Тёмный

በል ሓቂ እዚኣ ኢያ ተቐበላ። ( ሥልጣን ከሰተ) ሰሚዕኹም ናብ ኩሉ ሼር በልዎ) 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 59 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

26 янв 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 740   
@maharitgereziher6375
@maharitgereziher6375 2 года назад
ስልጣን ሓዉና እንኻዕ ብሰላም መፃኻ
@piterosamare3058
@piterosamare3058 2 года назад
Amen Amen Amen Nay bhaqi qal hiwet ysmalna sLtan hawey egzabiher Amlak xeguu ybzhlka
@KhanKhan-mf5tm
@KhanKhan-mf5tm 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን ሰላምታኻ የብዘሐዮ ፍትወይ ደቂ ተዋሕዶ እንዃዕ ናብ ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ገብርኤል ወርሓዊ በዓሉ አብፀሐኹም አብፀሐና አሜን አምላከ ቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእክቲ ካብ መከራ ስጋን ነፍስን ይሰውረና አሜን
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ 👏
@user-go7qy9gf1b
@user-go7qy9gf1b 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ህያበይ
@saronsaru4466
@saronsaru4466 2 года назад
ኣሜን(3) ዝያዳይ😘👏👏👏
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ፍትዋተይ💛💐
@user-jp8km5yr9c
@user-jp8km5yr9c 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 3 месяца назад
እዋይ ምስዚኦም መናፍቃን ብስሩ መሕጎላት እዮም ይቅረ ይበለሎም😢 ስልጣን ሓውና ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩርዕ ክርስትያን❤
@samikidane6735
@samikidane6735 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወኢት የስማልና ክበር ሓውና አዝግብሄር ኣምላኽ ይግብርልና ኤድመን ተናን ይሕብካ ፈጣር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-rf9tg7xx7k
@user-rf9tg7xx7k 2 года назад
ስልጣን ሓውይ ፀጉኡ የበዘሐለካ አበካ ተሰፋአለና አነ ሰደተኛ ናይ ዓዲዓረብ ሓፍትካእየ ኩሉጊዜ ይፀሕፍ ግን ናሰራሕኩ ሰለዝሰመዕ እየ እምበር ተካታተሊትካእየ👏👏
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
ሰልጣን ሓወይ ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ምሰካ ይኩኖ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@yordagere4071
@yordagere4071 Год назад
አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና 🙏🙏🙏
@mrkkg6026
@mrkkg6026 2 года назад
ናይብሓቂ ስልጣን ሓውና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ
@yowhanameharena2374
@yowhanameharena2374 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና ጸጉኡ የብዝሓልከአ ሥልጣን ሐወና
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 2 года назад
ብሓቂ ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ዝሓወይ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለፀልካ ጸጉኡ በረኸቱ የብዘሐልካ አምላክ
@user-qp7vi6is3t
@user-qp7vi6is3t 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን💒🙏👌
@fevenhabtemariam2776
@fevenhabtemariam2776 2 года назад
Amen amen Amen 🙏
@dsaasd1878
@dsaasd1878 Год назад
ሰልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አግዚአብሔር አምላክ ቃል ሂወት የሰመዐልና 👏👏✝️✝️✝️💒💐🌿🌹🌿💐💐
@teweldeteferi7731
@teweldeteferi7731 2 года назад
ክቡር ወዲ ክቡራት ስልጣን ሓውና እድመን ጥዕና ይሃብካ እግዚብሄር አምላክ ጽግኡ ጽላሉ ጥበቡ ካባካ አይፈለ ቃል ሂወት የስማኣልና።
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 года назад
