ ንደሊ ኣለና ገለ በልና ።
@Tigrignainfotech777
@Tigrignainfotech777 Год назад
Dr. ፈጣሪ ፍልጠትኪ የብዘሐልኪ ኩሉ ትገብርዮ መደብ ብጣዕሚ እዩ ጠቃሚ እሞ ቀፅልሉ። ፍቃድኪ ተኾይኑ ክሓተኪ እሞ ሓደ ግዘ ሃንደበት ኩዕሾ ተፃዊተ ካብኡ ናተፃወትኩ ናሃለኹ ክሕመኒ ጀሚሩ ካብኡ ናሐመኒ ናሃለወ ናተፃወትኩ ደንጉየ ብድሕሪኡ ራጂን ኣልትራሳውንድን ተርእየዮ ፋሳሲ ነገር እኒአካ ተብሂለ ዝኽነ መድሓኒት ወሲደ ዝተወሰነ ሒሹኒ ስፖርት ሰሪሐሉ ገዲዱኒ እሞ ዝሐሸ መድሓኒት ወይ መፍትሒ ሓግዝኒ ደ/ር በጃኪ
@williamakeza8281
@williamakeza8281 2 года назад
ሰላም ድ/ር ኣነ ንነውሕ ግዜ ኣብ ብርከይ ስብሒ ጌረ ኣብ ዝሕጂ ግዜ ግን ቃንዛ ጅሚርኒ ኣሎ ከመይ ጌረ ክርክብኪ ይክእል ? ካልእ ሕቶ ኣሎኒ ትክእሊ እንተኮንኪ ዶ/ር ምስናይ ምስጋና
@EriMBH
@EriMBH 2 года назад
ልዕሊ 40 ሽሕ subscribers! ሕጂ ደኣ በቃ ዶክተር ሻሮን ከምቲ ናይ ቅድም በብሓደ ክትምልሰልና ኣይከኣልን’ዩ፣ ብቖጸራ ጥራይ ኢያ ክትምልሰልና😎
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 года назад
abc-xyz, 😄😄😄😄
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 2 года назад
@@DrSharonWoldu ዶክተር ሻሮን ብዛዕባ ናይ ዓይኒ ጥዕና ሕቶ ነይሩኒ ። ኣነ ናይ ርእየተ ርሑቅ ፀገም ኣለኒ ። እዚ ዓይነት ፀገም ቀደም ካብ 1_8 ክፍሊ ዝበፅሕ ኣብ ድሕሪት ወንበር ተቀሚጠ ናይ ሰሌዳ ፅሑፍ የንብብ ነይረ ። ዳሓር ግና መዓዝ ከምዝጀመረኒ ኣይፈልጥን 11 ክፍሊ ምስበፃሕኹ እየ ፀገመይ ፈሊጠዮ ። ሃይስኩል ምስበፃሕኩ ኣብ ድሕሪት ኮይነ ናይ ሰሌዳ ፅሑፍ ንምንባብ የፀግመለይ። ቀፂለ ናብ ሕክምና ምሰከድኩ ናይ ርሑቅ ምርኣይ ፀገም ከምዘለኒ ይነግረኒ መነፅር ክጥቀም ድማ ነጊሩኒ ኮነኬብ ሌንስ እናተጠቀምኩ ይርከብ። ናተይ ሕቶ ግና እዚ ዓይነት ፀገም ድንገት ክጅምር ይኽእል ድዩ ማለተይ ብተፈጥሮ ከይብል ዳሓር እዩ ጀሚሩ? ስለዚ ብኸመይ ክጅምርን እንታይ ምኽንያት ይጅምር? 2,ካብ መነፅር ምጥቃም ብተወሳኺ እንታይ ዓይነት ምግብታት ምምጋብ ነዓይኒ ይጠቅም?? ዕድመይ ድማ 23 እየ ስለዚ እንታይ ይሓይሽ? ዶኽተር ተገዲስክ መልስለይ የመስግን !!!!!🙏🙏🙏
@jamiadem5881
@jamiadem5881 2 года назад
Calcanial spur or planter fasilites pls dr sharon glexi
@temesghengoita5542
@temesghengoita5542 2 года назад
ናይ ብርኪ ቃንዛ ኣለኒ። ክሳብ ሕጂ ዝኸድክዎም ዶካትር ብልክዕ እቲ ጠንቂ እዚ'ዩ ኣይበሉንን። ፈውሲ ቃንዛ መድሃኒት: ፊዝዮቴራፒ: ንብርኪ ሓቍፉ ዝሕዝ ዝእሰር ነገር: ምዝዋር ብሽክለታ ዝኣመሰሉ በብግዚኡ ኣዚዞሙለይ ዘምጻለይ ለውጢ ግን የለን። ብፍላይ ንጉሆ ክትስእ ከለኹ ኣብ ብርከይ ቃንዛ ኣብ ዳንጋይ ከኣ ከቢድ ናይ ድኻም ስምዒት ይወርሰኒ። ዋላውን ቀትሪ እንዳዕለልኩ ከለኹ እንተ ደኣ ትኽስ ኢለ: ብር ምስበልኩ ቃንዛን ድኻምን ይስማዓኒ። ኣቦይ ብርኩ ይሓምም ከም ዝነበረ ይዝክር።
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
@@temesghengoita5542 vitamin D gdlet u check gber sauna etew
@loveyourfamily8854
@loveyourfamily8854 2 года назад
ሓንቲ ክንዲ ሽሕ ንበሪልናን ክብርልናን ሽኮርና ሓፍተይ
@HaileAmare-q2n
@HaileAmare-q2n 7 месяцев назад
❤❤❤❤ ምችዉቲ ፍጥረት ❤❤❤❤ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን
@dawittewelde960
