ትዕግስቲ ዝሕላገቱ መንግስቲ ግና ብስቅታ ኢዩ ዝገንሕ። ካብ ኣእጋር ብዙሓት ከኣ ይቅልጥፍ። ስለዚ ኣይድንጉን ኢዩ። ነታ ብሕማምን፥ ድካም ናብራ እዚ ዓለምን ዝተሰነፈት ሰብነትና ዘድሕና ሰራዊት ሰማያዊ ሓይሊ ንጉስ ኢዩ። ስለዚ ዋላ እዃ እንተ ደንጎየ ተጸበዮ! በቃ ንጸበዮ።
Copyright © Qeranyo Tube 2020
Subscribe for more video :- goo.gl/f96Ezz
Find us:-
****+****
FB Pege:- goo.gl/HkRD2Y
Facebook:- goo.gl/hWtCBt
Google:- goo.gl/zzJW2r'
Instagram:- goo.gl/WFhFzq
Twitter:- goo.gl/xJn16b
11 апр 2020