ብሓቂ ስልጣን ሓወይ እትኸራኸረሉ ጉዳይ እምነትካ ስለ እትፈትው እዩ እግዝከቢሄር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኩን ልሓቂ ዝከራኸር ሓቀኛ እዩ ቃል አምላክ አንቢብካ ሚስሩ ተረዲእኻ ምክርኻር ዓገብ አይኮነን ቐፅለሉ ዝሓወይ አምላክ ፀግኡ የብዝሓልካ አንሕና ድማ ሰሚዑ ዘክተውዕል ልቦና ይሃበና አሜን 🙏🙏🙏
@asmeromgebrebrhan6515
@asmeromgebrebrhan6515 2 года назад
ስልጣነ ሓውይ መግለጺ የብለይ ንዓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣጆካ ቀጽሎ ኣምላክ ይሓግዝካ፡ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ድማ ይባርከልካ🙏⛪⛪⛪
@zyz9862
@zyz9862 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክቡር መምህርና ስልጣን 🙏🙏🙏
@abadralbadr6370
@abadralbadr6370 Год назад
ስልጣን ሓውና ኣማቡርሃን ኣቡ ጎንካ ትኩን ኣሜን (3) 👏
@angesomgenremichael3282
@angesomgenremichael3282 Год назад
ክቡር መምህርና እዝግኣብሄር ኣምላኽ ጸጋኻ የብዛሓልካ ንዓኻን ከምዚ ከማኻን ስለ ዘሃበና ተመስገን ኣምለኽ
@user-lb4wn7sk6g
@user-lb4wn7sk6g 2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፀገኡ የብዝሓልከ ሰልጣን ሓወና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@slama6579
@slama6579 2 года назад
ፀጉኡ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ ጠንካራ ሰብ መሰናክል እዩ ዝቦዝሖ ድያብሎስ ስለ ቱቁዱስ ቃሉ ዝቃንእ እዩ ሰልጣን ሓወይ ግን ስዕርካ ትወፅእ እካ ብእምነትካ
@ziedwediasmeraziedziedu9479
ሰልጣን ጎበዝ ቀጽሎ ። እቶም ሰማዕቲ ዶ ኣብ ትግባረ ነውዕሎ ጽንዓት ክህበና ። እቶም መገዲ ዝሰሓትኩም ከኣ ኣስተውዕሉ ።
@kikidebesay48
@kikidebesay48 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ስልጣን ሓወይ
@cgifjfgh7449
@cgifjfgh7449 2 года назад
ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰማልን ስልጣን ሓውና
@sfirsirsh9320
@sfirsirsh9320 Год назад
ብሓቂ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሄር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኻ
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m 2 года назад
ኪብር ይኹን ንስላሴ ይኺበር ይመስገን ኣምላኬ ሙሴ ኣሜን ስሊጣን ሓዉና ፅቡቅ መምህርና ኣምላክ ዕዲመ ጥዕና ይሃብኻ
@heahheah7596
@heahheah7596 Год назад
ቃል ሒወት የሰመዕልና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የበዘሕልካ 🙏🙏🙏
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 2 года назад
ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፀግኡ ይደግፍካ ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስመዐልና
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 2 года назад
ንዑ ነመስግና ብፅእቲ እናበልና ንዑ ነመስግና ድንግል እመኣምላክ ዋዕስ ናይ ነብስና እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Sultan hawna Ezgabiher xegu yebzhalka
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስማዓኒ መምህርናኣ ስልጣን ጥበብን ምስጥሩን ይግለጸልካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ እግዚአብሔር አሞለኽ ይባርካአ 💒✝️🙏🏾💖💞
@user-xx6gg4cp7n
@user-xx6gg4cp7n 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ስልጣነይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ እመ ብርሃን በረከታን ፆሎታን ኣይፈለካ ስልጣነይ👏😘
@jjffjvjfhc8649
@jjffjvjfhc8649 2 года назад
ኣሰልጣኒ ሓወይ መምህር ሂወተይይ እስኪ መድሓኒ መናፍቅ ቀጽለሉ 😘 ንሰልጣኒ ሓውና እትፈትውዋ እስኪ 👍
@tedros7728
@tedros7728 2 года назад
Edmen tienan yhabka zhawey.