@dawittewelde960 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ንጸገማት ሰባት ዘቃልል መደብ ኣዳሊኺ ። ዝያዳ ክትሕይልን ክትብርትዕን ድማ ይላቦ ። ሰብ ጽቡቕ መሲልዎ ኣብ ነብሱ ጸገማት ባዕሉ ይፈጥር እዩ ። ደጊመ በርትዒ ይብለኪ ።
@genetkidane2496
@genetkidane2496 2 года назад
ስላም ክብርቲ ሀብቴይ በትኢ ትህብዬ ትምህርት አዚኤ እንዳመስገንኩ በዛ ናይሎሚ አርእስትኪ ነእ 2 አመት ዝተሳቀኩሉ ህማም ኮይኑ ብተደጋጋሚ ህክምና ይረአ እይ ዝህቡኒ መልሲ ግን ዝራኤና ነገር የለን ይብሉኒ እታይ ምግባር ይህሸኒ ደ/ር እስከ ገለ በልኒ የቀንየለይ
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 2 года назад
ነመስግነኪ ስለ ቲ ተገዲስኪ ሕቶና ክትምልስልና ምኽኣልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@TemeHafte
@TemeHafte 5 месяцев назад
ብርክኽ ክብል ደረጃ ክድይብ. ሕማም ይስመዐኒ.ወይ ዛሕሊ እንትኾን. ድሕሪኡ ይሓብጥ ቫንዴጅ አሲረ ምንቅስቓስ ይቕንስ. ቁሩብ ይረጋጋዕ. መሊሱ የጋጥመኒ ምጥንካር አብዪ
@awettewelde5108
@awettewelde5108 2 года назад
ስላም ዶክተር ሳሮን ፡ብተግብርዮ ክሉ አዳመስገንኩ ።ናይ ዙዕ መድሃኒት ኣሎ ድዩ?ብከመይ ኣገባብ ከ ንትከመሉ?
@sirakadam738
@sirakadam738 2 года назад
ስለ'ቲ ኩሉ ሞያዊ ምኽርኺ ንእትህብና ብጣዕሚ የቐንየልና: እንዳበልኩ ሕቶ ኣለትኒ ብዛዕባ ኣለርጂ(Allergy) ናይ ዓይኒ ብጣዕሚ ተሸጊረ: ኣብ ዝኾነ ዱኳን ይኹን ፋብሪካታታ ወላ'ኳ ስራሕ ተረኸብኩ: ግን ብሰንኪ ኣለርጂ ናይ ዓይነይ ካብ ስራሕ ይሰናኸል:: ዓይነይ ይቐይሕ: ብርቱዕ ቃንዛ ይስምዓኒ: ቋሕ-ሰም ንኸብሎ ኣዜ ይሽገር:: ድሕሪ 2 ማዓልቲ ግና ናብ ንቡር ይምለስ:: ብኸመይ ይፍወስ? ታይ ከ ክገብር ይኽእል? ሕክምና ይኸይድ ኢየ: ግን ስራሕ ግደፎ ኢሎምኒ:: ኣነ ግን ኣብ ክሉ ድኳናት ይኹን ፋብሪካታት እንተኸይደ ንእለቱ ይሓምም:: ኣብ ዝቕጽል ብዛዕባ ናይ ዓይኒ ጥራይ ማያዊ ምኽርኺ ንእሽቶ ቪዲዮ ክትሰርሕለይ ብሃንቀውታ ክጽበየኪ ኢየ! ደጊመ የቐንየለይ::
@biniamgebrezgi2421
@biniamgebrezgi2421 2 года назад
Amlak edmen tenan yhabki brktiy haftey bzuh temahrina amlak ybarki gn hantiy hto khateki Sha nay tsegriy resiy ke entay fewsiy alo tfeltiyo teliki gele belniy eba melsiy ktsbe eye
@senaitmengstab2163
@senaitmengstab2163 2 года назад
ብሐቂ ንፍዕቲ ካብቶም እትገልጽዮም ካእ እቶም አድለይትን ንሰብ ዘሽግር ዘሎ ናይ ብርኪ ቃንዛታት አዩ ሞ ጽቡቅ ገርኪ ገልጽክዮ አምላኽ ይባርኽኪ ዶር ሻሮን ቅጽልዮ
@asefashyemane7679
@asefashyemane7679 2 года назад
Assei meqeretei welfei natei srahki kulu btaemi xbuqn xfufn eyu qexilio
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 года назад
Asefash mearey, yeqenyeley
@rakiyosi5919
@rakiyosi5919 2 года назад
Hii doctor sharon sile eti yltegedasinetki thanks enda belku pls bi what's app kirekibeki deliye eba
@petrosyosief2427
@petrosyosief2427 2 года назад
Dr bejaki kidi mo nihagerna ezi kulu akmiki netom zitewetsiu sebat hakimi proud of you
@tesfamexai5699
@tesfamexai5699 2 года назад
Cafe bibizhi ksab 1L mstay godai do tiena yhb ykewn . bejaki doctor melsley.