@user-mo3wt9zm6d
@user-mo3wt9zm6d Год назад
አለኩ
@teheshfilimon3417
@teheshfilimon3417 Год назад
ኣለኩ
@user-gy2uk5vn1u
@user-gy2uk5vn1u 2 года назад
እዋይ ሳኣን ምፍላጥ ዘምፆ ፀገም እት ቁኑዕ መንገድ ካ ዘይፈልጥዎስ ክብር ተረድእዎም ናይ ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ክብራ ኣብ ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ክርስቲያን እና ነኽብራ 💕 🙏🙏🙏💖❤💚💙 ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጋኡ የብዘሐልኻ
@tedrosteklezgi9558
@tedrosteklezgi9558 2 года назад
ኣሜን (((3)))በሓቂ ቃል ሂወት የስመኣልና ስልጣን ሓወይ
@user-sv9wp6ls9g
@user-sv9wp6ls9g 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ ቃለ ሒወት የስመዓለና 👏👏👏 ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣነይ ✝️✝️✝️
@kaikidantmanot7558
@kaikidantmanot7558 2 года назад
_እንካዕ ደሓን መፃእካ ስልጣነይ እንካዕ ንበዓል ወርሓዊ በዓል ን ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል በረከቱን ረዲኤቱን ኣይፈለየና ኣሜን ፫ ብምቅፃል ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ስልጣነይ ሓወይ መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ካብዚ ብላዕሊ ክተገልግል ሚስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ዝሓወይ ወድ ማሚተይ ናተይ_
@ngstitigraykuwait3628
@ngstitigraykuwait3628 2 года назад
ሰላም ስድራ ሉኡል እግዚኣቢሔር ኣምላክ ባሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና ትሓልኻ ፅላል ትኹንካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@brhanaabraha3150
@brhanaabraha3150 2 года назад
ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@user-ld7dz3fw6l
@user-ld7dz3fw6l 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ረድኤት ምስጥሩ የብዘሐልካ መምህረይ ኣብ ቤቱ ኣብ ቃሉ የንብርኻ መምህረይ
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️ኣምላኽ ይብርኽካ ስልጣን ሓወይ, ኣድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪናን ጎይታናን ኣምላኽናን ንጉስናን መድሓኒናን ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ, ናይ ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጸሎታን ረድኤታን ኣማላድነታን, ናይ ኩሎም ቁዱሳን, ናይ ኩሎም ቅዱሳን መላእኽትን, ቅዱሳን ነብያትን, ቅዱሳን ሃዋርያትን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ሰማእታትን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ጻድቃናት ሑርያን እግዚኣብሄርን ምስኻ ይኹን ኣሜን ✝️ወስብሐት ለእግዚኣብሄር❤️ ✝️ወለወላዲቱ ድንግል ❤️ ✝️ወለመስቀሉ ኩቡር ✝️ ❤️ኣሜን
@haniteyabitey1650
@haniteyabitey1650 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና
@awetemahastion3960
@awetemahastion3960 Год назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ እግዝኣቢሄር በረኸቱን ረዲኤቱን የብዝሓልካ
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 2 года назад
ትሕቲ ፈጣሪ ልዕሊ ፍጡራን ዘለአለማዊ ድንግል ማርያም አደይ ክብሪ ምስጋና ንዓኺ የግበአኺ እዩ /ሓቂ/እዩ እመ ብርሃን አደይ💐💐💛
@user-ej8gy5dg6z
@user-ej8gy5dg6z Год назад
ብሓቂ ቃለህይወት ቃለሰናይ ቃለበረከት የስመዕልና ክቡር መምህር ናይ መናፍቃን መድሓኒት🤲🤲🤲 ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኽ 🤲🤲🤲እምበር እዞም ጰንጤማ ዘይተባህለ ዘይተጽሓፈ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ዘይኣምሀረቶ ናይ ቅጥፈት ትምህርቲ ክፈቱው
@tsigetsige5028
@tsigetsige5028 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀገኡ የብዝሐልካ 🙏🙏ሓፍትካ ጋል ትግራይ