@yosiefasefasef44
@yosiefasefasef44 2 года назад
ሎሚ ክትጸዲቂ ኢኺ ጹቡቁ ብስራት አዝዩ ተስፋ ዝህቢ ዝገርመኪ ከባቢ አርባዕተ ዓመት ተሳቅየ እስራኤልዎያ ብጀካ ሕማሚ የቢሊካን ከንና ናይቃንዛ ውሰደላ ምባሊ መፊቲሒ አይረኸቡኩን እቃዕ ብርኪ ትቅየር ኮነት።
@biedlubigoyta2578
@biedlubigoyta2578 2 года назад
Kief aloki msakis wla aykeseb
@biedlubigoyta2578
@biedlubigoyta2578 2 года назад
ወለድና ኣበይ ወሲድና ክነሐኽሞም በጃኪ ፓርት 2 ጌርኪ መሃርና ክብርቲ ዶክተር
@keshiafewerki
@keshiafewerki 2 года назад
ሰላም ዳክተር ሻሮን፥ኣደይ ብርካ ካብ ዘሕማ ብዙኅ ዓመታት ጌራላ፥እንተ ኾነ ክትሓዊ ኣይከኣለትን።ሕክምና ከይዳውን ዋላ ሓንቲ የብልኪን ተባሂላ።እንታይ ኪትመኽርኒ ትኽእሊ፧ ኣቐዲመ ኣመስግን።
@sabrinaghebzeselasie9267
@sabrinaghebzeselasie9267 Год назад
ATI gegna shikor zigodleki zeybelki beli Amlak yebzihalki beli tebarekki
@selamkefela1975
@selamkefela1975 2 года назад
Eigziabhar eidmen teinan yhabki dokter sharon naybhaqi eiki nfeiti
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
ዲኩተር ሻሮን ትምህርትኺ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እየ ዝካታተሎ እንተኾነ ግን ክሓተኪ ደልየ ሲ ምቅባል ኣብክኒ ኣብ ቡዙሑ ቪዲታትኪ ብምንታይ ክረኽበኪ ከምዝክእል ቡዙሕ ጺሒፈልኪ ኣይመልስክለይን ብዝኾነ ህጂ እውን ረኺበ ከዘራርበኪ እደሊ እየ
@RussomTsegai
@RussomTsegai 2 месяца назад
እቲ ኣብ መንጎ ኣዕጽምቲ ዘሎ ( ዓጽመ ጅማት ወይ ጅማት ዓጽሚ ) ይበሃል መስለኒ ኣብኦም ዝወርድ መጉዳእቲ ድማ መግመይትን መምናዕትን ብትግርኛ እንተጠቐመኪ ኢለ ኢየ
@selamkefela1975
@selamkefela1975 2 года назад
ክሃተኪ ደልየ ግድን መልስለይ ሃቢታይስ ቢ ነገቲፍ ኣለኪ ተባሂለ ቁጽሩ ብጣዕሚ ታሕቲ እዩዘሎ መድሓኒት ክንህበኪ ኢና አኢሉኒ ዶክተር ግን ፈሪሓ ቆጸራ ኣለኒ ዝመጽእ ሰሙን ሕጽረት ቓንቃ ከኣ ኣለኒ ብጣምሚ ከኣ ፈሪሐ ዝኮነ ኣይተሰምዓንንን ባዕለይ አየ መርመራ ጌረ ዓይነይ ዉን ብጣዕሚ ጻዕዳ እዩ ብመድሓኒት ድየ ከም ናይ ኤድስ ዘለዎም ምሉእ ዕድይ ክንቀሳቀስ ክወልድ ከ ይክእልዶ ማለት ክምርዕ ማራ እስትረስ ጋርለይ ሰብ ተነጊረ ከይንጸል ፈሪሐ ማዕረ ክንደይ እዩ ሓደገኛ ተገዲስኪ መልስለይ ክጠፍእ ይከልድዩ ምሳይ ነፊሕ ከም ዝገበረ ንጡፍ ከምዘይ ኮነ ጥራይ ተነጊረ ብኸመይ መጺኒ ኣይፈልጥን ኣብ እንዳሓዳር ጽርየት እየ ዝሰርሕ ድኻም ከ የቀላድፎድዩ እዘን ዘስርሓና መርመራ ተጀሚረን ከይሶጋኒ እሞ ስራ ሕ ከይስእን ነዛ ማዳመይ ብገርሀይ ነጊረያ ኣዕርፊ ክጽዉዓኪ እየ ኢላትኒ ቀንያ በቃ እታ ናይ ቀደም ሰራሕተናይ ተመሊሳ ኣይትምጽኢ ኢላትኒ አዛ ህጂ ጀሚረ ዘለኩ ካሊእ ግን ኣይነገርክዋን ተመርመሪ ከይትብለኒሞ ሓዲግ ከይከዉን ይፈርሕ ኣብ ጸሎትኩም ካብዚ ሕማክ ክድሕን ክገላገል
@jafermohamedali9234
@jafermohamedali9234 2 года назад
Nifas mes zatwaka ab berkeka entay feth tegabir
@grimayweldemariam9172
@grimayweldemariam9172 2 года назад
Hiii sister ናይ. በረክ. ፍሕፍሕ አለኒ ኦፐረሸነ. አለምን አሞ ሐበረታ ክትህቢን Weldemariam grimay
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ 5 месяцев назад