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃልህወት ያስመዐልና ሱልጣኑ ሓውና ተመስገን አርተዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር እግዝኣብሄር አምላክና ቅዱሲተ ቅዱሳን አዶ ጎይታ ፅላል ይኹኑኻ ክብር ሓውና
@user-rw7jo1wh2h
@user-rw7jo1wh2h 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓውና
@mmmfff9982
@mmmfff9982 Год назад
በአነት ቃል ህይወት ያሠማልን ክብር ሓዉና ኣሜን 🤲
@user-iv8dl1sy7d
@user-iv8dl1sy7d Месяц назад
ኣበት ፈጣር ኣባ ሓጣትና ሕደገሊና ከብ ኣዞኣም ሰባት የድሕናና ሰሊጣን ሓወና እዝግኣቢሂር ኣምለክ ምሳካ ይኩን እቲ ትምህርታካ ኣብ ሊብና የሕድራና
@user-go7qy9gf1b
@user-go7qy9gf1b 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ስልጣን ሓዉና ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሜን
@melestesfay4159
@melestesfay4159 2 года назад
ጸጉኡ የብዛሓልካ መምህር ስልጣን ሓውና ነዓኣቶም ካኣ ናብ ልቦም ይምለሶም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@user-of5kb6vl7q
@user-of5kb6vl7q 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ እግዚኣብሄር አምላክ🙏
@asmerattesfay797
@asmerattesfay797 2 года назад
Amen amen amen Kale hiwet yesmalna
@meriitdf8037
@meriitdf8037 2 года назад
ኣነስ ነቦይ ቀሺን ንድያቆን ስልጣንን እየ ዝከታተል ቡሩኻተይ ፀጉኡ ይብዘሓልኩም
@user-mx4yg6yq4b
@user-mx4yg6yq4b 2 года назад
ናይ ባሓቂ ስልጣን ሓውና ፀጉኡን ብረክተን ይብዛሓልካ እግዛኣቤሄረ ኣምላክ ንዓና እውን ክንረእን ክንስተውዕልን ኣምላክ ዓይንልቦናና ይክፈተልና እግዛኣቤሄረ ኣምላክ ኣሜን
@lettekidane8690
@lettekidane8690 2 года назад
Bihaki qal hiwet yesmealna. Egzabeher Amlak xeguon bereketun jebzhalka. Sileti quds timhrit timhrena zeleka 🙏🙏🙏✝️✝️✝️🕯️🕯️🕯️
@user-vh2bc2sm7q
@user-vh2bc2sm7q 2 года назад
ኣቤት ስልጣን ሓውና ብስሩ ንስካስ ንበረልና ደኣ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበርር♥💒♥
@yositeylove130
@yositeylove130 2 года назад
ቃለሂወት የስማዓልና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታ ጣዕመ ፍቅራ የብዝሓልና እግዚኣብሔር💒🙏
@yordanosfiseha2956
@yordanosfiseha2956 2 года назад
ናቶም ማርያም እንበር ቅድስተ ቅዱሳን ድንግለይ ማርያም ኣይፈልጥዋን ኢዮም ስፈልጥዋ እንተ ዝኮኑ ድንግል ማርያም ኢሎም ምጸውዕዋ ኔሮም እንተ ናዓካ ልኡለ እግዚኣብሄር ወትሩ ኣብ ዙርያካ ይኩን ቃለ ሂወት የስማዓልና ነዚ ሓውና ካኣ እመ ኣምላክ ናብ ልቡ ትምለሶ
@user-iu9oh9hs4f
@user-iu9oh9hs4f 2 года назад
ስልጣን ሓዉና ናይ ኣገልግሎትካ ዝመን ይባርክ መዳሓኒት ናይ መናፍቃን ኢካ ፅጋኡ የብዛሓልካ እግዛኣብሔር ኣምላክ 👏ገና እዚኦም ካልእ ዝብሉወ ኣሎወም ተላኣካክቲ ናይ ሳጥናኤል እዮም ኣይትገደስሎም እስካ ጥራሕ ኦርቶዶክስ ንዘላኣለም ትንበር 👏💒
@hcswtdf3118
@hcswtdf3118 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ምስጡሩ እግዛብሔር ኣምላክ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ስልጣን ሓወይ ምስጢረ ጥበቡ የግለፀልካ እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ብአማላድነታ ትደግፍካ መምህርና🌾🌾🌾
@uehheh7006
@uehheh7006 2 года назад
እግዚአብሔር ይመሰገን ስልጣን ሓወና በእወነት ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰማዕልና ፀግኡ ይብዘሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሙን ጥዕናና ይሃበለ አሜን አሜን አሜን
@user-bg2sh6ir7n
@user-bg2sh6ir7n 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ስልጣን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኻ ብጣዕሚ ተሓቢኒ በኣኻ ከማኻ 100000 ይኩነለይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ መምህረይ❤❤💯👌
@briktiandebrhan4258
@briktiandebrhan4258 2 года назад
Amen amen amen Kale hiwet yesmalena hawena kudus ezgabher amlak abaka hadiru sele zemeharenan zegsexenan kibren mesganan neamlakina yikun edemen tinan yehabeka
@hagosaestifanos3718
@hagosaestifanos3718 2 года назад
Amen Qal hiwet ysmalna sltan hawna egzabher xegeu ybzhalka
@shjjjh5537
@shjjjh5537 Год назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና በረከቱ የብዘሐልካ ሰልጠነ ሓወይ እግዝኣብሄር መሰተውሊ ልቦና
@yodittsegay3632
@yodittsegay3632 2 года назад
ናይ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት መዝሙር ተዝህልወና ኔሩ ህዝብና ኩሉ ዘማራይ ምኮነ ኔሩ ይገርም ኢዩ ቃለሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ
@user-dv9dq7vw8o
@user-dv9dq7vw8o 2 года назад
ብዙሓት ሰባት ሓቂ ከም ዝፀልእዋ እዩ ዝነግረካ ዘሎ ስልጣነይ ለባም እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልካ መምህርና
@piterosamare3058
@piterosamare3058 2 года назад
Amen Amen Amen Nay bhaqi qal hiwet ysmalna xeguu ybzhlka egzabiher Amlak sLtan hawey
@user-ur1oo8zj3z
@user-ur1oo8zj3z 2 года назад
ብሓቂ መምህርይ ንዓኻ ዝኾን ቃላት የብለይ እግዚአብሔር አምላኽ ብኣኻ ገይሩ ብዙሕ ምሂሪና እዪ ገና እውን ክንማሃር ኢና ቀፅለሉ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኻ ስልጣኑ ሓወይ 👏
@teklittes5682
@teklittes5682 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ም ስልጣን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ሰልጠነ ሓወይ እግዝኣብሄር መስተውዐሊ💔 ልቦና😓 ይፍጠረልና😓 ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏💒💒💒
@user-zc9jn9nb8d
@user-zc9jn9nb8d 2 года назад
አሰይይ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ አብ ልዓሊ ጸጋ አብዙሑ ይሃብካ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ
@shewittesfay2847
@shewittesfay2847 2 года назад
Merhaba kubur hawey enkae bselam mexaeka edmen tienan yhanka fetari nay agolgulot zebenka ybarek ezgiabher amlak xegue yebzhalka
@letensaeokubazghi6327
@letensaeokubazghi6327 2 года назад
Amen Amen Amen kalhiwet yesmana
@user-hy7tw4fp3l
@user-hy7tw4fp3l 2 года назад
ኣሜን ኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ሰልጣን ብሓቂ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና ፈጣሪ
@ziyadahagos8562
@ziyadahagos8562 2 года назад
ብሓቂ መምህር ዲያቆን ስልጣን ሓወይ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልካ ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡ ይግለፀልካ አብ ቤቱ የፅንዕኻ መምህረይ
@medhini7477
@medhini7477 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ👏
@titiyonas9839
@titiyonas9839 2 года назад
ካካካካካካካ ሓቂ መራር ያ ኣብ ሓቂ ስለ ዘየሎው ኢዮም እሞ ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓው
@ramarama9068
@ramarama9068 2 года назад
Keep it up sultan God bless you more you have the truth and that's jesus.🙏🙏🙏🙏
@azmeraasmelash6298
@azmeraasmelash6298 2 года назад
Amen amen amen qali hiwet yesmealna egzeabiher xegueu tibebun yebzehalka sltan haweyyy ajoka trayyy kemueu zbelo seb yelen sik elu eyu hasawi gn egzeabiher beayni mhretu ytemtka kea zey kene mzrab gday ayenay eyu eti haki mermrika zeytsbo kab kulu zey tebehale aytzarebu nskan mesarhtkan
@user-sy6es4oj4f
@user-sy6es4oj4f 2 года назад
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር ናይ ተዋህዶ ዕኑቅ ስልጣንየ💕💕💕
@user-ui7sr1nv9y
@user-ui7sr1nv9y 2 года назад
ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ኣይትገደሶሎም እዚ ሓቂ ዘይፈትው ክምኡ እየም ዝብሉ ኣጆካ ካይትሰዶም እዛ ሓቂ ተዐዉተካ እያ መምህረይ
@user-pn1rk3ib3h
@user-pn1rk3ib3h 2 года назад
ዘገርም እዩ ፀግኡ የብዝሓልካ ስልጣነይ እግዚኣብሔር ኣብ ቤቱ የንብርካ 😢😢😢
@user-zt3yc9or9m
@user-zt3yc9or9m 2 года назад
_ድንግለይ ኣዶ ጎይታይ ንዓኪ እንተኪሒደ ልሳነይ ትጣበቅ አዶ አምላከይ ስልጣነይ ሓርበኛ ናይ ተዋህዶ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ንክብረካን ዝሓወይ ሠላምካ ይብዛሕ ናይ መናፍቅ መድሓኒት ኢካ ልክዖም ሃቦም_።
@user-zq1kp6id4n
@user-zq1kp6id4n 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር መምህርና 🙏
@ibrahimhawlader3530
@ibrahimhawlader3530 2 года назад
ኣሜን(፫)ቃለ ህይወት የስመዐና ስልጣን ሓውና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@mililemilile3652
@mililemilile3652 2 года назад
በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የበዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ
@lichiyaaraya8329
@lichiyaaraya8329 2 года назад
Amen! Tebae wedi amlak agelglot zemenka ybarek burukey
@amanuelgebremikiel2603
@amanuelgebremikiel2603 Год назад
Sltan hawna edmen tenan yhabka fetari nay agolgulot zebenka ybark amlak
@user-yi3ib2dz8m
@user-yi3ib2dz8m 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር አምላክ ኽቡር ሓውና መምህርና ስልጣን እግዚኣብሔር አምላኽ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@michaelaferom2186
@michaelaferom2186 2 года назад
ብሓቂ ሰልጠነ ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
@user-yp3zm6dh1x
@user-yp3zm6dh1x Год назад
ናይ ብሓቂ ህይወት ይሃሰመዐልና መምህርይ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 года назад
_ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ_
@merrymerry7445
@merrymerry7445 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድነቀካ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኻ ይኹን !🥰🙏💒💒💒
@user-ib8qt2pb7l
@user-ib8qt2pb7l 2 года назад
በስመስላሴ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ ለይኩን (፫)🙏 ሰላም ንኩለኩም ተዋህዶ ስልጣን ሓውና ፀጋኡ የብዝሐልካ ንኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምክርካር ኣይኮነን ክሳድና ከማን ክንስየፈላ ኢና። ኣይ ነገር መናፍቃን እግዚአብሔር ናብ ልቦም ይምለሶም🙏
@user-jw4nh2et9e
@user-jw4nh2et9e 2 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ከምዚ እዩ ዝበሃል ለይኩን ኣይኮነን ኣርም ዝሓወይ /ዝሓፍተይ
@rahelabraham7778
@rahelabraham7778 2 года назад
ንሕጊ እግዚኣቢሄር ለይትን ማዓልትን ዝመራምሮ ሰብ ሲ ብጹእ ኢዩ ስልጣን ሓውና ክብረት ይሃብካ
@user-dt2zh8wn7q
@user-dt2zh8wn7q 2 года назад
ስልጣን ኣጆኻ በርትዕ ፥ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ! ኣነ ከም መናፍቃን ብኣምስሉነት ዝተባዕጡ ሰባት ርእየ ኣይፈልጥን
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሥልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻእክ መስተወዐል ልብ ይሃበና አምላክ👏
Далее
ዘይግለጽ ስዉር የለን!  / ሥልጣን
44:19
ТРОЛЛИНГ СКАМЕРА СТАНДОФФ 2
00:59
Я КУПИЛ САМЫЙ МОЩНЫЙ МОТОЦИКЛ!
59:15
🔴👉"ዘይምብካይ ከቢድ እዮ"
34:36
Просмотров 42 тыс.
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
🔴👉"ንዓይ ኣገሪሙኒ ኣሎ"
24:56
Просмотров 66 тыс.
19 июля 2024 г.
0:20
Просмотров 9 млн
Крыса 🐀🤣
1:01
Просмотров 2,6 млн
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
0:19
Просмотров 18 млн