Doctor የቀንየለይ ኣነ ናይ ብዙሕ ጊዜያት መኪና ተሸርካሪ ሒዘ ይከይድ እየ:: ብርኪ ተደጋጋሚ ግን ኣዝዬ ቡርቱዕ ቃንዛ ይቅንዝወኒ ማለት ውን ዘዕብድ ዘፀልል ስቃይ ናብ ዶክተር ስቲ ስካን ክትገብር ኣለካ ተባሂለ ምንም ህራም ይኹን ምልክት የብለይን ስፖርት ይሰርሕ ጂም ልዑል ለውጢ እኣምፂኡለይ ነይሩ::ኣዝዩ ብርቱዕ ዘይኾነ ይሕመኒ ዩ !😢
@nazruye
@nazruye 2 года назад
Thank you so much for all you do . You are like a sunshine with great and articulated educational videos. I just want to mention that , I had so much pain in my knee that I couldn’t walk and in my case, physiotherapy was the solution. It helped me a lot and I want to share my experience .
@HappyLargeTree-zn7cl
@HappyLargeTree-zn7cl 5 месяцев назад
ሳላም ዶክተር ሻሮን ኣነ ክሓተኪ ደልየ ዘሎኩ ኣብ ፀጋማይ ጎነይ ከሳብ መንኮቦይ ውግኣት ይገብረለይ ብፍላይ ካኣ መግቢ ክሳብ ዝፀግብ እንተበሊዐ ከምኡ ውን ጅኑስ ስረ ምስ ዝክደን ተገዲስኪ ክትምልስለይ ብትሕትና ይሓትት.
@danielsium1365
@danielsium1365 3 месяца назад
ሾሮን ሓፍተይ ብዛዓባ ናይ ብርኪ ገለበልና እባ ማለት ስፖርቲ ዳሰራሕካ ምጥዋይ የጋጥም ሰለምታይ እዩ
@nabechannel1921
@nabechannel1921 2 года назад
ተባረኽለይ ብጣዐሚ ፅቡቅ ፍትው ፍትውትው🙏🙏🙏💖💖💖🌺🌺🌺
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 года назад
Thank you haftey natey
@merhawimogos3643
@merhawimogos3643 Год назад
ብቀዳምነት በዚ ትገብርዮ ከመስግነኪ ይፈቱ ብርኽቲ ሓፍተይ። ብምቅጻል ኣቦይ ወላዲየይ ንብዙሕ ዓመት ብብርኩ ይሳቀ ኣሎ ብግዝያዊ መድሃኒት'ዩ ዝቃሳቀስ ማለት ናይ ቃንዛ መዲሃኒት። ወላ ናብ ሕክምና ተከደ ንግዝያዊ ምዕገሲ ካኒና እዮም ዝህብዎ። ሕጂ እንታይ ዓይነት መድሃኒት ክጥቀም ኣለዎ። ፕሊስ ተሓባበርኒ ተገዲስኪ የቀንየለይ።
@yaredgerye4887
@yaredgerye4887 2 года назад
ካብ እቶም እዝኖም ጸልዮም ዝከታተሉኺ ተኸታታሊትኪ የ ግን piraivet ክረኽበኪ ብኣገዳሲ ነገር ክሓተኪ ወይ ክውከሰኪ ምደለኹ ክብርቲ ሓፍተይ
@wedmana8067
@wedmana8067 2 года назад
ግዜ ወረቂ ዩ ግዜ ህይወት ዩ ግዜኻ ቅዱስ ትምህርቲ ምትሕልላፍ ከም ናይ ሳሮን or Sharon ንዙሓት ዘይፈልጡ ናብ ምንቃሕ ስለ ተምጽእ ዘለኻ ሰባት በንጻሩ ካብ መሃይንነት ይሃድሙ።ስለዚ እቶም ዩቲብ ፋስ ቡክ ትኣትው ከምዚ ናይ ሓፍትና ክትሰርሑ ጽዓሩ
@hayelom21
@hayelom21 Год назад
ዶር ንፅፉፍ ሓበሬትኪ የመስግን። ክሓተኪ ዝደለኩ ለይቲ ድቓስ ኣቢኒ እንተሓዲሩ ቀትሪ ኣብ ብርኸይ ቓንዛን ቡርቱዕ ድኻምን ይስመዐኒ ፣ ሓሓልፉ ካኣ ኣብ ብርኸይ ምሸት ይቆረኒ በዚ ዝመፀ ኸኣ ድቓስ ይኸለኣኒ ?? እንታይ ክገብር ? [ ኣብ ሕኽምና ፀረ ቓንዛ ተዋሂበ ኔረ ]
@MebrahtomEmbaye-mp7wr
@MebrahtomEmbaye-mp7wr Год назад
ሰላም ዶ/ር ሻሮን ፡ብእትገብርልና ናይ ጥዕናዊ ምኽሪ ኣዜ እየ ዘመስግን ብምቅጻል ኣነ ዝሓታ ሕቶ ሓዳስ ድይክትከውን ትክእል እያ ንዓይ ግን ዝይትበርሃለ ኣበሃህላ ኣላ፡ ብዛዕባ ምጭጋዕ ብርኪ፡ ጠንቅታት እንታይ እዮም? ቕጫ ሰበረ ምስ ጸባ እንተ ተመጊብካ እግሪካ ሸፋል ይከውን ወይ ብርክኻ ጨጋዕ ይኸውን ይበሃል፡ ከመይ ኢሉ እዩ ዝኸውን፡ ነዞም ቕጫ ሰበረ ዝሰበሮም ከ መድሃኒት ይርከቦም ዶ፡ ብርኮም ከ ናብ ኑቡር ክምለስ ይከኣል ዶ?
@berihumebrahtom5267
@berihumebrahtom5267 2 года назад
ሰላም ሓፍትና እቲ ትገብርዮ ዘለኪ ትምህርቲ ብጣዕሚ ጽቡቕን ዝነኣድን እዩ ።ሓደራኺ ኣብ ትገብርዮ ትምህርቲ ከምታ ዘለኽያ ቀጽልሉ ፖለቲካ ከይትሓውስሉ ኢኺ እሞ ብዛዕባ ሚግሬን Migräne (ሕማም ርእሲ )ሓንቲ ቪድዮ እንተትሰርሕልና ጽቡቕ ነይሩ ብዝተረፈ ኩሉ ትምህርትኺ ደስ በሃላይን መሃራይን ብፍላይ ምስ ቪድዮ ኣተሓሒዝኪ እትገብርዮ
@merhawitkidane9041
@merhawitkidane9041 2 года назад
Thanks meqeret
@jamboarsama8592
@jamboarsama8592 2 года назад
በመጀመርያ ሰላም ዶ/ር ሻሮን እነ ካብ ተካታተልትኪ ሓደ እየ ሕጂ ሓደጋ ኣጋጢምኒ ንሱ ከኣ ኣብ ዳንጋይ ታሃሪመ ሕጂ ቀልጢፋ ምእንቲ ክሓዊ ኢሎም ካብ ሰለፍካ ወሲድና ክንልግበሉ ኢሎምኒ ታይ ጸገም ኣለዎ ኮሞንቲ ኣምቢብኪ መልስለይ ዋላ ብመሰጅ መልስለይ ግድን ቪድዮ ኣይብለክን እየ ዝሓብተይ ምክንያቱ ረቡዕ ስለዝኮነ ቆጸራይ የቀንየለይ ቻው ሰሰናዩ ናዓኪ ?
@Blue_Barca
@Blue_Barca 2 года назад
ሰላም ዶ/ር ኣነ ብንእሽተይ ከለኹ ኣይርዳንን እዩ መስበርቲ ኣለኒ ካብ መስመሩ ተፈንቲቱ ኣብ ዓንካር ዓንካሪተይ ክልቲኡ እግረይ ካብ መስመር ወጻኢ ኣብ ግዜ ቑሪ ብጣዓሚ እየ ዘይክእል ቐንዛ ኣለኒ ሕበጥ ውን ኣለኒ ቕርጺ ሰብነተይ ዊን ኣባላሽኒ ክጋዓዝ ከለኹ ስንክልና ኣለኒ በዚ ነገር ብጣዓሚ እየ ተሳቕየ ብቐረባ ሕክምና ክሳብ ሕጂ ኣይከድኩን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ Europe ይርከብ ትሕቲ ዕድመ ፍቓደኛ እንተ ኮይንኪ ብቐረባ ክረኽበኪ ምደለኹ የቐኒለይ መልስኺ ክጽበ እየ ዶ/ር🙏
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 Год назад
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ትሰድዮ ሓበሬታን ትምህርትን ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ጠቃምን ሰሓብን እዩ ንትገብርዮ ኩሉ የመስግን ብምቅጻል ሓንቲ ጸገም ኣላትኒ እሞ መልሲ እንተረኸብኩሉ ክሓተኪ ማይ እንዳሰተኩ ኣፈይን ጎረሮይን ይደርቅ ካብ ምንታይ ይኸውን ብፍላይ ኣብ ድቃስ ምሸት መልስኺ ይጽበ
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 года назад
ኩሉኩም ተከታተልቲ እዚ መደብ እዚ ነዛ ሓፍትና ላይክ ብምግባር ኣታባብዕዋ ምክንያቱ ሓንቲ ቁምነገር ትዛረብ ናይ ዘመና ሄዋን ብምካና ሞራል ኣስንቅዋ
@eliasmedhane3024
@eliasmedhane3024 Год назад
ሰላም ነዓኺ ይኹን ደኩተር አነ ብሕማም ቆርበት ይሳቀ አለኹ መለት ካብ ብርከይ ንታሕቲ ብጣዕሚ እዩ ዘሳሕየኒ ክሳብ ደም ዝወጽእ እየ ዝሓኮ እግረይ ኩሉ ጸሊም ሕብሪ ሒዙ አሎ እዚ ካብ ዝጅምረኒ ዓመታት አቁጺሩ አሎ። አመጻጹኡን አፈዋዉስኡን ሓበረታ ክትህብኒ ብትሕትና የሓትት።
@Sdetmemhrhiwet
@Sdetmemhrhiwet 2 года назад
ብሰንኪ ቃንዛ ብርኪ ድቃስ ሲኢነ እወ ኣብ ኩዕሶ ዝተገመክዎ እዩ 🙄🙄🙄
@desalexegay2634
@desalexegay2634 2 года назад
ንወጅሂ መርያ የቀንየልና ዝሓፍተይ ቀጺለ ንልዒ 12 ዓመት ዝገበር ቃንዛ ብርኪ ኣለኒ 2 ግዝየ ተራኢየ ሕክምና ግን ዋላሓደ ጸገም ከምዘይብለይ ኢዮም ኒጊሮምኖ ግን ቃንዛይ ኩሉ ግዝየ ምሳይ ኣሎ እታይ ተገበርኩ ይሕሸኒ ትብሊ፧
@netsnetmisgna728
@netsnetmisgna728 2 года назад
Appl cider vinegar እታይ ትብልና ረጊድ ሰብ ተወሰዶ ወጺኢት ኣለዎዶ
@luelteklay8761
@luelteklay8761 2 года назад
ሰላም ዶክተረ ፡ ኣነ ኣብ ብርኪ ናይ ኢደይ ቃንዛ ኣለኒ ህክምና ከይደ ዝኮነ ፍታህ ኣየገበረለይን፡ እዚ ጸገም ካብ ምንታይ ይከዉን ? እንታይ ተገበርኩ ከ ክመሃየሸለይ ይክእል ። ተገዲስኪ መልሲ ሓብኒ ስለቲ ትገብርልና ኣስተምህሮ ድማ ካን ልቢ ነመስግነኪ።
@merhawigebreyesus
@merhawigebreyesus Год назад
ጸገምና ድኣ LcL እዩ ቃንዛ ይገብረልና ኣብ ኹዑሶ ስለ ዝተቋጸኩ እየ ሕጂ ካልኣይ ግዜ እየ ተጎዲኤ ኣለኩ 4 ወርሒ ጌረ ኣለኩ ሓገዝኪ የድልየኒ ኣሎ
@habtemariamtsagay1546
@habtemariamtsagay1546 2 года назад
መጀመሪያ ቀንየልና ዶኩተር ናተይ ሕቶ ብዛዕባ ኢሞሮዲዮ ኢዩ ብዙሕ ሰብ ኢሞሮዲዪ ሓሚሙ ኣሎ ኣብ መጥባሕቲ ድማ ግርና ምኪድ። ኣባትና ዝቡሉ ኣለዉ ኦከ እም እንታይ ንግበር ነቶም ዝሓመምና ? መልሲ ይጽበ የቀንየለይ
@yonasyosief3225
@yonasyosief3225 Год назад
Dott.sharon.thank you❤
@senaitpetros537
@senaitpetros537 Год назад
Thank you doctor
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 2 года назад
ሳሮነይ ዝኾነ privat ክትሕግዝኒ ዝደለኽዎ ነገር ኔሩ ብኸመይ ክረኽበኪ ይኽእል ?
@ኑማ
@ኑማ 2 года назад
selm kihtky 1 heto ab gal ansetayt ብልዕቲ ፈጸጋ ይረአ እዪ እና እንታይ ሳዕቤን አለዎ ብከመይ ከ ይመጽእ plz ngarna
@biniamminiam8572
@biniamminiam8572 2 года назад
Nay hiko eba bejaki Hawiki biniam ka Frankfurt
@filimonteklesenbet484
@filimonteklesenbet484 2 года назад
ዶክተር ሳሮን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ስባጌቲ ምስ መሪር ስልሲ ስጎ ምስ በላዕካ ቃንዛ ብርኪ ይስመዓካ ካብ ምንታይ ምክንያት ኢዩ መግለጺ እባ ሃብና?
@efrembokrezion404
@efrembokrezion404 Год назад
ክብርቲ dr ሻሎም ብዛዕባ ኡሪክ ኣሲድ ብርከይን የእጋረይን ብዙሕ ቃንዛ ኣሎኒ ገለ በልኒ በጃኺ
@kbromasle6866
@kbromasle6866 5 месяцев назад
I proud of you❤ Good luck and God bless you🙏🏼🕊☀️
@MebratomAmbayie
@MebratomAmbayie 5 месяцев назад
Kbrti Dr sharon ms ezi tgelxilna zeleki zmesasel hto aloni. Ezom Abrakom zlagae, wey chegaat nblom, wey kcha sebere ms belaena ina egrey chagie zblu, entay nay hkmna ftah Alewom. Eti mebegesi ke naybehaqi diyu sebere. Thank you.
@sofiatzegai3834
@sofiatzegai3834 Год назад
Thank you so much sistr
@egzetneegzetne6186
@egzetneegzetne6186 2 года назад
Thank you for your time Dr.Sharon Woldu.
@wisamsami1849
@wisamsami1849 2 года назад
ሰላም ዶክተር ብዙሕ ግዜ እዚ ሕማም ብርኪ አብ ብዙሕ ዝወለዳ አዴታት እዩ ዝረአይ ብኸመይ ከምኡ ኮይኑ?
@RussomTsegai
@RussomTsegai 2 месяца назад
ንእድቲ ! ምኽርን ኣስተምህሮን ኩሉ ብዝርድኦ ብቕልል ዝበለ
@frezemen888
@frezemen888 Год назад
ብዛባ ብርኪ ኣነ ዘጋጠመኒ ብብርኪ ኣእዳወይ እዩ ጀምሩኒ ን 11 ዓመት እዩ ኣቆንዚኒ ክሳብ ሕጂ ውን ኣሰሩ ኣሎ, ድሕሪ ብዝሑ መድሃኒት ምፍታን ናብ ሓደ መደምደምታ በጺሔ, ንሱ ድማ ዝበልዖ ምግቢ ምቁጽጻር, እቲ ቀንዲ ኣብራኸይ ዘሕምመኒ ዝንርበረ ስጋ እዩ ነሩ, ስጋ ከብቲ ጤል በጊዕ ድርሆ, ነተን ንምሕራድ ዝጥቀሙለን ዝወግእወን መድሃኒት ወይ ዝምግብወን መግቢ ከይኮነ ኣይተርፍን ዝብል መደምደምታ በጺሔ ስጋ ካብ ምብላዕ ካብ ዝገድፎ ኣብራኽ ኣእጋረይ ሙሉእ ብሙሉእ ሓውየ ኮፍ ኢለ ክትስእ እንከለኹ ኣዝየ ዝጽገም ዝነበርኩ ሎሚ ኣምላኽ ይመስገን ሰሪሔ ኣይደክምን 90% ጋዓትn ሽሮን እየ ዝበልዕ, ጸባ ብቅጫ, ተምሪ, corn flex, ካብ ፍሩታ ድማ ወይኒ, ስጋ ካብ australia, Switzerland ዝመጽእ ቲ ዝከፍኤ ኮይኑ ረኺበዮ. Thank you Dr.
@havertjam9175
@havertjam9175 2 года назад
ሓፍተይ ብተቅርብልና መሃሪ ትምህርቲ ዳመስገንኩ ብዛዕባ ናይ ዓይኒ ሕማም ኣብ ጉንዲ ዓይንና ዝጋጥም ቃንዛ ወይ መግዳአቲ ብከመይ ንከናኮኖም ክንገብሮም ዘይግባኣና ባ ኣቅርብልና ተግዲስኪ ሓፍተይ ናተይ
@davidweet84
@davidweet84 2 года назад
I am so proud of you sister!!!we need more professional people like you to improve our knowledge and get solutions.
@Eri-leew
@Eri-leew 2 года назад
Nay gastrayt kea amxelna
@samsomtesfahiwet9253
@samsomtesfahiwet9253 2 года назад
Wow xbuq tmrti doctor please qexliyo .. Kemaki tezbezhu kabzom hatew qetew zblu mtenagefna
@teferisemret4130
@teferisemret4130 2 года назад
Btemi nfeti yeqenyelna kexlyo Hanti hto khateki ab melagagbo egri qanza. Blmda ዖርቒ zbhal badna medhanit alewo do? Tegediski melsley aboy bkemu kanza tesaqyu eyu
@Moshe911
@Moshe911 2 года назад
ሻሮና ብዛዕባ psoriasis እባ ገለ በልና ጠንቁ ክፍውስ ከ ይክእል ዶ?
@agazittewelde4543
@agazittewelde4543 2 года назад
I just love you!!! this is my second time commenting, to be honest, I'm obsessed with your videos. and thank you for the information.
@sisibella2707
@sisibella2707 2 года назад
Well done Dr Sharon good job abey nerki ezi kulu befli mehaym tewaridna nerna bless you 🙏 sis keep going.
@sdethsum7093
@sdethsum7093 2 года назад
Thanks decutereyyy
@gangnamstyle6576
@gangnamstyle6576 2 года назад
😍😍😍😍😍 ኣነስ ላvየኪ እምበር❤❤❤❤
@Russom-rg8uk
@Russom-rg8uk 5 месяцев назад
Selam doctour saron.ane qaniza birki aleni qexali zey kone hahalikia u.bifilay aqibet kidiyib kelku.silzi entay kigbir alni
@adyamhaile307
@adyamhaile307 2 года назад
Waww btaemi meharit topic, akerarbaki kea lieli kulu Keeper IT up💯🙏
@merebentertainment5308
@merebentertainment5308 2 года назад
ወገናተይ ጽቡቅ መደብ ሒዘልኩም ክመጽእ የ ጀማሪ የ sabscribe ሓግዙኒ
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 2 года назад
ኣስይ ሽኮር thank you for doing this finally we got positive Eritrean useful education channel my story I am young & fit but I have knee pain since I was 15 it been almost 15 years dealings with the painvtaking injections it didn't work for me
@ghideandom527
@ghideandom527 2 года назад
ኣታ አዛ ጋል ነገር ደልያ ኣላ ዘላታን ከይሰማዒኪ!
@John..ጆን
@John..ጆን 2 года назад
ብልቢ እና ነመስግነኪ ደክተር ብምቅጻል ብጃኪ እባ ብዘዓባ( Witchen milk ) እባ ኣምጽልና ብከመይ ይመሓላለፍ ከምኡ ዉን ኣፋዉስኡ ብትህብኒ መልሲ ብልቢ የመስግን
@chakurawiselemawi6651
@chakurawiselemawi6651 2 года назад
Bmejemerya ymegneki natey hto kmi trina zeleki ab sdet Jim maletey Sport Seb nserh sebat buzuhat ina protein shake dma knseti ndeli gudat alewo do etay ke tkmi alewo bejaki tegediski
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
Thanks Dr Sharon
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 2 года назад
thanks my dear
@VsykstksJsjtstks
@VsykstksJsjtstks 9 месяцев назад
Hiii doktor saron kanza egri AB ZGUAZELU GZE BRTUE KSNZA EGRI ALENI KAB DANGAY KISAB SELEFEY YEKENZIWENI BEJAKI HABERETA HABNI
@zebibmerhwi1688
@zebibmerhwi1688 2 года назад
Haftey berkti kulu tekrbyo xubuk eyu Bamntay karkabki yakal messnger xihiflki ayetkablkana pls karkbki❤❤❤❤❤
@rahwamzelo68
@rahwamzelo68 4 месяца назад
Thanks so much habibty ana 😘💖❤ hade neger khateki Axmi ms Axmi demxi ente zgebr koynu qanza zgebrelka entay ymesleki eti tenqi wey eti fewsi thanks.
@ghenetoqbeab4827
@ghenetoqbeab4827 2 года назад
Selam saron btaimi ena mesgenku qetlyo Hto alatni sewnetka mgdal thgz zisedekya Entay tbl aresti eya .Thank you Sesenau nieki 🙏
@ygy.yohannes5179
@ygy.yohannes5179 2 года назад
ትሕዝቶ ስራሕኪ፡ ብኣብነታት ኣሰኒኺ ስለተቕርብዮም፡ ብጣዕሚ ማራኽን ተሰማቕን ይገብሮ። ብዝቀለለ ክንርድኦ ውን ይሕግዘና። የቐንየልና ደክተረይ። በዓል ኣደይ ሰበረ ከይትበልዑ "ብርክኹም ከይትሓሙ" ይብላና ነሬን፡ እቲ ቀደም። kkk....የቐንየልና ደ/ር ሻሮን!
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 года назад
YG hawey, yeqenyeley....kulu sae ika tetebabeani.
@yosiefd6024
@yosiefd6024 2 года назад
Thanks Dr
@ፍትሒካብእግዚእብሔርእዩ
My dear sister, thank you again for your well prepared, amazing information and educational services. You are absolutely a breathtaking. God bless you and your loving family.
@okay5271
@okay5271 4 месяца назад
Thanks so much. You have answered my question . I can look after my knee from now. How fantastic !
@sadeyamuhamed2734
@sadeyamuhamed2734 2 года назад
ኣብ ዚ ግዜ እዚ ግን ብዞሕ ስብ ብብርኪ ድሳቀ ብዞሕ ኢዩ ብዘይ ገለ ውርሻ ዘይብሎም ብብርኪ ይሳቅዩ
@titiweldu813
@titiweldu813 2 года назад
One of the best channels! Thank you for serving our people ! I love your contents , presentation, knowledge and articulation ! 💥💥💥💥💥Star!!!!
@Jakob1990
@Jakob1990 2 года назад
Selam dr btekrblna damesgenku eye hade gize kab saykl wedike nere hkmna keyde hawye nere dhri kurub gize gin ab wek zgeberkulu dmxi endageberet ashegiratni hkmna keyde teraye walahanti yeblkan elomuni bflay hiji kamo entegoye kanza ysmani plis bmntay krekbeki ykial tegediski melsley thanks.
@amana7675
@amana7675 2 года назад
Very informative, well-thought-out presentation, and your smile make it enjoyable to watch. Thank you, gual Eri.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 года назад
Thank you Aman
@berl8nxskd564
@berl8nxskd564 2 года назад
Yaknyalna zahftey ane alku kab elat 10,7,2007, kesab heji berkey ab kanza alku beflay ka ab zhli yhabet so thank you belbi eya zamsgnaki zhaftey
Далее
ОБЗОР НА ШТАНЫ от БЕЗДNA
00:59
Просмотров 371 тыс.
# Rural Funny Life Wang Ge
00:18
Просмотров 717 тыс.